Wow i really liked it. It very uesful and educational episode please Keep it up something useful like this it really helps in improving awareness of our people. Wish you sucess and i want also to advice you if you do episode about (LGBT) that will be helpful for our society's awareness.❤❤❤❤
The whole episode was very educational.Yes, i believe that everything does happen for a reason, but we must underline that people shouldn't take /understand it as an encouragement/misunderstanding to continue being reckless & irresponsible.
ኣሰይ እንዳ ዝማም ሹኮሪናታት ሎሚ ማሃሪት ኣዛናጋዒትን መልእኽቲ ኣሕሊፍኩም ብሓቂ ንባህልና ተንጸባርቅ።
❤❤❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷🙏🙏🙏❤!!
Etay temahirka kabzia kkk
@@MedhaneTes-u2m ካብዚኣ ብዙሕ ትምህርቲ እንዲዮም ኣሕሊፎም እታ ቀንዲ ብሺግለታ ንሓድሓዶም ብምግጫው ሓደጋ ኣብ ሓድሕድን ካብ ህዝብን የውርዳ ከም ዘለዋ እቲ ዝዓበየ መልእኽቲ ኮይኑ ክግታኣን ጥንቃቄ ክገብሩ ከም ዘለዎም መኻራላ።
ካብዚ ሳዕቤን ተላዒሉ ድማ ሓደጋ በጺሑስ ድሕሪ ክግበረሉ ዝጸንሐ ሕክምና እቲ መንእሰይ ዓሪፉ። ስድራ ቤት ሃራሚ ወይ ሓደጋ ፈጻሚ ድማ
ንኹሉ ክከታተሉን ክማላለሱን ድሕሪ ምቅናይ ወዲ ቶም ከምዘየእሰሩዎ እሞ ከምዘይተቀጽዐ ሪኢና።ቀጺሎም ድማ ስድራ ቤት ወቃዕቲ ንስድራ መወትቲ ካሕሳ ክኸፍሉ ተመላሊሶም ዮም እኮ ግን ሕጂ ዊን ስድራቤት መዋቲ ካሕሳ ኣይንበልዕን ኢና ወድኹም ፈሊጡ ዝገበሮ ኣይኮነን ዝኾነ ጽልኢ ዊን የብልናን ኣይንፋለጥን ድማ ኢና ኢሎም ዮም ካሕሳ ኣብ ሃገርና ዝቅበል ሰብ የለን ባህልና ዊን ኣይኮነን ካሕሳ ዝበልዕ ሰብ በላዒ ካሕሳ እናተባህረ ይጽረፍ ከምዝነበረ ንሕና ዊን ነዚ ኩቡር ባህልና ኣይነፍርሶን ኢና ኢሎም ምቅባል ካሕሳ ኣቤም ካብዚ ዝዓቢ ትምህርቲ እንታይ ስለ ዝደለኻ ኢኻ በሽካዕላል ብሳሓቅ ሓቲትካኒ ወይስ ካብቶም በላዕቲ ካሕሳ ስለ ዝኾንካ ኢኻ ነዚ ኩቡር ባህልና ዘንጸባረቁዎ እንዳዝማምዩ ምውሓጥ ኣቢካ ንነብሲ ወከፍ ዝግብር ግድን ክትሓትት ኣለካ ማሌትዩ ወይሲ ብጹሞና ከይተኻታተልካ ኢኻ ብቀጥታ ናብ ሕቶ ኣቲኻ ዝገርም ዩ።
ክላእ ዘየለ ዘረባ ዓሳውርታ ዝባሃል ብሄር የለን ዓሳውርታ ዝባሃል ቋንቋ የለን ንሕና ንፈልጥ ቋንቋ ሳሆ ከምዘሎ እዮ
ብራቮ ተተ ብሉጽ ተዋሳኣይ 👍👍
Welcome shikorinatat enkwe bdehan mexaku ❤❤
Btami mhari drama agziabher sle Eritrean hzban ybarek selamu yhabena ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏾🇪🇷
Amen 🙏
ኩቡር መንነትን ባህልን ምክብባርን ቦተእን ኣብይ'ዩ ንዝብል ኣብ 🇪🇷'ዩ
⛪️✌️🕌
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏻 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷🙏🏻🇪🇷🙏🏻🇪🇷‼️‼️
ኤርትራ ❤❤❤
እግዚኦ 2ክልተሚልዮን መብሬ ምስደይምከር መኪርካ
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤😊😊😊
ኣነ ዝገርመኒ ቡስ ናይ ግሊ ዝነበራ ብምክናት ኩረና እልካ ምስ ተከልከላ ክሳብ ሕጂ ኣይሰርሓን እየን ዘለዋ እዚ እንዳ ፈለጠ ደራሲ ከምዚ ክብል ኣይጥጽቦዮን እካ ጽርግያ ንስራሕ ነዕርዮ ሳይክል ናይ ባዕላ መገዲ ክህልዋ ኣለዎ እንበር ይከልከላ እንተ ከይኑ ምንባር ምቅራጽ እዩ
ግደፋና እስከ ሳይክል ዕድመ ገደብ ተጊሩሉስ እቲ ህዝብናስ ብምንታይ ይቃሳቀስ ይህሉ ቡስ ተበልካ ናይ መንግስቲ ጥራይ ዝሰርሓ ንሰን ክኣ ኣብ ከተማን ሓውሲ ከተማን ጥራይ ብምንታይ ድኣዩ ክንቀሳቀስ ኣታ ሳይክል ኮ ከም ጊፍቲ ኣብ ዓመት ወድኻ ዝዋሃባ እዩ ሓንቲ ንሳ ተሪፋቶ ኔራ እዚ ህዝቢ ንእዓ ኽኣ መንጢሎሞ😢😢😢😢😢😢😢
ትራፊክ መንእሰያት ግበርዎም, ዞም ኣብ ኣርባዓታት, ሓምሳታት ደለዉ ጉቦ ለምዶም ዮም ደሓን ክንድዚ ሃበኒ ይብሉኻ, ዝምልከቶ ይከታተሎም ❤🇪🇷❤
Merhaba deqi Eri selamın tenan yehabkum 🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 raheley mkrti ❤️
Lomai tbuk srat amtekum . Katlwo da thank you
Welcome enda zmam shikorrnattt ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤍🤍🤍🤍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሚሂርኩምና የቀንየልና
مسلسل حلوه ❤❤❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስሚ ህዝቢ ዝኾነት ፍሊም እዚኣ ኸኣ እኹል መጋዓዝያ ቀረብ። ጥዑይ ጽርግያ ተዘየለ ታይ። ክገብር ኣለዎ ዚ ህዝቢ
Welcome❤❤❤❤❤❤❤
አትስአኑ እዳ ዝማም 🤟🌹
Nice
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Waw ❤❤❤❤ Enda zmam very good bflay tewasaeti msgana
Wow❤
❤
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
❤did not want me that way I have been working the last few months and I
Wow i really liked it. It very uesful and educational episode please Keep it up something useful like this it really helps in improving awareness of our people. Wish you sucess and i want also to advice you if you do episode about (LGBT) that will be helpful for our society's awareness.❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🐪🇪🇷❤✊
ሓንጣል በራሕ ፈራሕ ጎራሕ😂
The whole episode was very educational.Yes, i believe that everything does happen for a reason, but we must underline that people shouldn't take /understand it as an encouragement/misunderstanding to continue being reckless & irresponsible.
Penalty or restrictions only are not the perfect solution most of the time. Having a ‘bike lane’ will greatly reduce accidents.
ኣየ ተተ ብሉፅ ተዋሳኢ ኣነስ ክፈትወ
❤❤❤❤
😂❤
Good 👍 nice
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇯🇴🇯🇴🇯🇴🇯🇴❤❤❤❤
ቅድሚ ናጽነት ድኣ ፎሲ መቕጻዕቲ ትራፊክ ኣብ ባር እንዳ ኩስቶ ሓሙሽተ ቢራ ተኸፊሉልካ'ሎ እያ ኔራ።
ሰምዕት እዝኒ 🙉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Well come Good to see you ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂❤😂❤😂😂❤❤😂❤😂❤😂❤😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Mesfen mengsti ante zwahabo neru metfana neru
ሰላም ኣዳለዉቲ መደም አንዳ ዝማም ብታሚ መደብኩም መሃሪን ኣዛናጋዕን አዩ ቀጽሉዎ ። ግና ገለ ቃላት ኣብ ሕብረተ ሰብና ዚዉቱራት ዘይ ኮነ ኣብ 222 ብዘይ ሚኩራጽ ኣዘዉተርኩም ትጥቀሙ ኣብ ሕብረተሰብና ላባሚን ዉርዙዪን አዩ ደቅና አንታይ አዮም ኪመሃሩ ትሰርፊ ኣብ አንዳ ዚማም በጀካ ጸርፊ ላግጺ ኪኸዊን ዶ ኣይኪሊን አዩ መስፊንን ሓንጣሊን ኣብ ሕብረተሰብና ዘይ የለን ጋጋ ኮይኑ ይስመሃኒ ካብ ተኻታተኹም ወልዳት ኪዳነ ስውዘርላንድ
Ezias aythazuley ember neti mengsti kerex nkewxe degef tkewn gosguas amekakirka ziteserhet drama eya ember bicichileta kab kedem zinebere nay hagerna kedamnet mesaletit zikonet eya hgi kwexe tekoynu atekakma kemahshwo kserhulu kikewn alewo ember gbri mwxae gn ftah aykonen.
ይገርመካ ዩ ከእቱ እምበር ከውጽእ ዘይደሊ ገስረጥ ዝኮነ መንግስቲ
@@Merana10632tay gedeseka emo trio wedi malelit ente xeliekayo
@@SamuelEye1988 በቃ ንሳ ያ ዓቅምካ ጉሓፍ
🤣👍
ኣነ ዝገርመኒ እታ ኤርትራ ኣስመራ ጥራሕ ያ መስለኒ ምክንያቱ እተን ካልኦት ከተማታት ካብ ኩሉ ነጻ ወልሓደ ዘይብለን ንምንታይ ዩ ኩሉ ቀረብ ዘይግበረለን
ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ዘሎ የለን።
ቀረባት ተዝግበረለን በዓል መንደፈራ ናብ ሓምኩሽቲ ዶ ምተቀየራ!
ሓደ ሓደ ግዜሲ ደንቆሮ ኣታሓሳስባ ኣማዕቢልካ ንሃገር ድሕሪት ዝመልስ ዘረባታት ከምዚ ሕጂ ኣብዛ እንዳ ዝማም ዝተዘርበ መንግስትና መካይን ምእታው ደው ስለዘበሎ ንሓደጋታት ይቆጻጸሮ ኣሎ ብመሰረቱ መካይን ምእታው ደውምባል ኣይኮነን ንሓደጋ ዘጉድል ጽሩይ ጽርግያ ውሽጢ ከተማ ይኹን ኣበረኻ ገፊሕ መስመር ዕሩይ መንገዲ ምስእትሰርሕዩ ሓደጋኀዝቕንስን ደው ዝብልን ነቲ ረሳሕ ምሕደራ ኢያሳስ ከምሓደ ናይጅግና ስጉምቲ ወሲድካ ምድጋፉጊን ክሳብክንደይ ግዙእ ኮንካ ምንባርካዩ ዘርኢ ስለዚ ካብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣታሓሳስባታት ክንጥንቀቕ ኣለና
እዛ ለምለም ትብሃል ተዋሲኢትስ ጡዑይ ሽማ ኢትዮጵያ እያ ንምንታይ ኢትዮጵያ ተባሂላ ሕተቱሉና እባ 😢❤ ብዝተረፈ ጽቡቅ ሰራሕ
ኣቡኣ ካብዞም ኢትዮጵያ ትቕደም ዝብሉ ምልሻ ስርናይ ስለ ዝነበረ እዩ ኢትዮጵያ ኢልዋ
Kkkk
@@negassi6203nsa ke wedey ezi kulu tegadalit nieras zeytqyro wela bgazieta
hopefully one day, People of eritrea living in the country will live happily and freely with everything provided to them...sadly people r suffering
0⁰
13:12
ራኪ ፈዛው
ለያቡ ኣፀቢቀን እባ ከም ኣጥፋኣኩም እተን ማካይን ኣንቱም ለያቡ እባኣር መካይን በዚሐናኩም ሻላ ስርቂ
ሰላ ደቂ ኤረ
ናይ ብሽክለታ ካብ ኣምጻኩም
1 ቅድም ቀዳድም ተደሪቦም ንዝዝውሩ ን ተጉራቢቶም ንዝዝውሩን ዘይምሕር መቅጻዕቲ ክሳብ ሳይክሉ እትህገረሉ ወግዓዊ ሕጊ ክወጾ ኣለዎ
2 ብደይ መብራህቲ ዝዝውርን ብዘይ መንገዱ ዝዘወረን ጸላዕላዕ ዘብሎ ገንዘባዊ መቅጻዕቲ
3 ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ካብ ከባቢ ገዙኡ ሓሊፉ እንተዘዊሩ ወይ ካብ ስድራቤቱ ወጻኢ እንተ ኮይኑ ንሩሑቅ ከይዱ ብሽክለቱኡ ክትህገር እንተዝግበር ዝሓሸ ሙኮነ
ናይ ሰብ መኪና ካኣ ዝተረረ ሕጊ ክወጽእ ኣለዎ ኑሱ ካኣ ምስ ኢንሹራንስ ምትእሣር ክህሉ ኣለዎ ትራፉክ ቲኬት እንተዳኣ ንሓደ መራሒ መኪና ሂብዎ እታ ቲኬት ናብ ኢንሹራንስ ተላኢካ እቲ ሰብ ኣብ ዋጋ ኢንሹራንስ ዕጽፊ ክከፍል ኣለዎ እዚ ክሳብ 3-4 ዓመት ይከይድ
እዚ ሪኢቶይ ኢዩ
ኣድጊ ብዱላ ሰብ ብተሪር ሕጊ ጥራይ ኢዩ ዝሰምዕ
መሳፍንቲ ዓርኪ ኣጋንንቲ
ሰበብ ኪኒ ዓሳውርታ አይባሃልን እዮ ሰበብ ኪኒ ይብሉ ሳሆ እዮ ዝባሃል እሞ ንስኹም እንዲኹም ከፊእኩምና ኣብ ቀቢላ ትኣትው
ንኩላትኩም ሰላምን ጥዕናን እንዳ ተመነኩ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋት ንዓይ ዓባይ ሓገዝ እያ ❤❤❤❤❤❤
ስቅ እንተ በልና ከምዚ ዘይምልከተና ግዳይ ሃገርና ዓገብ እዚ ጉዳይ ሳይክል ኣስመራ ጥራሕ ድያ ኤርትራ ኣብ ሓውሲ ከተማ ዝነብር ህዝብና ብምንታይ ክቃሳቀስ እዚ ዘይከዉን እዩ ዓገብ መንግስቲ ኤርትራ ኣቶም ተጣቅዑ ዘለኩም ኣብዚ ዘይከዉን ኣይተጣቅዑ ዓገብ በሉ ብፍላይ ተማሃሮ 6 ኣብ ሓውሲ ከተማ 9 km ተጎዒዞም ይከዶ ሕጅ 9km ክከዱ ኣይክእሉን እዮም ወይ ባስ ግበርሎም መንግስቲ ኤርትራ እዚ እንተ ጌርዎ ራብዓይ ግምባር ኣብ ርእስካ ኣለና 🙅🙅🤦🤷
Btami xbuk hasabn maharn eyu kem hasab ka
Eti xrgya nay mekinan cycling bebeynu hnxax kgbero eyu eti zbelexe mknyatu mekinan cycling hade xrgya xegem tray eyu zweld
Slezi gele gerka hnxax mflay tray eyu wxeit zhlwo
ርእይቶ ናብ ኢትዮጵያ ወ/ገብርኤል(ለምለም ካራክተር)
ብዛዕባ ሕቶ ምቕያር ስምኪ ኣብ ሰብ ኢሎም ዝሃብክዮ ሰምዐዮ ግን ኣይዓገብኩን ብውልቀይ። ነቲ ዝሓተተኪ ሰብ እንዳመስገንኩ።
ኢትዮጵያ እቶም፡መራሕታ እምበር እታ ሃገር ኣይበደለትናን፡ለምለም፡ሃገር ኢዩ ወዘተ ኢልኪ። እወ/ኣይፋሉን መልሲ ኢዩ ዘለኒ።
ግን በጃኺ ቀይርያ። ኣብዛ እንዳ ዝማምን ሰብ ኢሎሞን እንዳሰራሕኪ ከለኺ ናብ ኤርትራ ወ/ገብርኤል ቀይርያ እሞ፡ጽቡቕ ዕድል ኢዩ ኤርትራ ኢልና ክንጽውዓኪ። ቀልጢፋ ክትቅየረልኪ ኢያ። ምኽንያቱ ኣዚና ንፈትወኪ ኣርቲስት ስለዝኾንኪ።
በጃኺ ነዚ ዕድል እንዳ ዝማምን ሰብ ኢሎሞን ኣብ ስምኮ ምቕያር ተጠቐምሉ።
ብልጽቲ ኣርቲስት ሃገርና ኢትዮጵያ ኢልና ክንጽወዓኪ ዕረ ኢዩ ዝጥዕመና ዘሎ፡፡ካብ ነብሰይ ጀሚርካ።
@Eri-TV ሓደራ መልእኽተይ ኣብጽሑለይ።🙏🙏🙏
❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤