Tigray needs a program like this more often . Very educational LAZA Tigrinia should be supportive by everyone in order to have this effortless research and discussion to be displayed like this for the people of Tigray and even more to the supporters of HIgdef supporters cult. Keep it up. Good job.
It was a very interesting discussion. The only problem I found is you interrupted each other so much I guess you were prepping with each other, but it was not clear for the audience. The simple reason was a lot of interruption going on between the three of youse. Overall, it was very educational. I wish you were talking by terns . I am. Eritreans Tgraway a supporter a lasting peace between us.
Bad Journalist. He does not let them finish when they speak. He tries to speak about his own involvement in the war. Please don't interrupt your guests when they are answering your questions.
Sbseba gbru and wereda ms geberna and badme kabu ab sdet zelo welqayt erob kabu gemgam kezi Chat entehaliu zbeleste EU dtafkan ms debre,menjerino hnbasha gemgam ........... ...
It was a very interesting discussion. The only problem I found is you interrupted each other so much I guess you were prepping with each other, but it was not clear for the audience. The simple reason was a lot of interruption going on between the three of youse. Overall, it was very educational. I wish you were talking by terns . I am. Eritreans Tgraway a supporter a lasting peace between us.
Tigray needs a program like this more often . Very educational LAZA Tigrinia should be supportive by everyone in order to have this effortless research and discussion to be displayed like this for the people of Tigray and even more to the supporters of HIgdef supporters cult. Keep it up. Good job.
ሻዕብያ ጅግና.. ኣብ ጾረና ኣርግፍክን...
ክላ ዓሻ ጅግና ኩናት የለን
ጅግንነት ኩናት ዘትርፍ መራሕን መንግስትን እዩ
@@asgedomtewelde2593 TGRAWAY TEKONKA LBIGERKA
ቡሬ ትመስክር...ዓዲ በጊዖ ትመስክር !!!!! ኦሮሞ ሓወይ ጋምቤላ ሓወይ ተባሂሉ ዝተኣከበ ጥራሕ ዘይኮነ ..እቲ ተገጓሒፉ ዝነረ ስዑር ሰራዊት ደርግ ከይተረፈ ካብ ዘለዎ ለሚንኩም ዳግም ዓስኪርኩም ከም ኣምበጣ ዝረገፍኩምሉ ናይ ትማሊ ቀለሙ ዘይደረቐ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ሻዕብያ !!!!! ባጫ ይመስክር !!! በዛብህ ይመስክር !!! ተጋሩ ኣትማን ካሕዳማት !!!!
Be ready, Abiy is coming ...
@@yonaszewdu9130 😅😅😅 we are ready 💪 😎 🙌.....kondaf agame cenawi
አየ ሻዓቢያ መህጎል ንእኩላ ኡይ አቢልዎ😂😂😂
WEYANE HFERU 120 MILLION HIZKUM 3 MILLION ERITRAWYAN TEWAGHIKUM HFERU
120 ሚልዮን + 3.5 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ + 18 ሚልዮን ህዝቢ ናይ ስዑዲ ኣመሪካ ቱርኪ ኢራን ዩናይትድ ኢመሬት ዓረብ ሓዊሱ ምስ ትግራይ እዩ ገጢሙ ስዒርናስ ውዕል ፒሪቶርያ ኣብዚ ዓልም ንሕና ጥራሕ ኢና ንስኹም ድማ ጆኖሳይደራት ኢኹም
@@asgedomtewelde2593 😅😅😅😅 keep dreaming kondafat agame cenewuti funfunat fitret
ስዕረትኩም ክትሽፍኑ ደኺምኩም
ዘይፍትሓዊ ቃለመሕተት ሙኻኑ ዝርድኣካ ስለስቴኹም ኣንጻሩ ተሰሊፍኩም 😊
ጅግና ሰራዊት ኤርትራ ንኹላ እኽብካብ ዘፍ ኣቢልዋ ኣብ እግሪ መኸል ጥራይ 58 ታንክታት፡1ሚግ 23፡ 1ሂሊኮፕተር
ምስ 17ሽሕ ሰራዊት ብሓንቲ መዓልቲ ደምሲሱ ኣብ ቡሬን ዓዲ በጊዖን ዝተሰርሐ ታሪኽ ካብዚ ዝዓቢ ኢዩ !
ኣየ ተጋሩ ተጋሩ ንሓደ ሰብ ከመይ ገይሮም ከም ዝምንጭትዎ
ሓደ ሰብ ንኹሎም መሳርሕቱ ብጅምላ ዘፅላእልእ ? ንዝቦቐለሉ ሕብረተሰብ ዘናሹ ተኾይኑ ? ባዕሉ መልሱ እዩ። ካብ ከምዙይ ዘበለ መንነት ሚዛናዊን መርትዖ ዘለዎ ሓሳብ ኣይትፅበን። ስለዚ ካብ ግምትና ወፃኢ ኣይነገርኩምናን።
Tigray ezaom eum zenabwo zelwo😭😭😭😭😭😭
It was a very interesting discussion. The only problem I found is you interrupted each other so much I guess you were prepping with each other, but it was not clear for the audience. The simple reason was a lot of interruption going on between the three of youse. Overall, it was very educational. I wish you were talking by terns . I am. Eritreans Tgraway a supporter a lasting peace between us.
TEGARWANI BASH DEBELE TECHEFCHEFENAL GMBAR BURE ELU NEGHIRUNA WEDI WEREDE ZMERHO
ነጋ ዘርኡ ሓውና 👏👏 ሓደሽቲ ሊቃውንቲ ከዓ ኣምጺእካ! ዛቻኔል ናብ ቴ ቪ ተዓቢ ኣለዋ👏 በርትዑ ንኽንሕግዝ ደማ በሪ ክፈቱልና።
ብርሃነ ኣብርሀ እቲ ካልእ ገዲፍካ, እቲ ብዛዕባ ተጋሩ ዝጸሓፎ መላእ ኤርትራዊ ዝሰማማዓሉ ሓቂ እዩ
ንፈልጥ ኩሉ ከምዝሰማመዐሉ ምኽንያቱ ህንፀት ኤርትራዊ ሃገራውነት ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ ስለዝኾነ
Anta erfu mendelay aba eyu zelo
Sidkan is doing 2nd mistake on tigray tegdleti ☝️☝️☝️ezonreshe argit
ዳርጋ ቀልበይ ሂበኩም ተከታቲለኩም ደስ ዝብል ብአቀራርባኩም ክትቃወሙ ውን ብምክንያት ደስ ዝብል ዳርጋ እሾክ ትግራይ ዝቦቆስኩም ሚድያ ትግራይ ከምዚ ክኮን ይደሊ ምንም አሉታዊ ሪኢቶ የብለይን ክቅፅልን ክበዝህን ተትገብሩ::
ላዛ እቲ ናይ ፖለቲካ ትግራይ ትህቲ ሰማይ ትግራይ ካብዚ ትምህርቲ ውሰዱ ነቲ ጉባኤ ዝገበረ ጥራህ ካብ ትቅጥቅጡ ግምት ተቃወምቲ ካልኦት ኢሊታት ረብሀ ትግራይ ማእከል ገይርኩም ዘሎ ፅቡቅ ህማቅ ብሚዛኑ ንቅድሚት ክግበር ዝግበኦ ተትትንትኑ ንሀደ ምውጋን ዝክተለኩም ውን ከይትስእኑ አነ ክትጅምሩ ምስሰማእክኩም ውግንናኩም ስለዝተረደአኒ ክሰምአኩም አይደልን ሚዛን ብጣእሚ ይጎድለኩም እዩ::አርዩ ንኩሉ ብሚዛን ንቀፉ ::
ናይ መንጋግ መፅሀፍ ንመንጋግ ቤተሰቡ አክቢርኩም አብቲ መፅሀፍ ፅቡቅን ህማቅን ብሚዛን ክንምሀር ስለዝገበርኩም ደጋጊመ የመስግን::
Bad Journalist. He does not let them finish when they speak. He tries to speak about his own involvement in the war. Please don't interrupt your guests when they are answering your questions.
ኤርትራዊን 1992ዓ.ም ነፃ ተዝወፅኡ ነይሮም ኣብዚ ኩሉ መንከራ ኣይንብሩን ነይሮም!
መለስ ኣይትመሓር እዩ ዘብል በቲ ክሳብ ሐዚ ዘሎ ህልው ኩነት ኤርትራ!!
😂😂😂...እንታይ ሓድሽ ተረኺቡ እዩ እሞ ሕጂ????...መንጋግ እቲ መለለይ ትግራዋይ ዝኾነ ሓሶት..ጥልመት...ወዘተ እዩ ጌሩ ...እዚድማ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናይ ግሊ ንቦረት ትግራዋይ እየን
ሓዱሽ ብርሃነ ኣብረሀ ኮይንና
It is interesting &good discussion but let them finish their ideas with respect ❤❤
የቀንየልና ክቡራት ኣሕዊት❤መፅሓፍ ሃለዉለው እዩ ክባሃል ዘለዎ😂 ናይዚ ባህላዊ ጀነራል ትግራዊይ ማለትኮ ፀረ ነብሱ እዩ 😏
አቱም ሰባት ታይዝብልዎም ጠርዚ ዝሐዘ ገምጋም እዩ::
Ata ata iwai hiferu. Beqa hila nay adgi terekibus hahah hahahah iway yeidug kihalu kelewu 🐐🐐🐐
Eway smiet
Nebere Agame,
If an Agame unable to lie, he is not tgraway 😂😂
Getachew sekram tereeku ba negeruna ezi beray welega amharay
Sbseba gbru and wereda ms geberna and badme kabu ab sdet zelo welqayt erob kabu gemgam kezi Chat entehaliu zbeleste EU dtafkan ms debre,menjerino hnbasha gemgam ...........
...
ሻዕብያ እተን ዘድልዮኦ ንብረት , እተን ኣብ ኢድኩም ዝነበራ ኣጽዋር እዩ መንጢሉ ወሲዱ...እቲ ዋና ፍሉይ ክእለትኩም ናይ ጥንቲ ጥቅምቲ ዝኾነ ስርቂ እንተኾነ ን ኽልተ ዓመት ዝኣክል ዓለም ብስምባደ ኣፋ ከፊታ ትዕዘበኩም ኣላ...ካብ ስንዳይ ረዲኤት ክሳብ ን ህጻናት ዝመጸ ዲኤም ኬ...ካብ ዝወዳደቐ ቁርጽራጽ መራት ሓጺን ክሳብ ታንኪ ብሂወታ...ካብ ሞባይል ቴሌፎን ክሳብ ሲኖትራክ ጽዒንካ ስርቂ ኣርማድዮን ሶፋን...ካብ መሬት ..ክሳብ ተሕቲ መሬት ገላቢጥካን ሰሚምካን ስርቂ ወርቂ...ካብ ተራ ዓመጽ ደቀንስትዮ..ክሳብ ኣብ ማእከል ከተማ ደቀንስትዮ ብ መኪና ርእሰን ምጭፍላቕ..ክልል ኣጋንንቲ
Kkkkkkkkkk Aye Wigin gena million terifkn alo
መን እዩ ክ ኣምነኩም ሕዋሓት ኪናት ክትጅምር ኮላ 230 ሽሕ ሰርስዊት ኒርዋ 80 ሽሕ ፍሉይ ኣሃዱ 150 ምልሻ ኒርዋ እዚ ኩሉ ሻዕብያ ድሓን ይእቶ ጢሒንዎም
እቲ ናይ ፅሑፍ ዓለማ መሰረት ገይርካ ምንቃፍን ምድጋፍን ናይ ማንም ሓላፍነት እዩ። አብቲ ውዕሎ ዘይነበረ ሰብ ከምዝነበረ ወይ ክዓ ካብ ናይ ካልኦት ፅሑፍ ዘንበብካዮ ከም ሓቂ ወስድካ ካብ ኩፍእ ፅልኣት እናተበገስካ ሓሳብ ምሃብ ውርደት እዩ።
ነጋ ዘርኡ ኣብቲ ኩናት ብኣካል ዝነበረ ጋዜጣኛ እዩ ነይሩ 2 መፅሓፍ ፂሑፉሉ እዩ ዝሓወይ ካብቲ መፅሓፍ ወፂእና ዝሃብናዮ ገምጋም የለን
ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ እዩ ናትኩም ... ። ኣብቲ ኲናት ዝነበረን እሞ ድማ ብደረጃ ማዕርግ ካብ ኮሎኔል ንላዕሊ ጥራይ 'ዩ ክግምግም ዝኽእል ።
እኒ ስውእ ኮለኔል ነጋሲ ወላይ እውን ኣለዉ
ልክዕ ኣለኻ ነጋሲ ወልዳይ ወዲ ዓዲ ሃገራይ
ጅግና ኩማንዶ
ኣስገዶም ምንም ትፈልጦ ነግር የለይ
Tsadkan biseru amharay eyu dekala keytamnwo tegaru hashawi ni aby oromuma eyu
Rshar ekom beteami ne sidkna defined ketgbero dekasi seankom
ታሪኽ ፃርቃን ኣይለዓል ዋላ ይፀልም ንቲ መፅሓፍ ኣይትገምግሙ ድዩ መኣዛ በየነ
እንታይ እሞ የፃርፈኪ ኣቲ ሓፍተይ ፃርቃን ስለዝፀላእኽዮ እኮ ታሪኹ ኣይቕበርን
ይሕመቕ ይፀብቕ ታሪኹ ተዛቢዑ ክንገር የብሉን
ቡሬ ትመስክር...ዓዲ በጊዖ ትመስክር !!!!! ኦሮሞ ሓወይ ጋምቤላ ሓወይ ተባሂሉ ዝተኣከበ ጥራሕ ዘይኮነ ..እቲ ተገጓሒፉ ዝነረ ስዑር ሰራዊት ደርግ ከይተረፈ ካብ ዘለዎ ለሚንኩም ዳግም ዓስኪርኩም ከም ኣምበጣ ዝረገፍኩምሉ ናይ ትማሊ ቀለሙ ዘይደረቐ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ሻዕብያ !!!!! ባጫ ይመስክር !!! በዛብህ ይመስክር !!! ተጋሩ ኣትማን ካሕዳማት !!!!
ክላ ሃዳሚ ወዩን ጎማ igra ዶኻዕ ኻዕ ኣቢሉ ኩሉ ግንባራት መንገዲ ባቡር ዝሃነጽኻዪ ድፋዕ ብጽሓይ ተመኺሕኹም ሓሰዉቲ 20 ዓመት ምሉእ ንመራሕትኻ ሰንሰለት ኣብ ክሳድኩም የቲና ኣይ ብትምህርቲ ኣይ ብዲፕሎሎማሲ ኣይ ብኢኮኖሚ ፋሕ ፋሕ ኣቢልና የእሪግናኹም ዓቢ መጽዩ ኢንፍጂን ተኺሉ ኣድሕንኹም 20 ዓመት ኣበይ ኔርኩም kkkkk ሕጂ ናይ 2020 ኩናት ትግራይ ከኣ ተሓዝልኩም መጺኹም ኣማዉታ ከልቢ ሞትኩም ብዘይ ፋይዳ ተመሊስኩም ክክክክ ሕጂ ድማ ዓብይ እንታይ ይብለኩም ኣሎ እዝንኻ ኾኺዕኻ ስምዓዮ 😅😅😅