ሰላሜ ንሞሳድ ወዲ ሕድርትና ኮይኑ 8 ዓመታት ኮለል ዘበሎም ኣሸባሪ
HTML-код
- Опубликовано: 3 дек 2022
- fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ... Развлечения
Tenx bro ❤
Thanks bro
Jegna eyu emeer 💪💪💪💪💪💪
ብሓቂ ዝገርም ታሪክ እዩ።
Welcome brother
Welcom fani🥰
ንእስራኤልስ ዋላ ኣነ ዋጋ ምስ ከፈልኩላ😂
ከድንቆም ምዓት እየ💙
Entay zehagezwo n hzbna alo diyu ?
@@tesfitkubrom8730 ንህዝብና ዝገበርሉ ዋላ ሓንቲ የለን፡ ስሳቶም ዘለዎም ርክብ ንህዝቦም ዘለዎም ዋጋን ፍቅርን ዝከፈልዎ መስዋእትን ሪአ ከም ህዝቢ ብጣዕሚ የድንቆም ምናዳ ፈደይቲ ሕነ ሙካኖም!!
@@ove6164 waga nmntay eki ktkeflla Eye elki. Enber nhzbom kem zsyefu dea yfelt eye
@@user-et1ls7pk8k ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ንዘለዎም ነገር እየ ኢለ፡ ናትና መራሕቲ እውን ከምኦም ዋጋ ህዝበም ዝፈልጡ ተዝኮኑ ተከቢርና ምነበርና ነርና! ኣነ ከድንቆም ግድን ኣይኮነን ንህዝበይ ክሕግዙ፡ ቀጺሉ ንሶም ብህዝቢ ዓለም ክጠፍኡ ተደልዮም ዘይጠፍኡ ህዝቢ ሙካኖም እንበር ጽረ ህዝቢ ዓለም ከምዝኮኑ ኣይፈልጥን።
@@ove6164 gega Israel jeganu eyom Ajoki Palestine🇵🇸 hmam nay haymanot alewom nnebsom b ayni religion enber b ayni human ayriewan eyom
ዋው ፋኒ
Ane zgermani nager ente alo eto kiristian n esreal tdgfu nti amlekna tblwo gn nsom eyom asirom absechiomo eyom nay bhaki zgerim eu
Fnan hawey 1 hawina alo bezi na Cancer hmam zhameme ba tehababereni b wishti nrakeb🥰🙏
Kexil fani xibuk tarik
Merhba fani enkoe be selam mexakana 🥰
Awesome fani
ፍናን ኣብዚኣ ታሪኽ ክተዘንቱ እንከለኻ ከመይ ከምዝፈትወካ ትፈልዶ።
ኣብ ገለገለ ካልእ ግና?
Paaaww gele aynet fani
shelom fani za gal ab vidyo zela seli shima ba ngereni pliss
Zegerm tarik flistemwyan nnhadihdom selomie ybhalu eyom bkmezi eyom embear........
ብሕሱም ምድግጋም አሰልቺይና
Please casical qerenelana
Finann tintaneka aziye zifetwo Aiyu qoxlo
ተጋሩ'ንተሓቢርና ፡ ከም'ዛ እስራኤል ብኹሉ ወገና ብጸላእታ ተኸቢባ እንክንሳ ብምዕባለ ካብተን ቀዳሞት ኮይና ዘላ ፡ ዘይንኾነሉ ምኽንያት የለን ንሕበር ጥራይ ትግራውነትና ነበራብሮ !
እወ ግን መራሕቲ ሕወሓት ስልጣን ክለቁልና ኣለዎም፡ ረሳሕ ኔትወርካዊ መሪሕነት ዘይኮነስ ቅንዕናን ብቅዓትን ተወፋይነት ዘለዎ መራሕን ትካላት ስለያን ካብ መንግስታዊ ነፃ ዝወፀ ማሕበርን ፡ ሓያል ፖለቲካዊ ውድብን እንተዝህልውና ሓደ ኳ ንህዝቢ ተጋሩ ዝመስል ኣይምተረክበን፡ ምክንያቱ ሓርበኛ ትጉህ ህዝቢ እዩ ዘለና፡ ኤርትራውያን ውን ተኮነ እዚ ነጥብታት ተዘተግብሩ ከምጎረቤት ኮይና ኣህዛብና ካብ ስደትን ካልእ ጎንፅን ኣድሒና እቲ ዝሃፍተመ ምዕቡል ሕብረተሰብ ምፈጠርና፡ እንተኮነ ግን መጋበርያ ህግደፍን ሕወሓትን ኮይና ኣደዳ ስደትን ኩናትን ሞትን ጥፍኣትን እስርቤትን ኮይና ተሪፍና😢😢 እዞም ጉጅለ እዚኦም ግን ሕብረታዊ ውዳበ ፈጢርና ካብ ወንበር ዘይንኣልዮም መናእሰይ ትግርኛ፡ ኣነ ሓደ ሃገር ንኩን ዘይኮንኩ ዝብል ዘለኩ ክልተ ሃገር ኮይና ግን ፀገምና ክንፈትሕ ንሕበር ህዝቢ ትግርኛ ስቃይ ስደት እስርቤት ይኣክሎ ኣትኪልና ንቃለስ ካብ ደቂ ትግርኛ ወፃኢ ሓደ ኳ መድሕን ክኮኖ ዝክእል ቢሄር የለን ነቲ ዞባ፡ ስለዚ ሕብረት የድልየና ኣሎ ፡ ነዚ ዝቃወም ተሎ ብልዙብ የረደአኒ?
Fnan medbatka kab kedem xbuk eyu yketateleka eye Beal ety wufuy zetgedfom history nay Cambodia polpot ba amxelna tezey tegagye amxicaya nerka gn hgi abty natka yelen 10q
The two difficult "terrorist" leaders that took too long for Israel to track were Ali Hassan Salameh of Force 17, killed in Beirut, and ?? Mougnea affiliated to Iran and Syria, killed in Damascus.
Welcome back fani boy good job
I am proud of you Israel Mosad 🙏✌️🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️❣️🦁💪👌
🥰🥰🥰🥰
ኣብ ቅድሚ ዝኮነ ስዑዳዊ ወይ ውን ዒራቓዊ ወይ ውን ዮርዳኖሳዊ ኦር ሶርያዊ፡ ስም ሃገረ እስራኤል እንተኣልዒልካ፡ ኣዝዮም ይሓርቁ ክትጠፍእ ኣለዋ "ሞት ንእስራኤሊ" ይብሉ ፡ ስለምንታይ እዮም ዓሌታውነት ድዩ ወላስ ምስኩሎም ስለትጋጮ እዩ???
እዕራብ አባ አስራኤል ኢልካ ተለዒለካ ከበለዑካ ዝብሉ ንምንታይ አዮም ብዝኾነ ኤስራኤል ንዛላኣለም ትንበር✝️
እዮርሳሌም ናይ ፍልስጠም ኢያ እንድዮም ዝብሉ😂😂😂 ግን ብሓፈሻ ኩሎም ደቂ ኣብራሃም ኢዮም ብእምነት ጥራይ ኢዮም ዝፋላለዩ። ንዓና ንሓበሻ ካብ ንእስራኤል ንሓስብ ብ ኣክሱም ክንሓስብ ይግባኣና።🕎
@@Habu98 አንድዩ ግን ሱዑዲ ዓረብ አስራኤል ክትብል ተሰሚዐሙካ ክፅለሉ ይብሉ ንምንታይ ማለተየ ዓሌታውያን እዮሞ
N7n
Nn8 l j
N😅
ዝገርምዮ፡ እስራኤል ንሰላሜ ግብረሽበራዊ እዩ ክትብሎ ዝገርም ኣይኮነን፡ ንስኻ ነቲ ዝተባህለ ከምዘለዎ ወሲድካ ግብረሽበራዊ ትብሎ ኣለኻ፡ ንምንታይ ዕላማ፡ እዚ ዛዕባ ወይ ተመክሮ ናይ ሰላሜ እንታይ ማሃሪ፡ ወይ ኣዛናጋዒ መደብ ስለ ዝኾነ ኢኻ ንተኻታተልክኻ ተቕርቦ ዘሎኻ። ፍልስጤም ክነ፡ ሞሳድ ምስ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዓይኒ ስግኣት ኮነ ረብሓ ዘራኽብን ወይ ዘፈላልን ስለ ዘሎዎ ድዩ፡ ወይስ ንካልእ ዕላማ። በቲ ኾነ በቲ ጽንብላልዕያስ ሕፍረታ ዘይከደነት,.... እዩ ነገሩ።