Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሓቂ ጹቡቅ ገሊጽኩሞ... ዕድመን ጥዕናን
Setit the only Eritrean media for Eritreans by Eritreans. 🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
good our brothers
Interesting analysis . Good job.
Keep going guy's des zibl lzib ezi eyu eritrawnet malet
ዘይብስለት እዩ ክበሃል ዝከአል፡ ደንበ ድንግርግር ዕላማ መቃለሲኦም ህልኽን ቅርሕንትን ምስ ኢሳይያስን ህግደፍን ከምዝኾነ ግሁድ ኮይኑ ኣሎ።
እንተዀነ ዓቕምኻ ደሪቱካ እምበር ሓቂ ኣይበልካን። እተን ሓሙሽተ ኩርንዓት ኣብቲ ኰዀብ ናይ ባንዴራ ኤርትራ እሞ ትርጉመን ሓቲትካ ፍለጠን: ድሓር ተፈጺሙዶ ቢልካ ሕተትን ተምሃርን።
አቶ ጎይትኦም በዓል ዓቕሚ እንዶ ንስኻ አለኻልና፡ ባንዴራ ኢልካ ምዝራብካ ድዩ ዓቕሚ ተቖጺሩ? ናይ ባንዴራ ጉዳይ ንዓይ ዘገድሰኒ አይኮነን ብዛዕብኡውን አይተዛረብኩን። ደሓር ድማ ጓል አንስተይቲን ወይዘሮን እየ ብተባዕታይ ጾታ ምጽሓፍካ መልእኽቱ አይተረድአንን
Good
መሳሪሒ ወያነ ድኣ እንታይ ፕሮግራም ክህልዎም ናይ ወያነ ኣጀንዳ ኢዮም ዘሳለጡ ዘለዎ
Good job ❤
በጃኩምባ ንጥብታት ዘለዎ ሕቶታት እንሓተትኩም ንተድሮስ ዘርኡ ኣቕርቡልና
ምዕራባውያን ንስለ ጂኦ ፖለቲካዊ ረብሓኦም ኪብሉ ነገሮም ንዚደለይዎምን ንዚጸመድዎምን መራሕትን ሃገራትን ዜሳብቡዎ ቃል ፡ ጄኖሳይድ' ስያ ዋዛ-ማዛ ቃል ኮይኑስ ፡ ህወሓታውያን ናይ ህዝበ-ትግራይ መዝሙር ገይሮምዎ ። እቲ ዜስደምም ድማ ፡ ነቲ ብምዕራባውያን ገጽ ረኺቦም እተዳኸረሎም ጄኖሳይድ ዚብል ቃል ፡ ብመገዲ ምድረ ካድረታቶምን ኣክቲቪስትታቶምን ብኻዕቦ ፕሮፖጋንዳታት ኣደማሚቖምን ኣኳማሲዕምን ፡ ኣብ ሓንጎል ተጋሩ ከም ክውን ፍጻመ ምስራጹ ኢዩ ።
ኤሪሳት ግሎባል ይአክል ይኹኑ ካልኦት ጂኖሳይድ ተፈጺሙ ዝበሉ ንህዝቢ ኤርትራ ተጋጊና ይቕሬታ ክብሉ ይግብ ኦም። ሓላፍነታውያንን ሃገራውያንን እንተደአ ኮይኖም። ተዘይኮይኑ አንጻር ጥቕሚ ህዝብን ሃገርን ከምዝቃለሱ መረዳእታ እዩ።
አብዳት፡ብጣዕሚየ፡ዝፊቲወካ፡ኒዕሳ፡ቲአሚኖዶ፡፡ኢሱሞይቱ፡፡ዝተሰአ፡ኒኹሉፈጣሪ፡ኢዩ፡ግንዐለም፡አይፈለጦቶን፡ኢሱናይኩሉ፡ፊጣሪ፡ኢዩ፡፡።❤😂😢😮
እስኻትኩም ኢሪ' ዘይኩንኩም ትግራይ ኢኹም
መንእስያት ጠዕዋታት ስድኛታት ።ኣቲኻ ስራሕ፡ ምሕደራ ሽገር ሎዶ እወ ኣሎ ።ሃገርና ሰብ ይውሕዳ ኣሎ ምንእሰይ ከማካትኩም ትደሊ ኣላ። ምኽሪ ምኽሪ ሃለውለው ዝመስል ጉዳይ ትግራይ ንትግራይ ግደፎ
እትዛብዎ ዲኹም ስኢንኩም? ወረ እንታይ እዩ ረብሓኹም? ካብ ክሲ ዲኹም ከተድሕኑና? ዘረባ ገዲፍኩም ናብ ጓል ዘረባ? ናትኩም ዕላማ'ኸ? ተቓውሞ ናይ ተቓወምቲ!
No western country helps any one with out any interest 😜 😜 😜
ብሓቂ ጹቡቅ ገሊጽኩሞ... ዕድመን ጥዕናን
Setit the only Eritrean media for Eritreans by Eritreans. 🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
good our brothers
Interesting analysis . Good job.
Keep going guy's des zibl lzib ezi eyu eritrawnet malet
ዘይብስለት እዩ ክበሃል ዝከአል፡ ደንበ ድንግርግር ዕላማ መቃለሲኦም ህልኽን ቅርሕንትን ምስ ኢሳይያስን ህግደፍን ከምዝኾነ ግሁድ ኮይኑ ኣሎ።
እንተዀነ ዓቕምኻ ደሪቱካ እምበር ሓቂ ኣይበልካን። እተን ሓሙሽተ ኩርንዓት ኣብቲ ኰዀብ ናይ ባንዴራ ኤርትራ እሞ ትርጉመን ሓቲትካ ፍለጠን: ድሓር ተፈጺሙዶ ቢልካ ሕተትን ተምሃርን።
አቶ ጎይትኦም በዓል ዓቕሚ እንዶ ንስኻ አለኻልና፡ ባንዴራ ኢልካ ምዝራብካ ድዩ ዓቕሚ ተቖጺሩ? ናይ ባንዴራ ጉዳይ ንዓይ ዘገድሰኒ አይኮነን ብዛዕብኡውን አይተዛረብኩን። ደሓር ድማ ጓል አንስተይቲን ወይዘሮን እየ ብተባዕታይ ጾታ ምጽሓፍካ መልእኽቱ አይተረድአንን
Good
መሳሪሒ ወያነ ድኣ እንታይ ፕሮግራም ክህልዎም ናይ ወያነ ኣጀንዳ ኢዮም ዘሳለጡ ዘለዎ
Good job ❤
በጃኩምባ ንጥብታት ዘለዎ ሕቶታት እንሓተትኩም ንተድሮስ ዘርኡ ኣቕርቡልና
ምዕራባውያን ንስለ ጂኦ ፖለቲካዊ ረብሓኦም ኪብሉ ነገሮም ንዚደለይዎምን ንዚጸመድዎምን መራሕትን ሃገራትን ዜሳብቡዎ ቃል ፡ ጄኖሳይድ' ስያ ዋዛ-ማዛ ቃል ኮይኑስ ፡ ህወሓታውያን ናይ ህዝበ-ትግራይ መዝሙር ገይሮምዎ ። እቲ ዜስደምም ድማ ፡ ነቲ ብምዕራባውያን ገጽ ረኺቦም እተዳኸረሎም ጄኖሳይድ ዚብል ቃል ፡ ብመገዲ ምድረ ካድረታቶምን ኣክቲቪስትታቶምን ብኻዕቦ ፕሮፖጋንዳታት ኣደማሚቖምን ኣኳማሲዕምን ፡ ኣብ ሓንጎል ተጋሩ ከም ክውን ፍጻመ ምስራጹ ኢዩ ።
ኤሪሳት ግሎባል ይአክል ይኹኑ ካልኦት ጂኖሳይድ ተፈጺሙ ዝበሉ ንህዝቢ ኤርትራ ተጋጊና ይቕሬታ ክብሉ ይግብ ኦም። ሓላፍነታውያንን ሃገራውያንን እንተደአ ኮይኖም። ተዘይኮይኑ አንጻር ጥቕሚ ህዝብን ሃገርን ከምዝቃለሱ መረዳእታ እዩ።
አብዳት፡ብጣዕሚየ፡ዝፊቲወካ፡ኒዕሳ፡ቲአሚኖዶ፡፡ኢሱሞይቱ፡፡ዝተሰአ፡ኒኹሉፈጣሪ፡ኢዩ፡ግንዐለም፡አይፈለጦቶን፡ኢሱናይኩሉ፡ፊጣሪ፡ኢዩ፡፡።❤😂😢😮
እስኻትኩም ኢሪ' ዘይኩንኩም ትግራይ ኢኹም
መንእስያት ጠዕዋታት ስድኛታት ።ኣቲኻ ስራሕ፡ ምሕደራ ሽገር ሎዶ እወ ኣሎ ።ሃገርና ሰብ ይውሕዳ ኣሎ ምንእሰይ ከማካትኩም ትደሊ ኣላ።
ምኽሪ ምኽሪ ሃለውለው ዝመስል ጉዳይ ትግራይ ንትግራይ ግደፎ