Bereket, please ask to baraki, that how can we reconcile his statement with meimir bokre who is a researcher and has an academy called "bokre academy". Bokre says that tigrigna came before geez. Geez emerged after tigrigna. Geez is an elite language of tigrigna speakers.
ታሪክና ክንፈልጥ እትገብሮ ፃዕሪ ልዑል ክብሪ ኣለኒ መምህር🙏❤
ንፈለማ ጊዜ ትክክለኛ ናይ ትግራይ ታሪክ መጽናዕቲ ዝገብረ ሰብ ይመስል።
ብሓቂ ጠቓሚ ቃለ መሕትት ንሓውና ፍልጠቱ የስፈሓሉ
ናይ ሳባ ቋንቋ ብትምህርቲ ደረጃ ንኽምህረልና እትብሉ ❤
ጀግና መምህር ትግራይ
መምህረይ ኩራዓት ትግራይና ኢኹም እሞ ፈጣሪ ነዊሒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏🙏🙏
ክብሬ ዝግቦ ጀግና ተጋዳላይ መምህር romhay
ኩርዓት ትግራይ❤❤❤
እንካዕ ደሓን መፃካ ብሉፅ ሰብ💊💊💊💝💝💝💝💝💝
ኩርዓትና ኢካ ሓስብ ልብካ ሰሚሩልካ ዝሓሰብካዮ ክሰካዐልካ ሉዕል ባህጊ ኣለና ምክንያቱ ናባዕልና ክጥዕመና ካባካ ቡዙሕ ክንማሃር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
መምህር ታሪኽ ባዜን ሮምሃይ
በርትዕ ሓውና ባራኪ
ተጋሩ አታባብዕዎ እሰኪ
የቐንየልና በረኸት ዓቢ ሰብ ኣላሊኻና ክብረት ይሃበልና።
ባራኺ እግዚኣብሔር ይባርካ
ትግራዋይ ኢኻ ንስኻ በቃ ብሩህ ኣእምሮ 🤍💊
በረኸትለ የቐንየልና 🕊️
❤❤❤ኩርዓት ትግራይ
ክቡር መምህርና ብጣዕሚ እና እንፈትወካ አብ ስደት ዘለና አሕዋትካ ደቅካ መርኣያና ኢካ ብሓቂ❤🙏
This is very brilliant man .wish you good luck
እዝጋአብሄር ይመስገን ትግራይ ካምዙኦም ዚበሉ ዘፂሕና ተመስገን 🙏🌹🌺✍️❤💐
ቋንቋ ፍልጠት ኢዩ ክእለት እውን ኢዩ! ኣይትጋገ በረከት
ብሉጽ ተመራማሪ ሓውና❤
This young man is very important, we can learn many things from him, so please help him to make his abilities known.
በረኸቲ ሀዉና ኪብረት የሀበና
በርትዑ ጀጋኑ ትግራይ
እንኮዕ ዳሕን መፅእካ መምህር
Thank you so much God bless you
ንበርልና❤❤❤
Selam hawna enqae Selam reanaka bnisubuk nay Tigray Tarik meseka eleka emo kesilalu hasabatka dikamka ab fisame kitbesih fetari yefesmo yihagiz fikadu Yukun amen 🙏🌹☘️
ኣብ ቃለ መሕተቱ ርጉእ ዝኾነ ሰብ በርየ ደስ ዝብል ዕላሉ ፡ ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ። ኣብ ግእዝ ብዓቢ ከኣ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ መንነቱ ዓሚቕ ኣፍልጦ ዘለዎ እዩ ዝመስል ፡ ኣብ ቀጻሊ ከትዕድሞ ይምሕጸን ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ajoka ajoka ajoka
ብሉፅ ትግራዋይ❤
ተጋዳላይ ባዜን ሮምሃይ ወናኒ ወርቂ አእሙሮ
ክብሪ ❤️
እስኪ እግዝኣብሔር ፈቂዱ ናብኡ እንተበቂዐ በኩረይ ወዲ ተኮይኑ ባዜን ክብሎ እዩ ባዜን ሮምሃይ ኣብ ታሪክካ ኮነ እምነትካ ዘለካ ኣረኣእያ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ክጥዕመና❤
Thank you so much. This is so exiting and we should all focus on our history.
ፍሉይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰውዬው ራሱ ትልቅ ቅርስ ነው ትግራዋይ ብዙ ሊጠቀምበትና ሊማርበት ይገባል አማሮች ቢሆኑ በየሚድያው እያቀረቡ ያጨናንቁት ነበር ። ትግራይ ቲቪ እና ድምፂ ወያነ እንደዚ አይነት ለትግራይ ሚጠቅሙ ሰዎችን እያቀረቡ ትውልዱን አይጥቀሙና የባንዳው የአብይ ውታፍ ነቃዩ የጌታቸው ደጋፊዎችን እያቀረቡ ህዝቡን ልቡን ዝቅ ከሚያደርጉት እንደዚ አይነት ጀግና ግለሰብ ቢያቀርቡ ቢያንስ ትግራዋይ ላይ ያለ የትግራይ ፍቅርላይ ሌላእውቀት እንዲጨምር ያደርጉት ነበር። ግን ምንዋጋ አለው ቁጭ ብሎ አማራ ታሪካችንን ሰርቀው የራሳቸው አድርገው ፃፉት ማለት እና እንደሞኝ ዘፈን ከመደጋገም እንደዚ አይነት ሰዎችን ቦታ ሰጥተን ልንማርባቸው ይገባል። ይሄኔ 3ታንክ አቃጥሎ ቢሆን ይዘፈንለት ነበር። ብቻ ያሳዝናል ትግራዋይ ንቃ!!!
ኩርዓት ትግራይ
Buluts tegariwayy ❤❤
ሰሚዕካ ዘይ ፅገብ በቃ ርጉዕ 2 ስዓት ክኮን ነይርዋ
ባራኺ ፍልጠቱ ጥራይ ዘይኮነስ ድምፁን ትሕትንኡን እውን ዝገርም እዩ
ብኦንላዮን ግዕዝ እና አጽናዕኹ እየ በጃካ እዙ ሳባ እውን ሼር ግበሩልና ክንማሀር ብተሎ።
ደምራን ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
በጃኹም እካብዙ ሐውና ተቃላጢፍና ንማሀር
መምህርና ሓለቓ ናይ ትግራይ ብጣዕሚ ኢና ንኾርዐልካ ብተለይ ኣብ ሃይማኖትና ባህልናን እትገብሮ ኣስተዋፅኦ 💊✝️
ንስኻን ሰብ ዝሰኣነ ሰብ (ብርሃነን )ንትግራይ ምንም ዘገበረትልኩም ንስኻትኩም ግን ካብ ሞያኹምን ትምህርትኹምን መጺኹም ተጋዲልኩምላን መስዋእቲ ካፊልኩምላን ኢኹም'ሞ ክብሪ ይሃብኩም ✊👏
እግዚአብሔር ይመስገን ቀዳሞት ነይርና ዳሕራውን ኮይንና ግን ድማ ክንትንስእ ንክእል እና ከምዚ ዝበለ ቀለምን ትምህርትን ዝሓዘ ሰብ ስለ ዝሃብካን ፈጣሪ ነመስግነካ ❤❤❤
❤❤❤❤❤
እዚ ሰብ ዝሰምዖ ተረኪቡ ከም ታሪክ ተዓቂቡ ቤት ትምህርቲ ክከውን ኣለዎ❤
አብ ታሪክ ትግራይ ከማካን ከም ብርሃነ ገ/ገርግስን ዝበሉ ብዙሕ ቆላሕታ ዘይረከቡ እዮም
ገሪሙኒ እንቋዕ ናትና ኮንካ በራኺ ብኸመይ ከምዝገልፆ ከቢዱኒ ብዝኾነ ንበረልና
በሊሕ ጅግና ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ዝኾነ ታሪኽ ናብ ወለዶ ዘሕልፍ ትግራይ ትኾርዐሉ መንእሰይ እዩ
❤
ሰነፍት ተጋሩዋይ ኢና እኮ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ሓውና ባዕሉ ከም ቅርሲ ኢና ክንሕብሕቦ ዝግባእ ።
ዩኒቨርስቲታት ቋንቋ ሳባ ከምህር ዘንብቡ ዝርድኡ ተተካእቲ ንከፍርይ ዕድል ክህብኦ ኩነታት ከመቻችዋሉ ይግባእ ።
አታ ሕጂ እተዝወልድስ ሮምሀይ ክብል ነይረ
ኣጆኺ ቀልጢፍኪ ሓደር ግበሪ ክሕግዘኺ እየ❣️
ኢዲመን ጢዒናንን እዝጋአብሀሄር የሀቢካ
Bereket, please ask to baraki, that how can we reconcile his statement with meimir bokre who is a researcher and has an academy called "bokre academy". Bokre says that tigrigna came before geez. Geez emerged after tigrigna. Geez is an elite language of tigrigna speakers.
በረኸት ሓው ናዓኻ ምእራም አይግባእን!ይኹን,ምበር ትግርኛ ምስ አምሕርኛ ተዳቕል አለኻ?
ልአብነት አብ 10 ደቒቓ ከምዚ ትብል ቃል ተጠቒምካ>ጥያቄ?
ጥያቄ አምሕርኛ ቓል እያ!
ብትግርኛ>ሕቶ እያ ትኸውን።
ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ እዩ ካብቲ ቁኑዑ ቃል ንጌጋ ኣነቅድም
ንበርልና❤❤❤
❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤