ጌታቸው ንምዕራብ ትግራይ| ዶ/ፅዮን ፈንጂ ክረግፅ/ ን2ኦም ይኾኖ ተባሂሎም

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 ноя 2024

Комментарии • 139

  • @Asfsr1994
    @Asfsr1994 Месяц назад +14

    ደብረጽዮን ሕጂ ናይ ብሓቂ ዝሰኸረ ይመስል:: በል ፈንጅስ ንርእሰኻ እምበር ካሊእ ዝረግጽ የለን:: እዚ ሰብኣይ ናብ ጥፍ ኣት ኣእትዪና: ኣጨርሱና ሕጂውን ናብ ካሊእ ጥፍኣት ከእትወና:: ሕዝቢ ትግራይ ዓገብ በሎ::

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 Месяц назад +7

    ደብረጽዮን ዓቕሚ ሲኡኑ እዩ እምበረ ልክዕ ከም ኢሳያስ ዲክታተር ክኸውን ኢዩ ዝደሊ

  • @sancho12345
    @sancho12345 Месяц назад +5

    ደብረጽዮን አለምገብረዋህድ አብትግራይ እንሀለዉ ትግራይ ሠላም አይትረክብን ናይ ስልጣንጽምኢ ስለዘለዎም

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Месяц назад +5

    ካብ ጆነሳይድ ምክሓድ ካሊእ ፈንጂ የለን::

  • @azebeawete4680
    @azebeawete4680 Месяц назад +7

    እዝ ሓሳዊ ዘገምተኛ ብሚሊየን ህዝቢ ኣወዲኡስ ህጅዉን ህዝቢ ሂዝና ክንቃለስ ይብለናሉ መናእሰይ ኣስተዉኡሉ ህጅዉን ከየብለኣኩም ::ንደብረፅዬን ኢሉ ሃደ ጠብታ ደም ኣብትግራይ ክፈስስ የብሉን

    • @NigistTesfahungne-n4c
      @NigistTesfahungne-n4c Месяц назад

      ንስኻ ትግራዋይ አይኮንካን ንዓሻኻ አዕሽዎ ብኸማኻትኩም ዝበለ ዝታለል ወጣት የለን

  • @MehariAbay-vr8ih
    @MehariAbay-vr8ih Месяц назад +1

    ድሕሪ ደግም ብመራሕት ህወሓት ትግራይ አይንምራሕን ሓድሽ ዝሰልጠነ ሓይሊ/ ውድብ/ እና ነጣይሽ

  • @desalegnkiros6050
    @desalegnkiros6050 Месяц назад +3

    "ዓቕሚ ኣለካ ተባሂለ !!!!" እዚ ሰብኣይ ብሓቂ ጥዑይ ኣእምሮ የብሉን።

  • @GebreabTadesse
    @GebreabTadesse Месяц назад +6

    ደብረፅዮን ብናይ መናዕሰይ ትግራይ ኣወድኢኻ ኣካሎም ተሰንኪሎም ናይ አምታ 16:ይ ዘይጠየቅካ ስለ ስልጣን ትጓየ አለኻ ማንም ዝቅበለካ የለን ሕዝቢ ትግራይ ንቃሕ

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 Месяц назад +3

    ደብረፅዮን ትበሃል ፈዛዝ ሰብኣይ ንጌታቸው ክትደፍእ እንተዘይትፍትን ይሕሸካ ኣብ ኢድካ ዝተበላሸወ ብዙሕ ነገር ስለዘሎ ተወሳኺ ክተበላሽው ኣይፍቀደልካን

  • @yeheyesteklu4652
    @yeheyesteklu4652 Месяц назад +5

    ክዘርጉ ክውደቡ 2ተ ዓመት ሂበዮም ኢሉ ብቲዝብሎ ዘሎ ጥራሕ ተሓታቲ እዩ ክኾን ዘሉዎ
    ስልጣን ናይ ህዝቢ እንተኾይኑ ህዝቢ ዕድል ሃብዎ ይምሩጽ ይኣክል መዲብናልካ ኣለና ምባል

  • @Shishay-ki8os
    @Shishay-ki8os Месяц назад +1

    ገብረ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ በይዛ ሂወቱ ከም ሚስኪን ስለ ዘሓረዶ / ብትኽክል ናይ ንፁሃን ደም የዕገርግሮ ኣሎ ።

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay Месяц назад +1

    ጠ/ሚ መለስ አብ መወዳእታ እንትምረጽ አባላት ውድብ ኢህወደግ ዓቕሚ አለካ፣ ንስኻ ተዘይኮይኑ ካልእ ክመርሓና አይኽእልን ኢሉ ነዬሩ። ሕዚ ከዓን ዶ/ር ደብረጽዮን ይደግማ'ሎ። ህረፍ ስልጣን።

  • @CSEH-is5qp
    @CSEH-is5qp Месяц назад +3

    ንስልጣንካ ፈንጂ ክትረግጽ???
    ኣብኣ'ላ!!
    ትራኽባ።
    "ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተኣበኺ ንቡኻርያ ይብለኪ" ዶ በሉ ዓበይቲ።

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e Месяц назад +3

    ደም ሰቲኹም ዘይትረውዩ ፀዋዕቲ ሞት ዘይአኽለኩም መመሊስኩም ተወዱእና ፡??????

  • @dawi6131
    @dawi6131 Месяц назад

    አመሠገንኩ

  • @abebeh.8145
    @abebeh.8145 Месяц назад +2

    በጣዕሚ ለህዝን እቱ ደጋፊ እዩ ለተና ጀነራል ፃድቃን ካብ ሙቸት ክዓርቅ መፂኡ ናይ ዓብይ ትዕቢት ሪኡ ናብቃልሲ ልተፀንበረ ካም ናይ ሻዕብያ ኣነ እየ ልፈልጠልካ ይቅረ ዲሞክራሲ ንግበር ስለልበለ መፍረሲ ክብሃል ከሎ ብጣዕሚ ልህዝቢ መን ከምልሓልየሉ ግሁድ እዩ ብካድሬ ኣብውጥን ኣብደገን ልግበር ፕሮጋንዳ የሕዝን!
    ህዝበይ ርግዕ ኢልካ ኣስተውዕል!

  • @stevetsegay3930
    @stevetsegay3930 Месяц назад +2

    Tigray will never prevail until this man is retired!

  • @HilufGebrekiros
    @HilufGebrekiros Месяц назад +3

    ሓሳዊ ደንቆሮ መሃይም ደብረፅንተት ገደል እቶ። ጆኖሳይደር። መሊስኻ ክትመርሐና አረ ሕደግ።ኻልኣይ ክንእየካ ኣይንደልን። ጌቾ ሙሁር ፈላጥ ጀግና እዩ። በቃ ተወዲኡ።

  • @AbrahamAbraham-re4di
    @AbrahamAbraham-re4di Месяц назад +8

    ንስኻ ፈንጂ ኣረገፅካን ፈንጂ ኣርጊፅካ መናእሰይ ትግራይ ኣወዲእኻዮም እምበር

  • @gebreslaseabebe
    @gebreslaseabebe Месяц назад +1

    ማንታ መልሓሱ ሳልሳይ ወገን ኣየድልየናን ዶ ትብል ኣይነበርካን? ማንታ መልሓሱ ዕጥቅኩም ኣርግፉ ግዜ የለን ዶ ትብል ኣይነበርካን? ሀዚ ዳኣ ንመን ተሽክሞ ኣለካ?በል ድሕሪ ሕጂ ምስቶም ሕማቅ ናተይ ክዛረቡ ዘይክእሉ ኢልካ እናመልመልካ ናብ ኣኬባ እተእትዎም ዘለካ ተጠቀምቲ ካድረታትን ል/ጉጅለን ሒዝካ ኢካ እታ ፈንጂ ክትረግፃ።

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber Месяц назад +3

    ትክክል ልዕልና ሕግ ክትፈልጥዎ ቤት ፍርዲ ቀሪብኩም ሞጊትኩም ዝግበኣኩም ፍርድ ትቅበሉ

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 Месяц назад +2

    ካብ ጨረባ መረፃ ስካብ ጨረባ ጉባኤ ተምቦጫሪቕኻ ኢኻ በኽቲ በትኪ ደፂ 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @solomongebre4774
    @solomongebre4774 Месяц назад +3

    ክርክብየ አትየ ምንም ዘይሃፍር ፈንጂ ርገፅ ተተበሂለ ክረገፅ እየ እቶም ዝረገፁ ረሲእካ በቃ ፡፡

  • @Msgnagebrelibanos
    @Msgnagebrelibanos Месяц назад +7

    ኣታ ሓሳዊ ንስካ ደም ዕሸላት ትሰቲ እምበር ንስካስ ይቅር ፈንጂ ሃመማ 'ውን ኣይትረግፅን።

  • @birhanaregawi8194
    @birhanaregawi8194 Месяц назад +2

    ንስኹም 27 ብዘይለውጢ ተመሳሳሊ ሰባት ተመሳሳሊ ሐሳብ

  • @solomongselassie5435
    @solomongselassie5435 Месяц назад +4

    ባዕልኹም ወድኡዋ ማለቱኮ ባዕል ንባዕልኹም ተዋድኡ ማለት እዩ። ጥልቁያት

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp Месяц назад

    NO WAR
    YES PEACE
    BE MODERN LEADERS

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Месяц назад +2

    ትሃርፎኦ እም ትስእኖኦ::

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 19 дней назад

  • @KflomGs
    @KflomGs Месяц назад +1

    ፅፉፍ ሓበሬታ

  • @AshebrWeldegebreal
    @AshebrWeldegebreal Месяц назад +1

    ካብ ፈንጂ ምርጋፅ ውፅእ ኢሉ ስለ ሰላምን ድሕንነትን ህዝብና ዘይሰርሕ።ንስልጣኑ ክረግፅ ይኽእል ንህዝቢ ግን ኣይገብራን።

  • @HaylayGebretsadik
    @HaylayGebretsadik Месяц назад +1

    ድሕሪ ጉባእየ ስልጣን ጌታቸው እንተተረኪቡ ሃገር ሸያጢ ባዕሉ ኮይኑኣሎ ማለት እዩ ።ምኽንያቱ ፌደራል መንግስቲ ኣፍልጦ ከይሃቦ ፕሬዝዳንት ግምት ክኸውን ኣይኽእልን። ነስተውዕል!?

  • @ዓደይብልየንዓይይነይ

    ኣይተ ፀሙና

  • @YemaneDagnew-g2d
    @YemaneDagnew-g2d Месяц назад +4

    ንስኻ ኸ መን መሪፁኳ ሕልኩስ

  • @TeklebirhanHailu
    @TeklebirhanHailu Месяц назад

    tsemam mehayim zkone seb

  • @mohammedali-vh7jl
    @mohammedali-vh7jl Месяц назад +2

    ንሱ ጣዕሚ ሂወቱ ከዳላድልስ ደቂ ድኻ ብዓረር ክቁለዉ ኣለዎም ድዩ ዝብል ዘሎ?

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha Месяц назад

    Hasawi belyo

  • @JemalAbdulkade
    @JemalAbdulkade Месяц назад +1

    ፁሉል እንኪልልል መስበልካ ናይስልጣንፃምእ ዘለካ ሑሙም ሪእሲ

  • @TsegayKide-r9p
    @TsegayKide-r9p Месяц назад

    10Q TBC

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey Месяц назад

    💛❤️

  • @MaesoGaderhiwt
    @MaesoGaderhiwt Месяц назад

    Bajkum salam hbew sabe tsamameu bjakum

  • @mengistugebremichael7626
    @mengistugebremichael7626 Месяц назад

    "Ignorance is the main problem of Tigray", Dr Geb

  • @All-w9s
    @All-w9s Месяц назад

    Debretsion, you and your gang, no matter how long it takes you will be held accountable.

  • @abrahagebrekiros2661
    @abrahagebrekiros2661 Месяц назад

    No more weak and worst TPLF
    We need change 👌

  • @martadamena2506
    @martadamena2506 Месяц назад

    Enough TPLF

  • @snit2
    @snit2 Месяц назад +3

    ካብ ደንቆሮ ዕውድ ሰብ ካብዚ ብላዕሊ ካልእ ኣይትፅብይን! ደብረ ዕንክለል, ደብረ ጽንተት

  • @kunama1170
    @kunama1170 Месяц назад

    ትግራይ ብሮድ ከስት ብጉባኤ ኣስገዳድነት ከም ዝፀነሐ ይፍለጥ እዩ ንምንታይ ካሊእ ትዛረቡ።

  • @yaredyared-b5j
    @yaredyared-b5j Месяц назад

    ,ደብረ ፅንተት ወፅልመት ስብሔታውያን አክብካ ስብሰባ ደንቆሮ መዓዝ እዩ ክፀግዎ ደም መናእሰይ

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx Месяц назад

    TBS
    ንስኹም በተቕርብዎ ዜናን ሓበሬታን ኣነ ኣባኹም ትግራዋነት ኮንፊደንስ (ርእሰ ምትእምማን) ይስመዐኒ ኣሎ።
    እሞ ቀጽልሉ ትግራዋነት ይበርኽ/ይንቃሕ/ይዓምብብ!!
    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ደቂ ትግራይ!!

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 Месяц назад +1

    ምልኮኛታትን ምዉላትን ሓገዝቲ እንዳ ተስፈኛታትን ብዕልግናን ፀግዒ ትሕዙ አለኩም እሞ ብእንዳ ግምታዊያንን ንዝመፅእ ፀረ ትጋሩ ሓደጋ ንስኩም እዉን ተሓተቲ ከምትኮኑ ፍለጡ ምልኮኛታት ??👹💀👺💀🤬🤬🤬

  • @AbadyAbrhame
    @AbadyAbrhame Месяц назад +1

    ንህዝቢ እልካ ክልቲኦም ምእላይ

  • @werkyaseid9968
    @werkyaseid9968 Месяц назад

    ሀሻዊ ተነቅልኻ ንመን ተርግፅ ባእልኻ ርገጽ ታይዝኾነት ዉድብ እሸላት ዘወደአት ዘወዳእኻ

  • @SurguanDekalo
    @SurguanDekalo Месяц назад

    ተጋሩ ኢና ሐቂ ኢና እንፈትው ደ/ር ደ/ፅዮን ብዓቕሚ ደረጃ ካልኦቶም ከምዘለውዎ ኮይኖም ምስ ጀነራል ፃድቃን ክወዳደር ይኽእል ዶ ? ከምከማይ ግን አይፅግዖን ንውድድርውን አይቐርቡን።

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi Месяц назад

    እቶም መስዋእቲ ንኸፍልኢን ዝብሉ ዘለው ጉጅለ ምስመን እዮም ክዋግኡ ?በቲ ህዝብና ዝኸፈሎ መስዋእቲ አይጠሓሱን?ኣብልዕሊ ህዝብና ብናታቶም ናይመሪሕነት ውድቐት ዝበፅሐ ፅንተት አየምሀሮምን?ካብ ህ ወ ሓ ት ወፃእ ኣማራፂ የለን አይንቕበልን ዋላ ደቂ 50 ዓመት ንኹን መስዋእቲ ንኸፍል ኢና ዝብሉ ዘለው ናይቐለም ድርቂ ዘጥቀዖም ነቓፃት ንመን እዮም ናብሓዊ ክጠብሱ ዘዕገርግሩ ዘለው?ደርሆስያ በመዓንጣ ወዳ ትፃወት!!ከምዝበሃል በመንአሰይና ህልቂት ሞት ክቋመሩ አይንፈቅድን። ኣደብ ክገብሩ ብግልፂ ክንገሮም ይግባ።ናይሰፍቲነትን ናይ ት እ ም ት ጥሮተኛታት ውን ዓገብ ክበሃሉ ይግባእ።

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx Месяц назад

    ብዝኾነ ኣነ ኣብዞም ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ሓንሽሽቲ ዝኾኑ 2 ጉጅለ!!
    ማለት ውን
    *ጉጅለ ወልፊ ሰልጣን ዘይለቅቕ ዘለዎም ዱንዙዛት!
    *ጉጅለ ተቐየምትን ኾረይትን ልካይ ባንዳነት ዘለዎም ፎቶን ረኦኒ ረኦኒ ዝዓይነቱ ኣካያይዳ መሽረፈትን መዓልታዊ ዘይትግበር ትስፍው ዜና ብምሃብ ዘታልሉ ዕሉላትን።
    ኢዚኦም ኹሉ ተቓላሳይ ካብ ልቡ ኣልዩ ንትግራይ ብቕዕ መሪሕነት ንክትረክብ ብኹሉ መዳይ ንቃለሰ!!
    ዓወት ንህ/ትግራይ!!!!!

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq Месяц назад

    ኣበይ ዘላ ትግራይ እያ እቲ ኣብ ስደት ዞሎ ድዩ ዳግመ ሕውየት ክገብር ጀራብብ

  • @zerayaflegne3557
    @zerayaflegne3557 Месяц назад +2

    ኣብ 60 70 ዓመትካ ንኽትጋደል መሰልካ እዩ: ንሕዝቢ ትግራይ ኢልካ እንተይኮነስ ንባዕልኻ ኢልካ! ብዘይካ ኣነ ትግራዋይ ካሊእ መማረፂ የብሉን ምባል ግና ድንቁርና እዩ:

  • @ZemenfesHailu-ee3jk
    @ZemenfesHailu-ee3jk Месяц назад

    ንባዕልኹም ወገንተኛታት ሙዃንኩም ናይ ደብረፅዮን ቢድዮት እንዳምፃእኩም ናይ ጌታቸውን ፃድቃንን ግን ኣይተቅርቡን ንስኹም ንደብረፅዮን ናብ ትዕዝብቲ ክተእትው ክትብሉ ንባዕልኹም ኣብ ትዕዝብቲ ትወድቁ ኣለኹም ሚድያ ምሰሉ

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ጌቾ ግና ክገዚአካ እዩ ኣታ ዕሱብ😂

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 Месяц назад

    Why don’t you and the other group step down and leave the young generation take over

  • @NolawyRufael
    @NolawyRufael Месяц назад

    ኣይይተደናግሩ። ሓሳብ ክተቅርቡ ተጠንቀቁ

  • @AbehamTeame
    @AbehamTeame Месяц назад

    ሕወሓት አየድልን ዝብል የለን ደብረጽዮንን ሰዓብቱን ለማሳት አመራረሓ ይተአለ እዩ እቲ ሕቶ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ

    አትም መናእሰያት እዚ ደብረ ጦርነት ዘይትርሽኑዋ እስካብ ማዓዝ እዩ ህዝቢ ና መጫወቲ አውሬታት ዝከውን ንባዓሉ ናብ ወንበር ክድሕዝ ሰላም ትግራይ ይብፅብፅ አሎ ዋላ ፈንጂ ክረግፅ እየ ያ ማዕዝ ስሒትናዮ ኮዮንና ንስልጣንካ ከም ዝደለካ ትብፅብፅ ዘለካ😢😢😢😢😢

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c Месяц назад

    እዙይ ትግራዋይ ድዩ እዚአብፓርላማ ኢትዮጵያ ዝዛረብ ዘሎ?

  • @МеЕиваком
    @МеЕиваком Месяц назад

    እዚ ሚድያኹም ክሳብ ሐዚ ዳሐን ነይሩ ሐዚ ግን ናብ ፍረጃ የአቱ አሎ

  • @Asfsr1994
    @Asfsr1994 Месяц назад

    ተንኮል ኣለም ገብረዋህድ መዘራረቢ:: እናሰሓቑ "ሕድሪ ስዋኣት ከይተዕብሩ" ማለት እንታይ ማለት እዩ? ከይነዕብር እኳ ዘይብል:: እዛ ህልኽ ኣብ ምንታይ ከተብጸሓና እያ?

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 Месяц назад

    ብሎክ ነዚ ሚድያ ፀረ ትግራይ

    • @Asfsr1994
      @Asfsr1994 Месяц назад

      ብሎክ ዝግበኣካ ንዓኻ እዩ:: ዘይርደኣካ ከም ኣለም ገብረዋህድ ብስዋኣት ትስሕቕ! ድንዙዝ!

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 Месяц назад

      @@Asfsr1994 fu#*k the hell

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey2059 Месяц назад

    እዛ ጋዜጠኛ ንምንታይ እያ ኣዛራራቢ ጉባኤ ሕወሓት እናበለት ትደጋግም?

  • @FenoteSelam-cq2jt
    @FenoteSelam-cq2jt Месяц назад

    Deberetsion will never be a president of Tigray again!

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 Месяц назад

    እዚ ግምት ምስ ህወሓት ምንም ዘራኸብ የብለይን ይብል አሎ፣ምንጪ ሰልጣኑ ህወሓት እምበር ህዝቢ መዓዝ ኮይኑ?
    ን6 ወርሒ ተባሂሉ ዝተቋቋመ ግምት ነገራት ብግዚኦም ከይፍፀሙ አንዳተዓናቀፈ አብ ሰልጣን ክፁንህ ሕጋዊ መሰረት የብሉን፣ይአኽለካ ይበሃል፣ሓድነት ተጋሩ ብዝበአሰ ከየባላሸዎ።

  • @HagezomHaileslase
    @HagezomHaileslase Месяц назад

    ደ/ር ደ/ፅዪን ምእንተ ህዝቢ ክብል ፈንጂ ክረግፅ ኢዩ ነብሲ ይምሓር ኣንቱም ደገፍቱ ሀዝውን ኣየኻ ናይና በልዎ።

  • @EyualGebremedhn-ev1wb
    @EyualGebremedhn-ev1wb Месяц назад

    ደብረፅያን ወዲ ዕቢዲት ግደፈና እባ

  • @GebrelibanosGebreeyesus
    @GebrelibanosGebreeyesus Месяц назад

    ኣማካሪ ድዩ ዘይብሉ እዚ ሰበኣይ ወይስ ከም ባይድ ኣእምአርኡ ተዛቢዑ ኣሪጉ ኣብቂዕሉ?

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m Месяц назад

    ደብረፅንተት ዓዕድመኻ የሕፅሮ። ለያቡ

  • @Mkfgiu
    @Mkfgiu Месяц назад

    ጉጅለ ለያቡ

  • @barakbintigray1379
    @barakbintigray1379 Месяц назад

    1ይ: ኣታ: መን'ዩ: ን ዓቢይ: ኣሕመድ: ብዛዕባ: ህወሓትን: ጊዜያዋ: ምም/ር: ትግራይን: እና: ምፍራስ:TDF 'ን: ዝዛረብ:ዘሎ**!! በ..ሉ እን ደ/ ፅዮን: ደስ: ይበልኩም**!!
    2ይ ብዛዕባ: ደ/ፅዮንን: መራሕትን: + ብገንዘብ ህዝቢ: ትግራይ: ዝደለቡን: ዝገበሉን: ካድረታትን [Not All ] ግፍዕን ፤ ገበንን: ወንጀልን: ብዙሕ መስተንከር: ክበሃል: ይከኣል'ዩ**!! ብሐፂሩ ዝፈፀሙዎ፡ ወንጀል: ከይጋለፁ' ናብ: ከይቀርቡ ፈሪሖም 2ይ [ ዝለመድዎ: ስልጣንን:፤ገንዘብን ምቾትን ምንድልቓቕን: ከየምልጦም: ኢሎም ዓድን: ህዝብን: ደልሃመት: የእትዉ :ኣለዉ**!! ንህዝብን:ትግራይን: ሓሲቦም [ኢሎም ]
    ኣይ**ኮ**ነን.....**!! ሓሰውቲ:ጨካናት::ኢዮ*ም! ኢዮ**ም..*!!! BULLSHEET***!!!

  • @UmrakubaProject
    @UmrakubaProject Месяц назад

    ሕሱም ሸኽሚ ትግራይ ዝኾነ ደብረፅንተት😆

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Месяц назад

    ንእሽቶይ እንድ ሕፈር ናዓኻ ስልጣን ተባሂሉስ ህዝቢ መሊሱ ክሃልቅ?

  • @hailemelekothaileslassie
    @hailemelekothaileslassie Месяц назад

    A man with the shortest memory

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e Месяц назад

    አታ ሰብ ህዝቢ አይትበል ። ናይ ባዕልኻ ጉዳይ እዩ አይተፅመና።

  • @HaftomMezgebe-c2o
    @HaftomMezgebe-c2o Месяц назад

    ወዲ ልኪየለሽ

  • @barakbintigray1379
    @barakbintigray1379 Месяц назад

    ሓሳዊ**!! ብትግርኛ: ተደጋጊሙ: ክስማዕ: ግበሩ**!! በቃ፤በቃ**!!

  • @Alihaidar-jm2re
    @Alihaidar-jm2re Месяц назад

    ጌታቸው ባንዳ እዩ ንህዝቢ ትግራይ አይጠቅምን ህዝቢ ንተመዛበልቲ ዘይምልስ መፅባዓ ጥራሕ ሓሻዊ

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 Месяц назад

    😂😂😂ሒዪ😮😮😮😮😮 መቐለ ድኣ ሒዪ ዘየላ 😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 Месяц назад

    Unconstitutional political power by corruption one part ህዝባዊ ወያኒ ሐርነት ትግራይ ምስ ህግደፍ ወይ ሻዕብያ ህዝባዊ ሐርነት ኤርትራ ብዝብል ስም ኢሰያስ ኣገወርቂ ጻረ ሰብኣውንውትን ቀታልን unconstitutional political power by corruption over the last 33 years ጠንቂ ጥፋት ህዝቢ ኤርትራ ትምህርቲ እዩ

  • @tesfayberhe9966
    @tesfayberhe9966 Месяц назад

    አዘራራቢ
    አዘራራቢ
    አዘራረቢ
    አዘራረቢ
    አዘራባቢ
    አዘራረቢ
    አዘራረቢ
    አዘራረቢ
    አዘራረቢ
    አዘሪረባ
    አዘራባቢ
    አዘራረቢ
    አዘራባቢ
    ዜናድኺ ተቀርቢ ዘለኺ ማለት እዩ????????? ተሀዝኒኒኒኒኒኒናኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒ

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it Месяц назад

    ብዝኾነ ኮይኑ ኣብ 2ቲኡ ወገን ዘለኹም ኣካላት ክትዋዳደቑ ህዝቢ ከይትፀቕጡ እምበር ናትኩምስ ሪኢናልኩም. ኣለና።ብምስዓብ መንእሰይ ትግራይን ሙሁር ኣካልን ብሓፈሽኡ ህዝቢ ትግራይ ይቕበለና ድዩ ኣይቕበለናን ምሕሳብ ምሕሳብ እውን ኣድላይ እዩ።ትግራዋይ ማተርያል ኣይኮነን።

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r Месяц назад

    ብቅዓት አሎካዶ????አይምጥኅነካን

  • @Shishay-ki8os
    @Shishay-ki8os Месяц назад

    እዚ ገብረ ፅንተት ዝበሃል ሰብ ዕቡድ ከልቢ ዶ ይመስል ' ' ዋእ ትግራይ ናይ እኖኡ ቁራስ እንጀራ ገይርዋስ ስልጣን ከሕድግ ይብል ኣሎ? ወይ ዕብደት

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv Месяц назад +1

    ደብረጽዮን ካብ ስልጣን ኣይወርድን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዲክታተር ኣትዩ ኢዩ።

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber Месяц назад +2

    ንኣኹም መሪፅና ዝረኸብናዮ ኣንሕና ኢና ንፈልጥ! ደሞ ምርጫ?

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee Месяц назад

    የናንተ ሚዲያ ለዚህ ሌቦ ከሀዲ የወገናቹ የተወደበ እንደሆነ አወቀናል

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 Месяц назад

    "ፈንጂውን ክረግፅ እየ" ከም አልሸባብ ድዩ ወይስ ከም አልቃይዳ? ንመን አፈንጅርኻ? መንእሰይ ትግራይ ናትኻ ሂወት ከትርፍ ሂወቱን አካሉን ስኢኑ ህዝ ግን ፅቡቅ ካብ ባዕልኻ እንተመፂኡ አይትገብራን እምበር ፈንጂ አየድልየካን ሓንቲ ጥይት ዘይትውሕጥ😂😂😂 ከም ከማይ ግን ናይ አዕምሮ ሓኪም ተረዐ😂😂😂

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 Месяц назад

    መን ዩ ህወሓት😂😂😂

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g Месяц назад

    አንቱም ኤርትራውያን ናባእልኩም አድህኑ ጀራርብ ኢልካ አይትጻረፍ አድካ ጥርሁ ተሪፉ ለዛይ

  • @W.R.y
    @W.R.y Месяц назад

    The man is a liar.

  • @Gebreegziabher-g4w
    @Gebreegziabher-g4w Месяц назад

    ኣካታዒ ዝብል ውግንናኺ ኢዩ ዘርኢ።

  • @BoazAtaklti
    @BoazAtaklti Месяц назад

    Bel heji fenji regetse nebleka alena regetse ?😁😁😁😁😁😁😁

  • @AffectionateBoombox-ws5be
    @AffectionateBoombox-ws5be Месяц назад

    እንታይ😮

  • @tt2024-joy
    @tt2024-joy Месяц назад

    Please don’t call him “eti doctor”. This is disgraceful and disrespectful. Please call him respectfully by his all titles and full name