NatnaTv - ሕቶታት ኣብ ጎደናታት ኣስመራ - Questions to Asmara residents 2023
HTML-код
- Опубликовано: 2 окт 2024
- Asmara
New Eritrean short movie
NatnaTv New Eritrean Short Movie 2023
Natna Tv operates daily to entertain its audience in all-encompassing manner bringing movies, comedies, road trips, educational and knowledge enhancing contents. It is also dedicated to delivering fact-based documentaries as well as impartial and objective weekly coverage focusing on history, technology and sport.
SUBSCRIBE our channel for latest contents. We also value your constructive comments as it is crucial to enhance the work we provide on this channel and for future development in general.
Copyright ©2023. This content's Copyright is reserved for NatnaTv. Any unauthorised reproduction, redistribution or re-upload of this materials is strictly prohibited . Legal action will be taken against those who violate the copyright of the material we upload on this channel.
Contact us via these social media platforms:
Facebook:
Facebook Personal:
Instagram:
Gmail: natnaatv@gmail.com
#eritreancomedy #eritreanmusic #eritreanmovie
እቲ እንድዒላዴካ ዝብል ናይ ዮናስ ማይናስ ሰለምንታይ ኣቡኡ የእቲኩሞ ናይ ኣደ ክብረት ዱዩ ዘይተረዳኣኩም።
እቲ መደብ ጽቡቕ እዩ ግን እቲ ኣብ መንጎ ተእትውዎ ዘለኹም ጸርፊ ዝመስል ምንሻው ስለዝኾነ ንኽብሪ ናይ ሰባት ዝደፍር እዩ።ብናይ ሚድያ ሕጊ ፡ሕጋዊ ውን ስለዘይኮነ ተጠንቀቕሉ ኢኹም ኣብ ቀጻሊ።
መደብኩም ጽቡቅ ኔሩ እቲ ኣብ መንጎ ትእትውዎ ዘለኩም ግን ኣይመድለየን ኔሩ ክብሪ ሰብ ዝትንክፍ ኮይኑ
ፈጣሪ ገጽ ኣዴና ዓድናን የርእየና የሕዋተ ይ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋት ❤❤❤ 1 ንዓይ ዓባይ ሓገዝ እያ
አተን ክልተ ኣወዳት ፍሉጥ... ደሓን ቴሌፎን ቁጽርኺ ሃብና ይተረፈና card ኢሎማ ኣለዉ ፍሉጥ
Eti hutotat xbuk heto neru gena eti abmongo zatu zelo xerfi gena adlay ayneberen zesihkeka zeykonesi zehrek eyu
ዘይወለደት ላም ዘይኮነ ዘይወለደት ውላድ ላም? ላም እንተኢልክይ ደኣሞ ላም እያ
Eritreans are smart. They got most of the answers at least.
Admen tanan yhabkum deki eri jeganu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Makina deA, Balila diya Tibehal??? Itinabile deykonetin🤔🤔🤔🤔
MEDMARNA ENTAY YESMEAAKUM ELKUM HETETU
ናትና ቲቪ፡
ተበግሰኹም ጽቡቕ እዩ። ቀጽልዎ።
ግና ንሓደ ሓደ ሕቶ፡ ሰብ መልሲ ዝሃበኩምን ንስኹም ዝሃብኩሞን፡ ጌጋ ኮይኑ፡ ቁሩብ ጻዕርን መዝገበ ቃላት ምግንጻል ዘድልዮ እዩ። ንኣብነት፣ ኣንስተይቲ ዝብኢ ምንጭር እምበር ብጭር ኣይኮነን። ባሊላ ከም መኪና ጥልያን እዩ፡ መሰረታዊ ትግርኛ ኣይኮነን።
መኪና ብትግርኛ ባሊላ አይኮነን ሽማ ኢትናብሌ ይመስለኒ ምናልባት አናብባ ቁሩብ ተጋግዬ እኸውን ትዝክሩ አርሙኒ ባሊላ ግን ጥሊያን እዩ::
አብዚ ኤርትራ ዝብልዎ ልስት ሲቲ ሰብ ይነብር ድዩ አነ እኮ ኩሉ ሰብ ወታደር እዩ ዝመስለኒ😂😂😂😂😂
ሓንቲ ሕቶስ ክንደይ ሳዕ ደጋጊምና ሰሚዕናያ። ንሓደ ተሓታቲ ሓንሳብ ምስሓተትካዮ፡ ድሕሪኡ መልሲ ጥራይ እዩ ክርአ ዘለዎ።
ናብ ካልእ ሕቶ ምስሰገርካ ድማ፡ እታ ሕቶ ሓንሳብ ትርአ፡ ድሕሪኡ፡ ነታ ትደጋገም ሕቶ እንዳቆረጽካ፡ መልስታታ ጥራይ ተርኢ። ሃልኪ ግዜ ናይ ተዓዛቢ ኣብዚ ዝደጋገም ሕቶ እዩ ዝመጽእ፡ ኣሰልቻዊ ድማ ይኸውን። 😢
እዛ ቖልዓ ጽቡቕ ተስፋ ጋዜጠኝነት ኣለዋ። ግን ነቲ microphone ትርስዖ'ሞ ኣብ ክንዲ ናብ ኣፎም ናብ ከባቢ ሕንብርቶም ተቕንዖ ኮይና። Microphone ኣይንዓኣ ኣይንዕኦም። ወይልኻ ሰማዒ 😂
Bgakum ezi Video kalay gizie edit gberiwo. Ezom sebat wela qa post kitgebriwo mkankum ente negerkumomom edit gerkum kitxerfwom gn ayefqedlkum. Mkan entay higi alo, bkemey ke kihatukum, nmqanu afqdkumom dikum ?
* ሕቶ - ኣብ ጊዜ ሪፈረንደም ፕረዚዳንት ኢሳያስ ዘድመጸላ ናይ መንነት ካርድ 'መቦቆል ኣዱ '' መን ትብሓል ?
ሀ = ኣዲ ቁንጺ
ለ= ናቅፋ
መ= አይተመልአን
ቅጭ ዘምጽእ መደብ ከሙኡ ዝገበሮ ከኣ እቲ ኣብ መንጎ ተእትውዎ ዘለኩም ቆሎጥጥቆ። ያኢ ከተስሕቁ ኢኹም ሓሲብኩም
እዋይ ቡዙሕ ሰብ እባእዩ ዘይተማህረ ዘሎ እቶም ነዚ መደብ ኣቅርብቲ ቀጽልዎ
ጌጋ ቀዳመይቲ መስጊድ ኣብ ዓለም ኣብ መዲና ሳዑዲ ዓረቢያ ኢያ ትርከብ
እቲ አብ ሞንጎ ተእትዉዎ አተባቢዒ ክኸዉን አይክእልን ኢዩ ንቐጻሊ አስተብህሉላ ምድሃል ሰባት ከይትኸዉን ንቕሓት አይበጻሓናዮን 44
Eti qneber abzeymlketo aytetwo kulom btaemi xbuq yom melisom btaemi des zebel yu eti medeb
ባሊላ ብቛንቛ ጥልያን እዩ፡ መኪና ብትገርኛ ናብለ እያ ትብሃል።
ባሊላ ዓይነት ማኪና እያ /ማኪና ግን እትናብለ ኢያ ትባሃል።
BEZEY ISEYAS KALEA DICTATOR ALO DIYU BEJEKA NEZTEMERXU NAY YEHONA ME LEEKHTI ZELE EKH?? NEBAELU MELEKHTI REKHIBU ZEYFELET??
Tsbux srah but eti ab mango tetwo zalkum maznge gen tsrfi bazhwo ab ketsle tarmlu deki eri❤❤❤❤
We will, thanks for your support!
ሳሓባ ካብ ዓለም ዳአንበር ካብ አፍሪቓ አይኮነትን ። አቕረብቲ እዉን ብቑዑ መልሲ ክትህብሉ ይግባአ ንኹሉ ሕቶታት ማሃሪ ምኾነ ንኹሉ ።
N HADNET ETHIOPIA KENDEY MESAKIN AGHELGHLOTN BETMIET ZEMASENU ABALAT SERAWIT MOUTOM? A. 15 SHIH, B 45 SHIH, C LEALI 60 SHIH?? KINDEY KE SENKILOM? NAY ERITREA POPULATION ANKOLKILU EYU HIJI KENDEY BEXIHU??
Good job sari👌
ክነፍዑ OMG
ኣብ ዓለም ቀዳመይቲ ዝተሰርሕት መስጊድ ኣብ ኤርትራ ኣይኮነትን ጌጋ
ያ ኣፍሪቃ
@@mohammedhunuasli7794 ኣብ ኣፈሪቃ ውን ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን ቀዳመይቲ መስጊድ ዝተሰርሓት ዋላ ውን ዝዓበየት
@@michaelnegash537abey dea?
ይቅረታ ብመጀመርታ ሰላምታ ይብፃኩም ማኪና ብትግርኛ ባሊላ ሽም ናይጥሊያን እዩ ብትግርኛ ናብለ ትባሃል
እዚ ህዝቢ ከሕዝነካ ደንቁሩ😢😢😢😢 ኣብ 21 ክ 21/ክፍለ ዘመን😢😢
😂😂😂😂ዘይወለደት ጋል ከ
AB ALEM KEDAMEYTI MEAGID AB PALESTINE🇵🇸 TRKEB MASJID AL AKSA EYA TBEHAL . DHRI SAHABA KEDAMEYTI MEAGID DMA AB 🇪🇷 ERITREA BFLAY KAB AFRICA KEDAMEYTI MEAGID , MASJID SAHABA 😊
Kef alewa eza hatatit dona❤
Xbuk medeb deki erey eti xerfi gn aydln kbri nay seb mtnkaf xbuk aykonen
😂😂😂😂 የመን ያ ኤውሮጳ እንታይ ገዲስዎ ደኣ ኤረትሪን ንሊብያ ዝኸይድ ንየመን ዶ ኣይምቐረቦን!!
ኣቱም ሰባት ኣንስተይቲ ዝብኢ ብጭር ዘይኮነት ምንጭር ያ ትብሃል ሕቶታትኩም ብደቂቅ ኣጽንዕዎ
ማኣረምታ
ከተማ ዓሰብ ማለት ግምባር ቤይሉል 26/5/1991 ኢዩ ፈሪሱ
ስለዚ ዓሰብ ዕለት 26/5።1991 ኢያ ሓራ ወጺኣ
ዋእሮ ትባሃል
Free Adiam now. And all our Eritrean brothers and sisters in Ethiopian prison .
Kkkkk anes denkoro malet buzuh hitotat zeyfelto neru peww ..
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
KAB NEDMER KENDEY GHEIRNA?
ኣብ ዓለም ቀዳመቲ ዝተሰርሐት በር-ክርስትያን መን ትብሃል ኣበይ ከ ትርከብ?
መልሲ ዝፈለጣ❤😊 ኣምላኽ ይፍለጥኩይም!
😂😅😂😅 aytseanu
መኪና ቢትግርኛ ባሊላ ደይኮነት
ትኽክል መጸዊዕዓ ቢትግርኛ
እተናብለ እዩ።
Gojo gobi😂😂😂😂😂😂😂😂
ኢዛኣስ ሕቶ ኩሉም ፈሊጦምስ የጠራጥር ትፋለጡ ኢኹም
Ata hanit ketma diya zela ab Eritrea ab giden Asmera inda belkum genzeb tekabtu tezaweru bab Kali ketma ewa dehankum and ete ab mengo titwo zelkum xerfe aqarxewo
😂😂 nay suzi u zshqeni zela
Waw continue
Mekina kea btgirina teshkerkarit eya tbehal no balila
ካብ ዓለም ዘይኮነ ካብ ኣፍሪቃ ኢያ ምስጂድ ሰሓባ ባጽዕ
ሕቶታትኪ: መቓልሕ ኣላህ ወኣክበር'ዩ ዘንጎድጉድ።
ሓቖም ኢዮመ ጎጆ ክፈልጥዋ አይክእሉን ኢዮመ😂
ሓቅነት እንተለኩም ነቲ ኣብ ጎደና ትረክብዎ ሰብ ብዕባ ቕዋምን ሕግን ሕተትዎ
ቅዋም እንተተጌሩ ደሞክራሲ እንተነጊሱ ሰብ ካብ ምስዳድ ይድሕን እቲ ህዝቢ ከኣ እፎይ ይብል ብኡ መንጽር ከኣ ሃገር ትምዕብልን ትብልጽግን እንተደኣዘየለ እዚ ቆሎጥጥቆ መሕለፊ ግዜ ዝኮነ ሕቶ ኣብ ማ**ርኩም ወትፍዎ
Great Job ደቂ ኤረይ🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉
Natna Tv ሕቶታት ምሕታት ህዝብካ ምንቃሕ ገምጋም ምውሳድ ኮ ጹቡቅ ተኮን እዚ edit ዞሎ ምዝላፍ ብ ኮሜዳን ግርካ መፍቶ ጎረባብቲ ምልጋጽ ንገዛእ ዜጋታትካ ዩ please 🙏 just ask questions
We appreciate for your constructive advice! Correction accepted
ኩሉ ምስ ጎረበት ክተተኣሳስርዎ ኣሕ normal ከም መዘናግዒ አንድዩ ዘይከውን አስከ ኣይትዛረብ😂
Anta riesi koyo zey kem fun eu
Ati hasb sirahn xibuk
Gina aflito zigodelo medeb koynu mekina (etnable)and the first mosque in the Africa, not in the world
ብጭር ኣንስተይቲ ዝብኢ እዩ
ባጡ ባጤንጋ
❤❤❤😊
ኣዝማሪኖ ፉንፉናት በራዩ ኢሰያስ
lamitu, zbietu
መስጊድ መልሲ Al haram ya
"promo sm"
Deqy eritrin 🇪🇷 kef zelekum asmarino ezy Nay getern gele melisomo !ady gelyom kea seteta diu zbhal wela mokobia yblu
Voices edit is 0