Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ደጊም ኩለን ገዳማትና ክንብጸሐን ኢና፡ ግና ካብ ኩሉ ፍቕሪ ኣይንረስዕ ኣሕዋት፡ ኣብ ኮመንት ኣይንጻረፍ ንዝጸረፈ ኣይንመልሰሉ። እቲ ኹሉ ዝኽእል ንዝሃበና ጥራይ ነመስግን። ሃብቲ ቤተክርስትያንና ኣብ ማንም የልቦን እሞ ንሓድሕና ንፋቐረሉ።ነዚ ቻነል ዘዐቢ ዝኾነ ሓሳብ እንተለኩም ቴል 07618536facebook ruclips.net/user/redirect?even...twitter፡ twitter.com/DatinoTgmail dattekle@gmail.comእግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።
ኣሜን
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ብሩካት እግዝኣቢሔር ይባርኩም ጸጋውን የብዝሓልኩም
Amen amen
Amen amen amen 🙏
ሓወይ ናተይ ንስኻ ኣጆኻ ቀፅል ዓስብኻ ደማ ኣምላኽ ክህበካ እዩ መዘከርታ ፃድቅ ንዘላኣለም ይነብር ይብ መፅሓፍ ቁዱስ ተፃረፍቲ ደማ ዓይነ ልቦና ይኽፈተልና ናይ ልድያ ዝኸፈተ ኣምላኽ
እግዚኣብሄር ጸጉኡ የዝብሓልኩም ብኩሉ ዝሓገዝኩም ከምዚ ጌርና ኣንተ ተሓጋጊዝና ከመይ ደኣ ጸሎት እዞም ቅዱሳን ስደትና ኣሕጺሩ ብሰላም ናብ ዓድና ዘይመልሰና
Asey des zebil serah deyakon hawuna Eyzabhar xegue ybzhalku fetari
Nkulom. Abtiserah ztestefkum kea bfetar rukobwo
Dykonhawna ezi srah keytekarxo
Berito
ንእግዚአብሔር አምላክና እንታይ ይሳኣኖ ብልወፀ ይተከአልኩ ፍትዋት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ክንደይ ደስስስ ልብል እዩ ኣናስ ናይ ብልበይ ሕጉስ ኢለ ተመስገን አምላክ አሜን ክቡራት ወለድና ፀሎትኩም ኣይፈለየና 🙏💒🙏💒🙏
Amen Amen Amen Qalhiwet yesmalna Edmen tenan yhabkum fetari Kuburat Abatatn Adatatn enkae Abzi Abtsahakum Egzaebiher amlak Tselotkumn Bereketkumn ka aygadefena💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመርገን ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏
Ufffffff ewyyyy amlak taum."ነዛ ገዳም ብገለ ኣጋጣሚ በጺሐያ ይፈልጥ'የ። ማርያም ሰነ እዩ፡ንግደት ግድን ምጻእ ክትርእዮ ተባሂለ፡ብስራሕ ኣብቲ ከባቢ ተመዲበ ስለ ዝነበርኩ እየ ከይደ።ነዘን ኣዴታት ምስ ረኣኩ ብጣዕሚ ሓዚነን ደንጊጸን፡ኩሉ ሂወተን ኣተሓሳሲብኒ።ልዕሊ ኩሉ ዘሕዘነኒ ብመንፈሳዊ ዓይኒ'ውን ብዘይ ምምልካተይ እዩ።ግን ብዕድመ ኣዝየን ዓበይቲ እየን፡እቲ ቦታ ዶብ ምስ ምኳኑ ብዙሕ ዝረድእን ዝነግድን የብሉን።ቁሩብ ብመንፈሳዊ ከይደክማ ክድግፈን ዝክእል ኣይነበረን"።@ይዝከረኒ ሓደ ኣበ ምነት ናይቲ ገዳም ኣቦ ከም ዝነበሩ፡ዓዲ ኳላ ክመላለሱ ይርእዮም'የ።ንሰን ግን ንበይነን።ኣብቲ ከባቢአን ሰራዊት ኣለዉ፡ካብቲ ባስካ ማይ ብሓደ እናተካፈሉ ይነብሩ።"ቦ ጊዜ ለኩሉ"ሕጂ ግን ብጣዕሚ ልብና ሓጎስ መሊኡ ክብሪ ንመድሃኒአለም ይኩን።"ንኩልኩም ኣብዚ ቅዱስ ዕዮ ዝተሳተፍኩም ከኣ፡ምስተን ኣዴታት ኮይነ የመስግነኩምን፡ይምርቀኩምን፡ኩሉ ዝተመረቀ ይብጻሕኩም"።እግዚኣብሔር ዘይውዳእ ዘይጎድል ጌሩ ይሃብኩም።ብዓቢኡ ከኣ መንፈሳዊ ጸጋ ይዓድልኩም፡እዚ ተግባርኩም (ዕዮኩም) ጽባሕ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር በረከትን ድሕነትን ዘውህብ ይኩነልኩም።ኣጆኩም ከምዚ ንኩለን ገዳማትና ክንሕግዝ ረዲኤቱን ምሕረቱን ይደግፈና።"ድ/ዳት ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ሂወትኩም ይባርክ ኣምላከ ቅዱሳን" ብዙሕ ዕዮ ይጽበየኩም ኣሎ ኣብተን ካልኦት ገዳማት ውን።ነዛ ገዳም ምስቲ ራሕቅን ዶብ ምኳኑን ብከመይ ከይድኩማ ብጣዕሚ እየ ዝግረም።ነፊዕኩም ደዊለ ከመስግነኩምየ ሓደ መዓልቲ።
Amen amen amen
Amen amen 🙏
Amen Amen Amen
ኣሰሰሰሰሰይ ደስ ኢልኒ ገዳማትና ከምዚ ከዓብያ ኮለዋ ናይ በሓቂ እግዚኣብሄር ከመስገን ይግቦኦ ኢዩ ተመሥገን ኣምላኸይ ንሱኹም ካ ቀፅልዎ በርትዑ ጻማኹም ኣብ ሰማይ ኢዩ ሞ ኣምላኽ ምሣኹም ይኹን
ኣሰይይይይይይይይይ ተመስገን ኣምላኽዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብቅርሺ ተዘይ ሓጎዝኩ ግና ሓጎስ ተኳፋሊት ኮይነ ድስስስስስ ይበልኩም በረከት መነኮሳት ኣይፈለይኩም ኣጆኹም ቀፅልሉ ፉቁራተይ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣለና
Nay bhaqi habtay marey kulu zekili amlak alna bereket nay abotatina monikesat ayfeliyena nikuluna
Aseyyy Aseyyy Elllllllll Ellllllllllll Ellllllllll
አሰይይይ አመላክ ጥዑም ክብርነ መሰጋናን ንዐካ ይኩን ናየተን ዝተረፋ ገዳማትና ከምዚ የስማዓና
እግዝኣብሔር ይመስገን ብሐጎስ በኽየ ኣደይ ማዓረይ ሰራዊትና ጽላልኪ ኣምብርሎምንሃገርን ህዝብና ሐልውልና
ኣንሲ ብስንኪ ኢደይ ዘይ ምምላእ ኣይተሰተፍኩን ኣነ ሓጉስይ ወሰን የብሉን ልዕሊ መጠን ተሓጐስ ባህ ኢልኒ እቶም ዘበርከቱኩም ደኣ መዓረ ከንደይ ተሓጌስኩም ትከኑ ኢደይ ከመልኣለይ ተሰፋ ይገብር ከማኩም ከወፊ ከምኡ ወን ሓጥያተይ ክቅነስለይ ኣምላኽ ኣቦይ ኣብ ወፍያ ብዙሕ ሓጎስ ኣሎ
ደስ ክብል ሓጎሰይ መግለፂ የብሉን በረከቶም ይሕዴሬና ክብራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም እግዚአብሔረ ኣምላክ⛪⛪⛪💒💒💒😍😍😍ሓፍትኩም ሰምሃል ካብ ትግራይ ግን ኩሉ ግዜ ይካታተል እየ ኮሜንት ግን ፅሐፈ ኣይፈልጥን😘😘😘😍😍👏👏👏👏
Ellllllllll Elllllllllll Ellllllllllll
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞
*_እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ክብራት ኣሕዋትና በረከት ኣቦታትና ኣይፈለየና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይበል አቤት ኩላትኩም ብገንዘብ ብሓሰብ አብኡ ከይደኩም ነዚ ዝገበርኩም እግዚአብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣበዘይ ሓልፍ ዓንዲ ወርቂ ይጽሓፍልኩም ብጣዕሚ ተሓጎስ ኣምላኽ ካብ ምቅጻላት ምፍራስ ቤቴ ክርስትያን ሰወሩ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን የወረደልና👏🕊_*
*እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ደሰሰሰ ዝብል እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዛሐልከም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ንፅህ ቤተ ይህነፀልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ✝️✝️✝️
ተመስገን ጎይታ🙏🙏🙏🥺
Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Amen Amen Amen xilotomen bereketomen ayefeleyena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
እልልልልል ገዳም ዓይላ ኣሰይ እንኳዕ እቶም ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ተሓጎስኩም !!!
እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ እዞም ጀጋኑ ወትሃደራትና 🇪🇷🇪🇷ክኣ ሃገር ጥራሕ ኣይኮኑን ዝካላኸሉ ዋላ ንህንጸት ሃገር እዮም ዝዓዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ኣስይ እልልልልልልልልል ኩልግዜ በዛ ገዳም ካብ ዝርእያ ብጣዕሚ ድቃስ ኣይነበረንን እንቅዋዕ ኣብዚ በጽሔት ጥራይ ኣብዚ ገዳም ብኹሉ መዳያት ዝተጻትፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏💕💕💕
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ክትህቡ የንብርኩም ንኹሉኹም ኣብ ዓቢ ሰራሕ ዝዉኣልኩም ❤🇪🇷❤🇪🇷
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልካ ሓውናከምዚ ገርካ ጸገማት ገዳማትና ተካፍል ዘለካ ቀጽሎ ሓውና ንዓና ከኣ እግዚአብሔር ረደእቲ ሽጉራት ይግበረና እግዚአብሔር ይመስገን ኣሜን
😭😭😭😭 ተሓጊስ ካብ ሓጎስ ዝተበገሰ እየ ነቢዐ, እንቃዕ ተሓገስኹም ብሩኩት ኣቦታት ኣደታት ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል 🙏🏾🙏🏾 እንቃዕ ነዚ ሬአና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና, 🙏🏾ኣሜን
Elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll እግዚኣብሄር ይመስገን ❤️😍እግዚኣብሄር ንሃገርና ኤርትራን ህዝብናን ንዘለኣለም ይባርኽ🙏🏽💒🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
Selam Tesfazgi
Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll Egziabiher amlak xega ab riesi xega yebzhalka Bergkette Nay abotatna ayfeleyena ❤❤❤
ቃላት የብለይን ታሕጋሰይ ክገልጽ ድያቆን ሓወይ ።
AMEN AMEN AMEN aseyyy Ellllllllllllll dese zebele be EGZABEHER rekebwo xamkume 🤲🤲🤲⛪⛪⛪
ናይ ብሓቂ ትሓጉሸ ኽብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ንልዑል ጎይታ ይኩኖ እንታይ ይሳኣኖ ከምኡ ድማ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብረከታን ጣዕማን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ከምዚ ዓይነት ሰናይ ነገር ክትርኢ ከለካ ልብካ ደስ ይብሎ። ኣነስ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ናይ ብሓቂ። እቶም ግዜኩም ሰዊእኩም ከይተሓለልኩም ክሳብ 'ዚ ደረጃ ንክበጸ ዘበርከትኩም ድማ እግዛቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም። እግዛቢሔር ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣኣብ ዘለናዮ
ነዚ ዘርኣየና ቅዱስ እግዚኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይዂኖ።ኣዝዩ ዘሕጒስ ቅዱስ ቅንኢ ዘሕድር ቅዱስ ዕዩ ።እቶም ዝሃብኩምን ኣብ ኩሉ ዕዮ ዘተሳተፍኩምን ክንደይ ተዓዊትኩም።ከማኹም የማስለና።
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣኻኒ
ኣሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ነዚ ዘርኣየና እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ንኣኩም ከኣ መፈጸምትኡ የርእኩም ጸግኡ የብስሓልኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ነገር: እቶም ነዚ ኣብዚ ዘብጻሕክሞ ኻ እግዝኣብሄር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብኩም ኣብ ዓንድወርቁ ድማ ይጻሓፈልኩም : እግዝኣብሄር ስደትና የሕጽሩ ኣብታ ብርኽቲ ሃገርና ገዳማትና ንበጻሓሉን ንባረከሉን ጊዜ የምጻኣልና 🙏🙏🙏
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ኩሉ ክበጽሕ ብሓይልካ አዩ ሞ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን አቶም ብገንዘብ ይኩን ብጉልበት ዝሓገዝክም ከኣ ባኣምላክ ርከብዎ ኣብ ዓንደ ወርቂ ይጸሓፈልኩም ብጣሚ ዝሑጉስ ስራሕ አግዚትነማርያም ምሉእ ሂወትኩም ብርሃን ትግበረልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ነዚ ዘርኣየና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን እዞም ኣዳለውቲ ብፍላይ ድማ (ሂሩት tv ) ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ እሞ ንሕና ካብ ተሐጎስና ሉኡል ፈጣሪና ይሕጉስ ኣሎሞ ድስ ይበልካ ፥
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እግዚኣብሔር ይመስገን🥺😘🙏እግዚኣብሔር ኣምላክ ጉልበትኩም ይተክኣልኩም እመ ብርሃን ኣብ ዓንደ ወርቅ ትጽሓፈልኩም ብሩኻተይ
ቃላት የብለይን ሓጎሰይ ክገልጽ።
ሓጎስና ወሰን የብሉን ነዚ ዘርኣየና እግዝኣብሄር ይመስገን ኣብ ሕጂ ውን ኣብ ጎንኩም ኣለና ።
ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጉልበትጉም ተጽናዓዮ ቡርካት ስድራና
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልናይ በሓቂ ደስ ዘብል እመብርሃን ሰማያዊ ቤት ኣብሊጻ ትስሓልኩም. ንዓካ ድያቆን ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፥ ጉልበትካ የጽንዕ።
Aseyyyy temesgen amlake enkae des belekum abotatey adetatey kbri namlak ykun❤️💒
Aseyyyyyyyy Temesgen Amlak enkae des belekum abotatey adetatey kbri namlak ykun
Aseyyyy temesgen amlak enkae des belekum abetatey kbri namlak ykun
ታካታተልቲ ናይ ዚ ሻነል በጃኩም ላይክ &ሳብስክራይብ ብምግባር ነታባብዓዮም ጽቡቅ ንዝሰርሕ ሰብ ምትብባዕ ንልመድ ሶሪ ደፊረ ተኮይነ
በዘን ብሩኻት ኣዴታትናን ኣቦታትን መንኮሳት ኣኮያ ደው ኢላ ደላ ጸለትኩም ኣይጋደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሄር አምላኽ ንኤርትራ ንህዝባን ከምእውን ንገዳማታታን ይባርኽ
ከከከ ኩሉ ልበይነይ ልኾንኩም 🤣
ኣሰይይይ አግዛብሄር ይመስገን አንቃዕ ሓጎሰኩም /ክን ነቶም ነዚ ክበጽሕ ብኩሉ መዳያት ዝጽዓርኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም ተመስገን ኣብ ዓድና መጺና በረከቱ ንካፈል ይግበረና መድሂንኣለም
Enqae hagosena Adetatinan Abotatinan temsegen Amelak. ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪♥️♥️♥️♥️♥️
ሓወይ ኣበይ ሸነኽ ኢዩ ዘሎ ገዳምና, በረኸት ክንሳተፍ ናይ ግድን ክንበጽሕ ኢና ብሓይሊ መድሓኒና 🤲🤲
ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ 🙏🙏🙏❤
ተመስገን ፈጣሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን🌿💙🌿💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿🙏🙏🙏
አሰይይይይይይ ዕልልልልልልል ፡ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እንኮዕ ሓጎሰና ፡አጆኩም ንዝተረፍ ውን አብ ጎንኩም አለና ፡እመ አምላክ በረከታ ይክፈልና ፡በረክት ናይዘን አዴታትን፡አቦታትን በርከቶም ይክፈለና አሜን ።
Amen Amen Amen 🙏
ዕልልልልልልልልልልልልል እመብርሃን ባዕላ ትመርቅኩም ቡሩካት
ዕልልል ዕልልልል ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን 🙏🙏🙏🙏የሕዋት ከኣ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዓንዱ ወርቁ ይጸሓፈልኩም ኣማላድነት ናይ ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን.
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እንቛዕ ደስ በለኩም ኩቡራት ወልድና ብ ጸሎትኩም ኣምላክ ኣይጋደፈና።
እግዛኣቢሄር ኣምላክ ጸሎተንን በረከተንን ኣይፈለየና ንገበርቲ ሰናይ ከኣ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
እግዚአብሔር አምላኽ ይኽበር ይመስገን ነዚ ዝገበረ ሰላም ንሃገርና ብጸሎቶም ገዳማውያን ስድራ ሰላሙ ይሃበና
Asey anqa hagosena abotanan adidatna anka des belekum. Nezi kkewn zgeberkum yehwat kea amlak fre xarkukm yhabkum temesgen sle kulu negere amlakey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍🙏😍
Aseyyy elellllllllllllllll azu desss zebel serah eu Egzabher yemesgen Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Aseyyyy abzi bereket ezi ztesatefkum xelotn amaladnetn kdsti kudusan dngl maryam ayfeleyekum zewxakmo ytekalkum 💒💒💒💒💒💒🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዘጥፍእክሞ ይተከኣልኩም ኣደታተይ እድመን ጥእናን ይሃብክን ይሃብኩም ንኩሉኩም ኣብኡ ዝተሳፈኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Assey temesgen amlakey zetfaekumo ytekalkum kburat welednaka xelotum ayfeleyena 🙏 amen 🙏
ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ህያዉ ጎይታና
Temesgen amlakey zewxaekumo egziabher ytekialkum yhwatey ane win akmey kiwfi ab kemey kisedo ykiel yhwatey tehababeruni 🙏🤲
እልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ደስ በለክን ቅዱሳን ኣደታትና ንዓና ክኣ በረከት እዚ ቅዱስ ገዳም ይክፈለና እግዚአብሔር ብኣካል እንሳለመሉ መዓልቲ የምጽኣልና ንዘውጻእኩም ክኣ ምርቃ እዞም ቅዱሳን ይብጻሕኩም
ክብሪ ን ልዑል ፈጣሪ።ኣዲታትና እንቑዕ ግዝያዊ መዕቆቢኽን ተማሓይሽልክን።ኣብዚ ንዝተስታፉ ካአ ኣምላኽ ጽግኡ የብዛሃሎም።ኣዝዩ ድስ ዝብል ተመስገን ተመስገን።
ኣስይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ገዳም ማርይም ዓይላ አብዚ ማህናጽ ቤት ኣብጽሑ ክብር ናኣምላኽ ዩኪን
ኣዴታትና ብጹቡቕ ክንሪኤን ደስስ ይብለና !!!
ክብርን ምስጋናን ይኩኖ እቲ ለዋህ አምላክና
Aseyyy Temgsen Amlak enkae hagoskum kuburat abotateyn adeytateyn nay hagos nebaiet nbeiae besmam 🥲🥲 egzabhier amlak zeyrakmo yhabkum fetari 🙏
ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩ ፍቁራት ኣሕዋትና በረከት ናይ ድንግል ማርያም ዓይላ በረከት ናይ ዘን ቅዱሳን ኣደታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Elllllllll l Elllllllll Elllllllll kibri neweladt amlak amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyyyyyy btami des yble temesgen amlakeyyy nezi nkfxem zebkaekyom kbrn msganan nka ykun hawatey zwxakmu amlak ytekalkum sele eti kulu hagezkum amlak yefexmekum
Asey asey asey asey asey asey kbri n egzabiher ykun amen amen amen
እልልልልልልልልልል ደስ ይብል አምላኽ🙏🏾 ይመስገን ነዚ ዘርኣየና 🙏🏾።ከም ርኢቶ በጃኻትኩም ፖሎፎን ግበርሉ ንቁርን ጸሓይን ክከላኸለን ምስራሕ ዘይተረፈ ጽቡቕ ክኾነለን ይቕረታ አብ ብዙሕ ገዳማት ኣይገብርሉን እዮም 🙏🏾🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢግዚኣብሐር ይመስገን ጽቡቅ ስራሕ ደስ ዘብል ዓስብኩም ብሰማይ ይጽናሕኩም ንኩሉኩም ተሳተፍቲ ናይ ዚ በረከት ዘይተሳተፍኩም ድማ ከምዚ ከማይ ዘለኩም ልብና ብፉቅሩ ከፊቱ ክንሳተፍ ኣምላክ ልቦና ይኮዓልና ናይ ብሓቂ
እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልል እሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ
Asyy Ellllllllll ellllllllll elllllllllll temesgenka fetari kulu tkel enkae afexemekum
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰጓ
Egziabheir amlak zitemesgene yikun. Enquae hagosekin kiburat adetat🥰. Tselotkin ayfelena. I just pray to Lord days and nights to go back to my beautiful country and visit all holy gedamat hagerna with my family🥰🥰🥰
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ዓወት ዓወት እግዝኣቢሄር ጥዑም ንዝሃብኩም ሃብተ ሰማይ ይሃብኩም ወላዲት ኣምላክ ኣብ ዝኸድክሞ ጠሊ ዘለዎ ጽላል ተንብረልኩም።
አልልልልልል አልልልልልል ኤልልልልልልል አግዚኣብሄር ይመስገን
Aseyyyyy elllllllllllllllllllllllllllllll❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏💒🙏temesgen O kulu tkel egzabher amlak enkae hagosekn kuburat adietatey 🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇 ab xelotkn zekrana egzabher amlak sdetna kehtsrelna bmhretu 🙏!!!!!.
ብሓጎስ ነቢዐ እግዚኣብሄር የሃብኩም ኩልኩም በዓቕምኹም ዘወፈኩም ዘይውዳእ የሃብኩም
Amlak xega yabzhalkum nkulkum
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ 🤲🤲🤲✝️✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️⛪️
እግዛብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ፧ህዝቢ ኤርትራ ለዋህ ፈቃር ሃገሩን ሃይማኖትን ዝፈቱ ንሰልዲ ዘይበቅቅ ህዝቢ ኢዩ 🇪🇷✝️✝️✝️
ኢልልልልልልልልልልልልል ፈጣሪና እንታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን ን እግዚአብሄር አብ ንእግዚአብሄር ወልድ ንእግዚአብሄር መንፈስቅዱስ አቦታት ኣዴታት ጸሎት ኩም አይፈለየና ዘሎ ናገንዘብ ጸገም ክንሕግዝ ድሉዋት ኢና የቀንየልና
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላይ ሰለ ኩሉ ሰናይትካ ምስጋና ይኩን ናዓካ ኣምላከይ
ተመስገን ፈጣሪ ኣዝዩ ደስ ዘብልን ዘሐጉስን ስራሕ በረከትኩም ይክፈለና ናይ ቅ/ድ/ማርያም ኣማላድነትን በረኸታን ብ ቃልኪዳና ትሓልወና ።
እልልልልልልልልልልልልልልልል ብሀቂ ደስ ዝብል ስራኽ እዩ አምላኽ ፀግኡ የብዝኸልኹም እደታተይ ተሀጉሼ ምስረአኹኽን ብጸሎትኽን ዘኽራና!!!!
Aseyyyyyyy Aseyyyyyyy ellllllllll temesgen fetari
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልል 🙏
ተመስገን ኣምላኽ🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
Egziabiher ymesgen btaemi xbuk Srah nezi kulu ab kemzi dereja kbexh dgeberka eika emo Dyacon hawei Amlak xegeu yebzhalka adna temelisna nbexho ygberena xelot adetatnan abotatnan aigadefena amen 🙏
ተመስገን አምላኽ ከምዚ ዘርአየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️✝️✝️⛪⛪⛪
ኣሜን ኣሜን ክብሪ ንኣምላክ ይኹን
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕውት ስራሕ፡ከምኡ ገርካ ንካልእ ገዳማት ጽቡቅ ገርካ ከተላልዮ ተስፋ ይገብር ድያቆን ሓወይ፡ከም ኣብነት ወቀዳማይ ኣምጺእካያ ዝነበርካ ገዳም እንድርያስ ዕፉን ካብ ኩሉ ሓዲግ ኢዩ እሞ ።ክርዳእ ዘለዎ ኢዩ፡
አሰይ እልልልልልልልልልል እቋዕ ከምዝአ አርአየና እግዝአብሄር ማርያም አደይ ምሰ ኩሉ ትኹን
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኣምላክ ምሳኹም ዩኽን ብጣዓሚ ተሓጉሲና ኣምላኽ ጡዑም፡፡🙏🙏🙏
Asey asey asey gedamatina ab kulu hageruna delewa kihgeza alewa ❤️🇪🇷❤️hizibey Ata halal tebarekeley ❤️
ተመስገን
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ብሓቂ ማርያመይ አንኳዕ ነዚ ኣርኣኽና አቲ ክንጽበዮ ዝጸንሓና ነዚ ዩ ሞ አዚ ዝገበረ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ስብሃት ይኹኖ ።አግዝኣብሔር ኣምላኽ ነዚ ተሪፉ ዘሎ ድማ ኣብ መፈጸምትኡ ከብጽሓና ከምቲ ኣቐዲምና ዝገበርናዮ ንበረከት ኽኾነና ሕጂ ድማ በብዘለናዮ ከምኡ ንግበር ።አቲ ኩሉ ዝኽአል አቲ ኩሉ ዝህብ ካብ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ሰማያዊ ዓስቢ ክህበና ዩ ።ብድጋመ አንኳዕ ደስ በለና ኣመስግኑለይ ንቕድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣደይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ደጊም ኩለን ገዳማትና ክንብጸሐን ኢና፡ ግና ካብ ኩሉ ፍቕሪ ኣይንረስዕ ኣሕዋት፡ ኣብ ኮመንት ኣይንጻረፍ ንዝጸረፈ ኣይንመልሰሉ።
እቲ ኹሉ ዝኽእል ንዝሃበና ጥራይ ነመስግን። ሃብቲ ቤተክርስትያንና ኣብ ማንም የልቦን እሞ ንሓድሕና ንፋቐረሉ።
ነዚ ቻነል ዘዐቢ ዝኾነ ሓሳብ እንተለኩም ቴል 07618536
facebook ruclips.net/user/redirect?even...
twitter፡ twitter.com/DatinoT
gmail dattekle@gmail.com
እግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።
ኣሜን
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ብሩካት እግዝኣቢሔር ይባርኩም ጸጋውን የብዝሓልኩም
Amen amen
Amen amen amen 🙏
ሓወይ ናተይ ንስኻ ኣጆኻ ቀፅል ዓስብኻ ደማ ኣምላኽ ክህበካ እዩ መዘከርታ ፃድቅ ንዘላኣለም ይነብር ይብ መፅሓፍ ቁዱስ ተፃረፍቲ ደማ ዓይነ ልቦና ይኽፈተልና ናይ ልድያ ዝኸፈተ ኣምላኽ
እግዚኣብሄር ጸጉኡ የዝብሓልኩም ብኩሉ ዝሓገዝኩም ከምዚ ጌርና ኣንተ ተሓጋጊዝና ከመይ ደኣ ጸሎት እዞም ቅዱሳን ስደትና ኣሕጺሩ ብሰላም ናብ ዓድና ዘይመልሰና
Asey des zebil serah deyakon hawuna Eyzabhar xegue ybzhalku fetari
Nkulom. Abtiserah ztestefkum kea bfetar rukobwo
Dykonhawna ezi srah keytekarxo
Berito
ንእግዚአብሔር አምላክና እንታይ ይሳኣኖ ብልወፀ ይተከአልኩ ፍትዋት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ክንደይ ደስስስ ልብል እዩ ኣናስ ናይ ብልበይ ሕጉስ ኢለ ተመስገን አምላክ አሜን ክቡራት ወለድና ፀሎትኩም ኣይፈለየና 🙏💒🙏💒🙏
Amen Amen Amen Qalhiwet yesmalna
Edmen tenan yhabkum fetari
Kuburat Abatatn Adatatn enkae Abzi Abtsahakum Egzaebiher amlak Tselotkumn Bereketkumn ka aygadefena💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመርገን ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏
Ufffffff ewyyyy amlak taum.
"ነዛ ገዳም ብገለ ኣጋጣሚ በጺሐያ ይፈልጥ'የ። ማርያም ሰነ እዩ፡ንግደት ግድን ምጻእ ክትርእዮ ተባሂለ፡ብስራሕ ኣብቲ ከባቢ ተመዲበ ስለ ዝነበርኩ እየ ከይደ።ነዘን ኣዴታት ምስ ረኣኩ ብጣዕሚ ሓዚነን ደንጊጸን፡ኩሉ ሂወተን ኣተሓሳሲብኒ።ልዕሊ ኩሉ ዘሕዘነኒ ብመንፈሳዊ ዓይኒ'ውን ብዘይ ምምልካተይ እዩ።ግን ብዕድመ ኣዝየን ዓበይቲ እየን፡እቲ ቦታ ዶብ ምስ ምኳኑ ብዙሕ ዝረድእን ዝነግድን የብሉን።ቁሩብ ብመንፈሳዊ ከይደክማ ክድግፈን ዝክእል ኣይነበረን"።
@ይዝከረኒ ሓደ ኣበ ምነት ናይቲ ገዳም ኣቦ ከም ዝነበሩ፡ዓዲ ኳላ ክመላለሱ ይርእዮም'የ።ንሰን ግን ንበይነን።ኣብቲ ከባቢአን ሰራዊት ኣለዉ፡ካብቲ ባስካ ማይ ብሓደ እናተካፈሉ ይነብሩ።
"ቦ ጊዜ ለኩሉ"
ሕጂ ግን ብጣዕሚ ልብና ሓጎስ መሊኡ ክብሪ ንመድሃኒአለም ይኩን።
"ንኩልኩም ኣብዚ ቅዱስ ዕዮ ዝተሳተፍኩም ከኣ፡ምስተን ኣዴታት ኮይነ የመስግነኩምን፡ይምርቀኩምን፡ኩሉ ዝተመረቀ ይብጻሕኩም"።
እግዚኣብሔር ዘይውዳእ ዘይጎድል ጌሩ ይሃብኩም።ብዓቢኡ ከኣ መንፈሳዊ ጸጋ ይዓድልኩም፡እዚ ተግባርኩም (ዕዮኩም) ጽባሕ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር በረከትን ድሕነትን ዘውህብ ይኩነልኩም።ኣጆኩም ከምዚ ንኩለን ገዳማትና ክንሕግዝ ረዲኤቱን ምሕረቱን ይደግፈና።
"ድ/ዳት ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ሂወትኩም ይባርክ ኣምላከ ቅዱሳን" ብዙሕ ዕዮ ይጽበየኩም ኣሎ ኣብተን ካልኦት ገዳማት ውን።
ነዛ ገዳም ምስቲ ራሕቅን ዶብ ምኳኑን ብከመይ ከይድኩማ ብጣዕሚ እየ ዝግረም።ነፊዕኩም ደዊለ ከመስግነኩምየ ሓደ መዓልቲ።
Amen amen amen
Amen amen 🙏
Amen Amen Amen
ኣሰሰሰሰሰይ ደስ ኢልኒ ገዳማትና ከምዚ ከዓብያ ኮለዋ ናይ በሓቂ እግዚኣብሄር ከመስገን ይግቦኦ ኢዩ ተመሥገን ኣምላኸይ ንሱኹም ካ ቀፅልዎ በርትዑ ጻማኹም ኣብ ሰማይ ኢዩ ሞ ኣምላኽ ምሣኹም ይኹን
ኣሰይይይይይይይይይ ተመስገን ኣምላኽ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብቅርሺ ተዘይ ሓጎዝኩ ግና ሓጎስ ተኳፋሊት ኮይነ ድስስስስስ ይበልኩም በረከት መነኮሳት ኣይፈለይኩም ኣጆኹም ቀፅልሉ ፉቁራተይ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣለና
Nay bhaqi habtay marey kulu zekili amlak alna bereket nay abotatina monikesat ayfeliyena nikuluna
Aseyyy Aseyyy Elllllllll Ellllllllllll Ellllllllll
አሰይይይ አመላክ ጥዑም ክብርነ መሰጋናን ንዐካ ይኩን ናየተን ዝተረፋ ገዳማትና ከምዚ የስማዓና
እግዝኣብሔር ይመስገን ብሐጎስ በኽየ
ኣደይ ማዓረይ ሰራዊትና ጽላልኪ ኣምብርሎም
ንሃገርን ህዝብና ሐልውልና
ኣንሲ ብስንኪ ኢደይ ዘይ ምምላእ ኣይተሰተፍኩን ኣነ ሓጉስይ ወሰን የብሉን ልዕሊ መጠን ተሓጐስ ባህ ኢልኒ እቶም ዘበርከቱኩም ደኣ መዓረ ከንደይ ተሓጌስኩም ትከኑ ኢደይ ከመልኣለይ ተሰፋ ይገብር ከማኩም ከወፊ ከምኡ ወን ሓጥያተይ ክቅነስለይ ኣምላኽ ኣቦይ ኣብ ወፍያ ብዙሕ ሓጎስ ኣሎ
ደስ ክብል ሓጎሰይ መግለፂ የብሉን በረከቶም ይሕዴሬና ክብራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም እግዚአብሔረ ኣምላክ⛪⛪⛪💒💒💒😍😍😍ሓፍትኩም ሰምሃል ካብ ትግራይ ግን ኩሉ ግዜ ይካታተል እየ ኮሜንት ግን ፅሐፈ ኣይፈልጥን😘😘😘😍😍👏👏👏👏
Ellllllllll Elllllllllll Ellllllllllll
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞
*_እንቋዕ ዳሓን መጻኩም ክብራት ኣሕዋትና በረከት ኣቦታትና ኣይፈለየና ብሓቂ ክንደይ ደስ ይበል አቤት ኩላትኩም ብገንዘብ ብሓሰብ አብኡ ከይደኩም ነዚ ዝገበርኩም እግዚአብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣበዘይ ሓልፍ ዓንዲ ወርቂ ይጽሓፍልኩም ብጣዕሚ ተሓጎስ ኣምላኽ ካብ ምቅጻላት ምፍራስ ቤቴ ክርስትያን ሰወሩ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን የወረደልና👏🕊_*
*እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ደሰሰሰ ዝብል እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዛሐልከም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ንፅህ ቤተ ይህነፀልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ✝️✝️✝️
ተመስገን ጎይታ🙏🙏🙏🥺
Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Amen Amen Amen xilotomen bereketomen ayefeleyena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
እልልልልል ገዳም ዓይላ ኣሰይ እንኳዕ እቶም ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ተሓጎስኩም !!!
እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ እዞም ጀጋኑ ወትሃደራትና 🇪🇷🇪🇷ክኣ ሃገር ጥራሕ ኣይኮኑን ዝካላኸሉ ዋላ ንህንጸት ሃገር እዮም ዝዓዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ኣስይ እልልልልልልልልል ኩልግዜ በዛ ገዳም ካብ ዝርእያ ብጣዕሚ ድቃስ ኣይነበረንን እንቅዋዕ ኣብዚ በጽሔት ጥራይ ኣብዚ ገዳም ብኹሉ መዳያት ዝተጻትፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏💕💕💕
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ክትህቡ የንብርኩም ንኹሉኹም ኣብ ዓቢ ሰራሕ ዝዉኣልኩም ❤🇪🇷❤🇪🇷
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ
እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና
ከምዚ ገርካ ጸገማት ገዳማትና ተካፍል ዘለካ
ቀጽሎ ሓውና ንዓና ከኣ እግዚአብሔር ረደእቲ ሽጉራት ይግበረና
እግዚአብሔር ይመስገን ኣሜን
😭😭😭😭 ተሓጊስ ካብ ሓጎስ ዝተበገሰ እየ ነቢዐ, እንቃዕ ተሓገስኹም ብሩኩት ኣቦታት ኣደታት ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል 🙏🏾🙏🏾 እንቃዕ ነዚ ሬአና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና, 🙏🏾ኣሜን
Elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll እግዚኣብሄር ይመስገን ❤️😍እግዚኣብሄር ንሃገርና ኤርትራን ህዝብናን ንዘለኣለም ይባርኽ🙏🏽💒🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
Selam Tesfazgi
Selam Tesfazgi
Aseyyyy Ellllllllllllllllllllllllll
Egziabiher amlak xega ab riesi xega yebzhalka
Bergkette Nay abotatna ayfeleyena ❤❤❤
ቃላት የብለይን ታሕጋሰይ ክገልጽ ድያቆን ሓወይ ።
AMEN AMEN AMEN aseyyy Ellllllllllllll dese zebele be EGZABEHER rekebwo xamkume 🤲🤲🤲⛪⛪⛪
ናይ ብሓቂ ትሓጉሸ ኽብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ንልዑል ጎይታ ይኩኖ እንታይ ይሳኣኖ ከምኡ ድማ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብረከታን ጣዕማን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን። ከምዚ ዓይነት ሰናይ ነገር ክትርኢ ከለካ ልብካ ደስ ይብሎ። ኣነስ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ናይ ብሓቂ። እቶም ግዜኩም ሰዊእኩም ከይተሓለልኩም ክሳብ 'ዚ ደረጃ ንክበጸ ዘበርከትኩም ድማ እግዛቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም። እግዛቢሔር ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣኣብ ዘለናዮ
ነዚ ዘርኣየና ቅዱስ እግዚኣብሔር ክብርን ምስጋናን ይዂኖ።ኣዝዩ ዘሕጒስ ቅዱስ ቅንኢ ዘሕድር ቅዱስ ዕዩ ።እቶም ዝሃብኩምን ኣብ ኩሉ ዕዮ ዘተሳተፍኩምን ክንደይ ተዓዊትኩም።ከማኹም የማስለና።
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣኻኒ
ኣሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ነዚ ዘርኣየና እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ንኣኩም ከኣ መፈጸምትኡ የርእኩም ጸግኡ የብስሓልኩም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ነገር: እቶም ነዚ ኣብዚ ዘብጻሕክሞ ኻ እግዝኣብሄር ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብኩም ኣብ ዓንድወርቁ ድማ ይጻሓፈልኩም : እግዝኣብሄር ስደትና የሕጽሩ ኣብታ ብርኽቲ ሃገርና ገዳማትና ንበጻሓሉን ንባረከሉን ጊዜ የምጻኣልና 🙏🙏🙏
ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ኩሉ ክበጽሕ ብሓይልካ አዩ ሞ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን አቶም ብገንዘብ ይኩን ብጉልበት ዝሓገዝክም ከኣ ባኣምላክ ርከብዎ ኣብ ዓንደ ወርቂ ይጸሓፈልኩም ብጣሚ ዝሑጉስ ስራሕ አግዚትነማርያም ምሉእ ሂወትኩም ብርሃን ትግበረልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ነዚ ዘርኣየና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን እዞም ኣዳለውቲ ብፍላይ ድማ (ሂሩት tv ) ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ እሞ ንሕና ካብ ተሐጎስና ሉኡል ፈጣሪና ይሕጉስ ኣሎሞ ድስ ይበልካ ፥
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እግዚኣብሔር ይመስገን🥺😘🙏እግዚኣብሔር ኣምላክ ጉልበትኩም ይተክኣልኩም እመ ብርሃን ኣብ ዓንደ ወርቅ ትጽሓፈልኩም ብሩኻተይ
ቃላት የብለይን ሓጎሰይ ክገልጽ።
ሓጎስና ወሰን የብሉን ነዚ ዘርኣየና እግዝኣብሄር ይመስገን ኣብ ሕጂ ውን ኣብ ጎንኩም ኣለና ።
ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጉልበትጉም ተጽናዓዮ ቡርካት ስድራና
ኣሰይይይይይ
ዕልልልልልልልልልልልልል
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል እመብርሃን ሰማያዊ ቤት ኣብሊጻ ትስሓልኩም. ንዓካ ድያቆን ሓውና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፥ ጉልበትካ የጽንዕ።
Aseyyyy temesgen amlake enkae des belekum abotatey adetatey kbri namlak ykun❤️💒
Aseyyyyyyyy Temesgen Amlak enkae des belekum abotatey adetatey kbri namlak ykun
Aseyyyy temesgen amlak enkae des belekum abetatey kbri namlak ykun
ታካታተልቲ ናይ ዚ ሻነል በጃኩም ላይክ &ሳብስክራይብ ብምግባር ነታባብዓዮም ጽቡቅ ንዝሰርሕ ሰብ ምትብባዕ ንልመድ ሶሪ ደፊረ ተኮይነ
በዘን ብሩኻት ኣዴታትናን ኣቦታትን መንኮሳት ኣኮያ ደው ኢላ ደላ ጸለትኩም ኣይጋደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሄር አምላኽ ንኤርትራ ንህዝባን ከምእውን ንገዳማታታን ይባርኽ
ከከከ ኩሉ ልበይነይ ልኾንኩም 🤣
ኣሰይይይ አግዛብሄር ይመስገን አንቃዕ ሓጎሰኩም /ክን ነቶም ነዚ ክበጽሕ ብኩሉ መዳያት ዝጽዓርኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም ተመስገን ኣብ ዓድና መጺና በረከቱ ንካፈል ይግበረና መድሂንኣለም
Enqae hagosena Adetatinan Abotatinan temsegen Amelak. ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪♥️♥️♥️♥️♥️
ሓወይ ኣበይ ሸነኽ ኢዩ ዘሎ ገዳምና, በረኸት ክንሳተፍ ናይ ግድን ክንበጽሕ ኢና ብሓይሊ መድሓኒና 🤲🤲
ክብርን ምስጋናን ንኣምላክ 🙏🙏🙏❤
ተመስገን ፈጣሪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን🌿💙🌿💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿🙏🙏🙏
አሰይይይይይይ ዕልልልልልልል ፡ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ
እንኮዕ ሓጎሰና ፡አጆኩም ንዝተረፍ ውን አብ ጎንኩም አለና ፡
እመ አምላክ በረከታ ይክፈልና ፡በረክት ናይዘን አዴታትን፡አቦታትን በርከቶም ይክፈለና አሜን ።
Amen Amen Amen 🙏
Amen amen amen
ዕልልልልልልልልልልልልል እመብርሃን ባዕላ ትመርቅኩም ቡሩካት
ዕልልል ዕልልልል ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን 🙏🙏🙏🙏የሕዋት ከኣ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዓንዱ ወርቁ ይጸሓፈልኩም ኣማላድነት ናይ ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን.
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እንቛዕ ደስ በለኩም ኩቡራት ወልድና ብ ጸሎትኩም ኣምላክ ኣይጋደፈና።
እግዛኣቢሄር ኣምላክ ጸሎተንን በረከተንን ኣይፈለየና ንገበርቲ ሰናይ ከኣ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
እግዚአብሔር አምላኽ ይኽበር ይመስገን ነዚ ዝገበረ ሰላም ንሃገርና ብጸሎቶም ገዳማውያን ስድራ ሰላሙ ይሃበና
Asey anqa hagosena abotanan adidatna anka des belekum. Nezi kkewn zgeberkum yehwat kea amlak fre xarkukm yhabkum temesgen sle kulu negere amlakey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍🙏😍
Aseyyy elellllllllllllllll azu desss zebel serah eu Egzabher yemesgen Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Aseyyyy abzi bereket ezi ztesatefkum xelotn amaladnetn kdsti kudusan dngl maryam ayfeleyekum zewxakmo ytekalkum 💒💒💒💒💒💒🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዘጥፍእክሞ ይተከኣልኩም ኣደታተይ እድመን ጥእናን ይሃብክን ይሃብኩም ንኩሉኩም ኣብኡ ዝተሳፈኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Assey temesgen amlakey zetfaekumo ytekalkum kburat welednaka xelotum ayfeleyena 🙏 amen 🙏
ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ህያዉ ጎይታና
Temesgen amlakey zewxaekumo egziabher ytekialkum yhwatey ane win akmey kiwfi ab kemey kisedo ykiel yhwatey tehababeruni 🙏🤲
እልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ደስ በለክን ቅዱሳን ኣደታትና ንዓና ክኣ በረከት እዚ ቅዱስ ገዳም ይክፈለና እግዚአብሔር ብኣካል እንሳለመሉ መዓልቲ የምጽኣልና ንዘውጻእኩም ክኣ ምርቃ እዞም ቅዱሳን ይብጻሕኩም
ክብሪ ን ልዑል ፈጣሪ።ኣዲታትና እንቑዕ ግዝያዊ መዕቆቢኽን ተማሓይሽልክን።ኣብዚ ንዝተስታፉ ካአ ኣምላኽ ጽግኡ የብዛሃሎም።ኣዝዩ ድስ ዝብል ተመስገን ተመስገን።
ኣስይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ገዳም ማርይም ዓይላ አብዚ ማህናጽ ቤት ኣብጽሑ ክብር ናኣምላኽ ዩኪን
ኣዴታትና ብጹቡቕ ክንሪኤን ደስስ ይብለና !!!
ክብርን ምስጋናን ይኩኖ እቲ ለዋህ አምላክና
Aseyyy Temgsen Amlak enkae hagoskum kuburat abotateyn adeytateyn nay hagos nebaiet nbeiae besmam 🥲🥲 egzabhier amlak zeyrakmo yhabkum fetari 🙏
ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩ ፍቁራት ኣሕዋትና በረከት ናይ ድንግል ማርያም ዓይላ በረከት ናይ ዘን
ቅዱሳን ኣደታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Elllllllll l Elllllllll Elllllllll kibri neweladt amlak amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyyyyyy btami des yble temesgen amlakeyyy nezi nkfxem zebkaekyom kbrn msganan nka ykun hawatey zwxakmu amlak ytekalkum sele eti kulu hagezkum amlak yefexmekum
Asey asey asey asey asey asey kbri n egzabiher ykun amen amen amen
እልልልልልልልልልል ደስ ይብል አምላኽ🙏🏾 ይመስገን ነዚ ዘርኣየና 🙏🏾።
ከም ርኢቶ በጃኻትኩም ፖሎፎን ግበርሉ ንቁርን ጸሓይን ክከላኸለን ምስራሕ ዘይተረፈ ጽቡቕ ክኾነለን ይቕረታ አብ ብዙሕ ገዳማት ኣይገብርሉን እዮም 🙏🏾🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኢግዚኣብሐር ይመስገን ጽቡቅ ስራሕ ደስ ዘብል ዓስብኩም ብሰማይ ይጽናሕኩም ንኩሉኩም ተሳተፍቲ ናይ ዚ በረከት ዘይተሳተፍኩም ድማ ከምዚ ከማይ ዘለኩም ልብና ብፉቅሩ ከፊቱ ክንሳተፍ ኣምላክ ልቦና ይኮዓልና ናይ ብሓቂ
እግዚአብሔር ይመስገን
እልልልልልልልልልልል እሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ
Asyy Ellllllllll ellllllllll elllllllllll temesgenka fetari kulu tkel enkae afexemekum
ተመሰገን ተመሰገን ተመሰጓ
Egziabheir amlak zitemesgene yikun. Enquae hagosekin kiburat adetat🥰. Tselotkin ayfelena. I just pray to Lord days and nights to go back to my beautiful country and visit all holy gedamat hagerna with my family🥰🥰🥰
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ዓወት ዓወት እግዝኣቢሄር ጥዑም ንዝሃብኩም ሃብተ ሰማይ ይሃብኩም ወላዲት ኣምላክ ኣብ ዝኸድክሞ ጠሊ ዘለዎ ጽላል ተንብረልኩም።
አልልልልልል አልልልልልል ኤልልልልልልል አግዚኣብሄር ይመስገን
Aseyyyyy elllllllllllllllllllllllllllllll❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏💒🙏temesgen O kulu tkel egzabher amlak enkae hagosekn kuburat adietatey 🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇 ab xelotkn zekrana egzabher amlak sdetna kehtsrelna bmhretu 🙏!!!!!.
ብሓጎስ ነቢዐ እግዚኣብሄር የሃብኩም ኩልኩም በዓቕምኹም ዘወፈኩም ዘይውዳእ የሃብኩም
Amlak xega yabzhalkum nkulkum
እልልልልልልልልልልልልል
ተመስገን ፈጣሪ 🤲🤲🤲✝️✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️⛪️
እግዛብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ፧ህዝቢ ኤርትራ ለዋህ ፈቃር ሃገሩን ሃይማኖትን ዝፈቱ ንሰልዲ ዘይበቅቅ ህዝቢ ኢዩ
🇪🇷✝️✝️✝️
ኢልልልልልልልልልልልልል ፈጣሪና እንታይ ይሳኣኖ ክብርን ምስጋናን
ን እግዚአብሄር አብ ንእግዚአብሄር ወልድ
ንእግዚአብሄር መንፈስቅዱስ አቦታት ኣዴታት ጸሎት ኩም አይፈለየና ዘሎ ናገንዘብ ጸገም ክንሕግዝ ድሉዋት ኢና የቀንየልና
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላይ ሰለ ኩሉ ሰናይትካ ምስጋና ይኩን ናዓካ ኣምላከይ
ተመስገን ፈጣሪ ኣዝዩ ደስ ዘብልን ዘሐጉስን ስራሕ በረከትኩም ይክፈለና ናይ ቅ/ድ/ማርያም ኣማላድነትን በረኸታን ብ ቃልኪዳና ትሓልወና ።
እልልልልልልልልልልልልልልልል ብሀቂ ደስ ዝብል ስራኽ እዩ አምላኽ ፀግኡ የብዝኸልኹም እደታተይ ተሀጉሼ ምስረአኹኽን ብጸሎትኽን ዘኽራና!!!!
Aseyyyyyyy Aseyyyyyyy ellllllllll temesgen fetari
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልል 🙏
ተመስገን ኣምላኽ🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
Egziabiher ymesgen btaemi xbuk Srah nezi kulu ab kemzi dereja kbexh dgeberka eika emo Dyacon hawei Amlak xegeu yebzhalka adna temelisna nbexho ygberena xelot adetatnan abotatnan aigadefena amen 🙏
ተመስገን አምላኽ ከምዚ ዘርአየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️✝️✝️⛪⛪⛪
ኣሜን ኣሜን ክብሪ ንኣምላክ ይኹን
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕውት ስራሕ፡ከምኡ ገርካ ንካልእ ገዳማት ጽቡቅ ገርካ ከተላልዮ ተስፋ ይገብር ድያቆን ሓወይ፡ከም ኣብነት ወቀዳማይ ኣምጺእካያ ዝነበርካ ገዳም እንድርያስ ዕፉን ካብ ኩሉ ሓዲግ ኢዩ እሞ ።ክርዳእ ዘለዎ ኢዩ፡
አሰይ እልልልልልልልልልል እቋዕ ከምዝአ አርአየና እግዝአብሄር ማርያም አደይ ምሰ ኩሉ ትኹን
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኣምላክ ምሳኹም ዩኽን ብጣዓሚ ተሓጉሲና ኣምላኽ ጡዑም፡፡🙏🙏🙏
Asey asey asey gedamatina ab kulu hageruna delewa kihgeza alewa ❤️🇪🇷❤️hizibey Ata halal tebarekeley ❤️
ተመስገን
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ብሓቂ ማርያመይ አንኳዕ ነዚ ኣርኣኽና አቲ ክንጽበዮ ዝጸንሓና ነዚ ዩ ሞ አዚ ዝገበረ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ስብሃት ይኹኖ ።
አግዝኣብሔር ኣምላኽ ነዚ ተሪፉ ዘሎ ድማ ኣብ መፈጸምትኡ ከብጽሓና ከምቲ ኣቐዲምና ዝገበርናዮ ንበረከት ኽኾነና ሕጂ ድማ በብዘለናዮ ከምኡ ንግበር ።
አቲ ኩሉ ዝኽአል አቲ ኩሉ ዝህብ ካብ አግዝኣብሔር ኣምላኽ ሰማያዊ ዓስቢ ክህበና ዩ ።ብድጋመ አንኳዕ ደስ በለና ኣመስግኑለይ ንቕድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ኣደይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏