Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብተወሳኺ ክትሓቱኒ ትደልይዎ ሕቶ ኣብ ኮመንት ፀሓፉለይ ቐፃሊ ሒዘልኹም ክቐርብ እየ subscribe & share ዉን ናገበርና ቤተሰብ🙏
ተከታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ምፀና ብሮይ
መንፈሳዊ ሂወት ቃፅሎ ኢካ ዝሓወይ ❤
ብፃይ ቃሉ ከመይከ
አይዞን አይዞኻ ቃሉዋይ ቡዙሕ እንድዩ ሓሊፉ
ነክፋር ታይ ማለት እዩ ቃሉ ሓወይ?ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እቲ ሓፀርቲ ቪድዮታት ናይ ቲክቶክ ከ ታይ ኮይንካ ኣብዚ ዩቱብካ ሼር ለይትብሎ ?ዘይደከሙሉ ናተጠቀሙሉስ ዋላ ይሕፀር ቡዙሕ ላይክ ኮሞን ተሃልዩዎ ዩቱብ ይከፍለካ እዩ
ኣነ ኤርትራዊ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ተጋሩ ኣብዚ ሓጺር ግዜ ብጣዕሚ ኢኹም ኣብ ስነጥበብ ጽቡቅ ስራሕ ተርእዩ ዘለኹም ቃሉ ብፍላይ ተፈታዊ እዩ ዘሎ ኣጆኹም ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ንኹልና ሰሓቅ ይግበሮ ሂወትና ❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🏼 🙌 👏 ❤️ ☺️ ❤❤❤❤
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz ሳብስክራይብ በልለይ
@@SelamSelam-g1w ደምረን
አሜን አሜን አሜን ማአረይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምዓረይ❤❤
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዪ ን ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ካብ ሓፍትካ 🇪🇷❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
😂@@merhawitmuaz1619
@@merhawitmuaz1619kkk geratlki do mo
ደምሬን😍
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ቃልዋይ ጅግና ንደዋካ አፋለጠና ትብሉ 👍
@@Mkii1211 ደምረን
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
ቃሉዋይ ኣጆኻ ዝሓወይ 😢😢😢😢😢😢
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ደጋፊኻ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣቦኻ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ስርሓትካ ጽቡቕ እይ ቀጽሎ
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ደጋፊትካ የ 🇪🇷 ንፋዘር ከኣ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ
❤
ደምረኒ ደላዪ ሰላም ❤❤❤🎉🎉
ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ቃሉ ሓወይ ፖሎቲካ ገለ ኪኖ ሓጹር ይደርበ ❤From 🇪🇷🇪🇷 ኣጆኻ ኩሉና ከምኡ ዘጋጠመና ኢና ❤
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
እወ ኪኖ ሓጹር ይደርበ ሓቂ ❤❤❤❤🇻🇳❤️🇪🇷❤️❤️❤️
ናይ ብሓቂ ፖለቲካ ኪኖ ሓፅሩ ይደርበ ሰላምን ፍቅርን ይሕሸና❤😢
እንካዕ ደሓን መፃካ ቃሉ ሓወይ🎉🎉
🔥🙏🙏
@@Kalu_nekifarሓቢቢ ኣድናቂካ ናይ ኩሉ ጊዘ የ እንታይ ትብለኒ ብሃንቀዉታ ወድኖ ሓዉካ 🇪🇷 የ 😅
@@HaniGile-lf8uw❤❤😮
@@Kalu_nekifar#ሳብስክራይብ ግበረለይ ብቅኒዕን🎉🎉
@@HaniGile-lf8uwሳብስክራይብ በልለይ
ብሮ ኣጆኻ ጽንዓት ካኣ ይሃብኩም ናየበኹም ኣጆኾ ዝዓርከይ ንኹልና ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደጊመ ኣጆኻ በርትዕ
የኔ አባት መዝሙር ምስጋና ሃም ትመነኻ ደስስስ ኡልና ፈጣር ምስጥረ ጥበቡ ይግለፀልኻ በእውነቱ ድንቅ ትምንት ይፈፅመልኻ 👏😌
ትግራዋይ ወዲ 70 እንደርታ እምበር መን እዩ ከ ኤርትራዊ ዝብለካ እና ኣጀኻ ቃሉዋይ ቃፅለሉ ፃላኢኻ ይንባዕ ወድነይ ጎይታዋይ😭ይፈትወካ የድንቀካ እየ ወዲ መንደረይ ክብረተይ❤
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
#ሳብስክራይ በልለይ🎉🎉🎉
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@@WejeratAdey እሺ❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ
ቃሉ ሓወይ ብጥዕሚ የ ዘድንቐካ ዝከተታለካን ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ።ኣነ ሓዉኻ ኤርትራዊ🇪🇷 እየ ዝከኣለካ ተኾይኑ ከኣ ሓደ ሓደ ግዜ ንሰላም ናይ ኤርትራን ትግራይን ዝኾነ ቪድዮ ኣቕርብ ኢኻ ኩቡር ሓው ሰላም ንዓኻ የቐኔለይ
አጆካ ቃሉ ኩሉ መስ ወላዲኡ ዝነብር ሰብ የለን ነቦና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኻ ካብ Blue 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣጆኻ ቃሉዋይ ሓወይ 💪🙏🙏🙏ኣብ ስራሕካ ሰላምን ዓወትን ይምነየልካ❤ካብ ሓፍትካ 🇪🇷
ቃሉ ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ተጋሩ & ኤርትራዊን 🙏🤝
አባይኻ ይንባዕ ለካስ ደቂ ሰባት ፀገማትና አብ ዉሽጥና ሓቢእና ሰለ ንነብር እምበር ነንሕድሕድና ቃንዛ ዉሽጢ አለና አጆና ጥራይ ኩሉ ሓላፋይ እዩቃሉ ሽኮር ሰላም ንዓኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ጀግና ወድዞም ጀጋኑ
ሳብስኽራይብ ግበረለይ ዝሓወይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ሕራይ
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ነበርቲ ኣይኮናን ዉን ንሕና 😥😥😥🇪🇷ካብ ኤርትራ ተኻታታሊ ቻነል ናትካ እየ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ጀጋኑ ስዉኣት ከኣ ጅግና ኣይብከዮን እዪ be strong brother
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
@@MillardAvaታይ ሕማቅ ኮሜንት ፂሒፎም ኣብ ዘሓለፍካዮ ትፃረፍ ትግራዋይ ኮይኑ ዝፃረፍ የለን🤔
@@MillardAva Nski eiki ab zeymlketeki atiki Comment ktxhfi xhay aribatki haftey😂😂😂 rip
አጆካ ቃሉዋይ ኩሉ ምስ ወላዲኡ አይነብሪ አነለ ከማካ እየ 😢እና አጆካ ጠንካራ ጅግና ኢካ ሞ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ❤❤
ፅናዓትይሃብካ ዛሓውይ እና ጠንካራኢካ እሞ ቅፀለሉ❤❤❤
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ i proud of you keep it up bro.🇪🇷
ኣጀካ ሓወይ ናተይ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ግን ኩሉ ስብ ምስ ስድሩኡ ኣይነብርን እዩ ዋላ ኤርትራዊ ይበሉካ ዋላ ሓንት ጸገም የብሉን ኣሕዋት እንድና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇬🇭🇬🇭🇬🇭🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንመጀመሪያ ግዜ ረኢ ንመጀመርያ ግዜ ሳቨስክሪየቨ ገይረ ሰለዚ ንዚ ቆልዓ ነባረታተዓዬ ኣሕዋተይይ ተስፋ ዘለው መንእሰይ እዩ እሞ ሃየ 🙏❤✊
@@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ደምረን ወለላይ
@@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ደምረን
ቓሉ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ ኣቦካ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ካብ ሓውካ ዮኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኻ ሓው ቃሉ ንወላዲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ፣ እቶም 3ኣሕዋት ድማ እንቋዕ ተመለስኩም ብሩኽ!! ብጣዕሚ ኢና ነደንቀካ።
ኣድናቂኻ ካብ ማእከል ኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይ ኣቦኻ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ኣጆኻ ለለ በዚሕዎ እምበር ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
ለለ ሞ ትግርኛ ቋንቋና እንድዩ እንታይ ጸገም ኣለዎ
ደሚረኒ ሓወይ ደላዪ ሰላም❤❤
ኣረ ክብረት ይሃልወና ለለ በዚሑ ግዛዕ ኣይትበሊ, ክጅመር ከሎ ለለ ላዛ ትግርኛ እዩ, ንስኺ ሕጂ ለለ በዚሕዎ ገለ ትብሊ ኣለኺ, ንስኺ ግን ብራቮ, ቬላ,እንድያሞ,ጠዋሊ,መርሓባ, ,ወዘተ ግዛዕ ሓዋዊስኺ ትዛረቢ ትኾኒ ኢኺ,ከምዚ ክብለኺ ከለኹ ግን ንሕና ተጋሩ እውን ክንዛረብ ከለና ኣማርኛ ንሓውስ ኢና ስለዚ ትኽኢልና ኩላትና ነስተኻክል,ተዘይኾይኑ ለለ በዚሑ ግዛዕ ኣይትበሊ ለለ ላዛ ትግርኛ እዩ ስለዚ ኣክብሮት ይሃልዎና ምውቓስ ጥራሕ ኣይንኹን
አጀካ ቃሉዋይ ፀላኢካ ይንባዕ አቡነለ አበ ገነት የንብሮም እንኳዕ ደቆም ተረፍኩም ዕድመን ጥዕነን ይሕደግልኩም
ቃሉዋይ መዓረይ ኣብሊፀ እየ ልፈትየካ ኣጆኻ ዝሓወይ ፀላኢካ ይንባዕ ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ ንኣቦና ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዝሓወይ ኣጆኻ 😥🙏
@@WejeratAdey ደሚረኪ ኣለኹ መዓረይ ♥️
@@Arsulove-ke6xdደምረን ወለላይ
ኣጆካ ቃሊ ሓወይ ❤❤ ንስካ ኣይኮነንን በዚ ትብሎ ዘለካ ንሕና ከማን ሓዚና ኣይኮነን ኣቦካ ንስካ ሂወት ከምዚ ዩ ቃላ እንካዕ ሰለስተኩም ኣሕዋት ብሰላም ተመለስኩም ንስኩምሲ ክትስዉኡ እምበር ክትምለሱ ዶ ወጺኩም ኢኩም ግን ናይ ኣምላክ ጥዑም ተመሊስኩም ኣጆካ ቃሉ ተመስገን ጥራይ በል ሂወት ከምዚ ያ ስራሕካ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ ዝርእዮ ቀጽለሉ ንፉዕ ❤❤❤❤ from eritrea
ኣጆኻ ቃሉ ብጣዕሚ ነሓዝን ከብድና በሊዒኻና ንኣቦና መንግስቲ ሰማያት የዋርሶ ቃሉ ቃሉ አኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና!!
ኣጆኻ ቃሉዋይ ሽኮር ኩሉ ናይ ፈጣሪ ዩ ❤❤❤ ኩሉኹም ካብ ኩናት ምውጻእኹም ከኣ ዓቢ ነገር ዩ በቃ ተመስገን ፈጣሪ ❤
ቃሉዋይ ሕጂ ዉን መዝሙር ተላማመድ ❤❤❤
ደምርኒ🎉🎉🎉
ደምረን ❤
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ትግራዋይ ወዲ 70 እንደርታና እምብር መንዩ ኤርትራዊ ዝብል ❤እና ኣጀኻ ቃሉዋይ ንኣቦና መንግሰተ ሰማያት የዋሪሶም😢😢
ብሰሩ ከ ዝፀውዩዎ ሰኢነም አምበይ ላህጃ ነበኦም ጨና ዘይብሉ ተተኮን ነይሩ ለ ብንያም ግርማይ ትግራዋይ እነድዩ ኤርትራ ወኪሉ ሰለ ዝሰዓረ ጀግና እነበሉ ዘድንቁ ዘለው አብ ትግራይ ክበፅሕ ዝኮነ ነገር ጨውጨው ምበል አመል ኮይንዎም እምበይ
@@zewdugalwembrttgray9281 ክክክ ተደንግጺ ሓብተይ
@@zewdugalwembrttgray9281ati kurub dyu risi zeyblkum bejakum eba seb kunu
#ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@zewdugalwembrttgray9281 #ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
ኣጆካ ቃሉየ ጅግና ኢካ ብሓቂ ኩሉ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሞትከዓ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ብሓቂ ኣንቢዕካኒ 😢
ቃሉየ አጆኻ ዝሓወይ ኩላትና አሰደት ከለና ሲኢና ወላዲና ግንከ ከይፈተና ኪኢልናዮ እዳውም ንሰኻሰ ዕድለኛ ከይዓረፉ ዃ ሪኢኻዮም በርትዕ እዃዕ ሰለሰቴኹም አሕዋት ብሰላም ተመለሰኩም ተመሰገን አነ ሓንቲ ጓል ከልተ አወዳት ወፅዮም ኔሮ ናይ ፋዘር ሞት ብናይ አሕዋተይ ሰላም ምምላሰ ተደቢሰ🙏
ኣጆካ ቃሉ ሓወና ንኣቦና ድማ መንግሰተ ስማይ ይዋርስ ንኩልኩም ሰደራ ፅንዓት ይሃብኹም 😭😭😭😭
Ajoka zhawey..ንኣቦና ጎይታ ኣብ የማኑ ይቀበሎ! ንኹሎም ስድራቤት ድማ መንፈስ ምጽንናዕ ይሃብ ፈጣሪ!
እሕሕሕሕ ብጣዕሚ ዘሕዝን😭😭 ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ንሙሉእ ሰድራ ቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንመዉቲ ካኣ መንግሰቲ ሰማይ የዋርሶም አግዚአብሔር ኣምላኽ 😭😭
@@SelamGuesh-w2b ደምረን ወለላይ
አጀኳ እዝሐወይ ፀንዓት ይሃብክም ንክሉ ቤተሰብን ፈተዉትን ንአቦናዉ መንግሰተ ሰማይ የዋርስም ልዕል አምላኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ኣጀኻ ጅግና ለካ ብኹሉ እዩ ተዕድሉ በሓቅይ ቃሉ ፅቡቅ ዕላሉ❤❤❤
ቃሉ ኣምበሳው ብጣዕሚየ ዘድንቀካ ብጣዕሚ ኢኻ ትላበሶ ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ሓውኻ ኤርትራዊ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ቃሉዋይ ፀላኢካ ይባዕ ወድነይ ለቦና መግስተ ሰማይ የዋርስልና ልመላእ ቤተሰብለ ፅናዓት ይሃብኩም🙏
ደምረን ወለላይ🎉🎉❤
ቃሉዋይ ጎይታዋይ ኣጆካ ወዲነይ ዕድመን ጥዕናን ይሕደጉልኩም ኣብ ገነት ይንብሮም ልወላዲ እዋን😢😢😢 ንስካ ልኣና መርኣያ ፅንዓት ኢካ ጅግናዋይ እንካዓ እዋን ቢሂወት ተረፍካ❤❤❤❤
@@ትጂጋልቀሺ ደምረን ማር
ኣጆኻ ቃሉዋይ ነቦና ናይ ሰማይ ዕረፍቲ ይፍጠረሎም ንስኻለ ጠንካራ ኢኻ በርትዕ🙏🥺🥰🥰🥰
ኣጃካ ቃልዋይ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ንኣቦና አብ ገነት የንብሮ😢😢😢
አጆኻ ፅናዓት ይሃብካ ዛሓወይ ጎብዝ ናይ አቦኻ ሓደራ ከይተዐብር ንስኻን አሓትካን ከይትሓምቁ
ኣጆካ ቃሉዋይ መኣረይ ኩሉ ፈቃዱ እግዚአብሔር ዩ ተዝዓበዮ ግን ኣቱም ኣሕዋትካ ብሂወት መምላሶም ዩ ዝሓወይ መኣረይ እግዚአብሔር ጠንካራ ይሃብካ ድማ ፋዘርካ ግን ቅዱሱ እዮም ብሓቂ ደቆም ብሳላ ፆሎቶም ተመሊሶም እዮም ዝሓወይ ኣጆኻ ብርተዐልና የኔ ጀግና ንፅህ ትግራዋይ እምባር ❤ናይ መን ኤርትራዊ ዩ
ኣጆኻ ቃሉ ከምቱ ዝበልካዮ ሞት ኣይተርፍን እንኳዕ ድማ ምስ ኣሕዋትካ ብሰላም ሃለኩም፡ ስራሕትኻ ድማ ፅቡቃት ዮም ኣበርቲዕኻ ቀፅለሎም
ቃሉ ሓወይ ፀላአካ ይንባዕ አጆካ ዝሓወይ ጠንኪርካ ሰሪሕካ አብ ዝላዓለደረጃ ይብፅሕካ አምላክ ጀግና እካም አጀካ ብርት ሂወት ከሙእ እያ ሙሉእ ዘይብላ ንሱኩም እለ እንኳዓ ብሰላም ተመልሱኩም እንኳዓ እዉን ናብዚ አብቀዕካ ናይ ዓመታት ፍረካ ፃዕርካ ዝረእካ🎉🎉🎉❤❤❤
@@ሃዉልቲጓልትግራይ ደምረን
ኣጆካ ቃሉ ሓውና ካብቲ ዝፈትዎን ደስ ዝበልኒ ኮሜድያን ኢካ፡ሞ፡ኣምላክ፡ጥበቡ የብዝሓልካ፡ኣጆካ፡ድማ፡ወላዲካ ኣምላክ፡ኣብ ሑቅፎ ኣብርሃምን ያቆብን ኢሳቅን ይቀበሎምጽንዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ድማ ወላዲካ ጸጽቡቁ ይመነየልካ ካብ ሓብትካን ደጋፊትካን ኤርታዊት ኣክበረት
ክብረት ተዓደሊ ዛሓፍተይ ማዓረይ❤❤
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ኣባና ከኣ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ቃሉየይ ማዓረይ ምንጭ ሳሓቀይ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣጀካ ቃሉዋይ እንካዕ ብኩሉ ኣይመተወፃዕካ እንካዕ እሕዋትካ፣እዉን፣ብሰለም፣ተመለሱ፣መንግስተ፣ስማይ፣የዋርሰም😢😢😢😢
@@Zinoo-hr1ej ደምረን ወለላይ❤
ኣጆኻ ቃሉዋይ ፀላኢኻ ይንባዕ ንፋዘርኻ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢 ንስካን ኣሕዋትኻን እንካዕ ብሰላም ተመለስኹም ❤
@@WejeratAdey እሺኒ
@@AaAa-ec7glደምረን 🎉🎉
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ቃልየ አበኩም ብጣዓሚ እዩ ቁኑዕ እካዕ ደቀይ አይበለ ክደይ ወለዲ ድዮም ውላዶም አብ ቅድሚኦም ተሓረዱ ግደፍ እሞ ተሰውኡወም መግስተ ሰማይ ደሞ የዋርሶ🙏
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቃሉ ሓውና ንስኻ ብጣዕሚጅግናን ብልሓተኛን መንእሰይ ጅግና ትግራዋይኻሞ ኣጆኻ ቀፅለሉአነ አብ ደገየ ዝነብርግን ናትካ መስሓቅታት ከይራእኹዋ ትሓልፈኒ የላን ብጣዕሚ ደስዝብልዩ አጆኻ።
ኡፍ ጎይታዋይ ፀላኢኻ ይንባዕ 🥺 ኣጆኻ ንወላዲለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
ቃሉየ ዝሓወይ ይቶቭ ጠንኪርኻ ስራሕ ይኸፍል እዩ አንሕና ክነባረታተዐካ እና ስለ መዝሙር ካአ ሕሰበሉ ሐዝዉን ዘማር ክትኮን ትክእል እኻ❤
ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏
ገይረልኺ
አጆካ ቃሉዋይ ብሉጽ ጅግና ጠንካራ ኢካ ዝሓወይ ❤❤❤ንወላዲና እግዚአብሔር አምላኽ ብየማን ኢዱ ይቀበሎም ዝሓወይ😭😭 ንዓዲ ኩሉና እዮም ከይዶም ብሩከይ🙏🙏🙏
ደምረን ወለላይ🎉🎉🎉
ኣጆኻ ቃሎዋይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ እንኳዕ ንስኹም ብሰላም ተመለስኹም❤
ደምረን 🎉🎉
My favorite comedy kalu ajoka 🇪🇷🇪🇷
ቃልዋይ ኣጆካ ጽንኣት ይሃብካ ጎይታዋይ ኩላትና ከሙኡ ኢና ኣነ ልባእለይ ኣቦይ የሎይ ምእንቲ ትግሪይ ተሰዊኡ ኣብ ስደት ኮይነ ክኣ እየ ሰሚአ ሂወት ከሙኡ እያ😢😭💔
ኣጆካ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ንኣቦና መንግስቲ ሰማይ ያዋርሶም ጀጋኑና እንዃዕ ብህይወት ተረፍኩም ንስኩም ከኣ🙏
ደምረን ወለላይ😊
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ዋይ ሓወይ ማዓረይ😢 ፀላኢኻ ይንባዕ ልወላዲና መንግስተ ስማይ የዋርስ ከይተረደአኒ ምሳኻ ነቢዐ ሓዘን ኣቦ ኣፀቢቐ ስለዝፈልጦ ዋንኡ ምስኣሕዋትካ እንካዕ ስላም ተመለስኩም ❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ገይታዋይ ኣጀካኒ ቃሉዋይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብካ ንቦዋናለ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ኣብ ሕቅፍኡ ቅድሳን ይንብሮም ኣጀካኒ ቃሉዋይ ኣብ ኩሉ ኣሕዋትካ ዘሎ አዩ 💔😭😭😭
ቃሉየ ጀግና ካብ ኹሉ ዘድነቀልኻ ናይ ዓርሳኻ ፈጠራ ስለ ትጥቀም ኩሉ ግዜ ጀግና ቀፅለሉ ንፈትወካ ኢና❤❤❤❤❤
ቃሉ ሓወይ ኣጆኻ ፅንዓት ይሃብካ ወድነይ ንክቡር ወላዲና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢😢
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ በርትዕ ኩሉ ሓላፋይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🇪🇷ኣድናቒኻ እየ ❤️
@@awetweldit ደምረን ወለላይ
ደምረኒ ደላዪ ሰላም🎉🎉🎉
ኣጆኻ ሓቢቢ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኢኻ ኬፍ ኢኻ ትህበኒ ቀጽሎ ካብ ሓውካ ኤርትራዊ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ቃሉ ❤❤❤
ኣጆካ ቃሉዋይ ንፋዘርካ መንግስተ ሰማይ የወርሶም ምስ ኣሕዋትካ እንኮዕ ብሰለም ተመለስኩም
@@gedu8644 ደምረን ወለላይ
❤❤❤❤❤❤ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ቃሉየይ እና ጎብዝ ኢካ በርቲዕካ ስራሕ ኣጆካ ንወላድናለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኩለና ክንከይድ ኢና በብመዓልትና
ፀላኢካ ይንባዕቃሉዋይ ንኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶም ንኣካለ ምስ የሕዋትካ ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪኣጆካ በርትዕ❤
Kalu wala normal enda tezarebka ika teshqeni ajoka qexlo gena abi srah kenxbeka ina kabaka nay bhaqi comedyan ika edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤❤
ቃሉየይ ምንጭ ሳሓቀይ❤❤
#ሳብስክራይብ በልለይ❤❤
ሳብስኽራይብ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@@dasnaentertainmentደምሬን ትሩጉሙ ኢባ ኒገሪኒ🙏
@@MilenHabtom-e6r ሳብስክራይብ ግበርለይ ማለት ይኡ😍
ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ንሕና ደቂ ሰባት ንሓስቦ ካሊእ ፈጣሪ ዝፍፅሞ ካሊእ እዩ ዛዓለም ጎዶሎ ብዘይ ምክንያት ዶ ጎዲላ ዝተናፋፈቀ ዘይተራክብ 😥😭 ቃሉዋይ ጀግና ኢካ በርትዕ ኩልኩም ነዴኩም ንበሩላ ብድሕሪኣ የውዕልኩም 🌹🌹🌹🌹
@@Mahder-eg8kc ደምረን ሓላለይ
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ በርትዒ ❤
ኣጆኻ ወዲነይ ንኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😭😭ፅንዕ በል ሓወኒ 🙏
ቃሉዋይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወካን ለኽብረካን ዝሓወይ ብዙሕ ራኢ መፃእን ዘለካ ኢኻ ዝሓወይ ኣባይካ ይንባዕ ዝሓወይ ኣጆካ በርትዕ
ኣጆኮ ቃሉዋይ😢እዝኩሉ ኣብ ውሽጥካ ፀይርካስ ናዓና ክተስሕቅ ክተፃውት ፀኒሕካ😢ፈጣሪ ሓዘን እዮብ ዝደበሰ ሓዘንካ ይደብሰልካ ዛሓወይ😢
አጆካ ቃሉዋይ ማዓረይ😢 ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ጎይታዋ❤❤
ደምረን🎉🎉🎉
ቃሉ ሓወይ ስሓቅ ኢዩ ዘጥዕመልካ ጸላኢኻ ይንባዕ! እቲ ስምዒት ይርደኣና ኢዩ ሞት ወላዲ ከቢድ ኢዩ ግን ፍቃድ ፈጣሪ ዘይተርፍ ስለ ዝኾነ ኢዩ። እንኳዕ ድማ ሓጎሰካ😊
@@okbazgiherhaile8174 ደምረን
ኣጆኻ ብፃይ ጅግና በርትዕ ቀፅለሉ❤
ኣጆካ ቃሉዋይ ሓወይ ጎበዝካዋ ንኩቡር ኣቦናካዓ መግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣጆካ ወድነይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🌹🌹🌹ኣድናቂትካ እየ ውውዲ ሪመይ ፅሩይ ፅሩይ ትግራዋይ መንዩከ ኤርትራዊ ዝብለካ ጅግናየ ብፃየይ ማዓረይ💊💊💊💋💋💋💋💋🌺🌺🌺🌺💚💚
ኣጀካ ቃሉይ ሓወይ ፅላኢካ ይንባዕ ኩሉ ናኣምላክ ነገር እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢😢
Ajoka kalu hawey betaemi Ika gobez adnakika ye from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነቢዐ ምስኡ ኣጆካ ቃሉ ሓወይ🥺😌 ንኣቦናዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢💔 እንካዕ ንስኩም ነዴኩም ብሰላም ተመለስኩምላ🙏🙏🥰
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ነቦኻ ከዓ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎ ቃሉ ንዓ ኣብ ግዜ ጭንቀተይ ናትካ ቢዲዮ እናራኣኹ እየ ጭንቀተይ ረሲዐ ፈገግ ዝብል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ ዘኽብረካ ማሌ ካብ ሊቢያ እየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ሓወይ ማእዓረይ😢😢ፀላኢኻ ይንባዕ ልወላዳና መንግስተ ስማይ የዋርስ ከይተረደአኒ ምስኻ ነቢዕ ምስ ኣሕዋትካ እንካዕ ስላም ተመለስኩም❤❤❤❤❤
ኣይዞኻ ቃሉዋይ ጅግና ኩሉ ፍቃድ ትፍለኣምላክ እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፋዘርለ♥️🥰
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
ቃሉዋይ ኣይዘኻ ኣቦናለ መንግስተ ሰመያት ይዋሮሶም 😢😢ይፈትየኻ እየ ቃሉዋን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
ደምረን🎉
ቃሉ ሓወት ገዳም ሜድያ ሰብስክራይብ ክገብሩ ንገሮም ናይ ፅድቂ ስራሕ አዩ ከም ተጋሩ ክንተሓባበር አለና ብንኽእሎ ነገር ዝተቸገሩ ህዞብና እዪ ዝረድእ ገዳማትን ቤተክርስትያናትን ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ብዙሕ ተመልካቲ የብሉይ አብ ሰናይ ተገባር ንውፈር እኳዕ ደስ በለካ ዛሓወይ ዝወለደ ኹሉ ይታሓጎስ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Btami tsbkti hasab ngedam midya hagez kulatna yedlyo eyu slezi ntehababer ❤❤
@@hanayemaryam12 ደምረን ወለላይ
@@FanaAiooo ደምረን ወለላይ
ፀላኢኻ ይንባዕ ቃልዋይ😢❤ ብሓቂ ፀሎት ወላዲኹም ኣይተሓደገኩሙይ ተመስገን ሰለስቲአኹም ኣሕዋት ብሰላም ምምላስኩም ዓውዪ ነገር እዩ❤ነበርቲ ኣይኮናን ኩለና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ልወላዲኻ😢
ቃሉዋይ ጽንዓት ይሃብካ ኣጆኻ ከኣ ቀጽለሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ነድንቀካን 🫶🏽♥️
ኣባይካ ይንባዕ ቃሉ ሓውና ኤርትራዊ ሓውካ ኢየ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ስራሓትካ ብጣዕሚ ኢዩ ዝስሕበኒ❤❤❤❤❤
@@LijNatan-g1g ደምረንን
@@LijNatan-g1g ደምረን❤
እሞ ሓብትኻ ድኣ ዘይትህቦ😅😅
@@ሰብደይብሉደላዪሰብ ኣየ ሓበሻ ሰብ ኣጆካ እንተይልካ ናብ ፖለቲካ ኢኩም ተትውዎ ኢናዓል ገዋድ
@@LijNatan-g1g ተኣለ ጉኑፍ ከመይ ድኣልካ ትገብሮ ነዝ ዘረባ
ቃሉየ ፀላኢካ ይንባእ ሞት ንኩሉ ኡዩ ንህናም እንሞተሉ መኣልቲ ኣይንፈልጥን መኣረይ ኣንበሳይ ህዝውን ንማማካ ተንከ ባከበን ፅንኣእ ዝሀወይ
@@bettyboo7783 ደምረን ወለላይ🙏❤
ኣባይካ ይምባዕ ቃሉ ዘሓወይ ፅንዓት ይሃብካ
@@ከመይኣላዓደይ ደምረን ወለላይ🙏
😢😢ኣጆካ ቃሉዋይ 😢😢😢😢😢😢😢
ኣጆኻ ቃሉየ ፀላእኽ ይንባዕ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ምዓሪይ እና ኩላትና ከምኡ እና ነኣቦታትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😢ንስኻ ግን ኣጆኻ በርትዕ ወድኖ❤
ብፆይ ቃሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ኣጆካ በርትዕ❤❤❤❤
ቃሉ ናይ በሓቂ ንፊዕ ተዉህቦ ዘለካ ተዋሳኢ ፤ ኣብ እንዳ ገሬ እሙን ዓርኪ ጆኬር ኮይንካ እንተትሰርሕ ክንደይ ፊልም መጸበቅካ ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ ዉልዶ ኮኮብ🥰🇪🇷
❤❤Buruk hawey Ane kem Eritrawi 🇪🇷 meten Tegaru yhwatnan kifal nay akalnan ekum Nihna bzey biakum Niskum bzey biana Aytiemin!! Hade mialti bfkri nizelalem ❤️🙏🏾❤️
አሜንንን ይግበረልና ብዝሓለፈ ይኣክለኩም ኢሉ ሰላምን ፍቅርን ይልኣከልና እቲ ናይ ሰላም ንጉስ መድሓኒዓለም እየሱስ ክርስቶሰ 💝💊💙🍀💙
አሜን አሜን አሜን አምላክ ነዚ ሰላም ብዓይንና ንርኢዮ ብእዝንና ንሰምዖ ይግበረልና።
ቃሉዋይ ጅግና አጀካ❤
@@Samsunga23-ks9jv ደምረንንን
ብሓቃ ናይ ኣምላክ ሰብ እካ ኣጀካ መዝሙር ድማ ተዘምሪካ ደሰ ባሃሊ እዩ ተዘይ ዘመርካለ ፀገም የለን ቃሉየይ የኔ ውድ
ቃሉ ዓቢ ሰብ ንቁሕ መንእሰይ ኣጆካ ጽንዓት ይሃብካ ፈጣሪ
ብተወሳኺ ክትሓቱኒ ትደልይዎ ሕቶ ኣብ ኮመንት ፀሓፉለይ ቐፃሊ ሒዘልኹም ክቐርብ እየ subscribe & share ዉን ናገበርና ቤተሰብ🙏
ተከታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ምፀና ብሮይ
መንፈሳዊ ሂወት ቃፅሎ ኢካ ዝሓወይ ❤
ብፃይ ቃሉ ከመይከ
አይዞን አይዞኻ ቃሉዋይ ቡዙሕ እንድዩ ሓሊፉ
ነክፋር ታይ ማለት እዩ ቃሉ ሓወይ?ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እቲ ሓፀርቲ ቪድዮታት ናይ ቲክቶክ ከ ታይ ኮይንካ ኣብዚ ዩቱብካ ሼር ለይትብሎ ?ዘይደከሙሉ ናተጠቀሙሉስ ዋላ ይሕፀር ቡዙሕ ላይክ ኮሞን ተሃልዩዎ ዩቱብ ይከፍለካ እዩ
ኣነ ኤርትራዊ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ተጋሩ ኣብዚ ሓጺር ግዜ ብጣዕሚ ኢኹም ኣብ ስነጥበብ ጽቡቅ ስራሕ ተርእዩ ዘለኹም ቃሉ ብፍላይ ተፈታዊ እዩ ዘሎ ኣጆኹም ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ንኹልና ሰሓቅ ይግበሮ ሂወትና ❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🏼 🙌 👏 ❤️ ☺️ ❤❤❤❤
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz ሳብስክራይብ በልለይ
@@SelamSelam-g1w ደምረን
አሜን አሜን አሜን ማአረይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምዓረይ❤❤
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዪ ን ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ካብ ሓፍትካ 🇪🇷❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
😂@@merhawitmuaz1619
@@merhawitmuaz1619kkk geratlki do mo
ደምሬን😍
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ቃልዋይ ጅግና ንደዋካ አፋለጠና ትብሉ 👍
@@Mkii1211 ደምረን
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
ቃሉዋይ ኣጆኻ ዝሓወይ 😢😢😢😢😢😢
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ደጋፊኻ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣቦኻ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ስርሓትካ ጽቡቕ እይ ቀጽሎ
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ደጋፊትካ የ 🇪🇷 ንፋዘር ከኣ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ
❤
ደምረኒ ደላዪ ሰላም ❤❤❤🎉🎉
ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ቃሉ ሓወይ ፖሎቲካ ገለ ኪኖ ሓጹር ይደርበ ❤From 🇪🇷🇪🇷 ኣጆኻ ኩሉና ከምኡ ዘጋጠመና ኢና ❤
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
እወ ኪኖ ሓጹር ይደርበ ሓቂ ❤❤❤❤🇻🇳❤️🇪🇷❤️❤️❤️
ናይ ብሓቂ ፖለቲካ ኪኖ ሓፅሩ ይደርበ ሰላምን ፍቅርን ይሕሸና❤😢
እንካዕ ደሓን መፃካ ቃሉ ሓወይ🎉🎉
🔥🙏🙏
@@Kalu_nekifarሓቢቢ ኣድናቂካ ናይ ኩሉ ጊዘ የ እንታይ ትብለኒ ብሃንቀዉታ ወድኖ ሓዉካ 🇪🇷 የ 😅
@@HaniGile-lf8uw❤❤😮
@@Kalu_nekifar#ሳብስክራይብ ግበረለይ ብቅኒዕን🎉🎉
@@HaniGile-lf8uwሳብስክራይብ በልለይ
ብሮ ኣጆኻ ጽንዓት ካኣ ይሃብኩም ናየበኹም ኣጆኾ ዝዓርከይ ንኹልና ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደጊመ ኣጆኻ በርትዕ
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
የኔ አባት መዝሙር ምስጋና ሃም ትመነኻ ደስስስ ኡልና ፈጣር ምስጥረ ጥበቡ ይግለፀልኻ በእውነቱ ድንቅ ትምንት ይፈፅመልኻ 👏😌
ትግራዋይ ወዲ 70 እንደርታ እምበር መን እዩ ከ ኤርትራዊ ዝብለካ እና ኣጀኻ ቃሉዋይ ቃፅለሉ ፃላኢኻ ይንባዕ ወድነይ ጎይታዋይ😭ይፈትወካ የድንቀካ እየ ወዲ መንደረይ ክብረተይ❤
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
#ሳብስክራይ በልለይ🎉🎉🎉
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@@WejeratAdey እሺ❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ
ቃሉ ሓወይ ብጥዕሚ የ ዘድንቐካ ዝከተታለካን ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ።ኣነ ሓዉኻ ኤርትራዊ🇪🇷 እየ ዝከኣለካ ተኾይኑ ከኣ ሓደ ሓደ ግዜ ንሰላም ናይ ኤርትራን ትግራይን ዝኾነ ቪድዮ ኣቕርብ ኢኻ ኩቡር ሓው ሰላም ንዓኻ የቐኔለይ
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
አጆካ ቃሉ ኩሉ መስ ወላዲኡ ዝነብር ሰብ የለን ነቦና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኻ ካብ
Blue 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣጆኻ ቃሉዋይ ሓወይ 💪🙏🙏🙏ኣብ ስራሕካ ሰላምን ዓወትን ይምነየልካ❤ካብ ሓፍትካ 🇪🇷
ቃሉ ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና
ተጋሩ & ኤርትራዊን 🙏🤝
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
አባይኻ ይንባዕ ለካስ ደቂ ሰባት ፀገማትና አብ ዉሽጥና ሓቢእና ሰለ ንነብር እምበር ነንሕድሕድና ቃንዛ ዉሽጢ አለና አጆና ጥራይ ኩሉ ሓላፋይ እዩ
ቃሉ ሽኮር ሰላም ንዓኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ጀግና ወድዞም ጀጋኑ
ሳብስኽራይብ ግበረለይ ዝሓወይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ሕራይ
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ነበርቲ ኣይኮናን ዉን ንሕና 😥😥😥🇪🇷ካብ ኤርትራ ተኻታታሊ ቻነል ናትካ እየ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ጀጋኑ ስዉኣት ከኣ ጅግና ኣይብከዮን እዪ be strong brother
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
@@MillardAvaታይ ሕማቅ ኮሜንት ፂሒፎም ኣብ ዘሓለፍካዮ ትፃረፍ ትግራዋይ ኮይኑ ዝፃረፍ የለን🤔
@@MillardAva Nski eiki ab zeymlketeki atiki Comment ktxhfi xhay aribatki haftey😂😂😂 rip
አጆካ ቃሉዋይ ኩሉ ምስ ወላዲኡ አይነብሪ አነለ ከማካ እየ 😢እና አጆካ ጠንካራ ጅግና ኢካ ሞ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ❤❤
ፅናዓትይሃብካ ዛሓውይ እና ጠንካራኢካ እሞ ቅፀለሉ❤❤❤
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ i proud of you keep it up bro.🇪🇷
ኣጀካ ሓወይ ናተይ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ግን ኩሉ ስብ ምስ ስድሩኡ ኣይነብርን እዩ ዋላ ኤርትራዊ ይበሉካ ዋላ ሓንት ጸገም የብሉን ኣሕዋት እንድና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇬🇭🇬🇭🇬🇭🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንመጀመሪያ ግዜ ረኢ ንመጀመርያ ግዜ ሳቨስክሪየቨ ገይረ ሰለዚ ንዚ ቆልዓ ነባረታተዓዬ ኣሕዋተይይ ተስፋ ዘለው መንእሰይ እዩ እሞ ሃየ 🙏❤✊
@@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ደምረን ወለላይ
@@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ደምረን
ቓሉ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ ኣቦካ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ካብ ሓውካ ዮኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኻ ሓው ቃሉ ንወላዲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ፣ እቶም 3ኣሕዋት ድማ እንቋዕ ተመለስኩም ብሩኽ!! ብጣዕሚ ኢና ነደንቀካ።
ኣድናቂኻ ካብ ማእከል ኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይ ኣቦኻ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ኣጆኻ
ለለ በዚሕዎ እምበር ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ለለ ሞ ትግርኛ ቋንቋና እንድዩ እንታይ ጸገም ኣለዎ
ደሚረኒ ሓወይ ደላዪ ሰላም❤❤
ኣረ ክብረት ይሃልወና ለለ በዚሑ ግዛዕ ኣይትበሊ, ክጅመር ከሎ ለለ ላዛ ትግርኛ እዩ, ንስኺ ሕጂ ለለ በዚሕዎ ገለ ትብሊ ኣለኺ, ንስኺ ግን ብራቮ, ቬላ,እንድያሞ,ጠዋሊ,መርሓባ, ,ወዘተ ግዛዕ ሓዋዊስኺ ትዛረቢ ትኾኒ ኢኺ,ከምዚ ክብለኺ ከለኹ ግን ንሕና ተጋሩ እውን ክንዛረብ ከለና ኣማርኛ ንሓውስ ኢና ስለዚ ትኽኢልና ኩላትና ነስተኻክል,ተዘይኾይኑ ለለ በዚሑ ግዛዕ ኣይትበሊ ለለ ላዛ ትግርኛ እዩ ስለዚ ኣክብሮት ይሃልዎና ምውቓስ ጥራሕ ኣይንኹን
አጀካ ቃሉዋይ ፀላኢካ ይንባዕ አቡነለ አበ ገነት የንብሮም እንኳዕ ደቆም ተረፍኩም ዕድመን ጥዕነን ይሕደግልኩም
ቃሉዋይ መዓረይ ኣብሊፀ እየ ልፈትየካ ኣጆኻ ዝሓወይ ፀላኢካ ይንባዕ ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ ንኣቦና ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዝሓወይ ኣጆኻ 😥🙏
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@@WejeratAdey ደሚረኪ ኣለኹ መዓረይ ♥️
@@Arsulove-ke6xdደምረን ወለላይ
ኣጆካ ቃሊ ሓወይ ❤❤ ንስካ ኣይኮነንን በዚ ትብሎ ዘለካ ንሕና ከማን ሓዚና ኣይኮነን ኣቦካ ንስካ ሂወት ከምዚ ዩ ቃላ እንካዕ ሰለስተኩም ኣሕዋት ብሰላም ተመለስኩም ንስኩምሲ ክትስዉኡ እምበር ክትምለሱ ዶ ወጺኩም ኢኩም ግን ናይ ኣምላክ ጥዑም ተመሊስኩም ኣጆካ ቃሉ ተመስገን ጥራይ በል ሂወት ከምዚ ያ ስራሕካ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ ዝርእዮ ቀጽለሉ ንፉዕ ❤❤❤❤ from eritrea
ኣጆኻ ቃሉ ብጣዕሚ ነሓዝን ከብድና በሊዒኻና ንኣቦና መንግስቲ ሰማያት የዋርሶ ቃሉ ቃሉ አኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና!!
ኣጆኻ ቃሉዋይ ሽኮር ኩሉ ናይ ፈጣሪ ዩ ❤❤❤ ኩሉኹም ካብ ኩናት ምውጻእኹም ከኣ ዓቢ ነገር ዩ በቃ ተመስገን ፈጣሪ ❤
ቃሉዋይ ሕጂ ዉን መዝሙር ተላማመድ ❤❤❤
ደምርኒ🎉🎉🎉
ደምረን ❤
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ትግራዋይ ወዲ 70 እንደርታና እምብር መንዩ ኤርትራዊ ዝብል ❤እና ኣጀኻ ቃሉዋይ ንኣቦና መንግሰተ ሰማያት የዋሪሶም😢😢
ብሰሩ ከ ዝፀውዩዎ ሰኢነም አምበይ ላህጃ ነበኦም ጨና ዘይብሉ ተተኮን ነይሩ ለ ብንያም ግርማይ ትግራዋይ እነድዩ ኤርትራ ወኪሉ ሰለ ዝሰዓረ ጀግና እነበሉ ዘድንቁ ዘለው አብ ትግራይ ክበፅሕ ዝኮነ ነገር ጨውጨው ምበል አመል ኮይንዎም እምበይ
@@zewdugalwembrttgray9281 ክክክ ተደንግጺ ሓብተይ
@@zewdugalwembrttgray9281ati kurub dyu risi zeyblkum bejakum eba seb kunu
#ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@zewdugalwembrttgray9281 #ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
ኣጆካ ቃሉየ ጅግና ኢካ ብሓቂ ኩሉ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሞትከዓ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ብሓቂ ኣንቢዕካኒ 😢
ቃሉየ አጆኻ ዝሓወይ ኩላትና አሰደት ከለና ሲኢና ወላዲና ግንከ ከይፈተና ኪኢልናዮ እዳውም ንሰኻሰ ዕድለኛ ከይዓረፉ ዃ ሪኢኻዮም በርትዕ እዃዕ ሰለሰቴኹም አሕዋት ብሰላም ተመለሰኩም ተመሰገን አነ ሓንቲ ጓል ከልተ አወዳት ወፅዮም ኔሮ ናይ ፋዘር ሞት ብናይ አሕዋተይ ሰላም ምምላሰ ተደቢሰ🙏
ኣጆካ ቃሉ ሓወና ንኣቦና ድማ መንግሰተ ስማይ ይዋርስ ንኩልኩም ሰደራ ፅንዓት ይሃብኹም 😭😭😭😭
Ajoka zhawey..ንኣቦና ጎይታ ኣብ የማኑ ይቀበሎ! ንኹሎም ስድራቤት ድማ መንፈስ ምጽንናዕ ይሃብ ፈጣሪ!
እሕሕሕሕ ብጣዕሚ ዘሕዝን😭😭 ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ንሙሉእ ሰድራ ቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንመዉቲ ካኣ መንግሰቲ ሰማይ የዋርሶም አግዚአብሔር ኣምላኽ 😭😭
ደምርኒ🎉🎉🎉
@@SelamGuesh-w2b ደምረን ወለላይ
አጀኳ እዝሐወይ ፀንዓት ይሃብክም ንክሉ ቤተሰብን ፈተዉትን ንአቦናዉ መንግሰተ ሰማይ የዋርስም ልዕል አምላኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ኣጀኻ ጅግና ለካ ብኹሉ እዩ ተዕድሉ በሓቅይ ቃሉ ፅቡቅ ዕላሉ❤❤❤
ቃሉ ኣምበሳው ብጣዕሚየ ዘድንቀካ ብጣዕሚ ኢኻ ትላበሶ ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ሓውኻ ኤርትራዊ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ቃሉዋይ ፀላኢካ ይባዕ ወድነይ ለቦና መግስተ ሰማይ የዋርስልና ልመላእ ቤተሰብለ ፅናዓት ይሃብኩም🙏
ደምረን ወለላይ🎉🎉❤
ቃሉዋይ ጎይታዋይ ኣጆካ ወዲነይ ዕድመን ጥዕናን ይሕደጉልኩም ኣብ ገነት ይንብሮም ልወላዲ እዋን😢😢😢 ንስካ ልኣና መርኣያ ፅንዓት ኢካ ጅግናዋይ እንካዓ እዋን ቢሂወት ተረፍካ❤❤❤❤
@@ትጂጋልቀሺ ደምረን ማር
ኣጆኻ ቃሉዋይ ነቦና ናይ ሰማይ ዕረፍቲ ይፍጠረሎም ንስኻለ ጠንካራ ኢኻ በርትዕ🙏🥺🥰🥰🥰
ኣጃካ ቃልዋይ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ንኣቦና አብ ገነት የንብሮ😢😢😢
አጆኻ ፅናዓት ይሃብካ ዛሓወይ ጎብዝ ናይ አቦኻ ሓደራ ከይተዐብር ንስኻን አሓትካን ከይትሓምቁ
ኣጆካ ቃሉዋይ መኣረይ ኩሉ ፈቃዱ እግዚአብሔር ዩ ተዝዓበዮ ግን ኣቱም ኣሕዋትካ ብሂወት መምላሶም ዩ ዝሓወይ መኣረይ እግዚአብሔር ጠንካራ ይሃብካ ድማ ፋዘርካ ግን ቅዱሱ እዮም ብሓቂ ደቆም ብሳላ ፆሎቶም ተመሊሶም እዮም ዝሓወይ ኣጆኻ ብርተዐልና የኔ ጀግና ንፅህ ትግራዋይ እምባር ❤ናይ መን ኤርትራዊ ዩ
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
ኣጆኻ ቃሉ ከምቱ ዝበልካዮ ሞት ኣይተርፍን እንኳዕ ድማ ምስ ኣሕዋትካ ብሰላም ሃለኩም፡ ስራሕትኻ ድማ ፅቡቃት ዮም ኣበርቲዕኻ ቀፅለሎም
ቃሉ ሓወይ ፀላአካ ይንባዕ አጆካ ዝሓወይ ጠንኪርካ ሰሪሕካ አብ ዝላዓለደረጃ ይብፅሕካ አምላክ ጀግና እካም አጀካ ብርት ሂወት ከሙእ እያ ሙሉእ ዘይብላ ንሱኩም እለ እንኳዓ ብሰላም ተመልሱኩም እንኳዓ እዉን ናብዚ አብቀዕካ ናይ ዓመታት ፍረካ ፃዕርካ ዝረእካ🎉🎉🎉❤❤❤
ደምርኒ🎉🎉🎉
@@ሃዉልቲጓልትግራይ ደምረን
@@ሃዉልቲጓልትግራይ ደምረን
ኣጆካ ቃሉ ሓውና ካብቲ ዝፈትዎን ደስ ዝበልኒ ኮሜድያን ኢካ፡ሞ፡ኣምላክ፡ጥበቡ የብዝሓልካ፡
ኣጆካ፡ድማ፡ወላዲካ ኣምላክ፡ኣብ ሑቅፎ ኣብርሃምን ያቆብን ኢሳቅን ይቀበሎም
ጽንዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ድማ ወላዲካ
ጸጽቡቁ ይመነየልካ ካብ ሓብትካን ደጋፊትካን ኤርታዊት ኣክበረት
ክብረት ተዓደሊ ዛሓፍተይ ማዓረይ❤❤
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ኣባና ከኣ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ቃሉየይ ማዓረይ ምንጭ ሳሓቀይ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣጀካ ቃሉዋይ እንካዕ ብኩሉ ኣይመተወፃዕካ እንካዕ እሕዋትካ፣እዉን፣ብሰለም፣ተመለሱ፣መንግስተ፣ስማይ፣የዋርሰም😢😢😢😢
@@Zinoo-hr1ej ደምረን ወለላይ❤
ኣጆኻ ቃሉዋይ ፀላኢኻ ይንባዕ ንፋዘርኻ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢 ንስካን ኣሕዋትኻን እንካዕ ብሰላም ተመለስኹም ❤
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@@WejeratAdey እሺኒ
@@AaAa-ec7glደምረን 🎉🎉
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ቃልየ አበኩም ብጣዓሚ እዩ ቁኑዕ እካዕ ደቀይ አይበለ ክደይ ወለዲ ድዮም ውላዶም አብ ቅድሚኦም ተሓረዱ ግደፍ እሞ ተሰውኡወም መግስተ ሰማይ ደሞ የዋርሶ🙏
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቃሉ ሓውና ንስኻ ብጣዕሚጅግናን ብልሓተኛን መንእሰይ ጅግና ትግራዋይኻሞ ኣጆኻ ቀፅለሉ
አነ አብ ደገየ ዝነብርግን ናትካ መስሓቅታት ከይራእኹዋ ትሓልፈኒ የላን ብጣዕሚ ደስዝብልዩ አጆኻ።
ኡፍ ጎይታዋይ ፀላኢኻ ይንባዕ 🥺 ኣጆኻ ንወላዲለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
ቃሉየ ዝሓወይ ይቶቭ ጠንኪርኻ ስራሕ ይኸፍል እዩ አንሕና ክነባረታተዐካ እና ስለ መዝሙር ካአ ሕሰበሉ ሐዝዉን ዘማር ክትኮን ትክእል እኻ❤
ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏
ገይረልኺ
አጆካ ቃሉዋይ ብሉጽ ጅግና ጠንካራ ኢካ ዝሓወይ ❤❤❤
ንወላዲና እግዚአብሔር አምላኽ ብየማን ኢዱ ይቀበሎም ዝሓወይ😭😭
ንዓዲ ኩሉና እዮም ከይዶም ብሩከይ🙏🙏🙏
ደምረን ወለላይ🎉🎉🎉
ኣጆኻ ቃሎዋይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ እንኳዕ ንስኹም ብሰላም ተመለስኹም❤
ደምረን 🎉🎉
My favorite comedy kalu ajoka 🇪🇷🇪🇷
ቃልዋይ ኣጆካ ጽንኣት ይሃብካ ጎይታዋይ ኩላትና ከሙኡ ኢና ኣነ ልባእለይ ኣቦይ የሎይ ምእንቲ ትግሪይ ተሰዊኡ ኣብ ስደት ኮይነ ክኣ እየ ሰሚአ ሂወት ከሙኡ እያ😢😭💔
ኣጆካ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ንኣቦና መንግስቲ ሰማይ ያዋርሶም ጀጋኑና እንዃዕ ብህይወት ተረፍኩም ንስኩም ከኣ🙏
ደምረን ወለላይ😊
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ዋይ ሓወይ ማዓረይ😢 ፀላኢኻ ይንባዕ ልወላዲና መንግስተ ስማይ የዋርስ ከይተረደአኒ ምሳኻ ነቢዐ ሓዘን ኣቦ ኣፀቢቐ ስለዝፈልጦ ዋንኡ ምስኣሕዋትካ እንካዕ ስላም ተመለስኩም ❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ገይታዋይ ኣጀካኒ ቃሉዋይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብካ ንቦዋናለ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ኣብ ሕቅፍኡ ቅድሳን ይንብሮም ኣጀካኒ ቃሉዋይ ኣብ ኩሉ ኣሕዋትካ ዘሎ አዩ 💔😭😭😭
ቃሉየ ጀግና ካብ ኹሉ ዘድነቀልኻ ናይ ዓርሳኻ ፈጠራ ስለ ትጥቀም ኩሉ ግዜ ጀግና ቀፅለሉ ንፈትወካ ኢና❤❤❤❤❤
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ቃሉ ሓወይ ኣጆኻ ፅንዓት ይሃብካ ወድነይ ንክቡር ወላዲና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢😢
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ በርትዕ ኩሉ ሓላፋይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🇪🇷ኣድናቒኻ እየ ❤️
@@awetweldit ደምረን ወለላይ
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
ደምረኒ ደላዪ ሰላም🎉🎉🎉
ኣጆኻ ሓቢቢ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኢኻ ኬፍ ኢኻ ትህበኒ ቀጽሎ ካብ ሓውካ ኤርትራዊ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ቃሉ ❤❤❤
ኣጆካ ቃሉዋይ ንፋዘርካ መንግስተ ሰማይ የወርሶም ምስ ኣሕዋትካ እንኮዕ ብሰለም ተመለስኩም
@@gedu8644 ደምረን ወለላይ
❤❤❤❤❤❤ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ቃሉየይ እና ጎብዝ ኢካ በርቲዕካ ስራሕ ኣጆካ ንወላድናለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኩለና ክንከይድ ኢና በብመዓልትና
ፀላኢካ ይንባዕቃሉዋይ ንኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶም ንኣካለ ምስ የሕዋትካ ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ
ኣጆካ በርትዕ❤
Kalu wala normal enda tezarebka ika teshqeni ajoka qexlo gena abi srah kenxbeka ina kabaka nay bhaqi comedyan ika edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤❤
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
ቃሉየይ ምንጭ ሳሓቀይ❤❤
#ሳብስክራይብ በልለይ❤❤
ሳብስኽራይብ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
ደምሬን😍
@@dasnaentertainmentደምሬን ትሩጉሙ ኢባ ኒገሪኒ🙏
@@MilenHabtom-e6r ሳብስክራይብ ግበርለይ ማለት ይኡ😍
ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ንሕና ደቂ ሰባት ንሓስቦ ካሊእ ፈጣሪ ዝፍፅሞ ካሊእ እዩ ዛዓለም ጎዶሎ ብዘይ ምክንያት ዶ ጎዲላ ዝተናፋፈቀ ዘይተራክብ 😥😭 ቃሉዋይ ጀግና ኢካ በርትዕ ኩልኩም ነዴኩም ንበሩላ ብድሕሪኣ የውዕልኩም 🌹🌹🌹🌹
@@Mahder-eg8kc ደምረን ሓላለይ
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ በርትዒ ❤
ኣጆኻ ወዲነይ ንኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😭😭ፅንዕ በል ሓወኒ 🙏
ቃሉዋይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወካን ለኽብረካን ዝሓወይ ብዙሕ ራኢ መፃእን ዘለካ ኢኻ ዝሓወይ ኣባይካ ይንባዕ ዝሓወይ ኣጆካ በርትዕ
ኣጆኮ ቃሉዋይ😢እዝኩሉ ኣብ ውሽጥካ ፀይርካስ ናዓና ክተስሕቅ ክተፃውት ፀኒሕካ😢ፈጣሪ ሓዘን እዮብ ዝደበሰ ሓዘንካ ይደብሰልካ ዛሓወይ😢
አጆካ ቃሉዋይ ማዓረይ😢 ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ጎይታዋ❤❤
ደምረን🎉🎉🎉
ቃሉ ሓወይ ስሓቅ ኢዩ ዘጥዕመልካ ጸላኢኻ ይንባዕ! እቲ ስምዒት ይርደኣና ኢዩ ሞት ወላዲ ከቢድ ኢዩ ግን ፍቃድ ፈጣሪ ዘይተርፍ ስለ ዝኾነ ኢዩ። እንኳዕ ድማ ሓጎሰካ😊
@@okbazgiherhaile8174 ደምረን
ኣጆኻ ብፃይ ጅግና በርትዕ ቀፅለሉ❤
ኣጆካ ቃሉዋይ ሓወይ ጎበዝካዋ ንኩቡር ኣቦናካዓ መግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣጆካ ወድነይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🌹🌹🌹ኣድናቂትካ እየ ውውዲ ሪመይ ፅሩይ ፅሩይ ትግራዋይ መንዩከ ኤርትራዊ ዝብለካ ጅግናየ ብፃየይ ማዓረይ💊💊💊💋💋💋💋💋🌺🌺🌺🌺💚💚
ኣጀካ ቃሉይ ሓወይ ፅላኢካ ይንባዕ ኩሉ ናኣምላክ ነገር እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢😢
Ajoka kalu hawey betaemi
Ika gobez adnakika ye from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷