Thanks zara filxet, gn 18 minutes whidu nay Uqbagabir history, so hero, kem u alewu diyom hji??Ajokhm ahwat nikhn km u, Bifilay Original Eritrea 🇪🇷 people Rasqesar kisae Rasdimera aysean nkhwn Thanks Zara
Ewe yfelt eye okbagabr kbur bkbri kem zkede gn tefeno kediawo eu ati okbagabr ztesewealu kemzi hji hzbu fah kblu aykonen tefeno gn ni aseyas eu zegelgl zelo hzbu nmtfa
*ጓል ኤሪ ምኻነይ ኮሪዐ ንዛራ ፍልጠት **#like** ኣይነውሕደሎም። ንሓፍትኩም ከኣ **#subscribe** ጌርኩም ሓደ ሓደ በሉኒ ደቂ ኤረ።*
Subscrib wagaga zekfelo 100000000 naki shkorina
Thanks
Gerlalki alku gen aytlmnii
Lemano tsebuk aykonnn
@@Peace-zf1br kakkkk thanks brukey
We love u 2 attractive eritreawi hero
ጅግና ብጅግንነት መሊኡ ዝተወልደ ፡ ዑቕባጋብር ሓውና ኣብ ገነት የንብርካ
ስውእ ዕቅባጋብር ጅግና ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ።
አተ ዝበልጻ ናይ መዳ ኤርትራ ኡቅባጋብር አዩ ማር አየ ድፍትዎ ታሪኩ ኣብ ምጽሓፍ ክጽሓፍ ኣልዎ ፉሉይ ሰብ አዩ አንታይ አልና አንታይ አሞ ክንግዳፍ ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,Love you ኡቅባጋብር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑💎👑
ኡቅባጋብር ጅግና እዚ ሎሚ ዘለናዮ እንቕኣእ ዘይትርእዮ በዓል ተፍኖ ጠላማት ሕድርኩም ጠሊመም ምስ ጨፍላቂ ስርዓት ይስሱኡ አለው
Bhaki ezi kulu halifu ahhhh alem mlue zeybla
Tim hasewti belu emo tekalesu
Kndakum menseyat kelewu eyom ms tselai ztemetemu nerom
Ab dege sgr bahri konkum aytkozmu
Hakki true Elsa haftey, loses Original Eritrea 🇪🇷 people hero Uqbagabir 26 year old meytu, telimuwo telami wedi tembin
Ahhh RIP
👍😍👍👍
Ezi Aregit Sharmuta Aklilu foto kigrmekum kemey geru Tegadelti kizker Kisab hgi Mes Awalwd Zeshrmit Zelo Haxab moakor Dictator Esayas
ዛራ ፍልጠት
ጹቡቅ ገርኩም ናይቲ ጂግና ዕቁበ ጋብር
ብዓል ዓብይ ታርኽ ደቅረብኩሞ 🔥🔥🔥🇪🇷ብሓቂ ጅግና
ትፎኖ ዉን ጂግና ወዲ ኤረይ
መምህር ድምጻውያን ዑቅባጋብር ኣባ ዳህሪ ወትሩ ኣብ ሓወልትኩም ኣብ ልብና ንዘልኣለም ኣለካን ክትነብርን ድማ ኢካ መቃብርካ ማይ ይፈልፍል
ጅግና ስዉእ ዕቑባጋብር እንቃዕ ዘትህልዉ እንደገና ምደመኹም!!!!!
ዛራ ፍልጠት ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኣብ ጎንኩም ኣለና ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean legend Singer for ever throughout our Eri generation 🌷🌷🌷🌷♥️♥️♥️thanks for sharing zara Feltet🥇🥇🥇
Pawwwwwwww lometyyyy zwftwo .zednko hero seuie okbagber
For ever in our hearts
Thanks zara filxet, gn 18 minutes whidu nay Uqbagabir history, so hero, kem u alewu diyom hji??Ajokhm ahwat nikhn km u,
Bifilay Original Eritrea 🇪🇷 people Rasqesar kisae Rasdimera aysean nkhwn
Thanks Zara
Lomi bitami Yihugusikumni beka bizey Aken thanks derfi dehri Abrham, yemane, okgbagaber, atobrhan..,beka eziom eyom hiwet zizeru yelen bitrash beka dihri eyiom alo eba kirosey::👍👍🔑♥️
Ohh our hero we love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I love very much okbagber ma hope eritreawi hero we will never ever forget u
I Believe You Are In A Good Place Our Hero & Legend Okbagair. R.I.P.
Teflos Tsegay
ምስ መትከል ህዝባዊ ግንባር ንቅድሚት ፡ ጅግና ዑቑባጋብር ኣብ ልብና ኣለኻ ፡
ተፎኖ ጅግና ሓየት ፡
Zara Filtet si entay ele eye kemesgnekum, btaemi des zebl medeb. Thank you
ጅግና ተጋዳላይ ዑቅባጋብር ስራሓቱ ቡሉጽ ናይ ብሉጻት ስለዝኾነ ክዕቀብ ኣለዎ ምኽንያቱ ታሪኽ እዩ ግጥሙ ካብ መጽሓፍ ምንባብ ደርፉ ሰሚዒካ ኣብቲ ግጥሚ ዘሎ ማሃርን ታራኽን ስለ ዝኾነ ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎሰን ንሰማኣታትና
Legends Never Die
ሓያላ ቃላትን ንቕሓትን ዝነበሮ ጅግና ሰብ
*Our Hero and Legend Okbagabr rest in Grace hero*
ዋውውው ዛረ ፍልጠት ሕጂ ጽቡቕ በደብ ጀሚርኩም,,ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽልዎ,,ኣነ ሓንቲ ዝኽሪ ዜማ እንተተቕርቡልና ብትሕትና ይሓትት,,,ናይ ኣብርሃም ኣፎወርቂ,,,ካብ ናይ ቀደም፡ደርፉ ብፍላይ ኣብ ጎደናታታት ኣስመራ ሰብ ጽሉል ዩ ና በልዎ ጎደና ጎደና ጊታር ሒዙ እና ኸደ ዝደርፎም ዝነበረ ደርፍታት ናይ ቀደም ከተቕርብዎ ብትሕትና ይሓትት,,,ምስኡ ኣልግብ ኣቢልኩም ከኣ ቆጽሊ ጋባ ትብል ድርፉ ,,,በብሓደ ከተቕርብዎ ,,,ይሓትት,,
Xebuq hasab u gena eta kem derho tetakob xefar haftu mo suq tebl yemslka
የቀንየልና ንተክሮታት ፡ሰስኑ።❤
ዓሕሕሕሕሕ እዋይ ጅግና ተፉኡ ኣምላኽ ብየማናይ እዱ ይቀበልካ ፈጣሪ
Hero is never dead we love you okba
okbagber for ever hero rest i peace
Selam Zara fltet xbuk srah ,eza nay tefeno memhrey tbl beyna tetkrbelna xbuk neru thank you
ጀጋኑ እዮም ወለድና፡ ጊዴና ኢዩ ተሪፉ ዘሎ።
ባባ ኣኽሊሉ ምስጋና ይግበአካዩ።
ክብረት ይሃበለና ዛራ ፍልጠት ካልእ ሰባት ዝፈልጥዎ ውን ኣምጽኡና እዚ ጅግና ዕቕጋብር ገ/ትንሳኤ ደርፍታቱ ኣዝዩ ዕምቆት ዝሓዘለ'ዩ።
እንቃዕ ኣይትሪእዋ ጀጋኑ ደቂ ሓላል መሬት ብዓል ኣነ ውን ኣይ ሓግዝናኩም ኣብ መሰልና ኣይ ነፍዕናን
Zlalamawe zekre njagnu suwna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🤲
Well zara flitet btaemi xbuk medeb eyu
Ezom jeganu arikanatina nfexemwo jegninet teqebiru eyu mo aberabruwo
Ajokum bertieu ♥️♥️♥️♥️♥️
ጅግና ኣይ ነብረን አዩ
ጅግና ወዲ ኤረይ ናይ Yemane Teklay ታሪክ ሂወት እባ ኣምጻልና? ደርፊ የማነ ተክላይ ደስ ክብለካ ገለ ካብታ ቲሕዝቶ ደርፊ። ሃና ሃና ምስ መን ገድፍክኒ፡ ጀካን ስራዓት ዘይ ሪህሪ ጋና እዛ ደርፊ ማራ እያ ሓያል ደቂ ኤረይ ገለ ቦልና።
Naye leby
Legends never died I'm sure they are in heaven because they paid their precious lives for their beloved people 💪💪💪💪💪
Legend ❤️
memhr haqi ዑቅቢተይ ናይ ልበይ
መኻን ተፈኖ ተሰተር ዑቅባጋብር ይስሕቀካ ኣሎ
ጅግና ጋል ኤረይ ጻዕዳ
ከም ናይ ስዉእ ዑቅባጋብር ገሩ ባሕሪ ከበደይ ዝገማጥሎ ደርፊ ፍጹም ኣይተስርሐን እግዝኣብሔር ኣምላክ ኣብ የማኑ ኣንብሮ
Zara fltet bezi tekrbwo zelekum btami eye hgus continue
ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ዛራ_ፈልጠት ነቲ ጅግና ስነ_ጥበባዊ ዕቁባጋብር ብምቅራብኩም ከመስግነኩም እደሊ።ንተፎኖ ግን ሕድሪ ዑቁባጋብር ዲክታቶር ስርዓት ምግልጋል ዲዩ ነይሩ በሉለይ።
Nice job keep it up ብራብታት ከጽልዎ በርተዑ
Congratulations enqa kabti newri zekone temrtkum nabzi tesgagrkum
Thanks zara gahgah belu sesnu
ተኾንዳዕ ዘፍረየቶ መተካእታ ኣልቦ ጅግና ወትሩ ኣብ ልብና ጥፍኣት ንቀንጻሊት ጉጅለ ህግ ቢኢድ እሰያሳን ሰዓብቱን ዝሓለፈ መምህር ሓርነት በሊሕ መንእሰይ።
Seke bele hasawe
@@gdgfgrfd2777 ኣበይ ዩ ዘሎ እቲ ሓሶት በል እቲ ሃቂ ንገረኒ ሓቀኛ ካብ ትጻረፍ ጌጋ ተሪኢኻ ከምዚኣ ያ ዘይትብል ብዝኮነ ኣነ ድየ ንስካ ሓሳዊ ንገረኒ ትፈልጥ ተኮይንካ እቲ ትግርኛኻ ከኣ ኣነጺርካ ጽሓፍ ፊደላት ኣይተጉድል ኣይትሰባብሮ
Oku xibuku abe metkelun elamuen eyu tesweu beedi iseias aytsewan tareke meswaetu aytbelshewo neti zelo mengisti fitwo aytfetwo aygidisenene eyu mswaeti jiganu Gina bezykewn aytbelashu tarike hetet
@@gdgfgrfd2777 ብዛዕባ ኣሳዉኣ ዶ ተዛሪበ የ ኣይጠዓኻን ዲኻ ተኾንዳዕ ዘፍረየቶ ጅግና ኢለካ እንታይ ዩ ዘይተዋሕጠልካ ሕጂ ዉን ወዲ ተኮንዳዕ ዩ። ዓዲ የብልካን ድዩ ዶ ወላስ ብ ቀንጻሊት ስለ ዝረኣኻ ኢካ ቢኢድ ህግ ዝጠፈአ ዩ ኮለል ኣይትበል ንዓኻ ኣይንታይካን ዩ ንዓና ግን ሰብና ዩ።
Ewea entay eka table zelka bezaeba adi aytzarebukun jigina eritreawi mukanu yeflete be jiginentu nehagerun nehzibun keme zihalefe keme kulom sweat yeflete selezi kolle aynbel nekuluna hawena eyu adi yeblekan dyu aytbleni adey asemara xaeda eyu kitfelte
Zara fltit nay bhaki tehaquse haqos yhabkum gn bzhu zterefe sle zelo kabzi nlali ketmxiluna tesfa ygebr okbagabir jigna nfuat kexliwo👍❤👍
*ዛራ ፍልጠት ክብሪ ይሃብኩም እቲ ካብ ልበይ ዝፈትዎ ጅግና ስውእ ዑቅባጋብር ብናቱ ዝኽሪ ዜማ ምጅማርኩም ብልቢ የመስግነኩም*
Legend Oqbagar ,
Zara fltet kemzi gerkum tarig etom wufyatn jeganun buluxat jeganu Eritrea tarikom jigninetom bmikrabkum blibi yemesgin. Please kemu gerna nezi hadish weledo tariku nesniku. Thank you keep it up
ሰላም ኩቡር ኣቦና ተፎኖ ጹቡቅ ገርካ ነባና ዕቅባጋብር ዝዘከርካዮ ፡ ሰንሰለት ቃልስኩም፡ግን በቲክካዮ ዘለካ ኮይኑእዩ ዝስማዓኒ ምስ ሕልናካ ክትዕረቅ ይላቦወካ እዛ ደሪስካሉ ዘለካ ምስ ተግባር ህሉ ህዝቢ ኤረትራ ትከይዶ ተመሊስካ ራኣያ
Zekuri tarik iquba nic music
ስዉእ ዑቅባጋብር ኣሕ ዋይ ጥይት ንመን ከምትሃርም ኣፍልጦ ዘይብላ በቃ፡ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።
ተፈኖ ኣታ ኸዳዕ ዑቅባጋብር ዝጠለምካዮ ንርስዖ መሲሉካ ኸዳዕ ኣምሓራይ ተደጊፍኩም ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ተሳቅይዎ ኣለኹም ጋኔን ዓዲ ሃሎ ሳዲስት ኢሳያስ ገሃነም ከር እየካ ዩ
RIP legend
Euqwagabri R.i.p kulu geza abe libe hizbe eritrea ❣❣😭😭😭
Tarik Jekanu belahti Ayattna nzelalem Ab Lbna nebari eyu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mera yhtsirkalna.our hero R.i.p
ኣቱም ሰባት ነዚ ዲሰላይክ ዝ ገበረ ህልና ዘይብሉ እዩ
ተፈኒ ኸዳዕ ኣታ ረሳሕ መኻን ደቅኻ ዘይኮኑ ቒቒቒ መኻን ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ኣምሓራይ ተደጊፍኩም ክተሳቅይዎ ቒቒቒ
Okbagaber wadi aertra wadeta halale merat ahe geza weyale entay emo kerkebnalkum kadekum 🇪🇷🇪🇷👍👍🤟🤟🙏🙏🇪🇷
ጥበብ ብልሒ ጥበብ ባኣካሉ
Wawww redio zara tekrbelna nerka ab asmera btami nfue eka dmxka tum u enkea bselam mexakana.
Selam Zara dltet bmwdebkum aziye egub eye message neratini bkemey kisedelkum
Okbay jigna
well come Deki Eri ajukum
❤😥
Tefeno hasawi kal equbagabr dea ategbr enber chele nay melhas aytkun.
Telam trgum meswatu entay neyru????
ዖቕባጋብር ደኣሞ መወዳድርቲ ዘይብሉ ተባዕ መትከላዊ ብጻይነት ዝፈልጥ መምህር ጥበብን ሓድሽ ኩነታት ኣብ ዝፍጠረሉ ድማ ከም ቆቃሕ ኣለልዩ ግብረመልሲ ከኣ ኣብ ግዚኡ ምሃብ ዝፈጡዩ
Zara fltet❤️🙏
Hero !!!!!
ብመጀምርታ ዕዙዝ ዝኮነ ሰላምታ ይምጻሓኩም ዛራ ፊልጠት ብዘይ ቃላዓል ጽቡቅ ዝኮነ መደብ እዩ ዘለኩም ከብዚ ንላዓሊ ንክትምዕብሉ ካኣ ትምኒተይ እዩ ብዘይ ቀላዓልም ደስ ኢልኒ ነቲ ጅግና ሱዉእ ዕዋጋብር ኣብዛ ቻነል ብምቅራብኩም ሞጎስ ይኩንኩም
"ብስርዓት ባዕዲ ክርገጽ ቅርዓተይ
ንብሩ ሲኢኑ እንዳፈረሰ ባይቶ ናይ ዓደ'ቦይ
ደምበይ ተጋሂሱ እንዳተዘምታ ዕምበባ ጥሪተይ
ዘይሕናሲ ዑሱብ እናጨፍጨፎም ኣሕዋተይ ኣሓተይ.."ኣሕ ዑቕባጋብር ጅግና ወትሩ ኣብ ልብና'ለኻ!!!
Wawwwwww aziye zednko snetibebawi kibret yhabeley
Wedi haweboy ahhh ata shkor hawey tenafaki degime tzta gerkaley okbtey hawey way way way bdhreka geza xemiwa 😭😭😭😭😭
Zey mowt zima
ተፈኖ ሰራቒ ናይ ጅግና ዑቕባጋብር ደርፊ ሰሪቑ እዚ ቀጣፊ
ኣበይ እዪ ሰሪቅዎ ? ናይ ትፈትዎ ሰብ ደርፊ ኣይትድገም ዝብል ኣሎ ድዪ ? ሓንቲ ደርፊ ደጊሙ ዙራሞ ሃገርካ ትብል ንዑኡ ካኣ መምህረይ ኢሉ ደሪፍሉ ካቡኡ ንላዕሊ ታይ ደሊካ ናይ ተፈኖ ደርፍታት ከ ካብ ናይ ዑቅባጋብር እንታይ እዪ ዝፍለ
ኣብ ገድሊ እዚ ናተይ ናትካ ዝብሃል ኣይነበረን ስቂልኩም ምኒን ኣይትበሉ ሰሪቅዎ ዘይኮነስ ንሱካኣ ዳኣ መምህረይ ክብል ደሪፍሉ ብጽልኢ ዓዊርኩም ኢኹም መቸም።
@@samsomsamsom5731 ጽብቅ ኣለኻ ናይ ትፈትዎ ደርፊ ትደርፍ እምበር ፡ናይ ትፈተዎ ሕድሪ ኸ ትጠልም ዶዶዶ ???
ናይ ዓለምና ጨነውቲ ለመንቲ ሓሳኻት ጠላማት ህግደፍ መንደፍ ኣረጊት ኢሳያስ ኽፍኣትኩም ንዓለም ኣርእይዋ
Ewe yfelt eye okbagabr kbur bkbri kem zkede gn tefeno kediawo eu ati okbagabr ztesewealu kemzi hji hzbu fah kblu aykonen tefeno gn ni aseyas eu zegelgl zelo hzbu nmtfa
ባዕሉ ብጎረርኡ ዝደረፈን ደርፊ ክንደይ የን ንገረና ባ ኣለዋ ዶ
Jeganu Eritrea yehlifkas bal korakor mtrafom yehzneka
ጂጊና ኣይነብርን ታኽ ጊን ይዊረስ
Agedsit chanel nay kulo
ዑቅባ ካ እዮም ሰማእታት ኤርትራ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እወ ፈቃድ
ጀጋኑ ተሪፎም ሰፈርቲ ሓርጭ ዝነበሩ ኣትዮም።ወይ ጉድ።ዘላለማዊ ዝክሪ ን ንስወኣትና!!!!
እዚኦም ድኣ ኣብ በዓቲ ተሓቢኦም ዝነበሩ እምበር እንታይ ሓርጭ ክሰፍሩ፡
Eti zfetwo derafay hagerna bflay dmuxu weturu ab lbna deki ari xeadi
Ata eta tiemti demxi dona yelan dia
Kaxlo betame nfea
harbena aynebirin u tariku gna yiwures okbagabir jigna rip.
ዝዝከረኒ ናይዚ ተፈኖ ዝበሃል ጉሒላ ኣብታ ብኣስመሮም ሃብተማርያም ትዳሎ "መርሓባ" ትብል መደብ ነዛ "እታ ዓቢ መምህረይ" ትብል ንዝኽሪ ዑቑባጋብር ደሪፈያ ዝብላ እስከ ቁሩብ ካብታ ደርፊ ኣስምዓና ምስ ተባህለ ነቲ ሕድማ ናይታ ደርፊ ረሲዕዎ ከዕለብጥን ከመኽንን ምስ ረኣኽዎ፣ ኣብ ክንድኡ ክሓፍር ድየ ዘለኒ ክሓርቕ ጠፊእኒ ጋን ዝዀንኩሉ ምሸት ብፍጹም 'የ ዘይርስዖ!
ክገርመኪ ፡ ኣነ ውን ብጣዕሚ ኢዩ ገሪሙኒ ሹኡ ምሸት ኮነ ኢሉ ዶ ኾን ልርሰዖ ደሊዪ ኢዩ ከምኡ ኢሉ ኢየ ዝብል
እቲ ዘሕዝን ክኣ እታ ደርፊ ወላ ኣብዚ youtube ጠፊኣ ምንባራ ኢዩ
አዋይ kkkkkk entay eu hji abahahlaki ንሰብ xeliyo mbal xegem yeblun
እዛ መምህረይ ትብል ደርፊ ካብ youtube ኣጥፊኦማ ነይሮም ታሪኽ ዑቕባጋብር ንምድምሳስ በቃ ኢሳያስ ጥራይ ክምስገን ኣለዎ።
Nay wetru teketatalikum delay mkrkumn blux srah
Haxira
ከዋክብቲ ኤርትራ፡ ፍቃድ ፈጣሪ ኮይኑ እንበር ፡ ብዓል ንስካ ዶ ትስውኡ፡ ፡ክብር ንዘንትእለት ሓበን ሃገረይ፡ ፡
ኢዚኮ ክጠፊእ አይነበሮን ክንደይ መፍረየ
ስውእ 9ይ ዙርያ ካድር 1977ሓርበኛ ዕቁባጋብር
Yiakil mot nieseyas aferki ?
ብዓል ዑቅባጋብር እንኳዕ ሕጂ ንብዓል ተፈኖ ኣይትሪኦም ሕጂ ምስ እሰያስ ጠላም የሳስዪ ኣለው ዘይወግሕ መሲልዎም እዪ
Hji akeyfkumni!!!!!!!tebahagit medeb kem tkewn ayteraternnnnn
Tofono you are walking dead 💀 to Eritrean people. Aqubaghaber is a hero .
Bejkum ba tekelay yemane naye yehdgo gebrmdhin kalton ayetresu bejkum