Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ወዲ 15 ዓመት ሃይስኩል ክኣቱ ከለኹ ካብ ወላዲተይ ዝረኸብክዎ ምኽሪ ኢዩ። Thank you Akile
_ካብ ብሂለ ኣበው💙__ብዙሕ ብምዝራበይ ብዙሕ ተጠዓስኹ ብዘይ ምዝራበይ ግን ሓንቲ መዓልቲ እዃ ተጣዒሰ ኣይፈልጥንየ ቅዱስ ኣርሳንዮስ__ፍላስፋ ከኣ ከምዚ በለ ምዝራብ ብሩር እንተኮነ ስቅ ምባል ግን ወርቂ እዩ_
ቃለ ሰናይ በረከተ ኣቦታትና ኣይፍለየና💛👏
ሽግርካን ምስጢርካን ንኣምላኽ ክፈትሓልካ ጸሊ እንበር ሰባት ደኣ ዘይ ከማኻ ድኹማት ፍጥረት እዮም።ኣብ ሰባት ዝምርኮስ ርጉም ይኹን ዝብል ቃል ኣምላኽ ኣሎ።
ናይ በሓቂ ኣገዳስቲ ነጥቢ እየን ፡ነዚኤን ሲ ጽቡቅ ጌርና ደጋጊምና ክንሰምዐን እየ ።
ዋውውው ብጣዓሚ ኣገደስቲ ሓሳባትን ምኽርታትን እየን ኩለን ።
የቀንየልና ናይ ብሓቂ ዓብይ ትምህርቲ እዩ።
ጎይታ መመሊሱ ምስትውዓልን ጥበብን ይሃብካ።
Wawww wonderful powerful I'm proud of you may God bless you abundantly you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ማራ በሳልን መስተወዓልን መምህር ኢኻ
ናይ ብሐቂ ፅቡቆ ዝመክር እንዳ መሰለ ጉድጓድ ኩዕቱ ዝቀብ ረካ ሰብ አሎ
ክብሪ ይግባኣካ ዩ ኣኪለ legend
ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ኣኪለሓወይ ሓገዝካ ኣይፈለየና ምኽርካ ንጽበ ናኣሽቱ ወሎዶ ኣለና።❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቆ ጹቢቅ
ቀፅለሉ
Thanks akileገለ ሰባት እቲ ንስኻ ዝተጋገኻዮ፡ ኣብኦም ከይድገም መምሃሪ ክኾኖም ኢልካ ዝነገርካዮም ተመሊሶም ይስሕቁልካን ይወራዘዩልካን። ስለዚ ምስጢርካ ምዕቃብ የኽብረካ'ዩ።
ቑጽኻ ኣብ እስኺረን አቐምጠልና
👍👍👍ኩሉ ሓቂ ይብዝሓልካ
ኣነ ቀጻል እየ ዝካታተለካ ግን ዳውለት ጌረ እየ ድሰማዓካ ሕደግ ላይክ ገንዘብ ክህበካ እዩ ዝግብኣካ ግን ቀጽሎ ናይ ዘመን ኣጎልገሎትካ ኣምላክ ይባርካ❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow what a nice lesson in our own language Eritrean 🇪🇷 I am proud of you brother 👍🙏👌🇪🇷👍God bless 🙏🇪🇷🇺🇸
There isn't Eritrean language you speak tigrigna that is from Tigray
Ya nay bhaqi brgx👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ፁብቅ ትምርቲ የቀንየልና እዚ ኩሉ ኣብ እስልምና ኣስተምህሮ ኣሎ❤❤❤❤
Enkaa bselam mexaka kbur hawna Aklilu ❤ Btami xbuq Medeb iyu qexlo Ajoka.
ከማኻ ይብዝሑ ብሮ ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ዘረባ ❤❤❤❤❤
Yes it's true gyta ybrek❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ምስጢርኻ ንለባም ሰብ ተነገርኻ ዃ ዝኮድእ ኣይኮነን ክበዝሕ ኸሎ ግን ብጣዕሚ ጎዳኢ እዩ
ትኽክል ሓሳብ እዩ። ✅✅✅✅✅✅
ብሓቂ ጥዕም ምኽሪ ክቡር ሓውይ አምላክ ቅድሳን ምስጥሩ ይግለጽልካ ብዓል ጥዕም ልሳን ምዓረይ 💐
You are correct please you keep it up
❤️🌹🌹thank you kubur hawena
Hkay yes it's true
ማምህር ሕብረተሰቡ መንአሰያት❤❤❤
Yessss
❤Ane kmhar ydeli eye akile hawey
yes is true
Nay bhaqi thanks bro
ኣቤት ሉባና ኣክሊሉ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤ Thanks akile
ንሰብ ሽግርካ ኣካፊልካ ካብ ትረክቦ መክሰብ ዝወርደካ ክሳራ ይበዝሕ ✅✅✅
Akile hawey kulu astemhro ethbena yketateleka eya btami xbuk ab hiwetey buzuh hagizni thunks ❤❤❤
Www tanx more betami abi mekri
ምክሪካ ብጣዕሚ ቀፅለሉ ዝሓወይ
ኣነ ገጢሙኒ
ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ በቲ ዘዕለልካዮም ይሐኻ
Yekenyelna 👏👏👏
Betami des zebel mekri thank you 🎉🎉
I agree with you 💯❤❤Absolutely true
ጽፉፍ ሓበሬታ መምህረይ
The best of best ticher Aklilu god bellss you 10q 🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
ብፍላይ አብ ስዑድያ
Thank you hawey natey
❤...
ሩሑስ ሕዐድሽዐመት ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ❤
Welfi gieruley akelilu hawey meqabe enasankuwo
🙏🙏🙏
Mistrka halu❤!
Nay bahaqi
ቁፅሪ 1 አነ ካብቶም ዝተጎዳእኹላ ነጥቢ እ በሓፈሻ ፅቡቅ መልእኽቲ እዩ።
ክቡር ሓውር ብተቕርቦ ሃናጽን መሃርን ትምህርትኻ ከም ኣነ መንፈሳዊ ኣቦ ብጣዕሚ የስመስግነካ❤ለባም ሰብ ጸውዕ ሰያብ ኣይትጸውዕ❤ከምዝብሃል። ኣብዚ ግዜ "ዚ ናይ ምዕባለ ግዜ ይባሃል እምበር ናይ ጽላለ ግዜ ክንብሎ ውን መግለጺ ቃላት የብለይን😢ብፍላይ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ዓለምና ኣብ ደገ ይኹን ኣብ ውሽጢ ለባም ሰብ ክርከብ ጸቢብ ኢዩ😢❤ናይ ሂወትና ምስጢር ከምኩሉ ወዲኣዳም ዘጋጥሞን ሕቡእ ምስጢር የለን ?ስለዚ ካብ ምስጢርካ ምሕባእ ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም ኢዩ ክሳብ ሞት ከብጻሓካ ይኽእል ኢዩ።1ይ ዓርክኻ ንእግዚኣብሔር ምግባርምስ ናይ ጸሎት ምስጋናን ኣብ ቅድሚኡ ብሓጎስ ይኹን ብሓዘን ብምሉእ ልብኻ ምጽላይን ናብ ቅዱስ ቦታታት ኬድካ ድኻም ስጋኻ ንአፍስኻን ዕረፍቲ ምሃብ❤ምስ ሰባይትኻ|ሰብይኣኪ ወይ ትፈትዎ ሰብ ሽግርካ ምምኻር ጾርካ ምርጋፍን ዝበለጸ ኮይኑ ይስማዓኒ ክብረት ይሃበለይ❤❤❤
ደስ ባሃሊ ነይሩ ንቀፃሊ ግን ቡዙሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘይቀርብ ብዛዕባ ኣቀራርባ መደብ ቪዲዮ ክንሰርሕ ከለና ኣዛራርባናን ተትሰርሐልና ደስ ምበለና
Weldo 👍 keep up
ናተይርኢቶ ከይምዝምዘካ "ትም ሕትም ኢያ መድሃኒታ ወይ ሱቅ ጥዕም''
Mashallah xbkty
Tanks you ❤🙏💯💯💯
Xbuk mgri eyu🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጽብቅ ኣለካ ኣኪለ እዚ ህዝብና ኣዝዩ ሕማቅ እዩ ኣብዘይ ሓዳሩን ዘይምልከቶን ጠብሎቅሎቅ ክፈቱ ማዓት እዩ ዝምልከቶ ጥራይ ክገብር ኣዝዩ እዩ ዝሽገር ግርም ዩ ዝብለካ።
አቀነልና መምህረይ
Wawwwwwww betmi agdstn blxatn mkrn eyn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉 klatn
Thank you brother
ኣገዳሲ ምክሪ ❤
👌
ብሓቂ❤❤❤❤ ክብር ሓውና❤❤❤
👌👏
ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ መምህር ኣኪለብዛዕባ ንውሽጥኻ ምስማዕ ዝብል ድማ እንተተቕርበልናንውሽጥኻ ምስማዕ ክበሃል ሰሚዐ ግን ኣይበርሃለይን
ጽቡቅ ኣለካ ❤🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
እቲ ዝበለጸ ሳልሳይ ኣካል ዘይምቅራብ እቲ ዝበለጸ ባዕልኻ ንባዕልኻ ኢያ"better"
Bahaki lebam..seb🙏🙏🙏🙏
Akile hawey thanks more Bitaemi dess zebil eyu ❤❤❤❤❤❤
👌👌👌👌👌
Nabhaqi xbuq mglexi hbkana Thanks 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️💯👍🌹
Nay bhaki zhawey xbuk tmhrti azyen agedesti eyen❤❤
Medebka btaem mehari ayu petsilo
qexlo
🙏🏽🙏🏽🙏🏽tack
Good job my dear btother Dr. Akililu
Great advice keep up Eritrea is always welcome
Tnk hew❤
Aklil hawey Amlak ybarka mkrka btaemi yfetwo
Tebarek Tebarek Tebarek
Tanqwe agile dementia tenan yehabka
ፅቡቅ ት/ቲ ወስደ አለኹ ሃይልሸይ ቀፅለሉ።
Nay behaqi des zbl mkri wawww
ትክክል አለካ አኪለ ሐወይአነ አበ ጰገም ወዲቀ
👍👍👍👍👍👍
ናይ ብናቂ ቡሉፅ ምኽሪ❤❤❤🎉🎉
ጎበዝ ጀግና ኢካ ዛርከይ ኣርከይ
አብ ባህልናስ ሰብ ጥዑም ሰብ ርጉም ይበሃል ሰብ መድሀኒት እዩ ዉን ዝበሀል ሐባኢ ቁስሉስ ሐባኢ ፈዉሱ ይበሀል ክፉኡን ጽቡቁን መናብርትና እዩ ሽግር ዘይገጥሞ ሰብ ከአ ዘሎ አይመስለንን ካብ ኩፉአት ድማ እቲ ልኡል ፈጣሪ ይሐልወና እምበር ምስ ሰብ ምዝራብስ ዘሎ እዩ it’s not easy.
behaki kedey hasade alo
Thank you bro
❤ ቀፅለሉ ትምህርትካ ብኣግባብ እየ ዝካታተለካ ኩቡር ሓው
Thank you
✅️✅️✅️💯🙏
Wawww wawww wawww tefexeme
Akile hawey Ezgabher Amilak edmen tienan yihabka eka teweledka sikas naybihaki
ወዲ 15 ዓመት ሃይስኩል ክኣቱ ከለኹ ካብ ወላዲተይ ዝረኸብክዎ ምኽሪ ኢዩ። Thank you Akile
_ካብ ብሂለ ኣበው💙_
_ብዙሕ ብምዝራበይ ብዙሕ ተጠዓስኹ ብዘይ ምዝራበይ ግን ሓንቲ መዓልቲ እዃ ተጣዒሰ ኣይፈልጥንየ ቅዱስ ኣርሳንዮስ_
_ፍላስፋ ከኣ ከምዚ በለ ምዝራብ ብሩር እንተኮነ ስቅ ምባል ግን ወርቂ እዩ_
ቃለ ሰናይ በረከተ ኣቦታትና ኣይፍለየና💛👏
ሽግርካን ምስጢርካን ንኣምላኽ ክፈትሓልካ ጸሊ እንበር ሰባት ደኣ ዘይ ከማኻ ድኹማት ፍጥረት እዮም።ኣብ ሰባት ዝምርኮስ ርጉም ይኹን ዝብል ቃል ኣምላኽ ኣሎ።
ናይ በሓቂ ኣገዳስቲ ነጥቢ እየን ፡ነዚኤን ሲ ጽቡቅ ጌርና ደጋጊምና ክንሰምዐን እየ ።
ዋውውው ብጣዓሚ ኣገደስቲ ሓሳባትን ምኽርታትን እየን ኩለን ።
የቀንየልና ናይ ብሓቂ ዓብይ ትምህርቲ እዩ።
ጎይታ መመሊሱ ምስትውዓልን ጥበብን ይሃብካ።
Wawww wonderful powerful I'm proud of you may God bless you abundantly you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ማራ በሳልን መስተወዓልን መምህር ኢኻ
ናይ ብሐቂ ፅቡቆ ዝመክር እንዳ መሰለ ጉድጓድ ኩዕቱ ዝቀብ ረካ ሰብ አሎ
ክብሪ ይግባኣካ ዩ ኣኪለ legend
ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ኣኪለሓወይ ሓገዝካ ኣይፈለየና ምኽርካ ንጽበ ናኣሽቱ ወሎዶ ኣለና።❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቆ ጹቢቅ
ቀፅለሉ
Thanks akile
ገለ ሰባት እቲ ንስኻ ዝተጋገኻዮ፡ ኣብኦም ከይድገም መምሃሪ ክኾኖም ኢልካ ዝነገርካዮም ተመሊሶም ይስሕቁልካን ይወራዘዩልካን። ስለዚ ምስጢርካ ምዕቃብ የኽብረካ'ዩ።
ቑጽኻ ኣብ እስኺረን አቐምጠልና
👍👍👍ኩሉ ሓቂ ይብዝሓልካ
ኣነ ቀጻል እየ ዝካታተለካ ግን ዳውለት ጌረ እየ ድሰማዓካ ሕደግ ላይክ ገንዘብ ክህበካ እዩ ዝግብኣካ ግን ቀጽሎ ናይ ዘመን ኣጎልገሎትካ ኣምላክ ይባርካ❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow what a nice lesson in our own language Eritrean 🇪🇷 I am proud of you brother 👍🙏👌🇪🇷👍God bless 🙏🇪🇷🇺🇸
There isn't Eritrean language you speak tigrigna that is from Tigray
Ya nay bhaqi brgx👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ፁብቅ ትምርቲ የቀንየልና እዚ ኩሉ ኣብ እስልምና ኣስተምህሮ ኣሎ❤❤❤❤
Enkaa bselam mexaka kbur hawna Aklilu ❤ Btami xbuq Medeb iyu qexlo Ajoka.
ከማኻ ይብዝሑ ብሮ ብዘይ ማይ ዝወሓጥ ዘረባ ❤❤❤❤❤
Yes it's true gyta ybrek❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ
ምስጢርኻ ንለባም ሰብ ተነገርኻ ዃ ዝኮድእ ኣይኮነን ክበዝሕ ኸሎ ግን ብጣዕሚ ጎዳኢ እዩ
ትኽክል ሓሳብ እዩ። ✅✅✅✅✅✅
ብሓቂ ጥዕም ምኽሪ ክቡር ሓውይ አምላክ ቅድሳን ምስጥሩ ይግለጽልካ ብዓል ጥዕም ልሳን ምዓረይ 💐
You are correct please you keep it up
❤️🌹🌹thank you kubur hawena
Hkay yes it's true
ማምህር ሕብረተሰቡ መንአሰያት❤❤❤
Yessss
❤Ane kmhar ydeli eye akile hawey
yes is true
Nay bhaqi thanks bro
ኣቤት ሉባና ኣክሊሉ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤ Thanks akile
ንሰብ ሽግርካ ኣካፊልካ ካብ ትረክቦ መክሰብ ዝወርደካ ክሳራ ይበዝሕ ✅✅✅
Akile hawey kulu astemhro ethbena yketateleka eya btami xbuk ab hiwetey buzuh hagizni thunks ❤❤❤
Www tanx more betami abi mekri
ምክሪካ ብጣዕሚ ቀፅለሉ ዝሓወይ
ኣነ ገጢሙኒ
ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ በቲ ዘዕለልካዮም ይሐኻ
Yekenyelna 👏👏👏
Betami des zebel mekri thank you 🎉🎉
I agree with you 💯❤❤
Absolutely true
ጽፉፍ ሓበሬታ መምህረይ
The best of best ticher Aklilu god bellss you 10q 🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
ብፍላይ አብ ስዑድያ
Thank you hawey natey
❤...
ሩሑስ ሕዐድሽዐመት ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ❤
Welfi gieruley akelilu hawey meqabe enasankuwo
🙏🙏🙏
Mistrka halu❤!
Nay bahaqi
ቁፅሪ 1 አነ ካብቶም ዝተጎዳእኹላ ነጥቢ እ በሓፈሻ ፅቡቅ መልእኽቲ እዩ።
ክቡር ሓውር ብተቕርቦ ሃናጽን መሃርን ትምህርትኻ ከም ኣነ መንፈሳዊ ኣቦ ብጣዕሚ የስመስግነካ❤
ለባም ሰብ ጸውዕ ሰያብ ኣይትጸውዕ❤
ከምዝብሃል።
ኣብዚ ግዜ "ዚ ናይ ምዕባለ ግዜ ይባሃል እምበር ናይ ጽላለ ግዜ ክንብሎ ውን መግለጺ ቃላት የብለይን😢
ብፍላይ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ዓለምና ኣብ ደገ ይኹን ኣብ ውሽጢ ለባም ሰብ ክርከብ ጸቢብ ኢዩ😢❤
ናይ ሂወትና ምስጢር ከምኩሉ ወዲኣዳም ዘጋጥሞን ሕቡእ ምስጢር የለን ?
ስለዚ ካብ ምስጢርካ ምሕባእ ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም ኢዩ ክሳብ ሞት ከብጻሓካ ይኽእል ኢዩ።
1ይ ዓርክኻ ንእግዚኣብሔር ምግባር
ምስ ናይ ጸሎት ምስጋናን ኣብ ቅድሚኡ ብሓጎስ ይኹን ብሓዘን ብምሉእ ልብኻ ምጽላይን ናብ ቅዱስ ቦታታት ኬድካ ድኻም ስጋኻ ንአፍስኻን ዕረፍቲ ምሃብ❤
ምስ ሰባይትኻ|ሰብይኣኪ ወይ
ትፈትዎ ሰብ ሽግርካ ምምኻር ጾርካ ምርጋፍን
ዝበለጸ ኮይኑ ይስማዓኒ
ክብረት ይሃበለይ❤❤❤
ደስ ባሃሊ ነይሩ ንቀፃሊ ግን ቡዙሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘይቀርብ ብዛዕባ ኣቀራርባ መደብ ቪዲዮ ክንሰርሕ ከለና ኣዛራርባናን ተትሰርሐልና ደስ ምበለና
Weldo 👍 keep up
ናተይርኢቶ ከይምዝምዘካ "ትም ሕትም ኢያ መድሃኒታ ወይ ሱቅ ጥዕም''
Mashallah xbkty
Tanks you ❤🙏💯💯💯
Xbuk mgri eyu🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጽብቅ ኣለካ ኣኪለ እዚ ህዝብና ኣዝዩ ሕማቅ እዩ ኣብዘይ ሓዳሩን ዘይምልከቶን ጠብሎቅሎቅ ክፈቱ ማዓት እዩ ዝምልከቶ ጥራይ ክገብር ኣዝዩ እዩ ዝሽገር ግርም ዩ ዝብለካ።
አቀነልና መምህረይ
Wawwwwwww betmi agdstn blxatn mkrn eyn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉 klatn
Thank you brother
ኣገዳሲ ምክሪ ❤
👌
ብሓቂ❤❤❤❤ ክብር ሓውና❤❤❤
👌👏
ብጣዕሚ የ ዘድንቐካ መምህር ኣኪለ
ብዛዕባ ንውሽጥኻ ምስማዕ ዝብል
ድማ እንተተቕርበልና
ንውሽጥኻ ምስማዕ ክበሃል ሰሚዐ ግን ኣይበርሃለይን
ጽቡቅ ኣለካ ❤🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
እቲ ዝበለጸ ሳልሳይ ኣካል ዘይምቅራብ እቲ ዝበለጸ ባዕልኻ ንባዕልኻ ኢያ"better"
Bahaki lebam..seb🙏🙏🙏🙏
Akile hawey thanks more
Bitaemi dess zebil eyu ❤❤❤❤❤❤
👌👌👌👌👌
Nabhaqi xbuq mglexi hbkana Thanks 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️💯👍🌹
Nay bhaki zhawey xbuk tmhrti azyen agedesti eyen❤❤
Medebka btaem mehari ayu petsilo
qexlo
🙏🏽🙏🏽🙏🏽tack
Good job my dear btother Dr. Akililu
Great advice keep up Eritrea is always welcome
Tnk hew❤
Aklil hawey Amlak ybarka mkrka btaemi yfetwo
Tebarek Tebarek Tebarek
Tanqwe agile dementia tenan yehabka
ፅቡቅ ት/ቲ ወስደ አለኹ ሃይልሸይ ቀፅለሉ።
Nay behaqi des zbl mkri wawww
ትክክል አለካ አኪለ ሐወይ
አነ አበ ጰገም ወዲቀ