የቀንየለይ ኣቢየይ ንዓኪለ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ዝሓፍተይ ገዛ እንዳዓረብ ኮይን ናይ ድቃስ ሰዓትኪ ሰዊእኪ ነሕዋተይ ከምህር እዩ ኢልኪ ናብዚ ዘቅረብክለይ ብልቢ የመስግን ኣይዞና ዘነሕዋተይ♥️♥️♥️♥️♥️ኣብ ኮመንት ምክርክን ዝለገስክናለይ ኣሕዋተይ ከዓ ብልቢ የመስግን ደቅነይ♥️♥️♥️♥️
ብጣዕሚ ጐበዝ ኢኪ ሞር ኣብቲ ገዛ ምስራሕኪ ካብኡ ንኣፍቃሪኪ ዘለኪ እምነት ቃፅልሉ ካብኡ ከዓ ኣብቲ ምክድዳን ፀገም የብሉይ 500,300ሂብኪ ደስ ዝበለኪ ወፂእኪ ትገዝኢ ኣብ ገዛኪ ስራሕኪ ምስ ወዳእኪ ተከዳዲንኪ ዕርፍ ኢልኪ ትዛናግዒ ትክእሊ ኢኪ ካብኡ ማራ ዘሐመኪ ተኮይኑ ዓዲ ምካድ ማይ ፀሎት ክሕፀብ በልዮ ኢኪ ንኤፍቃሪኪ ሕክምና ዘድልዮ ኣይኮነን ኢልኪ ኣመክንይሉ ብዝተረፈ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ መዓረይ
@@የንጉስክርስቶስልጅነኝእሺኒ ጋልነይ ብልቢ የቀንየለይ ክብረተይ
ዋዉዉ ብጣዕሚ ገበዝ እኺ ዛሓፍተይ ማርያምን መግለፂ ስእነልኺ ብዛ ዘለኽያ ቀፅሊ ማዓረይ:: እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኺ ኣሜን❤❤
ብጣዕሚ እኪ ጅጋና ቃለት የብለይን❤❤ ምሕረት ይውረደልኪ ከዓ❤
ማዓረይ መዋፅእቲ ይፍጠረሉ👏
ብሓቂ ጅግና ሓፍትና እና ኹለ ዘበለ ሰሚዖዮ እየ ኣነ ብወገነይ ብታ ሒዝኽያ ዘለኺ መንገዲ ንክትጓዓዚይ ፈጣሪ ይሓግዝኺ ኣሜን 💝❤🖇✍️
ብሓቂ ጅግና ኢኺ እግዚአብሔር ድማ ሓጊዙኪ እንኳዕ ደስ በለኪ ንኣፍቃሪኺ እውን ተፀበይዮ ከምቀደምኪ ኣበርቲዕኺ ፆሎት ግበሪ ክትፅበይዮ ከለኺ ግን ንኹሉ ድልውቲ ኩኒ ሰብ ብዙሕ እዩ ዓይነቱ:: ኣነ 7ተ ዓመት ዝኣመንክዎ ኣፍቃርየይ ብዙሕ ሰብ ኣየድልየክን ሕማቕ ሰብ እዩ እናበለኒ ፀማም እዝኒ ሂበዮ ቀጥ ኢለ ኣብ ሓንቲ ገዛ ይሰርሕ ነይረ ብስረሐይ ዕውቲ እየ ኣምላኽ ይመስገን እቲ ዝደልዮ እውን ዳርጋ ኣሳኺዐ እየ ንሱ ግን ልበይ ሰይሩኒ 💔😢 ክጠልመኒ ኢለ ዘይሓሰብኩ ግዲ ፀኒሐ ቡዙሕ ተጎዲአ ስለዚ ኣምላኽኪ ኣሚንኪ ንኹሉ ድልውቲ ኩኒ 🙏
ኣጆኪ ዝያዳይ ናተይ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኪ ዝሓዘልኪ ይህሉ ፅርይተይ ዓቅሊ ጥራሕ
ፅብቅ አለኺ ንስብ ምእማን ኣይድልን ንኩሉ ድልውት ምኮን ፅብቅ እዩ🙏
ኣጆኪ ካብኡ ዝበለፀ ስለ ዝግበአኪ እዩ እግዚአብሔር ካባኪ ኣርሒቅልኪ ማዓረይ😢🥺 ኣነ ከዓ እሺ ንኩሉ ድልውቲ ክከውን እየ ግን ብጣዕሚ እዩ ኣቸጋሪ ናይዞም ኣወዳት ነገር😭
ጅግና ዛሓፍተይ አሰይ ደሞ አብ ቀልክደንኪ ፅንዒ ከይትጠልምዮ አብ ፀለመት እንከሎ ከይት ጠልምዮ እግዚአብሔር መወፅእቲ ይፍጠረሉ ❤❤❤
ኣይዘኪ እግዚአብሔር ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረሉ ንዓኪ እውን ምሕረት የውርደልኪ ኣይዘኪ ፀሎት ግበሪ ደስ ዝበለኪ ክዳን ተከደኒ ዋላ ኣብ ዓዲ ዓረብ ከይንኪ ምግብኪ እንጀራ ገዚእኪ ፀብሕኪ ሰሪሕኪ ዘና በሊ መዝሙርኪ እናሰማዕኪ
እመ ብርሃን ሕማምኪ ትፎውሰልኪ ማዓረይ ኣጆኪ ፀሎት ኣይተቋርፂ ጥራሕ🤲
ኣጀኽ እዛ ሓፍተይ እግዛበሀር ኣምላ ይሓግዝኽ ፅንዕ በልኡሱለ ሞዋፆኦ ይፍጠረሉ ፈጣር ኣምላክ ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አቢተይ መቀረት ክፈትወኪ ማዓት እየ❤❤❤❤
ዋይ ታይ ድኪ ትሰርሒ😮 እዝኩሉ እግዚአብሔር ይባርኸልኪ
ብሓቂ ጅግና ሓፍተይ ካምኪ ይግበርና ኩለና ተፀቦዮ ፈጣሪ ኣየሕፍሪ ማዓረይ ፈጣሪ ዝጎብሮ እዩ ዝዓቢይ ፈጣሪ ይሓግዝኪ❤❤❤❤ምቅርተይ
ዋው ጠንካራ ኢኪ ሓፍተይ ስባኣይኪ እውን እመንኒ ከም ዝፈረድዎ ኣይቅመጥን ምክንያቱ ኣነ ዝፈለጦም ቤተሰብ ንብዙሕ ዓመት ዝተፈረዶም ፍርዶም ከይወድኡ እዮም ዝሰድዎም ከይትጠልምዮ ጭራሽ ከም ፍርዱ ኣየቀምጥዎን ኣብ እምነትኪ ፀኒዕኪ ተፀበዮ ኣብ ቀረባ ግዜ ክወፀአልኪ ይምነ ሕማቅ ዘረባ ናይ ሰብ ሓደራኪ ከይትሰምዒ ኣምላክ መዋፆኦ ይፍጠረሉ 🙏❤
ኣጆኪ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ንሰባኣይኪ እውን መወፃፅኢ ይፍጠረሉ ❤❤❤❤❤ዓዲ ከይትከዲ ኣጆኪ ናይስብ ዘረባ ኣይትስምዒ❤❤❤
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጠንካራ ኢኪ 6 ዓመት ኣሕሊፈስ መሬት ጥራሕ እና ኣብ እምነትኪ ፅንዒ ዝሓፍተይ ናሰብ ኣይትገደስሉ ፍቅሪ መስዋእቲ ምክፋል እዩ።❤❤❤❤❤
ተዓዲላ እግዚአብሔር ኣምላክ መወዳእታኣ የፀብቀላ ሓሳባት ልባ የስምረል ክብርቲ ሓፍትናለና ደስ ክብል ምክርኪ❤❤❤❤
❤❤❤❤እግዚአብሔር ኣሚንኪ ተፀበዮ ዝሓፍተይ ደሓር ከኣ ኣይትጥለምዮ እንበር ንሱ ምስ ወፀ ተጠለመኪ ንባዕሉ ኣይበል ሰብ ልዘረኦ ዩ ዝዓፅድ ሕጂ ዉን እግዚአብሔር ኣሚንኪ ተፀበዮ ዝሓፍተይ❤
ኣጀኪ ማሚየይ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ኩሉ ኣምላክ ምስ ፍቅረኛኪ ዉን ብሰላም የራክብኪ ደሞ ጥዕናኪ ዉን ምሕረት የወረደልኪ👏👏👏👏
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ፀሎት ግበሪ
ኣጆኪ ክብረተይ ልሓዉና መወፃእቲ ይፈጠረሉ ልእመብርሃ ኣፅኒዕኪ ለምንያ ተፃዉሮ ዓቅሊ ትዕግስቲ ክትህበኪ ንሓዉናዉን እግዚአብሔር ሞጎስ ሂዉ ከዉፆኦ እዩ❤❤
ጠንካራ ዛሓፈተይ ፆሎት ኣይትቆረፂ ተቨፀቦዮ ዛምበይተይ❤❤❤
ብሓቂ ጅግና ኢኪ ዛሓፍተይ ግን ኣፍቃርኪ ግን ሰባት ምኮና ስለ ዘተርፍ ብናሰብ ዘረባ ክንዕንቀፍ ስለ ንክእል ብሙሉእ ልብኪ ኣሚንኪ ትትፅበዮ ምእንታን ስባኤ ኣቲኪ ጠይቂ ክምቲ ዝሰማዕክዎ ተኮይኑ ኣመንፈሳዊ ሂወትኪ ጎበዝ ኢኪሞ እግዛቢሄር ኣምላክ ጠይቅዮ ማዓረይ❤❤
እሺ ክብረተይ 😢
ኣሰይ ጅግና ሓፍተይ ኣጆኪ ዓቅሊ ግበሪ ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪ ክፍተሐልኪ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቢየ ኣቃራርኪ❤ ክፅብቅ
ብሓቂ ጅግና ኢኺ እግዚኣብሔር ድማ ምሕረት የውርደልኪ ኣብ እምነትኺ ድማ ፅንዒ ❤❤❤
በቲ ሒዝክዮ ዘለኺ ጠንክሪ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ፊጣሪ ንመን ኢልዎ ❤
ኣጀኪ ጅግና ኢኪ ወለላይ
ብሓቂ ጅግና ጓል ሂዋን ❤ደሞ ኣጆኪ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ብዓቅሊ ሐዚውን ተፀበይዮ ን እግዚአብሔር ዝስኣኖ የለን ኣብ ቀረባ ግዜ ውን ክወፅእ ይክእል እዩ 😍
እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ኹሉ ሕማምኪ ይፈውስኪ ዝያዳይ ኣጆኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኹሉ ግዘ ንጹቡቅኺ እዩ ዝሰርሕ እና ብጸሎት ለምንዮ ኣብ ቃረባ ግዘ ክፍተሐልኪ እዩ እና ሓደ ሓደ ሰባት ኢኒአና ከኣስ ካብ የማን ናብ ጸጋም ንወሥድ እባ ንምንታይ እዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለለዋ
እሺ ክብረተይ😢♥️
ዋዉ ጀግና እኪ ብዘኪዩ ቀፅልዮ ማዓረይ ኣቢተይ ኣቀራርባኪ ብጣዕሚ ጎቦዝ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ❤ ወለላይ ኩሉ ግዜ እየ ዝከትተለኪ ቡዙሕ እና ንመሃር እና ቀፅልሉ ኣጀካ በልዮ ማዓረይ ተፀበይኬይትጠልምዮ ዝሓፍተይ❤ኣምላክ ይሓግዝኪ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ኣይዛካ ማዓርይ❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣነለ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ ኣቤዋይ ማዓረይ ማዓልታዊ እየ ልከታተለኪ💜🫶🏾
ብጣዕሚ ገብዝ እኺ ንፍቅረኛኺ ዋላ አብ ዓዲ ከይንኽ ትፅበዮ ትክእል እኺ እንድሕር ዘሐመኺ ከይኑ ሓንቲ ዓመት እዩ ዝተረፈኺ ዘሎ✋
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ እዩ እና ሓፍትታ ኣጆኪ ተስፋ ኣይትቁረፂ ሰብ ዓቅሚ የብሉይ እቱ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ለምንዩ ኩሉ ንኣምላክ ቀሊል እዩ ፀሎት ኣዘውትሪ ብዛዓባ ነብስኪ ጥራይ ዘይኮንኪ ትፅልዪ ብዛዕባ ተኣፍቃሪክውን ብዝከኣልክዩ ልኣምላክኪ ለምኒ መፍትሒ ካብ ኣምላክ ስለ ዝኮነ ንሓውናውን መወፃፅኦ ይፍጠረሉ ካልኣይ ከዓ ንስኪ ኣብ መንጎ ካብ ትቅርቀሪ ብግልፂ ምስኡ ኣዋግዑ ንዘጨንቀኪ ሓሳብ ኩሉ ቀስ በቀስ መፍትሒ ትረክብሉ ኢኪ ይብለኪ
አጆኪ ዚያድይ ዝብዘሕ ኢኪ ትፀቢኪ እና ትፀበይዮ 🙏🙏🙏🙏✌️✌️
ኣጆኪ ዘፍቅረኪ ተኮይኑ ግን ተፀበይዮ ናሱዑዲ የስግኡ እዮም ኣስ ዘፍቅሮ ብማዕ ከይተራኸበና ተሰዊኡ
በሓቂ ጅግና ሓፍተይ መዓረይ የቀንየልና ❤❤❤❤❤
ጅግና ኢኪ ዘሓፍተይ አብ ቃልኪ ፅንዒ ፈጣሪ ብሰላም የራክብኩም❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና
ኣቢየ ንቸናልኪ ጋሸ እየ ግን ብጣዓሚ ተመሲጠ ዳርጋ ከሉ ሰሚዐይ ፅበቅ መደባት እዩ ኣጀኪ በርትዕኪ ቀፅልሉ 👍❤
አብተይ መቀረት ጥዕም አቃራርባኪ ቀፅልሉ🥰
ጠንካራ ጓል ብሓቂ
ለይበሊ ችግር የለን ኹሉ ናይ ኣምላክ ተፀበይዮ ዛ ሓፍተይ ፈጣሪ መጨረሻኪ የፀብቀልኪ ክብረተይ ናተይ ጥዕናኪ ግን ተከታተሊ ዋላ ኣብዚ ዓዲ ደሞ የቀንየልና መዓረይ❤❤❤
ኮመንቲ እኳ ፂሒፈ ኣይፈልጥን ግን ናትኪ ደስ ኢሉኒ እየ ሰሚዐዮ ቀፂለ ክብለኪ ዝደሊ እምነት ልዕሊ ማንም እዩ እሞ ተስፋ ጌርኪ ተፀበይዮ ዓስብኪ ደሞ ካብ እግዚአብሔር እዩ ዛምቤተይ ምሕረት ደሞ የውረደልኪ ፈጣሪ ሓሳብ ልብኪ ይፈፅመልኪ🙏💙
እሽኒ ፍትውተይ የቀንየለይ❤❤❤
እዋይ ጅግንነት😮😮😮😮😮
ኣብየይ ቃፅልሉ ለባመይ❤
ናይ ዛጋል ስልኪ እባ ሃይ በላኒ
ናይመን?
😘😘😘😘😘ብሓቂ ንመሰገንኪ መዓረይ😘😘😘😘😘
አቲ ንፍዕቲ መርአያ ደቂ አንስትዮ እኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
ኣጆኺ ዝሓፍተይ እዚ ሰብ እዚ ከይትገድፍዮ ሰብማ ልበልዖ እምበር ልዛረቦ ኣይስእንን እና ስለሰብ ብዘይ ኣገድስ
ይመልአልኪ እምበይ ብፍላይ ኣናእሽተይ ዝማፃ ዘለዋ ኣብ ክዳን ኣብ ዘይረብሕ እየን ዘጥፋኦኦ ይበዝሓ እሞ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኺ ንቲ ሓውና እውን መዋፅኦ ይፍጠረሉ እትራኸብሉ ማዓልቲ የሕፅረልኹም❤🙏
ኣጀኪ ትፀበዮ
❤
yes ❤🎉❤🎉
ኣብ ሂወት ልኸበደ ነገር እንተሃልዩ ምጽባይ እዩ እሞ ካዓ ኣብ ስደት ኮይንካ ግና ኣጆኺ ከምቲ ጠንካራ ዘለክያ ቀጽሊ መን ይፈልጥ ጽባሕ ዝፍጠር ፈጣሪ ፈረ ትኩሉ ትጽቢትክን ዓቅልኽን ፍቅርክን ጻምኡ ውሑድ ኣይክኸውንን እዩ ድሕሪ ፈተና ዘሎ ዓወት ክተስተማቅሪ ኢኺ ኣጆኪ ማዓረይ ፈጣሪ ሓይሊ ጽንዓት እምነት ኣብ ልብኪ የብዛሓልኪ። ኩሉ ዝክእል እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ'ሞ ፍርዱ ኣቅሊሉ መዋጸኦ ይፍጠረሉ ፈጣሪ ዝገብሮ ይዓቢ'ሞ ኣብኡ ዳኣ ተወከሲ ማዓረይ ንሕማምኪ ድማ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ከምቲ ተፍቅርዮ ብምሉእ ጥዕና ሰላም መታን ክትጸንዕዮ ድማ ቅድሚያ ጥዕናኪ ተኸናኸኒ እንተ ሓሚምኪ ጥዕና ተዘይሃልዩኪ ምግቢ ኣብ ሳዓቱ ተዘይበሊዕክማ ይትረፍ ንዕኡ ንባዕልኪ እኳ ከመይ ከይርኪ ትክእልዮ እና ኣጆኪ 💙🙏
ዋውውው 100%❤❤❤
🎉🎉🎉
❤❤❤❤ ካፍቲ ዛንታ እቲ ትህብዮ መልሲ የ ተመሲጠ ዘዳምፆ ልክዕ ኣፍቲ ልበይ ለሎ ኽኣ ቶግ ተብልለይ ኣቤ ሓፍትና❤❤❤ ሓፍትና ውን ብሓቂ ጠንካራ ኢኺ❤
👌👌👌👌👌👌👌
ብሓቂ ቆንጆ ግን ከምዛ ዘለኾያ ቀፅልላ
ንሰኪ መሕርት ይውረደልኪ ኣቃርኪ ካዓ ብሰላም ይውፆኦ ብወገነይ ክስብ ፈረዲ ክውዳኣ ትፅብይ ሰብ ኣይትስዕ ታሰፈ ኣየትቁረፅይብል ይደልይ እንተ ከአልክኪ ምሕካማ ፅብቁ እዮ ብዝተረፈ ይቀነይለይ ኣምላካ እዚ ስደተ ኣብቅዕና ዓደና ሙሉእ ሰላም ይውርደለና🤲🙏🙏🙏😢💔
ንፍዕቲ ሓፍትና ዕድመ የሃብኪ ፈጣሪ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ እና ሳብስክብራይብ ለ ግበሩይ ተጋርዋይ ንተሓጋገዝ
ኣነስ ግርም እዩ ዝብለኒ የውሃንስ ፋስጋ ክደን ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ግን ጥረሐይ ይፀንሕ ቅርሸይ ሰዲደዮ ድሓር ይናደድ ይበኪ ተጨኒቀ ይውዕል በቃ ምካን ይኣብየኒ
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ልመጀመርያ ጊዘ እየ ዘቅረብክዮ ዝሰምዕ ዘለኩ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ኣቢየይ😘❤
ኣሰይይ ጀግና ሳምሪተይይ
❤❤❤❤❤❤
ተፀበዮ❤ስራሓኪ ናሰራሓኩ❤💘
ብሓቂ ጅግና ኣድንቀኪ ኣጆኪ ካዓ እግዚኣብሔር ይፈልጥ❤❤❤
ብጣዕሚ ጅግና ጠንካራን ጓል ኢኺ ደሞ ኣይዞኺ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ ፀሎት ግበርሉ ክፍታሕ ንስኺ ለ ስደትኪ የሕፅረልኪ/ና እንተ ምኽዳን ምርጋፅሞ ዕድመ ን ሺኤን 😢 ብዓብዩ ኣቢየይ ገሊፅክዮ ኢኺ😊❤
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
ትፀበይዮ ክወፅእ ይኡ❤❤❤🎉🎉
Abea haftey anewun alen mkiriki ena mikiri ahwatey ktemakirani ydeli aleku ab ketsali keythalfni🥰🥰🥰🙏
@mlaetdesta85 ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያwww.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mEmDc3NkI6&_r=1
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕቶ ዝኮነትለይ ስለምንታይ ዓዲ ክትከዲ ዘየፍቅድ ?
አጀኪ አብ ፅለት ግበሪ ጠንካራ እኪ ሰባየ እተው ካብኡ እውን ቅልል ክብለኪ እዩ ምሰ አባት ነብሲኪ ተልዮምኪ ተማክርዮም አጀኪ ናይ ሰብ ከትሰምዒ ንሰኪ ከትጠልምዮ ዘሓፈተይ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌👌
❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘👌👌👌
❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤🥰🥰
ኣብ ሓፍተይ ብምክርኪ ብጣዕሚ እየ ዝደንቀኪ እና ብምንታይ ክረክበኪ ይክኣለል ማለተይ ብዉሺጢ እየ ክረከብኪ ድልየ ብጂኪ ከይትሓልፍኒ ሓደራ
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያwww.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mEmDc3NkI6&_r=1
🎉🎉🎉🎉😢
Amen((3))❤
Tselot emebetachn ayfeleyki behak tenkara eki demo ajoki tesfalewom kwetse eyu wetseu behade koynkum dagma abzi metseki ktekrbi tesfa ygebri egziabher amlak yhazi manm ayehafrn
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
❤🎉🎉🎉
ሓፍተይ ክፍታሕ ለ ይክእል እዩ ቅድምኡ ትዕግስቲ ግበሪ
❤❤❤❤❤👌👌👌
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተፀበዮ 😢😢😢
ቃዳማይቲ ባዕለይ
ayzoki fetari zgobro yabi keltifu kwesa ykal ayu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሰላምኪ ይብዛሕ ዛሓፍተይ ሓደ ነገር ክነግረኪ ሓደ ወዲ ዘዕለለኒ ኣፍቃሪት ነይራቶ ንሱ ኣብ ንብረት እዩ ዝሰርሕ ካብኡ ተትሒዙ ኣዕርክቱ ን10ተ ዓመት ተፈሪድዎ ኢሎም ነጊረምዋ ሰባት ካኣ መኣዝ ክመጨኪዋ ካሊእኪ ሓዚ ናብሉ ኣራሲነምዋ ንሳ ውን ካልእ ሒዛ ካብኡ ዙኣፍቃሪኣ ዓመትን ፈረቃን ምስ ገበረ ተፈቲሑስ ካልእ ሒዛ ጨኒሓቶ ኣብ ክውን ታሞ ክብል ምንም ዓይበላን እቲ ዝሓዘቶ ስብኣይ ካኣ ምስ ጠነሰት ናብ ቃደመዋይ አፍቃሪኪ ኪዲ ኢሉ ገዲፍዋ ሐዚ ካብ ኩሎም ተሪፋ
ብሓቂ ማሃሪት ዛንታ የቀንየለይ ክብረተይ❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉👏👏👏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ጋሻ እዩ ልገዛክይ🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍👍👍
የቀንየለይ ኣቢየይ ንዓኪለ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ዝሓፍተይ ገዛ እንዳዓረብ ኮይን ናይ ድቃስ ሰዓትኪ ሰዊእኪ ነሕዋተይ ከምህር እዩ ኢልኪ ናብዚ ዘቅረብክለይ ብልቢ የመስግን ኣይዞና ዘነሕዋተይ♥️♥️♥️♥️♥️ኣብ ኮመንት ምክርክን ዝለገስክናለይ ኣሕዋተይ ከዓ ብልቢ የመስግን ደቅነይ♥️♥️♥️♥️
ብጣዕሚ ጐበዝ ኢኪ ሞር ኣብቲ ገዛ ምስራሕኪ ካብኡ ንኣፍቃሪኪ ዘለኪ እምነት ቃፅልሉ ካብኡ ከዓ ኣብቲ ምክድዳን ፀገም የብሉይ 500,300ሂብኪ ደስ ዝበለኪ ወፂእኪ ትገዝኢ ኣብ ገዛኪ ስራሕኪ ምስ ወዳእኪ ተከዳዲንኪ ዕርፍ ኢልኪ ትዛናግዒ ትክእሊ ኢኪ ካብኡ ማራ ዘሐመኪ ተኮይኑ ዓዲ ምካድ ማይ ፀሎት ክሕፀብ በልዮ ኢኪ ንኤፍቃሪኪ ሕክምና ዘድልዮ ኣይኮነን ኢልኪ ኣመክንይሉ ብዝተረፈ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ መዓረይ
@@የንጉስክርስቶስልጅነኝእሺኒ ጋልነይ ብልቢ የቀንየለይ ክብረተይ
ዋዉዉ ብጣዕሚ ገበዝ እኺ ዛሓፍተይ ማርያምን መግለፂ ስእነልኺ ብዛ ዘለኽያ ቀፅሊ ማዓረይ:: እግዛኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኺ ኣሜን❤❤
ብጣዕሚ እኪ ጅጋና ቃለት የብለይን❤❤ ምሕረት ይውረደልኪ ከዓ❤
ማዓረይ መዋፅእቲ ይፍጠረሉ👏
ብሓቂ ጅግና ሓፍትና እና ኹለ ዘበለ ሰሚዖዮ እየ ኣነ ብወገነይ ብታ ሒዝኽያ ዘለኺ መንገዲ ንክትጓዓዚይ ፈጣሪ ይሓግዝኺ ኣሜን 💝❤🖇✍️
ብሓቂ ጅግና ኢኺ እግዚአብሔር ድማ ሓጊዙኪ እንኳዕ ደስ በለኪ
ንኣፍቃሪኺ እውን ተፀበይዮ ከምቀደምኪ ኣበርቲዕኺ ፆሎት ግበሪ
ክትፅበይዮ ከለኺ ግን ንኹሉ ድልውቲ ኩኒ ሰብ ብዙሕ እዩ ዓይነቱ::
ኣነ 7ተ ዓመት ዝኣመንክዎ ኣፍቃርየይ ብዙሕ ሰብ ኣየድልየክን ሕማቕ ሰብ እዩ እናበለኒ ፀማም እዝኒ ሂበዮ ቀጥ ኢለ ኣብ ሓንቲ ገዛ ይሰርሕ ነይረ ብስረሐይ ዕውቲ እየ ኣምላኽ ይመስገን እቲ ዝደልዮ እውን ዳርጋ ኣሳኺዐ እየ
ንሱ ግን ልበይ ሰይሩኒ 💔😢
ክጠልመኒ ኢለ ዘይሓሰብኩ ግዲ ፀኒሐ ቡዙሕ ተጎዲአ ስለዚ ኣምላኽኪ ኣሚንኪ ንኹሉ ድልውቲ ኩኒ 🙏
ኣጆኪ ዝያዳይ ናተይ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኪ ዝሓዘልኪ ይህሉ ፅርይተይ ዓቅሊ ጥራሕ
ፅብቅ አለኺ ንስብ ምእማን ኣይድልን ንኩሉ ድልውት ምኮን ፅብቅ እዩ🙏
ኣጆኪ ካብኡ ዝበለፀ ስለ ዝግበአኪ እዩ እግዚአብሔር ካባኪ ኣርሒቅልኪ ማዓረይ😢🥺 ኣነ ከዓ እሺ ንኩሉ ድልውቲ ክከውን እየ ግን ብጣዕሚ እዩ ኣቸጋሪ ናይዞም ኣወዳት ነገር😭
ጅግና ዛሓፍተይ አሰይ ደሞ አብ ቀልክደንኪ ፅንዒ ከይትጠልምዮ አብ ፀለመት እንከሎ ከይት ጠልምዮ እግዚአብሔር መወፅእቲ ይፍጠረሉ ❤❤❤
ኣይዘኪ እግዚአብሔር ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረሉ ንዓኪ እውን ምሕረት የውርደልኪ ኣይዘኪ ፀሎት ግበሪ ደስ ዝበለኪ ክዳን ተከደኒ ዋላ ኣብ ዓዲ ዓረብ ከይንኪ ምግብኪ እንጀራ ገዚእኪ ፀብሕኪ ሰሪሕኪ ዘና በሊ መዝሙርኪ እናሰማዕኪ
እመ ብርሃን ሕማምኪ ትፎውሰልኪ ማዓረይ ኣጆኪ ፀሎት ኣይተቋርፂ ጥራሕ🤲
ኣጀኽ እዛ ሓፍተይ እግዛበሀር ኣምላ ይሓግዝኽ ፅንዕ በልኡሱለ ሞዋፆኦ ይፍጠረሉ ፈጣር ኣምላክ ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አቢተይ መቀረት ክፈትወኪ ማዓት እየ❤❤❤❤
ዋይ ታይ ድኪ ትሰርሒ😮 እዝኩሉ እግዚአብሔር ይባርኸልኪ
ብሓቂ ጅግና ሓፍተይ ካምኪ ይግበርና ኩለና ተፀቦዮ ፈጣሪ ኣየሕፍሪ ማዓረይ ፈጣሪ ዝጎብሮ እዩ ዝዓቢይ ፈጣሪ ይሓግዝኪ❤❤❤❤ምቅርተይ
ዋው ጠንካራ ኢኪ ሓፍተይ ስባኣይኪ እውን እመንኒ ከም ዝፈረድዎ ኣይቅመጥን ምክንያቱ ኣነ ዝፈለጦም ቤተሰብ ንብዙሕ ዓመት ዝተፈረዶም ፍርዶም ከይወድኡ እዮም ዝሰድዎም ከይትጠልምዮ ጭራሽ ከም ፍርዱ ኣየቀምጥዎን ኣብ እምነትኪ ፀኒዕኪ ተፀበዮ ኣብ ቀረባ ግዜ ክወፀአልኪ ይምነ ሕማቅ ዘረባ ናይ ሰብ ሓደራኪ ከይትሰምዒ ኣምላክ መዋፆኦ ይፍጠረሉ 🙏❤
ኣጆኪ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ንሰባኣይኪ እውን መወፃፅኢ ይፍጠረሉ ❤❤❤❤❤ዓዲ ከይትከዲ ኣጆኪ ናይስብ ዘረባ ኣይትስምዒ❤❤❤
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጠንካራ ኢኪ 6 ዓመት ኣሕሊፈስ መሬት ጥራሕ እና ኣብ እምነትኪ ፅንዒ ዝሓፍተይ ናሰብ ኣይትገደስሉ ፍቅሪ መስዋእቲ ምክፋል እዩ።❤❤❤❤❤
ተዓዲላ እግዚአብሔር ኣምላክ መወዳእታኣ የፀብቀላ ሓሳባት ልባ የስምረል ክብርቲ ሓፍትናለና ደስ ክብል ምክርኪ❤❤❤❤
❤❤❤❤እግዚአብሔር ኣሚንኪ ተፀበዮ ዝሓፍተይ ደሓር ከኣ ኣይትጥለምዮ እንበር ንሱ ምስ ወፀ ተጠለመኪ ንባዕሉ ኣይበል ሰብ ልዘረኦ ዩ ዝዓፅድ ሕጂ ዉን እግዚአብሔር ኣሚንኪ ተፀበዮ ዝሓፍተይ❤
ኣጀኪ ማሚየይ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ኩሉ ኣምላክ ምስ ፍቅረኛኪ ዉን ብሰላም የራክብኪ ደሞ ጥዕናኪ ዉን ምሕረት የወረደልኪ👏👏👏👏
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ፀሎት ግበሪ
ኣጆኪ ክብረተይ ልሓዉና መወፃእቲ ይፈጠረሉ ልእመብርሃ ኣፅኒዕኪ ለምንያ ተፃዉሮ ዓቅሊ ትዕግስቲ ክትህበኪ ንሓዉናዉን እግዚአብሔር ሞጎስ ሂዉ ከዉፆኦ እዩ❤❤
ጠንካራ ዛሓፈተይ ፆሎት ኣይትቆረፂ ተቨፀቦዮ ዛምበይተይ❤❤❤
ብሓቂ ጅግና ኢኪ ዛሓፍተይ ግን ኣፍቃርኪ ግን ሰባት ምኮና ስለ ዘተርፍ ብናሰብ ዘረባ ክንዕንቀፍ ስለ ንክእል ብሙሉእ ልብኪ ኣሚንኪ ትትፅበዮ ምእንታን ስባኤ ኣቲኪ ጠይቂ ክምቲ ዝሰማዕክዎ ተኮይኑ ኣመንፈሳዊ ሂወትኪ ጎበዝ ኢኪሞ እግዛቢሄር ኣምላክ ጠይቅዮ ማዓረይ❤❤
እሺ ክብረተይ 😢
ኣሰይ ጅግና ሓፍተይ ኣጆኪ ዓቅሊ ግበሪ ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪ ክፍተሐልኪ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቢየ ኣቃራርኪ❤ ክፅብቅ
ብሓቂ ጅግና ኢኺ እግዚኣብሔር ድማ ምሕረት የውርደልኪ ኣብ እምነትኺ ድማ ፅንዒ ❤❤❤
በቲ ሒዝክዮ ዘለኺ ጠንክሪ ዝሓፍተይ ኣጆኺ ፊጣሪ ንመን ኢልዎ ❤
ኣጀኪ ጅግና ኢኪ ወለላይ
ብሓቂ ጅግና ጓል ሂዋን ❤ደሞ ኣጆኪ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ብዓቅሊ ሐዚውን ተፀበይዮ ን እግዚአብሔር ዝስኣኖ የለን ኣብ ቀረባ ግዜ ውን ክወፅእ ይክእል እዩ 😍
እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ኹሉ ሕማምኪ ይፈውስኪ ዝያዳይ ኣጆኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኹሉ ግዘ ንጹቡቅኺ እዩ ዝሰርሕ እና ብጸሎት ለምንዮ ኣብ ቃረባ ግዘ ክፍተሐልኪ እዩ እና ሓደ ሓደ ሰባት ኢኒአና ከኣስ ካብ የማን ናብ ጸጋም ንወሥድ እባ ንምንታይ እዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለለዋ
እሺ ክብረተይ😢♥️
ዋዉ ጀግና እኪ ብዘኪዩ ቀፅልዮ ማዓረይ ኣቢተይ ኣቀራርባኪ ብጣዕሚ ጎቦዝ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ❤ ወለላይ ኩሉ ግዜ እየ ዝከትተለኪ ቡዙሕ እና ንመሃር እና ቀፅልሉ ኣጀካ በልዮ ማዓረይ ተፀበይኬይትጠልምዮ ዝሓፍተይ❤ኣምላክ ይሓግዝኪ❤
እሺ ክብረተይ😢♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤ኣይዛካ ማዓርይ❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣነለ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ ኣቤዋይ ማዓረይ ማዓልታዊ እየ ልከታተለኪ💜🫶🏾
ብጣዕሚ ገብዝ እኺ ንፍቅረኛኺ ዋላ አብ ዓዲ ከይንኽ ትፅበዮ ትክእል እኺ እንድሕር ዘሐመኺ ከይኑ ሓንቲ ዓመት እዩ ዝተረፈኺ ዘሎ✋
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ እዩ እና ሓፍትታ ኣጆኪ ተስፋ ኣይትቁረፂ ሰብ ዓቅሚ የብሉይ እቱ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ለምንዩ ኩሉ ንኣምላክ ቀሊል እዩ ፀሎት ኣዘውትሪ ብዛዓባ ነብስኪ ጥራይ ዘይኮንኪ ትፅልዪ ብዛዕባ ተኣፍቃሪክውን ብዝከኣልክዩ ልኣምላክኪ ለምኒ መፍትሒ ካብ ኣምላክ ስለ ዝኮነ ንሓውናውን መወፃፅኦ ይፍጠረሉ
ካልኣይ ከዓ ንስኪ ኣብ መንጎ ካብ ትቅርቀሪ ብግልፂ ምስኡ ኣዋግዑ ንዘጨንቀኪ ሓሳብ ኩሉ ቀስ በቀስ መፍትሒ ትረክብሉ ኢኪ ይብለኪ
አጆኪ ዚያድይ ዝብዘሕ ኢኪ ትፀቢኪ እና ትፀበይዮ 🙏🙏🙏🙏✌️✌️
ኣጆኪ ዘፍቅረኪ ተኮይኑ ግን ተፀበይዮ ናሱዑዲ የስግኡ እዮም ኣስ ዘፍቅሮ ብማዕ ከይተራኸበና ተሰዊኡ
በሓቂ ጅግና ሓፍተይ መዓረይ የቀንየልና ❤❤❤❤❤
ጅግና ኢኪ ዘሓፍተይ አብ ቃልኪ ፅንዒ ፈጣሪ ብሰላም የራክብኩም❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና
ኣቢየ ንቸናልኪ ጋሸ እየ ግን ብጣዓሚ ተመሲጠ ዳርጋ ከሉ ሰሚዐይ ፅበቅ መደባት እዩ ኣጀኪ በርትዕኪ ቀፅልሉ 👍❤
አብተይ መቀረት ጥዕም አቃራርባኪ ቀፅልሉ🥰
ጠንካራ ጓል ብሓቂ
ለይበሊ ችግር የለን ኹሉ ናይ ኣምላክ ተፀበይዮ ዛ ሓፍተይ ፈጣሪ መጨረሻኪ የፀብቀልኪ ክብረተይ ናተይ ጥዕናኪ ግን ተከታተሊ ዋላ ኣብዚ ዓዲ ደሞ የቀንየልና መዓረይ❤❤❤
ኮመንቲ እኳ ፂሒፈ ኣይፈልጥን
ግን ናትኪ ደስ ኢሉኒ እየ ሰሚዐዮ ቀፂለ ክብለኪ ዝደሊ እምነት ልዕሊ ማንም እዩ እሞ ተስፋ ጌርኪ ተፀበይዮ ዓስብኪ ደሞ ካብ እግዚአብሔር እዩ ዛምቤተይ ምሕረት ደሞ የውረደልኪ
ፈጣሪ ሓሳብ ልብኪ ይፈፅመልኪ🙏💙
እሽኒ ፍትውተይ የቀንየለይ❤❤❤
እዋይ ጅግንነት😮😮😮😮😮
ኣብየይ ቃፅልሉ ለባመይ❤
ናይ ዛጋል ስልኪ እባ ሃይ በላኒ
ናይመን?
😘😘😘😘😘ብሓቂ ንመሰገንኪ መዓረይ😘😘😘😘😘
አቲ ንፍዕቲ መርአያ ደቂ አንስትዮ እኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
ኣጆኺ ዝሓፍተይ እዚ ሰብ እዚ ከይትገድፍዮ ሰብማ ልበልዖ እምበር ልዛረቦ ኣይስእንን እና ስለሰብ ብዘይ ኣገድስ
ይመልአልኪ እምበይ ብፍላይ ኣናእሽተይ ዝማፃ ዘለዋ ኣብ ክዳን ኣብ ዘይረብሕ እየን ዘጥፋኦኦ ይበዝሓ እሞ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኺ ንቲ ሓውና እውን መዋፅኦ ይፍጠረሉ እትራኸብሉ ማዓልቲ የሕፅረልኹም❤🙏
ኣጀኪ ትፀበዮ
❤
yes ❤🎉❤🎉
ኣብ ሂወት ልኸበደ ነገር እንተሃልዩ ምጽባይ እዩ እሞ ካዓ ኣብ ስደት ኮይንካ ግና ኣጆኺ ከምቲ ጠንካራ ዘለክያ ቀጽሊ መን ይፈልጥ ጽባሕ ዝፍጠር ፈጣሪ ፈረ ትኩሉ ትጽቢትክን ዓቅልኽን ፍቅርክን ጻምኡ ውሑድ ኣይክኸውንን እዩ ድሕሪ ፈተና ዘሎ ዓወት ክተስተማቅሪ ኢኺ ኣጆኪ ማዓረይ ፈጣሪ ሓይሊ ጽንዓት እምነት ኣብ ልብኪ የብዛሓልኪ። ኩሉ ዝክእል እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ'ሞ ፍርዱ ኣቅሊሉ መዋጸኦ ይፍጠረሉ ፈጣሪ ዝገብሮ ይዓቢ'ሞ ኣብኡ ዳኣ ተወከሲ ማዓረይ ንሕማምኪ ድማ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ከምቲ ተፍቅርዮ ብምሉእ ጥዕና ሰላም መታን ክትጸንዕዮ ድማ ቅድሚያ ጥዕናኪ ተኸናኸኒ እንተ ሓሚምኪ ጥዕና ተዘይሃልዩኪ ምግቢ ኣብ ሳዓቱ ተዘይበሊዕክማ ይትረፍ ንዕኡ ንባዕልኪ እኳ ከመይ ከይርኪ ትክእልዮ እና ኣጆኪ 💙🙏
ዋውውው 100%❤❤❤
🎉🎉🎉
❤❤❤❤ ካፍቲ ዛንታ እቲ ትህብዮ መልሲ የ ተመሲጠ ዘዳምፆ ልክዕ ኣፍቲ ልበይ ለሎ ኽኣ ቶግ ተብልለይ ኣቤ ሓፍትና❤❤❤ ሓፍትና ውን ብሓቂ ጠንካራ ኢኺ❤
👌👌👌👌👌👌👌
ብሓቂ ቆንጆ ግን ከምዛ ዘለኾያ ቀፅልላ
ንሰኪ መሕርት ይውረደልኪ ኣቃርኪ ካዓ ብሰላም ይውፆኦ ብወገነይ ክስብ ፈረዲ ክውዳኣ ትፅብይ ሰብ ኣይትስዕ ታሰፈ ኣየትቁረፅይብል ይደልይ እንተ ከአልክኪ ምሕካማ ፅብቁ እዮ ብዝተረፈ ይቀነይለይ ኣምላካ እዚ ስደተ ኣብቅዕና ዓደና ሙሉእ ሰላም ይውርደለና🤲🙏🙏🙏😢💔
ንፍዕቲ ሓፍትና ዕድመ የሃብኪ ፈጣሪ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ እና ሳብስክብራይብ ለ ግበሩይ ተጋርዋይ ንተሓጋገዝ
ኣነስ ግርም እዩ ዝብለኒ የውሃንስ ፋስጋ ክደን ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ግን ጥረሐይ ይፀንሕ ቅርሸይ ሰዲደዮ ድሓር ይናደድ ይበኪ ተጨኒቀ ይውዕል በቃ ምካን ይኣብየኒ
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ልመጀመርያ ጊዘ እየ ዘቅረብክዮ ዝሰምዕ ዘለኩ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ኣቢየይ😘❤
ኣሰይይ ጀግና ሳምሪተይይ
❤❤❤❤❤❤
ተፀበዮ❤ስራሓኪ ናሰራሓኩ❤💘
ብሓቂ ጅግና ኣድንቀኪ ኣጆኪ ካዓ እግዚኣብሔር ይፈልጥ❤❤❤
ብጣዕሚ ጅግና ጠንካራን ጓል ኢኺ ደሞ ኣይዞኺ ኣብ እምነትኪ ፅንዒ ፀሎት ግበርሉ ክፍታሕ ንስኺ ለ ስደትኪ የሕፅረልኪ/ና እንተ ምኽዳን ምርጋፅሞ ዕድመ ን ሺኤን 😢 ብዓብዩ ኣቢየይ ገሊፅክዮ ኢኺ😊❤
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
ትፀበይዮ ክወፅእ ይኡ❤❤❤🎉🎉
Abea haftey anewun alen mkiriki ena mikiri ahwatey ktemakirani ydeli aleku ab ketsali keythalfni🥰🥰🥰🙏
@mlaetdesta85 ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mEmDc3NkI6&_r=1
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕቶ ዝኮነትለይ ስለምንታይ ዓዲ ክትከዲ ዘየፍቅድ ?
አጀኪ አብ ፅለት ግበሪ ጠንካራ እኪ ሰባየ እተው ካብኡ እውን ቅልል ክብለኪ እዩ ምሰ አባት ነብሲኪ ተልዮምኪ ተማክርዮም አጀኪ ናይ ሰብ ከትሰምዒ ንሰኪ ከትጠልምዮ ዘሓፈተይ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌👌
❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘👌👌👌
❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤🥰🥰
ኣብ ሓፍተይ ብምክርኪ ብጣዕሚ እየ ዝደንቀኪ እና ብምንታይ ክረክበኪ ይክኣለል ማለተይ ብዉሺጢ እየ ክረከብኪ ድልየ ብጂኪ ከይትሓልፍኒ ሓደራ
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ