Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ይገርም እዩ ጥበብካ ኪሮስ ጅግና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
እዛ ደርፊ ዳ ፈተኩዋ ቡዙሕ ኣይ ሰመዓን የ መከነያቱ ማራ ያ ተሳቀየኒ ኣስመራ ሂወት ቃዛ ኣመና የ ዘናፈቆ🤕love you ደቂ ኣስሚረይ🥀
ሓቀኛ ኣፍቃሪት ወይ ኣፍቃራይ እንድሕር ኮይንኪ ኣትሪርኪ ተቃለሲ ክትድህስስያ ብኣካል
ሓቅካ ያዱ ዓይነይ ኣጆካ ካብ ኣዲስ ብሰላም የውጽካ
@@Goytaye 😂🤚
Sekt weyal deqi asmera sereqti medanagerti
@@nkulugziyealowo9910 seraqi ertrawi yeblnan
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናይ ኪሮሰይ ደርፊ ዳሰምዐ ዝዓበየ ❤❤❤❤
ትግራዋይ ኢኻ ምሽ ብቕንዕና
ሓሊፉ ምስ የዕሩኽ መሳቱ ብሳዕሲት ክወግሕ ትለይቲ ኣዳመይ መምስ ሀዋናቱ 🥺🥺🥺 ኪሮሰይ መሓዙተይ የ ዝዝክረሉ ኩሉ ደርፍታትካ 🙄🙄🙄 ስደት ርጉም ፋሕ እንዶ ሞ ኣቢሉና!!! ኪሮሰይ ዓቢ ሰብ 👑❤️
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
⁰
@@natieri2399 ኮይሶም ሓቢቢ
ተወሊድላ ዓብየላ አደይ እያ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒከምዚ ዝናፍቕ ከይ'መሰለኒብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይመሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታኣነሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታኣነጎደና ሓርነት ምስ ስዩኡባራት በትሪናታት ብዝርይኡጎደና ሰማእታት ምስ ሽድኡኮታ'ት ኸባቢ ብምሉኡፖርቲኮ ባር ኣሜሪካባር ሮያል ሱፐር ባር ሞካእጎ ሞዶርኖ ዲያናራንዴቮ ቶታል መዋኛካራቨል ፒኮክ ብሉ ናይልሞካምቦ ማትኣ ኣደራሽ ኩዋኣብ ዓይነይ ከምኣ ኢለን ኣለዋንንኡስ ዕድመና ክነሳሲኣብ ፈቐዶ ባራት ክነማሲተራእዩኒ ሂወት ናይ ባቢሎንናፊቐዮ ንባዕሉ ት ባእሲዳንኬራ ናይት ክለባትስተዪ ስተ ደቀባትኣቤት ሽሻይ ኣቤት ልግሲፍሳሃ ክዓስላ ነብሲሓሊፉ ምሰዕሩኽ መሳቱብሳዕስዒት ክወግሕ'ቲ ለይቱኣዳመይ መምስ ሄዋናቱኣስመራ ኣስመራ በይነይስምርቲ ስምርቲ በይነይናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይዎየ...ዎየ...ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒከምዚ ዝናፍቕ ከይመሰለኒብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይመሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታ ኣነሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታ ኣነሳንሻይን ሳባና ኣላስካላኣበሳደር ኢምፐርያል ንያላኦዴን ሮማ ካፒቶል ኢምፖሮይደፋነቕ ሎሚ ክዝክሮትራኣየኒ ስምርቲደበናኣ ተጎልቢባክዛወር ገለን ክወፍርንየው ነጀው እናለ ህዝባክላ እስኪ እንታይ ዝዓብስ ጅዳእንታይ ዝዓብስ ኤውሮጳ ካናዳኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳወጋሕታ መሳጊድ ክእዝናኣብያተ ክርስትያን ክድውላከመስግኑ ሰማይ ክውድሱምእመናን ናብኣተን ክግስግሱኩቡር ባህሊ ኩቡር እምነትሱር ዝሰደደ ሓድነትባዓል ዒድ ፋሲካ ንግደትነዚ ገዲፍካ'ዶ ከርተትኣይፋሉን ሎም'ስ ይኣኽለኒኣይጸርኩዎን ፍቕራ ከቢድኒፈጣሪ ዓደይ የእትወኒኣስመራ ኣስመራ በይነይስምርቲ ስምርቲ በይነይናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራኣደ ንእስነተይ ኣስመራከፋቲት የዒንተይ ኣስመራክብረይ መንነተይ ኣስመራደመይ ህዋሳተይ ኣስመራሓበነይ ክብረተይ ኣስመራሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራካብ'ቲ ን ኣስመራ'ና ኣስመራ ዘብላህላወ ኣባሻውል'ዩ ሻውለይ ወለላጸላም ዓይኒ ኣስመራ ሻውል ጽላል ሳግላኩሉ ግዜ ባህታ ኩሉ ግዜ ኋይላመራቢል መሊኡ ቲ'ባህላዊ መስተብዕላል ተሰንዩ ይቕዳሕ ይስተናኣሽቱ ኣባይቲ ቁልቁል ተሰሪዑበረከት ዘለዎ ሽሻይ ተመሊኡይዝክረኪ እምበር ይናፍቐኪ እምበርሻውለይ'የ ሓላል ተፈታዊት ሰፈርኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራኣደ ንእስነተይ ኣስመራከፋቲት የዒንተይ ኣስመራክብረይ መንነተይ ኣስመራደመይ ህዋሳተይ ኣስመራሓበነይ ክብረተይ ኣስመራሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ
ኪሮሰይ ንዓካስ ልበይ ጨዲደ ምሃብኩኻ❤
ወዲ'ስመራ 'ይኮንኩን ሳላ'ዛ ደርፊ ግን ኣስመራ ፈቴያ 💚🖤 😁
እሞ ኪድ እንዶ ደቂ ደምብያ ኣብ ትራክፒ ክዳጉንኻ 🤣🤣🤣
kkkkkk
Kirosa ብሓድሽ ደርፊ ተቐልቀለና
Asmirey mn mo kmaki bnfqotki aykalkun ufff🥺💔🇪🇷ኣስመራ ስምርቲ በይነይ ናፊቁክስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ስኢኑክስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ😭😭kulmulki nfqyo halaley 🙌ክላ ስኪ ታይ ዝዓብስ ጅዳ ታይ ዝዓብስ ኤሮቫ ካናዳ ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ☝️🥺
Aye we hiwet halifu ms aeruk mehazut asmara shikor ,nightclub,pianobarat ,,,halifu kefat😭😭😭😭
ኬሮስ ናይ ቀደም ምስ ረዚን ግጥሙን ዜምኡን ምለሱለይ በጃኹም ተጠራጢረ ኣለኹ በዚ ናይ ሕጂ ኪሮስ 💔🥲 with all respect eu gen
ኣየ ወ ሓቂ ኺ
Kmaki barya sle zykone diki deliki fo
Sekti kelbi shormuta
@@nkulugziyealowo9910 kkkkkkkkk
Asmera Beyeny smrti beyney Nafikikis yneb Alo Ayney Asmera Asmera Ade Nsnetey Kefatit ynitey kofo zkrtatey Asmera Asmera ✌😭
Wede Asfaha beal xnue metkel edmen tenan yabka fetari .....
Asmara 😍😍😍🇪🇷💖🇪🇷
Kirosey jigna nedhrit meliskana shukren kab keren 🥰🥰
Asmara ❤️ My hometown! You will always have eternal place deep in my heart & soul.
My Hero Love you 😍 king of music 🎶
ነስመራ ከም ኪሮሰይ ገይሩ ፍቕሩ ዝገለፀላ'ኳ ዘየለስ ፡ ስቕ'ሎም ኣንቺ መንቺ'ብሉ ☹️ መናቐፂ !
::
Suq bel fara 😂
Dmu
Aleku abo haqi kemey dika 💐💐💐
Kemzi kemay alo do neza derfi ksemie keleku kab wushti u zsmani kulu eti godona kiros yxwuo ane ka ab hasaby ysielo ahhhhhhh nafqot Husum
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮሰይ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
Nay bhaki bro kiros fluy tewhbo iu zelewo
Kemay geru nkirosey zfetwos yhlu do ykewn kirosey King natey ngus tbeb wedi hzbi 🤴💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
Kemay geru niaki zifetweki do yihilu gual zeru shikor ❤
@@fanuelkahsay7013 thank you ❤️❤️❤️❤️❤️💙💙
ኢሄን ዘፈን በፍቅር ነው የምወደው ምን እንደሚል ግን አላውቅም ማርያምን ብቻ እወደዋለው
Yane semeten naw yagelshw ya leban thank you
Music wela hade dob yeblun music kulsae smietawi melkti eyu ayrdeakan trgumu gn kea tfetwon tefkron so it’s music
ነገር ኣድጊ ከምኡ ዩ ናማቱ ዝናፍቕ
የሄ ዘፈን ሰለ አስመራ ነው ሚዘፍነው እሱ ሰደት ሆነ የ አስመራ ከተማ ዉበት እና ሰፈሮች የልጅነቱ ትዝታ እያስታወሰ በሃዘን
ከምዚ ከማይ ዶ ማሓ አልኩም ኣብ ትዝታ ትህልዉ😢😮❤
Samarti ayney nafiqeki 2021😘😘🖤🖤🇪🇷🇪🇷
U r making cry at this moment. I miss my asmara.
😍😍🇪🇷Love kiros 💞
Fetari fqrin snitn yhabena hagern ybarkelna selam yewrdelna nab brkti adna knmles
Deki asmera ina bahlti nafkotkom awxeu beza zeima nay kieros
በእዉነት ኪሮስ ፍቅር ❤❤❤❤ ካብ ወዲ ትግራይ ❤ህግደፍ 🤫🤫🤫🤫🤫
kirosey halal nber eskas Ngus kulu❤🎉💞💗🤝
Asmirey meley sembeley meley ahhhhhh sidet weyal
ሳዋ ኢና ኔርና ናይ ምዓስከር ኣባላት ባህሊ ከካይዱ ኢሎም ሒዞምና ከይዶም ግን ከኣ ሰልቺና ነይሩ። ተኣሲሩ ዝነበረ ኪሮስ መጺኡ ነዚኣ ምስ ደረፈ ታ ዝተሓጎስኩላ ምሸት ኣብ ምሉእ ህይወተይ።
28 zurya yzkirq eye
ኣነውን ይሰምዕ ኔይረ ካብዚ ናትካ ፍልይ ዝበለ ማዓት ወረ ኢሉ ምስ ደረፈ ድሃይ ኣጥፍኡ ኔይሩ እንታይ ኮይኑ እዚ መዓት ወረ ኢዩ ዝደርፍ ደሃይ ኣጢፊኡ ኢልና ምስ ደቂ ገዛውተይ ንሓምዮ ኔርና ግን ሹዑ ኣይደንጎየን ኣለኩ ትብል ኣልቦም ሒዝልና መጽዩ ኺሮስ ❤❤❤❤
Das zebel dmxi aleka. I am your big fan.
Fetari ADEY mleseni asmera asmera🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🫶🫵🌟
Ezi nay bihaki kiros asmera nbriged nahamedu eyu
Welcom back kiros pleals like♥️🖤💜🙏🙋🌾 1000
👑👑👑💤 kiros asli wedi Asmara 👍🏼👍🏼👍🏼♥️
Kirosey yfetweka yhamelka Abo wuxuat niakas entay mo kbleka qalat ywhdeni yu king of eritrea i love you
ኺሮስ ነቢ ልኡኽ ፈጣሪ💙💔🫶🏿👊🏿
Asmera ❤❤❤❤ love you asmer😢😢😢
Kirosey king musica entay deamo hji mzom resehat
kiros asfha nska baelka asmera eka nberelna tray
Kiroseyy goyta haki we are stand with you King 👑
Yebele kirise azekirkani asmera shikor soon keile iyu ezi argite dectater
ኪሮስ ኪሮስ ከሎ ዝደረፎ ጥዑም ጣዕሚ ዝኽሪ ዘለዎ ደርፊ ኣስመራ
ሕጂ ውን ኪሮስ'ዩ ዘሎ ናበይ ኢኻ ከተብሎ ደሊኻ ከምቶም ህዝቦም እናጠፍአ ስቕ ኢሎም ዘይርኣዩ ዘይኮነ ዲኻ ደሊኻ
Nafqot hmak aleku anes😢😢😢😢
Kirosyy king abo haki abo hlna king ❤❤❤❤❤❤
HasewitichenewitiAkalb
ወዲ ኣመንዝራ ጊቡሕ ባርያ እንታይ ከፊእካ ጃዕባብ
Wedi hzbi selam dyu kbretey ab Roma aleku tezawer
Snesrat eske gber Nay men defar eyu bejaka
Aessyyyy natey Ajeaky
@@natnaelhuruy6474 kirios tirifa yerasinekin alio wedi gezawitey euo emibagalano tirifa nay gezawitina
@@natnaelhuruy6474 msay dika hawey natey
@@tesfirasha4534 Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
Zefnu men endmil alawkm gn bexam bexam new mewdw❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kiros gignayu ok
King of king 👑👑👑
Kairo King 👑👑👑👑👑👑👑👑👑
Bekayi tray bolo kkkkk asmera
kiros yahoo super man
Tebatey kexelo eski kemydika nay hemamy
✅🦁👍👍👍👍 i miss you 😘
Ayeni abyeka yedfen kiros 🤴 nebrelay eska chrees chrees
Kiros halal❤❤
ሓማሴናይ ምኻነይ ሕቡን ኢየ ብዓቢኡ'ውን ኣብ ኣስመራ ምውላደይን ምዕባየይን ዓቢ ሓበን ዘይነጽፍ ኣብ ውሽጠይ 🥰🥰🥰💪💪💪.
ሂወታ ይባረክ ክቡር ሓወይ ሃገረ ሓማ ኣብ ቀረባ ግዜ ክንሰርሓ ኢና
Nabsi wedef eritreawi kuru iyu ab adu miwladu biabiyu ka Eritreawiyan mukana
@@badtiwacina6804 ኣንታ ሰብ ምስ ኤርትራውነት ዘተሓሕዝ የብሉን ትሰምዕ ዲኻ ዓሻ
Kiros King 👑 of King 👑
ኩሉ ናብ ዓዲ መሊስካዮ ኪሮሳ ሓቀኛ ጥበበኛ
ከማኻ ገላጺ ኣይረኣኹን
King of king 👑 kiros
Kiros king of Eritrean
Arma tgray tesekimka asmara, enklil
ጽሕፈትካ ኣማዓራሪ
100%
King is King ❤❤
ኪሮሰይ ኣብ "ኣስመራ" ዘለካ ፍቕሪ ፍልይ ዝበለ ኢዩ ካብቲ ብኣካል ዝረኣዋስ በዛ ደርፍኻ ኣዝየ ይፈትዋ ኣስመራ።
ደርፍካ ማራ እዩ መስጢ ብፍላይ ነስመራ ብጣዓሚ ደሪፍካላ ሕጂ ከ ትናፍቃ ዶ ትህሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
kiros abo haqe❤❤❤❤🎉🎉
Kiros abo fkiri ane gin aza derifi taykoyna kilib siali zeyatekala kirosey tebai eritrawi wedi hizbi Eritrea Tibile derfi dima tetserih kemey tsbuk neyru
مواصلات لالمبا اندي نسقل انسمعا علنا ❤
Akkk ewey alem henwet ewe kiros kaanjlk kelka
Kiros qedem derfka zatu ab dem
ኣይ ግዜ ጥዑም ሓሊፍ ምስ ደቂ ኤሬ ሽኮራት ካብ ዓይነይ ዘይክወሉ ይዕርክተይ ሕፃፅ ማይ ዓስከር ይዝከረኒ እዛ ሙዚቃ ክሰምዕዋ ከለው ዘነብዕዎ ዝነበሩ ንብዓት ይዝከረኒ ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ቢራ ኣዚዞም ብሽም ኣስመራ ኢሎም ይሰብርዎ ከምኡ ክብሉ ከለው በቃ ውሽጠይ ሓዘን ይውሕጠኒ ነይሩ
King👑👑👑👑👑
King of King
❤🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏
eoffff ah ya kiros gzi tueum kolo 😢😢😢😢😢😢😢❤😢❤ 5:13 5:14 5:16 5:16 5:16 5:17 5:17 5:17 5:17 5:17
ሳላ ኪሮስ ዘይንፈልጣ ኣስመራ ፈሊጥናያ 🙂😁
ጥበብኻ ዘገርም ኢዩ ፋርሰይ መን ኢዩ ምሳኻ ዝዋዳደር የለን
የለን❤❤❤
Kmzi gerkaa n asmera wediskas n wedi asmera txarff ,asmera bzy wedi asmeraa emoo zykwenn .....eyuuu
Kiros asli
💙💙💙💙💙💙💙
2008 ይዝከረኒ ክኣ ኣብ ደቀምሓረ ኢየ ኔይረ ንከተማ ሽሃይ ክሰቲ እቱው እንተበልኩስ ኣስመራ ትብል ደርፊ ካብ ድምጺ ኺሮስ ይሰመዕ እሞ ኣይደንጎኩን ናብ ቤት ሙዚቃ ከይደ በጃካ ደርፊ ናይ ኺሮስ ጽዓነለይ ኢየ ዝበልክዎ ነቲ ዋና ቤት ሙዚቃ ?ንሱ ክኣ እንታይ ትብል ደርፊ ኢሉ ኢዩ ሓቲትኒ ?ኣስመራ ትብል ምስ በልክዎ ሓዳሽ ኣልቦም ኢያ እኮ በለኒ እሞ እታይ ትብል እታ ኣልቦም ምስ በልክዎ ኣለኩ ትብል በለኒ በል ጽዓነለይ ኩለን በልክዎ ዳርጋ ሓሙሳ ቅርሺ ከፊለ ንሱ እውን ኣይሓመቀን ኩለን ጺዕንለይ በቃ እተን ደርፍታት ክሳብ ሕጂ ኢየ ዘይመንወን ብፍላይ እዛ ኣስመራ ትብል ደርፊ💔💔🫶🏿💙
ኩሉ ደርፊ ኺሮስ ይፈትዎ ኢንዲየ ኣይከምዚኣን ግን
2010 adi abeto enda case ember Ata kuninini wahid🤗🤗🤗 2y gize mistemeleska
kiros halal
ከምዚ ሕጂ ትግራይ ትዕወት ከይጀመረ ከይተጸለለ ጽቡቕ ጌሩ ዝደረፋ ኢያ ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ይፈትዎን የፍቅሮን ኔሩ ነበር ባይ ሰበር ከይተባህለ ።
Eska fetika xelika entay ktwutfelu elka eka gohaf
Kiros Abo Tbeb Admen tAnan yhabka
ካፒታለይ ነበረለይ ንዘለእለም ምስ ከሎም ድቂ ኢረይ❤
😊😊😊🎉❤2024.
Zeydafanek kazawi yelen hji 🤪
Kemey dea wedey lomi asmera ktdmses alewa zbl do sekt yu getimom dhabwo yom derifwo
ኪሮስ ከመ ሎሚ ከይ ኮነ ከሎ
Kiros before he became Chiros 🔥
Kros shkor yeak
ኪሮሰይ መምህር ፍቕሪ ኣቦ ጥበብ💝ደርፍታትካ ክሳብ ሕጂ ዘስታማቕሮ ዘለኹ ሓፍትኻ ካብ💞💞💞💊
MakU🥰🥰🥰👍😆
pleace hade gdus seb eza gtmi nayza derfi ab comenti yxhafeley
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒከምዚ ዝናፍቕ ከይ'መሰለኒብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይመሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታኣነሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታኣነጎደና ሓርነት ምስ ስዩኡባራት በትሪናታት ብዝርይኡጎደና ሰማእታት ምስ ሽድኡኮታ'ት ኸባቢ ብምሉኡፖርቲኮ ባር ኣሜሪካባር ሮያል ሱፐር ባር ሞካእጎ ሞዶርኖ ዲያናራንዴቮ ቶታል መዋኛካራቨል ፒኮክ ብሉ ናይልሞካምቦ ማትኣ ኣደራሽ ኩዋኣብ ዓይነይ ከምኣ ኢለን ኣለዋንንኡስ ዕድመና ክነሳሲኣብ ፈቐዶ ባራት ክነማሲተራእዩኒ ሂወት ናይ ባቢሎንናፊቐዮ ንባዕሉ ት ባእሲዳንኬራ ናይት ክለባትስተዪ ስተ ደቀባትኣቤት ሽሻይ ኣቤት ልግሲፍሳሃ ክዓስላ ነብሲሓሊፉ ምሰዕሩኽ መሳቱብሳዕስዒት ክወግሕ'ቲ ለይቱኣዳመይ መምስ ሄዋናቱኣስመራ ኣስመራ በይነይስምርቲ ስምርቲ በይነይናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይዎየ...ዎየ...ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒከምዚ ዝናፍቕ ከይመሰለኒብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይመሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታ ኣነሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታ ኣነሳንሻይን ሳባና ኣላስካላኣበሳደር ኢምፐርያል ንያላኦዴን ሮማ ካፒቶል ኢምፖሮይደፋነቕ ሎሚ ክዝክሮትራኣየኒ ስምርቲደበናኣ ተጎልቢባክዛወር ገለን ክወፍርንየው ነጀው እናለ ህዝባክላ እስኪ እንታይ ዝዓብስ ጅዳእንታይ ዝዓብስ ኤውሮጳ ካናዳኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳወጋሕታ መሳጊድ ክእዝናኣብያተ ክርስትያን ክድውላከመስግኑ ሰማይ ክውድሱምእመናን ናብኣተን ክግስግሱኩቡር ባህሊ ኩቡር እምነትሱር ዝሰደደ ሓድነትባዓል ዒድ ፋሲካ ንግደትነዚ ገዲፍካ'ዶ ከርተትኣይፋሉን ሎም'ስ ይኣኽለኒኣይጸርኩዎን ፍቕራ ከቢድኒፈጣሪ ዓደይ የእትወኒኣስመራ ኣስመራ በይነይስምርቲ ስምርቲ በይነይናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራኣደ ንእስነተይ ኣስመራከፋቲት የዒንተይ ኣስመራክብረይ መንነተይ ኣስመራደመይ ህዋሳተይ ኣስመራሓበነይ ክብረተይ ኣስመራሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራካብ'ቲ ን ኣስመራ'ና ኣስመራ ዘብላህላወ ኣባሻውል'ዩ ሻውለይ ወለላጸላም ዓይኒ ኣስመራ ሻውል ጽላል ሳግላኩሉ ግዜ ባህታ ኩሉ ግዜ ኋይላመራቢል መሊኡ ቲ'ባህላዊ መስተብዕላል ተሰንዩ ይቕዳሕ ይስተናኣሽቱ ኣባይቲ ቁልቁል ተሰሪዑበረከት ዘለዎ ሽሻይ ተመሊኡይዝክረኪ እምበር ይናፍቐኪ እምበርሻውለይ'የ ሓላል ተፈታዊት ሰፈርኣስመራኣስመራኣስመራኣስመራኣደ ንእስነተይ ኣስመራከፋቲት የዒንተይ ኣስመራክብረይ መንነተይ ኣስመራደመይ ህዋሳተይ ኣስመራሓበነይ ክብረተይ ኣስመራሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ❤❤ ርኸብ ኣይትስኣን
@@Kiros.meksebalem thank you zarkey❤❤❤
ይገርም እዩ ጥበብካ ኪሮስ ጅግና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
እዛ ደርፊ ዳ ፈተኩዋ ቡዙሕ ኣይ ሰመዓን የ መከነያቱ ማራ ያ ተሳቀየኒ ኣስመራ ሂወት ቃዛ ኣመና የ ዘናፈቆ🤕love you ደቂ ኣስሚረይ🥀
ሓቀኛ ኣፍቃሪት ወይ ኣፍቃራይ እንድሕር ኮይንኪ ኣትሪርኪ ተቃለሲ ክትድህስስያ ብኣካል
ሓቅካ ያዱ ዓይነይ ኣጆካ ካብ ኣዲስ ብሰላም የውጽካ
@@Goytaye 😂🤚
Sekt weyal deqi asmera sereqti medanagerti
@@nkulugziyealowo9910 seraqi ertrawi yeblnan
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናይ ኪሮሰይ ደርፊ ዳሰምዐ ዝዓበየ ❤❤❤❤
ትግራዋይ ኢኻ ምሽ ብቕንዕና
ሓሊፉ ምስ የዕሩኽ መሳቱ ብሳዕሲት ክወግሕ ትለይቲ ኣዳመይ መምስ ሀዋናቱ 🥺🥺🥺 ኪሮሰይ መሓዙተይ የ ዝዝክረሉ ኩሉ ደርፍታትካ 🙄🙄🙄 ስደት ርጉም ፋሕ እንዶ ሞ ኣቢሉና!!! ኪሮሰይ ዓቢ ሰብ 👑❤️
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
⁰
@@natieri2399 ኮይሶም ሓቢቢ
ተወሊድላ ዓብየላ አደይ እያ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ
ከምዚ ዝናፍቕ ከይ'መሰለኒ
ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ
ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ
መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ
ኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላ
ኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነ
ንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነ
ሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታኣነ
ሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነ
ዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታኣነ
ጎደና ሓርነት ምስ ስዩኡ
ባራት በትሪናታት ብዝርይኡ
ጎደና ሰማእታት ምስ ሽድኡ
ኮታ'ት ኸባቢ ብምሉኡ
ፖርቲኮ ባር ኣሜሪካ
ባር ሮያል ሱፐር ባር ሞካ
እጎ ሞዶርኖ ዲያና
ራንዴቮ ቶታል መዋኛ
ካራቨል ፒኮክ ብሉ ናይል
ሞካምቦ ማትኣ ኣደራሽ ኩዋ
ኣብ ዓይነይ ከምኣ ኢለን ኣለዋ
ንንኡስ ዕድመና ክነሳሲ
ኣብ ፈቐዶ ባራት ክነማሲ
ተራእዩኒ ሂወት ናይ ባቢሎን
ናፊቐዮ ንባዕሉ ት ባእሲ
ዳንኬራ ናይት ክለባት
ስተዪ ስተ ደቀባት
ኣቤት ሽሻይ ኣቤት ልግሲ
ፍሳሃ ክዓስላ ነብሲ
ሓሊፉ ምሰዕሩኽ መሳቱ
ብሳዕስዒት ክወግሕ'ቲ ለይቱ
ኣዳመይ መምስ ሄዋናቱ
ኣስመራ ኣስመራ በይነይ
ስምርቲ ስምርቲ በይነይ
ናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ዎየ...
ዎየ...
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ
ከምዚ ዝናፍቕ ከይመሰለኒ
ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ
ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ
መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ
ኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላ
ኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነ
ንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታ ኣነ
ሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሳንሻይን ሳባና ኣላስካላ
ኣበሳደር ኢምፐርያል ንያላ
ኦዴን ሮማ ካፒቶል ኢምፖሮ
ይደፋነቕ ሎሚ ክዝክሮ
ትራኣየኒ ስምርቲ
ደበናኣ ተጎልቢባ
ክዛወር ገለን ክወፍር
ንየው ነጀው እናለ ህዝባ
ክላ እስኪ እንታይ ዝዓብስ ጅዳ
እንታይ ዝዓብስ ኤውሮጳ ካናዳ
ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ
ወጋሕታ መሳጊድ ክእዝና
ኣብያተ ክርስትያን ክድውላ
ከመስግኑ ሰማይ ክውድሱ
ምእመናን ናብኣተን ክግስግሱ
ኩቡር ባህሊ ኩቡር እምነት
ሱር ዝሰደደ ሓድነት
ባዓል ዒድ ፋሲካ ንግደት
ነዚ ገዲፍካ'ዶ ከርተት
ኣይፋሉን ሎም'ስ ይኣኽለኒ
ኣይጸርኩዎን ፍቕራ ከቢድኒ
ፈጣሪ ዓደይ የእትወኒ
ኣስመራ ኣስመራ በይነይ
ስምርቲ ስምርቲ በይነይ
ናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ
ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ
ክብረይ መንነተይ ኣስመራ
ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ
ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ
ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ
ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ
ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ካብ'ቲ ን ኣስመራ'ና ኣስመራ ዘብላ
ህላወ ኣባሻውል'ዩ ሻውለይ ወለላ
ጸላም ዓይኒ ኣስመራ ሻውል ጽላል ሳግላ
ኩሉ ግዜ ባህታ ኩሉ ግዜ ኋይላ
መራቢል መሊኡ ቲ'ባህላዊ መስተ
ብዕላል ተሰንዩ ይቕዳሕ ይስተ
ናኣሽቱ ኣባይቲ ቁልቁል ተሰሪዑ
በረከት ዘለዎ ሽሻይ ተመሊኡ
ይዝክረኪ እምበር ይናፍቐኪ እምበር
ሻውለይ'የ ሓላል ተፈታዊት ሰፈር
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ
ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ
ክብረይ መንነተይ ኣስመራ
ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ
ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ
ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ
ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ
ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ
ኪሮሰይ ንዓካስ ልበይ ጨዲደ ምሃብኩኻ❤
ወዲ'ስመራ 'ይኮንኩን ሳላ'ዛ ደርፊ ግን ኣስመራ ፈቴያ 💚🖤 😁
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
እሞ ኪድ እንዶ ደቂ ደምብያ ኣብ ትራክፒ ክዳጉንኻ 🤣🤣🤣
kkkkkk
Kirosa ብሓድሽ ደርፊ ተቐልቀለና
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Asmirey mn mo kmaki bnfqotki aykalkun ufff🥺💔🇪🇷ኣስመራ ስምርቲ በይነይ ናፊቁክስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ ስኢኑክስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ😭😭kulmulki nfqyo halaley 🙌ክላ ስኪ ታይ ዝዓብስ ጅዳ ታይ ዝዓብስ ኤሮቫ ካናዳ ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ☝️🥺
Aye we hiwet halifu ms aeruk mehazut asmara shikor ,nightclub,pianobarat ,,,halifu kefat😭😭😭😭
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
ኬሮስ ናይ ቀደም ምስ ረዚን ግጥሙን ዜምኡን ምለሱለይ በጃኹም ተጠራጢረ ኣለኹ በዚ ናይ ሕጂ ኪሮስ 💔🥲 with all respect eu gen
ኣየ ወ ሓቂ ኺ
Kmaki barya sle zykone diki deliki fo
Sekti kelbi shormuta
@@nkulugziyealowo9910 kkkkkkkkk
Asmera Beyeny smrti beyney Nafikikis yneb Alo Ayney Asmera Asmera Ade Nsnetey Kefatit ynitey kofo zkrtatey Asmera Asmera ✌😭
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Wede Asfaha beal xnue metkel edmen tenan yabka fetari .....
Asmara 😍😍😍🇪🇷💖🇪🇷
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Kirosey jigna nedhrit meliskana shukren kab keren 🥰🥰
Asmara ❤️ My hometown!
You will always have eternal place deep in my heart & soul.
My Hero Love you 😍 king of music 🎶
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
ነስመራ ከም ኪሮሰይ ገይሩ ፍቕሩ ዝገለፀላ'ኳ ዘየለስ ፡ ስቕ'ሎም ኣንቺ መንቺ'ብሉ ☹️
መናቐፂ !
::
Suq bel fara 😂
Dmu
Aleku abo haqi kemey dika 💐💐💐
Kemzi kemay alo do neza derfi ksemie keleku kab wushti u zsmani kulu eti godona kiros yxwuo ane ka ab hasaby ysielo ahhhhhhh nafqot Husum
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮሰይ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
Nay bhaki bro kiros fluy tewhbo iu zelewo
Kemay geru nkirosey zfetwos yhlu do ykewn kirosey King natey ngus tbeb wedi hzbi 🤴💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
Kemay geru niaki zifetweki do yihilu gual zeru shikor ❤
@@fanuelkahsay7013 thank you ❤️❤️❤️❤️❤️💙💙
ኢሄን ዘፈን በፍቅር ነው የምወደው ምን እንደሚል ግን አላውቅም ማርያምን ብቻ እወደዋለው
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
Yane semeten naw yagelshw ya leban thank you
Music wela hade dob yeblun music kulsae smietawi melkti eyu ayrdeakan trgumu gn kea tfetwon tefkron so it’s music
ነገር ኣድጊ ከምኡ ዩ ናማቱ ዝናፍቕ
የሄ ዘፈን ሰለ አስመራ ነው ሚዘፍነው እሱ ሰደት ሆነ የ አስመራ ከተማ ዉበት እና ሰፈሮች የልጅነቱ ትዝታ እያስታወሰ በሃዘን
ከምዚ ከማይ ዶ ማሓ አልኩም ኣብ ትዝታ ትህልዉ😢😮❤
Samarti ayney nafiqeki 2021😘😘🖤🖤🇪🇷🇪🇷
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
U r making cry at this moment. I miss my asmara.
😍😍🇪🇷Love kiros 💞
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Fetari fqrin snitn yhabena hagern ybarkelna selam yewrdelna nab brkti adna knmles
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Deki asmera ina bahlti nafkotkom awxeu beza zeima nay kieros
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
በእዉነት ኪሮስ ፍቅር ❤❤❤❤ ካብ ወዲ ትግራይ ❤ህግደፍ 🤫🤫🤫🤫🤫
kirosey halal nber eskas Ngus kulu❤🎉💞💗🤝
Asmirey meley sembeley meley ahhhhhh sidet weyal
ሳዋ ኢና ኔርና ናይ ምዓስከር ኣባላት ባህሊ ከካይዱ ኢሎም ሒዞምና ከይዶም ግን ከኣ ሰልቺና ነይሩ። ተኣሲሩ ዝነበረ ኪሮስ መጺኡ ነዚኣ ምስ ደረፈ ታ ዝተሓጎስኩላ ምሸት ኣብ ምሉእ ህይወተይ።
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
28 zurya yzkirq eye
ኣነውን ይሰምዕ ኔይረ ካብዚ ናትካ ፍልይ ዝበለ ማዓት ወረ ኢሉ ምስ ደረፈ ድሃይ ኣጥፍኡ ኔይሩ እንታይ ኮይኑ እዚ መዓት ወረ ኢዩ ዝደርፍ ደሃይ ኣጢፊኡ ኢልና ምስ ደቂ ገዛውተይ ንሓምዮ ኔርና ግን ሹዑ ኣይደንጎየን ኣለኩ ትብል ኣልቦም ሒዝልና መጽዩ ኺሮስ ❤❤❤❤
Das zebel dmxi aleka. I am your big fan.
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Fetari ADEY mleseni asmera asmera🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🫶🫵🌟
Ezi nay bihaki kiros asmera nbriged nahamedu eyu
Welcom back kiros pleals like♥️🖤💜🙏🙋🌾 1000
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
👑👑👑💤 kiros asli wedi Asmara 👍🏼👍🏼👍🏼♥️
Kirosey yfetweka yhamelka Abo wuxuat niakas entay mo kbleka qalat ywhdeni yu king of eritrea i love you
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
ኺሮስ ነቢ ልኡኽ ፈጣሪ💙💔🫶🏿👊🏿
Asmera ❤❤❤❤ love you asmer😢😢😢
Kirosey king musica entay deamo hji mzom resehat
kiros asfha nska baelka asmera eka nberelna tray
Kiroseyy goyta haki we are stand with you King 👑
Yebele kirise azekirkani asmera shikor soon keile iyu ezi argite dectater
ኪሮስ ኪሮስ ከሎ ዝደረፎ ጥዑም ጣዕሚ ዝኽሪ ዘለዎ ደርፊ ኣስመራ
ሕጂ ውን ኪሮስ'ዩ ዘሎ ናበይ ኢኻ ከተብሎ ደሊኻ ከምቶም ህዝቦም እናጠፍአ ስቕ ኢሎም ዘይርኣዩ ዘይኮነ ዲኻ ደሊኻ
Nafqot hmak aleku anes😢😢😢😢
Kirosyy king abo haki abo hlna king ❤❤❤❤❤❤
Hasewiti
chenewiti
Akalb
ወዲ ኣመንዝራ ጊቡሕ ባርያ እንታይ ከፊእካ ጃዕባብ
Wedi hzbi selam dyu kbretey ab Roma aleku tezawer
Snesrat eske gber Nay men defar eyu bejaka
Aessyyyy natey Ajeaky
@@natnaelhuruy6474 kirios tirifa yerasinekin alio wedi gezawitey euo emibagalano tirifa nay gezawitina
@@natnaelhuruy6474 msay dika hawey natey
@@tesfirasha4534 Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
Zefnu men endmil alawkm gn bexam bexam new mewdw❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kiros gignayu ok
King of king 👑👑👑
Kairo King 👑👑👑👑👑👑👑👑👑
Bekayi tray bolo kkkkk asmera
kiros yahoo super man
Tebatey kexelo eski kemydika nay hemamy
✅🦁👍👍👍👍 i miss you 😘
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Ayeni abyeka yedfen kiros 🤴 nebrelay eska chrees chrees
Kiros halal❤❤
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
ሓማሴናይ ምኻነይ ሕቡን ኢየ ብዓቢኡ'ውን ኣብ ኣስመራ ምውላደይን ምዕባየይን ዓቢ ሓበን ዘይነጽፍ ኣብ ውሽጠይ 🥰🥰🥰💪💪💪.
ሂወታ ይባረክ ክቡር ሓወይ ሃገረ ሓማ ኣብ ቀረባ ግዜ ክንሰርሓ ኢና
Nabsi wedef eritreawi kuru iyu ab adu miwladu biabiyu ka Eritreawiyan mukana
@@badtiwacina6804 ኣንታ ሰብ ምስ ኤርትራውነት ዘተሓሕዝ የብሉን ትሰምዕ ዲኻ ዓሻ
Kiros King 👑 of King 👑
ኩሉ ናብ ዓዲ መሊስካዮ ኪሮሳ ሓቀኛ ጥበበኛ
ከማኻ ገላጺ ኣይረኣኹን
King of king 👑 kiros
Kiros king of Eritrean
Arma tgray tesekimka asmara, enklil
ጽሕፈትካ ኣማዓራሪ
100%
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
King is King ❤❤
ኪሮሰይ ኣብ "ኣስመራ" ዘለካ ፍቕሪ ፍልይ ዝበለ ኢዩ
ካብቲ ብኣካል ዝረኣዋስ በዛ ደርፍኻ ኣዝየ ይፈትዋ ኣስመራ።
ደርፍካ ማራ እዩ መስጢ ብፍላይ ነስመራ ብጣዓሚ ደሪፍካላ ሕጂ ከ ትናፍቃ ዶ ትህሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
kiros abo haqe❤❤❤❤🎉🎉
Kiros abo fkiri ane gin aza derifi taykoyna kilib siali zeyatekala kirosey tebai eritrawi wedi hizbi
Eritrea Tibile derfi dima tetserih kemey tsbuk neyru
مواصلات لالمبا اندي نسقل انسمعا علنا ❤
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
Akkk ewey alem henwet ewe kiros kaanjlk kelka
Kiros qedem derfka zatu ab dem
ኣይ ግዜ ጥዑም ሓሊፍ ምስ ደቂ ኤሬ ሽኮራት ካብ ዓይነይ ዘይክወሉ ይዕርክተይ ሕፃፅ ማይ ዓስከር ይዝከረኒ
እዛ ሙዚቃ ክሰምዕዋ ከለው ዘነብዕዎ ዝነበሩ ንብዓት ይዝከረኒ ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ቢራ ኣዚዞም ብሽም ኣስመራ ኢሎም ይሰብርዎ ከምኡ ክብሉ ከለው በቃ ውሽጠይ ሓዘን ይውሕጠኒ ነይሩ
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
King👑👑👑👑👑
King of King
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
❤🇪🇷🥰🥰🥰🥰🙏
eoffff ah ya kiros gzi tueum kolo 😢😢😢😢😢😢😢❤😢❤ 5:13 5:14 5:16 5:16 5:16 5:17 5:17 5:17 5:17 5:17
ሳላ ኪሮስ ዘይንፈልጣ ኣስመራ ፈሊጥናያ 🙂😁
ጥበብኻ ዘገርም ኢዩ ፋርሰይ መን ኢዩ ምሳኻ ዝዋዳደር የለን
የለን❤❤❤
Kmzi gerkaa n asmera wediskas n wedi asmera txarff ,asmera bzy wedi asmeraa emoo zykwenn .....eyuuu
Kiros asli
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
💙💙💙💙💙💙💙
2008 ይዝከረኒ ክኣ ኣብ ደቀምሓረ ኢየ ኔይረ ንከተማ ሽሃይ ክሰቲ እቱው እንተበልኩስ ኣስመራ ትብል ደርፊ ካብ ድምጺ ኺሮስ ይሰመዕ እሞ ኣይደንጎኩን ናብ ቤት ሙዚቃ ከይደ በጃካ ደርፊ ናይ ኺሮስ ጽዓነለይ ኢየ ዝበልክዎ ነቲ ዋና ቤት ሙዚቃ ?ንሱ ክኣ እንታይ ትብል ደርፊ ኢሉ ኢዩ ሓቲትኒ ?ኣስመራ ትብል ምስ በልክዎ ሓዳሽ ኣልቦም ኢያ እኮ በለኒ እሞ እታይ ትብል እታ ኣልቦም ምስ በልክዎ ኣለኩ ትብል በለኒ በል ጽዓነለይ ኩለን በልክዎ ዳርጋ ሓሙሳ ቅርሺ ከፊለ ንሱ እውን ኣይሓመቀን ኩለን ጺዕንለይ በቃ እተን ደርፍታት ክሳብ ሕጂ ኢየ ዘይመንወን ብፍላይ እዛ ኣስመራ ትብል ደርፊ💔💔🫶🏿💙
ኩሉ ደርፊ ኺሮስ ይፈትዎ ኢንዲየ ኣይከምዚኣን ግን
2010 adi abeto enda case ember
Ata kuninini wahid🤗🤗🤗 2y gize mistemeleska
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
kiros halal
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
ከምዚ ሕጂ ትግራይ ትዕወት ከይጀመረ ከይተጸለለ ጽቡቕ ጌሩ ዝደረፋ ኢያ ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ይፈትዎን የፍቅሮን ኔሩ ነበር ባይ ሰበር ከይተባህለ ።
Eska fetika xelika entay ktwutfelu elka eka gohaf
Kiros Abo Tbeb Admen tAnan yhabka
ካፒታለይ ነበረለይ ንዘለእለም ምስ ከሎም ድቂ ኢረይ❤
😊😊😊🎉❤2024.
Zeydafanek kazawi yelen hji 🤪
Kemey dea wedey lomi asmera ktdmses alewa zbl do sekt yu getimom dhabwo yom derifwo
ኪሮስ ከመ ሎሚ ከይ ኮነ ከሎ
Kiros before he became Chiros 🔥
Kros shkor yeak
Selam kburat yehwat ab Nati eri subscribe ktgebrulna bkbri nehatt deki abeyti pls atikum ktketatluna dma bkbri nehatt
ኪሮሰይ መምህር ፍቕሪ ኣቦ ጥበብ💝ደርፍታትካ ክሳብ ሕጂ ዘስታማቕሮ ዘለኹ ሓፍትኻ ካብ💞💞💞💊
Mak
U
🥰🥰🥰👍😆
Selam deki halalat ab #Nati eri eba subscribe tehababeruna deki abeyti shkorinanat
pleace hade gdus seb eza gtmi nayza derfi ab comenti yxhafeley
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ
ከምዚ ዝናፍቕ ከይ'መሰለኒ
ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ
ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ
መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ
ኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላ
ኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነ
ንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነ
ሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታኣነ
ሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታኣነ
ዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታኣነ
ጎደና ሓርነት ምስ ስዩኡ
ባራት በትሪናታት ብዝርይኡ
ጎደና ሰማእታት ምስ ሽድኡ
ኮታ'ት ኸባቢ ብምሉኡ
ፖርቲኮ ባር ኣሜሪካ
ባር ሮያል ሱፐር ባር ሞካ
እጎ ሞዶርኖ ዲያና
ራንዴቮ ቶታል መዋኛ
ካራቨል ፒኮክ ብሉ ናይል
ሞካምቦ ማትኣ ኣደራሽ ኩዋ
ኣብ ዓይነይ ከምኣ ኢለን ኣለዋ
ንንኡስ ዕድመና ክነሳሲ
ኣብ ፈቐዶ ባራት ክነማሲ
ተራእዩኒ ሂወት ናይ ባቢሎን
ናፊቐዮ ንባዕሉ ት ባእሲ
ዳንኬራ ናይት ክለባት
ስተዪ ስተ ደቀባት
ኣቤት ሽሻይ ኣቤት ልግሲ
ፍሳሃ ክዓስላ ነብሲ
ሓሊፉ ምሰዕሩኽ መሳቱ
ብሳዕስዒት ክወግሕ'ቲ ለይቱ
ኣዳመይ መምስ ሄዋናቱ
ኣስመራ ኣስመራ በይነይ
ስምርቲ ስምርቲ በይነይ
ናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ዎየ...
ዎየ...
ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ
ከምዚ ዝናፍቕ ከይመሰለኒ
ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ
ኣደ ትውልደይ ርስተይ ሓመደይ
መሐንቀቒተይ ካልአይታ ነደይ
ኣስመራ ወለላ'የ ኣታ ከመይ ኣላ
ኣስመራ ናፊቐ'ያ ኣታ ኣነ
ንፋሳ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሽታኣ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሓመዳ ናፊቐ'ዩ ኣታ ኣነ
ሰማያ ናፊቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ዝሑል ማያ ናፉቐ'ዮ ኣታ ኣነ
ሳንሻይን ሳባና ኣላስካላ
ኣበሳደር ኢምፐርያል ንያላ
ኦዴን ሮማ ካፒቶል ኢምፖሮ
ይደፋነቕ ሎሚ ክዝክሮ
ትራኣየኒ ስምርቲ
ደበናኣ ተጎልቢባ
ክዛወር ገለን ክወፍር
ንየው ነጀው እናለ ህዝባ
ክላ እስኪ እንታይ ዝዓብስ ጅዳ
እንታይ ዝዓብስ ኤውሮጳ ካናዳ
ኩሉ በጃ ኣስመራ ጻዕዳ
ወጋሕታ መሳጊድ ክእዝና
ኣብያተ ክርስትያን ክድውላ
ከመስግኑ ሰማይ ክውድሱ
ምእመናን ናብኣተን ክግስግሱ
ኩቡር ባህሊ ኩቡር እምነት
ሱር ዝሰደደ ሓድነት
ባዓል ዒድ ፋሲካ ንግደት
ነዚ ገዲፍካ'ዶ ከርተት
ኣይፋሉን ሎም'ስ ይኣኽለኒ
ኣይጸርኩዎን ፍቕራ ከቢድኒ
ፈጣሪ ዓደይ የእትወኒ
ኣስመራ ኣስመራ በይነይ
ስምርቲ ስምርቲ በይነይ
ናፊቑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ስኢኑኪ'ስ ይነብዕ ኣሎ ዓይነይ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ
ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ
ክብረይ መንነተይ ኣስመራ
ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ
ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ
ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ
ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ
ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ካብ'ቲ ን ኣስመራ'ና ኣስመራ ዘብላ
ህላወ ኣባሻውል'ዩ ሻውለይ ወለላ
ጸላም ዓይኒ ኣስመራ ሻውል ጽላል ሳግላ
ኩሉ ግዜ ባህታ ኩሉ ግዜ ኋይላ
መራቢል መሊኡ ቲ'ባህላዊ መስተ
ብዕላል ተሰንዩ ይቕዳሕ ይስተ
ናኣሽቱ ኣባይቲ ቁልቁል ተሰሪዑ
በረከት ዘለዎ ሽሻይ ተመሊኡ
ይዝክረኪ እምበር ይናፍቐኪ እምበር
ሻውለይ'የ ሓላል ተፈታዊት ሰፈር
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣስመራ
ኣደ ንእስነተይ ኣስመራ
ከፋቲት የዒንተይ ኣስመራ
ክብረይ መንነተይ ኣስመራ
ደመይ ህዋሳተይ ኣስመራ
ሓበነይ ክብረተይ ኣስመራ
ሓመድ መዳሕንተይ ኣስመራ
ትሕዝቶይ ግራተይ ኣስመራ
ቆፎ ዝኽርታተይ ኣስመራ❤❤ ርኸብ ኣይትስኣን
@@Kiros.meksebalem thank you zarkey❤❤❤