መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት | meswaeti waga harnet - Eritrean Music - June 20 - ERi-TV

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 янв 2025

Комментарии • 13

  • @eritrea941
    @eritrea941 6 месяцев назад +2

    ክብርን ምግስንኝስሚትትን❤🇪🇷💐🌹🙏❤🇪🇷💐🌹🙏🇪🇷💐🌹🙏

  • @mecheyhone2203
    @mecheyhone2203 6 месяцев назад +1

    ዘለኣለማዊ ዝክርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤❤❤

  • @meme8160
    @meme8160 6 месяцев назад +3

    God Bless too all...Eritrean Hero's! let's proud our Country there's no place like Home.

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 6 месяцев назад +1

    Zelaleamawi zkri kibrien mogsen nesmatetna Eritrea wetru awet nahfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🙏🙏🙏🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsaberhane7385
    @elsaberhane7385 6 месяцев назад

    GLORY TO OUR MARTYS ERITREA 🇪🇷 ❤

  • @godislove6010
    @godislove6010 6 месяцев назад

    ዝክርን ክብርን ንሰመአታትና 🇪🇷
    እግዝአብሄር መሬትናን ህዝብናን ይባረክ 🙏🏻🌿
    ጎይታ እየሱስ ህያው እዩ 🌿🌿🙏🏻

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 6 месяцев назад

    Glory to our heroic martyrs

  • @hanibalmogos2059
    @hanibalmogos2059 6 месяцев назад

    ❤❤❤ God Bless ERITREA 🇪🇷 WHOLE WORLD 🌎 ❤

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 6 месяцев назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 6 месяцев назад

    9+2 🇪🇷

  • @RoRo-tu3wf
    @RoRo-tu3wf 2 месяца назад

    😢😢

  • @dmeritreachanel5757
    @dmeritreachanel5757 6 месяцев назад

    ኣይዓበረን ቃልካ ዶ በልካ 😢ግን ኮ ወዲ ስውእ ኣይከበረን ሰይቲ ስውእ ውን ኣይከበረትን ኣደ ስዉእ ውን ከሙኡ ወደይ ኣብ ሊብያ ከይመተኒ ወዲ ስዉእ እዩ ወደይ እናበለት ኣብ ፈስቡክ ትልምን ትውዕል ዘላ😢ንምንታይ ድዩ ኣቡኡ ተሰዊኡ😢
    ነየናይ ኢካ ኣብጺሐዮ እየ ሕድርካ ትብለኒ ዘለካ፡😢
    ኣነ እየ ኮ ወዲ ስውእ😢 ስድራቤተይ ሒዘ ዝተሰደድኩ😢
    ስዉእ ኮ ኣብ ሃገሩ ቁዋም ክህሉ ህዝቢ ኤርትራ ደስ ዝበሎ መንግስቲ ክመርጽ መታን እዩ ስውእ ተሰዊኡ😢
    ኣብ ኤርትራ ግን ን 33 ዓመት ብዘይ ምርጫ ዲክታቶር ኮይኑ ንስዉእ 😢ዝጠለመ እዩ ዘሎ😢
    ስለዚ ንስዉእ የክብር እየ ኣይትበል ፡መጀመርያ ንወዲ ስውእ ንሰይቲ ስዉእ ኣክብሮም ኣብ ኤርትራ ቁዋም ይተግበር በል ኡሱራት ይፈቱሑ በል።
    ዉድባት ኣብ ኤርትራ ይፈቀዳ በል፡
    ሓንቲ ህግደፍ ክትህሉ ኣይንደልን ኢልካ ንመሰልካ ሕተት፡ ሽዑ እዩ ስዉእ ዝከበረ ዝከዉን።
    ሕጂ ካ በርገድ ንሓመዱ ኣቦይ ዝተሰዋኣሉ ይተግበር ኢሉ ስለ ዝሓተት ከዳዕ ትብልዎ ኣለኩም😢 ስዋኣት ዝከደዕ ህግደፍ እዩ😢
    ወዳሓንካ ህዝቢ 😢ኤርትራ