It's wonderful that you are honest and also it's great you all musicians are collaborating to share you knowledge and talents in the name of our beloved nation Eritrea...TY TY...
andit one of the best we have in that critical time, i feel that you represent us. all the eritrean artists in exile needs working together and with proff artists in the countryin which you live in.
Andat you are young, polite, talented and brave. Keep it up! Mama Eritrea beautiful! Asmara shi kor. Can't just jump on the plane to see you mama Eritrea because of Hegdf. 😭😭😭😭😭 I hope and pray to visit you very soon.
Thank you so much for all the love. Thank you all for your comments and conversations. Stay connected , You are the future. We ❤️️ U Deki 🇪🇷 ✌🏿✌🏿️. Team The Mary Show.
TY sister and Andit brother you are doing great job and we love you for all you are doing for the sake of our beloved nation Eritrea....love you all..
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዓንዲታ ጥዕም ድምጺ።
ኣጆኻ ዓቅቦ ቀጽሎ።👍👍👍 ሜሪ ከኣ ኣጆኺ nice ጽቡቅ ሕቶታት።
It's wonderful that you are honest and also it's great you all musicians are collaborating to share you knowledge and talents in the name of our beloved nation Eritrea...TY TY...
ዋውውው ዓንዲት ኣዝየ ዘድብቀካ በሊሕ ስነጥበባዊ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ እንዳተመነኩልካ ፡ጆባእ ኢልካ ምጻና ኣብዚ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ውን እግዚኣቢሔር ኣምላክክ ሰላምና የብዝሓልና ።ከመኡ ውን ካብዚ ቀዛፊ ሕማም !!!።
ዓዲት ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ደስታ ቲቪ የቐነንና
WOW!WOW!WOW! His voice Live is so amazing😍ANDIT WEGENEY❤
one of our hero God bless you 🙏 ❤
መጀመርታ ዓንዲት ሓምወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን፡፡መብዛሃቲኦ ደረፍቲ ሃገርና ንይኩሎም ኢንተርቪ ይካትተሎ ኢየ፡፡ ሓቲ ክብላ ዝደሊ ግን ናይኪሮስ ግጥሚን ዜማን ኢያ ምስ በልካ ኣዲንቀካ፡፡ መብዛሃቲኦም ግን በኣለይ ሰሪሐዪ ኢዮ ዝብሉ ወላ ሰብ ሂብዎም ኮሎ ናትካ ጊን ፉሉይ ኢዩ ታንክስ፡፡
ክክክክክ
ኣንበሳ ጅግና ክቡር ዓንዲት ሓውና ኣብ ስነ ጥበብ ዓለም ብዙሕ ኣበርክቶ ዝገበርካ ሰብ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
andit one of the best we have in that critical time, i feel that you represent us. all the eritrean artists in exile needs working together and with proff artists in the countryin which you live in.
ዓንዲት ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ብክራር ላይቭ ምስደረፍካ ምዕጢር ኣዘካኪርካኒ ኣብ ተሽኪል ለይቲ ለይቲ ክደርፈልና you got a nice voice keep it up bro, ሜሪ ድማ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ መስርዑ ዝሓዘ ቃለ መጠይቕ፡
ከምኡ ድማ የሕዋት ምትብባዕ ኣይንሕመቕ ላይክ ንሃቦም ።
በጣዕሚ ደስ ዘብል ኢንትርቪው ዓንዲት ሓውና and thanks mary show!
andit nay bhaki geleaynet interview mara ahagiskani.thanks mary show kea
Well done brother we love you with all my family. You are super keep it up 👍⚘⚘⚘
ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ወገነይ.so tanks yekenyelna ka zhawey
Andat you are young, polite, talented and brave. Keep it up!
Mama Eritrea beautiful! Asmara shi
kor. Can't just jump on the plane to see you mama Eritrea because of Hegdf. 😭😭😭😭😭
I hope and pray to visit you very soon.
ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ ሜሪ ሸው ከም መብጻዓና 2ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ዕላል ምስ ስንጥበባዊ ዓንዲት ዑቑባይ ሒዘናለኩም መጺና ኣለና ሰናይ መክትታል። 👇🏽
ruclips.net/video/h42Xn0eP7b4/видео.html
መድባትና ብቐሊሉ ንሞዕዛብ አምበኣር ኣብ RUclips ዝርከብ ቻነልና Subscribe ምግባር
ክትስዕቡናን ስድራ-ቤት ከትኮኑን ብከብሪ ንዕድመኩም።
AMNACAD TV
ናይ ባሓቂ ዓንዶተይ❤❤❤❤ ሜሪ ካኣ ቑሩብ ዝሐልኪኒ❤❤❤❤❤
Thank you so much for all the love. Thank you all for your comments and conversations.
Stay connected , You are the future.
We ❤️️ U Deki 🇪🇷 ✌🏿✌🏿️.
Team The Mary Show.
ናይ ብሓቂ ንፉ አጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይስዓብካ ።
ዓንዲተይ ንስኻ ደአ ድምጽኻ ከማን ጥዑም እዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ አለዉኻ እንዶ አለርጂ ስነጥበብ 1% ድምጺ ተጠቂሞም 99% ካብ ኮምፒተር ተለቂሖም ደረፍቲ ኢና ዝብሉ ንስኻስ አይትጥፈአና ደአ
afkarit ayrekebkun bravo
kkkkkkkk
ዓንዲት ዓቢ ሰብ ከማካ ይብዙሑ ንቢዓል ኖሆም መስተ ባ ማዓዶም ተንቅፉ ብዝሕ ተዛርቡ ንስካ ግን ማራ ኣድንቀካ
Andit bhaki mesaie birhan Andie Hager Andie hizbie ika kesxlo ika brukey bhakie iye zedinikeka hawey Eretrawie Aslie Awet misaka😍😍👍
ሕጂ ነፌኩም ማለተይ ስነጥበባዊ ማለት ኣክርብኩም ትረኽብዎ ላይክ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሰባት አንዲት ሓወይ ኣብ ውሽጠይ ኣለኻ ወትሩ ኣምበሳ ሰብ ወትሩ ኩቡር እዩ ስለዚ ኣጆኻ
ዓንዲት ወዲ ንፉዕ ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኣርባዕተ ነጥቢ ።
መጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምስካ ይኩን ዓንዲት ሓወይ ጽብቕ እንዲዩ ተዛሪብካ ግን ሓቂ ሪኢቶ ነቀፌታ ከምዛ ካንሰር እንዳ ፈረሓኩም ምውዳስ እንዳ ፈተኩም ምንቃፍ ዘይትፈቱዎ ናይ ሎሚ ደረፍቲ ኩሉ ዝበልካዩ ግን ካብ ነብስኻ ኢዩ ዝጀምር ምስ ተዓደምኩ ኩሉ ኩም ሓደ ዘረባ እኪም ትዛረብ ኣብ ስራሕ ግን ኩሉኩም ሓደ ኢኪም ብፍላይ እዞም ናይ ደገ ደረፍቲ ናብ ገንዛብ ኢኩም ትጎዩ ዘለኩም ! ነዓና ድም ሕለይሉና ኣብ ነብሲ ወከፍ ኮንሰርት ምእተው ዋጋ ኣብ ግምጥ ይእትውዎ ኣይትመዝሙዝና 200kr - 300kr ሜሪ ድም ኣብቲ ቲቪ ናይ እስክሪን ክንዲ ናቱ ስራሕ ዝረኣ ናይ ዝሓለፈ ቃለመጠይቅ ይረኣ ኣሎ ፡፨
Israel Okbay subuk rieito eyu
Eritrean Zobakaza TV kkkk aytixebq
Israel Okbay ጹቡቕ ሪኢይቶ ኢዩ በጣዕሚ ንፉዕ
ante meri hftey zey tgdfina nski tshki nhna may xmie tewedina kikikikiki
Israel Okbay kkkkkk nay behki
Ewayyy meglexi malet andit aybi seb edmen tenan yhabka fetari
ሜሪ እታ። ብልበይ ንሓደ ደራፋይ ክሓቶ ዝምነያ ብምሕታትኪ የመስግን። ምክንያቱ ተቀቢሎም ዝደርፍዎ ደርፍታት ምስ ግዜ ምቅይያር የሕፍሮም ዶ ይኸውን ዝብል ሓሳብ ይመላለሰኒ። ዓንዲት ግን good answer 👌🏽
ዓንዲት ሽኮር ናይ በሓቂ ብሱል ዘረባ መልሲ ወላ ሕቶ ኣከይፍካኒ
Thank you I love Andit
Andit kulu zbelkayo haki eu na hanti kbleka bahlawi music ketekrbelna ymhxneka! Mary kea btekrbyo srah yemesgneki kexlyo so thanks!!!!!!!
waww 👌👌👌 ሙድ ዘለዎ ሕክያ ዓንዲተይ ሓቢቢ👏👏 i miss u bro & meri show ከኣ thanks more ጅብዕቲ ፍጥረት😍😍😘
Hello Andit what a great music.
ሜሪ ሸው መደባትኪ ጽብቕ'ካ እንተኾነ ግን ነዚ ሓዲሽ ወለዶ ገለ ተመክሮ ዘካፍሉ ዓበይቲ ምዚቀኛታት(ደረፍቲ)እንተ ተቕርብልና ብዙሕ ብዙሕ ምኸሰብናሎም።
ዓንዲት ሽኩርርርር🎖🎖🎖🎖
ካብቴም ዘድናካም ደርፍቲ ኢካ
ብፍላይ ክወግሕ እዩ ትብል ድርፍካ ናይ ባሓቂ
ስምዕካ ዘይትምና ደርፊ እየ ::
Andit legend love u bro 😘🤩😘🤩
Andit, wedi gezawtey, hawey mearey.
Akrya sukor♥️♥️♥️
ዓንዲት ሓወይ ብጣዓሚ ጽቡቕ Interview
መርየም ሓብተይ ኣዝየ እየ ዘመስግነኪ
ነዚ ዝፈትዎ ዓንዲት ሽኾር ኣምጺኢክልና
so Thank you ቀጽልዮ ዝሓብተይ
You aer good and Semart mann🎧🎤🎤Andet okbay wegeney ❤❤❤❤❤🔥🔥🔥
Andit brhan getsu
Awlie mewetsu
Kbretey anqae Bdehan metsaka.
Ajoka anditey ab srahka selamn asalton ymneyelka so continue.
Marry Show btaemi nfieti eki Mo kexlyo.
ዓዲት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምክሪ ስለዚ ቀጽሉ ኣጀኻ
ዓዲቲ ብጣዕሚ ንፍዕ ኩሉ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ቀጽሎ
ዓንዲት ንኪሮስ ናቱ ብምሃብካ ኣዲኒቐካ። ኪሮስ ሓላል ኢዩ ካብ ንነብሱ ንብጻየይ ዝብል ሰብ። ኢዩ ንስኻ ከኣ ናይ ብሓቂ ብቑዕ ትሕትና ዝውንን ስነጥበባዊ ሃልወልና ዓንዲተይ
Bikiros kizareb aysemiakwen hibibi
@@sielehabtom2029 degimka smeaya.
one of ma favorite singer andit wegeneyyyyyyyy
ዓንድት ሓወይ ጅግና ስብ ካብ ቀደምካ ሰበኣይ ዉዱኡ ኣይሪሳዓካ እይ ምሳ ዝተኣስሪካላ ግዜ ሓቂኛ ስብ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ፈጥር ፋረስ
Bravo andit!!!
Thank you andit
anditey adniqeka Nay Behaki ajoka so amlak edman tenan yhabeka zehawey
I never knew you’re such a humble guy Andit! I wish you a prosperous career bro.
Wow!!great singer aqrbiklna #meryshow thankyou !!!
Is that a interview with andit okbay?
ናይ ብሓቂ ኩሉ ጽቡቕ ነሩ ኢንተሓታቲት ግን ኣካዳድናኺ ዘይስነምግባር ዘይባህልናን ዝተሓቶቶ ድዩ ክምልስ ዋላስ ንዓኺ ኢዩ ክጥምት ግርማ ዘለዎ ክዳን መሊስኪ ናጻ ኾንኪ ዘይትመጺ ሕጂ ዶ ይሓሽ እግርኻ ሓሊኽካ ምውዓል ኢዚኣስ ሕሰብላ ድኣ።
ሓቁ ኢዩ ማይ ወስኩሉ ከይትሕምልና ንስኺ ውን ከይንሓተኪ ሓፍትና ኣላ ዓንዲት ሽኮር ማራ ሲሒቀ ዝሓወይ ክክክክክክክክክ ሃየ እስከ ኣታ ንባህልና ዝፎቱ ላይክ ይበል ኣብዚኣ
ብሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ተጠቒዖም፡ ካብ ኤርትራ ናብ ካርቱም ሱዳን ንሕክምና ንዝመጹ ኣሕዋትን ኣሓትን ንምሕጋዝ፡ ብ“ጉጁለ ምትሕጋግዝ ሕሙማት መንሽሮ ኤርትራውያን ኣብ ካርቱም”፡ ንነዊሕ እዋን ደገፍ ክግበር ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንዝሐለፈ ብርክት ዝበለ ኣዋርሕ ድማ፡ ሰፊሕ ጎስጓስ ድሕሪ ምክያዱ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርንዓት ዓለም ዝርከቡ ወገናት ዓቕሞም ብዝፈቐዶ ብጸሎት፡ ብጉልበት፡ ብገንዘብ ብሞራል ሓገዞም ከበርክቱ ጸኒሕዕም። ሕጂ ድማ፡ ድምጻዊ ሚልዮን እሸቱ፡ “ናትካ ዝበላ” ትብል ክሊፕ ሰሪሑ፡ ኣታዊኣ ነዞም ሕሙማት ኣብ ምሕጋዝ ንኽውዕል፡ ኣብ ዩትዩብ ዘርጊሕዎ ይርከብ። ስለ’ዚ፡ ካብ’ዛ ክሊፕ ዝርከብ ኣታዊ፡ ብመጠን ብዝሒ ተዓዘብቲ ስለ ዝውስኽ፡ ነዚ ኣታዊ ንምዕባይ፡ ነዛ 5 ደቒቕ ጥራይ ንውሓት ዘለዎ ክሊፕ፡ ብውሕዱ ሓደ ግዜ ብምዕዛብን ሼር ብምግባርን፡ ሕልናዊ ሓገዝኩም ኣበርክቱ። ብዝሒ ተዓዘብቲ ናይ'ዛ ክሊፕ ክሳብ እዛ ሰዓት'ዚኣ 46,436 በጺሑ ኣሎ'ሞ፡ ሃየ ናብ ኣማኢት ኣሽሓት ነዕብዮ።
ruclips.net/video/rSyU-r4RP5w/видео.html&app=desktop
The Mary Show thx u xbuk hasab u ntehagagez yehwatey nsmeayom zbluna zelewu just neta derfi msmea tray.'
The Mary Show
The Mary Show xbuk srahki gn nkfeta aytxleyo nmntay gn ab nay andit show nay zhalefe interview tereyi aloki
Zena Mahari fuck you man stop toking
Zena Mahari ok beka sorry brother
Andit shikorrr aqsinkani ❤❤❤
ጽቡቅ ቃለ መጠየቅ ኔሩ merry show. ቀጽሉዎ።
Habibi
Andit the great keep it ajoka.
anditi ጀበና
jigna zbla af yu btami ye dfetweka ajoka qetslo
Wwwwwwwwwwww Andet asli neska da wedu endeka sa Great man 👌👌👌💪💪💪❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
tigrinya mismae gedifnayo loms nay lomi tuy derfi yelen so andit xbuk gelixkayom👍👍
God bless you brother
Andit the great
My favoriat singer andit ✔✔✔
Miss u much anditey
adit shukor naybahaqi muqlul snetbebawi qexlo wedi hzbi
Good luck Mary channel des tbl mara eza chanelkum Andit xbuk interview gerka Bravoo
Betami xebuk message amahalalifka Andit jigna
Anditey shkor we love u Amlak edmen tianan yhabka😍😍😍
Andit my favourit Artist ✔
wawww Andit nic piccc
wwwwww andit Jigna
Semere Gebremeskel kkkkklklkkkk nska zeytdef gda
anbesawu!!!
Good job Andit. Keep it up.
andit jegna kemaka yebzuhu like habuley
great man continue you are the best one. Andit Okbay
ኣብ ስክሪን ናይካልእ ስለምንታይ ይረአ ምኽንያቱ ግዚኡ ዝሓለፎዩ ሰብ ተደሊይዎ ኣቡኡ ኣትዩ ዘይርእዮ
Andit hade kabtom zetnkom derefti best singer
ዓዲተይ ብጣዓሚ ሓቂ ዝኾነ ዘረባ ክንደይ ይሕሱዉ ዮሞ በዛ ነይ ኪሮስ ድርሰት ግን ሓጎስ ተሰሚዒኒ ኪሮስ ሓቂ ምበልኩዎ ንነብሱ ከየበለ ንዓኻ ምህብካ ኪሮስ ደላዪ ሓዉ ንኺሮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ዓዲተይ ሸኮር ድማ መግለጺ ሲኢነልካ በሓቂ
ዓዲተይ ሾኮኦራ
Andit shkor
My fovoriet Anditom I like you so much God bless you
ዓንዲት ጅግና ወዲ ኤረይ
ከመይ ድየ ዝፈትወካ ብዓል ጥበብ
ዓንዲት ንፉዕ መሃሪ ዘረባ ብጥዓሚ ሓያል ኣጆኻ
Mushmush komal sahsah resah hangol belae widak agame kofkuaf seraki
Dude what a voice live can't believe it there is no computer enhancement app
ዓንዲት ሓወይ ብጣዕሚ የመስግን እዚ ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ሓቂ ኢዩ እዚ ናይ ሎም ወለዶ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ብስነ ጥበብ ፖለቲካ ትምህርቲ ትሓታቲ ኢዩ ብፍላይ ትምህርቲ መብዛሕትኹም ስነጥበባውያን ናይ ዚ ወለዶ ትምህርቲ የብልኩምን ኣይትፈትዉን ኢኹም ከመን ካብ ግጥምታትኩም ውን መጻሕፍቲ ኣይተምብቡን ኢኩም ስለዚ ስነጥበብ ኩሉ ግዜ ካላኣይ ስራሕ ኢዩ ምስ ትምህርቲ ከኣ ኣዝዩ ምቁር ኢዩ ስለዚ ተማሃሩ ትምህርቲ ወይ ከኣ መጻሕፍቲ ኣንብቡ ሕጅስ ሑሉፍ ሓሊፉኩም ነቲ ኣዴታትና ኣብ ጽምቓ ዝደርፎኦ ዜማ ገርኩም ስቅ ኢሉ ዘይ ስሕብ ዜማ youtube ዓቅሉ ኣጽቢብኩምሉ ስለዚ በጃኹም ተማሃሩ ትምህርቲ ስኻላ ማለተይ ኢየ ወይ ከኣ መጻሕፍቲ ኣንብቡ ይቐንየለይ።ነቲ ርእሰ ነቀፌታኻ ግን የመስግን ናይ ገሊኦም የገርም ኢዩ ሓንቲ ደርፊ ደሪፎምስ ስነጥበባውያን ኮይናኦም ይቕርቡ።
ሰላም ንዓኺ ሜሪ። ኣዚና ንፈትዎ ስነ-ጥበባዊ ብምምጻእኪ ካኣ የመስግነኪ። ንዓንዲት ካኣ ቀጽሎ ተስፋ ሃገር፡ መንእሰያት፡ ሞራል ህዝቢ ብምካንካ ነመስግነካ። ደርፍታትካ ካብቶም ኣዝየ ዘድንቆም እየ። ክልተ ሕቶታት ኣለዋኒ ክሓቶ ዝደሊ
1. ከምዚ ናይ ባዓል ሳንዲተይ ዝዓይነቱ ደርፍታት ምዓስ ኢና ክንርኢ ካባካ፧
2. ኣብዛ መን እዩ ንሱ ዝደረፍካያ፥ ዘየድሊ ትንታነታት ዝህበላ ዘሎ ህዝቢ ስፍሕ ዝበለ መብርሂ እንተ ትህበና ክንደይ ጽቡቅ'ኔሩ። ኣብታ ምስ ሜሪ ኣብ facebook live ዝሃብካያ መልሲ ካባካ ኣይዓገብኩን። ግጥሚ ከም ተርጓሚኡ ስለ ዝኮነ ንስካ ካብ ስምዒትዊ ምካን ወጺእካ መብርሂ ክትህበላ ክጽበየካ እየ። ምክንያቱ ሰብ ነቲ ግጥሚ ተረዲኡ ዘይኮነ ብስሚዒት ተደፋፊኡ ዝዛረብ ይበዝሕ ስለ ዘሎ።ሜሪ ሓፍተይ ካኣ ተገዲስኪ ሕተትለይ
ብዝተርጎምካ ተርጉሞ ንስካ ' ንሕና እቶም ውጹዓት ግን መን ስለ ዝኮነ እዪ ሃገር ምልእቲ ዘጽንታ ' መን ስለ ዝኮነ እዪ ጀጋኑ ዝኣስር ዘሕቅቅ ' መን ስለ ዝኮነ እዪ ሃገር ዘባድም ' ስለዚ ተረዲእካኒ ክትከውን ተስፋ ይገብር ' ዓንዲት ውን ብተግባሩ ምበር ብዓሌት ኣይኮነን ኢሉካ እዪ ኣብቲ ኢንተርቪው ካቡኡ ንላዕሊ እንታይ መብርሂ ኢካ ደሊካ "? ብዝኮነ እሰያስ ሳዲስት ንውሉድ ወለዶ ዳተረግመ ክነብር እዪ ።
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ እዚ ትብሎ ዘሎካ ይሰማማዓሉ እየ። ሕቶይ ግን ብንጹር ንዓንዲት እምበር ንከም ድላዩ ዝትርጉም ሰብ ኣይኮንኩን ሓቲተያ። እዚ ንስካ ጽሒፍካለይ ዘሎካ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦን ዝርድኦን ኢካ ትምልሰለይ ዘሎካ። ነቲ ተገዲስካ ኣንቢብካ ምጽሓፍካ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን።
thank you mary shkor
You are good and smart mann🎤
ዓንዲተይ ናተይ መቅሰነይ ልበይ ረኪብካኒ ❤❤❤❤❤
ዓንዲተይ መቅስን ጽቡቅ መልእኽቲ
ንዝርዳኦ
ባህልና ክጠፍእ የቡሉን
Next week ብድሓን ምጻእ
anditey,ኣታሓሒዛ ኪራር 'ሲ ከምዚኣ ናተይ ብሓሙሽተ ኢካ " አነ በዛ ደርፊካ እየ ክራር ተላሚደ thanks u anditeyyy
Ata Burk andity shekore Respect
Abraham aforki azekurkani.temsalka aleka.
Anditey Jgna Ane baka hmum edye bflay nay Abrham Afewerki ketdref keleka Eway zatwo smeit pealse Ab part 2 hanti nay Abrham derfelna bejaka Anditey Merry haftey please wala 2 minutes habeyo Thanks more Andit and merry 🙏🙏💪💪💪💟
Marry sweet welcome i'm proud u Marry konjoo GBU
adalewti marry show dma viva ajokum kexlwo deki adey shikorinatat
Wawwww btaemi des zbl dmxi 💯💯💯💪💯💯💯💪💪💪💪💯💯
Andit, enquae ab nay habtna Mary Show mexaeka. Behaqi bzey mgnan kabtom alewna nblom derefti Eritrawyan hade eka. Eti "snetbebawyan xbuq entezeiserihna, meneseyatna kalie bahli kselbom eu", zbelkayo rezin lbona, kulu kestebhlelu ygbae. Hji bzyada zehzin entelu gn, abtom nbahlna kdmssu stmeu tarikawyan xelaeti zzmblu snetbebawyan wn alewna. Nezi hmaq tebai, kielatat kemakan kem beal Omer Kicha, ktmktwo hagerawi halafnetkum tshtu aymeslenan:) Eretrawi bahli yeanbb!
nic aditey mekseb.nay derifkaley wegeney Danke schön
ዓንዲተይ ብሓቂ ሓቂ ዘረባ እካ ተዛርብካ እንተኮነ ግን ዝኮነ ስብ'ሲ ኣብ ዝገብሮ interview እንተ ንገብር ደስ ምበለኒ ጥራይ ትብሉ ኮይንኩም ስለዚ ከኣ ኣርትስቲ ዩ ከኣ በሃሊ ክዕቅብ ዝክእል ከመይ ኣንተ እልካ ኣብ ትገጥምዎ ግጥምን ካልእን ምስ ባህልና ዝተሓሓዝን ዝማዛዘን ይኩን ። ኩልሃና ከኣ ናብ ዝኮነ ስርሒትና ክንሰርሕ ኮለና በሃልናን ክብርናን ኣቅብና ንስራሕ ስቅ እልና ኩቡር በሃልን መንነትን ኮለና ኣይነናሽዎ ቀዳሞት ኣቦታትና ሓልዮም ዘጽንሑልና ንሕና ከኣ ንሓልዎ ሕጂ በሃልና ኣይነጥፍእ ጽባሕ ንግሆ ከይ ንጽረፍ በሃልና ምስ ጠፍአ።ዓንዲት ከኣ ኣጆካ በርትዕ ካብዚ ሰርሕካዮ ዘለካ ንልዓሊ ክትሰርሕ ተስፋ ንገብር ወድሓንኩም።
ወገነይ
Anditey natey zebere akriya
btaemi des zebl srah u Andit hawey,ajoka kexlo, ich mag dich.
ኣቤት ድምጺ ካናሪ ሓጻቢ እዝኒ።
welcame ኣንዲት ያ ሆ ፈታዊ ህዝቡ mery show ከኣ የከንየልና ገጽ ንፈትዎም ኣርኢኩምና