Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤❤❤❤❤❤❤እዛ ሙዚቃ ኩሉኩም ዶ ከመዛ ከማይ ትፈትውዋዶ🌹🌹🌹🌹
❤❤❤
አነ ኹሉ ግዜ ድሰምዖ😢❤❤❤❤
ሰሚዐ ምሳዳውዳእኩ ክነግረካ ኢዬ 😎
ብጣዕሚ
😢😢😢 ትርጉሙ ባይገባኝም በእንባ እየታጠብኩ የማዳምጠው ሙዚቃ ትግርኛ ሙዚቃ ውስጤ ነው 😢
መልክ ግራማ ሞግስ የስጣት ተወዳጆ ቆንጆ ወለላ ተክለ ማር አንደበትዋ ተናግርህ የማይልቅ የስዋ እኔ እንጃ እየወደድኳት እንደት ልቅረባት ድፍረት አጣሁ እንዳላናግራት ብቻዬን ስሆን ሁሉ ይታየኛና እፍታዋ ላይ እምለው ይጠፋኛል ህዳች አለፈች ከስዋ ጋራ አይኔ ማናገር የለም አንደብተ ተዘግቷል ብሩቅ ስይያት ያንጠራራኛል እኔ እንጃ እኔ እንጃ ያናጠራራኛ ወይኔ ወንዱ በዚች ልበድ ሰላም እያለ ሃገር እኔ እንጃ እኔ አይኔ ሊያይት ይደነግጣል ልበ ሸዋት ሰውነት የሚያምር ቁምና ጎብዝ የሚያፈዝ አይንዋ እኔ እንጃ እየወደኳት እንደት ልቅረባት እኔ እንጃ አላቻልኩም ከእስዋ ጋር ሄዷል አይኔ ሌላ አጣ አይኔ እንደዚህ ነው በትንሹ ትርጉም በእርግጥ ብዙ አለ ያልፃፍኩት ግን ብዙም አልችልም እኔም አማርኛ
@@Medihnhagos-ur9ndእጅግ ከልብ አመሰግናለሁ!! ❤❤❤ትግረኛ ሙዚቃ እና ትግራዋይ ውስጤ ነው። እዎዳችኋለሁ 💚🙏
@yesufyimertessema1535 ምንም አደለም እኛም እንወዳችዋለን አንድ ነን
ስቅ ኢለ እየ ዝዝክሮ እዛ ሙዚቃ ዝጋበዘኒ ኣብ ሃይስኩል ደጋጊመ ዘይመንዋ ሙዚቃ❤😢
My Best Music🎶💙🥰እንድዕለይ ናይ ማዘረይ ደርፊ ትዝታ🥺💙
ከምዚ ከመይ ካብ ቲክቶክ ሰሚዑ ዝመፀ ርግፅ የብል❤
☝️🙏
ኩሉና ኣብ ቲኩቶክ ኢና ሪኢናያ ብክንደይ ሽግር ረኪብናያ 😢❤❤❤😂
@@mhretab-o7c🎉🎉
😂ya wela ane kab tiktok eye mexe
ብሓቂ 🤔🙋♂️
ሁሩይ ሽኮር የኣኽ ዓቢድናሉ ኢና ዙ ሙዚቃ እዚይ 2009 🥰😔 ሕጂይ ማ ገሊኦም ሞይቶም ገሊኦም ኣብ ዓድይ ገሊና ለ ኣብ ስደት ሂወት ክርፍሕ የኣኽ 😏ብቻ ሕማቅ ኣይንካኢካ ሁሩይ ሓወይ 🥰🙏ንጉስ ባዕልና 👑💚ኣንሕና ለ በኣካ ዓብድና 😄እንዲዕልና
የቐንየለይ ሓዱሽ ዓመት ድማ ብሓባር ኣብ ዓድና ኣኪቡ የራኽበና
@@hruygebreslassie amen🥰🙏wedno
Idk but this music is my earworm, even when I sleep, I listen to this music to alleviate my stress. Thank you Tigrian brothers and sisters let's gather here!!
ህሩይ እኮ ሐዝወን አብዓለም ብሂወት አሎ ይደርፍድማሎ
Ewe Haku eyu
Btami tsbuk derfi
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤
ድሮ ዓቢና'ስ ብተዘክሮ ንድሕሪት ንምለስ ኣለና😢 እንድዕለየ እንድዕለይ ትዝታታታታ🎼🖤
😢😢
Bhaki abina ayitiab 😢
እንድዕለይ ኸቢድ ትዝታ ኣላትኒ😍😍😍😍😍😍
በሂወቴ በጣም የወደድሁት ሙዚቃ እና ለሰው የጋበዝሁት ❤❤😢😢😢😢
ኣመፃፅኣኻ ተስታዉስላ ምቅርቲ ደርፊ❤❤❤
ዋይዛ ደርፊ ክፈትዋ ትዝታ ኣለኒ
What is a great song , timless song Tegaruwani selamna yibzahhhh
ወዲ ዓደይ ማዓረይ ንስኻውን ምችውውውው ይበልካ!!
2012 ኣብ ስደት ምስ ብልበይ ድፎትያ ማሓዘአይ ያሰማዑኾዎ ነብረ ሐዝ ግን ዓለም መጥላትን 2014😢2015😭2016😢 ት ናፍቅለኹዋ ይሶሞዖሞ ድናሃ ይመስለን😭😭😭😭
😢😢😢
😢😢😢😢😢😭
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ሱቂለ ይሰምዖ አለኩ እዳመለስኩ❤❤❤
ውይ እዚ ደርፊ ቆልዓ እናሀለኩ ትርጉሙ more ከይተረደእኒ ከመይ ከምዝፎትዎ ዝነበርኩ አይትጠይቁኒ
ከማኻ የለን ብሂወት ዶ ይህሉ ጥዑምዜማ 🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉
ወዲ ዓደይ ማዓረይ የቐንየለይ የህው ህሩይ ብሂወት አለኹ።
@@hruygebreslassieአሜን እንካ ሀለኻ🙏🏽💕
ኣየ ግዜ 7ክፈል እናሀለኹ ምስ ኣዒርከተይ የሰምዖ ነገፈይር ብ2007😥ዓ/ም ኸዝ 2013ኾይኑ ኣሎ ግን ኣብ ስዕድ እየ ዘለኹ ኸዝ
ኣይዞህ ውንድሜ ያልፋል ታግሶ ለኖሮ ግዜ መልስ ይስጥሀል
ayezoh bro
😢ሐዝኸ ደኣ
ሑሪይ ማዓረይ ናይ ቀደመ ፋቅሪ አለዓካለይ
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደርፊ እንድዕለይ❤❤❤❤
ለይሙነ ደርፊ ❤❤❤❤❤
እዛ ደርፊ ኣብ 2014 ዓ. ምስሓንቲ መሓዛይ ካብ ቤት ት/ቲ ክንመላለስ ንሳ ጥራሕ ንሰምዕ ነይርና ብድ ሕሪኡ ስደት ፈላሊና አብ ስደት ድማ ተራክብና ክንሰምዓ ከለና ሑሉፍ ናይ ትምህርቲ ሂወት እናዘከርካ ምንባዕ
Memahrtka metaebytka ab sidet mrkab malet abiyi edil eyu😢
ብዙሕ ትዝታ ኣለዋ❤
እንታ መን ዩ ሱሙ እዝ ወዲ ፡ ብጣም መሳጥት ደርፍ እያ ።
Huruy Gebreselassie
ኣብየት ድምጺ እሰይይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣይትጥፈአና ድማ
2016 ይመዓ ኣለኩ
ኣሎ ድዩ ኢዚ ደራፋ ሒጂ ጡዑኡም ኢዩ ደርፍታቱ ሽር በሊሉ
ዋይ ኣነ ወዲ ❤❤❤❤❤❤
ትርጉሙ ባይግባኝም 1ሺ ጊዜ ያየሁት ሙዚቃ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣጠገብህ ሁኜ እየዜምኩ ብተረጉምልህ እንዴትደስ ባለኝ!!
@@hruygebreslassie thanks for that, one day hopefully,
@@hruygebreslassie አንተ እራስክ ዘፋኙ ነክ እንዴ? ከሆንክ እድለኛ ነኝ
ሰሪሕካያ ማራ ሹኮር ደርፊ ቀጽለሉ
ውይይይይ ክፈትዋ እዛ ደርፊ ቅድሚ 4 ዓመት ብበዝሒ ይሰምዓ ነይረ
ቃልኪዳን የድንግል ልጅ n
ኣህዋተይ በጃሃትኩም ሊሪክስ(ግጥሚ) ጽሃፉልና...ካብ ጉራጌ
ሕሩይ ኩሎም ኢካ ብሓቂ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Alekum do kemzi kemay Anes wala hzi 2016 (2024)eye temesite degagime semia mtsgab zabeyeni derfi derife yebl
እንደዕለይ ኣነስ 'ዛ ደርፊ ምምናው ኣብያትኒ ,ሕሪቲ ደርፊ ድሮ ኣሸንዳ ሰሚዐያ ኣለኹ ኣብ ኮንሰርት እንድዕለይ እናበልኩ እየ ክውዕል..
መነሎ2015 ዝሰምዓ❤️❤️❤️
2023 ❤
እምብር ሕሩይ ድምፁ
ቆንጆ ደርፊ ብጣዕሚ
😢😢😢 ane edeeley😢 edeeley wey ane wedi
ዝገርም ደርፊ ❤
ምስ ሂወተይ ተኣሳሰረት እያ😢 i love music
እንደዕለይ♥️♥️ትዝታ ምስ ዝፈትዎ ፍቅረይ 2008 ዓ'ም😌 ሐዚ ኮይነ ክስምዓ ከለኹ መመሊሰ ይርበሽ 2014 ዓ ም💛❤️😥
ደስ ይላላ
❤❤ይበል ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ 😘
ዝገርም ደርፊ king of king
The 1 st song in my life long live for you !
ዛደርፊ ህጂ ዘስተማቅራ ይህሊ ዶ 2012
አይይይ ክፎትዮ በኡወነት ትዝታ ጥራሕ😢❤
እዊይ ስሚዒይ ዘይመንዋ ደርፊ ❤❤❤
ኸማየይ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2017 ዝስምዓ ዘሎ? ፍቕሪ ኽሕዘኒ ብዙሕ ግዘ ሞኪረ ፍትወት እምበር ፍቕሪ ዘይሓዘኒ ሰብ እየ። ናይዚ ደርፊ መቐረት ግና ፍቕሪ ኸምዝሓዘኒ ኾይነ እየ ዝምሰጠላ።😊 ምቁር ደርፊ
😳 😂 😮
@@kidist1955 aleki do😅 tama ብሓደ ግዘ ብዙሕ ስምዒት
ብጣዕሚ'የ ዝፍትዎ ጅግና ወዲ ሪመይ 😘❤❤👑💊🌍
Huruy Hawey, rekhbkukha eba lomis!Aqmikha sefiH eyu... degagimka habena aytiTfaana. thank you.
Hello hruy music Ethiopian hruy ❤ Shanghai
No memory but the best music as always
ኣነ እንድዕለይ እንዳ ፈተክዋ ከመይ ክቀርባ ድፍረት ስኢነ ቀሪበ ከየዛርባ ኣጆካ ከብድካ እምኒ ኣእቱው ኣቢልካ ቅረባ ኣይ ትጥፍእ
okbazgi goitom used K
okbazgi goitom Ab quinat zey weale belih
Ezi derafi btaemi eye zfetwo ale do dehayu ahwat ngeruni bejakum
fkri gdi hizuni koynus eza music degagime entesemakuwa mitsgab abyatni,,,,,,,i like u r voice nd full content of luv music.....
❤
ኣይውረድ ❤❤❤ ፍቅሪ ሚዛን ክብደቱ፡ርሕቀቱን ጥልቀቱን ልዕሊ እቲ ብዓቅሚ ወዲ ሰብ ክግምገም ዝክእል ኢዩ።❤❤❤❤ ብዝኮነ ፍቅሪ ወዝቢ ኢዩ።ሓውና ከኣ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ እምበር እንተወሪዱካስ ዝግበር የለን።
i started music by this music still now 😀😀😀😀
Atum yehwat gele beluniAne ezi xerfi hiji eye semieyo emo ketrn leyti seme Kim wo aykalkun ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ይብል ድምፅን ግጥምን💕💕👌
ሰላም እንተሎ ዓዲ! ይክደነና'ምበር እንድዕና ወ ሑሩይ ሽኪር።
ይበል ግጥምን ድምፂን❤❤❤❤❤❤❤❤
2008 ዓዲጉደም 😂❤😢😢😢 ግዜ ሓሊፉ
ኣይይይ😢😢😢😢💔😢
ነዛ ደርፊ ከምዚ ከማይ ዝፈትዋ ዶ ይህሉ
I❤ ur art including ur voice ❤❤sis
አየ ዓለም ጎዶሎ😢😢😢😢😢
ታይ ጉዱ ህሩይዝሞተ ኣምሲልካያ?
🎉🎉🎉hruy እንድዕለይ🎉🎉🎉
አበይ አዲ ባታ እዩ 🤔
አመሰግናለሁ
ሑሩይ ደስ ባሐሊት ደርፊ
ናይ ራጎ ኣምበሳ ነይሩ ብርሃኑ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ትግራይና ጀግናይና🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
2004 አብ ዓዲሸሆ ካብ ቤትመራ ንት/ቲ ከይደ አይ ጊዜ
ንኹሉ ግጥሙ ምስማዕን ምርኣይን ዝኣበየኩም እኒሄለ!👇 "ወይ'ዛ ውነይ" እዚ ወዲ ትግራይ ወዲ ዓደይ እዚ ወዲ ኣኽሱም ወዲ ዓደይ ምሳኻ ቐርያ ወይ'ዛ ውነይ ወላለዬ ላለይ ወላለየወላለዬ ላለይ ወላለየወላለዬ ላለይ ወላሌና አታ ዓጋመታይ ርሻን ላዕላይአታ ወዲ ራያ ዓይኒ ቐላይ ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ ሳዕስዐለይ ወላለዬ ላለይ ወላለየወላለዬ ላለይ ወላለየወላለዬ ላለይ ወላሌና ሙሉእ ዘይጎደለ ቁመና ማራኺ ኦይ ቁመና ማራኺ ናይ ኩሎም ጎበዛት ቅድሚት ተፀዋዒ ኦይ ቅድሚት ተሰራዒ ኣታ ዕባይ እንደርታ ዕባይ መቐለ አይረከብኩን ከማኻ ዝመሰለ ኣታ ዕባይ ዓድዋ ዕባይ ውቕሮኣይረኸብኩን ከማኻ ዝገብሮ እዚ ወዲ ትግራይ ወዲ ዓደይ ዝ ወድ ወልቃይት ወዲ ዓደይምሳኻ'ባ ቐርያ ወይ'ዛ ውነይ ወላለዬ ላለይ ወላለዬወላለዬ ላለይ ወላለዬወላለዬ ላለይ ወላሌና ኣታ ወዲ ኢሮብ ርሻን ላዕላይወዲ ኩናመታይ ዓይኒ ቐላይ ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ ሳዕስዐለይ ወላለዬ ላለይ ወላለዬወላለዬ ላለይ ወላለዬወላለዬ ላለይ ወላሌና ሙሉእ ዘይጎደለ ቁመና ማራኺ ኦይ ቁመና ማራኺ ናይ ኩሎም ጎበዛት ቅድሚት ተፀዋዒ ኦይ ቅድሚት ተሰራዒ ኣታ ዕባይ ምዕራብ ዕባይ ሽረአይረኸብኩን ከማኻ በዓል ስረ አታዕባይ ተንቤን ዓቢዓዲአይረኸብኩን ንአኻ ቀያዲ።
ስነ ጥበብ ማለት ሶል ኢካ።❤
My best music
እንድዕለይ እወደይ አይ ግዜ ተቀያሪ 🌹🌹🌹🌹💔💞💞💞💞🏖🏖🏖🏖🏖💊💊💉
ይህልዎእምበር ዝሓሰበለይ ፍቕሪዶ ኽምዚ ይፃወተለይ❤️👌
ካብ ትምህርቲ ክንምለስ አብ ጎደናታት አብ መኪና ንሰምዕ ነይርና ምስ ምሓዝተይ ትዝታ ኾይኑ ቀርዩ
old is gold really ❤
2025 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
ገና'ዩ 2025 ሙሴ መሕረር😂
እንድዕለይ ኣነ ውን 😢😢❤❤❤
ኣቤት ቃና 🎉🎉🎉
(ኣነ እንድዕለይ ናፈተክዋ ከመይ ክቀርባ) ሁሩይ ኣበይ ኣለካ ናይ ሎሚ ኣወዳት ኣይኮነይ ዝፈትውዋን ዝፈልጥዋን ናይ ሓንቲ መዓልቲ ብቴሌፎን ረኪቦምዋ ንምቅራብ ቀሊሎም እዩ. ደፋራት። so ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ♥♥♥♥♥
Kkkkkk
Hhhhh
@@tdf1266 njjhbbuni h b on n ojujvy8gyguj I'm ol ol I'm km nm l6gChung g.j
Hahahaha 😂😂😂😂
Hahahah deki lomi gdi koynina endieley 😂
ተቆነንለይ ስእነያ ና ሑሩይ ሙዝቃ
ኣቤት ድምፅ🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💊💊💊
መጀመርያ ንኹሉኹም ፈተውተይ የቐንየለይ ደርፈይ ክትሪኡ ከለኹም subscribe እናገበርኩም ተዝናነዩ
This music is my mama favorite
Who else is here from Tiktok 😂
Me
😂😂😂
Me😂
ተርጉማችሁ ጋብዙኝ ትግርኛ ውስጤ ነው❤❤❤
ይመችህ!
ህሩይ ነኝ
Zalanbessa adey😢😢😢
ትግራይ ❤❤❤❤❤ጀግና❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እዝቢ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Bilioney zbl derfi gin krekbo aykealkun Haburun?
ብሌነይ አብ hruy gebreslassie youtube alatka
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ቆንጆ
Good dihmeciy
Beautiful song
❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂጹቡቕ ሲራሕ ተኺላይ ቀጺሎ
wawwwwwww hury sekor huluf hwatn azkakerkan atmukur ybale
Fikri do kemzi ytsaweteley nay bahaki 100%nice job bro!!
❤❤❤❤❤❤❤እዛ ሙዚቃ ኩሉኩም ዶ ከመዛ ከማይ ትፈትውዋዶ🌹🌹🌹🌹
❤❤❤
አነ ኹሉ ግዜ ድሰምዖ😢❤❤❤❤
ሰሚዐ ምሳዳውዳእኩ ክነግረካ ኢዬ 😎
ብጣዕሚ
😢😢😢 ትርጉሙ ባይገባኝም በእንባ እየታጠብኩ የማዳምጠው ሙዚቃ
ትግርኛ ሙዚቃ ውስጤ ነው 😢
መልክ ግራማ ሞግስ የስጣት ተወዳጆ ቆንጆ ወለላ
ተክለ ማር አንደበትዋ ተናግርህ የማይልቅ የስዋ እኔ እንጃ እየወደድኳት እንደት ልቅረባት ድፍረት አጣሁ እንዳላናግራት
ብቻዬን ስሆን ሁሉ ይታየኛና እፍታዋ ላይ እምለው ይጠፋኛል ህዳች አለፈች ከስዋ ጋራ አይኔ ማናገር የለም አንደብተ ተዘግቷል ብሩቅ ስይያት ያንጠራራኛል እኔ እንጃ እኔ እንጃ ያናጠራራኛ ወይኔ ወንዱ በዚች ልበድ ሰላም እያለ ሃገር እኔ እንጃ እኔ አይኔ ሊያይት ይደነግጣል ልበ
ሸዋት ሰውነት የሚያምር ቁምና ጎብዝ የሚያፈዝ አይንዋ እኔ እንጃ እየወደኳት እንደት ልቅረባት እኔ እንጃ አላቻልኩም ከእስዋ ጋር ሄዷል አይኔ ሌላ አጣ አይኔ
እንደዚህ ነው በትንሹ ትርጉም በእርግጥ ብዙ አለ ያልፃፍኩት ግን ብዙም አልችልም እኔም አማርኛ

@@Medihnhagos-ur9nd
እጅግ ከልብ አመሰግናለሁ!! ❤❤❤
ትግረኛ ሙዚቃ እና ትግራዋይ ውስጤ ነው።
እዎዳችኋለሁ 💚🙏
@@Medihnhagos-ur9nd
እጅግ ከልብ አመሰግናለሁ!! ❤❤❤
ትግረኛ ሙዚቃ እና ትግራዋይ ውስጤ ነው።
እዎዳችኋለሁ 💚🙏
@yesufyimertessema1535 ምንም አደለም እኛም እንወዳችዋለን አንድ ነን
ስቅ ኢለ እየ ዝዝክሮ እዛ ሙዚቃ ዝጋበዘኒ ኣብ ሃይስኩል ደጋጊመ ዘይመንዋ ሙዚቃ❤😢
My Best Music🎶💙🥰
እንድዕለይ ናይ ማዘረይ ደርፊ ትዝታ🥺💙
ከምዚ ከመይ ካብ ቲክቶክ ሰሚዑ ዝመፀ ርግፅ የብል❤
☝️🙏
ኩሉና ኣብ ቲኩቶክ ኢና ሪኢናያ ብክንደይ ሽግር ረኪብናያ 😢❤❤❤😂
@@mhretab-o7c🎉🎉
😂ya wela ane kab tiktok eye mexe
ብሓቂ 🤔🙋♂️
ሁሩይ ሽኮር የኣኽ ዓቢድናሉ ኢና ዙ ሙዚቃ እዚይ 2009 🥰😔 ሕጂይ ማ ገሊኦም ሞይቶም ገሊኦም ኣብ ዓድይ ገሊና ለ ኣብ ስደት ሂወት ክርፍሕ የኣኽ 😏
ብቻ ሕማቅ ኣይንካኢካ ሁሩይ ሓወይ 🥰🙏ንጉስ ባዕልና 👑💚ኣንሕና ለ በኣካ ዓብድና 😄እንዲዕልና
የቐንየለይ ሓዱሽ ዓመት ድማ ብሓባር ኣብ ዓድና ኣኪቡ የራኽበና
@@hruygebreslassie amen🥰🙏wedno
Idk but this music is my earworm, even when I sleep, I listen to this music to alleviate my stress. Thank you Tigrian brothers and sisters let's gather here!!
ህሩይ እኮ ሐዝወን አብዓለም ብሂወት አሎ ይደርፍድማሎ
Ewe Haku eyu
Btami tsbuk derfi
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤
ድሮ ዓቢና'ስ ብተዘክሮ ንድሕሪት ንምለስ ኣለና😢
እንድዕለየ እንድዕለይ ትዝታታታታ🎼🖤
😢😢
Bhaki abina ayitiab 😢
እንድዕለይ ኸቢድ ትዝታ ኣላትኒ😍😍😍😍😍😍
በሂወቴ በጣም የወደድሁት ሙዚቃ እና ለሰው የጋበዝሁት ❤❤😢😢😢😢
ኣመፃፅኣኻ ተስታዉስላ ምቅርቲ ደርፊ❤❤❤
ዋይዛ ደርፊ ክፈትዋ ትዝታ ኣለኒ
What is a great song , timless song Tegaruwani selamna yibzahhhh
ወዲ ዓደይ ማዓረይ ንስኻውን ምችውውውው ይበልካ!!
2012 ኣብ ስደት ምስ ብልበይ ድፎትያ ማሓዘአይ ያሰማዑኾዎ ነብረ ሐዝ ግን ዓለም መጥላትን 2014😢2015😭2016😢 ት ናፍቅለኹዋ ይሶሞዖሞ ድናሃ ይመስለን😭😭😭😭
😢😢😢
😢😢😢😢😢😭
😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ሱቂለ ይሰምዖ አለኩ እዳመለስኩ❤❤❤
ውይ እዚ ደርፊ ቆልዓ እናሀለኩ ትርጉሙ more ከይተረደእኒ ከመይ ከምዝፎትዎ ዝነበርኩ አይትጠይቁኒ
ከማኻ የለን ብሂወት ዶ ይህሉ ጥዑምዜማ 🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉
ወዲ ዓደይ ማዓረይ የቐንየለይ የህው ህሩይ ብሂወት አለኹ።
@@hruygebreslassieአሜን እንካ ሀለኻ🙏🏽💕
ኣየ ግዜ 7ክፈል እናሀለኹ ምስ ኣዒርከተይ የሰምዖ ነገፈይር ብ2007😥ዓ/ም ኸዝ 2013ኾይኑ ኣሎ ግን ኣብ ስዕድ እየ ዘለኹ ኸዝ
ኣይዞህ ውንድሜ ያልፋል ታግሶ ለኖሮ ግዜ መልስ ይስጥሀል
ayezoh bro
😢ሐዝኸ ደኣ
ሑሪይ ማዓረይ ናይ ቀደመ ፋቅሪ አለዓካለይ
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደርፊ እንድዕለይ❤❤❤❤
ለይሙነ ደርፊ ❤❤❤❤❤
እዛ ደርፊ ኣብ 2014 ዓ. ምስሓንቲ መሓዛይ ካብ ቤት ት/ቲ ክንመላለስ ንሳ ጥራሕ ንሰምዕ ነይርና ብድ ሕሪኡ ስደት ፈላሊና አብ ስደት ድማ ተራክብና ክንሰምዓ ከለና ሑሉፍ ናይ ትምህርቲ ሂወት እናዘከርካ ምንባዕ
Memahrtka metaebytka ab sidet mrkab malet abiyi edil eyu😢
ብዙሕ ትዝታ ኣለዋ❤
እንታ መን ዩ ሱሙ እዝ ወዲ ፡ ብጣም መሳጥት ደርፍ እያ ።
Huruy Gebreselassie
ኣብየት ድምጺ እሰይይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣይትጥፈአና ድማ
2016 ይመዓ ኣለኩ
ኣሎ ድዩ ኢዚ ደራፋ ሒጂ ጡዑኡም ኢዩ ደርፍታቱ ሽር በሊሉ
ዋይ ኣነ ወዲ ❤❤❤❤❤❤
ትርጉሙ ባይግባኝም 1ሺ ጊዜ ያየሁት ሙዚቃ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣጠገብህ ሁኜ እየዜምኩ ብተረጉምልህ እንዴትደስ ባለኝ!!
@@hruygebreslassie thanks for that, one day hopefully,
@@hruygebreslassie አንተ እራስክ ዘፋኙ ነክ እንዴ? ከሆንክ እድለኛ ነኝ
ሰሪሕካያ ማራ ሹኮር ደርፊ ቀጽለሉ
ውይይይይ ክፈትዋ እዛ ደርፊ ቅድሚ 4 ዓመት ብበዝሒ ይሰምዓ ነይረ
ቃልኪዳን የድንግል ልጅ n
ኣህዋተይ በጃሃትኩም ሊሪክስ(ግጥሚ) ጽሃፉልና...ካብ ጉራጌ
ሕሩይ ኩሎም ኢካ ብሓቂ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Alekum do kemzi kemay Anes wala hzi 2016 (2024)eye temesite degagime semia mtsgab zabeyeni derfi derife yebl
እንደዕለይ ኣነስ 'ዛ ደርፊ ምምናው ኣብያትኒ ,ሕሪቲ ደርፊ ድሮ ኣሸንዳ ሰሚዐያ ኣለኹ ኣብ ኮንሰርት እንድዕለይ እናበልኩ እየ ክውዕል..
መነሎ2015 ዝሰምዓ❤️❤️❤️
2023 ❤
እምብር ሕሩይ ድምፁ
ቆንጆ ደርፊ ብጣዕሚ
😢😢😢 ane edeeley😢 edeeley wey ane wedi
ዝገርም ደርፊ ❤
ምስ ሂወተይ ተኣሳሰረት እያ😢 i love music
እንደዕለይ♥️♥️ትዝታ ምስ ዝፈትዎ ፍቅረይ 2008 ዓ'ም😌 ሐዚ ኮይነ ክስምዓ ከለኹ መመሊሰ ይርበሽ 2014 ዓ ም💛❤️😥
ደስ ይላላ
❤❤ይበል ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ 😘
ዝገርም ደርፊ king of king
The 1 st song in my life long live for you !
ዛደርፊ ህጂ ዘስተማቅራ ይህሊ ዶ 2012
አይይይ ክፎትዮ በኡወነት ትዝታ ጥራሕ😢❤
እዊይ ስሚዒይ ዘይመንዋ ደርፊ ❤❤❤
ኸማየይ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት 2017 ዝስምዓ ዘሎ?
ፍቕሪ ኽሕዘኒ ብዙሕ ግዘ ሞኪረ ፍትወት እምበር ፍቕሪ ዘይሓዘኒ ሰብ እየ። ናይዚ ደርፊ መቐረት ግና ፍቕሪ ኸምዝሓዘኒ ኾይነ እየ ዝምሰጠላ።😊 ምቁር ደርፊ
😳 😂 😮
@@kidist1955 aleki do😅 tama ብሓደ ግዘ ብዙሕ ስምዒት
ብጣዕሚ'የ ዝፍትዎ ጅግና ወዲ ሪመይ 😘❤❤👑💊🌍
Huruy Hawey, rekhbkukha eba lomis!
Aqmikha sefiH eyu... degagimka habena aytiTfaana. thank you.
Hello hruy music Ethiopian hruy ❤ Shanghai
No memory but the best music as always
ኣነ እንድዕለይ እንዳ ፈተክዋ ከመይ ክቀርባ ድፍረት ስኢነ ቀሪበ ከየዛርባ ኣጆካ ከብድካ እምኒ ኣእቱው ኣቢልካ ቅረባ ኣይ ትጥፍእ
okbazgi goitom used
K
okbazgi goitom
Ab quinat zey weale belih
Ezi derafi btaemi eye zfetwo ale do dehayu ahwat ngeruni bejakum
fkri gdi hizuni koynus eza music degagime entesemakuwa mitsgab abyatni,,,,,,,i like u r voice nd full content of luv music.....
❤
ኣይውረድ ❤❤❤ ፍቅሪ ሚዛን ክብደቱ፡ርሕቀቱን ጥልቀቱን ልዕሊ እቲ ብዓቅሚ ወዲ ሰብ ክግምገም ዝክእል ኢዩ።❤❤❤❤ ብዝኮነ ፍቅሪ ወዝቢ ኢዩ።ሓውና ከኣ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ እምበር እንተወሪዱካስ ዝግበር የለን።
i started music by this music still now 😀😀😀😀
Atum yehwat gele beluni
Ane ezi xerfi hiji eye semieyo emo ketrn leyti seme Kim wo aykalkun ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ይብል ድምፅን ግጥምን💕💕👌
ሰላም እንተሎ ዓዲ! ይክደነና'ምበር እንድዕና ወ ሑሩይ ሽኪር።
ይበል ግጥምን ድምፂን❤❤❤❤❤❤❤❤
2008 ዓዲጉደም 😂❤😢😢😢 ግዜ ሓሊፉ
ኣይይይ😢😢😢😢💔😢
ነዛ ደርፊ ከምዚ ከማይ ዝፈትዋ ዶ ይህሉ
I❤ ur art including ur voice ❤❤sis
አየ ዓለም ጎዶሎ😢😢😢😢😢
ታይ ጉዱ ህሩይዝሞተ ኣምሲልካያ?
🎉🎉🎉hruy እንድዕለይ🎉🎉🎉
አበይ አዲ ባታ እዩ 🤔
አመሰግናለሁ
ሑሩይ ደስ ባሐሊት ደርፊ
ናይ ራጎ ኣምበሳ ነይሩ ብርሃኑ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ትግራይና ጀግናይና🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
2004 አብ ዓዲሸሆ ካብ ቤትመራ ንት/ቲ ከይደ አይ ጊዜ
ንኹሉ ግጥሙ ምስማዕን ምርኣይን ዝኣበየኩም እኒሄለ!👇
"ወይ'ዛ ውነይ"
እዚ ወዲ ትግራይ ወዲ ዓደይ
እዚ ወዲ ኣኽሱም ወዲ ዓደይ
ምሳኻ ቐርያ ወይ'ዛ ውነይ
ወላለዬ ላለይ ወላለየ
ወላለዬ ላለይ ወላለየ
ወላለዬ ላለይ ወላሌና
አታ ዓጋመታይ ርሻን ላዕላይ
አታ ወዲ ራያ ዓይኒ ቐላይ
ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ ሳዕስዐለይ
ወላለዬ ላለይ ወላለየ
ወላለዬ ላለይ ወላለየ
ወላለዬ ላለይ ወላሌና
ሙሉእ ዘይጎደለ ቁመና ማራኺ ኦይ
ቁመና ማራኺ
ናይ ኩሎም ጎበዛት ቅድሚት ተፀዋዒ ኦይ ቅድሚት ተሰራዒ
ኣታ ዕባይ እንደርታ ዕባይ መቐለ
አይረከብኩን ከማኻ ዝመሰለ
ኣታ ዕባይ ዓድዋ ዕባይ ውቕሮ
ኣይረኸብኩን ከማኻ ዝገብሮ
እዚ ወዲ ትግራይ ወዲ ዓደይ
ዝ ወድ ወልቃይት ወዲ ዓደይ
ምሳኻ'ባ ቐርያ ወይ'ዛ ውነይ
ወላለዬ ላለይ ወላለዬ
ወላለዬ ላለይ ወላለዬ
ወላለዬ ላለይ ወላሌና
ኣታ ወዲ ኢሮብ ርሻን ላዕላይ
ወዲ ኩናመታይ ዓይኒ ቐላይ
ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ ሳዕስዐለይ
ወላለዬ ላለይ ወላለዬ
ወላለዬ ላለይ ወላለዬ
ወላለዬ ላለይ ወላሌና
ሙሉእ ዘይጎደለ ቁመና ማራኺ ኦይ
ቁመና ማራኺ
ናይ ኩሎም ጎበዛት ቅድሚት ተፀዋዒ ኦይ ቅድሚት ተሰራዒ
ኣታ ዕባይ ምዕራብ ዕባይ ሽረ
አይረኸብኩን ከማኻ በዓል ስረ
አታዕባይ ተንቤን ዓቢዓዲ
አይረኸብኩን ንአኻ ቀያዲ።
ስነ ጥበብ ማለት ሶል ኢካ።❤
My best music
እንድዕለይ እወደይ አይ ግዜ ተቀያሪ 🌹🌹🌹🌹💔💞💞💞💞🏖🏖🏖🏖🏖💊💊💉
ይህልዎእምበር ዝሓሰበለይ ፍቕሪዶ ኽምዚ ይፃወተለይ❤️👌
ካብ ትምህርቲ ክንምለስ አብ ጎደናታት አብ መኪና ንሰምዕ ነይርና ምስ ምሓዝተይ ትዝታ ኾይኑ ቀርዩ
old is gold really ❤
2025 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
ገና'ዩ 2025 ሙሴ መሕረር😂
እንድዕለይ ኣነ ውን 😢😢❤❤❤
ኣቤት ቃና 🎉🎉🎉
(ኣነ እንድዕለይ ናፈተክዋ ከመይ ክቀርባ)
ሁሩይ ኣበይ ኣለካ ናይ ሎሚ ኣወዳት ኣይኮነይ ዝፈትውዋን ዝፈልጥዋን
ናይ ሓንቲ መዓልቲ ብቴሌፎን ረኪቦምዋ ንምቅራብ ቀሊሎም እዩ. ደፋራት። so ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ♥♥♥♥♥
Kkkkkk
Hhhhh
@@tdf1266 njjhbbuni h b on n ojujvy8gyguj I'm ol ol I'm km nm l6g
Chung g.j
Hahahaha 😂😂😂😂
Hahahah deki lomi gdi koynina endieley 😂
ተቆነንለይ ስእነያ ና ሑሩይ ሙዝቃ
ኣቤት ድምፅ🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💊💊💊
መጀመርያ ንኹሉኹም ፈተውተይ የቐንየለይ ደርፈይ ክትሪኡ ከለኹም subscribe እናገበርኩም ተዝናነዩ
This music is my mama favorite
Who else is here from Tiktok 😂
Me
😂😂😂
Me😂
Me
Me
ተርጉማችሁ ጋብዙኝ ትግርኛ ውስጤ ነው❤❤❤
ይመችህ!
ህሩይ ነኝ
Zalanbessa adey😢😢😢
ትግራይ ❤❤❤❤❤ጀግና
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እዝቢ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤