Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣይኮነንዶ ወድብ ሰብ ነብሱ ካብ ሓዊ ከይኣድሓነ ካሊእ ሰብ ኣየድሕንን። እዝ ቤዚክ ሕጊ ዘይፈልጡ መሃይማን ኢንጂነራት። ውሽጢ ሕማምኩ ኣውራጃውነት እዩ።
Please go on with your fight yemane
ዕድመን ሜላ ኣትኣላልያ ፀገማትን ፍልጠትን ኣቲሮም እንተላም ፀላዕቶም ኣንበርኪኾም ሰላም ክዓስል ናብ ጠረጴዛ ዘምፅዑ ጀጋኑ ሕዚ ህርፋን ስልጣን ዝዓብለለኩም ጉጅለታት ኣያታትኹም ኣሪጎም ተራዕዮምኹም !መሕፈሮ
ሕመቕ ኣለኒ ዝብል ውድብ ጥንኩር ውድብ እዩ ፣ ውድብ 50 ዓመት ከቑፅር ንስኹም ወግሐ ፀብሐ ኝኝኝ ክትበሉ ብዘይፍረ ኣሪግኩም ።መሳኪን።
መሪሕ ውድብ እንተድሒኑ እዩ ህዝቢ ትግራይ ይድሕን እዙይ ፀላእትና ብዕቱብ ይሰርሑሉ አለው ንዓና ንምብታን
ህዝቢ ትግራይ ክድሕን ውድብ ክድሕን አለዎ ማለት ምንም ዘካትዕ ነገር የብሉን። ነቲ ጆኖሳይዳል ኩናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝካየድ ዝነበረ ደው ዘበለ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፈረመ ውድብ ደሕንነቱ ደሕንነት ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ዝኾነ እዚ ምንም ፍልስፍና ዘድልዮ ነገር አይኮነን ውድብ ኣብ ምድሓን ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ጎኒ ውድብ ጠጠው ክብል ኣለዎ።
ንህዝቢ ኣሚኖም አየዕጥቑን ምክንያት ንስልጣኖም ስለዝሰግዑ
ውዳበ ምጥንኻር ንጥርኑፍ መሪህነት ይወልድ!!ዘይተወደበ ብቱን መሪህነት ሽንባያ ንዓድን ህዝብን ዋሕስ ክኸውን ንባዕሉውን ከድሕን ኣይኽእልን!!
ኢንጅነየር!👌😂
ታ ኸባቢያዊነት ኣብኦም ተጀሚራ፣ ኣብኦምያ ትቕፅልላ።👎 ህዝብና ኣብ ከምዙይ ከምዘይኣቱ ተስፋ ንገብር።🙏❤
ሪኢኹሞ እናዙር ቅልብተኛ ካድረ መቐለ ኮይኑ ይዕፍነኩም ኣውሎ!
ናይ ፈረንጂ ፓስፖርት ሒዝኩም አብ ዓዲ ፈረንጂ ኮንኩም ብዛዕባ ትግራይ ክትውስኑን ክትፃረፉን ዘይትሓፍሩ ኢኩም::ተጋሩ አብ መሬቶም ኮይኖም ፀገሞም ክፈትሑ እዮም::
ኦሮማይ ከምዚ ኢልኩም 100አመት የቤት ስራ
ኣቱም ጠስጣሳት 3 ዓመት ሙሉእ ንኢትዮጵያን ንደርጊን ንኣብይን ንኢሳያስን ፀሪፍኩም ከንቱ ቃሪዅም :: 🤣🤣🤣🤣🤣
ኣንቱም ሰባት እዞሞ ሰባት እዚኦም ካብነግሮም 30ዓመታት ጌሮም ካብዝድነቁሩ። ናይሎሚ ድንቁርና ግን ዓይኑ ኣፍጢጡ እናሃለወ ይመስል ግን ጭራሽ ሓንጎሉ ዝዓወረ እዩ። እቲ ናይሏሚ ዕንደራ ስሕተት ግን ጊዚያዊ መንግስትን ጀነራላትን ብምልስላሶም ነዙ መዘዝ የጋድዶ ኣሎ
መሪሕነት ህወሓት ተፈናቐልቲ ክምለሱ አይደልን የዕንቅፍውን ኣውሎ።ጊዚያዊ መንግስቲ ተቀርቂሩ እዩ ዘሎ። ዝገርም ነገር ግን ነወረርቲ ዘይንብርከኽ ህዝቢ ሙሁር ብሕወሓት ሓንጎሉ ተማሪኹ መቒሕ ሰይሩ ንኽወጽእ በብዘለናዮ ንቃለስ።ቆፎ ከባባውነት ህወሓት ስለዝኾነ ህወሓት ከይፈረሰ ኣበደን ኣንስዕርን!
እኔ ነፍጠኛ አማራ ነኝ። ህወሓት ግን የትግራይን ህዝብ የጋለ የብረት ምጣድ ላይ ሲጥደው እንደማየት የሚያም ነገር የለም። #TPLF is the enemy of the Tigray people.💚💛❤
ኣይኮነንዶ ወድብ ሰብ ነብሱ ካብ ሓዊ ከይኣድሓነ ካሊእ ሰብ ኣየድሕንን። እዝ ቤዚክ ሕጊ ዘይፈልጡ መሃይማን ኢንጂነራት።
ውሽጢ ሕማምኩ ኣውራጃውነት እዩ።
Please go on with your fight yemane
ዕድመን ሜላ ኣትኣላልያ ፀገማትን ፍልጠትን ኣቲሮም እንተላም ፀላዕቶም ኣንበርኪኾም ሰላም ክዓስል ናብ ጠረጴዛ ዘምፅዑ ጀጋኑ ሕዚ ህርፋን ስልጣን ዝዓብለለኩም ጉጅለታት ኣያታትኹም ኣሪጎም ተራዕዮምኹም !መሕፈሮ
ሕመቕ ኣለኒ ዝብል ውድብ ጥንኩር ውድብ እዩ ፣ ውድብ 50 ዓመት ከቑፅር ንስኹም ወግሐ ፀብሐ ኝኝኝ ክትበሉ ብዘይፍረ ኣሪግኩም ።
መሳኪን።
መሪሕ ውድብ እንተድሒኑ እዩ ህዝቢ ትግራይ ይድሕን እዙይ ፀላእትና ብዕቱብ ይሰርሑሉ አለው ንዓና ንምብታን
ህዝቢ ትግራይ ክድሕን ውድብ ክድሕን አለዎ ማለት ምንም ዘካትዕ ነገር የብሉን። ነቲ ጆኖሳይዳል ኩናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝካየድ ዝነበረ ደው ዘበለ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝፈረመ ውድብ ደሕንነቱ ደሕንነት ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ዝኾነ እዚ ምንም ፍልስፍና ዘድልዮ ነገር አይኮነን ውድብ ኣብ ምድሓን ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ጎኒ ውድብ ጠጠው ክብል ኣለዎ።
ንህዝቢ ኣሚኖም አየዕጥቑን ምክንያት ንስልጣኖም ስለዝሰግዑ
ውዳበ ምጥንኻር ንጥርኑፍ መሪህነት ይወልድ!!ዘይተወደበ ብቱን መሪህነት ሽንባያ ንዓድን ህዝብን ዋሕስ ክኸውን ንባዕሉውን ከድሕን ኣይኽእልን!!
ኢንጅነየር!👌😂
ታ ኸባቢያዊነት ኣብኦም ተጀሚራ፣ ኣብኦምያ ትቕፅልላ።👎 ህዝብና ኣብ ከምዙይ ከምዘይኣቱ ተስፋ ንገብር።🙏❤
ሪኢኹሞ እናዙር ቅልብተኛ ካድረ መቐለ ኮይኑ ይዕፍነኩም ኣውሎ!
ናይ ፈረንጂ ፓስፖርት ሒዝኩም አብ ዓዲ ፈረንጂ ኮንኩም ብዛዕባ ትግራይ ክትውስኑን ክትፃረፉን ዘይትሓፍሩ ኢኩም::
ተጋሩ አብ መሬቶም ኮይኖም ፀገሞም ክፈትሑ እዮም::
ኦሮማይ ከምዚ ኢልኩም 100አመት የቤት ስራ
ኣቱም ጠስጣሳት 3 ዓመት ሙሉእ ንኢትዮጵያን ንደርጊን ንኣብይን ንኢሳያስን ፀሪፍኩም ከንቱ ቃሪዅም ::
🤣🤣🤣🤣🤣
ኣንቱም ሰባት እዞሞ ሰባት እዚኦም ካብነግሮም 30ዓመታት ጌሮም ካብዝድነቁሩ። ናይሎሚ ድንቁርና ግን ዓይኑ ኣፍጢጡ እናሃለወ ይመስል ግን ጭራሽ ሓንጎሉ ዝዓወረ እዩ። እቲ ናይሏሚ ዕንደራ ስሕተት ግን ጊዚያዊ መንግስትን ጀነራላትን ብምልስላሶም ነዙ መዘዝ የጋድዶ ኣሎ
መሪሕነት ህወሓት ተፈናቐልቲ ክምለሱ አይደልን የዕንቅፍውን ኣውሎ።ጊዚያዊ መንግስቲ ተቀርቂሩ እዩ ዘሎ። ዝገርም ነገር ግን ነወረርቲ ዘይንብርከኽ ህዝቢ ሙሁር ብሕወሓት ሓንጎሉ ተማሪኹ መቒሕ ሰይሩ ንኽወጽእ በብዘለናዮ ንቃለስ።
ቆፎ ከባባውነት ህወሓት ስለዝኾነ ህወሓት ከይፈረሰ ኣበደን ኣንስዕርን!
እኔ ነፍጠኛ አማራ ነኝ። ህወሓት ግን የትግራይን ህዝብ የጋለ የብረት ምጣድ ላይ ሲጥደው እንደማየት የሚያም ነገር የለም። #TPLF is the enemy of the Tigray people.💚💛❤