Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ፌቡ ዘበንኪ ይባረኽ ምስ ኩሉ ልቦናኺ መወስኽታ 98% መጽሓፍ ቅዱስ ወስኽሉ ዝሓፍተይ ኣጆኺ
♥ከመይ ከም ንፈትወኪ ሲ ትፈልጢ ዶ ምቅርቲ ሓብተይ !ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ቀጽልዮ።♥♥♥♥♥♥♥
ሄቨን ሓፍተይ 100% ከማኪ ይብዝሓልና
ፌቡየ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ናይ ወላዲተ ኣምላክ መዝሙር እስከ ብቻናልኪ ጋብዝና ተዋህዶ ኢኪ ኢለ ስለ ዝኣምን እየ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ ብርህቲ ልቦናብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ናዓኪ ክርኢ ከለኩ ድስስ ይብለኒ ትምህርትኪ ሓሳብኪ ዓባይ ሰብኩሉ ተውፅእዮ ቃላት ድማ ጠቃሚ እዩ ግን እታ ተንብብያ ናይ ዓለማዊ ዘይኮነትስ እቱ ዝዓበየለ ናይ ሰማያዊ ተስፋን ቃልን ክትሰምዕ ከለካ ኣዝዩ ውሽጣዊ ሓጎስ ስለ ዝህበካ ኩሉ ፅብቅ እዩ ምንምባብ ትፈትዊ ተከንኪ መብዛሕይኡ መፅሓፍ ቅዱስ እውን መዝሙር ዳዊት ወድማ ወንጌል ማትዎስ ማርቆስ ሉቃስ ይሓንስ እዚ ኩሉ ኣብ ድስስ ዝበለኪ ክተንብብዮ ፅብቅ እዩ ምክንያቱ ኣብዛዓለም ተበዝሐ ልቅርብ እዩ ተፀናሕና እሞ ናይ ሰማያዊ ፀጋን በረከትን ምእንታይ እግዚኣብሄር ግዕድለና ምስ ንፍለ ካብዛ ዓለም ድማ ክቅበለና ከምዚ ተትገብሪ ፅብው ብዝኮነ ኩሉ ትብልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ
ጽቡቅ ሓሳብ ሄቩ ሓፍተይ ብጣዕሚ ብልጽቲ ሓሳብ እያ።ኣነ ሓድ ሓደ ግዜ ባዶነት ክስመዓኒ ከሎ ኣይኮነን እቲ ኣብ ገለ ደረጃ ቀይሩ ዘሎ ረሓሰ ጸጋኡ ክዝክሮ፥ፈጺመ ብትርጉም ዝተፈጠርኩ ኮይኑ ኣይስመዓንን እዩ።እዚ ድሕረ ገለ ግዜ እንታይ ኮይነ እየ ኢየ ከምኡ ዝስመዓኒ ኢለ ኣብ ዝመርመርኩሉ ግዜ፡ብብዙሕ ነገራት ባዶነት ክስመዓካ ይክእል እዩ፡ገለ ካብኡ ነቶም የድልዩኒ እዮም ዝበልኩዎም ሰባት ይኹን ነገራት ልዕሊ እቲ ዝግብኦም ኣብ ውሽጠይ ቦታ ይህቦም እሞ፥ተወሳኺ ከምቲ ዝደልዮም እንተዝድይኮይኖም እንተይዘይረኺበዮም እየ ዝህሰ።ሽዑ ንዖም ብዘይ ምርካበይ ሕማቅ ስምዒት ይስመዓኒ።ንዖኦም ኣብ ዝዝክረሉ እዋን መዓልተይ ኣባላሽየ ይውዕል።ድሓር እቲ ጌጋ ካብኦም ዘይኮነ ወይ ውን ንዓይ ዝኾኑ ሰባት ስለ ዘይኮኑስ ኣነ ልዕሊ እቲ ሚዛኖም ቦታ ስለ ዝሃብክዎም እዮም ክጉድኡኒ ክኢሎም ኢለ ምስ ውሽጠይ ደምዲመዮ።ስለዚ ኣብዚ ሕጂ እዋን ነቶም ዝቀርቦም ሰባት ሚዛኖም ሂበ እየ ዝቀርቦም።ነገር ግን ሕጂ ውን ባዶነት ኣይገደፈንን ሕጊ ተፈጥሮ ስለ ዝኾነ።እንተኮነ ብዝተከኣለኒ መጠን ባዶነተይ ከጽብብ እየ ዝጽዕር።ስለ ኩሉ ግዜ ትገብርዮም Motivation ከመስግነኪ ይፈቱ ሄቨን ሓፍተይ።በርትዒ፡ቀጽልዮ፡ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ።ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ተደዋዊልና ሓሳባት ክንካፈል።
Ajoke alona ab gonkie, I can see your future life in the 🌄 🌅 just keep in touch for, I'm following you from USA
ዋው ንፍዕቲ ፅቡቅ ሓሳብ ዩ ቀፅልዮ ፌቡ ሓበተይ💙ባዶነት ክስመዐና ከሎ ዋላ ኣብ ስራሕ ቦታ ኮይንና ቴድፎና ገይርና ብውሕዱ ቃለ እግዚአብሔር ስብከት መዝሙር ተዘውቲርና መንፈስና ዩ ዝሕደስ ፍትዋተይ🥰🥰🥰
ኩሉ ጥበብ ካብ ፈጣሪ እዩ ነዚ ምስትውዓል ዝሃቡኪ ቅድስት ስላሴ ንዘልኣለም ዝተመስገኑ ይኹኑ
ናይ ብሓቂ ምኽንያቱ ንሕና ምስ ማሕባራዊ ጎሮቤትን ቤተሰብን ስለዝዓበና ኢዩ እኮ እዚ ነገር እዚ ይስምዓና ክትቓጻጸሮ ዘይትኽእል ግን ጾሎትን መጽሃፍትን መንፈሳውያን ምንባብ ምልምማድ ኢዪ እንተዘይ ተቀቢልዎን ናብ ሰብ ምድዋል ምንቅስቃስ ኣብ ቀርባ ዘለው ጎሮቤት የዕሩኽ ምብጻሕ ኣብ ደገ እተውጺካ ዝበለጸ እዚ ባሕርያርዊ ኢዩ ግን ኣብ ክሉ ሰብ ኢዩ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ቀጽልዮ ከማኪ ይሰሱኑ ይሰስናልና❤❤
ፌቤን ሓፍተይ ንእሽተይን ለባምን ክብረት ያሃብኪ ባዶነት ክስማዓና እንተሎ ናይ ብሓቂ መዳሓኒት ቃል እግዚአብሔር እዩ ከም ሓዱሽ እዩ መንፈስና ዝሕደስ ❤❤
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🏻🥺👍🏻🥰
ፌቡ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቀጽልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቡሉጻት ሓሳባት ኢኪ ተምጽኢ ብዙሓት ሰባት ከመይ ዝመሃሩ ኣይጣረጠርን ዝሓመምኪ ዩ መሲሉኒ ጸኒሑ ናይ በሓቂ ኣምላክ ጥበቡ ይህዝሓልኪ
ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀኪ ማሃሪ ዝኾነ ሓሳብ እዩ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሄቨይ
Heaven haftey bhaqi nay mihirkni eki fetari edmen tenan yhabki ajoki qexlyo
ስሒቅኩ ኣስሒቅክኒ ሄቨና ሽኮር thank you
mqrti haftey qetslyo egziabhier edmen tenan yhabki tsbuq srah
ቭራቮ ሄቨና ሓፍተይ ዘበንኪ ይባረክ ከምዚ ከማኪ እንተ ንረክብ ባዶንነት ኣይምተስምዓናን ቀጽዮ ዋዕሮ።
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de
Amlakey edmen tenan yehebki ziyaday lbamey
Waw btaemi xbuk motivated my sister sweet go he'd 😍🤗👏
የቀነልና ናይ ብሓቂ ጽብቅ ሓሳብ ክብረት ይሃብላ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኪ ፈጣሪ ሓፍተይ ናተይ
ኣምላክ ይባርክኪ ሄቩ ቀጽልዮ ምክንያቱ ብዙሓት ሰባት ካባኪ ስለ ንጽበ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ስለዚ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዒ ይላበወኪ ብስጋን ብመንፈስን ክትብርትዒ እግዚኣብሔር ይደግፍኪ ብጣዕሚ ትፈትወኪ ሳሮን!!!!
Wawww btaemi xbuq tmhrti haftey mearey qexliyo so God bless you my sis!!!
10q 4All that!!!.ተስፋ ይገብር በዚ ትምርቲ እዚ ክንደይ ሰብ ካብ ጸጋም ናብ የማን መንገድታቱ ከስተኻኽል።ካብቶም ካባኺ ትሕት ዝበሉ ትድውልሎም ቦታ ራኣይለይ።
You are so brave!!! I hope you could make an influence in our young Eritrea who those suffering from depression.. It's best when they hear the young from the young Eritrean motivational speakers. Go on👍👍
This week I am struggling with this empty .thank u darling 😘
Thanks yenie konjo egzabiher ybarkie
ኣምላክ ዘመንኪ ይባርክ ፍትውቲ ሓብተይ ስነ ስራዓትኪን ቁምነገርክን ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ኣጆኪ በርትዒ ቀጽልዮ እግዚኣብሔር ምሳኪ ይኩን።
ብጠዓሚ ኣገዳሲ ትምርቲ እዩ።
Edmen tienan yihabki fetari hievu shikor bzuh timhrina aleki mekeret❤🇪🇷🥰
Mqrti haftey zebenki ybarek
ኣሰይይይ መቀረት ናተይይይ ፍትውትው እየ ዘብለኪ ዓይነይይይይይይይ
ሄቩ ሓፍተይ ኣብ ሂወተይ ኣዚኪ ተገድስኒ ኢኪ ፕሊስ ዓቅምኪ ሓግዝኒ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ርእሰይ ብብዙሑ ሓሳባት ዕርፍቲ ሲኡኑ ኣሎ ምክንያቱ ኣብ ውሽጢ 3ዓመት ዝኮነ ለውጢ ኣይገበርኩን ፡እዛ ናይ ውልቃዊ ዕቤት ትብል ከንብባ ምደለኩ 🙏💟
Niakis kemey dbele sebiay yimriaweki yikewin . Natna moral . Kemti tinebriyon tihasbyon kitrekbi beal abi tesfa eye . Entay nay meria azarebeka aytbelni etizeyterif gina azyu tinkake sle dedliyo eye emokea absdet . I love all your motivation videos. Lieli edmeki eyu natki mhzo mkanu kea biteami des yibleni . Msanan msbahlinan dkeyd btikikl kea neana nartrawyan dmlket sle dkono . Keslyo bravo.
Gal ezgher xegeu ybzhalki xbuk sirah you
Wawwww hevu haftey btaami xbuq hasab kemaki ሽሕ ይወለድ So edmen tenan yhabki fetari ❤❤❤😍😍😍🙏🙏🙏
ዋውውው ብልጽተይ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ከማኺ ብሉጻት ደቂ ኣንስትዮ ይብዝሓልና ።
Heven haftey ane bzey qekealem kemzi neay ztefeterki koynu iyu zsemani mknyatu bzuh temahiren lewuti geren . selamki ybzah nzelalem nberlna and enqa teweledklna . bedme neshtey biblhi gin leli seb .meglexi senelki iye mo edmeki ybarek
thanks haven shkor nfati eki kulu eyu zrdeaki nay wshtna hmeq kexlyo eki ka ajoki
ብሓቂ ሄቨንሓፍተይ ንእስትን ብልጽትን ብሓቂ ቆቓሕ እሾክ ብበላሓ እያ ትፍጠር 💝💝💝💝ቀጽልዮ ንስኪ ጎደና ዕብየት ሕብረተሰብ ኢኪ ምክንያቱ ሞሳትኪ ኣብ ዘይ ጠቅም ቲክቶክ ይዉዕላ ንስኪ ግን ለይ ለይ እና በልኪ ወጺእኪ ከም ቀላሚጦስ
Heaven haftey azie eye zfetweki nfeti
Amlak yebrki haftey natey xbuk serh
Btami xbuk tmhrti eyu haftey ajoki
Good idea kale hiwet yesmeana thanks
Aseyyy gobez edmen tienan yftereli ajoki mkrti🥰🥰🥰🥰🎁
living alone it's better becouse you are free and it's easy to do what you prefer, thank you sister for giving advice and motivate us
ባዶነት.. ኣነ ተሰሚዑን ኣይፈልጥን.. ኣይትተቅምን ኢኻ ኣይትረብሕን እውን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን.. እሞ ብኣዝዩ ከቢድ ሽግር ይሕለፍ እዚኦም ተሰምኦሙን ኣይፈልጡን.. ምናልባት ዘይምርዳእ ይኸውን.ግን ዓቢ ነገር ናይ ሂወት እዩ ኢለ ዝርዮ ግን አለን.. ዳርጋ ኩሉ ዘይግደሰሉ.. ንሱ ይኸውን.. ምሁር ኢየ. ድሓን ክእለት ን ፍልጠትን አለኒባዶነት ምስማዕ ጽቡቅ እዩ ይመስለኒ... ብዙሓት ዝብልዎ እዩ.. ብሕልፊ ኣዝዮም ሃብታማት..ምሁራት..ኣዕሩከይ.. ምሁራት እዮም.. ድሓን ንብረት ገንዘብ ኣለዎም.. ኩሉ ረክብናዮ ግን. ዝብሉ እዮም... Sucide. ይሓይሽ ዝብሉ አለው..ኣምላኽ እዩ ባዶ ክስምዓኩም ገይሩ.. ክትምልስዎ ዝግባእ ኣሎ ይብል????እንተ ድኣ አብ ሃብቲ, ምሁር ሙኻን, ሽም.. ሂወትካ ተሞርኩሳ... ባዶ ክስምዓኩም ግድን እዩባዶ.. ማለት.. ኣምላኽ ዘይኣተዎ ልቢ ክኸውን ይኽእል.. ብ ኣእምሮ ጥራሕ ኣምላኽ ትፈልጦ እንተኾይንካ.. ባዶ ክስምዓካ ይኽእል ይመስለን
ኽብረት ይሓብለና! እግዚኣብሔር ኣምላኽ ነዊኅ ዕድመ ይሓብኺ! ዝኃብተይ መዓረይ ኣጆኪ ኣነ ብወገነን ጽብቕ ይኽስብ ኣለዅ። ቈጽልዮዮ"ኢኺ.........፧
Thanks sis keep it up and going
ዋውው ሓዳስ ኮኾብ የከነና ኣባኺ ብዙሑ ትጽቢት ኣለና 🌹💐
Yeah exactly true HEAVEN habtna that’s the best way of life and make life easier
ናይ በሓቂ ሎሚ ተበሪህክኒ ብጸገመይ መጺክኒ
ሀቩ ብልጽቲ !
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል መኽሪ ክብርቲ ሓፍቲ ኣጀኺ በርትዒ
So ezi teqrbiyo vidotatat biteami u hagizuni neay. So thank you ajoki kexliyo. Egziabher aqedmi
Mara eki smart edmen teanan yhabki 🙏
Wow Smart girl tanx shering
ሰላምኪ" ይብዛሕ ንፍዕቲ::
Thank you sis please keep it up!!!!❤
Well confident and talented sister! May God bless you 🙏.
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🏻🥺🥺
Gobeze
You're smart Haven God bless you keep it up
Nski abay seb eki Febu egzabiher tsegu ybzhalki kab klu kfu yhlwki 💕
Thanks you heaven sister ✌️😍😍😍
Thanks sis Good job 👍
Febye shkor💋💋❤❤❤ zemenki sahaq ykun kulu gizie .msaki sihiqe
Betamie xebuk medeb akededena kerub melu enta zekeren xebuk.
ናዓይ ሲ ኣብ ሰሙን ዘይኮኑ ዳርጋ ማዓልታዊ አዮም፡ዝሞጹኒ፡
Stay blessed and strong 🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤
ስለቲ ክሉ ግዜ ሓሳባት እትህብና ነመስገን እሞ ብካልእ ተስፋ ንገብር
nay bhaqi lebam gale❤❤❤❤❤
yeqenyelna kbrti haft btaemi des zebl astemhro.
Thanks sister I appreciate you are rate
Wawww amlak edmen tnan yhabki haftey 🙏 btaemi des zbl tmhrti🥰
ምቅርቲ ፍጥረት
Thanks haftey natey ezi da ab hiwetey qetsali zgebro eyu ,kab hji ketegbro eye kemzi natki 🙏
ሄቩ ሽኾር፡ ልቦናኺ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብል። ቀጽልዮ!
Tebareki edmen tanan yhabki
Tanks xbqti ftret
ብሓቂ ወለላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🥀🥀🥀❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de 🥰👍🏻🥰🥺🥺
Zmnki ybarek hevu haftey 🙏💖
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥺🥰👍🏻🥰🥰
wawwwwwww btemi des zbel hivu haftey amlak msaki ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ስናኣምራዊ ኬፍ ትህበኒ እዛ ዶና ባሓቂ
Thanks sister you are perfect
I like your idea.
ብሓቂ ለባም ሰብ
Niay dewililey kulu keresiaki eye mearey ❤❤❤
ሄቨ ሓፍተይ ብጣዕሚ ኤዘደንቀኪ ግን ኣነ ብጣዕሚ ሓጎለይ ዪሕመኒ ከጾንዕ ኮለኾ ኣነ ግን ምነባብ ያኣቤኒ ሓደደ ግዜ ስለምነታይ ኣዩ ብሊስ ምለስለዪ❤❤❤❤
Hanti nay mexae kokob ktkoni iki...Don't give up
Waaawww
Heaven Waero eki ajoki qexllu yketateleki eye nfOti Habogna
Thx hevu haftey 😍😍😍
Hello! How are you thank you for everything I appreciate.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ'ዩ ሄቨን ሓፍተይ!
Betamie xebuq temhertei eyu ... egzabiher amelak edemen tenan yehabkei 🙏🙏🙏
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
Thank you heven haftey, ezia vidéos nay elki zserakya koynu tesemieni bflay ka abti hade medeb tgebr emo ,azika tesfa zgeberkalu etezey rekibkayo aziu eu kebide ms weredeka, hji gn btami hagazit mkri amxiekla kexloyo
Hevu shikor smart and sweet girl
Thank you xebkti kexlyo!!👏🏽
Good idea nice example 👌
ፌቡ ዘበንኪ ይባረኽ ምስ ኩሉ ልቦናኺ መወስኽታ 98% መጽሓፍ ቅዱስ ወስኽሉ ዝሓፍተይ ኣጆኺ
♥ከመይ ከም ንፈትወኪ ሲ ትፈልጢ ዶ ምቅርቲ ሓብተይ !ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ቀጽልዮ።♥♥♥♥♥♥♥
ሄቨን ሓፍተይ 100% ከማኪ ይብዝሓልና
ፌቡየ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ናይ ወላዲተ ኣምላክ መዝሙር እስከ ብቻናልኪ ጋብዝና ተዋህዶ ኢኪ ኢለ ስለ ዝኣምን እየ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ ብርህቲ ልቦና
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ናዓኪ ክርኢ ከለኩ ድስስ ይብለኒ ትምህርትኪ ሓሳብኪ ዓባይ ሰብ
ኩሉ ተውፅእዮ ቃላት ድማ ጠቃሚ እዩ
ግን እታ ተንብብያ ናይ ዓለማዊ ዘይኮነትስ
እቱ ዝዓበየለ ናይ ሰማያዊ ተስፋን ቃልን ክትሰምዕ ከለካ ኣዝዩ ውሽጣዊ ሓጎስ ስለ ዝህበካ
ኩሉ ፅብቅ እዩ ምንምባብ ትፈትዊ ተከንኪ መብዛሕይኡ መፅሓፍ ቅዱስ እውን
መዝሙር ዳዊት ወድማ ወንጌል ማትዎስ ማርቆስ ሉቃስ ይሓንስ እዚ ኩሉ ኣብ ድስስ ዝበለኪ ክተንብብዮ ፅብቅ እዩ ምክንያቱ ኣብዛዓለም ተበዝሐ ልቅርብ እዩ ተፀናሕና እሞ ናይ ሰማያዊ ፀጋን በረከትን ምእንታይ እግዚኣብሄር ግዕድለና
ምስ ንፍለ ካብዛ ዓለም ድማ ክቅበለና ከምዚ ተትገብሪ ፅብው ብዝኮነ ኩሉ ትብልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ
ጽቡቅ ሓሳብ ሄቩ ሓፍተይ ብጣዕሚ ብልጽቲ ሓሳብ እያ።ኣነ ሓድ ሓደ ግዜ ባዶነት ክስመዓኒ ከሎ ኣይኮነን እቲ ኣብ ገለ ደረጃ ቀይሩ ዘሎ ረሓሰ ጸጋኡ ክዝክሮ፥ፈጺመ ብትርጉም ዝተፈጠርኩ ኮይኑ ኣይስመዓንን እዩ።
እዚ ድሕረ ገለ ግዜ እንታይ ኮይነ እየ ኢየ ከምኡ ዝስመዓኒ ኢለ ኣብ ዝመርመርኩሉ ግዜ፡ብብዙሕ ነገራት ባዶነት ክስመዓካ ይክእል እዩ፡ገለ ካብኡ ነቶም የድልዩኒ እዮም ዝበልኩዎም ሰባት ይኹን ነገራት ልዕሊ እቲ ዝግብኦም ኣብ ውሽጠይ ቦታ ይህቦም እሞ፥ተወሳኺ ከምቲ ዝደልዮም እንተዝድይኮይኖም እንተይዘይረኺበዮም እየ ዝህሰ።
ሽዑ ንዖም ብዘይ ምርካበይ ሕማቅ ስምዒት ይስመዓኒ።ንዖኦም ኣብ ዝዝክረሉ እዋን መዓልተይ ኣባላሽየ ይውዕል።
ድሓር እቲ ጌጋ ካብኦም ዘይኮነ ወይ ውን ንዓይ ዝኾኑ ሰባት ስለ ዘይኮኑስ ኣነ ልዕሊ እቲ ሚዛኖም ቦታ ስለ ዝሃብክዎም እዮም ክጉድኡኒ ክኢሎም ኢለ ምስ ውሽጠይ ደምዲመዮ።
ስለዚ ኣብዚ ሕጂ እዋን ነቶም ዝቀርቦም ሰባት ሚዛኖም ሂበ እየ ዝቀርቦም።
ነገር ግን ሕጂ ውን ባዶነት ኣይገደፈንን ሕጊ ተፈጥሮ ስለ ዝኾነ።እንተኮነ ብዝተከኣለኒ መጠን ባዶነተይ ከጽብብ እየ ዝጽዕር።
ስለ ኩሉ ግዜ ትገብርዮም Motivation ከመስግነኪ ይፈቱ ሄቨን ሓፍተይ።በርትዒ፡ቀጽልዮ፡ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ።
ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ተደዋዊልና ሓሳባት ክንካፈል።
Ajoke alona ab gonkie, I can see your future life in the 🌄 🌅 just keep in touch for, I'm following you from USA
ዋው ንፍዕቲ ፅቡቅ ሓሳብ ዩ ቀፅልዮ ፌቡ ሓበተይ💙
ባዶነት ክስመዐና ከሎ ዋላ ኣብ ስራሕ ቦታ ኮይንና ቴድፎና ገይርና ብውሕዱ ቃለ እግዚአብሔር ስብከት መዝሙር ተዘውቲርና መንፈስና ዩ ዝሕደስ ፍትዋተይ🥰🥰🥰
ኩሉ ጥበብ ካብ ፈጣሪ እዩ ነዚ ምስትውዓል ዝሃቡኪ ቅድስት ስላሴ ንዘልኣለም ዝተመስገኑ ይኹኑ
ናይ ብሓቂ ምኽንያቱ ንሕና ምስ ማሕባራዊ ጎሮቤትን ቤተሰብን ስለዝዓበና ኢዩ እኮ እዚ ነገር እዚ ይስምዓና ክትቓጻጸሮ ዘይትኽእል ግን ጾሎትን መጽሃፍትን መንፈሳውያን ምንባብ ምልምማድ ኢዪ እንተዘይ ተቀቢልዎን ናብ ሰብ ምድዋል ምንቅስቃስ ኣብ ቀርባ ዘለው ጎሮቤት የዕሩኽ ምብጻሕ ኣብ ደገ እተውጺካ ዝበለጸ እዚ ባሕርያርዊ ኢዩ ግን ኣብ ክሉ ሰብ ኢዩ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ቀጽልዮ ከማኪ ይሰሱኑ ይሰስናልና❤❤
ፌቤን ሓፍተይ ንእሽተይን ለባምን ክብረት ያሃብኪ ባዶነት ክስማዓና እንተሎ ናይ ብሓቂ መዳሓኒት ቃል እግዚአብሔር እዩ ከም ሓዱሽ እዩ መንፈስና ዝሕደስ ❤❤
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍🏻🥺👍🏻🥰
ፌቡ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል
ቀጽልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቡሉጻት ሓሳባት ኢኪ ተምጽኢ ብዙሓት ሰባት ከመይ ዝመሃሩ ኣይጣረጠርን ዝሓመምኪ ዩ መሲሉኒ ጸኒሑ ናይ በሓቂ ኣምላክ ጥበቡ ይህዝሓልኪ
ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀኪ ማሃሪ ዝኾነ ሓሳብ እዩ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሄቨይ
Heaven haftey bhaqi nay mihirkni eki fetari edmen tenan yhabki ajoki qexlyo
ስሒቅኩ ኣስሒቅክኒ ሄቨና ሽኮር thank you
mqrti haftey qetslyo egziabhier edmen tenan yhabki tsbuq srah
ቭራቮ ሄቨና ሓፍተይ ዘበንኪ ይባረክ
ከምዚ ከማኪ እንተ ንረክብ ባዶንነት ኣይምተስምዓናን ቀጽዮ ዋዕሮ።
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey de
Amlakey edmen tenan yehebki ziyaday lbamey
Waw btaemi xbuk motivated my sister sweet go he'd 😍🤗👏
የቀነልና ናይ ብሓቂ ጽብቅ ሓሳብ ክብረት ይሃብላ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኪ ፈጣሪ ሓፍተይ ናተይ
ኣምላክ ይባርክኪ ሄቩ ቀጽልዮ ምክንያቱ ብዙሓት ሰባት ካባኪ ስለ ንጽበ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ስለዚ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዒ ይላበወኪ ብስጋን ብመንፈስን ክትብርትዒ እግዚኣብሔር ይደግፍኪ ብጣዕሚ ትፈትወኪ ሳሮን!!!!
Wawww btaemi xbuq tmhrti haftey mearey qexliyo so God bless you my sis!!!
10q 4All that!!!.ተስፋ ይገብር በዚ ትምርቲ እዚ ክንደይ ሰብ ካብ ጸጋም ናብ የማን መንገድታቱ ከስተኻኽል።ካብቶም ካባኺ ትሕት ዝበሉ ትድውልሎም ቦታ ራኣይለይ።
You are so brave!!!
I hope you could make an influence in our young Eritrea who those suffering from depression.. It's best when they hear the young from the young Eritrean motivational speakers. Go on👍👍
This week I am struggling with this empty .thank u darling 😘
Thanks yenie konjo egzabiher ybarkie
ኣምላክ ዘመንኪ ይባርክ ፍትውቲ ሓብተይ ስነ ስራዓትኪን ቁምነገርክን ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኪ ኣጆኪ በርትዒ ቀጽልዮ እግዚኣብሔር ምሳኪ ይኩን።
ብጠዓሚ ኣገዳሲ ትምርቲ እዩ።
Edmen tienan yihabki fetari hievu shikor bzuh timhrina aleki mekeret❤🇪🇷🥰
Mqrti haftey zebenki ybarek
ኣሰይይይ መቀረት ናተይይይ ፍትውትው እየ ዘብለኪ ዓይነይይይይይይይ
ሄቩ ሓፍተይ ኣብ ሂወተይ ኣዚኪ ተገድስኒ ኢኪ ፕሊስ ዓቅምኪ ሓግዝኒ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ርእሰይ ብብዙሑ ሓሳባት ዕርፍቲ ሲኡኑ ኣሎ ምክንያቱ ኣብ ውሽጢ 3ዓመት ዝኮነ ለውጢ ኣይገበርኩን ፡እዛ ናይ ውልቃዊ ዕቤት ትብል ከንብባ ምደለኩ 🙏💟
Niakis kemey dbele sebiay yimriaweki yikewin . Natna moral . Kemti tinebriyon tihasbyon kitrekbi beal abi tesfa eye . Entay nay meria azarebeka aytbelni etizeyterif gina azyu tinkake sle dedliyo eye emokea absdet . I love all your motivation videos. Lieli edmeki eyu natki mhzo mkanu kea biteami des yibleni . Msanan msbahlinan dkeyd btikikl kea neana nartrawyan dmlket sle dkono . Keslyo bravo.
Gal ezgher xegeu ybzhalki xbuk sirah you
Wawwww hevu haftey btaami xbuq hasab kemaki ሽሕ ይወለድ So edmen tenan yhabki fetari ❤❤❤😍😍😍🙏🙏🙏
ዋውውው ብልጽተይ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ከማኺ ብሉጻት ደቂ ኣንስትዮ ይብዝሓልና ።
Heven haftey ane bzey qekealem kemzi neay ztefeterki koynu iyu zsemani mknyatu bzuh temahiren lewuti geren . selamki ybzah nzelalem nberlna and enqa teweledklna . bedme neshtey biblhi gin leli seb .meglexi senelki iye mo edmeki ybarek
thanks haven shkor nfati eki kulu eyu zrdeaki nay wshtna hmeq kexlyo eki ka ajoki
ብሓቂ ሄቨንሓፍተይ ንእስትን ብልጽትን ብሓቂ ቆቓሕ እሾክ ብበላሓ እያ ትፍጠር 💝💝💝💝ቀጽልዮ ንስኪ ጎደና ዕብየት ሕብረተሰብ ኢኪ ምክንያቱ ሞሳትኪ ኣብ ዘይ ጠቅም ቲክቶክ ይዉዕላ ንስኪ ግን ለይ ለይ እና በልኪ ወጺእኪ ከም ቀላሚጦስ
Heaven haftey azie eye zfetweki nfeti
Amlak yebrki haftey natey xbuk serh
Btami xbuk tmhrti eyu haftey ajoki
Good idea kale hiwet yesmeana thanks
Aseyyy gobez edmen tienan yftereli ajoki mkrti🥰🥰🥰🥰🎁
living alone it's better becouse you are free and it's easy to do what you prefer, thank you sister for giving advice and motivate us
ባዶነት.. ኣነ ተሰሚዑን ኣይፈልጥን.. ኣይትተቅምን ኢኻ ኣይትረብሕን እውን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን.. እሞ ብኣዝዩ ከቢድ ሽግር ይሕለፍ እዚኦም ተሰምኦሙን ኣይፈልጡን.. ምናልባት ዘይምርዳእ ይኸውን.ግን ዓቢ ነገር ናይ ሂወት እዩ ኢለ ዝርዮ ግን አለን.. ዳርጋ ኩሉ ዘይግደሰሉ.. ንሱ ይኸውን.. ምሁር ኢየ. ድሓን ክእለት ን ፍልጠትን አለኒ
ባዶነት ምስማዕ ጽቡቅ እዩ ይመስለኒ... ብዙሓት ዝብልዎ እዩ.. ብሕልፊ ኣዝዮም ሃብታማት..ምሁራት..
ኣዕሩከይ.. ምሁራት እዮም.. ድሓን ንብረት ገንዘብ ኣለዎም.. ኩሉ ረክብናዮ ግን. ዝብሉ እዮም... Sucide. ይሓይሽ ዝብሉ አለው..
ኣምላኽ እዩ ባዶ ክስምዓኩም ገይሩ.. ክትምልስዎ ዝግባእ ኣሎ ይብል????
እንተ ድኣ አብ ሃብቲ, ምሁር ሙኻን, ሽም.. ሂወትካ ተሞርኩሳ... ባዶ ክስምዓኩም ግድን እዩ
ባዶ.. ማለት.. ኣምላኽ ዘይኣተዎ ልቢ ክኸውን ይኽእል.. ብ ኣእምሮ ጥራሕ ኣምላኽ ትፈልጦ እንተኾይንካ.. ባዶ ክስምዓካ ይኽእል ይመስለን