🤪😂😂😂😂. Dear Temesgen! I want to take a moment to express how much I genuinely enjoy and appreciate your videos. Your work serves as a powerful and effective way to push back against the oppressive dictatorship in Eritrea and the propaganda machinery that supports the regime. The boldness and creativity you display in addressing such critical issues are both commendable and inspiring. Your use of satire is particularly impressive-it’s not only thought-provoking but also a highly impactful tool in exposing the truth and countering false narratives. The humor and wit you bring to such serious topics make your content engaging while delivering a strong message. Please know that your efforts are greatly admired and valued. Keep up the excellent work, and thank you for being a voice of resistance and reason.
Ewaaayyy eta natka🙏thasba ndika damo negirkana ata teme neziiom Tegaru hade malti hiqoka kttewyelom keleka tblo hassot enkuwa negerkena mo dehan anta jebena
ኣታ ሽኮር ሽኮለታ መን ከማኻ ብኹሉ ኩሉ ❤❤❤❤ ባንደራ ኣይኮነትን ናይቆሎ ትመስል ብምሕር ክንርኣ ዑዕ ተምጻኣልካ
ናይ ኤረትራ ነገር ኩሉ ስግንጥርዩ❤❤❤
ጸሊም መመሸጥ ጽቡቅ ስራሕ ዛዓርከይ😂😂😂😂
ተመ ሓብቢ ከምቲ ናትካ እንድዩ ዝገርመኒ ደሎ ቅድም በናዶል ቀርበ እየ ዝሰምዖ ሃውተታ ከምዚ ሕጂ በቲ ትምለሰሎም እንዳ ሳሓቕኩ ኑኡሰይ ዕድመን።ጥዕናን ይሃብካ ይሰስኑ ከማኻ ሓቀኛታት ዓበይቲ ኣሕሩእ እሶም ዝዛረብዎ ናባኻ ወድቑ እንቃዕ ናትና ኮንካ❤❤❤❤
😂 ኣነ እየ ቀዲመ ባርያ ኮይነ !! ተሜ ያኸ
ተምዋይ እንካዕ ዳሕና መፃካ❤❤🎉🎉🎉
አምላክ ዘመነ ባንዴራ የቋርፀልና ይአክል ሓበሻ ልቢ ገበር😁🥰
ዑናታት ኣስመራ ከይረአ ዮም ኣብ ገምገም ባሕሪ ባጽዕ መሪጾም መዶንቆሪ ልኡማት ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙በሎም ተሜ
በንደራ ኤረትራኩ ስቱም ጌይሮማ❤❤❤
Temie black diamond, smart young men God bless you ❤
ተምየ ካማካ ይብዙሑ❤❤❤
ጥፈኣት ህዝብና ዓወት ሻዕብያዩ❤❤
ናይብሓቂ ጡስጡሳት ገጾም ትከወል ወሽላኻት
Temie! You are so wise and we love you May God’s blessings be with you always 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
🤪😂😂😂😂.
Dear Temesgen!
I want to take a moment to express how much I genuinely enjoy and appreciate your videos. Your work serves as a powerful and effective way to push back against the oppressive dictatorship in Eritrea and the propaganda machinery that supports the regime. The boldness and creativity you display in addressing such critical issues are both commendable and inspiring.
Your use of satire is particularly impressive-it’s not only thought-provoking but also a highly impactful tool in exposing the truth and countering false narratives. The humor and wit you bring to such serious topics make your content engaging while delivering a strong message.
Please know that your efforts are greatly admired and valued. Keep up the excellent work, and thank you for being a voice of resistance and reason.
ኣየ ተሜ ኣገላልጻኻ ኬፍ ኣለዎ😂 ኣጆኻ ቀጽል ብሮ🎉😊
ቶሚ ሓውና ብሉፅ ሰብ 👏💙💙🥰🥰
Temi jegena ❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ተምዋይ ፈትየያ ኣለኩ ፡ ተምዋይ ምባል ብዚኮነ ደስ ዚብል መደብን ኦን ታይም የቀንየልና ስለ ትህበና ዘለካ ኣገልግሎት ተምዋየ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ተምየ ቀባጽ በርትዕ ኢስከ ፡ ላይክ ላይክ ንግበር ክኣ ጽቡቕ ገሩ ክሃጥረልና ።
ባንዴራ ዝበልዕ ህዝቢ ኣብ ዓለም መን እዩ ኤርትሪን 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤ Teme brilliant guy❤❤❤
ቶሚ ሽኮር😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
ባንደራ አብ ኤረትራ ረዳእታ ዝዋሃብ
ይገርመካዩ ኣብናይ ትግራይ ሙዚቃ ይኩን ናኢረትራ ይኩን ሓውኩም ወዲኤረይ ናበሉ ባንዴራ ላለጠፊ ይከዱ ግርምዩ ልብለኒ ኣነስ መን የኢረትራይ ኢልዎምዩ
Tome arkey banderan bandan 1 ገጽ ሳንቲም እዮም😊😂😂❤
መርሓባ ተሜ ምሁር ለባም❤❤❤
Ewaaayyy eta natka🙏thasba ndika damo negirkana ata teme neziiom Tegaru hade malti hiqoka kttewyelom keleka tblo hassot enkuwa negerkena mo dehan anta jebena
🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ቆሰልኩ ኻብ ሃገረ ትግራይ እየ ተሙዋየይ 💙💚💊😁
😘😘😘😘💙💙💙💙🌿🌿
What a blessed mind you have Brother Temesgen!! Stay safe, you are reveling deep truth!! I love this channel. Thank you.
ቃልሲ ኣብ ሰብ መልሓስ ምስ ወደቐ ካብ ህግደፍ ዝገዱ ፈከርቲ ኣፍሪና: ለፍላፊ activist እምበር: ንህግደፍ ዝጸፍዕ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ዝውግን በሃር ተቓላሳይ ተሳኢኑ: ምሕረት የውርድ ሃገረይ
Bandera cherqi
mekana zeyfeltu alewu.
መሐበሲ ማዓኮሮ እውን ባንዲራዩ ክደፎም😂😂😂
❤️❤️💊💊💙💙
ቴሜ ኣወል ድኣ ደላይ ፍትሒ undercover እዩ። በጃኻ ኣይተፈድሓዮ በጃኻ በጃኻ🎉🎉🎉
Teme መቅሰን👏
Teme, jigna nuquh teqalasay artist kubur seb ika💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ቶምየ ጂግና በሎም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ነጋ ኸም ልበይ😂😂😂😂❤
Welcome, brother. Love you more and more
በሎም ተሜ ጅግና 👍🩵🌹 ዳኒኤል ፈሽኳል ሎምን ቀደምን እዚ እዩ ባህሪኡ እዚ ፉንፉን ባርያ ደጋፍ ምልኪ
Aytrebshna wediz wiegin
ኣታ ሽኮር 🥰
ተሜ 😂👏
Teme jegna we love you
Weldon👍😁😁😁😁
ቤቲዋይ 😂😂😂
❤❤❤🎉🎉🎉💙💙💙💙
ተሜዋ ኣስሊ ነዞም ርእሶም ዝደስከለ ህግደፍን ሰዓብቶምን መቸም ጽብቅ ጌርካ ኢኻ ትፈልጦም ቀጽሎ ጽብቅ ጌርካ ኣስማዓዮም ኣይሰምዑን እዮም እንበር እዞም ደናቁር ባራዩ
Welcome!
ንሕና ዘቃውመና ዘሎ ስርዓት ኢሰያስ ዝተኸተሎ ፖሊሲ 30 ዓመት ግጉይን ዘይጠቅምን ህዝብን ሃገርን ዘብረሰ እዩ :: እዚ እዩ ዘቃውመና ዘሎ እንበር ሓደ መስራቲ ኢየ ሃገረይ ተበለ ኣይግድሰናን እዩ ወላ ገንዘብ ጌሩ ይኸትቦም ይህሉ እስያስ,, እዚ ውን ኣይግድሰናን እዩ ናትና ሕቶ ሓንትን ክያንትን እያ ስርዓት ኢሰያስን ኣረጊት ዝኾነ ኣተሓሳስብኡን ካብ ኤርትራ ሓግሕግካ ምጽራግ ምድርባይ እዩ :: ኣኸለ 💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙
ተመስገን ትበላሸወካ ኣላ። እዘን ዝነበራኻ ቃላት ጸንቂቕኪ ኢኺ መስለኒ። ንእሽተይ ኣዕርፍ ዝዓርከይ። ኣወል ሲዒድ ነዚ ትዛረቦ ዘለኻ ሰሚዑ ከይመዝነና ነዞም ደለይቲ ፍትሒ ሃለውለው ግደፍ።
Temie arkey 😂lbka ayttkos bezom denakur
እዛ ናይ ባንዴራ ነገር፡ ዓባይ ጉዳይ እያ፡ ሓፈሻዊ ናይ ኣይምሮና ጥዕና መለከዒት እያ። ኣነ ቆለ እየ ዝብሎ። ግን ኣገዳሲ ትንተና የድለዮ እዩ። ምሽ ኣላትና ሓንቲ ሓፍትና፡ ሳይኮሎጂስት እንዳ ዮዲት ዘለናዮ መድረኽ ትኸይድ ሓንሳእ ሓንሳእ? ከም ናዓዓ መሰልቲ ሰብ ምሕታት እዩ።
ኣብኡ ንከለኹ፡ ኣብዚ ጉዳይ ይኹን ኣብ ካሊኣት ጉዳያት፡ ተጋሩ ኤርትራን ተጋሩ ኢትዮጵያን ሕማሞም ይኹን ብልጫታቶም ሓደ ምዃኖም ምጥቃስካ እወን ኣገዳሲ እዩ።
ንፉዕ ከም ወትሩ
Mehferattttt😂😂😂😂😂😂 eyom zeyele
ተሙዋየይ💚💚💚💜💜💜💊💊💊💊💊💊💊💊💙💙💙💚
💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂😂💙💚💙💚💙💚
Welcome Mana Rekord
Timi😂
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤ተሜ መሕረር
💙💚💙
❤❤❤❤❤❤❤
temiway❤
I just request the chatGpt to find a name for you, ጡስጡስ
🤣🤣💙💙
😂😂😂😂😂💙💙💙✊
ተመስገን ፐርስደይ የብዕሉ ይመስሉ
Temu. ✅
Teme😂😂😂😂😂
Wellcome teme bro❤
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ተሜ መኸየፍ kkk
😂😂😂ተምየ ጂግና
💙🌿💙💙🌿💙
😂😂😂😂😂 tameya yaho
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤✌️
🤣🤣🤣🤣🤣
Thank you brother Teme ! You said it very well. You nailed it.Please keep it up 👍!
Wedi shermuta wedi dikala entay aflituk donkoro
❤
ተሜ ሓቢቢ ብጣዕሚ እየ ኮ ዝፈትወካ፡፡ ግን ጥንቅቕ በል ኢኻ፡፡ ኣብ ቲክቶክ ክንቐትሎ ኢና እናበላ ዝፍክራ ዲያስፖራታት ሰሚዐ ነይረ፡፡ ኣብ ሳዋ ድየን ዘለዋ ኣብ ኦታዋ ኳ ኣይፈለጥኩን ግን ሽጉጥ እንተዝረክብ ነይረ ግምባሩ ክብሎ ነይረ ክብላ ሰሚዐ እየ፡፡ ዋላ ኣብዛ ዓዲ ውን ዕድል ሲእኖም እምበር ግምባርካ ክብሉኻ ዝሓስቡ ብዙሓት እዮም። ናብ ካፌ ክትኸድ ከለኻ ማይ ጣዓሙለይ ኢልካ ስተ። ዝተኸፈተ ነገር ከይትበልዕ። ቆቢዕ ካብ ዝገብሩ 100 ሜትሮ ርሓቕ። ብፍላይ ካብቶም ብጣዕሚ ፈተውትኻ ዝመስሉ ሰባት ተጠንቀቕ። ሰይጣን በቶም ናይ ቀረባ ሰባት እዩ ዝስኽዓሉ፡፡ ብዝተረፈ ሓደ ምዓልቲ ፊልም ብሓደ ከም ንሰርሕ ይኣምን እየ። ክሳብ ሻዑ ጓሂኻ ብጥንቃቐ ሽጥ፡፡ ካብ መንፈስ ኣወል ሰይድን ሄለን መለስን ይምሓርካ😂😂😂😂
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹🌹
😂😂😂😂
Temiyyyy❤
💖💖💖💖🌺🌺🌺🌺💙💙💙💙
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙
ደሊናካ ተዝብልዎባ 😂
💙💙💙💙💙💪💪😄😄😄
Meskenay melalteka sele zeakle eka wexeka zelka
ተመስገን ንባዕካ ካብ ኣብ ዩትብ ምልፍላፍን ናይ ሓሜናት ስርሕ እንታይ ናይ ፍትሒ ተግባራት ዝሰራሕካዮ ኣሎካ፧ስለዚ ፍትሒ ብከምዚ እትገብሮ ዘልካ ዝመጽእ ለውጢ የላን ።
Ajoka tema
ወይ ጉዱ እዩ ዘብል ነገሩ ተሜ!እዚ ሃሳስ ዳኒኤል አዋድቃ ፈረስ እዩ ወዲቁ,ሰማዕ ኢሉ!
እቲ ባንዴራ ጌርዎ ዘሎ, ሃገራውነት ስለ ዝተሰምዖ ዘይኮነስ, ከምታበት ወይ ባህላዊ መድሃኒት ኣብ ክሳድካ ትኣስሮ ኢዩ። ካብ ህግደፍ ንዝመጽእ ተጠርጣርነት ንምክልኻል ኢዩ ዝጥቀመሉ ዘሎ።