Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክቡር ጅግና አምባሳደር አድሃኖም ለዕሊ ንዕሰነትኩም ዘተቃለሰኩሙላ ሃገር ነዓኹም ነቶም ብልበኹም ትቃለሱላ ዝነበረኩም አይጠቀመትኩሙን ተሰዲደካ ዝገበረካዮ ሃያል ቃልሲ ካባኻ ብዙህ ኢና ተማሒርና ሒወት ዝትካእ አንተዝኸውን አበይ እሞ ሐርበኛ አድሃኖም አጆኻ ብዙሃት መንእሰይት ተኪዕኻ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ ሰለዚ ጅግና አይነበረን እዮ ታሪኹ ግን ነባሪ እዮ ።ነዓኻ መንግሰተ ሰማያት የዎረሰካ ።ንሰድራቤትካ ድማ ፀንዓት ይሃቦም።
ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የቀበልካ ሓርበኛ ኣያና ኣምባሳደር ኣድሐኖም ወትሩ ነባሪ ሓወልቲ ኣብ ልብና ❤️ ኣለካ ከምኡ ውን ኣብ ፍትሐዊት ኤርትራ ናይ ምስልኻ ሓወልቲ ከም ዝትግበር ርግጸኛ እየ እቲ ነባሪ ሓወልትኹም ቅዋም ሃገርና ኤርትራ ውን ርሑቅ ኣይ ኮነን ማዕልቱ ቅሰኑ ሰማእታትና ዘልአለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንዓኹምን ቅያታትክሙን ጅግንነትክሙን ይኹንሓርበኛ ኣይ ነብርን እዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ የቀንይለና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ጠጥዕሙ ምሳኻ ይኹን 💚🇪🇷❤️🇪🇷💛💙🇪🇷
It is a big loss for Eritrea!
@@michaelgod6714 unfortunately it's big lost may his soul rest in peace 💚❤️💛💙
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓርበኛ ጅግና ተጋ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማሪያም ብሰላም ዕረፍ! ሰማእታት ኤርትራ ንዘልኣለም ክዝከሩን ክኽበሩን እዮም!
ሰላም ዕረፍ ጅግና ተጋዳላይ ኣያና ኣድሓኖም
Thank you
ሰላም ዕረፍ ሓበን ሃገር '
Thanks a lot, our hero General for enunciating on our late hero Ambassador Adhanom!
🙏😭🎈🎈🥰😍amlak yhalika❤️❤️❤️❤️
ተሪር ኣብ መትከሉ ጸኒዑ ንኹሉ በዲሁ ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ነጻነትን ድሕሪ ነጻነትን ከይተሓለለ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ዝተቓለሰ ኣብነታዊ ጅግና ኢዩ።
ዘሕዝነኒ ነገር እንተ ሃልዩ እቶም መስጢር እሰያስ እትልጡ ንሐድሽ ወለዶ ከይነገርኩሞ ብምካድኩም ብጣዕሚ የሕዝን
Gina abti meda kelo kekbtswo nerwom.
ክቡር ሓርበኛ ኣያና ኣምባሳደር ኣድሓኖም ከም ሽምካ ብሉጽ ታሪኽ ፈጺምካ ኢካ ሓሊፍካ እሞ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቐበልካ፡፡
የቀንየልና ብዛዕባ ጅግና አም. አድሐኖም ሑሉፍ ታሪኹ ንዝገለጽካልና ። ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ናይዚ ጠላም መስፍን ሐጎስ አብ አሰና መግለጺ ሂቡ ከምኡውን አብ ERISAT ግን ብዛዕባ ጅግና አም.አድሓኖም ብጨቅ አየበለን በዚ ምኽንያት እየ ጠላም ዝብሎ ይዝክሮ እዩ መስፍን አብ ቨርጂንያ ክልታኦም ብሐንሳብ ኮፍ ኢሎም ኔሮም ። ንመስፍን ካብ አኼበኛ ሐደ ሰብ ገበናት እሰያስ ግለጸልና ኢሉሐተቶ ግዜኡ አይኮነን ኢሉ ዝመለሰ ሰብ ።
T.M.H ክክክክክ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ክደይ ተጋደልቲ ረሺኑ ኸ ሓቲትካ ትፈልጥ ዶ ኣታ ርእሲ ታኒካ ሓጎል ዉጩ
@@danielabraham1060 እዚአ እያ ትሕዝቶኻ ጸርፊ ድአ ናይ ሕማቅ ሰብ መሳርሒ እንዳአሉ ። ድሐር ክአ ናይ ጅግና አድሐኖም ፈላጢኡ እዩ ዝፈልጦ ። ንስኻ ርእይቶይ ማለት እቲ ሐቂ ምጽሐፈይስ የሒሙካ ተደንግጽ ተመሃር መስተውዓሊ እምበር በሊሕ አይትኹን ። እቲ ትጸርፎ ሰብ ክጸርፈካ ከምዝክእል ተረዳእ ። የግዳስ ጸርፊ መፍትሒ ስለዘይኮነ አበቲ ናትካ ደረጃ ክወርድ አይደልን ።
መነግስተ ሰላም የዋርስካ ስውእ ኤርትራዊ አድመኖም😭😭😭😭
R.I.P
My you RIP Amen
Rest In Peace.
R.I.P Gedim Tegadalay Harbegna Ayana
Rest in peace our hero 🌿🌿🌿
R.I.P. nigegna Ambesader
ግርም ዩ ምጽብባቅትሕቲ ሃገራውንት ዝነበረ። ክክክክ ኣብ ኣዲስ። እንትይ ይገብር ነይሩ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦዩ። ክብዲ ይጽሮ ። ናይ ቆልዑ ስራሕ ናይ ሓሙሳታት ዝሰርሕ ዝነበረዩ ።ብዝኾነ RIP
Entay yu geru bro
Mengste semay yewarso jigna abonaaaaaa
Ab yeman edu ynbrka Fetari Harbeja aynbrin u tariku ziwres
ኣህ በኣል ኣድሃኖም ኣትፌካስ ሃገር ቢሊሀድሚኡ ሙላኣ ኣንጻር አስያስ ተዋዲኩ ኪሳብ አለተ ሞቱ ኒኣና ኣብ ካንቢ አትሂኦፒያ ኣኪቡ ተዛሪቡና ዘረቡኡ ቢዛአባ ሃገር ትራይ
"
ስዉእ እኮ ጠፊእና ዝተረሸነ ስዉእ ዝርሽን ዝነበረ ደሓር ዝተረሸነ ስዉእ ኣየናይ እዩ እቲ ሓቀኛ ስዉእ ?በጃኹም ተገዲስኩም መሉሱለይ
Haqegna swue dea eti ab qdmi gnbar koynu gnbaru nearer zhabe bteyt xelae ztesewee mbelku👉🇪🇷👈
Nimtay eyu gin tarik eritrawi mis mote trah ziglex bihiwet kelo kiglexin wey biakal nezi hadish woledo kiglex alewo
ሰብ ምስ ሞተ ጸጽቡቁ ምዝራብ ምውት ኣይሕተትን ኢዩ 1 ሃገራዊ ኣገልግሎት ሃገርዊ ባርነት ዋንኣ መን 2 ዓንቀጽ 39 ናይ ወያነ ማኒፈስቶ ኣብ ኤርትራ ክፈላሊ እንዳመን።3 ከም ህዝቡ ተጋዳላይ ፍልይቲ ካላሽን ነራቶ ዲያ ? ህዝብና ኩሉ ጅግና ኢዩ።4። ብቅዓት ሰብ ኣስተዋጽኦ ናይ ኩሉ ሰብ5 ኣብ ሰራየ ኣየድምዔን 4
ካብዞም ምሩዛት ዘራግያን ፌክ ትግራዋይ ትጨኑ ኣለኻ ኪድ ገጽካ ትርሐቅ እስኻስ ምስ እዚኦም እንታይ ስለ ዝገበርካ ብወያነ ትርጉም መንነት ተማሂርካ ጽልእን ዘለፊን ስለ ዘራባሐካ ድሁል ሃሳስ ሻሕ በል ኣብዚ መስመር እስኻን ከማኻን ኣይ ተድልዩን ኢኹም ተፈንፊንኩም ብኹሉ ፌክ ተጋሩ ፡፡
እንታይ አፍሊጡካ ደንቆሮ ሱቅ ይሕሸካ። ዕሱብ
Tew Issak#ጽቡቕ ኣለኻ፡ ሰብ እንከሎን ምስ ሞተን እታ ዝነበራን ዝገበራን ከምዘላታ ክትንገር ኣለዋ።እሞ እዞም ኣሽሓት ሰባት ንተጋዳላይ ኣድሓኖም ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻትን ስራሓትን ዝፈልጥዎ ከምታ ትመስሎም ጌሮም ይገልጽዎ ኣለው። ጽቡቕ ስለዝርኣይሉ ብጽቡቕ ይገልጽዎ ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ተኸታተልቲ ማሕበራዊ ሜድያ ክኣ ከምዛ ትሪኣ ዘለኻ ሓዘኖምን ኣድናቖቶምን ይገልጽሉ ኣለዉ። ከምዚ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ዝረኸቦ ክብረትን ኣድናቖትን ምናልባት በጻብዕ ዝቑጸሩ ዝረኽብዎ እዩ። ሓቀኛ ፍርዲ ናይ ህዝቢ ነዚ ይመስል። ንምዃኑ ንጉስ እንክመውት ገዛኻ ውዓል፡ ወዲ ንጉስ እንክመውት ቀብሪ ተሳተፍ እዩ ብሂል ሕብረተሰብና፡ ኣብዛ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ግን ብንንጻሩ እዩ። ቅኑዕን፡ ዉፍይን፡ ውጺታውን፡ ጅግናን፡ ሃገራውን ስለዝነበረ ጥራሕ እዩ። እዚ ንዓኻ ንምንታይ የቖጥዓካን የበሳጭወካን?ንሓበሬታ ክኾነካ፡ ኣብ ሰራየ ይኹን እንዳ ፍትሒ ውጽኢታዊ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ትኣምራታዊ ስራሓት እዩ ኣጻፊፉ። ታሪኽ ክስነድ እዩ!
Tew Isak genna hemam Awraja Zaywexeaylka Eka timesil Mengistay Semay Yewariso Swue Jegna Kab Awraja Halifu Ambesader Ab Nijeryan Skandinaviens Bexihu Neayru yebluka Alewuu ways Beal Nijeryan Skandinaviensn Ab Tihti Awraja Seraye Yerikebu Tiblena Aleka?
ኣንታ ጨናዊ ኣፍ ተኣለ ጓሓፍ ወዲ ሸርሙጣ ኣብኡ ዘይፍሉጥ::
ክቡር ጅግና አምባሳደር አድሃኖም ለዕሊ ንዕሰነትኩም ዘተቃለሰኩሙላ ሃገር ነዓኹም ነቶም
ብልበኹም ትቃለሱላ ዝነበረኩም አይጠቀመትኩሙን ተሰዲደካ ዝገበረካዮ ሃያል ቃልሲ ካባኻ ብዙህ ኢና ተማሒርና ሒወት ዝትካእ አንተዝኸውን አበይ እሞ ሐርበኛ አድሃኖም አጆኻ
ብዙሃት መንእሰይት ተኪዕኻ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ
ሰለዚ ጅግና አይነበረን እዮ ታሪኹ ግን ነባሪ እዮ ።
ነዓኻ መንግሰተ ሰማያት የዎረሰካ ።
ንሰድራቤትካ ድማ ፀንዓት ይሃቦም።
ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የቀበልካ ሓርበኛ ኣያና ኣምባሳደር ኣድሐኖም ወትሩ ነባሪ ሓወልቲ ኣብ ልብና ❤️ ኣለካ ከምኡ ውን ኣብ ፍትሐዊት ኤርትራ ናይ ምስልኻ ሓወልቲ ከም ዝትግበር ርግጸኛ እየ እቲ ነባሪ ሓወልትኹም ቅዋም ሃገርና ኤርትራ ውን ርሑቅ ኣይ ኮነን ማዕልቱ ቅሰኑ ሰማእታትና ዘልአለማዊ ኽብርን ዝኽርን ንዓኹምን ቅያታትክሙን ጅግንነትክሙን ይኹን
ሓርበኛ ኣይ ነብርን እዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ
የቀንይለና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ
ጠጥዕሙ ምሳኻ ይኹን
💚🇪🇷❤️🇪🇷💛💙🇪🇷
It is a big loss for Eritrea!
@@michaelgod6714 unfortunately it's big lost may his soul rest in peace 💚❤️💛💙
ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓርበኛ ጅግና ተጋ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማሪያም ብሰላም ዕረፍ! ሰማእታት ኤርትራ ንዘልኣለም ክዝከሩን ክኽበሩን እዮም!
ሰላም ዕረፍ ጅግና ተጋዳላይ ኣያና ኣድሓኖም
Thank you
ሰላም ዕረፍ ሓበን ሃገር '
Thanks a lot, our hero General for enunciating on our late hero Ambassador Adhanom!
🙏😭🎈🎈🥰😍amlak yhalika❤️❤️❤️❤️
ተሪር ኣብ መትከሉ ጸኒዑ ንኹሉ በዲሁ ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ነጻነትን ድሕሪ ነጻነትን ከይተሓለለ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ ዝተቓለሰ ኣብነታዊ ጅግና ኢዩ።
ዘሕዝነኒ ነገር እንተ ሃልዩ እቶም መስጢር እሰያስ እትልጡ ንሐድሽ ወለዶ ከይነገርኩሞ ብምካድኩም ብጣዕሚ የሕዝን
Gina abti meda kelo kekbtswo nerwom.
ክቡር ሓርበኛ ኣያና ኣምባሳደር ኣድሓኖም ከም ሽምካ ብሉጽ ታሪኽ ፈጺምካ ኢካ ሓሊፍካ እሞ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቐበልካ፡፡
የቀንየልና ብዛዕባ ጅግና አም. አድሐኖም ሑሉፍ ታሪኹ ንዝገለጽካልና ። ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ናይዚ ጠላም መስፍን ሐጎስ አብ አሰና መግለጺ ሂቡ ከምኡውን አብ ERISAT ግን ብዛዕባ ጅግና አም.አድሓኖም ብጨቅ አየበለን በዚ ምኽንያት እየ ጠላም ዝብሎ ይዝክሮ እዩ መስፍን አብ ቨርጂንያ ክልታኦም ብሐንሳብ ኮፍ ኢሎም ኔሮም ። ንመስፍን ካብ አኼበኛ ሐደ ሰብ ገበናት እሰያስ ግለጸልና ኢሉሐተቶ ግዜኡ አይኮነን ኢሉ ዝመለሰ ሰብ ።
T.M.H ክክክክክ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ክደይ ተጋደልቲ ረሺኑ ኸ ሓቲትካ ትፈልጥ ዶ ኣታ ርእሲ ታኒካ ሓጎል ዉጩ
@@danielabraham1060 እዚአ እያ ትሕዝቶኻ ጸርፊ ድአ ናይ ሕማቅ ሰብ መሳርሒ እንዳአሉ ። ድሐር ክአ ናይ ጅግና አድሐኖም ፈላጢኡ እዩ ዝፈልጦ ። ንስኻ ርእይቶይ ማለት እቲ ሐቂ ምጽሐፈይስ የሒሙካ ተደንግጽ ተመሃር መስተውዓሊ እምበር በሊሕ አይትኹን ። እቲ ትጸርፎ ሰብ ክጸርፈካ ከምዝክእል ተረዳእ ። የግዳስ ጸርፊ መፍትሒ ስለዘይኮነ አበቲ ናትካ ደረጃ ክወርድ አይደልን ።
መነግስተ ሰላም የዋርስካ ስውእ ኤርትራዊ አድመኖም😭😭😭😭
R.I.P
My you RIP Amen
Rest In Peace.
R.I.P Gedim Tegadalay Harbegna Ayana
Rest in peace our hero 🌿🌿🌿
R.I.P. nigegna Ambesader
ግርም ዩ ምጽብባቅ
ትሕቲ ሃገራውንት ዝነበረ። ክክክክ ኣብ ኣዲስ። እንትይ ይገብር ነይሩ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦዩ። ክብዲ ይጽሮ ። ናይ ቆልዑ ስራሕ ናይ ሓሙሳታት ዝሰርሕ ዝነበረዩ ።
ብዝኾነ RIP
Entay yu geru bro
Mengste semay yewarso jigna abonaaaaaa
Ab yeman edu ynbrka Fetari Harbeja aynbrin u tariku ziwres
ኣህ በኣል ኣድሃኖም ኣትፌካስ ሃገር ቢሊሀድሚኡ ሙላኣ ኣንጻር አስያስ ተዋዲኩ ኪሳብ አለተ ሞቱ ኒኣና ኣብ ካንቢ አትሂኦፒያ ኣኪቡ ተዛሪቡና ዘረቡኡ ቢዛአባ ሃገር ትራይ
"
ስዉእ እኮ ጠፊእና
ዝተረሸነ ስዉእ
ዝርሽን ዝነበረ ደሓር ዝተረሸነ ስዉእ ኣየናይ እዩ እቲ ሓቀኛ ስዉእ ?
በጃኹም ተገዲስኩም መሉሱለይ
Haqegna swue dea eti ab qdmi gnbar koynu gnbaru nearer zhabe bteyt xelae ztesewee mbelku👉🇪🇷👈
Nimtay eyu gin tarik eritrawi mis mote trah ziglex bihiwet kelo kiglexin wey biakal nezi hadish woledo kiglex alewo
ሰብ ምስ ሞተ ጸጽቡቁ ምዝራብ ምውት ኣይሕተትን ኢዩ
1 ሃገራዊ ኣገልግሎት ሃገርዊ ባርነት ዋንኣ መን
2 ዓንቀጽ 39 ናይ ወያነ ማኒፈስቶ ኣብ ኤርትራ ክፈላሊ እንዳመን።
3 ከም ህዝቡ ተጋዳላይ ፍልይቲ ካላሽን ነራቶ ዲያ ? ህዝብና ኩሉ ጅግና ኢዩ።
4። ብቅዓት ሰብ ኣስተዋጽኦ ናይ ኩሉ ሰብ
5 ኣብ ሰራየ ኣየድምዔን
4
ካብዞም ምሩዛት ዘራግያን ፌክ ትግራዋይ ትጨኑ ኣለኻ ኪድ ገጽካ ትርሐቅ እስኻስ ምስ እዚኦም እንታይ ስለ ዝገበርካ ብወያነ ትርጉም መንነት ተማሂርካ ጽልእን ዘለፊን ስለ ዘራባሐካ ድሁል ሃሳስ ሻሕ በል ኣብዚ መስመር እስኻን ከማኻን ኣይ ተድልዩን ኢኹም ተፈንፊንኩም ብኹሉ ፌክ ተጋሩ ፡፡
እንታይ አፍሊጡካ ደንቆሮ ሱቅ ይሕሸካ። ዕሱብ
Tew Issak#
ጽቡቕ ኣለኻ፡ ሰብ እንከሎን ምስ ሞተን እታ ዝነበራን ዝገበራን ከምዘላታ ክትንገር ኣለዋ።
እሞ እዞም ኣሽሓት ሰባት ንተጋዳላይ ኣድሓኖም ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻትን ስራሓትን ዝፈልጥዎ ከምታ ትመስሎም ጌሮም ይገልጽዎ ኣለው። ጽቡቕ ስለዝርኣይሉ ብጽቡቕ ይገልጽዎ ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ተኸታተልቲ ማሕበራዊ ሜድያ ክኣ ከምዛ ትሪኣ ዘለኻ ሓዘኖምን ኣድናቖቶምን ይገልጽሉ ኣለዉ። ከምዚ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ዝረኸቦ ክብረትን ኣድናቖትን ምናልባት በጻብዕ ዝቑጸሩ ዝረኽብዎ እዩ። ሓቀኛ ፍርዲ ናይ ህዝቢ ነዚ ይመስል።
ንምዃኑ ንጉስ እንክመውት ገዛኻ ውዓል፡ ወዲ ንጉስ እንክመውት ቀብሪ ተሳተፍ እዩ ብሂል ሕብረተሰብና፡ ኣብዛ ናይ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ግን ብንንጻሩ እዩ። ቅኑዕን፡ ዉፍይን፡ ውጺታውን፡ ጅግናን፡ ሃገራውን ስለዝነበረ ጥራሕ እዩ።
እዚ ንዓኻ ንምንታይ የቖጥዓካን የበሳጭወካን?
ንሓበሬታ ክኾነካ፡ ኣብ ሰራየ ይኹን እንዳ ፍትሒ ውጽኢታዊ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ትኣምራታዊ ስራሓት እዩ ኣጻፊፉ። ታሪኽ ክስነድ እዩ!