ERITREA ✅️ 🇪🇷. I can see 👀 he is too young to understand the problem in ERITREA 🇪🇷 😅 i know hazemo serona very well 😀. Those people 👏 are very unique and beautiful people who struggle ❤️ for 🇪🇷 the freedom of ERITREA 🇪🇷. I remember 1978 till 1984 the great 👍 E. P. L F. Fight for the freedom of ERITREA 🇪🇷 💪. I do miss them all hazemo and serona . But. ERITREA government has been stolen the freedom freedom from ERITREA 🇪🇷 people and hazemo serona spraye akeleguzay amassen barka sahile so on . God help us to understand our problems. Amen 🇪🇷
ኣቱም ዘይሓፍሩ ሓሰውቲ ወለዲ ኣብ ክንዲ ደቆም እናኣሰሩ ኣደዳ ሞትን ሕማምን ገሮሞስ ዘይሓፍሩ ደናቁር ባራዩ ኣምላክ እባ ዕምሩኩም የሕጽሮ ይከውን ይውድኣልና ይከውን።
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !
Amharigna kidus kuankua eyu.
ኣባኣ ከይዶም ኮፍ ዘይብሉ ጉድ እኮ ረኺብና ገለ መኪኖኦም ሽይጦም ገለ ገንዘብ ሒዞም ዘይከዱ ኣብዚ መጺኻ ሃለውለው ዝብሉ💙💙💙💙
ኣይገርመክን ክሕስዉ ይከዱ ክሕስዉ ይምለሱ
ዕድመ ይሃብካ በልሕ መንእሰይ ይከኣሎ 🙏🙏🙏
ይኪ ሓወይ እዛ ቁዱስ ቁርባን ወሲድካ ዝበለቶ ዕልልቲ ናይ ሃማዲኤ መራሒት እያ ታራ ሰብ ይመስሎም ኣሎ ጋል ስመጃና ዘኾሎ ዪ ዓዳ ብዝኾነ ኩሉ ግዜ ተቅርቦ ዘለኻ መደብ መሃሪ ዩ ኣጆኻ ቀጽሎ🫶💙
እዋይ ጊዜ ቕዱስ ቑርባን ኢልካ መጻወቲ ኮይኑ ሕማቕ ጊዜ ህዝብና ሕማቕ ኣሎ ሰባት ምስ ኣምለኽና እኮ እዩ ቕባጸቱ ልብን ቕልብን ይሃቦም 🙏🙏🙏🙏
ኣብዚ እንሆ ኣብ ግንባሩ ሽግረን ዓጸባን ዘንጸባርቕ ብጸቢብ ኣተሓስስባ ዝቐርዓነ ዋንጭል ኣባል ዕስለ ኣህባይ!
ዝከበርካ ኤረትራዊ ተቃሳ ህግደፈ ዛአክሎ ገዚኡ ቀቲሉ ገፍፉ ራስዩ ዘምቱ ዘምዩ እቲ አሎ ዝተባህለ ግፈዒ ኩሉ ፈጺሙዎዩ በቃ ሕጂንቁሩብ ግዝየ ተጸመም ንከሰ አብ ምዕራቡዩ በላዒ ሰብ
ጅግናና ከመይ ውዒልካ❤❤❤❤
ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
Kindey amharigna bimzrab tekedisom
ኣደይ ግደይ ካብ ቀደም ሓፋሽ ውድብ ነራይ ሕጂ ክኣ ኣባል ህግደፍ ኢያ 😢
ዓገብ በልዋ በቶም ትፈልጦም ስድራ-ቤታ ጌርኩም 👍
@@BN_Ageneration_mussie1973ኣይተርፋን እዩ ወላ ተለፎና ኣምጺእና ከነጠንቅቃ ኢና ግን ስራሕ እዩ ምሕሳው
ብጣዕሚ ሓቂ ዝኾነ ትንተና ኢኻ ኣቕሪብካ ኩቡር ሓውና
እተን ሽግለታ ናይ ትግራይ ዝሰረቕወን ኤሪትራውያን ተመሊሰንዶ
Well said ! Yikealo " ሕዝቢ ኤርትራ ጽሑፍቱዑ በዓሉ ጥራሕ'ዩ ክቅይሮ ዝክዕል : እዚ ከኣ ነቲ ስርዓት ብምቅያር ኢዩ :: "
Well Dane bro .....keep it up
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ !
ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ !
ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ ! መሳኪን ኣምሓሩ ሽዋ ጎንደር ጎጃም ንዘመናት ሚልዮናት ህዝብታት ተሳቅዩ ዘለኹም ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ
Edime amharigna 7 shih ametyu.
ኣንታ ውርዲ ዛ ሳሕሳሕ ትግራዋይ ቆንዳፍ😂😂😅
You are a good citizen. Keep it up.
❤❤❤ይክአሎ ዓርከይ አብዛ ብዝዓባ ናይ ግሊ አውቶብሳት ምእጋድሲ እብ ቀረባ አውቶቡስ ዝውንን ወዲ ዓደይን ቤተሰበይን ክሰርሓላን ቤተሰቡን ክአልየላ ኢሉዋላካ እንተገዝአ አብ አፍደገ ገዝኡ ክአቱ ክወጽእ እናረአያ ዝብላዕ ዝስተ ተሳኢኑ አብቲ ግዛ ብጣዕሚ ተስፍ ቆሪጹን ርእሱ ከምዝቀተለ የ ክነግረካ ደልየ!! ዝገርመካ ድማ ክትሸጣውን አይክአልን ምኻኑዩ!!❤❤❤
#ይኪ ኣይትጋገ፣ መጀመርያ ካብ ዘረባ ሓደ ወስላት ሰብ ሓቂ ክትረክብ ምፍታንካ፡ ዓጽሚ ይሃብካ እዩ ዘብል😂
ኣስተውዕል፥ ሓንቲ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጎረቤት ሃገር ዘለዋ ፖለቲካዊ ኣጠማምታ ምስ ዲፕሎማሲ፡ ረብሓን ጸጥታን ናይታ ሃገር ብዝኸይድ መልክዕ እያ ትኽልሶ። ነቶም ተቓለስቲ ድማ ብኡ መንጽር እያ ትኽልሶምን ተማእዝኖምን ወይ ድማ ስምምዕ ትገብርን። እቶም ተቛወምቲ ድማ ከም ጽግዕተኛታትን ደለይቲ ሓገዝን መጠን፡ ነቲ ስምምዕ ከኽብሩም ብኡ ብመንጽር ዓወታቶም ክእምቱን ጻዕርን ጥበብን የድልዮም።
እዞም ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዓንቂፍና ዶ ምቅላስ ከሊእና ዝብሉ ኤርትራውያን ተቓለስቲ፡ ብመሰረቱ ኣብ ነንሓድሕዶም ናይ ሓባር ዕላማ ይኹን ራኢ ሃልይዎም ንቓልሲ ሓቢሮም ኣይፈልጡን።
ብኣንጻሩ፡ ጅምር ከብሉ ብቛንቋን ብባንዴራን እዮም ባእሲ ዝጅምሩ።
ስለዚ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ጸገሞም፡ ባዕላቶም እምበር ደጋዊ ሓይሊ(መንግስቲ ኢትዮ ወይ ኣሜሪካ) ኣይኮነን።
መላፍንትኻ ከመይ ኣብ ረብሓኻ ተውዕሎ ቅድም-ቀዳድም ናይ ገዛእ ርእስኻ ስልትን መደባትን ክህልወካ እዩ ዝግባእ፡ እንተዘየለ ብዘይ ውሁድ መደብን ብዘይ ራእን ብረት ስለዝተሰከምካ፡ "ናብ ድላየይ ክትኩስ ደልየስ ከሊኦምኒ!" ኢልካ ጥርዓንስ ናይ ንፉዓት ሰባት ርእይቶ ኣይኮነን።
Very wise man! Tebarek🙏🏾
እዛ ትዛረብ ዘላ ሰበይት ግደይ ትብላን ካብተን መዋእለን ናይ ህግደፍ ኣገልገልት እያ ቅድም ሓደ ዓመት ኣከባብ ኣስሮሞ ነሮም ግን መዋእላ እናሓሰወት ትነብር እያ።
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI 💙 ✝️
The language spoken in heaven is amharigna.
ቁዋምካቢ ዓቢዋ ሒውኺ አይኒበል ግን መጅመሪታ ሓሪቂ ዲሒሩኪአ ሲሒቁ ኩሪከሪ ምሲበሊ ሓይለሲላስ ሓደ ብር ወይ ቂሪሺ ሂባቲኒ።ሲሒቂ ዓዲኒጊሊዚ ጣዓዳ ሪግቢቲ ቀሪቢሉ አቡኡ ዲሒሪናፅነቲ 27ጊንቦቲ ተሰዊኡ ሚዚካሪ ዉፋይ ዓዱ ዓዲቀይሒ ዩ ወዲተኒቤን ከማ ሱሳ ዓመት 60አጣቂዒናሉመምሕር በየነ ሓዉናዩ አነወይ ካልዱ ምኪተ ሚክቲል ኢና ዲሒሩ 15ዓመት ነዞም ዓበይቲ እቀዲሚና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዲሓሪኪ አመምሃሪን ሃገሪና ኒመምህራና ክብርት ሒሰቢሎም። ውል ክም ናይ ድር ደቢረጺዮን ናይ ጳጳሲ ነሊቢሴ መምህር ኢዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ገለ ገለ ሰባት ከም ውፉይ የስየፍ ገ/ሂወት ሰልጠነ ግርማይ ዝኣመሰሉ ንተጋደልቲ ሸፋቱ ኢዮም ነይሮም ርእሲ ሳሕል ይካኣሎ ርእሱ ጎደሎ ንተጋደልቲ ዝነበሩ ኣቦታትኩም ብመተርኣስ ዓፊንኩም ቅተሉዎም አነ ኤሪትራዊ ትግራዋይ ኢየ እንዳበሉ ንልዕላውነት ኤሪትራ ዘቃናጽቡ ኤሪትራ ትባሃል ሃገር ኡኮ ኣይነበረትን ትማሊ ጥልያን ዝፈጠራ ሃገር ኢያ ክሳብ ኤሪትራ ትባሃል ሃገር የላን ዘስምዕ ጓሓፋት ዝኾኑ ቃላት ኣንጻር ሃገርና ኤሪትራን ህዝብናን ዝዛረቡን ዝጉስጉሱን ዝነበሩ ንኤሪትራ ወኪሎም ክዛረቡን ክውክሉን ሞራል የብሎምን :: ኣይክእሉን ኢዮም :: ብህዝቢ ኤሪትራ ንጹጓት ኢዮም ::
ውፉይ ዋላ ናብ ካናዳ ይኹን ናብ ኣመሪካ ከይዱ ዝበለ እንተበለ ብህዝቢ ስለ ዘይተወከለ እቲ ዝገበሮ ዕዶት ካብ ዕላል ሓሊፉ ካልእ ትርጉም የብሉን ::
ዕላል ኮይኑ ጥራሕ ኢዩ ክተርፍ ::
ካብ ሓደ 100,000 ንላዕሊ ዝተሰውኡላን ዝሰንከሉላን ብንዓለም ዘደነቐ ጅግንነት ኣርእዮም ልዕላውነት ኤሪትራ ዘራጋገጹ ጀጋኑ ብዘይረብሑ ብጣዕሚ ሕሱራት ሰባት ኤሪትራውያን ኢና ባሃልቲ ክዝለፉን ክቃናጸቡን ክናሸውን ህዝቢ ኤሪትራ ኣየፍቅድን ኢዩ :: ብመስዋትን ስንክልናን ደቁ ንዝዋራዘዩ ሰባት ክጻወሩዎም ኣይክእልን ኢዩ ::
እቶም ብልዕላውነት ኤሪትራ ቆጨውጨው ዝብለኩም ኤሪትራውያን ኩኑ ዋላ ካብ ካልእ ሃገር ኩኑ ብዘየገድስ ፈቲኹም ጸሊእኩም ኤሪትራ ልዕላውነታ ዘረጋገጸት ሓንሳብ ንሓዋሩ ሃገር ኮይና ኢያ ::
ክብርን ሞገስን ን ጀጋኑ ስውኣትን ስንኩላትን ኣሕዋትና ::
ውድቀት ይኹን ነቲ ንሃገርና ኣዕንዩ ንህዝብና ዘጽነተን ዘጽንት ዘሎን ንኣሕዋትና በሊዑ ዘጉስዕ በላዕ ሰብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ::
ዓወት ነቲ ለዋህ ዘይ ኢዱ ረኺቡ መሪር ኣደራዕ ወሪዱዎ ዘሎ ህዝብና ህዝቢ ኤሪትራ ::
Mo Natka Kalsi gber.Antezeykoinu miwrzay gdefo.
ዕስለ ካብ ምአካብ ሓሊፉ ዝገብሮ የለን
ዋው ይካኣሎ ጅግና በሎም መሽጠልና ድኣ እዞም ኣምሶልታት ከዳዓት ጽባሕ ንጉሆ ክኣ ተሓተቲ ሙኻኖም ኣዘኻኽረልና
ብርገድ ንሓመዱ ንህግፍፍ ኣጻሕጺሕዎም ።ዘረብኦም ሙሉእ መዓልቲ ብርገድ ንሓመዱ ኮይኑ።እንቓዕካ ከምዚኣብርለተ ኮይኑ።💙💙💙💙💙💙
ብትግራውነትና ላኾራዕና ላይክ ንግበር
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
Amharigna temahar kitkides.
Yikealo nay Tour de France genzebawi shilmat nigerena
Yiki hawey amazing project like always ❤❤.
Free our people.
Let’s work today together to have good future for us and our youngest
የህባይ የዕጋም ዓባይ ዓጋመ ኣጥፊእናያ ንእሽቶይ ዓጋመ ተሪፋትና ኢሉ ወዲ ኢታይ ጅግና እቲ መርየት እዩ መርየትና እቲ ህዝቢ ኣከለ ዓጋመ ኣይ ህዝብናን ኣኸለ
👎👎👎
ቁዱስ ቁርባን ናይ ህዝባዊ ግንባር ከኣምበር ትብል በካዕ በሊ ብጥሜት ምቲ ረሳሕ ዝኮነስ ሰበይቲ
Stupid
እሰን እንደይን ከፊኢናና😢😢😢
❤❤❤ nice one bro thanks
ዋውው ኣታ ምስ ቁዱስ ቁርባን ከኣ እዋእ ኣታ ከመይ ዝበልዎ ጸልማት ዩ 😂
Abzi zelo genbar zkone seb kea ktsegd eka nbalka zekra ezia fesfas
Kemaka ybzihu wedi jeganu,bertiee❤❤❤❤
Sebut intekonkum Asmera kedkum tekalesu.
ይኽኣሎ ወዲ ህዝቢ 💙💙💙🦋🦋💙🦋keep up the good work ሓቂ ሒዝና ኽንበጽሕ ኢና
ወዲ ኣኽሱም ወኪል ሃገር መራሒ ሃገር ወዲ ተንበን ዋይ ኣነ ሃገረይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
yegrim😢
ወዲ ባሻይ ውኻርያ ማዓልትኻ ተጸበ
Yikalo Abi seb ajoka kexlo
ይካኣሎ ኣሎ ዘይሕለሎ ዶ ኽብለካ ይካኣሎኒ ❤❤❤❤❤❤❤
Yikealo jigna BN KAB canada💙
Thanks ❤❤❤❤❤
Eye ህግደፍ ዘይወዶኦም ወዲ ባሻይ ግዚካ ተጸበ💪💪💪
Wedi bashay ashs eti hizbi yiregmo'u neyru.
ግዜ ይሕጸር ይንዋሕ ብእዝኑ ክሰሓብ እዩ::
እዞም ከዳዓት ንህዝቢ ኣብ ሽቁረራ ኣእትዮም እዞም ታኣኪቦም ዘዛርብዎም ዘለዉ ኩሎም ከደምቲ እዮም ብፍላይ እታ ሰበይቲ ጊደይ እያ ስማ ስራሕ እዩ ንመንእሰያት ኣሕሊፍካ ምሃብ።
Ykalo teba nfua menesey kaxlo ❤❤❤❤❤❤❤
እስከ ሃየ 100.000 ነብጸሓያ የሕዋት
💙💙💙
እዚ ወዲ ተጸልልዎ ኣለኩም ንኢሱ ውን ከምዚኣ እናገብሩ እዮ ኣምጺኦሞ ዘጽንተና ዘሎ ።
ይካኣሎ ሃለውለው ገዲፍካ ቅዱስ ቁርባን ናይ ህዝባዊ ግንባር ተቐበል። እቲ ዕድል ከይተዓጽወ ከሎ።
Im the first writer comment keep going Yikalo channel 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
nay ebhakie Xibke alaiek ajok 🩵💙💙🩵🩵💙💙🩵🩵🩵🩵💙💙 yikealo 🎉🎉🎉🎉🎉
Esah
Aýe denkoro riesi filho akiluka antsar hzbi trah kitgusgus
ሽሕ ስኑ ግደፍ ንዶ ...ክንደይ ኣከውንት ፌክ ኣለካ ።ባርያ
❤❤❤ መለይ በል ክትድረር
ወ ልሕቲት
ጀዲዳ
ዘርእሰናይ
ቴድሮስ
ወድ ባሻይ
ካብቶም ከዲዖም ዘለዉ ኢዮም።
Yes we should know that Berged n hamedu is impacting our struggle against the dictator in Eritrea hgdf are very worried ❗️❗️❗️❗️
ERITREA ✅️ 🇪🇷. I can see 👀 he is too young to understand the problem in ERITREA 🇪🇷 😅 i know hazemo serona very well 😀. Those people 👏 are very unique and beautiful people who struggle ❤️ for 🇪🇷 the freedom of ERITREA 🇪🇷. I remember 1978 till 1984 the great 👍 E. P. L F. Fight for the freedom of ERITREA 🇪🇷 💪. I do miss them all hazemo and serona . But. ERITREA government has been stolen the freedom freedom from ERITREA 🇪🇷 people and hazemo serona spraye akeleguzay amassen barka sahile so on . God help us to understand our problems. Amen 🇪🇷
Nezi wedis belatom yebiyuwo alewu ezi wedi kab hasoten kab qumaren kalie zigebro tarik yekun zifelto yebilun qeshe abita
Ata ezi hizbi hamimu u alokudus kurbsm hizbawi gmbar elka zereba alo Eway dnkurna 😢😢
ደምበ ዕንኽሊል ምስ ውሉፍ ምስ ውጉዝ
👎👎👎
ዛደንቂሮ እንታይ ትፈልጦ ቅዱስ ቁርባን እዩ ወካርያ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Yaki 🦁🦁🦁💙💕🤝💯
መን ዩ ዘዳልዎ ዘሎ ነዚ መደብ?
እቲ 40$ ከ ናበይ ዩ ክኣቱ
ኣታ መንእሰይ በጃኻ እንዶ ንቓሕ
ውሑዳት ዝረብሕሉ ጁባኻ ኣይተዝምት
ኣንታጎሓፉ ዑሱብ
Eway wudet wedi bashy awoal kawol yenazezo alo husur seb nay behaki 🤷♂️
👌👌👌👍👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙💙
Aregi seytan 😮😮😮😮
ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! ንምንታይ ትግራይ ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣለኹም ! ንኣገው ኦሮሞ.. ክተሳቅይዎም
Ab gonder kidmi 7 shih amet kidus kuankua amharigna neru.
You agame are always against Amhara people and their language. You tegaru can’t live without them because you have nothing to feed your people.
Ane nayza sebyt germn qudus qurban ktqorb nay hzbaw gnbar et haymanot melagex gerato zgerm newram zkonet sebyt gud ksab kndey kab nbur zwexet mkana eu
Haxey wufuy akele guzay
ezi eqa teqawmo aykonen agendakum aqaliewo u esubat nay tigray mikankum haqi merar ya kem zelata teqebela higi win libi aebiu eritrawyan koinkum teqalesu ,kulu erireawi neqihilkum u etom zedenagerkimom meneseat win yigedfiekum alowu eti zehzineni misakum eritriawi mixiway u
Anta lekbat haswi dekala
Tv asena slemntay zeytsatef gn gerimuni
Seb deka siena beal wufuy kea jebeaom yekabutu mechen badla endagerka Naxnet nay Eritrea 🇪🇷 endatekewemka zmex lewiti knrie ena😅
🆓💙ሰማያዊት ሰውራ (ይካ🏖ኣሎ)ክሳብ ኣስመራ✊💙🆓
Elilti cadr eya.
ስመአ ዝሐወይ እቲ አብትግራይ ኾይኑ መግለፂ ዝሐበ ምስኡ ዝነበረ ኻሊእ ይብል ንስኻ ኻሊ ትብል ነንባእልኹም ምስምማእ ይሐልኹም ወያነውን ዝበሉዎም ውሽጥኹም ፅረዮ አብ ውሽጥኹም ፀላኢ አለኹም ተመራመሩ እዮ እቲ ሕቶ ሕዝዉን ኻብ ቀደም ተማሐሩ ነንባእልኹም ተናበቡ ናብ ወያነ አይተፀግእዎ ዝሐለፈ ሐሊፉ ሕዚ ኸንሪኤኹም ኢና
🆓💙ነጽር፣✍️ስፋሕ፣✍️ተዓወት✍️✊💙🆓
Neaku si seb hasibom kgdeselkum
የሕፍር ቁዱስ ቁርባን ናይ ሂዝባዊ ግንባር ኢልካ ኣሎ ዘረባ 😮
Haswi Agama
ክናሳሕ ኢየ "መጽየ" መጺአ ኢልካ ኣርማ
🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
#ኪንግ መ.ር በየነ
#Ykalo😊
ናግራም ካባ 😂ተመችያትኒ
ናይ ቀትሪ ሕልሚ ግደፎ ማሙሽ ክክክክክ
ይካአሎ ሐወይ እዚ ጀዲዳ ዝብሃል ምስ ሐደ መንእሰይካ አይተራአየን ምስ ህፃውንቲ ዓበይቲ ሰውኡት እዩ ዝረአ ዝነበረ ግን ከም ሽሙ ጀደድ ቀደድ እዩ ዝብል
ናይ ጉልሻ ምቅይያር ንጸብ ሒ ኣየምቅሮን እዩ ዋዋአ ቅሩብ እሞ tv ሓሰና እናሰማዕካ ዳኣሞ?
Ab kindi bitgrinya mihsab biawraja kitfelale endawalka kalsi kiewet aymeslenin.
እቲ ዝገርም እኮ ኣብታ ፍትሓዊት ኤርትራ ካልኣይ ግዜ ክናሳሕ ምካኑ እዪ
Ykalo west.product gahaf wesbka kobika nedribgerka hĥĥhhaaa
izen adetat izen kemten tera adetana keymeslekum izen utukat tegadelti Higdef yen
I feel bad for you that you can’t go to Eritrea life time