Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Ewaaay lingo, what a gifted person. You are such a blessing to the ppl.
ሰላም ሊንጎ ሀብተማርያም. እቲ አብ መንከሱ ስንኪሉ ዝነበረ ድዩ ምስ ብዙሕ ሰላምታ ክቡር ሐው
Yes
ሰላም ኩቡር ሐው ሊንጎ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ተወኪሰካ ዝነበርከ ብዛዕባ ሀብተማርያም 1978 ኣብሉ እዩ ሰንኪሉ ከምዝመስለኒ .እሞ ንመልስኻ ይጽበ ሰላም
Betami xebuki tarek lingo kabzom tarki hewatom say faltu be tarki hezbi eritrean zewalu agelgelkana
Yes ❤❤
ኣይ ኣንታ ኩላትና እኮ ኣብቲ ገድሊ ነርና ኢና ቁሩብ እባ ስክክ በል።
ሊንጎ ብዛዕባ ገድሊ ተዛሪቡ ኢልካ ካብ እትሓርቕ ከምዚ ናይ ሊንጎ ምቁርን ሓቅን ታሪኽ እንተሃሊዩካ ዘይትነግር ወይ ዘይትጽሕፍ? ንስኻ ክትገብሮ ንዘይከአልካ እንዳንአስካ ምውርዛይ ጌጋ እዩ።
ሊንጎ ታሪኽ ዘሓለፎ የዘንቱ ኣሎ ኢንታይ ሓበጥካ ኢንተ ኣለኻ ኪምዚ ናቱ ሃየ ንግረና
shalom383 Araya ስክክ ዘብልዶ ተዛሪቡ እዩ?
Interesting
Wooow. Am speechless.
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You are right
As Eritrean I don’t want to talk tigrigna, cuz of weyane
Adrash nay lingo wey tellefon delye neyre
lingo you most talk about our hero in prison
ናትካን ናይ ወዲ ትኹል ምእሳር ንዓይ አይትዋሓጠለይን እያ። ግን ደሓን እቲ ሓቂ ክንፉልጦ ቀሪብና ኢና።እቲ ናይ ብሓቒ ተጋዳላይ ንሳላሳ ዓመታት ንዘይተጋዳላይ ኢሳያስ አይጻወሮን ኢዩ።
እዚ ኩሉ ጅግንነት ገዲፍካስ ብዛዕባ ዝምድናን ጋልን ጥራሕ ትዛረቡ፡ንፉዕ ተራኺ ኢኻ እኹል ተዘክሮ ውን ኣለካ ብዙሕ ፍጻመ ናይ ታሪኽ ክትምህረና ይምሕጸን ።
Lingo tehzn azararbaka
Neta riferendom kebalishiwawa deliyom yekonu..esukumwin tagisiti yediliykum neyuru diro meria hizibi miagiriga ayedilin eu.suwiatiku mizikari neyrikum..gagaya....g mesifun hagos diro nastinet werhi 2 1991 ...1 menigisiti misi weyane elina enitay amistio.....
👍
kesb hegi yegefu alewo shabiya zehezen Esyas izi agame tewelge ni hezbi Eritrea betinewo ❤️❤️🇪🇷
"ዋህዮ ኒየው በላ!ዋህዮ ሕሹኽሹኽ'ዩ ኣመላ!"በረኸት መንግስትኣብ ኣብ ብርኩ ከስተንፍስ ከሎ ንጸረ ገድሊ (ህግሓኤ) እትገልጽ ዝደረፋ'ያ።ዘዐግብ ኣቀራርባ ዛንታ'ዩ።ዝኸበርካ ሃይለሚካኤል (ሊንጎ) እቲ ምርምር ዘድልዮ ርቂቕ ምስሊን ታሪኽን ህግሓኤ ኣብ ምፍታሽ ትጽዕርዶ? ንኣብነት፡ ኣብ ሓለዋ-ሰውራ ዚሓቁ ዚነበሩ፡ እቶም በታ ሕብእቲ ሰልፊ ዝቕንጸሉ ዚነበሩ፡ ከም ኣብርሃም ተወልደ ምስ ሓውቱ ኤልሳ ተወልደ (ቆስጣ)፡ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ)፡ ኢብራሂም ዓፋ••• ወዘተ!?።
ንወዲ ጋንታኣ ክትምርዖ ዝሓሰበት ድሓረይ ግን ምስሓላፊኣ ክትምርዖ ምስወሰነት ነብሱ ዝቀተለ ኣፍቃራይ ተጋዳላይ ብሓደ ገዲም ተጋዳላይ ክዕለል ይዝክር፡ ኣብቲ እዋን ናጽነት ስለዝነበረ ንዕኣውን ከምዝለከማ የዕሊልና ድዩ ሕጂ ኣይዝክሮን
ምቁር ታሪኽ፥ ጥዑም ትግርኛ፥ ብሩህ አገላልጻ፥ ሃብታም ተዘክሮታት ዝመልኦ ዛንታ እዩ። ካብ ኩሉ ዘሕጉስ አስማት ናይ ብዙሓት ስውአት ምስማይካ እዩ።
ዓዋሉ ዶ በልካ ሊንጎ 😂😂😂😂ኣነስ ምሳይ ዝዕለሙ ዝነበሩመትሓዚ ዘይነበሮም ዓዋሉኣዘኪርካኒ።ስሞም ክዝክሮ ኣይክእልንወዲ ዑንቋይንወዲ ሰለባን እዮም ዝበሃሉእንተዘይ ተጋግየ።እዞም ሰባት እዚኣቶምነቲ ዝዕለመና ዝነበረኮማንድስ ስለ ዝነበረ ክእርሞም ወይ ክገንሖም ይፍትን ንሳቶም ድማእንታዋይ ኢኻ ንስኻ ንዓና ከምዚ ትብለናትማል ምስ ኢትዮጵያ ኮንካህዝብና ክትወግእ ዝጸናሕካዶገለዶ እንዳበሉ ሞኽ የብልዎእቶም ካልኦትጋም ማን ክንብል ልብና ይጠፍኣናንሳቶም ድማ ካብ መስርዕእንዳወጹ ናብትን ናብትንእንዳበሉ ይስሕቁ ኔሮም ይብለካ።ብድሕሪኡ እዞም ክልተ ሰባትእንታይ ዓይነት ተቓለስቲ ኮይኖምክሰምዕ ምደለኹ።😂😂😂😂😂
Chidu haragts wahid meriet tekefita twhatekum deki satnael wahidMelhassssss tiray ekum chenawi melhasssss hamotkum neqitsa do deki rigimti kedem wun tegefifkum zmetsaekum tegadelti tibehalu hzbawi gnbar do belkum ginbarkum tiseber 💔 hzbi eritrea atsintkum serawit Isaias zombi serawit kidimsesa ekin beaalegetat wahid Shameless Dogs of war n eritrawyan ygelts...akalb kunat wahid 👹 hanti tarik eya zelatkum fqri nay BARNET zeibedekum faratat wahid...denaqur 💔💔💔
አወ ሊንጎ ወዲ ሃወቦይ ከማን ኣሎ ምሳኩም ተኣሲሩ ዝነበረ ታንክኛ እንዳ 74 ዝነበረ ካብታ ቤት ማእሰርቲ ወጺኡ ከየእረፈ አብ ናይወያኔ ኩነትታት ዝተሰውኤ ብታሚ ዘህዝን አድለኛታት ኢኩም ንስካትኩም
Zigerm eyu zom resahat ametat asirom kitikemulom awxiom ab weyane ketfuewom zigerm eyu nigeliom keman zegnetetom ahdigom ab nay weyane atfiomom
መን ኢዩ ስሙ ኣነ ሓደ ፍሰሃየ ጠፈሩ ዝበሃል ጅግና ተጋደላይ ኣብ 1ይ ወራር ዛላምበሳ ዕለት 5/6/1998 ተሰዊኡ ምስ በዓል ሊንጎ ተኣሲሩ ዝነበረ ኢዩ።
@@yewhansgebray3521 Selomon tekle eyu zbhal
Lingo 2006 ....wereke 19 07 2007 lieke 2009 50.181.00 Shi dollar Mr tekeste habtemariam daniba kikefila ab zoba berki feridini ... Gobo kinidey beliya yikewin ..enitay yisimiaka.......
Nskas tehzn natka habieka kalie mzrab zehzn teseter
???
ሊንጎ ኣዚኻ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ኣብ ስነጥበብ ጥራይ ዘይ ኮነ ኣብ ኪናት ተባዕ ከም ዝነበርካ ጽቡቅ ዕላል ይሰምዕ ሓንቲ ግን በኑስ ንኣኣ ክትብል ዝኾነ ዝምድና ከም ዘይገበርካ ገሊጻ ስለዚ ጽገ ኸ እታይ ኮና ማለቱ ኢለ ሓሲበ ክሳብ ትውድእክፈልጥ ተጸብየ
Entay keabselka ab sidet sefirka! Entay diyu weridika zelo? Entay u ta ezihizbi ziridio? Kimzi diyu naxinet zisimeaka? Ni issias eka tekaliska? Wayyyyyyy
please lingo right books about Eritrean history of Gedli. you are book but you have two pass your wisdom for next generation. most of freedom fighters they didn't say nothing and the all pass with their history.
If lingo learn human rights why by principle isther rights in Erteria
So lingo part of dictator isseyas
1993?federetion co Federation enitay amistio......1 hizibi ayikesrinan esika mirihana ....zereba adeyletu ayewufi ayeetu....
Lingo በጃኻኢለካ አዞም አምቸ ዝበሀሉ አርሕቁዎም ሐታቲ ኮይኑ ቀሪቡለይ አነ ተቃዋሚት ናይ ህግደፍ እየ ግን ወዲመድሂን በራድ (ወያነ ጎመፎም ደርቢዮምልና)ዝበላ አብምድሪ አይትወድቅንያ ተሶጊጎም ምስ መጽ አብዛ ጽሪቲ አርትራና ሽርሙጥና ሰርቂ ዘይፍለጥ ዝነበረ ዓዲ ከምቲ አብ ኢትዮጰያ ዝለመደዎ ጸያይቆም። ሊንጎ ደይአመልካ ነዚ ጎሐፍ አምቸ ኩሉ ተዕልሎ kkkkl
Eti kokobi stiba eti kilobits direr esa eya haniti kokobiya Venus...12siatiyu etiguazo...
ስርቅን ሽርሙጥናን አይነበረን ትብልስ ኤርትራ ገዳም ድያ ኔራ? ስቕ ኢልካ አይትማጻደቕ። አሚቺ ነታ ብደዋ መይታ ዝነበረት አስመራ ህይወት እዮም አምጺኦምላ። ይሰርሑ ይንቀሳቐሱ ይጽዕሩ እዮም ኔሮም። ስቕ ኢልካ አይትወርዚ።
ምሕረት፡ ምሕረት የውረድልኪ። ካብዚ ሕማም ኣሉታውነት ይፈውስኪ።
እዚ ሊንጎ ዝብልዎ'ሲ፡ ከኒሻ ድዩ? ናቱ ጉዳይ ጥራሕ ዝዛረብ'ሞ፡ ፖለቲካዊ ኣምር ዘይብሉ ሰብ።ኩሉ ዝዛረቦ ኣንጻር ኤርታርን ህዝባን
ከንሻ ምባልካ ትርጉም ዶ ክትህባ ምኸኣልካ?
@@ዋርሳይ-ሠ8ሠ ከኒሻ ደኣ ፈታው ነብሱ፡ኣብ ቀብሪ ናይ ሽወደን ሃገራዊ መዝሙር ዝዝምር፡መትከል ዘይብሉ፡ ኢለ እትርጉሞ። ክውስኸልካ እንተደሊኻ ንገረኒ ኣይትሕነኽ
👎👎👎 አነ ዝገርመኒ ናይ ሊንጎ ብጀካ ብጀካ አነ ገጢመ ተዛሪበ ምስሰብ ተራኺበ ንእከለ ይፈልጦ እየ ይፈልጠኒ እዩ ብጭብጢ ዘይፍለጥ ትርጉም ዘይብሉ ናይ ሃለውለው ታሪኽ ምባል ተዘይኮይኑ ብጣዕሚ ዘገርም ሰባት ተአሲሮም ተቐቲሎም ተሰዲዶም ዝተፈላለየ ገበናት በጺሕዎም እዚ ሊንጎ ሐንቲ መዓልቲ ከምዚ ኢሉ ዘይምዝራቡ እንታይ እዩ እቲ ምስጢር ? አየገርምን ዶ
Ewaaay lingo, what a gifted person. You are such a blessing to the ppl.
ሰላም ሊንጎ ሀብተማርያም. እቲ አብ መንከሱ ስንኪሉ ዝነበረ ድዩ
ምስ ብዙሕ ሰላምታ ክቡር ሐው
Yes
ሰላም ኩቡር ሐው ሊንጎ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ተወኪሰካ ዝነበርከ
ብዛዕባ ሀብተማርያም 1978 ኣብሉ
እዩ ሰንኪሉ ከምዝመስለኒ .
እሞ ንመልስኻ ይጽበ ሰላም
Betami xebuki tarek lingo kabzom tarki hewatom say faltu be tarki hezbi eritrean zewalu agelgelkana
Yes ❤❤
ኣይ ኣንታ ኩላትና እኮ ኣብቲ ገድሊ ነርና ኢና ቁሩብ እባ ስክክ በል።
ሊንጎ ብዛዕባ ገድሊ ተዛሪቡ ኢልካ ካብ እትሓርቕ ከምዚ ናይ ሊንጎ ምቁርን ሓቅን ታሪኽ እንተሃሊዩካ ዘይትነግር ወይ ዘይትጽሕፍ? ንስኻ ክትገብሮ ንዘይከአልካ እንዳንአስካ ምውርዛይ ጌጋ እዩ።
ሊንጎ ታሪኽ ዘሓለፎ የዘንቱ ኣሎ ኢንታይ ሓበጥካ ኢንተ ኣለኻ ኪምዚ ናቱ ሃየ ንግረና
shalom383 Araya ስክክ ዘብልዶ ተዛሪቡ እዩ?
Interesting
Wooow. Am speechless.
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You are right
As Eritrean I don’t want to talk tigrigna, cuz of weyane
Adrash nay lingo wey tellefon delye neyre
lingo you most talk about our hero in prison
ናትካን ናይ ወዲ ትኹል ምእሳር ንዓይ አይትዋሓጠለይን እያ። ግን ደሓን እቲ ሓቂ ክንፉልጦ ቀሪብና ኢና።እቲ ናይ ብሓቒ ተጋዳላይ ንሳላሳ ዓመታት ንዘይተጋዳላይ ኢሳያስ አይጻወሮን ኢዩ።
እዚ ኩሉ ጅግንነት ገዲፍካስ ብዛዕባ ዝምድናን ጋልን ጥራሕ ትዛረቡ፡ንፉዕ ተራኺ ኢኻ እኹል ተዘክሮ ውን ኣለካ ብዙሕ ፍጻመ ናይ ታሪኽ ክትምህረና ይምሕጸን ።
Lingo tehzn azararbaka
Neta riferendom kebalishiwawa deliyom yekonu..esukumwin tagisiti yediliykum neyuru diro meria hizibi miagiriga ayedilin eu.suwiatiku mizikari neyrikum..gagaya....g mesifun hagos diro nastinet werhi 2 1991 ...1 menigisiti misi weyane elina enitay amistio.....
👍
kesb hegi yegefu alewo shabiya zehezen Esyas izi agame tewelge ni hezbi Eritrea betinewo ❤️❤️🇪🇷
"ዋህዮ ኒየው በላ!
ዋህዮ ሕሹኽሹኽ'ዩ ኣመላ!"
በረኸት መንግስትኣብ ኣብ ብርኩ ከስተንፍስ ከሎ ንጸረ ገድሊ (ህግሓኤ) እትገልጽ ዝደረፋ'ያ።
ዘዐግብ ኣቀራርባ ዛንታ'ዩ።
ዝኸበርካ ሃይለሚካኤል (ሊንጎ) እቲ ምርምር ዘድልዮ ርቂቕ ምስሊን ታሪኽን ህግሓኤ ኣብ ምፍታሽ ትጽዕርዶ? ንኣብነት፡ ኣብ ሓለዋ-ሰውራ ዚሓቁ ዚነበሩ፡ እቶም በታ ሕብእቲ ሰልፊ ዝቕንጸሉ ዚነበሩ፡ ከም ኣብርሃም ተወልደ ምስ ሓውቱ ኤልሳ ተወልደ (ቆስጣ)፡ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ)፡ ኢብራሂም ዓፋ••• ወዘተ!?።
ንወዲ ጋንታኣ ክትምርዖ ዝሓሰበት ድሓረይ ግን ምስሓላፊኣ ክትምርዖ ምስወሰነት ነብሱ ዝቀተለ ኣፍቃራይ ተጋዳላይ ብሓደ ገዲም ተጋዳላይ ክዕለል ይዝክር፡ ኣብቲ እዋን ናጽነት ስለዝነበረ ንዕኣውን ከምዝለከማ የዕሊልና ድዩ ሕጂ ኣይዝክሮን
ምቁር ታሪኽ፥ ጥዑም ትግርኛ፥ ብሩህ አገላልጻ፥ ሃብታም ተዘክሮታት ዝመልኦ ዛንታ እዩ። ካብ ኩሉ ዘሕጉስ አስማት ናይ ብዙሓት ስውአት ምስማይካ እዩ።
ዓዋሉ ዶ በልካ ሊንጎ 😂😂😂😂
ኣነስ ምሳይ ዝዕለሙ ዝነበሩ
መትሓዚ ዘይነበሮም ዓዋሉ
ኣዘኪርካኒ።
ስሞም ክዝክሮ ኣይክእልን
ወዲ ዑንቋይን
ወዲ ሰለባን እዮም ዝበሃሉ
እንተዘይ ተጋግየ።
እዞም ሰባት እዚኣቶም
ነቲ ዝዕለመና ዝነበረ
ኮማንድስ ስለ ዝነበረ
ክእርሞም ወይ ክገንሖም ይፍትን ንሳቶም ድማ
እንታዋይ ኢኻ ንስኻ ንዓና ከምዚ ትብለና
ትማል ምስ ኢትዮጵያ ኮንካ
ህዝብና ክትወግእ ዝጸናሕካዶ
ገለዶ እንዳበሉ ሞኽ የብልዎ
እቶም ካልኦት
ጋም ማን ክንብል ልብና ይጠፍኣና
ንሳቶም ድማ ካብ መስርዕ
እንዳወጹ ናብትን ናብትን
እንዳበሉ ይስሕቁ ኔሮም ይብለካ።
ብድሕሪኡ እዞም ክልተ ሰባት
እንታይ ዓይነት ተቓለስቲ ኮይኖም
ክሰምዕ ምደለኹ።😂😂😂😂😂
Chidu haragts wahid meriet tekefita twhatekum deki satnael wahid
Melhassssss tiray ekum chenawi melhasssss hamotkum neqitsa do deki rigimti kedem wun tegefifkum zmetsaekum tegadelti tibehalu hzbawi gnbar do belkum ginbarkum tiseber 💔 hzbi eritrea atsintkum serawit Isaias zombi serawit kidimsesa ekin beaalegetat wahid Shameless
Dogs of war n eritrawyan ygelts...akalb kunat wahid 👹 hanti tarik eya zelatkum fqri nay BARNET zeibedekum faratat wahid...denaqur 💔💔💔