👉 በዓል ገዛይ ኣዋሪድኒ😡 .ንምንታይ ገዛይ ትመፁ ኢልዎም . ወፅዮም ከይዶም ይቅርታ ሓቲቶምዎ 🙏

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 ноя 2024

Комментарии • 452

  • @Tsega-ent-27
    @Tsega-ent-27 12 дней назад +38

    ሕማቃት ልካሊኣይ ጊዜ ኘራንክ ደስ አይብሊ 😂😂

  • @SenaytBirhan
    @SenaytBirhan 12 дней назад +9

    ይምችኩም ፅሩያት ድስ ክትብሉ ግና😢😢😢😢ማርያምን❤❤❤❤❤ ኣና ክዓስ ምስ ኣዕራብ ይዳረቅ አምላክ አቦይ ዓደይ ክይደ ክምዚ ኢለ ምስ ቤተሰበይ ክስሕቅ ክጫወት ይኮንዶ ኣይይይዮዮ😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

    • @abemizer
      @abemizer  12 дней назад +5

      ኣጆኪ ፈጣሪ ንመን ኢልዎ

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 5 дней назад +2

    ደስ በሃልቲ ትዕግስተኛታት
    ምናዳ ብንዋይ ኣሕዝን ኣብሉን ኣነጋግሩኡ ጎይታዋይ😢❤❤❤❤

  • @AbrahatAtsabha
    @AbrahatAtsabha 12 дней назад +6

    አይተካአልኩሙን ❤ባዓል ገዘኪ ኪኢልዎ ትወና ናይ ብሓቂ አምሲሉዎ

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 9 дней назад +5

    ስብኣይን ሰበትን የኔ ጠይማት ችኮላታት 😂😂 ይፈትወኩም እየ ትደኤፈይ ❤

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 12 дней назад +6

    ፍቅርኹም ይብዛሕ ፅሩያት ፍጥረት ላይክ እማ ግጠውኒ ጥንስቲ እየዋ😊

  • @Zhrazhra-v6x
    @Zhrazhra-v6x 12 дней назад +6

    ከም ተከታታሊ ድራማ እየ ተመሲጠ ዝከታተለኩም ደስ ክትብሉ ኣብ ስደት ለለና ኣሕዋትኩም ዓድና ኣቲና ምስ ቤተሰብና ንተሓዋወስ ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩና

  • @Weldhse-h3s
    @Weldhse-h3s 12 дней назад +5

    ኣቡሽይ መዓረይ ፍቅርኩም ይብዝሕዮ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 11 дней назад +5

    ውይ ኣሕዋተይ ግራ ኮ ኣትዩዎም
    so ብፍቅር ያንብርኹም ኣቤየ ምዓረይ ፉቱው እየ ዘብሎኩም♥️♥️

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 12 дней назад +5

    ክሕዙኑኻ ግራ ኮ ኣትይዎም😮😅😂ጋሻ ፀዊዕኻማ prank ከይትድገም😅😂❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕልናዊትሄዋን
    @ሕልናዊትሄዋን 12 дней назад +6

    ኣርቾ ጎይታ ፀባይ ኣቤዋይ ወይዘሮ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 11 дней назад +3

    ዞም ኣጋይሽ ደብርዎም መሳክን❤❤❤

  • @wxaz2839
    @wxaz2839 12 дней назад +4

    ኣቢተይ ኸምኡ አይገበርይ 😂😂😂❤❤❤

  • @GyiBeji
    @GyiBeji 6 дней назад +3

    ከምዚ ከማይ ካብቲ ፕራንክ ዝግበር ንላዕሊ ዝጨንቆ ዶ ኣሎ ሓቂ እዩ ይመስለኒ😂😂😂😂😂😂😂

  • @ፍረቻናል
    @ፍረቻናል 12 дней назад +3

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤

  • @LoveMom-vy4ws
    @LoveMom-vy4ws 12 дней назад +5

    እግዚአብሔር አይፍለኩም ደስትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐሉኩም

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l 3 дня назад +2

    አረ ኣብሸይ ፍፅም ናፍቅናዮ ፋፅም ዝናፍቀክም👍

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l 12 дней назад +4

    ዊይ መሰከፊ ዩ ኣነሰ ከምዚ ብጣዕሚዪ ዝድብር😢😮😮

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 12 дней назад +2

    ኣቱም ጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም ሙፃኡኩም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 12 дней назад +4

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም❤❤❤❤🎉🎉

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 11 дней назад +2

    መሳኪን ግራኮ ኣቲዎም😂❤ኣርቾ ተዋስኦ ኣይተኻኣለን😂 ብሕብርኩም የንብርኩም❤

  • @Tsega-ent-27
    @Tsega-ent-27 12 дней назад +3

    ኣቤ ተጋጋጊኪ ኢኪ (ኣርቼ ካሙኡ አይግበሪ

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 12 дней назад +4

    ሰብ ውድስብ ኩኑ ግፅሰብ አይርእ ተስክፍም አሕዝነኖምኒ 😂😂

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 12 дней назад +2

    እረ ኣርቾ ተዋስኦ 😀😀😀😀ይመችካ ፍቅርኩም ብዙሕ ይበል ኣቡሸይ ፅርይቲ ምስ ሰብ ዘለኪ ፍቅሪ ደስ ይብል❤❤❤💋💋💋💋💋

  • @edenzer8597
    @edenzer8597 12 дней назад +2

    ኣነስስ ፍትውቱው የ ዘብለኩም ሰብኣይኪ ግን ክዋሳእ ጅግና እዩ ፡ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ❤

  • @Tdh-r4r
    @Tdh-r4r 12 дней назад +3

    የኔ ቆናጁ ኣሕዚነሙኒ ❤❤❤❤😢

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 12 дней назад +3

    እግዚአብሔር አይፍለኩም ደስትብሉ❤❤❤❤

  • @zaydZayd-t6y
    @zaydZayd-t6y 12 дней назад +4

    ዙ ድንንኢሉ ይቅርታ ግበረለይ ዝበለ ማራ ኣሕዙኒኒ 😔 ኩሎም ፅሩያት ትሕትንኦም❤

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 12 дней назад +3

    ኣቢዋይ ፅሪይቲ ናትና ሂወት ፍትውውው እየ ዘብለኺ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 12 дней назад +2

    እንካዕ ብሰላም መፃኪ ኣቢየይ ❤መድነቅቲ ኣቢ ኣበይ ኣሎክም 🎉ብጣዕሚ እየ ዝፍትየኪ ዘድነቅኪ🎉 ብሰላም ምፅና ቃፃሊ🎉

  • @Haregte
    @Haregte 12 дней назад +2

    ብሓቂ ግን ደባሪ እዩ ዋእእእ😥 ወዮ ቅርሺ ድዩ ደስስ ኣይትብልንን

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r 12 дней назад +3

    እንኳዕ በሰላም መፃኣኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 11 дней назад +1

    ዋው ኣርቾ አይተ ካኣልካይ ይገርም እዩ❤❤❤❤

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 12 дней назад +1

    ኤህ መሳኪን ደሚምዎም እኮ 😮ኣቡሸይ ምቅርቲ ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saraalghtany4472
    @saraalghtany4472 11 дней назад +2

    ዞም አጋይሽ ከሕዝኑ😢❤❤

  • @JOTELeul
    @JOTELeul 12 дней назад +4

    Ma famili ❤❤🎉

  • @NetsiGaltigray
    @NetsiGaltigray 12 дней назад +1

    አቤዋይ ማዓረይ ፍቅረኩም ይብዛሕ❤❤❤

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 12 дней назад +2

    ደምራኒ ተጋሪዋይ ፅርያት🙏

  • @AwetashTajebe
    @AwetashTajebe 10 дней назад +1

    ሚዘርዋ ኣርቾ ክልተኹም ቆናጁ ኣሪቾ ድማ ብተወሳኺ ዓቃል ደስ ባሃልቲ እኹም ቅፅልሉ።

  • @selamgualtigrayhagertigray2296
    @selamgualtigrayhagertigray2296 11 дней назад +2

    እፍ ከሕዙኒ ዞም አጋይሽ😢

  • @HfJh-bv7ts
    @HfJh-bv7ts 23 часа назад

    ብከምዚኣስ ዋላ ፕራንኽ ትኹን ማርያምን ካልኣይ ማዓልቲ ዘይምተመለስኹ 😅 ዋይ

  • @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ

    ብኡነት ኣሕዚነምኒ😢😢😢

  • @DdDl-g2b
    @DdDl-g2b 11 дней назад +2

    ሙቁራት አረ ስነ ስርዓቶም ደስ ክብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @IPi-tb1jn
    @IPi-tb1jn 6 дней назад +1

    ክፈትወኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 12 дней назад +2

    ብስሩ ይደገም ኣርቾ ምውሳእ ጎቦዝ ኢካ 😂😂😂😂

  • @saral600
    @saral600 11 дней назад +2

    ማዓራተይ❤

  • @MoKm-m7o
    @MoKm-m7o 11 дней назад +1

    ዓዉቾ ምስኪን እዩ ግን ይመችኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 12 дней назад +3

    ኣቢየ ፍፁም ናፍቀና ሶ ይምቸኩም ኣሮቹ ኣቢየ ኣይትካኣለኩምይ ውውው😁

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 12 дней назад +3

    ካብ ስደት ምስተመለስኹ ገዛኹም ክመፅ ላሓሰብኹ ነይረዋ ገዲፈዮ ከትጫዎቱለይ😂😂😂so ይሞቺኹም ኣሕዋተይ ፍቅርኹም የብዘሐዮ🙏❤❤

    • @abemizer
      @abemizer  12 дней назад +2

      ንዒ ደሓን ብደስታ እየ ክቅበለኪ

  • @UgDz-u5u
    @UgDz-u5u 8 дней назад +2

    ኣርቹ ስልክካ ተሓባበረና በጃካ

  • @ለለለ
    @ለለለ 11 дней назад +5

    አረ ስብኣይኪ ለሚ ቅነ የተክኣለይ

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 12 дней назад +2

    ደምራኒ ኣሕዋትይ❤❤❤❤❤❤

  • @abrihagebreegziabher
    @abrihagebreegziabher 10 дней назад +1

    ጅግና ብፂተይ ክተብልሖ እያዋ፡፡

  • @Ab-ke1qf
    @Ab-ke1qf 12 дней назад +2

    ከሕዙኑካ መሳኪን😢❤

  • @themehadehe8970
    @themehadehe8970 День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤ደሙሩኒ ኣሕዋት 🙏

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 7 дней назад +1

    መን ድዩ ኣሕዚኑኒ በዓል ብጫ ሸሚዝ

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 9 дней назад +3

    እዞም አገይሽ ኣሰሕቀመኒ ዘክሉ ላለፍለፉ ኣተዮምስ ኣርቾ ዘረባ ምስ ጀመረስ ፀጥ ያ 😂😂ገደፊ ኣይተደብርዎም

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 7 дней назад +1

    ኩላካ ተፍጠጥ ኮይና ምድሪ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 አረ ይመቸኩም ክክክክክክ😅😅😅😂😂😂😂😂😂❤

  • @AbelGeberhiwote
    @AbelGeberhiwote 12 дней назад +1

    ይሞቸኹም❤💐🌿🌿💐❤🙏🙏🙏

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 12 дней назад +2

    ውይ መሳኪን ከሕዝኑካ😢♥️ ደምሩኒ🥰

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 11 дней назад +1

    ሙቁራት ዉልድኩም የርእየና ፈጣሪ❤❤❤

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 11 дней назад +1

    እእእእ እርቾ ግን የተካእልካይ አረ ስሓቅ ዘይአኩም😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @SlamGhnvd
    @SlamGhnvd 12 дней назад +2

    ተጋርዋይ ደምርኒ

  • @akdh2633
    @akdh2633 11 дней назад +1

    ❤❤❤❤❤ደቂ ፅሩያት❤❤❤❤

  • @HewanGalwkero
    @HewanGalwkero 12 дней назад +1

    ፍቅርኩም የብዛሑይ❤❤❤❤ዛሞናተይ

  • @kĩyãblãċk-q5k
    @kĩyãblãċk-q5k 12 дней назад +1

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ🥰

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 3 дня назад +1

    ዋይ ውርደት

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 12 дней назад +3

    መሳኪን ኣሕዚነሙኒ እመበር🥺🤣😂

  • @GrgyYet
    @GrgyYet 12 дней назад +3

    ፈዚዞም😂😢

  • @annopyjvvcfhtuo536
    @annopyjvvcfhtuo536 12 дней назад +2

    ውይ ኣሕዚኖሙኒ😢😂😂

  • @hanigaltigray4573
    @hanigaltigray4573 12 дней назад +3

    ዋይ አረ ዙፕራንክ እዙይ ተሰቂቆም እኮ ዘም ኣጋይሽ

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 12 дней назад +2

    ሙቁራተይ❤❤❤

  • @GenetGeremedihinተመስገን
    @GenetGeremedihinተመስገን 10 дней назад +1

    ተጋርዋይ ፅርያት😘😘💕💕

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 12 дней назад +2

    ግን ትዕግሥት ኣለዎም መጀመሪያ ክዛረቡ ከለዉ ምወፃእኩ ነረ

  • @Gsg-z6o
    @Gsg-z6o 12 дней назад +1

    ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሓላላተይ❤❤❤❤

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray 11 дней назад

      ደምርኒ ወለላይ

  • @zayed-c5h
    @zayed-c5h 9 дней назад +1

    የመችኩሙ ደቂዓደይ ከንድእሙ ሓፊረ❤❤❤❤

  • @vddfgrff5639
    @vddfgrff5639 8 дней назад +1

    😂😂😂😂 ሰሓቅ ሞይት ኡፉፉፉ

  • @dhhgh6830
    @dhhgh6830 12 дней назад +1

    ዋይ መሳኪን ከሕዝኑካ😢😢ንዓኪ እያ ትግበኣኪ ነይራ ዛ ፕራንክ ኣቤዬ😂😂😂😂❤❤

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 11 дней назад +2

    ዝ ስብኣያ ክሽኩር❤❤❤❤🎉🎉

    • @MoKm-m7o
      @MoKm-m7o 11 дней назад

      ❤❤❤❤❤

    • @Abbssjjd
      @Abbssjjd 2 дня назад

      እሳ ለ ሽኮር እያ

  • @hthf454
    @hthf454 12 дней назад +2

    ሓደሰ ደሚምወ እዪ እንዮ😅

  • @ኣሰፍጊደና
    @ኣሰፍጊደና 9 дней назад +1

    ተጋርዋይ ፅርያት ❤❤❤❤❤

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s 12 дней назад +1

    እውይ በስማኣም ደሰ ኣይብሊዋይ ከይትደግም ዎ❤❤🎉

  • @DDdfHavghh
    @DDdfHavghh 12 дней назад +1

    ፕራንኪ እዚ ከም ጠፈአ 😁❤❤❤❤

  • @Hiwi1234hiwi
    @Hiwi1234hiwi 12 дней назад +2

    መሕፈሪ😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @MerryMyy
    @MerryMyy 12 дней назад +1

    ኣሮነይ ኣቡሽይ ❤❤❤❤😂❤❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 12 дней назад +2

    ዉይዊ በስማኣም ፈዚዞም ቃርዮም አረ ከሕዙኑኻ😁

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 12 дней назад +2

    ቃናእ አይትቅንኒ ዋይ😂😂😂😂😂

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ 5 дней назад +2

    ሰላም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ይብዛሕ❤🌹 ሳብስክራይብ ግበሩኒ ብስም ቁዱስ ሚካኤል🙏❤🌹

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 10 дней назад +2

    ዋይ ካሑዙን ኣጋይሽ😢

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 9 дней назад +2

    ናይ ስብኣይኪ ስልኪ እባ ላኣክለይ ተመቹይኒዋ 😂😂

  • @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
    @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ 11 дней назад +2

    ዋይ ሓፊሮም ታይገበሩኩም ሳብስክራይክ ግራለይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsAs-v9c
    @AsAs-v9c 12 дней назад +1

    ከመይ ደየ ዝፈትወኩም ሓላላተይ❤❤❤❤❤❤

  • @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ
    @ሚሊሚሊ-ጠ4ተ 12 дней назад +1

    ዋይ ኣቢ😂😂😂

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 12 дней назад +2

    ውይ በስመአብ ናይ ልብኹም ዝተዛረብኩምዎም ከይሙስሎም ኣነ ተሳቒቐ😢

  • @ሊሊጋልኣጉላዕ
    @ሊሊጋልኣጉላዕ 12 дней назад +2

    ዋይ ደባሮ

    • @akbert-lt3qd
      @akbert-lt3qd 12 дней назад +1

      ዋ ፕራንክ ምካኑ ላፈለጥኩም ኣይትፃረፉ😮

  • @shkoratttaaaa9839
    @shkoratttaaaa9839 11 дней назад +1

    መሳኪን ከሕዙኑካ ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @waskan8288
    @waskan8288 12 дней назад +4

    አሬ ተጋጊኻ ከምዚ ገይርኻ ንአቤ ኢኻ ፕራንክ ትገብራ ዝግብአካ ነይሩ ሓቦ በል ንአቤ ፕራንክ ግበራ

  • @መቅዲጋልውቅሮ
    @መቅዲጋልውቅሮ 11 дней назад +1

    ክፈትወኩም❤

  • @AduChannl
    @AduChannl 12 дней назад +2

    ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 12 дней назад +4

    ዘይሓሰብካዮ ምርካብ ኣይ መርገም ኣይምረቃዶ ኮይንኩም 😂😂😂

    • @dhhgh6830
      @dhhgh6830 12 дней назад +1

      ይገርም እኮ እዩ😂😂😂