Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዚ ዘረባስ ናይ በሓቂ ኣብ ልብኻ ይኣቱ።ኣቱም ሰባት ከማይ ሓጥእ የለን እሞ በጃኹምምምምምም ንመለስ ፎእ ንበሎ እዚ ክፋእ ሓጥያት።ካሳሁን መምህርናን ኣቦናን ክብሪ ይሃብካ።
ላአኪ ልቀየረ አምላክ ላአይም ልቦናይ ይክፈተለይ አምላክ🙏🙏🙏ኦ አምላክ ናብ ንሳሃ አብቀዐኒ
@Filey honey ❤❤❤❤🙏
ኣጆኺ ዝሓብተይ ንመን ኢሉዎ የማርያም ሊጅ ከብጽሓኪ ዩ ጎይታ ምሳኺ ይኹን
ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ከማን ካብ ልቢ ይቅሬታ በቲ ትገብርዮ ነበርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፀልአክን ዝፃረፈክን ነይረ እተን ዝተረፋ እውን ከማኪ ኩሉ ተረዲእወን ናብ ልበን ክምለሳ ተስፋ ንገብር
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ፀኒሐ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም😍
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም
እወ ኣሎና ብሃንቀዉታ ክንፅበ ፀንሕናናይ ባሓቅ መምህሪና የቀንየልና እግዝኣብሄሪዓስቡኹም ይኽፈልኹም ቲቲ ሓፍተይእግዝኣብሄሪ ይመስገን በእዉነት,,,,በእዉነትብጣዕም እዩ ደስ ዝብል,,, እግዝኣብሄሪኣብ እምነትኽ የፅንዕኽ ,,, 🕯🕯🕯
Titi heswit 👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹
ያኣክን ሓሳዊት ሓሳዊ ምባል ኣትን ሰባት ሰብ ኣብ ሓጥያት ነይሩ ክምለስ ከሎ ምናኣስ ገጋ መንገድ ክኸይ ከሎ ምናኣስ ብስሩ እንታይ እና ንኸዉ ዘለና አረ በጃኽን በጃና ስለዝ ክትማሃሪ እንተ ደልኽን ትማሃራ እንተ ዘይትማሃራ ኾይንኽን ግን ኣይትረብሻና 😔
ያኣክል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ሰባኺ መምህር ወንጌል ካሳሁን ኣምላክ ቅዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኽካ ፡ ቲቲ ሓፍትና ድማ ብዙሕ ተባረኺ። ኣብ መንፈሳውነት። ክትዓቢ ብውልቃ ዋላ ሓግዛ መድሃኔኣለም ድማ፡ ከም ናይ ሃዋርያት ሓይልን ክእለትን ይሃብካ፡ ኣጆኻ በርትዕ።
Ezi kulu Sala xolotkum eiyu sle zeyesegogkumni ms gegay haqifkum aminumni kab gegay haxibkum axrikumni hji dma msgana ngoyta msgana Nede GOYTA nbetekristiya msgana xadqan hawryat msgana nhzbey weledey yehwatey 💕💕💕💕🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@@titihailu058 Nay behaki egziabhier zetmesgene yekun. Abey nerka zeykones abey alika iyu. Betami des zebel iyu. Kab gegaki kemzi ilki menesahki ne kaliot wen abnet iki behaki. Etom kaliot ahwat dema behlufa aytefredewa . Eti kab gegeu zerem nesu eti zehayele seb mekanu neflet nenebsena dema nefetesh. Eske ane kie nexuh deye ilna nezeker.
ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ምምላሳ ግን እቲ ቪድዮ ከ ኣውጺኣቶ ድያ ናይ ግድን ክተውጸኦ ኣለዋ
አወ. ኣውጺኣቶ . ደምስሳቶ. ኢያ. ካልኦት. ግአን. ሼር. ኢሎሞ. ጸኒሖም. አንበር. ደምስሳቶ. ኢያ. አቲ. ሸ ር ድተባሕለውን. በቲ. ይቕረታ. ናታ አምላከ ቁዱሳን. ኣቦታትና. ክድምስሶ. እዩ. ኣብታ. ሓንቲ. ቪድዮ. ኣላትኪ. ከምኡ. ዕላ. ምስ. ሓተትኩዋ. መልሳትለይ. Ala ራያ. አዛ. Haftey
Genetey haftey selamki ybzah kulu awxieyo eiye qdmi 3 werhi gn buzuhat sebat share eilom alewu slezi eiyu zmexelum zelo pls 💔😢🙈💕🙏⛪
@@titihailu058 ካብ ይቅረታ ዝዓቢ የለን ቲቲ ሓፍተይ
@@titihailu058 ኣሰይይ ምቅርተይ ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስመረለኪ ቲቲ ሓፍትና ኣይዘኪ
@@nfreefqr9657 ኗነነነነነነነነነነለነነነነለሀነኗኗኗነነነነነሚነቲ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብርቲ ሓፍትና ኣብቲ ንስኪ ዝነበርክዮ ተሕልፍዮ ትምህርቲ ከም መምህር ኮይንኪ ከምዚ ትምለሲ ከለኪ ነቲ ዝከታተለኪ ዝነበረ ኣብ ሕማቅ ከም ዝነበረ ፈሊጡ ብፍጥነት ናብ መንገዲ እግዚኣብሄር ንክቅየር ዓምዲ ኮይንክዮ ኣለኪ።ማለት ሓደ መናፍቀን ካብ ክምለስ ሓደ ፖስተር ክምለስ ዝበለፀ ዓብዪ ነገር እዩ ። ም(ቱ ብዙሕ ሰብ ክምልስ ስለዝክእል እዩ ።እና ብስም እግዚኣብሄር ነመስግነኪ ዝሓፍተይ ንመምህርና ቃለ ህይወት የስምዐና ንበሩልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አምላክ ናይ ይቅሬታ ልቢ ይሃበና ሓፍትና እንቃዕ ሓጎሰኪ ካብ ጸጋም ናብ መገዲ የማን ብምባልኪ አምላኽ ሓርዩኪ ሓደራኽ እዛ መንገዲ ሓዚያ ከይተላግሲ መምህር ድማ አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
ንፍዕቲ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ
እንዃዓ ብሰላም መጻካ መምህረይ 🙏ቲቲየይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣጆኪ ቀጽልሉ 🙏❤
አሜን{፫} እግዚአብሔር መስተዋዕሊ ልቦና ይዓድለና 🕊🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የበዝሓልኩም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
Nay behaki kale hiwet yesmalna Titi haftey egzabiher Amlak lbi ldya zkefete lbna ykfetelna Amen Amen Amen 🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰
ሰላም ክቡር ሓውና ካሳሁን ከምኡ ውን ክብርቲ ሓፍትና ቲቲ። ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም። ብፍላይ ናይ ቲቲ ዘረባን ትብዓትን ክሰምዕ ከለኹስ ናይ ቅዱስ ጴጥሮስ ንስሓ ከዘኻኽረኒ ጸኒሑ፥ ንሓዋርያ ጴጥሮስን ይሁዳን ዝፈላልዮም ቀንዲ ነጥቢ፥ ጌጋኻ ኣሚንካ ምትንሳእን ንጌጋኻ ኣሚንካ ብጌጋ ክትእርሞ ምፍታንን ኢዩ። ስለዚ በዚ ሎሚ ግዜ ሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ምስ ተጋገየ ጌግኡ ኣሚኑ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ መጺኡ ጌጋኡ ዝእርም ዳርጋ የለን እንተበልኩስ ምግናን ኣይኮነን። ሓፍትና ቲቲ ብጣዕሚ ጠቓምን ዝነኣድን ይቕሬታን ምኽርን ምሃብኪ ኣምላክ ልብኺ ከፊቱልኪ። ጻድቕ ሸውዓተ ግዜ ይወድቕ እሞ ይትንስእ፥ ረሲኣን ግና ናብ መከር ይጸድፉ ምሳሌ 24፥16። እቲ ተምጽእዮ ዝነበርኪ ሓሳባት፥ ነቲ መን የርድእ ዝቐበረ፥ መን ይምከር ዝሰሓተ፥ ዝብል ምስላ ብተግባር እዩ ዝገልጾ፥ ማለት ነቲ ወዲቑ ዘሎ ሰብ ብከመይ ከተተንስኦ ከም ዘለካ ኣእማንን ኣዕጋብን ቃላት ኢኺ ትዛረቢ ዘለኺ፥ ንዝወደቐ ተልዕሎ እምበር ኣይትረግጾን፥ ወይ ንረገጽቲ ኣሕሊፍካ ኣይትህቦን። ሎሚ እምበኣር ከማኺ ዝበሉ ተባዓትን ብትሕትና ዝተመልአ ኣቀራርባን ዝውንኑ ሰባት እዮም ዘድልዩና። ነቲ ሓሲብክዮ ዘለኺ ሰናይ ሓሳብ ከኣ ኣብ ምፍጻሙ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።
ናዓኪ ዝመለሰ ኣምላክ ላኣሕናለ ይመልሰና ልባናና የብረሀልና አሜን
ሰላም ኹቡራት ይሕዋትሓፍትና ዝበልክዮ ጽቡቅ አዩ ኻብ ጌጋኪ ምምላስኪ ደስ ዝብል አዩ ሕጂ ብገለ ደቀንትዮ ዝስማዕ ዘሎ ኣጸያፊ ዘረባ ኣሎ ኣብ ከምዚ ዝነጥፋ ናብ ንቡር ክምለሳ ብውሽቲ መስመር አንዳ ረከብኪ ክትሕግዝየን ተስፍ ይገብር ብዝተረፈ መጻአኺ ሰሰናዩ ይምነየልኪ አምላኽ ምስ ኩሉና ይኹን መምህር ኸኣ ብትገብሮ ኹሉ ህዝብና ናብ ንቡር ንምምላስ ጻዕሪ ኽብረት የሃበልና
ብጣዕሚ ልቦና ዘለኪ ለባምን መስተወዓሊትን ኢኺ ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ።ካሳሁን ሓዉና ኣብ ጸሎትካ ዘክረና።ኣሜን።
ጽቡቅ ናይ በሓቂ እግዚአብሔር በዓኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንኩልና ሰናይ ዘበን ይፍጠረልና ስደትና ይሕጽረልና ብሰሪ ስደት ብሰሪ ሓጥያትና እዩ እዚ ኹሉ 🙏👈
ብሓቂ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ይቅር ለእግዚአብሔር ይመስገን👏👏👏🙏🙏🙏
ብሓቂ ክብርት ሓፍተና እግዚአብሄር አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ በተላይ ክብር መምህርና❤❤❤❤❤
እቅረታ ዝተረግመ ንፋስ ይውሰደልኪ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ናብ የማን ይምራሕኪ እዚ ግን ፍቃዱ ደኣ ይኩን ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ውን በረከቱ የብዝሓልካ ገለ ሰብ ብምንታይ ይምለሱ ዝፍለጥ ኣይኮነን ብከምዚ ከማይ ኣዝዩ ሓጥያተኛ ውን ክከውን ስለዝክእል ኩሉ ክብርትዕ ንዓኩም ኣይክልኣና ጽቡቃት
Aseyyy enkae amlak meleseku habtey natey hawina kal huwet yesmaeluna
ካሳሁን ሓዉና ናይ በሓቂ ኩሉ ግዜ ዝነኣድን ብሉጹን ዝኾነ መደብ ኢኻ ተቕርበልና እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ፡ ቲቲ ሓብትና ድማ እንቃዕ ናብዚ ሰናይ መንገዲ ኣበለኪ ፈጣሪ ንስኺ እዉን በሓቂ በላሕን መስተዉዓሊ ልብን ከኣ ስለ ዝሃበኪ ኣምላኽ ኢኺ ካብ ጸጋም ናብ የማን ተመሊስኪ ዘለኺ እሞ፡ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን የሃብኪ ጎይታ
Kal hiwet yesmaeluna
Amen qal hiwet yesmealna egzabiher entay yisano betame deszbele enko beselam nab lbeki temelski netom tedefina zelena lebna dema kezabiher yianti lidya lbi ladya zekefete tekfetelna xegeu yebezhe
መምህር ካሳሁን ሓውና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ተባዕ ሓቀኛ ዘይጸዓት ጓሳ።
Btami des zbl zena tebareku
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏♥️መሰተዉዓል ልባና ይዒዲለና እግዚአብሔር አምላክ 💔🙏ዝሓፍተይ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
ሰላም ንዓኻ ክብር kesahun ሐወይ ኣምላኽ ጸግኡ ybzahalka ber ktbel thagos hafna titi ka amlak tsegu yebzhalki klu ktmhryo atdelyi bmenfesawi tmherti antekena ka temeraxi ayu amlak nkluna hzbi alem admen tanann yhabena kbrti namlaknenn mehaneinann eyesus krstos 🙏❤🙏❤🙏❤
ብሓቂ ንፍዕቲ ዛሓፍተይ ያ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ እግዚአብሔር ልቦናና ይክፈተልና ጥበቡ ያዓድለና
መጀመርያ ክብርን ምስጋናን ልሉዑል ፈጣሪና ይኩን 👏👏👏ካብኡ ከኣ ነመምህረይ ሓፍትና ቲቲ ከኣ ናብየማን ዝመለሳ ፈጣሪ የመስገን ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ እግዛኣብሔር ሙሉእ የርእየና ኣሜን👏👏👏
Hnika bselam me mexakia kubur hawey .
Btaemi des zebl kab kulu brdit mmlasa Egziabher Amlak ekae Ayni lbonaki kefetelki nay bhaki Mulue ygberelki edmen tenan ygberelki
ሓብተይ ማዓረይ ከምዚ ናትኪ ይቅረ ትብል ልሳን ይዓድለና ፈጣሪ ኣሜን። እሞ ዝሓብተይ ፈጣሪ ናብ ቃል- ኪዳንኪ ይመልዝኪ ዝያዳይ ኣሜን
እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ስድራ እግዚኣቢሄር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪❤️
ብመጀመርያ እቲልዑል እግዝአብሄር አምላኽ ዝተመስገነ ይኹን ነዚ አዝዩ ደስ ዘብል ቁዱስ ነገር ክንሰምዕ ዝፈቀደ። ቀጺለ መምህር ካሳሁን ሐወይ እግዝአብሄር ዘመነ አገልግሎትካ ይባረኽ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዝአብሄር ጸጋኻ መመሊሱ የብዝሐዮ ንዓና ክሕሸና ኩሉዃ እንተዘይ ፈጸምናስ ገለ ካብቲ ህልም ዝበለ ጥፍአት ንክንድሕን ትቃለስ አለኻ ዕድመን ጥዕናን በረኸት እግዝአብሄርን ምሳኻ ይኹን።ቀጺለ ናብ ቲቲ ሐፍተይ ክምለስ እቲ ኩሉ ዝከአሎ ሰናይ ነገር ጌሩልና እዩ እሞ ሐቢርና ነመስግኖ። ከምዚከማኺ ዝመሰላ/ሉ ብሉጻት ሰባት የብዝሐልና እግዝአብሄር ። ጌጋኺ INNOCENT MISTAKE እዩ ኔሩ በዚ ዝሰማዕኩኺ ለባምን ወረጃን ስለ ዝኮንኪ ከአ ማዕዳን ነቀፌታንሐበሬታን ናይህዝብኺ ተቀቢልኪ እግዝአብሄር ሐይሊ ሂቡኪ ብጣዕሚ ደስ አቢልክኒ እግዝአብሔር በረኸቱ የብዝሐልኪ ።አነ እዃ እታ ነይ ቀደም ቲቲ አይፈልጣን እየ ብጣዕሚ ከአ ይሕጎስ ብዘይ ምፍላጣ። ዕድመ ንፍኖተ አቦው ሕጂ አብ ጽቡቅ ተላሊና አለና።
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ካሣሁን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኻ ስለቲ እትህበና ትምህርቲ ከኣ ዕጉብ እየ። ከምኡ ውን ሓፍትና ወዲቅካ ምትንሳእ ከም ዝግባእ ብፍላይ ነቶም ኣብ ምስ ሜዳን ንወጽእ ኣብነት ብምዃን ዝመሃርክና ብልቢ ከመስግነኪ ይፈቱ። welldone keep it up doing like that I'm so glad.እታ ጥሲ ከኣ ማለት ጥበበኛ ሰለሙን ጥበብ ክወሃቦ ከም ዝለመነ ኣብ 1ይነገስ 3:9-12 [፫፣፱-፲፪] ዘሎ ንረክቦ ደጊምኪ ሕዝያ ኢኺ።
ኣሜንንን ሓፍቲና፡ኣብዛ ምድሪ ኩሉ ይወዲቕ እዩ፣ናብ ክርሥቶስ ዘይምምላስ እዩ እዩ ውድቐት፣ወዲቕካ ዘይምትንሳእ እዩ እዩ ውዲቐት ዝባሃል።እንቋዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ልብኺ ከፈተልኪ፣ንዓና ውን ካብዚ ዘለናዮ ውድቐት ልብና ከፊቱ ይምለሰና ፈጣሪና።
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ቃል ሕይወት የስመዓልና ኢዛ ጋል ብጣዕም ንፍዕት
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ተማሂረ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣሕዋተይ ኣሜን.ይቅርታ ግን ሓፍተይ ናተይ ኣስተካኪልኪ ተረድእኒ እንታይ ድየ ክብል እቲ ሕሉፍ ውጉዝ ትምህርትተትኪ ካብቲ ኣካውንትኪ እንተተጥፍእዮ ፅቡቅ ይመስለኒ ንምንታይ እሲ ዘይሰማዕናዮ ዝነበርና ኢና ንሰምዖ ዘለና እንተዘይ ኣጥፊእክዮ መፃኢ ወለዶ እውን ዘዳምፆ ይመስለኒ ንምንታይ ተዳምፅዮ ከይትብልኒ እቲ ናይ ሐጂ ሰናይ ትምህርትኪ ንክካፈል መዝጊበ ኣትየ እሲ ኩሉ እቲ ሕሉፍ ትምህርትኪ እዩ ብላዕሊ ፀኒሕኒ ኣበሃህላይ እንተተጋግየ ይቅርታ ክትገብርለይ ተስፋ ኣለኒ ክብርቲ ሓፍተይ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ደስ፡ዝብል፡አዩ ለባም፡ሰበይቲስ ናብ፡መንግስቲ ሰማይ ተአቱ
Mekeret haftey ezi nayedetatna akedadna kea abti resi xbkti mukanki melisu axebikuki kexlyo ezi bahlna eko mewedadrti yeblun slezeyntkemelu ena ember❤️❤️
Wawww bitami des zbil titi haftna yikre ykunki yekenilna xubuq zereba
ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝቢል ዝሓፍተይ ጌጋኪ ተረዲኪ እቅረታ ምሕታትኪ እተን ዘተኪየን ደምስየን ዝሓፍተይ። ተተካኢሉ ውን ኣታውሀን ንጽጉማት ሃቢ እቅረታ ግን ደፊረ ከይከውን
ይቅረ ይኩንኪ ዝሐፍተይ ,ይቅረ ንክትብሉ ጽሐይ አይእረብኩም, ንአኪ ድማ አምላክ ይባርኪ ,ንኩልና ዝተረፉ ጌዘይና ናይ እቅረይታ ጌዜ ያሃበና ፈጣሪ
ኣሰይይይ ጸግኡ የብዝሐልኪ ኩሉ ከማኪ ናብ ልቡ ይምለሶ
Amen amen amen
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ሓፍትና ቲቲ ብጣዕም እና እንፈትወኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኪ የኔ ማርርርር 💚💚💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ንሓፈትና ከኣ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ እግዚኣብሄር ይሃግዝኪ ። ግን ይቅረታ ድኣ እንበር እቲ ዝዘሪጋ ሕክዩ ቢድዩ ተትድምስስዩ ኣቀድምኪ ጽብቅ እዩ 🙏
Memhrey amlak ybarka sle eti kulu senay gbrka betaemi eye bzuh kabaka temahire Edmen tenan yhabka fetari
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ቃለ ሂወት የስመኣና
Btaemi des zebl eyu divora haftna enkua bselam temeleski. Ajoki kexlyo egziabhier amlak nkulna ykre ybelena. Memhr kasahun hawna ke kabzi nlaeli ktayi egziabhier amlak nay agelgulot edmieka ybalrkelka🙏🙏🙏✝️
ከምቲ ልቦናኪ ዝከፈተልኪ እግዛአብሔር ኣምላክ ናዓና ውን መስተዋዓሊ ልቦና ይዓድለና💔😢
ናይ ባሓቅ በተለይ በተለይ ድቅ ኣንአስትዮ ንማሃሮ ዝግባኣናዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ከምት ናትኪ ልቦና ዝኸፈተ ልቦናና ይኺፈተልና 🙏🙏🙏🕊💚💜
ክብርቲ ሓፍቲ! ከማኺ ናብ ጥዑይ ኣእምሮ ይመለሳ/ሱ፡ እተን ተሪፈን/ተሪፎም ብርኽሰት ዝዕንዳራ/ዝዕንድሩ ዘለዋ/ዉ ኣሕዋት፡ኣብ መወዳእታ ክብለኪ ዝደሊ፡ ክብርቲ ሓፍቲ፡ ብሓቂ እንተ ተመሊስኪ፡ እቲ ኣጸያፊ ናይ ርኽሰት ቪድዮ ዩቱብ(Video RUclips)ደምስሲዮ። እዚ ንስርእስኺ'ዩ።ብሓቂ ፍርሓት እ/ሄር እንተ ሃልዩኪ!፧Not for us, that is for u!Thanks and GBU!!
ብሓቂ ሰናይ ነገር ኣምላክ ንኩልና ናብ የማን ይምርሓና ፈጣሪ
ናይ ባሓቂ ንፍዕቲ ከምዚ ኢልኪ ይቕረታን ማሃሪ መደብን ምቕራብኪ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ፈጣሪ፡ ነተን ዝተረፋ ምኽሪ ተዋሂብወን ዘይሰምዓ ወይ ዘይሰምዑ ኣምላኽ ዓይነ ልቦነኦም ይኽፈተሎም። ነቶም ሰማዕቲ ካኣ ምስትውዓልን ጥበብን ይዓድለና።
እንካዕ ብዳሓን መጸኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹኹ✝️✝️✝️✅
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ከሙኡ ዉን ቲቲ ሓፍትና የቀንየልና ክቡራተይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም መምህረይ ቲቲ ሓፍትና ኻኣ ኣምላኽ እንኩዓዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ለባም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻን መልእኽትን ልቦናን ኣማሓላሊፍኪ ።
Kalehwet yesmalna mharn gesaxi zkone tmhrti eu araya hzbi mkan kelil aykonen egzabiher edmen tenan yhabukum yehwatey kexlwo kndey ztegageye hzbi tmelsu alekum
Wooo egziabheir amlak xegueu yebzahalki neten zterefa kea kemaki xegue yhaben tedemsiskiyo kea zbelexe
Qale hiwet yesmalna
እንካዓ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ኣገልግሎት ዘበኖም ይባርክ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏ክብርቲ ሓፍትና ውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ መንገዱ ስለ ዝመረሐኪ ዝተመስገነ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩላትና ኣምላክ ናብ ንስሃ ሞት የብቀዐና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️👏👏👏
Amen amen amen kale hewit yesmalna
ናይ በሓቂ ሓፋተይ እንቃዕ ናብ ልብኪ ተመለስኪ መምህርና ከኣ ጸጉ የብዝሓልኩም ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽናዓና የሕዋተይ 🙏 ናይ ፍቅሪ ኣምላክ እዩ ዘለና እሞ ተመስገን 💒💒💒💒💒🙏🙏💒💒❤❤❤❤🙏🥰🥰
Btami des zeblyu mehrna menhr kasahun edmen tienan yhabelna
Yekenyelna kasahun hawna and titi haftna egziabher amlak xegakum y3bzehayom
ብሃቂ ቃል ሂወት የስማልና መምህር
ሓውና ካሳሁን ህዝብና ካብ ጌግ መገዲ ንምውጻእ ብትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ነመስግነካ አምላኽ ይባርኽካ ፡ሐፍትና ኸአ ይቕረ ይኹንኪ ,ብዙሐት ፍልጠት ዘለዎም ኣብዚ ሚድያ ስለ ዘለው ፡ንስኺ ግን ደቕኺ ካብዚ ሚድያ ተአሊኺ ብስነስርዓት እንተዕቢኺ ነዚ ሕብረተሰብና ዓቢ ሐገዝ እዩ
ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ልብና የለስልሶ ዓይንና የብርሀልና አምላኬ እግዚኦ ምሐረና አቦየ ተባረኹ ጽቡቅ ጽኒሒት ኔርና 🙏😇
Egziabher amlak yimesgen, ni kuluna ayne libonana yikfetelna, Amen.
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ክብርተይ ናትኪ ልቢ ከም ዝኸፈተልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንዓይ ሓጥያተኛ እዉን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልበይ ይክፈተለይ😭🤲
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣቅሽቲ ከስተምህሩ ከለዉ ገለ ይዓስለኒ ይዓጽዎም ።ካሳሁን ከስተምህር ከሎ ግን ብጽሞና ኢየ ዝከታተሎ ካብ ምንታይ ኮን ይከውን ከምዚ ከማይ ከ ትህሉዉ ዶ ከ
Btami u des zbl kes elu blbona kab smeit wexyu sle dzareb kulu seb u dfetwo
Welcome back kassahun hawey nay bhaki des zebl tmrti egzabiher xegu yebzhalna amen amen 🙏
እንካዕ ጥራሕ ተመለሰኪ
ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይቅረ ልብል ልቢይዓድለና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ ቲቲየይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማዕዳን ምክርን እዩ ማማየ ከሙኡ ውን መምህረይ 🤲
ኣዛራርባኪ ባጣዕሚ ካድር ኣንበሳ ሽሻይኪ ይብዛሕ
ብሓቂ ቃለ ሰናይ በረከት የብዘሐልኩም
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ካሳሁን መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ
እሜን አሜን አሜን ጥበብ ይዓድለና ኽቡሩት ሓፍተይ
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ልሓፍትና ለ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና
ከማኺ ገይረ ኣብ ዓለም ተጽላኣኒን ተፈንፍነኒ ሰብ ኣይነበረትን፡ ንዓይ ዉን ኣይትሓዝለይ ዝኸበርኪ ሓፍተይ።ኣነ ብ 2016 ብዶክትረይት እየ ተመሪቀ ይኹን እምበር ብኸምዚ ትብልዮ ነገራት ብፍጹም እዩ ዘየለ ኣብ ዓለም፡ ኮታስ ኩሉ ይትረፈልና'ሞ ግን ክብርቲ ሓፍተይ ካብ ተጣዕስክስ እቲ ቪድዮ'ስ ደምስስዮ ኢኺ በሊ። ፈጣሪ ኣቦይ እንቛዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ። ይቅረ ዝብል ፈጣሪ እዩ፡ ንፈጣሪኺ ድኣ ኣይትሓዘለይ በልዮ እምበር ንሕና'ስ ርኢናልኪ እኳ ኣይንፈልጥ።
ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ጓል ዓበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🙏
Btaemi lebam zeraba yu, tsbuq melekiti eiki ahlifki eza haftey shkor. Egziabhier tsegueu yebzhalki 🙏😍
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክክብርቲ ሓፍትና ድማ ቡዙሕ ተማሂርና ኣለና ካብ ጌጋካ ምእራም ፅቡቅ እዩ
ሰላም ወሰናይ ነዓኻ ይኹን ሰ/ወ ካሳሁን ወንድሜ ኣምላኽ ይባርኽካ ፡ብምቅጻል ን ቲቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ክብሪ እዚ ዘብጸሓኪ ። ኣጆኺ ብዙሕ ሰናይ ይምነየልኪ ሓውኺ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቲቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና የብርሃና ነቶም ዝተረፍና
Btami des zbel eu Egziabher ybarkum memhrey 🙏
ጽቡቅ ኣገላልጻ እዩ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼ኣብየት ዓቅሊ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼ንፍዕቲ ብስልቲ እኪ ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኪ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Kaleit hweti yesmaln tit haftey
ብሓቂ ፅቡቅ ደሰ ዝብል መደብ እዩ መምህረይ so ነሰተውዕል ደቂ አንሰትዬ የሕዋተይ ብፍላይ አብ ሰደት ዘለና ትሕት ንበል ነዴታትና ንምሰል
ኣምላኽ ንይቕረታ ኣይግበረልኪ
እሜን እሜን እሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
_ለባመይ ክመይ ደየ ምክረኪ ደስ አለኒ ትርሓስየት ፅረቲ ይቅርታዋ ንእሽተይ አብ ኣክደደነኪ ኣስተካከለ አበለያ ኣነ ዶ ንዓኪ ክመዘይ ክበለ እልይበቀዐን ዘበተይ እቲ ፅገረኪ ንእሽተይ ሽፍን ኣበለዮ ማሬ♥♥♥♥♥♦♦♦♦፨♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♦_
ብጣዕሚ ድስ ዝበል ክብርተይ ጎብዚ መመህረይ ቃል ህይወት የሰመዐልና::✝️
Amlak ybarkki🙏🏼 memhr kea edmen tinan yhabka 🙏🏼
Asdeseyyyy. Aseyyyyy Zahhafteey muee ygberelki walakulu zeyterf amlaki. Yhshhhekii
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኩቡረ መምህርና አንኮዓ ብሰላም መፃኡኩም
እዚ ዘረባስ ናይ በሓቂ ኣብ ልብኻ ይኣቱ።ኣቱም ሰባት ከማይ ሓጥእ የለን እሞ በጃኹምምምምምም ንመለስ ፎእ ንበሎ እዚ ክፋእ ሓጥያት።ካሳሁን መምህርናን ኣቦናን ክብሪ ይሃብካ።
ላአኪ ልቀየረ አምላክ ላአይም ልቦናይ ይክፈተለይ አምላክ🙏🙏🙏ኦ አምላክ ናብ ንሳሃ አብቀዐኒ
@Filey honey ❤❤❤❤🙏
ኣጆኺ ዝሓብተይ ንመን ኢሉዎ የማርያም ሊጅ ከብጽሓኪ ዩ ጎይታ ምሳኺ ይኹን
ክብርቲ ሓፍተይ ኣነ ከማን ካብ ልቢ ይቅሬታ በቲ ትገብርዮ ነበርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፀልአክን ዝፃረፈክን ነይረ እተን ዝተረፋ እውን ከማኪ ኩሉ ተረዲእወን ናብ ልበን ክምለሳ ተስፋ ንገብር
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ፀኒሐ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም😍
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ምምህረይ ክፅበ ኣለክምዶ ከማይ ዝተፀበኩም
እወ ኣሎና ብሃንቀዉታ ክንፅበ ፀንሕና
ናይ ባሓቅ መምህሪና የቀንየልና እግዝኣብሄሪ
ዓስቡኹም ይኽፈልኹም ቲቲ ሓፍተይ
እግዝኣብሄሪ ይመስገን በእዉነት,,,,በእዉነት
ብጣዕም እዩ ደስ ዝብል,,, እግዝኣብሄሪ
ኣብ እምነትኽ የፅንዕኽ ,,, 🕯🕯🕯
Titi heswit 👎👎👎👎👎👎👹👹👹👹
ያኣክን ሓሳዊት ሓሳዊ ምባል ኣትን ሰባት ሰብ ኣብ ሓጥያት ነይሩ ክምለስ ከሎ ምናኣስ
ገጋ መንገድ ክኸይ ከሎ ምናኣስ ብስሩ እንታይ እና ንኸዉ ዘለና አረ በጃኽን በጃና
ስለዝ ክትማሃሪ እንተ ደልኽን ትማሃራ እንተ ዘይትማሃራ ኾይንኽን ግን ኣይትረብሻና 😔
ያኣክል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ሰባኺ መምህር ወንጌል ካሳሁን ኣምላክ ቅዱሳን ኣዕዚዙ ይባርኽካ ፡
ቲቲ ሓፍትና ድማ ብዙሕ ተባረኺ።
ኣብ መንፈሳውነት። ክትዓቢ ብውልቃ ዋላ ሓግዛ መድሃኔኣለም ድማ፡ ከም ናይ ሃዋርያት
ሓይልን ክእለትን ይሃብካ፡
ኣጆኻ በርትዕ።
Ezi kulu Sala xolotkum eiyu sle zeyesegogkumni ms gegay haqifkum aminumni kab gegay haxibkum axrikumni hji dma msgana ngoyta msgana Nede GOYTA nbetekristiya msgana xadqan hawryat msgana nhzbey weledey yehwatey 💕💕💕💕🙏🙏🙏⛪⛪⛪
@@titihailu058
Nay behaki egziabhier zetmesgene yekun. Abey nerka zeykones abey alika iyu. Betami des zebel iyu. Kab gegaki kemzi ilki menesahki ne kaliot wen abnet iki behaki. Etom kaliot ahwat dema behlufa aytefredewa . Eti kab gegeu zerem nesu eti zehayele seb mekanu neflet nenebsena dema nefetesh. Eske ane kie nexuh deye ilna nezeker.
ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ምምላሳ ግን እቲ ቪድዮ ከ ኣውጺኣቶ ድያ ናይ ግድን ክተውጸኦ ኣለዋ
አወ. ኣውጺኣቶ . ደምስሳቶ. ኢያ. ካልኦት. ግአን. ሼር. ኢሎሞ. ጸኒሖም. አንበር. ደምስሳቶ. ኢያ. አቲ. ሸ ር ድተባሕለውን. በቲ. ይቕረታ. ናታ አምላከ ቁዱሳን. ኣቦታትና. ክድምስሶ. እዩ. ኣብታ. ሓንቲ. ቪድዮ. ኣላትኪ. ከምኡ. ዕላ. ምስ. ሓተትኩዋ. መልሳትለይ. Ala ራያ. አዛ. Haftey
Genetey haftey selamki ybzah kulu awxieyo eiye qdmi 3 werhi gn buzuhat sebat share eilom alewu slezi eiyu zmexelum zelo pls 💔😢🙈💕🙏⛪
@@titihailu058 ካብ ይቅረታ ዝዓቢ የለን ቲቲ ሓፍተይ
@@titihailu058 ኣሰይይ ምቅርተይ ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ ይስመረለኪ ቲቲ ሓፍትና ኣይዘኪ
@@nfreefqr9657 ኗነነነነነነነነነነለነነነነለሀነኗኗኗነነነነነሚነቲ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክብርቲ ሓፍትና
ኣብቲ ንስኪ ዝነበርክዮ ተሕልፍዮ ትምህርቲ ከም መምህር ኮይንኪ
ከምዚ ትምለሲ ከለኪ ነቲ ዝከታተለኪ ዝነበረ ኣብ ሕማቅ ከም ዝነበረ ፈሊጡ ብፍጥነት ናብ መንገዲ
እግዚኣብሄር ንክቅየር ዓምዲ ኮይንክዮ ኣለኪ።
ማለት ሓደ መናፍቀን ካብ ክምለስ ሓደ ፖስተር ክምለስ ዝበለፀ ዓብዪ ነገር እዩ ።
ም(ቱ ብዙሕ ሰብ ክምልስ ስለዝክእል እዩ ።
እና ብስም እግዚኣብሄር ነመስግነኪ ዝሓፍተይ
ንመምህርና ቃለ ህይወት የስምዐና ንበሩልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አምላክ ናይ ይቅሬታ ልቢ ይሃበና ሓፍትና እንቃዕ ሓጎሰኪ ካብ ጸጋም ናብ መገዲ የማን ብምባልኪ አምላኽ ሓርዩኪ ሓደራኽ እዛ መንገዲ ሓዚያ ከይተላግሲ መምህር ድማ አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
ንፍዕቲ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ
እንዃዓ ብሰላም መጻካ መምህረይ 🙏
ቲቲየይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ኣጆኪ ቀጽልሉ 🙏❤
አሜን{፫} እግዚአብሔር መስተዋዕሊ ልቦና ይዓድለና 🕊🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የበዝሓልኩም
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
Nay behaki kale hiwet yesmalna Titi haftey egzabiher Amlak lbi ldya zkefete lbna ykfetelna Amen Amen Amen 🥰🙏🥰🙏🥰🙏🥰
ሰላም ክቡር ሓውና ካሳሁን ከምኡ ውን ክብርቲ ሓፍትና ቲቲ። ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም። ብፍላይ ናይ ቲቲ ዘረባን ትብዓትን ክሰምዕ ከለኹስ ናይ ቅዱስ ጴጥሮስ ንስሓ ከዘኻኽረኒ ጸኒሑ፥ ንሓዋርያ ጴጥሮስን ይሁዳን ዝፈላልዮም ቀንዲ ነጥቢ፥ ጌጋኻ ኣሚንካ ምትንሳእን ንጌጋኻ ኣሚንካ ብጌጋ ክትእርሞ ምፍታንን ኢዩ። ስለዚ በዚ ሎሚ ግዜ ሰብ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ምስ ተጋገየ ጌግኡ ኣሚኑ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ መጺኡ ጌጋኡ ዝእርም ዳርጋ የለን እንተበልኩስ ምግናን ኣይኮነን። ሓፍትና ቲቲ ብጣዕሚ ጠቓምን ዝነኣድን ይቕሬታን ምኽርን ምሃብኪ ኣምላክ ልብኺ ከፊቱልኪ። ጻድቕ ሸውዓተ ግዜ ይወድቕ እሞ ይትንስእ፥ ረሲኣን ግና ናብ መከር ይጸድፉ ምሳሌ 24፥16።
እቲ ተምጽእዮ ዝነበርኪ ሓሳባት፥ ነቲ መን የርድእ ዝቐበረ፥ መን ይምከር ዝሰሓተ፥ ዝብል ምስላ ብተግባር እዩ ዝገልጾ፥ ማለት ነቲ ወዲቑ ዘሎ ሰብ ብከመይ ከተተንስኦ ከም ዘለካ ኣእማንን ኣዕጋብን ቃላት ኢኺ ትዛረቢ ዘለኺ፥ ንዝወደቐ ተልዕሎ እምበር ኣይትረግጾን፥ ወይ ንረገጽቲ ኣሕሊፍካ ኣይትህቦን። ሎሚ እምበኣር ከማኺ ዝበሉ ተባዓትን ብትሕትና ዝተመልአ ኣቀራርባን ዝውንኑ ሰባት እዮም ዘድልዩና። ነቲ ሓሲብክዮ ዘለኺ ሰናይ ሓሳብ ከኣ ኣብ ምፍጻሙ ኣምላኽ ይሓግዝኪ።
ናዓኪ ዝመለሰ ኣምላክ ላኣሕናለ ይመልሰና ልባናና የብረሀልና አሜን
ሰላም ኹቡራት ይሕዋት
ሓፍትና ዝበልክዮ ጽቡቅ አዩ ኻብ ጌጋኪ ምምላስኪ ደስ ዝብል አዩ ሕጂ ብገለ ደቀንትዮ ዝስማዕ ዘሎ ኣጸያፊ ዘረባ ኣሎ ኣብ ከምዚ ዝነጥፋ ናብ ንቡር ክምለሳ ብውሽቲ መስመር አንዳ ረከብኪ ክትሕግዝየን ተስፍ ይገብር ብዝተረፈ መጻአኺ ሰሰናዩ ይምነየልኪ አምላኽ ምስ ኩሉና ይኹን መምህር ኸኣ ብትገብሮ ኹሉ ህዝብና ናብ ንቡር ንምምላስ ጻዕሪ ኽብረት የሃበልና
ብጣዕሚ ልቦና ዘለኪ ለባምን መስተወዓሊትን ኢኺ ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ።ካሳሁን ሓዉና ኣብ ጸሎትካ ዘክረና።ኣሜን።
ጽቡቅ ናይ በሓቂ እግዚአብሔር በዓኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንኩልና ሰናይ ዘበን ይፍጠረልና ስደትና ይሕጽረልና ብሰሪ ስደት ብሰሪ ሓጥያትና እዩ እዚ ኹሉ 🙏👈
ብሓቂ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ይቅር ለእግዚአብሔር ይመስገን👏👏👏🙏🙏🙏
ብሓቂ ክብርት ሓፍተና እግዚአብሄር አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ በተላይ ክብር መምህርና❤❤❤❤❤
እቅረታ ዝተረግመ ንፋስ ይውሰደልኪ ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ናብ የማን ይምራሕኪ እዚ ግን ፍቃዱ ደኣ ይኩን ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ውን በረከቱ የብዝሓልካ ገለ ሰብ ብምንታይ ይምለሱ ዝፍለጥ ኣይኮነን ብከምዚ ከማይ ኣዝዩ ሓጥያተኛ ውን ክከውን ስለዝክእል ኩሉ ክብርትዕ ንዓኩም ኣይክልኣና ጽቡቃት
Aseyyy enkae amlak meleseku habtey natey hawina kal huwet yesmaeluna
ካሳሁን ሓዉና ናይ በሓቂ ኩሉ ግዜ ዝነኣድን ብሉጹን ዝኾነ መደብ ኢኻ ተቕርበልና እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ፡ ቲቲ ሓብትና ድማ እንቃዕ ናብዚ ሰናይ መንገዲ ኣበለኪ ፈጣሪ ንስኺ እዉን በሓቂ በላሕን መስተዉዓሊ ልብን ከኣ ስለ ዝሃበኪ ኣምላኽ ኢኺ ካብ ጸጋም ናብ የማን ተመሊስኪ ዘለኺ እሞ፡ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን የሃብኪ ጎይታ
Kal hiwet yesmaeluna
Amen qal hiwet yesmealna egzabiher entay yisano betame deszbele enko beselam nab lbeki temelski netom tedefina zelena lebna dema kezabiher yianti lidya lbi ladya zekefete tekfetelna xegeu yebezhe
መምህር ካሳሁን ሓውና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ተባዕ ሓቀኛ ዘይጸዓት ጓሳ።
Btami des zbl zena tebareku
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏♥️መሰተዉዓል ልባና ይዒዲለና እግዚአብሔር አምላክ 💔🙏ዝሓፍተይ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
ሰላም ንዓኻ ክብር kesahun ሐወይ ኣምላኽ ጸግኡ ybzahalka ber ktbel thagos hafna titi ka amlak tsegu yebzhalki klu ktmhryo atdelyi bmenfesawi tmherti antekena ka temeraxi ayu amlak nkluna hzbi alem admen tanann yhabena kbrti namlaknenn mehaneinann eyesus krstos 🙏❤🙏❤🙏❤
ብሓቂ ንፍዕቲ ዛሓፍተይ ያ በተለይ ደቂ ኣንስትዮ እግዚአብሔር ልቦናና ይክፈተልና ጥበቡ ያዓድለና
መጀመርያ ክብርን ምስጋናን ልሉዑል ፈጣሪና ይኩን 👏👏👏ካብኡ ከኣ ነመምህረይ ሓፍትና ቲቲ ከኣ ናብየማን ዝመለሳ ፈጣሪ የመስገን ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ እግዛኣብሔር ሙሉእ የርእየና ኣሜን👏👏👏
Hnika bselam me mexakia kubur hawey .
Btaemi des zebl kab kulu brdit mmlasa Egziabher Amlak ekae Ayni lbonaki kefetelki nay bhaki Mulue ygberelki edmen tenan ygberelki
ሓብተይ ማዓረይ ከምዚ ናትኪ ይቅረ ትብል ልሳን ይዓድለና ፈጣሪ ኣሜን። እሞ ዝሓብተይ ፈጣሪ ናብ ቃል- ኪዳንኪ ይመልዝኪ ዝያዳይ ኣሜን
እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ስድራ እግዚኣቢሄር
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪❤️
ብመጀመርያ እቲልዑል እግዝአብሄር አምላኽ ዝተመስገነ ይኹን ነዚ አዝዩ ደስ ዘብል ቁዱስ ነገር ክንሰምዕ ዝፈቀደ። ቀጺለ መምህር ካሳሁን ሐወይ እግዝአብሄር ዘመነ አገልግሎትካ ይባረኽ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዝአብሄር ጸጋኻ መመሊሱ የብዝሐዮ ንዓና ክሕሸና ኩሉዃ እንተዘይ ፈጸምናስ ገለ ካብቲ ህልም ዝበለ ጥፍአት ንክንድሕን ትቃለስ አለኻ ዕድመን ጥዕናን በረኸት እግዝአብሄርን ምሳኻ ይኹን።
ቀጺለ ናብ ቲቲ ሐፍተይ ክምለስ እቲ ኩሉ ዝከአሎ ሰናይ ነገር ጌሩልና እዩ እሞ ሐቢርና ነመስግኖ። ከምዚከማኺ ዝመሰላ/ሉ ብሉጻት ሰባት የብዝሐልና እግዝአብሄር ። ጌጋኺ INNOCENT MISTAKE እዩ ኔሩ በዚ ዝሰማዕኩኺ ለባምን ወረጃን ስለ ዝኮንኪ ከአ ማዕዳን ነቀፌታንሐበሬታን ናይህዝብኺ ተቀቢልኪ እግዝአብሄር ሐይሊ ሂቡኪ ብጣዕሚ ደስ አቢልክኒ እግዝአብሔር በረኸቱ የብዝሐልኪ ።
አነ እዃ እታ ነይ ቀደም ቲቲ አይፈልጣን እየ ብጣዕሚ ከአ ይሕጎስ ብዘይ ምፍላጣ። ዕድመ ንፍኖተ አቦው ሕጂ አብ ጽቡቅ ተላሊና አለና።
ኣሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ካሣሁን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኻ ስለቲ እትህበና ትምህርቲ ከኣ ዕጉብ እየ።
ከምኡ ውን ሓፍትና ወዲቅካ ምትንሳእ ከም ዝግባእ ብፍላይ ነቶም ኣብ ምስ ሜዳን ንወጽእ ኣብነት ብምዃን ዝመሃርክና ብልቢ ከመስግነኪ ይፈቱ። welldone keep it up doing like that I'm so glad.
እታ ጥሲ ከኣ ማለት ጥበበኛ ሰለሙን ጥበብ ክወሃቦ ከም ዝለመነ ኣብ 1ይነገስ 3:9-12 [፫፣፱-፲፪] ዘሎ ንረክቦ ደጊምኪ ሕዝያ ኢኺ።
ኣሜንንን ሓፍቲና፡ኣብዛ ምድሪ ኩሉ ይወዲቕ እዩ፣ናብ ክርሥቶስ ዘይምምላስ እዩ እዩ ውድቐት፣ወዲቕካ ዘይምትንሳእ እዩ እዩ ውዲቐት ዝባሃል።እንቋዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ልብኺ ከፈተልኪ፣ንዓና ውን ካብዚ ዘለናዮ ውድቐት ልብና ከፊቱ ይምለሰና ፈጣሪና።
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ቃል ሕይወት የስመዓልና ኢዛ ጋል ብጣዕም ንፍዕት
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ተማሂረ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣሕዋተይ ኣሜን.
ይቅርታ ግን ሓፍተይ ናተይ ኣስተካኪልኪ ተረድእኒ እንታይ ድየ ክብል እቲ ሕሉፍ ውጉዝ ትምህርትተትኪ ካብቲ ኣካውንትኪ እንተተጥፍእዮ ፅቡቅ ይመስለኒ ንምንታይ እሲ ዘይሰማዕናዮ ዝነበርና ኢና ንሰምዖ ዘለና እንተዘይ ኣጥፊእክዮ መፃኢ ወለዶ እውን ዘዳምፆ ይመስለኒ ንምንታይ ተዳምፅዮ ከይትብልኒ እቲ ናይ ሐጂ ሰናይ ትምህርትኪ ንክካፈል መዝጊበ ኣትየ እሲ ኩሉ እቲ ሕሉፍ ትምህርትኪ እዩ ብላዕሊ ፀኒሕኒ ኣበሃህላይ እንተተጋግየ ይቅርታ ክትገብርለይ ተስፋ ኣለኒ ክብርቲ ሓፍተይ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ደስ፡ዝብል፡አዩ ለባም፡ሰበይቲስ ናብ፡መንግስቲ ሰማይ ተአቱ
Mekeret haftey ezi nayedetatna akedadna kea abti resi xbkti mukanki melisu axebikuki kexlyo ezi bahlna eko mewedadrti yeblun slezeyntkemelu ena ember❤️❤️
Wawww bitami des zbil titi haftna yikre ykunki yekenilna xubuq zereba
ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝቢል ዝሓፍተይ ጌጋኪ ተረዲኪ እቅረታ ምሕታትኪ እተን ዘተኪየን ደምስየን ዝሓፍተይ። ተተካኢሉ ውን ኣታውሀን ንጽጉማት ሃቢ
እቅረታ ግን ደፊረ ከይከውን
ይቅረ ይኩንኪ ዝሐፍተይ ,ይቅረ ንክትብሉ ጽሐይ አይእረብኩም, ንአኪ ድማ አምላክ ይባርኪ ,ንኩልና ዝተረፉ ጌዘይና ናይ እቅረይታ ጌዜ ያሃበና ፈጣሪ
ኣሰይይይ ጸግኡ የብዝሐልኪ ኩሉ ከማኪ ናብ ልቡ ይምለሶ
Amen amen amen
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ሓፍትና ቲቲ ብጣዕም እና እንፈትወኪ ምቅርተይ እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኪ የኔ ማርርርር 💚💚💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ንሓፈትና ከኣ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ እግዚኣብሄር ይሃግዝኪ ። ግን ይቅረታ ድኣ እንበር እቲ ዝዘሪጋ ሕክዩ ቢድዩ ተትድምስስዩ ኣቀድምኪ ጽብቅ እዩ 🙏
Memhrey amlak ybarka sle eti kulu senay gbrka betaemi eye bzuh kabaka temahire
Edmen tenan yhabka fetari
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ቃለ ሂወት የስመኣና
Btaemi des zebl eyu divora haftna enkua bselam temeleski. Ajoki kexlyo egziabhier amlak nkulna ykre ybelena. Memhr kasahun hawna ke kabzi nlaeli ktayi egziabhier amlak nay agelgulot edmieka ybalrkelka🙏🙏🙏✝️
ከምቲ ልቦናኪ ዝከፈተልኪ እግዛአብሔር ኣምላክ ናዓና ውን መስተዋዓሊ ልቦና ይዓድለና💔😢
ናይ ባሓቅ በተለይ በተለይ ድቅ ኣንአስትዮ ንማሃሮ
ዝግባኣናዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ከምት ናትኪ ልቦና
ዝኸፈተ ልቦናና ይኺፈተልና 🙏🙏🙏🕊💚💜
ክብርቲ ሓፍቲ! ከማኺ ናብ ጥዑይ ኣእምሮ ይመለሳ/ሱ፡ እተን ተሪፈን/ተሪፎም ብርኽሰት ዝዕንዳራ/ዝዕንድሩ ዘለዋ/ዉ ኣሕዋት፡
ኣብ መወዳእታ ክብለኪ ዝደሊ፡ ክብርቲ ሓፍቲ፡ ብሓቂ እንተ ተመሊስኪ፡ እቲ ኣጸያፊ ናይ ርኽሰት ቪድዮ ዩቱብ(Video RUclips)
ደምስሲዮ። እዚ ንስርእስኺ'ዩ።
ብሓቂ ፍርሓት እ/ሄር እንተ ሃልዩኪ!፧
Not for us, that is for u!
Thanks and GBU!!
ብሓቂ ሰናይ ነገር ኣምላክ ንኩልና ናብ የማን ይምርሓና ፈጣሪ
ናይ ባሓቂ ንፍዕቲ ከምዚ ኢልኪ ይቕረታን ማሃሪ መደብን ምቕራብኪ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ፈጣሪ፡ ነተን ዝተረፋ ምኽሪ ተዋሂብወን ዘይሰምዓ ወይ ዘይሰምዑ ኣምላኽ ዓይነ ልቦነኦም ይኽፈተሎም። ነቶም ሰማዕቲ ካኣ ምስትውዓልን ጥበብን ይዓድለና።
እንካዕ ብዳሓን መጸኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹኹ✝️✝️✝️✅
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ከሙኡ ዉን ቲቲ ሓፍትና የቀንየልና ክቡራተይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም መምህረይ ቲቲ ሓፍትና ኻኣ ኣምላኽ እንኩዓዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ለባም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻን መልእኽትን ልቦናን ኣማሓላሊፍኪ ።
Kalehwet yesmalna mharn gesaxi zkone tmhrti eu araya hzbi mkan kelil aykonen egzabiher edmen tenan yhabukum yehwatey kexlwo kndey ztegageye hzbi tmelsu alekum
Wooo egziabheir amlak xegueu yebzahalki neten zterefa kea kemaki xegue yhaben tedemsiskiyo kea zbelexe
Qale hiwet yesmalna
እንካዓ ብሰላም መፃእኩም ክቡር መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ኣገልግሎት ዘበኖም ይባርክ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏
ክብርቲ ሓፍትና ውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ መንገዱ ስለ ዝመረሐኪ ዝተመስገነ ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩላትና ኣምላክ ናብ ንስሃ ሞት የብቀዐና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️👏👏👏
Amen amen amen kale hewit yesmalna
ናይ በሓቂ ሓፋተይ እንቃዕ ናብ ልብኪ ተመለስኪ መምህርና ከኣ ጸጉ የብዝሓልኩም ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽናዓና የሕዋተይ 🙏 ናይ ፍቅሪ ኣምላክ እዩ ዘለና እሞ ተመስገን 💒💒💒💒💒🙏🙏💒💒❤❤❤❤🙏🥰🥰
Btami des zeblyu mehrna menhr kasahun edmen tienan yhabelna
Yekenyelna kasahun hawna and titi haftna egziabher amlak xegakum y3bzehayom
ብሃቂ ቃል ሂወት የስማልና መምህር
ሓውና ካሳሁን ህዝብና ካብ ጌግ መገዲ ንምውጻእ ብትገብሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ነመስግነካ አምላኽ ይባርኽካ ፡ሐፍትና ኸአ ይቕረ ይኹንኪ ,ብዙሐት ፍልጠት ዘለዎም ኣብዚ ሚድያ ስለ ዘለው ፡ንስኺ ግን ደቕኺ ካብዚ ሚድያ ተአሊኺ ብስነስርዓት እንተዕቢኺ ነዚ ሕብረተሰብና ዓቢ ሐገዝ እዩ
ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ልብና የለስልሶ ዓይንና የብርሀልና አምላኬ እግዚኦ ምሐረና አቦየ ተባረኹ ጽቡቅ ጽኒሒት ኔርና 🙏😇
Egziabher amlak yimesgen, ni kuluna ayne libonana yikfetelna, Amen.
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ክብርተይ ናትኪ ልቢ ከም ዝኸፈተልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንዓይ ሓጥያተኛ እዉን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልበይ ይክፈተለይ😭🤲
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣቅሽቲ ከስተምህሩ ከለዉ ገለ ይዓስለኒ ይዓጽዎም ።
ካሳሁን ከስተምህር ከሎ ግን ብጽሞና ኢየ ዝከታተሎ ካብ ምንታይ ኮን ይከውን ከምዚ ከማይ ከ ትህሉዉ ዶ ከ
Btami u des zbl kes elu blbona kab smeit wexyu sle dzareb kulu seb u dfetwo
Welcome back kassahun hawey nay bhaki des zebl tmrti egzabiher xegu yebzhalna amen amen 🙏
እንካዕ ጥራሕ ተመለሰኪ
ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይቅረ ልብል ልቢይዓድለና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ ቲቲየይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማዕዳን ምክርን እዩ ማማየ ከሙኡ ውን መምህረይ 🤲
ኣዛራርባኪ ባጣዕሚ ካድር ኣንበሳ ሽሻይኪ ይብዛሕ
ብሓቂ ቃለ ሰናይ በረከት የብዘሐልኩም
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ካሳሁን መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ
እሜን አሜን አሜን ጥበብ ይዓድለና ኽቡሩት ሓፍተይ
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
ልሓፍትና ለ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና
ከማኺ ገይረ ኣብ ዓለም ተጽላኣኒን ተፈንፍነኒ ሰብ ኣይነበረትን፡ ንዓይ ዉን ኣይትሓዝለይ ዝኸበርኪ ሓፍተይ።
ኣነ ብ 2016 ብዶክትረይት እየ ተመሪቀ ይኹን እምበር ብኸምዚ ትብልዮ ነገራት ብፍጹም እዩ ዘየለ ኣብ ዓለም፡ ኮታስ ኩሉ ይትረፈልና'ሞ ግን ክብርቲ ሓፍተይ ካብ ተጣዕስክስ እቲ ቪድዮ'ስ ደምስስዮ ኢኺ በሊ።
ፈጣሪ ኣቦይ እንቛዕ ናብ ልብኺ መለሰኪ። ይቅረ ዝብል ፈጣሪ እዩ፡ ንፈጣሪኺ ድኣ ኣይትሓዘለይ በልዮ እምበር ንሕና'ስ ርኢናልኪ እኳ ኣይንፈልጥ።
ናይ ብሓቂ ለባም ሰብ ጓል ዓበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🙏
Btaemi lebam zeraba yu, tsbuq melekiti eiki ahlifki eza haftey shkor. Egziabhier tsegueu yebzhalki 🙏😍
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ
ክብርቲ ሓፍትና ድማ ቡዙሕ ተማሂርና ኣለና ካብ ጌጋካ ምእራም ፅቡቅ እዩ
ሰላም ወሰናይ ነዓኻ ይኹን ሰ/ወ ካሳሁን ወንድሜ ኣምላኽ ይባርኽካ ፡
ብምቅጻል ን ቲቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ክብሪ እዚ ዘብጸሓኪ ። ኣጆኺ ብዙሕ ሰናይ ይምነየልኪ ሓውኺ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቲቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና የብርሃና ነቶም ዝተረፍና
Btami des zbel eu Egziabher ybarkum memhrey 🙏
ጽቡቅ ኣገላልጻ እዩ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ኣብየት ዓቅሊ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ካሳሁን ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ንፍዕቲ ብስልቲ እኪ ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኪ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼