Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣብ ጎናስ ኣለኹይገርመኒ ከመይ ከም ዘእምንዋኣብ ደቃይቕ ይለዋውጥዋእቲ ንግሆ ትብሎ ምሸት ከይትደግሞንብርሃን ልባ ጸላም ጋሪዶሞቀትሪ ዝጠልፉ ናይ ክፍኣት ኣላሞንንጹህ ፍቕሪ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቆሞከም ምሕላይ ድኣሞ ልዕሊ ነብሰይ ይግምግማመልኣኽ በይነይ ኮይናትኒጽፍሪ እግራ ይሳለማኣልማዝ ልቢ ኣረኪበወርቂ ዓለም ይደጋግማንዕዓ ግን ኣይንታያንዩብወረ ሰባት ጸሚማእንታይ ሙኳና እንድዒልባ ነቒጹ ከም ቀውዒእንድዕላ እንታይ ሙኳናእዝና ከፊታ ንጓናለዋህያ ኣመና ጎዳኢኣ ይጎዳእኣማኒት ሰባያ ንነብሳያ ትውጻዕእሞ እንታይ ግን'ሞ እንታይእንታይ እሞ ንዝተባህላ ኩሉ ኣሚናኩምትር ኢላ ትሓድርሓቂ ከምዘሙኳኑ ምስየእመንካያ ድማባሃሊኣ ዘይትነግር.ል።ዝተጠውየ ልባ እንዳቕናዕኩዝተሰልበ ቀልባ እንዳመለስኩኣይቀሰንኩን እምበርኣይቀሰንኩን እምበርኣብ ጎናስ ኣለኹ ኣብ ጎናኣይረጋእኩን እምበርኣብ ጎናስ ኣለኹ፡ኣብ ጎና።ኣላ ዓይነይ ፍጥጥ ኢላ ኣብዛ ሓለዋወይከ ሰለም ካብዛ ጎነይ ከይምንጥልዋውሕጅ ተንኮል ከይወስዳወትሩ ኢደይ ኣብዛ ኢዳወይከ ፍልይ ካብ መንገዳታይ ኣምሲለ ዝፍንዋመን ክጥዕሞ ዝፍንዋዛ ምቅርቲ ፍጥረት ዛ ሃዋ ሃዋ። ግጥምን ዜማን፥- ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
እዚ እዩ ደርፊ 100% ዘይምኖ ጥዑም ድምጺ (ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ) ጠፊኡና እካ ።
Nice Memory with this Song.
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ጠፊኡና በዓል ካናሪ ድምጺ ።
I love this Song.
ሕጂ ድገሞ ወዲ ሓላል መሬት!ተበራብርና! መዘና ኣልቦ።
Wawa waww gele aynet gitmi kismae zelewo gitmi tedi hawey gin zihilkana aleka hadish derfi ❤❤❤
09/06/2024 እስከ ለይክ ግበሩ👂🤙👈🤝
nic song tedy shikor
nice song erueru
Nice teddy
wowwww gtmi zema fantastic I love it 💓❤💋❤💓
ereru konjo I LOVE YOU tedy gen tefeka kamay deka memher museka elka alku so nic musiec
Zerit Yoseif esbelimka amearari/y sebeyyyy
GBU tediy
Wawwwww
Goahf hiji abey aleka
nic song tedy
btaemi tsbkti srah entay emo tebtiena endika koynka
teddy sekor nic music
ካጽሎ
ኢሂታ ዉዑይ ፋራ
kooo
ደሃን ኢያ መቸም
Bejaka eske sq bel sq
ኣብ ጎናስ ኣለኹ
ይገርመኒ ከመይ ከም ዘእምንዋ
ኣብ ደቃይቕ ይለዋውጥዋ
እቲ ንግሆ ትብሎ ምሸት ከይትደግሞ
ንብርሃን ልባ ጸላም ጋሪዶሞ
ቀትሪ ዝጠልፉ ናይ ክፍኣት ኣላሞ
ንንጹህ ፍቕሪ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቆሞ
ከም ምሕላይ ድኣሞ ልዕሊ
ነብሰይ ይግምግማ
መልኣኽ በይነይ ኮይናትኒ
ጽፍሪ እግራ ይሳለማ
ኣልማዝ ልቢ ኣረኪበ
ወርቂ ዓለም ይደጋግማ
ንዕዓ ግን ኣይንታያንዩ
ብወረ ሰባት ጸሚማ
እንታይ ሙኳና እንድዒ
ልባ ነቒጹ ከም ቀውዒ
እንድዕላ እንታይ ሙኳና
እዝና ከፊታ ንጓና
ለዋህያ ኣመና ጎዳኢኣ ይጎዳእ
ኣማኒት ሰባያ ንነብሳያ ትውጻዕ
እሞ እንታይ ግን'ሞ እንታይ
እንታይ እሞ ንዝተባህላ ኩሉ ኣሚና
ኩምትር ኢላ ትሓድር
ሓቂ ከምዘሙኳኑ ምስየእመንካያ ድማ
ባሃሊኣ ዘይትነግር.ል።
ዝተጠውየ ልባ እንዳቕናዕኩ
ዝተሰልበ ቀልባ እንዳመለስኩ
ኣይቀሰንኩን እምበር
ኣይቀሰንኩን እምበር
ኣብ ጎናስ ኣለኹ ኣብ ጎና
ኣይረጋእኩን እምበር
ኣብ ጎናስ ኣለኹ፡ኣብ ጎና።
ኣላ ዓይነይ ፍጥጥ ኢላ ኣብዛ ሓለዋ
ወይከ ሰለም ካብዛ ጎነይ ከይምንጥልዋ
ውሕጅ ተንኮል ከይወስዳ
ወትሩ ኢደይ ኣብዛ ኢዳ
ወይከ ፍልይ ካብ መንገዳ
ታይ ኣምሲለ ዝፍንዋ
መን ክጥዕሞ ዝፍንዋ
ዛ ምቅርቲ ፍጥረት ዛ ሃዋ ሃዋ።
ግጥምን ዜማን፥- ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
እዚ እዩ ደርፊ 100% ዘይምኖ ጥዑም ድምጺ (ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ) ጠፊኡና እካ ።
Nice Memory with this Song.
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ ጠፊኡና በዓል ካናሪ ድምጺ ።
I love this Song.
ሕጂ ድገሞ ወዲ ሓላል መሬት!
ተበራብርና! መዘና ኣልቦ።