Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ከም ወትሩ ጽቡቅ ኣቀራርባን ትሕዝቶን መምህር መኮነን❤።
የቀንየልና ደስ ዝብል ኣቃራርባ💙ፅቡቅቲ መፅሓፍ መነቃቅሒት👌
ከም ወትሩ ብሉጽ ትሕዝቶ ፥ብዙሕ ድማ ነመስግነካ መ/ር መኮነን!!!
የቐንየልና መምህር።ከምዚ ዝኣመሰለ ትምህርቲ እንተትሰዱልና ደስ ምበለና።
GBU ቶርጋምን ኣንባብን ጠቃሚ ትምህርቲ ::
Thank you, teacher for your limitless effort 👍👍👍🎉👍👍👍
ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ መምህርረይ ቀጽሉዊ ኢኩም ።
Thanks memhr azye yemesgenka nix temahre l hope part 2 plz
ክብሪ ይሃብካ መምህር ጽቡቕ ትምህርቲ❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤❤❤
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ማዕዳ ክብረት ይሃበልና
ሰሚዕ ምሙናው ሲኢነያ ወልፊ ገራትለይ እዛ መጽሓፍ ❤
ብጣዕሚ መሃሪት መጽሓፍ ምስ መሳጢ ኣናብባ መምህር። ምስጋና ይብጻሕኻ
Thanks mosaick❤
Zeymehlale
ነመስግነካ ኩቡር ሓዉና።
Nemesgneka kem wetru memhr Mekonen. Kulu gzie bhanqewta knxbeyeka ena
Thanks ❤❤❤
That is amazing great job l hope part 2 us soon us possible.
Grande man
መምህር🎓
ኣዝያ መሃሪትን ኣነቃቃሒትን መጽሓፍያ ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው ንፉዕ ኣንባቢ ምኻንካ ካኣ ዝያዳ ብጽቡቅ ንክርድኣ ሓጊዙኒ ። እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ኣበይ ከምትርከብ ዝፈልልጥ ሰብ ተሎ ሓቡሩኒ በጃኹም ነዊሕ ግዝየ ክረኽባ ደልየ ልለልየያ ግን ክረኽባ ኣይካኣልኩን።
Xubux serah
Great job
መምህር ብጣዕሚ ነመስግን፡ ግን ኣብ Spotify እንተ ተውርዶ፡ ዝበለጸ ምኮነ።
Tankes so mache ❤❤❤❤❤❤❤
Btami des zegerm timhrti yekenyelna memhr
Yqenyelna memhr blux tmhrti
You are always the best
Welcome
Bravissimo
💕💕💕💕💕💕💕
❤
❤❤❤❤
👍👍
መምህረይ ሓወይ እንታይ መጽሓፍ ከንብብ ይመክረኒ ምስ ሓተትክዎ ብዘይ ምውልዋል ዝሓበረኒ መጽሓፍ እያ ግን ብዙሕ ግዜ ይጅምራ የቃርጻ ጸንሐ ግርም መዘኻኸሪ የቀንየለይ መምህር ኣያና!!!!!!
ከምዚ ጌርካ ትምህረና ዘለኻ መምህረይ.ዶ ክብለካ .ይቀንየለይ ኣምላኽ የኽብረለይ ከምዚ ጊርካ ምምዓድካ ።ካብዛ ሕዒ ክፍትን.የ ከም ኣርካድ
Btaemi Mhari Medeb Yu
ኣበይ ክረክባ ይክእል እዛ መጽሓፍ???
በጃካ partetat girka amxealna amlk yhgzeka 💯💯💯👍🏽🤞🏾😎
Dgemena please 👌
የቐንየልና መምህር ከም ወትሩ ብሉጽ ኣቀራርባ እዛ መጽሓፍ ኣብ እስራኤል ክረኽባ ይክእል ዶ?
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ንባብ። ሕቶይ ግና ብቀሊል አገባብ መጽሓፍቲ ዝግዝኣሉ ዌብሳይት ይሕልወካ ዲዩ?
Thank you Www.semayat.com atika aziz
🥰🥰💙
Ne elamaka kesab mote keda eyu hewet malte
T
መቀጸልታ የብላን ድዩ??
"እቲ ዝሃብተመ ሰብኣይ ኣብ ባቢሎን" ብጆርጅ ኤስ ክላሰን ዝተጻሕፈት ክላሲካል መጽሓፍ ፋይናንሳዊ ጥበብ ኮይና፡ ከም ጥንታውያን ጽውጽዋያት ካብ ጥንታዊት ባቢሎን እያ ቀሪባ። እታ መጽሓፍ ብዛንታታትን ግብራዊ ምኽርን ኣቢላ፡ ፋይናንሳዊ ዓወት ንምርካብን ሃብቲ ንምህናጽን ዝሕግዙ መሰረታዊ መትከላት እያ እተመሓላልፍ።ቀንዲ መትከላት 1. ካብ ኣታዊኻ 10% ዕቋር፦ ኩሉ ግዜ ቅድሚ ኣብ ካልእ ገንዘብ ምውጻእካ ገለ ካብ ኣታዊታትካ ንበይንኻ ኣቐምጦ። 2. ወጻኢታትካ ምፍታሽ፦ ኣብ መንጎ ኣድላዪን ዘየድልን ወጻኢታት ፍልልይ ግበር። ኣድላዪ እንተዘይኮይኑ ተወሳኺ ኣይትጠቐም። 3. ገንዘብካ ክዓቢ ምግባር፦ ምስ ግዜ ተሓላቒ ዕላማ ንምፍጣር ዕቋርካ ኣውፍር። 4. ሃብትኻ ምሕላው፦ ኣበይ ከም እተውፍር ተጠንቀቕ፤ ናይ ክኢላታት ምኽሪ ምሕታትን ልዑል ሓደጋ ዘለዎም ፕሮጀክትታት ምውጋድን እዩ። 5. ናይ ኣእምሮ ክእለትካ ኣመሓይሽ፦ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ክእለትን ክእለትን ወፍሪ ብምግባር ዝያዳ ናይ ምእካብ ዓቕምኻ ንምምሕያሽ። 6. ዕዳ ምውጋድ፦ ንኣድላዪ ቀመር ጥራይ ተለቃሕን ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍካ ምምላስን። 7. መልሲ ምሃብ፦ ለጋስ ኩንን ፋይናንሳዊ ዓወት ኣብ ዘጋጥመካ እዋን ኣብ ከባቢኻ ንዘሎ ማሕበረሰብ ኣበርክቶ ግበርን።መደምደምታእታ መጽሓፍ ንዲሲፕሊን፡ ናይ ነዊሕ ግዜ ውጥንን እዋናዊ ወፍርን ዘተባብዕ ብኣጋኡ ፋይናንሳዊ ጥበብ ትህብ። ነዚ መትከላት እዚ ብምኽታል ዝኾነ ሰብ ሃብቲ ክሃንጽን ፋይናንሳዊ ውሕስነት ክረክብን ይኽእል
❤❤❤❤❤
ከም ወትሩ ጽቡቅ ኣቀራርባን ትሕዝቶን መምህር መኮነን❤።
የቀንየልና ደስ ዝብል ኣቃራርባ💙
ፅቡቅቲ መፅሓፍ መነቃቅሒት👌
ከም ወትሩ ብሉጽ ትሕዝቶ ፥ብዙሕ ድማ ነመስግነካ መ/ር መኮነን!!!
የቐንየልና መምህር።
ከምዚ ዝኣመሰለ ትምህርቲ እንተትሰዱልና ደስ ምበለና።
GBU ቶርጋምን ኣንባብን ጠቃሚ ትምህርቲ ::
Thank you, teacher for your limitless effort 👍👍👍🎉👍👍👍
ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ መምህርረይ ቀጽሉዊ ኢኩም ።
Thanks memhr azye yemesgenka nix temahre l hope part 2 plz
ክብሪ ይሃብካ መምህር ጽቡቕ ትምህርቲ❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤❤❤
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ማዕዳ ክብረት ይሃበልና
ሰሚዕ ምሙናው ሲኢነያ ወልፊ ገራትለይ እዛ መጽሓፍ ❤
ብጣዕሚ መሃሪት መጽሓፍ ምስ መሳጢ ኣናብባ መምህር። ምስጋና ይብጻሕኻ
Thanks mosaick❤
Zeymehlale
ነመስግነካ ኩቡር ሓዉና።
Nemesgneka kem wetru memhr Mekonen. Kulu gzie bhanqewta knxbeyeka ena
Thanks ❤❤❤
That is amazing great job l hope part 2 us soon us possible.
Grande man
መምህር🎓
ኣዝያ መሃሪትን ኣነቃቃሒትን መጽሓፍያ ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓው ንፉዕ ኣንባቢ ምኻንካ ካኣ ዝያዳ ብጽቡቅ ንክርድኣ ሓጊዙኒ ። እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ኣበይ ከምትርከብ ዝፈልልጥ ሰብ ተሎ ሓቡሩኒ በጃኹም ነዊሕ ግዝየ ክረኽባ ደልየ ልለልየያ ግን ክረኽባ ኣይካኣልኩን።
Xubux serah
Great job
መምህር ብጣዕሚ ነመስግን፡ ግን ኣብ Spotify እንተ ተውርዶ፡ ዝበለጸ ምኮነ።
Tankes so mache ❤❤❤❤❤❤❤
Btami des zegerm timhrti yekenyelna memhr
Yqenyelna memhr blux tmhrti
You are always the best
Welcome
Bravissimo
💕💕💕💕💕💕💕
❤
❤❤❤❤
👍👍
መምህረይ ሓወይ እንታይ መጽሓፍ ከንብብ ይመክረኒ ምስ ሓተትክዎ ብዘይ ምውልዋል ዝሓበረኒ መጽሓፍ እያ ግን ብዙሕ ግዜ ይጅምራ የቃርጻ ጸንሐ ግርም መዘኻኸሪ የቀንየለይ መምህር ኣያና!!!!!!
ከምዚ ጌርካ ትምህረና ዘለኻ መምህረይ.ዶ ክብለካ .
ይቀንየለይ ኣምላኽ የኽብረለይ ከምዚ ጊርካ ምምዓድካ ።
ካብዛ ሕዒ ክፍትን.የ ከም ኣርካድ
Btaemi Mhari Medeb Yu
ኣበይ ክረክባ ይክእል እዛ መጽሓፍ???
በጃካ partetat girka amxealna amlk yhgzeka 💯💯💯👍🏽🤞🏾😎
Dgemena please 👌
የቐንየልና መምህር ከም ወትሩ ብሉጽ ኣቀራርባ እዛ መጽሓፍ ኣብ እስራኤል ክረኽባ ይክእል ዶ?
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ንባብ። ሕቶይ ግና ብቀሊል አገባብ መጽሓፍቲ ዝግዝኣሉ ዌብሳይት ይሕልወካ ዲዩ?
Thank you Www.semayat.com atika aziz
🥰🥰💙
Ne elamaka kesab mote keda eyu hewet malte
T
መቀጸልታ የብላን ድዩ??
"እቲ ዝሃብተመ ሰብኣይ ኣብ ባቢሎን" ብጆርጅ ኤስ ክላሰን ዝተጻሕፈት ክላሲካል መጽሓፍ ፋይናንሳዊ ጥበብ ኮይና፡ ከም ጥንታውያን ጽውጽዋያት ካብ ጥንታዊት ባቢሎን እያ ቀሪባ። እታ መጽሓፍ ብዛንታታትን ግብራዊ ምኽርን ኣቢላ፡ ፋይናንሳዊ ዓወት ንምርካብን ሃብቲ ንምህናጽን ዝሕግዙ መሰረታዊ መትከላት እያ እተመሓላልፍ።
ቀንዲ መትከላት
1. ካብ ኣታዊኻ 10% ዕቋር፦ ኩሉ ግዜ ቅድሚ ኣብ ካልእ ገንዘብ ምውጻእካ ገለ ካብ ኣታዊታትካ ንበይንኻ ኣቐምጦ።
2. ወጻኢታትካ ምፍታሽ፦ ኣብ መንጎ ኣድላዪን ዘየድልን ወጻኢታት ፍልልይ ግበር። ኣድላዪ እንተዘይኮይኑ ተወሳኺ ኣይትጠቐም።
3. ገንዘብካ ክዓቢ ምግባር፦ ምስ ግዜ ተሓላቒ ዕላማ ንምፍጣር ዕቋርካ ኣውፍር።
4. ሃብትኻ ምሕላው፦ ኣበይ ከም እተውፍር ተጠንቀቕ፤ ናይ ክኢላታት ምኽሪ ምሕታትን ልዑል ሓደጋ ዘለዎም ፕሮጀክትታት ምውጋድን እዩ።
5. ናይ ኣእምሮ ክእለትካ ኣመሓይሽ፦ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ክእለትን ክእለትን ወፍሪ ብምግባር ዝያዳ ናይ ምእካብ ዓቕምኻ ንምምሕያሽ።
6. ዕዳ ምውጋድ፦ ንኣድላዪ ቀመር ጥራይ ተለቃሕን ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍካ ምምላስን።
7. መልሲ ምሃብ፦ ለጋስ ኩንን ፋይናንሳዊ ዓወት ኣብ ዘጋጥመካ እዋን ኣብ ከባቢኻ ንዘሎ ማሕበረሰብ ኣበርክቶ ግበርን።
መደምደምታ
እታ መጽሓፍ ንዲሲፕሊን፡ ናይ ነዊሕ ግዜ ውጥንን እዋናዊ ወፍርን ዘተባብዕ ብኣጋኡ ፋይናንሳዊ ጥበብ ትህብ። ነዚ መትከላት እዚ ብምኽታል ዝኾነ ሰብ ሃብቲ ክሃንጽን ፋይናንሳዊ ውሕስነት ክረክብን ይኽእል
❤
❤❤❤❤❤