Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብዙሕ ተማሂረ ኣፖስትል ጅግና። ንስኻ ናይ መንፈስ፡ ነፍሲ፡ ስጋ መምህር ኢኻ። ብትምህርትታትካ ብዙሕ ሰብ ይኸስብ ከም ዘሎ እየ ዝፈልጥ።
Matthew 23 ትግ - ማቴዎስ8: ንስኻትኩም ግና፡ መምህርኩም ሓደ እዩ እሞ፡ መምህራን ኣይትብሀሉ፡ ንስኻትኩምሲ ዅልኹም ኣሕዋት ኢኹም።9: ኣቦኹም፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ፡ ሓደ እዩ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ንሓደ እኳ ኣቦይ ኣይትበሉ።10: መራሒኹም ሓደ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ክርስቶስ እዩ እሞ፡ ንስኻትኩምሲ መራሕቲ ኣይትብሀሉ።11: እቲ ኻባኻትኩም ዚበልጽሲ ግዙእኩም ይኹን።12: ርእሱ ዘልዐለ ኺሐስር፡ ርእሱ ዘትሐተ ኸኣ ልዕል ኪብል እዩ።
God bless you. Amen. Hallelujah. In Jesus Christ Name.
Blessings my favourite apostle nd arsu
Wooooow arsu welcome wela ab f/b seineki nay dehan da Miss you
ደቂ ኣንስትዮ ማዕረ ሰብዓየን ክሰርሓ ኣለወን ኣብ ገዛ ኮይና ቆልዑት ከተዕቢ ተሕልፎ ግዜ ድሓር ጡረታ ምስወጸት ኣይትኽፈለሉን ኢያ። ኣብ እርጋኖም ንሱ ብዙሕ ጡረታ ክሕልዎ ከሎ እሳ ግን ውሑድ ጡረታ ይሕልዋ። እንድሕር ብሓንሳብ ኣሪጎም ተማቂሎም ስለዝነብሩ ጸገም የብሉን ።ግን እንተተፋቲሖም እንተድኣ ንሱ ሞይቱ ግን እዛ ሰብ ብውሑድ ጡረታ ብድኽነት ከተሕልፋ ኢያ እቲ ናይ እርጋን ግዜኣ። ኣብ ምዕራብ ኣለም ብመጠን ዝሰራሕካዮ ኢያ ጡረታ ትኽፈል ስለዚህ እዚኣ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ክሓስባላ ኣለወን።
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉
שאלוהים יברך אותך אתה אלוף
That exactly what happened to me and I am so disappointed and I feel very disappointed. I trusted him but he was not honest person.
🙏🏾🙏🏾❤
Hhhhm
Aepstl.Aemlak.mmeliu.yibarka
ብዙሕ ተማሂረ ኣፖስትል ጅግና። ንስኻ ናይ መንፈስ፡ ነፍሲ፡ ስጋ መምህር ኢኻ። ብትምህርትታትካ ብዙሕ ሰብ ይኸስብ ከም ዘሎ እየ ዝፈልጥ።
Matthew 23 ትግ - ማቴዎስ
8: ንስኻትኩም ግና፡ መምህርኩም ሓደ እዩ እሞ፡ መምህራን ኣይትብሀሉ፡ ንስኻትኩምሲ ዅልኹም ኣሕዋት ኢኹም።
9: ኣቦኹም፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ፡ ሓደ እዩ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ንሓደ እኳ ኣቦይ ኣይትበሉ።
10: መራሒኹም ሓደ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ክርስቶስ እዩ እሞ፡ ንስኻትኩምሲ መራሕቲ ኣይትብሀሉ።
11: እቲ ኻባኻትኩም ዚበልጽሲ ግዙእኩም ይኹን።
12: ርእሱ ዘልዐለ ኺሐስር፡ ርእሱ ዘትሐተ ኸኣ ልዕል ኪብል እዩ።