🔥 ራኪ ክትምርዖ / መልሲ ሰልጠነ ጂ ድራር ን ሰልጠነ
HTML-код
- Опубликовано: 7 сен 2024
- 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#eritrea #eritrean #eritreanmusic
ኣብዓልም ካማኩም የብዛሐ ጹቡቃት❤❤❤❤❤❤❤
Very nice keep it up.
Wow enkuae bselam mexakum brukatey
I from eritrea but I like you guys 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዝፈትወኩም ❤❤
❤
ቅንኢ ብጣዕሚ ሕማቅ እዩ ድራር ጆርጆ ግን በሊሕ እዩ እንተ ሰልተነ'ሞ ቡዳ ሓሳድ እዩ ንጆርጆ ድማ ርብዑ ኣይመጽእን እንተ እታ ሰበይት ግን ተጋግያ ከምዚ ድኹም ሓንጎል ዘለዋ ከመይ ኢላ ምስ ጆርጆ ትኸይድ ሕማቅ ሰነፍ ንሰልጠነ ክተሕጉስ ክብራ ቀንሳ ረሳሕ
We love you Guys❤❤from👉🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
I like both couples from eri
ያ ይመችኹም❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ከምዚ ናይ ወድን ጓልን ሕክያ ክትሕኩዩና ከለኩም በተለይ ኣብ ንባብ አቲ ናይ ጓል ብርሃን ኣንብብዮ አቲ ናይ ወዲ ድማ ዳኒ ።ተረዲአክሙኒ ክትኮኑ ተስፋ ይገብር
ኣታ ኣፍሉጡና ትጠፍኡ ተኾይንኩም ምክትታልኩም ከነቋርጽ ብፍላይ ዓርቢ ሰብ ኣብገዛ እያ ምጹና💙💙💙💙
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አንቲ ቆልዓ ግደፊ ነዚ ሓወይ ኣይትድፍርዬ !!
ተመስገን ፍለጡ እዩ ዝብል ዘሎ.
ብሓቂ እየ ዝፈትወኩም ኣብ ሓቂ ስለ ትፈርዱ እዚ ናይ ጆርጅ ክኣ እንካን ወሊድካ ዋላ ብዕርክነት ነይርካ ከማን ክንዲ ዝኾነ ይኹን ጸገም የጋጥም ነቲ ጹቡቅ ኢኻ ትዝክር ተዘይ ኮይኑ ክኣ ስቅ ምባል እንበር እዛ ሰበይቲ እኮ ልቢ እንተትህልዋ ንደቃ እያ ትብድሎም ዘላ እቶም መስቶም ኣቦኩም ከምዚ ገይሩ ኢሎም እዮም Dawn kgebrwom
Merhaba Kuburat ahwat.
Shikorinatat selam ❤❤❤
Dehin mexu xebkita fetrit ❤❤
እቲ ውሽጢ ዓራት አንሶላ ከይረሰሕ አይተህክዮም ነዞም ዘንጽፉ
ከሙኡ ጌሩ እዩ ዘጻል እዚ ሓካሪ አድጊ ሽሙ ከልዕሎ ስለ ዘደለኩ እየ ስድሩኡ ዘየክበረ አብ ናሰብ ሓደር ከባአስ ንክንደይ ዘየባአሰ ነዉ በልዎ መጀመሪያ ሰድራካ አክብር አምላክ ዝበሎ እዩ ንስካ ግና ሰይጣን ሰይጣን
ኣቱም ሰባት ግደፉ ወዲ ሰብ ን እዙ ኢሎም ምቅታል ከይጅመር ክክክክክክክክ
Anta nskums nbeynku ikum shikorinatat❤❤❤
💝💝💝🌷🌷🌷
ኣርሓ ገመል ረባዕ
ኣርሓ ሓርማዝ ባሃር
ኣካላት ደርሆ
ጭንጭራ ,ፈረሰኛ, መልሓጭ,
ግደዛቕናይ ,ሓጻሮ ,ቄርበት ,
ሰላፍ ,እግሪ, ክሳድ ,ጎሎ ,መንፈርፈር.
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኖ ሰበይቲኻ በልሓ ኢያ ክተንብብ ኮላ ይርእያ ኢያ👌👍ሰበይተይ ክትኾን ነሩዎ
ስሓቕኺ ግን ብጣዕሚ አየ ዝፈትዎ ቤሪየ ካብ ሐዚ እውን መደባትኹም ክካ ታተሎ እየ
❤🎉❤
Zeythalfeni chanel antela natkum eya D&M🎉🎉🎉❤
ካብ ክፍለዝጊ ናብ ጆርጆ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ዋይ ከመይ ዲኹም ምቁራት❤❤
Guys, please, it's not "Agualat, ኣጓላት". it's "Awald፣ኣዋልድ." "Women" Tigrinya also has grammar, so please..
"Agualat, ኣጓላት" means "rotten eggs."
enkae bselam xakum kef alekummm😂❤🎉😂❤🎉😂❤
Kkkkkk wedi eye ጺሒፈያ
ከማኹም ሽኮራት ኣብዛ ዓለም የለን ከጸብቐልኩም
እንታኢኩም ነዚ ዮናስ ኩሉ ግዜ ስለኤርትራ ሕማቅ ዝዛረብ መን ጻድቅ ገርዎ
ነዲኡ 25 ዓመት እይራኣየን 😂😂😂
40 ዓመት እዲኡ ዘይራአያ እሎ🤣🤣
መደብኩም ፍጹም ኣይሕልፎን አየ .ግን በጃኹም በጃኹም በጃኹም .ኣጋላት ኣይብሃልን አዩ ደጋጊመ ነጊረኩም .ኣጋላት ክትብሉ ከለኹም መደብኩም ዪጸለኣ .ኣዋልድ አዩ ዝብሃል ዳኒ ፡
Ane kfetiwekum mat eye ❤❤❤❤
ተዓዲልኩም ፈጣሪ ፋቅርኹም የብዝሐዮ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንዳ ዳኒ ተናፈቅቲ
ኣንትም ግሕፍ ስብኣይ ኣንትም ጽብቅ ክይትዝድብም አር ክም k(ክክክ
Mr lost
Testeriy Nesekiy Ember Nesue bezabakiy tezaribu iyfeleten Eu we have more respect for G/derar🙏
....ሃገር ቀዪርካ ባንደራ ቀይርካ" ኣየይ ድሁል ያ ድሁል። ብሌን ከምዚ ክፍለገርጊስ ዝበሃል ሰብ ተፈጢሩልና ኣይፈልጥን'ዩ ፡ ኣረ በየን'ዩ ነጢቡና በጃኹም ፡ መጽረፊ ሰቡ ፡ ዕደ።
ያ እዛ ናይ ባህታ ቻነል እንታይ እያ ትብል
እሞ ኹሉ ይሸይጥ እሞ ንስኺ ከምሰብቂ ኢኺ ትኾኒ 😊
አረ ብስሓቕ ከይቑስላ ዳኑ
ተፋላፍሰ ተፋላስፈ በሊ
ተጋጊኻ ኣለኻ 👉ተፈላፈስ ❌❎....👉ተፈላሰፈ ✅✔️✅.....(ፍልስፍና,Philosophy)not ፍልፍስና 😂
@@Habesha-1942ንባዕልኻ ውን ተጋጊኻ ተፈላሲፈ ኢዩ👈🤣😜
@@Wedi_eri1962 ደጊምካ ኣንብቦ 👈ተፈላሰፈ ✅ኢለ እየ ጽሕፈዮ ዘለኹ.....ኣይትታሓወኽ መንእሰይ 😜🤣
ናይ ትግራይኩም ግበሩ ኣብ ዘይስሕቅ ሱቅ ኢልኪ ትስሕቂ እክብ በሊ ሸቃጦ
ኣብይ ያንስ ኣርግት ግሕፍ kkkkkk
❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
EZA.ADE.DAGW.AB.MEDYA.BZABA.GEZA.TEZAREB.BTAME.NEDAGA.KETHSEB.YGBA.ZAHEFAR.ADE.ADEKA.AYTKWN.😢😢
#ህርኩት
ትጻዕራም ህርኩት ሓረስታይ
ክሓርስ ብዝራቢዕ ተስታይ
ናውቲ ማሕረስ ኣብ ማእገሩ
ማዩ ምስሑ ቋጺሩ
ዕሸላት ቆልዑ ኣብ እግሩ።
ሰሪሑ ደቁ ክዕንግል
ሓሪሱ ክሰባብር ድንኩል
ከየዕረፈ ላዕልን ታሕትን ክብል።
ግራቱ ከጽብር ክዛሊ
ጒዑሩ ቆጣቊጡ ክኣሊ
ዛዕዛዕታ ናይ መሬት ጠሊ።
ክረምቲ ኮይኑ እዋን ማሕረስ
ግራቱ ክዛሊ ክብገስ
ብድኻም ኣብ መንጎ ክታኸስ።
ሓሪሱ ግራቱ ክሓጽር
ደኺሙ ፍጹም ዘየጸርጽር
ምህርቲ ክሓፍስ ይጽበ ብተስፋ
ትናቱ ድሌት ኣለዎ ሓለፋ።
ክርኩር ዩ ዓያያይ
ኣብ ማሕረስ ጻህያይ
ታሪኹ ዘይግለጽ ብኣይ።
ድኹም ኢየ ባሃላይ ክንብል
ብዛዕብኡስ እንታይ ኢየ ክብል
ደፊረ ሓረስታይ ይብል።
ይገርም ዩ ናይዝስ
ዘርኢ የፍስስ ምህርቲ ክሓፍስ
ከዕርፍ ዘይብል ከተንፍስ።
ቆራቑሮ ዱግሪ ውሻል
ዕርፊ ቅትርቲ ጥቕላል
ዘይምኖ ምስሓረስታይ ዕላል።
ኣብዑሩ ከብልዕ ብኣስሓይታ ቁሪ
እናጸረበ ኣርዑት ምስ ዱግሪ
ደጋፊቱ ምርኩሱ በትሪ
ጺዒሩ ክበልዕ ካብዛ እሾኽ ምድሪ።
ምራን ከርፈስ ማሕረሻ
ግራቱ ክፈሪ መሸላ ዳጉሻ
ምህርቱ ይሓፍስ ብሎቖታ ክሻ።
ምራን ቆራቑሮ ዓርዑት
ምስደቀሰ ጥንቅሊዒት
ይንከስ ብዕንቅርቢት ኣፍዑት።
እዋይ እናበለ ክምለስ ዓዱ
ዕንጨቲ ፋሓም ሒዙ ኣብ ኢዱ
ብሓቂ ጸዋር ኩሉ ኣብ ከብዱ።
በረኻ ዊዒሉ ቤቱ ክኣቱ
ባዓልቲ ቤቱ ክትህቦ ፍትፉቱ
ለዋህ ዩ ንሱ ዝፈቱ።
በረኻ ይወፍር ክደሊ ነዊት
ጣሕሸሽ እናበለ ምስቶም ኣራዊት
ቆውዒ ምስመጸ ክበልዕ ሸዊት።
ተመስገን ኢሉ ይድቅስ
ኣንጊሁ ናብ ስርሑ ይግስግስ
ቆውዒ ምህርቱ ክሓፍስ።
ቆውዒ ኮይኑ እኽሉ ክዓጽድ
ናብ ግራቱ ኣንጊሁ ይኸይድ
ዓውዱ ይጽርግ እኽሉ ከኽይድ።
ሓጎስ መዓሾ
29-5-2020
ናዓኹም ዘይናፈቅና ንመን ክንናፍቅ ኽልቴኹም ናፊቅናኩም ገንዘብ ሓዙ ኬተለቁ 😭😭😭
Gergsh shimom be Jorgo yetsewu tigrena eti be engilsh Selezi halay zekonet sebeytu mistr gezaki tezarebi weldeki zemedeki ketebekie ) ( Seletene nebeiu nedeiu nehewatu dey gedefe ne hezebi Tigray 10 shih hebu 100 shih dewesedelu genzeb ze haymanotu ) (selezi jorgo ab zeabeye yeiebe temaheru seb koynu yemher alo be hagereka kitekorie kitekawem kitedegef meseleka yu ) ( Tigray ko Akal Ethiopea ya , bezaba Tigray ayemeleketon yu Deki tigray yekelakelula seletene kea fetekum do meselekum 😂 Segakum wediu Ab Atsemekum jemerekum lo tigra y jonciced enda bele shabia endabele Geza adegu bezey srah kof elu yebelie alo😂 salakum tegaru
ዳኒ ጠጠው ኢልካ ርእ ንኣኻ እይንፈልጥን ብዙሕ ቓንቓ ከምትሰምዕ ሲ ፈሊጥና.
ትልፊ ዋጋ ክንደይ ዩ
Anta kndey kthamku eza kola ab adis ya zela selmwa mo awh Kela advertayz tgebrelkummmmmm
sebeytka kndey tshkur so xbuq medeb nzkone xegei zeyblu n selam srhu
Gin kab tguraway meman malet may muhuqan malet eyu bejakum bejakum tguraway ksab zetemo eyu zshiqeka tezey koynu fetine malet gin ab bered mxhaf malet eyu hadera
Tenan
Shelew bela sheramut
Asawe
Jorjo sebay yu ati senef
ናትኩም ዘይትገብሩ ኮንዳፋት ሓንቲ መዓልቲ በትግራይ ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን አዋይ ትጋሩ ማለትስ 🤮
ሰልጠነ ምስኪን ሕሴር ሰብ እዩ ካልእ ስራሕ የሎን
Entay xubuq nismalu Alena elkayo haqika😂😂
ኣብ ዝንኪ ዝንትልተል እንተዘይብልኪ ክትቆርጽዮ ኢኺ እምበር እዞም ኩላሊት ዝሸጡ እዝኒ ቆሪጾም ምሸቱ
it is 28 not 25 dude
Ewae Bieri fqri bgenzeb tetehakimu dea gdn eyu genzeb krii
Klai agame kidefna natkum gibru
Ab alem eti zehameka denbe tkawmo ertra eyu kabeu kea seltene,zbehal,gohaf seb eyu,kkewn,zelo,neza zeyttkem,santim aleu seyti jorgo,kemxea xbah ngho,eti,dekom ayhasbn,dyu ane ygermeni eyu entay zbele resah eyu entay eyu tkmu seb eko meselu eyu nska,sle,zeyfetekayo eti,ertrwnet neti keale neay msel tbl,dika msh ab alem eti zhasere mennet ertrwi eyu zbl dehar,neti zekbro kea nea msay kun wey kzntleka eye tblo mechem,seltene,ete moytu mekabru aytfharn,eya anlak,dea yrdeyo enber
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤