Atv Asena Live - ኣምሳያ ባድመ ዓሰብ ምጥፋእ - ስንፍና ነጋዳይ ዶ ተንኮል ውዲተኛ? ‘ናጽነት ኤርትራ፡ ሓድነት ዓፋር ዝብትን ብምዃኑ ተቓዊምናዮ`

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 ноя 2024

Комментарии • 63

  • @tsegaygkirstosnegash3836
    @tsegaygkirstosnegash3836 2 месяца назад +5

    አሰና በርትዑ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 месяца назад +1

    Great and wonderful.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад +2

    ናይ አሙነሚኒታይ ዓሰብ ኒይአሙነሚኒታይ ባዲመ ቲጠፍኢ።❤❤❤።

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 месяца назад +1

    Thank you Ema brother

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 месяца назад

      ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 месяца назад

      Nze.gegnhwen.smewe.dknstyo.knhfo.zwosdon.euo

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 месяца назад +5

    አዛ ኦሮሚያዊት ኢትዮፕያ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኣምሃራን ኣይንግዛአን ስለዝበሉ ስርኣት ኣቢ ህዝቢ ንምትላል ዝጥቀመሉ መላ አዩ፥ይኩን አምበር አታ ቀቢጾማ ዝነበሩ ኣሪትራን ባህራን፥ሳዲስት ኢሰያስ ጥሙህ ክፋኡ ንምትግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ኢትዮፕያን ኣሪትራን ክልተ ህዝቢ ዝብል ታሪክ ዘይፈልጥ አዩ ፥ብምባል አቲ ተረሲኡን ተቀቢጹን ዝነበረ ህቶ ኣሰብ ኣበራቢርዎን ኣብ ምልክት ህቶ ዘአተዎ አዚ ሙሽሙሽ ዲክታቶር አዩ ፥አዚ ሶዶማዊ፥ማካቨሊ ብሂወት አንከሎ ክንቀብሮ ግዘ ከይወሰድና በቲ ዝመጾ ምአራቡ አዩ፥ኢሰያስ ብባህርያዊ አድመ አንተመይቱ 100% ተኣዊቱ ማለት አዩ ፥አዚ ሰብኣይ ናይ ኢትዮፕያ ኣፋር ኮይኑ ን5ወርሂ ዘትመአ አዋን አዩ ስማዊ ናይ ኣሰብ ኣማሃዳሪ ገረሞ ፥ኣሰብ ራስ ገዝ ዝብል ኣብ አራርቦ ግዝኣት ኢትዮፕያ ዝነበረ አዩ፥ብዝኮነ ኦሮሞ ክማረክ አምበር ክማርክ ኣይተራአየን ፥ 3 ሚልዮን ሰራዊት ኦሮሞ ናይ ሃንቲ መኣልቲ ኩናት ክጻወር ኣይክአልን፥

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 2 месяца назад +2

      ኤርትራ ኣንጻር እቲ ናጽነት ኤርትራ ክውን ክኸውን ዘይነዓቕ ኣስተዋጽኦ ዝነበሮ ወያነ ምስርሓ ስትራቴጂካዊ ጌጋ እያ ፈጺማ። ሕጂ ነቲ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ጽኑዕ መርገጺ ዝነበሮ ወያነ ንምጥፋእ ኣቢ ኣሕመድ ንጻድቃንን ጌታቸውን ኣሰሊፉ መጺኡ ኣሎ። ነቲ ሓቀኛ ህወሓት ክወቅዕ ድማ ጀሚሩ ኣሎ። ቀጻሊ መደብ ንጌታቸውን ጻድቃንን ከምኡ ኸኣ ንኢትዮጵያዊያን ኣሰሊፉ ካብ ባሕሪ ኤርትራ 600 ኪ.ሜ ክቋጻጸር እዩ ዝሰርሕ ዘሎ። እቲ ትግርኛ ተዛራቢ ድማ ሓደ ነቲ ሓደ እናጥፈአን እናተዳኸመን ይጠፍእ። ኤርትራን ትግራይን ብሓደ እንተዝሰርሓ ነይረን ግና ትግራይውን ተጠቃሚት ምኾነት። ነቲ ባሕሪ ኸኣ ብሓባር ካብ ወረርቲ ምተኸላኸልናዮ ነይርና። ምኽንያቱ ኤርትራ በይና ነቲ ባሕሪ ብቀጻሊ ክትከላኸል ኣይትኽእልን'ያ። ዓቕሚ ኤርትራ ትግራይ እያ ነይራ። ኢትዮጵያዊያን መራሕቲ ኩልሳዕ ኣንጻር ሉኡላውነት ኤርትራ እዮም ዝሰርሑ። ኤርትራ ሰላም ክትረክብ እንተኮይና ምስ ትግራይ ዘለዋ ሽግር ብሰላም ክትፈትሕ ኣለዋ። ናይ ህልኽን ትዕቢትን ኣካይዳ ኣይጠቕመናን እዩ። ኣቢ ኣሕመድ ንወልቃይት ንትግራይ መሊሱ ኣንጻር ኤርትራ ከሰልፎም ይሰርሕ ስለዘሎ ፤ ኤርትራ እቲ ኣብ ከባብታት ኢሮብን ካልኦትን ዘሎ ምስሕሓብ ገዲፋ ብሰላም ክትፈትሖ ይግባእ። ኣብ ፖለቲካ ቀዋሚ ረብሓ እምበር ቀዋሚ ጸላኢ ዝበሃል የለን። እዚ ናይ ዓሰብ ኣጀንዳ ንኢትዮጵያዊያን ናብ ሓደ ዘምጽእ እዩ። ስለዚ ትኹረት ክወሃቦ ዘለዎ ጉዳይ እዩ።
      ከምቲ ኣሜሪካ እስራኤልን ኤሮጳን መሻርኽታ ዝኾና ንኤርትራ ኸኣ ትግራይ እያ መሻርኽታ ክትከውን ትኽእል።

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 месяца назад

    ኣሰብ ኢንታይ ይ ኣብሰልና ይውሰድዋ

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 месяца назад

    ብርገድ ንሓመዱ ድ ኣ ከምጅብሃ በብሃደ ክልቀማ ኢየን ንሃውን ነብሱ ይምሓር ግን ተጠንቀቁ ናብ ጸሎት ተመለሱ

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 2 месяца назад +1

    It is a sure thing Abyi will invade Assab

  • @yeheyesteklu4652
    @yeheyesteklu4652 2 месяца назад +3

    ህግደፋውያን ኩሉ ዝበልናዮ ትኽክል እዩ ባሃልቲ ስለዝኾኑ " ተደምረናል ኣንድ ሁነናል ፍቅር ያሸንፋል " ድሕሪ ምባል ናበይ ድሕር ድሕር

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 месяца назад

    ኮነ ኢሉ እምበር ጠፊኡዎ ወይ ሰኒፉ ኣይኮነን ንዓና ኣድክዩ ነሕዋቱ ከርብሕ ስለዝደለየ ክድምረና ድማ።

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 месяца назад

    ኣሰብ ዘይንህቦም ኢንታይ ዶ ንጥቀመሉ ኢና ስው ኣት ዘምጽዎ ተልኩም ኩሎም ሸፋቱ ኢዮ ጅግና ዝብሃል የብልናን ፐጥሮስ ሰለሙን ተበልካ ሱዳን ከከይዱ ይሕዋቱ የጥፍ አ ኔሩ ሕጂ ሱ ሕንዋ

  • @goitomsium7484
    @goitomsium7484 2 месяца назад

    ቁሩብ መአረምታ (ን ኣባል 5ይ ዙርያ)፡ 1ይ-4ይ ዙርያ ናብ ማእቶት ዝኸድናሉ ግዜ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ዕለት 27,28 ዩ፡ 2 ሶሙን ምስገበርና ማለትዩ እቲ ግንቦት 12 ኣብ ባድመ ኲናት ዝጀመርኩምሉ፡ ቅድሚ 2 ወርሒ ኣኪቦሞም ዝበልካዩ ምናልባት ቅድሚ 2 ሶሙን ክትብል ሓሲብካ ኢኻ ትኸውን፡

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 2 месяца назад

    negotiators Americans politician were aware of the actions taken 30 years go, where both Melase and Esayaes aimed to shift the center of gravity of Horn Africa to wards north by focusing on Aseb. Now, after five years, Abey has returned towards to Addis Ababa.

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 месяца назад

    ERITRA AB BADME IYA ZELA SILEZI NEZA BORDER KITIKELAKELELA ALOKA MEN MEDFII WELEE AB BADME AY KONEN

  • @Asi4394
    @Asi4394 2 месяца назад

    Anxar esseyas zwagae. Wala sheytan ykun shntna mhwas trah eyu.... kabzi zkefie yelen....

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 месяца назад

    እዚ ሰብ ኣይ ይቑንዞሎ ! ገንዘቡ ከፊሉ ወደብ ጅቡቲ ይጥቀም 'ሎ ፡ ናይ መን ወደብዩ ብናጻ ክጥቀም ደልዩ ዒሕ እናበለ ክፍንጀር ዝደሊ ዘሎ !

  • @Ye2068
    @Ye2068 2 месяца назад +1

    ዓቕምኻ ምሕሳብ ምሓሸካ ወዲ እያሱ። በየናይ ሞጎት ኢኻ ንሕዝቢ ኤርትራ ሓሊኻሉ "እምበር ዶ ተሰቁርዎ" ትብል ዘሎኻ፧

    • @supernaturalamusing2708
      @supernaturalamusing2708 2 месяца назад +1

      ንሰካ አምበር ህስብ ጸቡቅ ገሪካ ኢማ ይገልጸልካሎ አርትራ ከይትተፍ አ ኣንታ ሉሙስ ር አሲ ኢማማማማ ጀገናናና ።

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 месяца назад

    HASAWI WEYANE MELES NI DIHRIT TEMELISKA KEM SIMKA. HASAWI ERITRA NATA BATERA MIS AWTSIET KITIKIBELIWO AY DELEKUMIN NI HIZBI GHIN GHETER ZELO INDA MENTELKUM BATERU TIMINTILIWOM NEYRKUM ..TARIK YINEGHIR

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 месяца назад +1

    ሓቂ ክትቀብር ሓፍኮፍ እንተበልካ ዝደረስካ ኹምራ ሓሶት እንተደረስካ ኣትጠፍእን እያ። ኣምላኽ ሓሰውቲ የጥፈኣልና 🎉🎉🎉 ንግዳያት ሓሶትን ቅኑዓትን ይሓልወልና❤❤❤።

    • @uosefabdulla9943
      @uosefabdulla9943 2 месяца назад

      😂ኣበየነይቲ ዓለም ዲኻ ትነብር ኣንታ ምስኪን ፍጥረት!!?
      ገሌኹምሲ ብሃሳሰ-ለባም ትነብሩ ካብ በጊዕ ዝፈሊ ዘይብልኩም እንስሳታት ኢኹም! መንግስተ-ሰማይ የዋርስካ!!

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 месяца назад

    HAKI ZANTA ERITRA IYU. WEYANE IYA WERAR JEMIRA NISU KEA BIZAIBA 1984 MERIET ERITRA WEYANE HIZUWO SILE ZINEBERE IYU BORDERNA ZIMILKET IYU NEYRU.IWE LIKII IYU .HIWET TEKEFILU IYU GHIN ..IDMEN TIINAN SERAWIT ERITRA ..ASSAB ZIMELESIWA

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 2 месяца назад +5

    ኤርትራ ዝኸሰረት አብ ልዕሊ ትግራይ ኩናት ምስከፈተት እዩ። ዝሓለፈ ናይ ቀረባ ዝተገበረ ውግእ አብልዕሊ ትግራይ ሕነ ኤርትራ አገንፂሎም ወደብ ኣልቦ ገይሮምና ብዝብል እዩ። አብ ልዕሊ ኤርትራ ደምሣሢ ውግእ ብኢትዮጵያ ተኸፊቱ ኤርትራ ኣብ ቀረባ ጊዜ ፋሕ ብትን ክትብል ምዃና ግሁድ እዩ።

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 месяца назад

    KUNAT KIDMY MIWILAU WEYANE IYOM NI AIRPORT ASMERA ZIDEBDEBU KINDEY FETENA MIS WEYANE KIZATEYU NI ADDIS ABEBA KEDU KISEMAMEU AY KEALUN WEYANE TEKERIBOM SILE ZINEBERU ERITRA ZENGHIINA AY TEKEREBNAN DEBDAB WEYANE JEMIRA

  • @TDF2021
    @TDF2021 2 месяца назад

    Why wait 24 years to tell the facts and truth about Bademe war. The majority of the Eritrean people support the war with Tigray again & again, which had will have a catastrophic outcome and continued to do so.

  • @fituikifle5629
    @fituikifle5629 2 месяца назад

    ኣማኒኤል ኢህወገድ ጸላኢ ሕልሚን ድልየትን ትረታ ኢሳያስ እዩ እኮ ነይሩ፣ ብመሪሕነት ህውሓት ስለ ዝኾነ ንኸጥፍኦም ጺዒሩ ግን ኣይኮነሉን

  • @wedilete3217
    @wedilete3217 2 месяца назад

    Mngst

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 месяца назад

    ንስካ ትብል ዘለካ ሕጂ ኣስብ ይደሉ ኣለው ሞ ንዳሎ ድካ ትብል ዘልውካ ኢስካስ ኢንታይ ትዋጢ ኣለካክድ ኢቶ ለባ ጎባጥ

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 месяца назад

    WEYANE AZENGHIU IYU METSIYUNA NI ASMERA ZIDEBDEBE....ERITRA MENGHISTY NI ADDIS ABEBA KEYDOM KIREDADIU GHIN MELES ABIYU ..KUNAT KEFITOM SILEZI ERITRA NI KUNAT AY TEKEREBETIN IYA NEYRA...IDMEN TIINAN NI MERAHTY MIKILIKAL ERITRA NEZI KUNAT BORDERNA ZI MELESULTA IZI HAKI IYU .

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 месяца назад

    AN GHETER ...SELEBA TIBEHAL WEYANE BI1984 HIZUWO NI HIZBI KEBASABIS SILE ZIJEMERE IYU AB KUNAT ASIBU ,,,HASAWI WEYANE ...ISAYAS IQUA NI SELAM BIZUH GHIZIE FETINO GHIN WEYANE ABIYOM

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад

    ኢሞ ሒጊ አፍሪቂ ዊዒል በሪሊን ዉዒል ዉጫለ ጊዛ ሚለኺሊኺ ከመይ።

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 2 месяца назад

      ኤርትራ ኣንጻር እቲ ናጽነት ኤርትራ ክውን ክኸውን ዘይነዓቕ ኣስተዋጽኦ ዝነበሮ ወያነ ምስርሓ ስትራቴጂካዊ ጌጋ እያ ፈጺማ። ሕጂ ነቲ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ጽኑዕ መርገጺ ዝነበሮ ወያነ ንምጥፋእ ኣቢ ኣሕመድ ንጻድቃንን ጌታቸውን ኣሰሊፉ መጺኡ ኣሎ። ነቲ ሓቀኛ ህወሓት ክወቅዕ ድማ ጀሚሩ ኣሎ። ቀጻሊ መደብ ንጌታቸውን ጻድቃንን ከምኡ ኸኣ ንኢትዮጵያዊያን ኣሰሊፉ ካብ ባሕሪ ኤርትራ 600 ኪ.ሜ ክቋጻጸር እዩ ዝሰርሕ ዘሎ። እቲ ትግርኛ ተዛራቢ ድማ ሓደ ነቲ ሓደ እናጥፈአን እናተዳኸመን ይጠፍእ። ኤርትራን ትግራይን ብሓደ እንተዝሰርሓ ነይረን ግና ትግራይውን ተጠቃሚት ምኾነት። ነቲ ባሕሪ ኸኣ ብሓባር ካብ ወረርቲ ምተኸላኸልናዮ ነይርና። ምኽንያቱ ኤርትራ በይና ነቲ ባሕሪ ብቀጻሊ ክትከላኸል ኣይትኽእልን'ያ። ዓቕሚ ኤርትራ ትግራይ እያ ነይራ። ኢትዮጵያዊያን መራሕቲ ኩልሳዕ ኣንጻር ሉኡላውነት ኤርትራ እዮም ዝሰርሑ። ኤርትራ ሰላም ክትረክብ እንተኮይና ምስ ትግራይ ዘለዋ ሽግር ብሰላም ክትፈትሕ ኣለዋ። ናይ ህልኽን ትዕቢትን ኣካይዳ ኣይጠቕመናን እዩ። ኣቢ ኣሕመድ ንወልቃይት ንትግራይ መሊሱ ኣንጻር ኤርትራ ከሰልፎም ይሰርሕ ስለዘሎ ፤ ኤርትራ እቲ ኣብ ከባብታት ኢሮብን ካልኦትን ዘሎ ምስሕሓብ ገዲፋ ብሰላም ክትፈትሖ ይግባእ። ኣብ ፖለቲካ ቀዋሚ ረብሓ እምበር ቀዋሚ ጸላኢ ዝበሃል የለን። እዚ ናይ ዓሰብ ኣጀንዳ ንኢትዮጵያዊያን ናብ ሓደ ዘምጽእ እዩ። ስለዚ ትኹረት ክወሃቦ ዘለዎ ጉዳይ እዩ።
      ከምቲ ኣሜሪካ እስራኤልን ኤሮጳን መሻርኽታ ዝኾና ንኤርትራ ኸኣ ትግራይ እያ መሻርኽታ ክትከውን ትኽእል።

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 месяца назад +2

    አዚ ጣልያን ሰም ዘጠመቆ ናይ ቀደም ሺሙ፥ባህሪ ነጋሲ ብዝብል ክብረቱ ሃልዩ ብክብርን ብምክክባርን ብህጊ አንዳባ አናተዳነየ ሃሪሱ ነጊዱ ብሰላም ዝነብር ህዝቢ ምስም መግዛአቲ ኢጣልያ ከም ኩለን ግዙኣት ኣህጉር ኣፍሪቃ ግቡአ ህቶ አካ አንተነበሮ፥ኢትዮፕያ ንኣፍደገ ባህሪ ክትብል ን40ተጋዲላ ኣይኮነላን ብኣሪትራውያን ሃርበኛታት ተመኪታ ወጽያ፥አንተኮነ ኢሰያስ ኣፎርቂ ብዝባሃል ኣሪትራዊ ሰረት ዘይብሉ 1966 ኣብ ጀብሃ ሰሊኩ ብአታው ብዝተገብረሉ ሃለፋ ናብ ቻይና ተላኢኩ ነዚ መበገሲ ክፋአ ግብሩ ኣብ ህግ ካብ ዝጽንበር ህግ ከም ዉልቃዊ ትካሉ ብምግባር ኣሺሃት ሙሁራት ኣሪትራውያን ተጋደልቲ አናቀንጸለ ክሳብ 1991 በቶም ደንቁር ምንም ንቅሃት ብዘይብሎም ደቂ ሃረስቶት ከም መሳሪሂ ተጠቂሙ ህጂ ሃገር ገቢቱ ህዝቢ ወኒኑ፥ቃህ ከምዝበሎ ይገብር ኣሎ፥

    • @fesehawold238
      @fesehawold238 2 месяца назад

      Well said.

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal 2 месяца назад

      ኤርትራ ነቲ ኣብ ቃልሲ ናጽነት ዝሓገዛን ኣፍልጦ ሃገርነት ዝሃበን ሓይሊ ኣጥቂዓ ሓጋዚኣ ኣጥፊኣ ኣላ።

    • @amtejone8520
      @amtejone8520 2 месяца назад

      you are right.

  • @wedilete3217
    @wedilete3217 2 месяца назад +1

    6 Sadat ktelu Yas

  • @WeldeGabrielFayesa
    @WeldeGabrielFayesa 2 месяца назад

    It is good to be whtchad fulltime.education againist education.

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt Месяц назад

    ሓድነት ዓፋር ጥራሕ ከይኮነስ እስኻን ቱ ዕቩድ ከልቪ ኣቦኻን ውን ተሓሪድኩም ናቭ 3 ክትቁረፁ ክትዝልዘሉ አለኩም ፡፡ወዲ ሸርሙጣ ወድዛ ከልቪ

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 2 месяца назад

    G - EndaBeLuKa Do' TgaGe
    Eti AsHatYan Lucifer EbuDKeLbi Esyas Hade ENa ELWom Ko Eyu. Eta NeQa'E' AbeY ALa NegirWom Eyu Ezi HwTuT WeDZa HwTuT. He murdered thousands of innocent TegaDeLti what do you expect from Serial Killer and Lucifer AsHaTyan the son of Afwerki the AnderoBo man and his mother former AbaSHawL sorcerer Medhin EviL.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад

    ከም ሓኺሊ ፋሺ ተጠሪቡዪ።❤❤❤።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад

    ኢዚኹሉ አሚሓሪና ካበይ መጢእ ዓፋር ከመይ አመሪኛ።ካቢ ሚሲ ኢትዮጲያ ሚሲ አመሪካ መበሊ 51ኒሺጣ።።።❤❤❤።

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 2 месяца назад +1

    ሻዕብያ አብትግራይ ዝፈፀሞ ክሕደት፣ ግፍዒ፣ ወራር ን ስርቂ ንብረትን ጀኖሳይድን ንኤርትራ ዘጥፍእ መደምደሚ ውግእ አብዝመፅእ ዘሎ ክልተ ሠለስተ ዓመታት ክፍዐም እዩ። 2:01:36

  • @Yedi-u9g
    @Yedi-u9g 2 месяца назад

    ክንድ ዝሰልጠነ ይሰልጥን ክንድ ዝፈለጠ ይፍለጥ ኤርትራዊ ዓለምላኻውን ሚዛናውን መሰል ዓርሰ ውሳነን ሰብኣውነትን ፈፂሙ ናብ ጥቕኦም ኣይቐርብን ብዝንተሞገት ውን ክዝትዩን ክላዘቡን ኣይኽእሉን ምኽንያቱ ንልዕሊ ስልሳ ዓመታት ብፋሽስት ጣልያን ስለዝተገዝኡ ፋሽስታዊ ስነልቦና ስለተላበሱ ማዕርነትን ፍትሓውነትን ዝበሃል ስነሓሳብ ክኣምኑሉን ክቕበልዎን ኣይኽእሉን ።ስዝኾነ ውን ንልዕሊ ሰላሳን ሰለስተ ዓመታት ካብ ፋሽስትነት ንላዕሊ ፀሚቑ ዝገዝኦም ዘሎ ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ ናፅነት ዝብልዎ ።

  • @juzekmato
    @juzekmato 2 месяца назад

    እኔ እኮ የሚገርመኝ, አንተ የትግራይ ሕዝብ እና የኤርትራ ሕዝብ በተለይ ደግሞ ደገኛው ከበሳ አንድ መሆን አለበት እያልክ, ታድያ አፋሮችም እኛም አንድ መሆን አለብን ቢሉ ምንድነው ችግሩ??? አንተ የትግራይ ጉዳይ ያገባኛል ስትል ይሄም ሰው ደሞ የሁሉም አፋሮች ጉዳይ ያገባኛል ነው የሚለው :: ላንተ ሲሆን ሐላል ለሱ ሲሆን ሃራም ሊሆን አይችልም ::

    • @goitomsium7484
      @goitomsium7484 2 месяца назад +1

      ኣማንኤል ከትግራይ ጋር ጥሩ ጎረቤት እንሆናለን ነው ያለው እንጂ ኣንድ ሃገር እንሆናለን ኣላለም፡ ኣሁን ኣብይ እሚያንቀሳቅሳቸው ያሉት ኣፋሮች ግን የኤርትራን ኣፋሮች ከነመሬቱ ከነባህሩ ቆርጠው ወደ ኢትዮጵያ የመውሰድ ግልጽ ኣላማ ንው ያለው።

    • @juzekmato
      @juzekmato 2 месяца назад

      @@goitomsium7484 ተው ባክህ ??. የተጋሩ አሊቶች ሁሌ ' ዘተ', ሁሌ 'አኸባ' እያሉ, ቀይህ ባህሪ ናይ አቦታትና እዩ, ድንበርና ካብ ቀይህ ባህሪ ስካብ አልውሃ ምላሽ :: አያሉ ሲናገሩ የሚውሉትን አንድ ቀን ሲቃወም ሰምቸው አላቅም ::

    • @goitomsium7484
      @goitomsium7484 2 месяца назад

      @@juzekmato ኣብይ የመለመላቸው ኣፋሮች, ኣሰብ የኢትዮጵያ ናት ሲሉኮ እያበረታታሃቸው ነው፡ ያንተ ኮ ባሰ፡ ኣልነቀፍካቸውም፡ ትግራይ ዉስጥ ያሉ ፓርቲዎች በሙሉ የኤርትራን ሉኣላውነት እሚያከብሩ ናቸው፡ ኣንዳንድ ኤሊቶች ያልካቸው በግላቸው እንደዛ ቢሉ ስጋት እሚፈጥሩ ኣይደሉም፡ ኣብይ ግን በመንግስት ደረጃ ነው በስመ ኣፋር ኣሰብን ለመውሰድ እየጣረ የለው፡ እሱን እያበረታታህ የትግራይ ኤሊቶችን መንቀፍ መሞከር ሂፖክራትነት ነው፡

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1om 2 месяца назад

    Amanuel ezi wedi hasawi eyu pls.

  • @abrehaleyal
    @abrehaleyal 2 месяца назад

    ኤርትራ ኣንጻር እቲ ናጽነት ኤርትራ ክውን ክኸውን ዘይነዓቕ ኣስተዋጽኦ ዝነበሮ ወያነ ምስርሓ ስትራቴጂካዊ ጌጋ እያ ፈጺማ። ሕጂ ነቲ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ጽኑዕ መርገጺ ዝነበሮ ወያነ ንምጥፋእ ኣቢ ኣሕመድ ንጻድቃንን ጌታቸውን ኣሰሊፉ መጺኡ ኣሎ። ነቲ ሓቀኛ ህወሓት ክወቅዕ ድማ ጀሚሩ ኣሎ። ቀጻሊ መደብ ንጌታቸውን ጻድቃንን ከምኡ ኸኣ ንኢትዮጵያዊያን ኣሰሊፉ ካብ ባሕሪ ኤርትራ 600 ኪ.ሜ ክቋጻጸር እዩ ዝሰርሕ ዘሎ። እቲ ትግርኛ ተዛራቢ ድማ ሓደ ነቲ ሓደ እናጥፈአን እናተዳኸመን ይጠፍእ። ኤርትራን ትግራይን ብሓደ እንተዝሰርሓ ነይረን ግና ትግራይውን ተጠቃሚት ምኾነት። ነቲ ባሕሪ ኸኣ ብሓባር ካብ ወረርቲ ምተኸላኸልናዮ ነይርና። ምኽንያቱ ኤርትራ በይና ነቲ ባሕሪ ብቀጻሊ ክትከላኸል ኣይትኽእልን'ያ። ዓቕሚ ኤርትራ ትግራይ እያ ነይራ። ኢትዮጵያዊያን መራሕቲ ኩልሳዕ ኣንጻር ሉኡላውነት ኤርትራ እዮም ዝሰርሑ። ኤርትራ ሰላም ክትረክብ እንተኮይና ምስ ትግራይ ዘለዋ ሽግር ብሰላም ክትፈትሕ ኣለዋ። ናይ ህልኽን ትዕቢትን ኣካይዳ ኣይጠቕመናን እዩ። ኣቢ ኣሕመድ ንወልቃይት ንትግራይ መሊሱ ኣንጻር ኤርትራ ከሰልፎም ይሰርሕ ስለዘሎ ፤ ኤርትራ እቲ ኣብ ከባብታት ኢሮብን ካልኦትን ዘሎ ምስሕሓብ ገዲፋ ብሰላም ክትፈትሖ ይግባእ። ኣብ ፖለቲካ ቀዋሚ ረብሓ እምበር ቀዋሚ ጸላኢ ዝበሃል የለን። እዚ ናይ ዓሰብ ኣጀንዳ ንኢትዮጵያዊያን ናብ ሓደ ዘምጽእ እዩ። ስለዚ ትኹረት ክወሃቦ ዘለዎ ጉዳይ እዩ።
    ከምቲ ኣሜሪካ እስራኤልን ኤሮጳን መሻርኽታ ዝኾና ንኤርትራ ኸኣ ትግራይ እያ መሻርኽታ ክትከውን ትኽእል። ዓለምና ብሓይሊ እምበር ብሕጊ ከምዘይትኣምን ክንፈልጥ ኣለና። ነዚ ኸኣ እያ ኢትዮጵያ ንወራር ትዳሎ ዘላ። ሕጂውን ምስ ወያነ ዘሎ ርክብ ክሕደስ ኣለዎ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад

    ኪሊተ ዓይኒኻ ሚጢፋኢ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

    • @zrqrzsfcnppwjlzwfxe
      @zrqrzsfcnppwjlzwfxe 2 месяца назад +1

      ****Shilet esa eya akmka Tustus Tewelde Ghebrezghi..Dkala nay gala..****

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 месяца назад

    አማ ፡ በጃኻ ነዚ ብ ኢሳያስ ዝደንቆረ ህዝቢ ከምዚ ጌርካ ቀስልካ ኣረድ ኣዮ ፡ ዓጋመ እናበለ ነቲ ቀንዲ ንናጽነቱ ዝ ኣመነ ህዝቢ ጸላኢኻ ኢዩ እናበለ ፡ ምስቶም ናይ ታሪኽ ጸላእትና ኮይኑ ሕቡእ ኣጀንዳኡ የካይድ 'ሎ ፡ በጃኻ ኣማኑአል ኣይትተሓለል ፡ኢሳያስ ብናጽነት አርትራ ገጹ ምስተ ኣስረት ተፈቲሓ ኣይትፍልጥን ፡ ኢሳያስ ብኹሉ መዓቀኒ ንህዝቢ አርትራ ኣይንታዩንዩ ፡ እቲ ቅንዲ ዕንቅፋት ኰይኖምና ዘለዉ እዞም ተጋደልቲ ሻዕቢያ ዝነበሩ ካብ ህዝባዊ ረብሓ ውድባዊ ቆለ ዘቐድሙ ፡ ንህዝቢ ኩርኳሕ ኮይኖሞለዉ ።

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 2 месяца назад

    Abyi is smart he weakened Eritrean military by involving in Tigray war so he can invade