ኣብርሃም ሊንኮን ኣሜሪካ ካብ ኩናት ሕድሕድ ኣገላጊላ ናብ ሓድነት ዝመለሳን ጊላነት ደው ንምባል ሂወቲ ዝሰኣነን መራሒ
HTML-код
- Опубликовано: 18 июл 2023
- fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ... - Развлечения
ኣነ ግን ከምዛ ቸለንጅ እዚኣ ታሪኽ ዝትንትን ኣይረኣኹን ብጣዕሚ እየ ድማ ዝሕበን ምኽንያቱ ብቋንቋ ትግርኛ ብምዃኑ❤❤
I was waiting for this story
Thanks
Fnan pls nay Gorge Washington amxaalna ❤
Thank you Fena. This is very educational presentation we Eritreans need to learn from history.
Bedankt
ኣታ ፍናን ሎሚ'ባ እባ ናይ ምዕራባውያን የኣኽለና ናይ ኣፍሪቃና ንደሊ ኣለና። ናይ በዓል ሰረትሰ ካህማ፡ ንክሩማን ካልኦትን ሃሰስ በለልና
❤❤❤❤
😊😊😊
ነመስግን ፋኒ!
ናይ ማርቲን ሉተር ኪንግ ከማን ኣምጽኣልና።
0:52 🎉
Wetru des zibil medeb
Whatever kinds of problem we have in the past or now,God will change these things soon,the powers of bad people in the lands,because they refused to repent for your sins, so people have been suffering to get justice in their life,but we have to learn from a good people behaviour or doing,
Jesus christ speaks 24-7 with his children
Jesus christ is Lord,
Bal nsaka gna nartrawyan nab kinat Hadid ktetwuwa taurus alekum
ኣነስ ማራ እየ ዝፈትወካ ፍናን እቲ ተቅርቦ ዛንታ ናይ ሁቡባት ሰባት ፤እዚ ናይ ሃልወሳ ፖለቲካ ገዲፍካ
ድሕሪ ኢጣልያውያን ኤርትራውነት ክሰሩሑ ኣብ ህዝቢ ትግርኛ ፈቲኖሞ ኣይሰርሐን ኢትዮፕያውነት ውን ኣይሰርሐን ኢሰያስ ውን ንህዝቢ ትግርኛ ኣታሊሉ ኤርትራውነት ክሰርሕ ኣይክለን ሕጂ 2023
Klae suk bel rukus Agame