ሓደገኛ ካብዚ ንጠንቀቕ { ነዓይ ዝገጠመኒ !! }

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 16

  • @selamtesfay8911
    @selamtesfay8911 2 года назад +1

    ዋላ ንዓይ ሰዲዶምለይ ብዝተፍላለያ ተሌፎን መሰጂ ኣነ ከኣ ናይ ምንታይ ፓኬት ኢዩ ኢለ ብሎክ ጌረዮ ኣብ ውሽጢ ከይ ኣተኹ ምኽንያቱ ቅድሚ ሕጂ ኮሙኡ ጌሮሙኒ ኔሮም 762 ኣቶማቲክ ክውሰድ ኢዩ ካብ ባንክኺ እሞ እዚ ከመይ ጌሩ ኣብዚ ኣቲኺ ፎርምሊ ምልኢ ኢሎሙኒ ኣነ ግን ደዊለ ኣጋጣሚ ግን ነቲ ናተይ ባንኪ ከምዚ መሰጂ ሰዲድኩምለይ ዲኹም ምስ በልክዎም እዚ ኣይ ሰደድናልክን ሰረቅቲ ኢዮም ኮሙኡ ኢዮም ዝገብሩ ተጠንቀቂ ኢሎሙኒ ካቡኡ ንድሓር ዝመጸ መሰጂ ብሎክ ጥራይ ኢየ ዝገብሮ

  • @Gerie1998
    @Gerie1998 2 года назад +2

    ያ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መልእኽቲ ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት ፈሊጥካ ንሰብ ምንጋር ጽቡቅ ምኽሪ እዩ ኣነውን ብዙሕ እዩ ዝመጻኒ ከምዚ ዓይነት ብቴለፎን ውን ይድዉሉለይ ተተቀቢለዮም ካኣ ኣይዛረቡን ኤዮም ስቅ ይብሉ ይዓጽዎም

  • @MulieTesfay-n2v
    @MulieTesfay-n2v Год назад

    Ata bro eza natka hji eye ziria zeleku qdmi klte makti kemza tbla zeleka agatimatni thanks zhawey

  • @erirefugee
    @erirefugee 2 года назад +3

    yeqenyelna sleti agedasi haberieta qexlo

  • @mehariweledamikeali2870
    @mehariweledamikeali2870 10 месяцев назад

    thank you brother ❤

  • @fiorihabtu4575
    @fiorihabtu4575 2 года назад

    Ane da hariqe meliselom xerifeyom niere thanks qexlo btami xbuq haberieta medebka btami eye zketatelo btami ka agedasi eyu.

  • @ykealoembaye
    @ykealoembaye 2 года назад +2

    የቀንየለና ዝሓወይ ! ሰብይ ኢንዲካ ሎሚ ትርባህለ ገብረ እንዳበሉ ኣድ ዝውዕልሉ ዘለዉ ግዜ ጠቃምን ሓጋን ዝከነ ትምርቲ ሰለ ተመሓላልፍ ካብ ልቢ የመስግነካ ።
    ኣጆካ ቀጽሎ !

    • @habenbetna
      @habenbetna  2 года назад +1

      የቀንየለይ ዝሓወይ ❤

  • @rodastekleablel6508
    @rodastekleablel6508 2 года назад

    Thanks more zahawey
    Hto alatni voegwoorden eba glexelna sorry gn

  • @mbraktube3258
    @mbraktube3258 2 года назад +1

    Wela nay sedidomuley

  • @Abdull-d8l
    @Abdull-d8l Год назад

    nay bhaqi ika nfua

  • @mbraktube3258
    @mbraktube3258 2 года назад +1

    Eway. Wela nay mexiyuni

    • @habenbetna
      @habenbetna  2 года назад +2

      ተጠንቀቀሎም !!