Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣየነፈላለ ካብ ኣከለ ሰራየ ሓማሴን ዘየተወለደ ኤርትራዊ የለን ጸላኢና ህግደፍ ጥራይ እዩ💙💙💙💙💙💙💙💙
ማስቲካ ብዘይካ ዘዕነዎ ዝጠርነፎ ሰሚዕና ርኢና ኣይንፈልጥን።
ኪቡር ሓው አነ በልንብዝሒ ዘረባ ስ ትም ተድክማ !!
Really Great job guys
I really appreciate 🙏. Good job
You both are smart
Bravo Tesfay and Semar , doing great job
Nahbar shger benhabar kalsy yftah !!!
Good job yodita and guys keep going
Semharn tesfayn bi tserfi hospital intezihiliwu tewali mehwikhuwom ! Ane kem Dr.wedi akoleguzay! Ayfelyekumn iye kab deki hagerey!🎉
እዞም ሰቡኡት ኬፍ ኣለዎም
I feel comfortable for your angle
We need like this challenge 💪
በዓል ፍፁም በራኺ ከምዚዩ ሓደጋ ወሪድዎ ተስዊሩ ዘሎ ገጋ ክግበር ከሎ ክንቓወም ይግባአ ሰብ ጸላኢ የውሕድ ብልሒ ይሓትት። ቢትወደድ ክቓወም ከሎ ካልአ ዐገብ ስለ ዘይበለ ቑማር ተበሊዕና አሎና።
ዮዲት መደብኪ ይባላሾኪ ኣሎ ኣንጻር ብርገድ ንሓመዱ ንክትዛረቡ ከትናሱን ኪትዝሉፉን ኣይግባኩምን ።
Yonas have brilliant idea
Hasawi konka
ጽቡቕ መደብ ዮዲታ ምስ ኣጋይሽኪ፥ ብጣዕሚ ዝብላዕ ዘረባ፡ እቲ ቀንዲ ጸገም ደንበ ፍትሒ ኮይኑ ዘሎ ሰልጠነ ግርማይ ዝበሃል እዩ፡ በቃ ክውደስ እምበር ክንቀፍ ኣይደልን።ኣይልወጥ ኣይልውጥ ።
😂😂😂 ንቐፉኒ እና በለስ ክንቀፍ ኣይደልን ምባል ተንኮል ያ!!
@@johnthebrain7990 እሞ ክነቕፍዎ ጅምር እንተቢሎም ድማ ጃም እንዳኣተወ ምዝራብ ይኸልኦም ሓሳባቶም ይብትነሎም፡ ኣፍ ከጥዕም እዩ ንቐፉኒ ዝብል እዚ ሰብ እዚ።
Eti zdonkore seb eyu seltene, kab kedem jemiru
Eza gitmi kula wilkawinet😮
ትኽኪል መንእሰይ ተመስገን ተማሃሩ እዚ እዩ እቲ ህዝቢ ኣውራጃ ኣኮሎጉዛይ ኒስኹም ሽፋቱ ሳሕል ትዋረዜይሉ ህዝቢ ኣይ ኮነን
Akeleguzay kulu shae mebzahtikum biawraja tihasbuEzi hiseblu minin mibal gidefwo bitgrinya hisebu
Seltene dirar zmerhom donakur eyom zrbushu zelewu
Nice 👍🎉
ኣብ ሓሳብኩም ዘይተሰማምዑ ተቓለስቲ " ጉጅለ፣ መንጋ፣ ዕስለ" ኢልኩም ጭብጢ ዘይብሉ ክትጸርፉን ክትዝንጥሉን ዘፍቅድ ኣካል የለን። ኣብ ቃልሲ መሰል ውልቀሰብ ክሳብ ውዳቤ ዘፍርስ ክኸውን ኣይክእልን! እቲ ደሚክራሲ'ውን እኮ ሓሳባት ናይ ብዙሓት ይስዕር፡ ሓሳባት ውሑዳን ይስማዕ ማለት እምበር ካብዚ ወጻኢ የለን። ስለዚ የሕዋት፣ ነዚ ርሱን ከይዲ ብዙሓን ክትዕንቅፉ ዘፍቅድ የለን። ብሓስብ'ዩ ሰብ ዝምጉተኩም ዘሎ። ወዲ ሰባር ነቓዕ ኢልና ከይደምደምና፡ ኣይተድክሙና። ብሓደ ንኺድ! ብሓባር ንተዓወት እዩቲ መስመር፣ ክምእምኣኩም ተስፋ ንገብር። ሓሳቡ ዝፈረሶ ኣብ ኣውርጃ ክዕቆብን፡ ኣውራጃታት ክዝልፍን ኣይፋል! ርኹስ ከመ ኣርዮስ።ክውስኸልኩም'የ! ህዝቢ ኤርትራ ፍቕሩን ሓልዮቱን ንህዝቢ ትግራይ እምበር ንሕወሓት ኣይኮነን! ክኸውን' ውን ኣይክእልን። ስለዚ ሕወሓት ምስ ህግደፍ ተሰማሚዑ፡ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ብቐጥታ ይኹን ተዘዋዋሪ ከናውሕ፡ ዝኾነ ዝቃለስ ሰብ ኣይፈቅድን! እታ ውሕውሕን ምዝንጣልን ትመጽእ ዘላ ምስዛ "ሕወሓት ምስ ሕግደፍ ተራኹቡ" እትብል ዜናያ። ርክብ ሕግደፍን ሕወሓትን ማለት ምፍራስ ብርጌድ ምሓመዱን ምድንጓይ ቃልስና'ዩ! ኣይንድግፎን! እቶም ፍቕሪ ሕወሓት ምስ ፍቕሪ ህዝቢ ትግራይ ዝተሓዋወሰኩም ግን ኣይተረደኣኩምን። ኩነታት ሕወሓት ግር ዘበሎ ተቃላሳይ ኤርትራ፡ መኣዝኑ ክቕይር ግድን እዩ። ምስ ዝምእምኦ ይኸይድ። ስለዚ እንተስ ተረዲኡኩም እንተስ ምርዳእ ስኢንኩም መዓስን ኣበየናይ ሰዓትን ውሕውሕ ኢልኩም፣ ተቓላሳይ ትጭርግፉን ትብትኑን ኣለኹም ሰብ ርኢዎ እሎ። ስለዚ እቲ ግብረ መልሲ ንጹር እዩ። ፖለቲካዩ! ፖለቲካ ረብሓዩ! ረብሓና ፈሊጥንና ኣለና። ኩንታል በሊዕኩም ምጹ።ክስልሰልኩምየ! ወጽዓ ኣለኒ ኢሉ ዝኣመነን ወጽዕኡ ክኣሊ ዝተበገሰን፣ ኣሽንኳይ ዓቢ ስም ብዘለዎ ኣውራጃ፡ ወረዳ ተጠርኒፊ ኢልካ ምዕንቃፉ፣ ዋላ ብገዛውትን ብውልቀሰብ ደረጃ እንተዝስለፍ መርሕስባ እዩ ክበሃል ዘለዎ። ቃልሲ ናይ ውጹዓትዩ! ወጽዓ ዘለዎ ከኣ ይቃለስ። ኣይፋል ኣይተወጻዕኩን ዝብል ከኣ ዘገድዶ የለን።
ማጆሪቲ ሩል ማይኖሪቲ ራይት እወ
ርኢቱኡ፡ኢዩ
Ajoga wedi nugs🎉🎉🎉
ሰላም ዮዲታ ምስ ተስፌ: ሰማር
Absolutely Seltene u zgage zelo
እዞም ሰባት ጸገም ኣለዎም ምስ ኣከለጉዛይ ጸገም ኣለዎምተቓለስቲ እና ይብሉ ንተቓለስቲ የናሽዉ ንደገፍቲ ይንእዱንበዓል ምኪኤል ዓንዳይ ንኢድካ ንበዓል ውፉይ ምንቃፍ ውን እዞም ሰባት ግን ኣእዱግ ኢዮም
Semere, Tesfay and Yodit barayu HGDEF eyom.
Rights and responsibilities
ሰላም ዮዲታ ብልጽቲ
Appreciate 🤙
ሰላም። መደብኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ። ግን ብዛዕባ ኣውራጃ ዝምልከት ንዮ በልዮ። ኣብ መደብኪ ኣይተቕርቢ። ብዓቢኡ ጉዳይ ሃገር ኣለና።
Kulukm tsere akeleguzay ekum resahat
ሰላም ዮዲት ምስ ኣጋይሽክን ተስፋይን ሰመረን ንሰብ ጌጋ ክገብር ከሎ ጌጋ ምባል ጽቡቕ ኢዩ ኣነ ብወገነይ ብጽቡቕ ዝካታተለኩም ሰብ ኢዩ ግን ኣብዚ ዝቀንየ ክትገብርዎ ዝቐነኹም ጽቡቕ ኣይኮነን ንምታይ ኢኹም ብእኩብ ማንጋ ዕስለ ዝብል ቃላት ትጥቀሙ ፡ንመሰል ንቃለስ ወይ ይተሓሎ ኢንዳበልኩም ናይ መሰል ሰብ ክትዝልፉ ጽቡቕ ኣይኮነን ብኣብ መንጎኹም ዘይሰማምዕ ጉዳይ ኢንተልኩም ኣብቲ ዘይተሰማምዕኽምሉ ክትዛረቡ ኢዩ ዝግባእ ብዝኾነ ብኣልማማ ስም ምጥማቕ ጽቡቕ ኣይኮነን ዝብል ሓሳብ ኢዩ ዘለኒ።ከምኡ እውን ዮዲት ከም ዋና መድያ ነቲ ሕማቕ ስምዕት ሰባት ክቅስቅስ ይኽእል ትብልዮ ከተሕልፍዮ ኣይነበረክን ክብል ይደሊ
ዘይሻራዊ ርእይቶይ፡ ዮዲታ ስዊት ሃርት ጽቡቅ ትከዲ ኣለኪ ቀጽልዮ፡ተስፋይ ከኣ ነዚ ህዝቢ ብግቡእ ኣለሊካዮን ተረዲእካዮን ኣለካ፡ ገና እታ ኣካላዊ ካቴና ዝበተኩዋ ብዙሓት ከምዝኮኑ ኩይኑ ግን፡ እታ ናይ ስነኣእምሮኣዊ ሳሕላዊት ካቴና ኣብ ምስባር ኣዝዩ ተሸጊሩ ከምዘሎ ዝተገንዘብካ ኢካ። ኣገላልጻካ ኣስተምህሮታትካን ድማ መጋዝ መበጠሲ ካቴና ኮይኑ የገልግል ከምዘሎ ምንም ኣይጠራጠርን፡ ብዙሕ ዝሰርሕ ክጋገ ውን ስለ ዝክእል ንዓይ ዘይርኣየኒ ጌጋታት ክህሉ ይክእል፡ ግን እቲ መሰረታዊ ሓሳባትካ ንዝርድኦ እቲ ካልእ ቅንጠመንጢ ብዙሕ ዘተሓሳስብ ኣይመስለንን። ሰማር ከኣ ኣብቲ መሰረታዊ ሓሳባት ብ ጽቡቅ እየ ዝወስዶ፡ ኮይኑ ግን እንተስ ካብ ኣገላልጻ እንተስ ብፍላጥ ኣብ ሓደ ሓደ ኣገላልጻካ፡ ዘይጠቅሙ ቃላትን ሜቶዶሎጅን ትጥቀም ኢካ፡ ንሰማዒ ዝፈጥረሉ ዝንባለታትካ ስለዝክእል።ተፈታዊ ሰልጠነ ካብ ነዊሕ እየ ዝፈልጦ፡ ብሓፈሻ ገና ካቴና ኣይበጠሰን፡ እታ ኣብ ርእሱ ዝኣሰርሉ ሰንሰለት ትልሕልሕ ኣላ ንክትብጠስ ግን ገና ግዜ ከድልዮ እዩ።ከም ሰብ ውን ቂመኛን ዘይእሙን እዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ዝተጋነነ ነብሰ ግምገማ ( narcissism) ኣለዎ፡ ዑምቆት ዘለዎም ነገራት ናይ ምርዳእ ውን ብቕዓት የብሉን። ጽባሕ ንግሆ ስእሊ ንዉፉይ ጠቂዑ ሓመድ ተገበሮ፡ ወይ ውን ኣነ ባዕለይ ላዕሊ ሰቂለ ባዕለይ ክፍጥፍጦ እየ እንተኢሉና ክትግረሙ የብልኩምን፡ ስለዚ እቲ መፍትሒ ከኣ ሜድያታት ከም ብዓል ዘለናዮ ሾው ዝኣመሰላ ክበዝሓ ኣማራጽታት ክበዝሕ ምግባር እዩ። ዉፉይ ከኣ እታ ኮረሻ ለይትን ቀትርን ትርኣዮ ከምዘላ ምንም ዘጠራጥር ኣይኮነን፡ ከምኡ ምሕሳቡ ውን ነውሪ ኣይኮነ ዝሕፍር ውን ኣይኮነ፡ እምበሺ ክተባባዕ ዘለዎ እዩ፡ ኮይኑ ግን ብጾቱን መቃልስቱን ጎጉሒፉ፡ መራሒ ዕስለ ክከውን እየ ኢሉ ዝሓስብ እንተሎ ሓሳብ ልቡ የስምረሉ ኢና ክንብል ንኽእል።
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍 ❤❤❤
We appreciate it gays 😊
ኣብ ስደት ዘለና ንማንም ኣውራጃ ዝውክል የሎን።
Semarin tesfayin resni nay sahil alewom kebesa mis mexu maychelot kihixebu neruwom.
Yes abagora
Seltene is growing his media by interview famous and talented person now he confined in awraja.
እዞም ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ( ሰማር ) ምስ (ተስፋይ ) ንቅሓትን ብቅዓትን ዝውንኑ ሰባት እዮም ።
ዮዲት ፡ሰማር፡ተስፋይ መሰል ካላኦት እንዳ ኣናኣስካ መሰልና ምባልስ ክልቲኡ ተጋራጫዊ ዶ ኣይኾነኩሚን ንባዕሉ እቲ ትጥቀሙሉ ቃላት ዘይእርኑብ እንዳኾነ ይኸይድ ኣሎ ።ዳሓር ሰብ ክነቅፈኩም ኮሎ ጸርጸር ኣይትበሉ
ኣይትሰኣኑ
እስካትኩም ዘረግቲ እዚ ቃልሲ ኢኩም
ናይ ብሃቂ ኡሱባት ህግደፍ ኢዮም ኢዞም ደቂ rshunat ሃሪኢ ህግደፍ ኢቲ ኣብ መዳ ዝለመዱዎ ምትላልን ቀተፍተፍን ኣብ ደሞም ሰሪጹ ነዚ ቃልሲ መኒኢሰያት ክበታትኑ ኮለል ይብሉ ኣለዉ ብዘይ ኣወት ውዱቃት ኢንሥሳ ኢዮም ክክክክክክ
Yodit haftey sorry miyix miyix endabelki guday temxixiya eki zeleki
ሰመረ ኣቦታትኩም ኣምሃሩ ኣኢዱግ ኢንዲዮም ኣድጊ ዶ ክብረት ኣሎዋ ኢዩ ንቦታትኩም ትጸርፉዎም ዘሎኩም ኢኮ ካብ ኣኢዱግ ስለ ዝተወለድኩም ኢኩም ጽሩፋት ኢኩም ከም ኣቦታትኩም ክክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Shrmuta seyti kulom indiki nhadarki daa intay ktfetiyo mszom deqi rshunat indiki twili zeleki mszom deqalu deqi teref dergi shermut adetatom ztedelu deqalu zwaale mrgex mennet hadar aykhluwon iyu selestekum hari hgdef losers guhafat bako ikum anxar qalsi hasewti nay hgdef
Most of the time, our political culture is, if some one speaks the truth, he or she will face poletical lapidation. Keep speaking the truth no matter what.
ሰላም ዮዲታ።ዘተኹም ጽቡቕ ኔሩ እንተኾነ ግን ግብረ መልሲ ንምሃብ ዝመጻኹም ኢኹም ትመስሉ።ዬዲታ ከም ቀደምኪ ኣደ ኮይንኪ ቀጽሊ።
❤❤❤❤❤
Des zbl alal ❤❤❤ qexlwo
You guys are doing great don't listen to the loosers.
ተስፋይን ሰማርን መን እዩ ወኪልኩም ብዛዕባ ዝኮነ ኣውራጃ ክትምድሩ።ድራር ውልቃዊ ሪእይቱኡ እዩ ክምድር።ኸስከሰ ምላሽ ዓሚ ኣብ San Francisco conference ገይሮም ተስፋይ ግን ጠፊኦም ኢልካ መዲርካ።
Akoleguzay president meritsa nay baila hager kitfeli alewa! Nihina meselom nihaliwelom tsibuk gurbitna geyrna kinebir nikhil ina! Good lack ni akoleguzay natsinet!💙🙏
ኣረሜንነት
Baelikum do aykonkumin tserfi gemirkum
ልክዕ ኣሉኹም እዚ ስራሕ ክትቅጽልሉ ተስፋ ይጋብር።
ይገርም እዩ ሰብ ኣብ ነብሶም ምስ መጾቶ እካ ትፈልጦ ኣብዛ ወፍሪ ሰላም ምስ ተተከፉ ናብ ቆልዓ ተመልሶም ብሓንቲ መዓልቲ ንኩሉ ጎሕፎሞ ኣንነት
ዕስለ ማንጋ ዝብል ሕማቅ ጽሪፊ አዩ።ክትነቅፍ እንተኮንካ ከኣ ብዘረባ ንቀፍ ብጸርፊ ግደፍ። ድሓር ከኣ ንዓኩም ጽብቅ ከይኑ ዝራኣየኩም ንብዝሕ ሕማቅ ዝስምዖ እተኮኑ።
ሰማርን ተስፋይን፡ ነዚ ፋራ ሰልጠነ ምሽ ብዙሕ እና ጸየቐ፡ ንሕና ንዕኡ ብምንቃፍ ኣፍና ደም እና ኣውጸአ ክጋገ ኮሎ ትስሕቅዎን ትድግፍዎን ኔርኩም። ብጣዕሚ ደንጒኹም። ሰልጠነ Cold-blooded ሰብ'ዩ። ንሱ ኣሳሕኾ ዘይብሉ፡ ደንዳኒ፡ ዘየመዛዝን፡ ኣርሓ ቃልሲ ክኸውን ዝፍትን፡ ህልም ዝበለ ኣውራጃዊ ምዃኑ ክንምስክር ንስኻትኩም ተጣቕዕሉ ኔርኩም። ብዙሓት ክንዛረብ ንደሊ፡ ሂወት ሒዛ ኮፍ ዘበለትና ኣለና።ሕጂ'ውን ንሰልጠነ ብጎቦጎቦ ዘይኮነ ትኽብትኽ ንቐፍዎ። ሃየ ሰብኡት እንተ ኮይንኩም። እቲ ነዚ ቃልሲ ብትንትን ዘብሎ ዘሎ ብጅምላዊ Approval ናይ ሰዓብቱ ተተባቢዑ ዝነብር ዘሎ ሰብ'ዩ!
ተስፈይ ጸገምካ ምስ ድራር እንተ ኮይኑ ብዛዕባ ድራር ጥራሕ ክትዛረብ ድኣምር ህዝቢ ምዝላፈ ትርጉም የብሉን ከስከሰ ምላሽ ተከስኪሳ ናብ ህግደፍ ከይዳ ሓሶት ዉጹእ ሓሶት ኢዩ::
Ageb semar and semar
ስለምንታይ ኢኹም ዃሓልቲ መሲልኹም መንቆርቲ አከለጉዛይትኾኑ ዘለኹም ካልእ አጀንዳ የብልክንድዩ ክብርቲ ሓብቲ ወግሔ ጸብሔ ብአከለጉዛይ ኾይኑ ዘረባኹምድላይኩም ክትዛረቡ ከምቱ መሰልና እዩ ዝበልኩሞ እዞም አሚድያኺ አምጺእኪ ብዛዕባ እዙአዉራጃ ዘናእሱይአኸለኹም ከምቱ መሰለይ ትብሎድላይዮም ክገብሩ መሰሎም እዩ
Tesfay MESELCHEWI aykonen. You never choose your words anyway.
ዮዲት እዚ ኣዱሊስ መድያ ኣብ ፍራንክፉርት ይቅመጥ ,ስጋብ ሕጂ ግን ተወዲቡ ኣይፈልጥ ኣብ ዝኾነ ስራሕ ውን ተሳቲፉ ኣይፈልጥን ።ኣብ ዘመን ፓልቶክ ክዛረብ ድምጹ ምስ ጀመረ አውጽዎ ነሮም ,ስለምንታይ ናይ ዘረባ ስብ ኢዩ።ሕጂ ኸኣ ዓቢ ተኸላኻላይ ሰልጠነ ረኺቡ ሰብ ይርብሽ ኣሎ።ባኣይ ወገን እዚ ሰልጠነ ካብ ጹቡቁ ሕማቁ በዚሑ,ኣነ ኣነ ክብል ረቢሹና።
Both Semere and Tesfay always come up with great Ideas - B'haQi MhuRaT Eyom.
Please try to sure out all of you 🙏🙏🙏
መንሰያት ንምድናን ትሰሩሑ ምህላዉኩም አንቶኮነ ግን ብኣኹም ዝደን መንሰይ የለን
ተስፋይ ሃላይ ቁሩብ ርግእ በል ኣልጊብካ ኣይትጻረፍ
I love Sharon Matiolli Peoms yodit. Primo ITALIA secondo Dankalia since 1868. Bella ciao 👋 Dan'kal wald Arrata
ንስካ ኣዋሪድካዮ
ንስኻትኩም ትምህርዎ ሰብ የለን ሕጅውን ትዛረብዎ ድፍረት ፍጹም ስድነት'ዩ 🩵🩵🩵
Exacty
መን ዩ ዘፈራርሓኪ ዮዲት ፣ ብዙሓት ደናቁር እዮም ዘለዉ
ዮዲት ደገፍትኺ ኢና ።ንስኺ ቅንዕቲ ኢኺ እዞም ኣጋይሽኪ ግን እንዳፈለጡ ዝጽይቁ እዮም።ከስከሰ ምላሽ ኣሎን ክህሉን እዩ።ንህዝቢ ከስከሰ ምላሽ ይኩን ህዝቢ ኣከለጉዛይ ብዛዕባ ሰላም ዝምህሮ የለን።ኪዱ ነቶም ፍርንጭት ናይ ከምኦም ሰብኣይ ዝቆጽሩ ኣሕዋትኩም ደቂ ዓድኩም ተዛረቡ።
ፖለቲካ ፋቻኩም ኣይኾነን ብጣዕሚ ኣግሬሲቭ ናይ ሕግደፍ ባሕሪ ኣለኹም 🩵🩵🩵
Leflufu kendi Wufuy zmexe never ever yelen gahtfat bkedmu aenjalat eikum tmesluo Eseyas zlaakekum eikum.
ዮዲታ አዛ ሕቶ ተረኺብክያ ስለ ዝደንጎኹ ማለት ኢየ።እምበኣር በዓል ተስፋይ ሰማር ኣብታ ዶንጊኺ ዛተኽላ ማዓልቲ ክልቲኦም ይዛረቡ ኔሮም ብዛዕባ ኾረኔል ምኪኤለ እቲ ኣብ ኣዲስ እንዳ በኸየ ኢንተርቬው ዝገብር ተስፋይ ይብል ኔሩ ገንዘብ ሒዙ ናብ ህግደፍ ከይዱ ይብል ኔሩ ኣብ ናይ ሓደ ኢንተርቬው ኣብ ኣዲስ ከም ዝሞተ ይሕብር ኔሩ፡ከዕሪዋ ወይ ከስተብህሉላ ምበልኩ ።ምኽንያቱ ሓቅነት ዘለዎ ክኸውን ኢለ'የ።thank you ))))))))))))))))))))))))))))))))))
Kelete tehzeto zeybelkum tegray tigrigna mekankum kulu feletkum eu nehna gen ab Eritrea ena leweti kenmetse nedeli behamat
ንስኻ ከምኡ ሕሰብ ዛድሊየካ ወሲደወካ ኢኻ ትኸዪድ ናይ ባዕልኻ ሓሳብ ኣጥሪ እምበር ሰብ ኣብ ድላዩ ይእመን በሰሉ ዩ።
Yefelet meselom mekanu ane kea meseley eu nezey rebeh hasab ayrebhen eu kebel resi hamham
ወፍሪ ሰላም ዘይተሳተፍኩም ኢልኩም ጭፍራ ኣጠሚቕክሞ ኣብቲ ወፍሪ ሰላም ዘይምስታፉኸ መሰሉዶ ኣይኮነን እዚ መንእሰይ
ባህሊ ሻዕብያ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት እዩ። ካበኡ ሓሊፉ ድማ ባህሊ ኤርትራውነት ድክመታቱ ንካለኦት ምሽካም ልሙድ እዩ።ነቂሐ ሓሳብ ኣሎኒ ይብል ቁሩብ ከይስጎመ ድማ ካብቶም ኣይነቅሑን የንቀሖም ኣሎኩ ዝብሎም ወርዱ ኣብ ጭቃ ፈፈው ይብል፡ኣብይ ደኣ ኣሎ እቲ ንቅሓት ? ኣበይ ኣሎ እቲ ፍልጠትን ሓሳብን ትብሎ ሕጂ ከም ማይ ውዑይ ፈለኽለክ ትብል? ካብ መጀመርትኡውን እኮ ኣፍካ ምክፋትን ፍልጠትን በብይኑ እዩ ።ስለዝኮነ ንካለኦት ከምዚ ኣይኮነን ከምዚ ኣይትበሉ ፡ ጌጋ ክትብሉ ጥራይ ሓጊኩም ከሪምኩም ሕጂ ግን ተራ ሰባት ስለ ዝመለስልኩም ሓፍ ኮፍ እንታይ ኣምጸኦ እሞ እዚኣ ድያ እታ ፍልጠት እዚኣ ድያ ኣስኳላ ?ንኪድ ጥራይ ፨
ካብ ቀዳማይኩም ዳሕረዋይ ይከፍእ sorry ዮዲታ ክትዛረብ ስለ ዘለካ ጥራይ እንተደኣ ትዛረብ ኮንካ ብጣዕሚ ሓደገኛ ኢዩ።ኣቱም ሰባት ካብ ስሚዒት ዉጹ 🫣🫣🫣
ኣታ ህዝቢ ካብ ተባህዝለ ዘይሰማዕናዮ እንተ ሃልዩ ፥ ሰደዱለይ እስከ ክንሰምዖ ኣለና ብውሑድ 3 ግዜ ደጋጊምና ብ ሓደ ግዜ ሰሚዕካ ምምላስ ከማን ኣኻሊ ኣይኮነን!! ዮዲታ ከኣ ጽቡቅ ይብቁጹኺ ኣለው 😅 ሰማር ምስ ተስፋይ!!
ናይ ማስቲካ ተኸላኸልቲ ካብ ኮንኩም እቲ ኣጥቢዩ ዘዕበየኩም ሽፍታ ሳሕል ልኡኻት ኢኹም ማለት ኢዩ።
ተጨፍሊቁም ተጸሚቁም ክንዲ ሕጻብ ውፉይ የብልኩምን ሓሳዳት
ወይ ጉድ ጓሓፍ ተደፊኡእዎ እዚ ህዝቢ ኣከለጉዛይ. መጻወቲ እልፊ ኮልታፋት ኮይኑ.
ኣታ መማህራን ዶ ኣይነበርኩምን እንታይ ወረደኩም:: ንዘክብረካ ሓፋሽ ይቕረታ ኢልኩም ከም ቀደምኩም መማህራን ምኻን ዶ ኣይመሓሸኩምን::
ብራቦ ሰምሃር ከይሕን ጸሊምን ዝገብርዎ ደም ክልተ የሕዋት እዮም እዚኦም ፡ናይ ገለ ሞት ከክብሩ ናይ ገለ ሞት ከኣ ክስዕስዑ።እቶም ዝወቅሱ ደቂ ዓዶም ግን መሰሎም ናይ ምግላጽ ክእለትን ብቕዓትን የብሎምን ዓው ኢሎም ንሰልጠነ ክወቅስዎ ብቕዓት የብሎም ሓመይቲ እዪም እዚኦም ትሕቲ ብቕዓት እዮም
😂😂😂 ሰልጠነዉፉይኣያ ድራር 😂😂😂 ብሕጂ 30 ዓመት ክትዛረባ ኢክን ደቂ ሚኒኑ
ስምዒ ባ ዘለና ሽግርን ምፍልላይን ድዩ ዉሒዱና ዓሰርተ ግኤ እዞም ሰባት እንዳምጻኺ ጽሊኢ ትሰብኪ ፡ዋይ ምስ ኢሰያስ ዶ ኣይኮነን ቃልስኹም ዮዲት ተፈታዊ ስድራኺ ሒዝኪ ምጺ ኢሉኒ ኢልኪ 100 ግዜ ትደጋግምዮ ሽምኪ ጸዊዑ ዶ ከሙኡ ኢሉ ዩ ? ነጸላይ ኣቐብሉኒ ኣይትኹኒ ።
Atumሰለስተ ረሳሃት ሃሪኢ ደርግን ህግደፍን ቀሪብኩም ኢኩም ናብት ድቃላ ደምቢያ ህግደፍኩም ክትስልሙ ድህረኩም ጽፉፍ ንጹህ ቃልሲ ንህዝብና ንቃለስ ምሳካትኩም ለካብት መርገጽ ኣልቦ ሰለይቲ ህግደፍ ቃልሲ ኣይኪኢወትን ኢዩ ኣልጉስልና ምስ ርስሃትኩም ቆማላት ባራዩ
ነብስኻ ወኪልካ ምጻእ እንዳ በልካስ ንሰባት ብጅምላ ዕስለ ዶ ገለ ዶ እንዳ በልካ ብጅምላ ክተቆንጻብ መን ዩ ወኪል ገሩካ
ተስፋይ አቲ ብደዐ ይጽነሓልካ ከስከስ ምላሽ መን ኢዩ ወኪል ገርዎ ንድራር አዚ ዘድልይካ ተዛሪብካ ናብ ድላይካ ምጥዋይ ጊደፍ በጃኹም ዝኾነ ይኹን ወዲ ከስከሰ ኣብ መስመሩ ኢዩ ዘለዎ ታሪኽና ይመስክር ኣንጻር ሰላም ሕልፊ ሰንዓፈ ዝደልያ የለን
ኣበይ ንይሩ ኣቦካ ንደካ ኣጎምቢሁ ገይሩ ናኣካ ፈትሩ ናብ ኣዱ ጎንደር ከይዱ ስልዚ ኣቦታትና ኣይትበሉ ደቃሉ ናይ ድረጊ ኢኩም ኣኪሉ
ሕቶ ኣለኒ ንኣቶ ተስፋይን ኣቶ ሰመርን መጀመርያ ንስኹም ካብ ጽርፍን ዘላፋ ሕብረተሰብን እተትጥንቀቑ ጽቡቕ ነይሩምኽንያቱ ንስኹም ኢኹም ብጅምላ ትጻረፉ ዘለኹምናብ ሕቶይ ክኣቱ 1 ንምንታይ ኢኹም ንጌጋታት ዮናስ ሃብተስላሴ ከም ቁኑዕ ሪኢኹም ትጣበቕሉ?2 ስለምንታይ ኢኹም ምስ ውልቀ ሰባት ብዘይ ምርድዳእኩም ሕብረተሰብ ምሉእ ታርጌት ትገብርዎ?ንኣብነት ኣከለ ጉዛይ ከስከሰ ምላሽ ውዲቖም እንዳበልኩም ተነኣእሱ?3 ንሰብ ክትእርም መጀመርታ ንባዕልኻ እሩም ዘረባ ክትዛረብ ኣለካ ንስኹም ግና ኣብ ኩሉ ትዛረብዎ ዘለፋን ምፍርራሕን ዝተሓውሶ ኢዩ ስለምንታይ?4 ኣነ ብኽልቲኡ ወገን ዝዝረብ ይከታተሎ ኢየ እቲ ኣንጻር ቃልሲ ዝኸይድ ዘሎ ግና እዚ ናትኩም ወገን ኢዩ ብፍላይ ብዮናስን መምህር ተመስገንን ዝጸሓፍ ጽሑፋት ኣንጻር ቃልሲ ኮይኑ ኣብ ቅንኢ ዝተመርኮሰ ኢዩ ንስኹም ድማ ደገፍቶም ኢኹም ነዚ ከ እንታይ ትብሉ?
እዚ ህዝቢ እንተ ሓደ ተነጊሱ ዲክታተር እዩ ድሕሪ ሕጂ ውን ክኸውን ተስፋይ ሰምሀር ዮዲት ጆሲ ተስፎም ወልዳይ ተመስገን አለው ውን ለባማት ብሓቂ
ሰማር ድማ ዘረባ ቆልዑ ግደፎ፡ መጻሕፍቲ ተጋደልቲ ፡ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ጥራይ ከም ዝገዝኦ እንታይ ዳታ ኣሎካ? ስለዚ ምንዋር ግደፉዎ፡ ነቐፌታ ጸገም የብሉን።እዚ ኣውራጃ ነዊሕ ዝኸደ ጎስጓስ ተጌሩሉ እዩ፡ ሰጢሙ ይቃለስ ኣሎ፡ ጌጋታቱ ድማ እናኣረመ ክኸይድ እዩ
ተስፋን ሰማርን ናብ ህልክ ትከዱ ኣለኩም።ዋላ ንዓኩም ገጋ ኣይኩን ከተቃርጽዋ ኣለኩም ንምታይ ሰባት ተሕርቅ።የድት ከኣ ትጋገዪ ኣለኪ ብሓፈሻ ከኣ ኩሉኩም እቶም ከምዚ ትገብሩ ኣብ ሰልጠ፡ የድት፡ ፍናን ኣብ ቲክቶክ ዝበልዎ ከመይ ትግምግምዎ ዝበልዎ እንዳ በኩም ናብ ግሩብነትን ምትህሊላክ ትከዱ ኣለኩም ድሓር ይዳጋገም ኣሎ ስሕት እልካ ትነቅፍ እምበር።
እቲ ጸገም እዛ ዕስለ ዕስለ ትብል ቃል ኣብ ኣእምርኦም ተወቂጣ ለይቲ ባህሪሮም ውን ዕስለ ተራእዮምኒ ኢሎም ይደግሙ ከይኮኑ ይጠራጥና ኣሎ በጃክም ከም ሰብ ሕሰቡ ታይ ማለት እዩ ዕስለ ዕስለ ንቃልሲ ኣንጻር ምልክ መንእሰይ ዓሲሉ ይቃለስ ኣሎ ስለዚ እቲ ክትዛረቡ ከለክም ነቲ መንእሰይ ሕማቅ ትምህርቲ ተመሓላልፍሉ ምህላክም ትዝ ክብለክም ኣለዎ እዚ ዘዝኾረዩ ኣብ ቅንጸላ ዝቃለሱ ዘለው ኣምሲልካ ቃጻ ይትረፍ
ዮዲት ንውፉይ ኣብዚ ቅድሚ ምህራምኪ ነዓ ሪኢቶኻ ሃብ ኢልኪ ዓዲምኪዮ ኣቢዩኪ ድዩ ኮይኑ?
Ata kndey hateftef tbl eka
እቲ ርስሓት ኣብ ሓንጎልኩም ዝመልኦ ክሳብ ዝጸሪ ርስሓት ናብ ህዝቢ ክትደፍኡ ናይ ግድን ኢዩ ርስሓት ሳሕል ቀልጢፉ ኣይሕጸብን ኢዩ ።
ዓድኻ ድለ
ኣየነፈላለ ካብ ኣከለ ሰራየ ሓማሴን ዘየተወለደ ኤርትራዊ የለን ጸላኢና ህግደፍ ጥራይ እዩ💙💙💙💙💙💙💙💙
ማስቲካ ብዘይካ ዘዕነዎ ዝጠርነፎ ሰሚዕና ርኢና ኣይንፈልጥን።
ኪቡር ሓው አነ በል
ንብዝሒ ዘረባ ስ ትም ተድክማ !!
Really Great job guys
I really appreciate 🙏. Good job
You both are smart
Bravo Tesfay and Semar , doing great job
Nahbar shger benhabar kalsy yftah !!!
Good job yodita and guys keep going
Semharn tesfayn bi tserfi hospital intezihiliwu tewali mehwikhuwom ! Ane kem Dr.wedi akoleguzay! Ayfelyekumn iye kab deki hagerey!🎉
እዞም ሰቡኡት ኬፍ ኣለዎም
I feel comfortable for your angle
We need like this challenge 💪
በዓል ፍፁም በራኺ ከምዚዩ ሓደጋ ወሪድዎ ተስዊሩ ዘሎ ገጋ ክግበር ከሎ ክንቓወም ይግባአ ሰብ ጸላኢ የውሕድ ብልሒ ይሓትት።
ቢትወደድ ክቓወም ከሎ ካልአ ዐገብ ስለ ዘይበለ ቑማር ተበሊዕና አሎና።
ዮዲት መደብኪ ይባላሾኪ ኣሎ ኣንጻር ብርገድ ንሓመዱ ንክትዛረቡ ከትናሱን ኪትዝሉፉን ኣይግባኩምን ።
Yonas have brilliant idea
Hasawi konka
ጽቡቕ መደብ ዮዲታ ምስ ኣጋይሽኪ፥ ብጣዕሚ ዝብላዕ ዘረባ፡ እቲ ቀንዲ ጸገም ደንበ ፍትሒ ኮይኑ ዘሎ ሰልጠነ ግርማይ ዝበሃል እዩ፡ በቃ ክውደስ እምበር ክንቀፍ ኣይደልን።
ኣይልወጥ ኣይልውጥ ።
😂😂😂 ንቐፉኒ እና በለስ ክንቀፍ ኣይደልን ምባል ተንኮል ያ!!
@@johnthebrain7990 እሞ ክነቕፍዎ ጅምር እንተቢሎም ድማ ጃም እንዳኣተወ ምዝራብ ይኸልኦም ሓሳባቶም ይብትነሎም፡ ኣፍ ከጥዕም እዩ ንቐፉኒ ዝብል እዚ ሰብ እዚ።
Eti zdonkore seb eyu seltene, kab kedem jemiru
Eza gitmi kula wilkawinet😮
ትኽኪል መንእሰይ ተመስገን ተማሃሩ እዚ እዩ እቲ ህዝቢ ኣውራጃ ኣኮሎጉዛይ ኒስኹም ሽፋቱ ሳሕል ትዋረዜይሉ ህዝቢ ኣይ ኮነን
Akeleguzay kulu shae mebzahtikum biawraja tihasbu
Ezi hiseblu minin mibal gidefwo bitgrinya hisebu
Seltene dirar zmerhom donakur eyom zrbushu zelewu
Nice 👍🎉
ኣብ ሓሳብኩም ዘይተሰማምዑ ተቓለስቲ " ጉጅለ፣ መንጋ፣ ዕስለ" ኢልኩም ጭብጢ ዘይብሉ ክትጸርፉን ክትዝንጥሉን ዘፍቅድ ኣካል የለን። ኣብ ቃልሲ መሰል ውልቀሰብ ክሳብ ውዳቤ ዘፍርስ ክኸውን ኣይክእልን! እቲ ደሚክራሲ'ውን እኮ ሓሳባት ናይ ብዙሓት ይስዕር፡ ሓሳባት ውሑዳን ይስማዕ ማለት እምበር ካብዚ ወጻኢ የለን። ስለዚ የሕዋት፣ ነዚ ርሱን ከይዲ ብዙሓን ክትዕንቅፉ ዘፍቅድ የለን። ብሓስብ'ዩ ሰብ ዝምጉተኩም ዘሎ። ወዲ ሰባር ነቓዕ ኢልና ከይደምደምና፡ ኣይተድክሙና። ብሓደ ንኺድ! ብሓባር ንተዓወት እዩቲ መስመር፣ ክምእምኣኩም ተስፋ ንገብር። ሓሳቡ ዝፈረሶ ኣብ ኣውርጃ ክዕቆብን፡ ኣውራጃታት ክዝልፍን ኣይፋል! ርኹስ ከመ ኣርዮስ።
ክውስኸልኩም'የ! ህዝቢ ኤርትራ ፍቕሩን ሓልዮቱን ንህዝቢ ትግራይ እምበር ንሕወሓት ኣይኮነን! ክኸውን' ውን ኣይክእልን። ስለዚ ሕወሓት ምስ ህግደፍ ተሰማሚዑ፡ ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ብቐጥታ ይኹን ተዘዋዋሪ ከናውሕ፡ ዝኾነ ዝቃለስ ሰብ ኣይፈቅድን! እታ ውሕውሕን ምዝንጣልን ትመጽእ ዘላ ምስዛ "ሕወሓት ምስ ሕግደፍ ተራኹቡ" እትብል ዜናያ። ርክብ ሕግደፍን ሕወሓትን ማለት ምፍራስ ብርጌድ ምሓመዱን ምድንጓይ ቃልስና'ዩ! ኣይንድግፎን! እቶም ፍቕሪ ሕወሓት ምስ ፍቕሪ ህዝቢ ትግራይ ዝተሓዋወሰኩም ግን ኣይተረደኣኩምን። ኩነታት ሕወሓት ግር ዘበሎ ተቃላሳይ ኤርትራ፡ መኣዝኑ ክቕይር ግድን እዩ። ምስ ዝምእምኦ ይኸይድ። ስለዚ እንተስ ተረዲኡኩም እንተስ ምርዳእ ስኢንኩም መዓስን ኣበየናይ ሰዓትን ውሕውሕ ኢልኩም፣ ተቓላሳይ ትጭርግፉን ትብትኑን ኣለኹም ሰብ ርኢዎ እሎ። ስለዚ እቲ ግብረ መልሲ ንጹር እዩ። ፖለቲካዩ! ፖለቲካ ረብሓዩ! ረብሓና ፈሊጥንና ኣለና። ኩንታል በሊዕኩም ምጹ።
ክስልሰልኩምየ! ወጽዓ ኣለኒ ኢሉ ዝኣመነን ወጽዕኡ ክኣሊ ዝተበገሰን፣ ኣሽንኳይ ዓቢ ስም ብዘለዎ ኣውራጃ፡ ወረዳ ተጠርኒፊ ኢልካ ምዕንቃፉ፣ ዋላ ብገዛውትን ብውልቀሰብ ደረጃ እንተዝስለፍ መርሕስባ እዩ ክበሃል ዘለዎ። ቃልሲ ናይ ውጹዓትዩ! ወጽዓ ዘለዎ ከኣ ይቃለስ። ኣይፋል ኣይተወጻዕኩን ዝብል ከኣ ዘገድዶ የለን።
ማጆሪቲ ሩል ማይኖሪቲ ራይት እወ
ርኢቱኡ፡ኢዩ
Ajoga wedi nugs🎉🎉🎉
ሰላም ዮዲታ ምስ ተስፌ: ሰማር
Absolutely Seltene u zgage zelo
እዞም ሰባት ጸገም ኣለዎም
ምስ ኣከለጉዛይ ጸገም ኣለዎም
ተቓለስቲ እና ይብሉ ንተቓለስቲ የናሽዉ ንደገፍቲ ይንእዱ
ንበዓል ምኪኤል ዓንዳይ ንኢድካ ንበዓል ውፉይ ምንቃፍ ውን
እዞም ሰባት ግን ኣእዱግ ኢዮም
Semere, Tesfay and Yodit barayu HGDEF eyom.
Rights and responsibilities
ሰላም ዮዲታ ብልጽቲ
Appreciate 🤙
ሰላም። መደብኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ። ግን ብዛዕባ ኣውራጃ ዝምልከት ንዮ በልዮ። ኣብ መደብኪ ኣይተቕርቢ። ብዓቢኡ ጉዳይ ሃገር ኣለና።
Kulukm tsere akeleguzay ekum resahat
ሰላም ዮዲት ምስ ኣጋይሽክን ተስፋይን ሰመረን
ንሰብ ጌጋ ክገብር ከሎ ጌጋ ምባል ጽቡቕ ኢዩ
ኣነ ብወገነይ ብጽቡቕ ዝካታተለኩም ሰብ ኢዩ ግን ኣብዚ ዝቀንየ ክትገብርዎ ዝቐነኹም ጽቡቕ ኣይኮነን ንምታይ ኢኹም ብእኩብ ማንጋ ዕስለ ዝብል ቃላት ትጥቀሙ ፡ንመሰል ንቃለስ ወይ ይተሓሎ ኢንዳበልኩም ናይ መሰል ሰብ ክትዝልፉ ጽቡቕ ኣይኮነን ብኣብ መንጎኹም ዘይሰማምዕ ጉዳይ ኢንተልኩም ኣብቲ ዘይተሰማምዕኽምሉ ክትዛረቡ ኢዩ ዝግባእ
ብዝኾነ ብኣልማማ ስም ምጥማቕ ጽቡቕ ኣይኮነን ዝብል ሓሳብ ኢዩ ዘለኒ።ከምኡ እውን ዮዲት ከም ዋና መድያ ነቲ ሕማቕ ስምዕት ሰባት ክቅስቅስ ይኽእል ትብልዮ ከተሕልፍዮ ኣይነበረክን ክብል ይደሊ
ዘይሻራዊ ርእይቶይ፡
ዮዲታ ስዊት ሃርት ጽቡቅ ትከዲ ኣለኪ ቀጽልዮ፡
ተስፋይ ከኣ ነዚ ህዝቢ ብግቡእ ኣለሊካዮን ተረዲእካዮን ኣለካ፡ ገና እታ ኣካላዊ ካቴና ዝበተኩዋ ብዙሓት ከምዝኮኑ ኩይኑ ግን፡ እታ ናይ ስነኣእምሮኣዊ ሳሕላዊት ካቴና ኣብ ምስባር ኣዝዩ ተሸጊሩ ከምዘሎ ዝተገንዘብካ ኢካ። ኣገላልጻካ ኣስተምህሮታትካን ድማ መጋዝ መበጠሲ ካቴና ኮይኑ የገልግል ከምዘሎ ምንም ኣይጠራጠርን፡ ብዙሕ ዝሰርሕ ክጋገ ውን ስለ ዝክእል ንዓይ ዘይርኣየኒ ጌጋታት ክህሉ ይክእል፡ ግን እቲ መሰረታዊ ሓሳባትካ ንዝርድኦ እቲ ካልእ ቅንጠመንጢ ብዙሕ ዘተሓሳስብ ኣይመስለንን።
ሰማር ከኣ ኣብቲ መሰረታዊ ሓሳባት ብ ጽቡቅ እየ ዝወስዶ፡ ኮይኑ ግን እንተስ ካብ ኣገላልጻ እንተስ ብፍላጥ ኣብ ሓደ ሓደ ኣገላልጻካ፡ ዘይጠቅሙ ቃላትን ሜቶዶሎጅን ትጥቀም ኢካ፡ ንሰማዒ ዝፈጥረሉ ዝንባለታትካ ስለዝክእል።
ተፈታዊ ሰልጠነ ካብ ነዊሕ እየ ዝፈልጦ፡ ብሓፈሻ ገና ካቴና ኣይበጠሰን፡ እታ ኣብ ርእሱ ዝኣሰርሉ ሰንሰለት ትልሕልሕ ኣላ ንክትብጠስ ግን ገና ግዜ ከድልዮ እዩ።
ከም ሰብ ውን ቂመኛን ዘይእሙን እዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ዝተጋነነ ነብሰ ግምገማ ( narcissism) ኣለዎ፡ ዑምቆት ዘለዎም ነገራት ናይ ምርዳእ ውን ብቕዓት የብሉን። ጽባሕ ንግሆ ስእሊ ንዉፉይ ጠቂዑ ሓመድ ተገበሮ፡ ወይ ውን ኣነ ባዕለይ ላዕሊ ሰቂለ ባዕለይ ክፍጥፍጦ እየ እንተኢሉና ክትግረሙ የብልኩምን፡ ስለዚ እቲ መፍትሒ ከኣ ሜድያታት ከም ብዓል ዘለናዮ ሾው ዝኣመሰላ ክበዝሓ ኣማራጽታት ክበዝሕ ምግባር እዩ።
ዉፉይ ከኣ እታ ኮረሻ ለይትን ቀትርን ትርኣዮ ከምዘላ ምንም ዘጠራጥር ኣይኮነን፡ ከምኡ ምሕሳቡ ውን ነውሪ ኣይኮነ ዝሕፍር ውን ኣይኮነ፡ እምበሺ ክተባባዕ ዘለዎ እዩ፡ ኮይኑ ግን ብጾቱን መቃልስቱን ጎጉሒፉ፡ መራሒ ዕስለ ክከውን እየ ኢሉ ዝሓስብ እንተሎ ሓሳብ ልቡ የስምረሉ ኢና ክንብል ንኽእል።
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍 ❤❤❤
We appreciate it gays 😊
ኣብ ስደት ዘለና ንማንም ኣውራጃ ዝውክል የሎን።
Semarin tesfayin resni nay sahil alewom kebesa mis mexu maychelot kihixebu neruwom.
Yes abagora
Seltene is growing his media by interview famous and talented person now he confined in awraja.
እዞም ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ( ሰማር ) ምስ (ተስፋይ ) ንቅሓትን ብቅዓትን ዝውንኑ ሰባት እዮም ።
ዮዲት ፡ሰማር፡ተስፋይ መሰል ካላኦት እንዳ ኣናኣስካ መሰልና ምባልስ ክልቲኡ ተጋራጫዊ ዶ ኣይኾነኩሚን ንባዕሉ እቲ ትጥቀሙሉ ቃላት ዘይእርኑብ እንዳኾነ ይኸይድ ኣሎ ።ዳሓር ሰብ ክነቅፈኩም ኮሎ ጸርጸር ኣይትበሉ
ኣይትሰኣኑ
እስካትኩም ዘረግቲ እዚ ቃልሲ ኢኩም
ናይ ብሃቂ ኡሱባት ህግደፍ ኢዮም ኢዞም ደቂ rshunat ሃሪኢ ህግደፍ ኢቲ ኣብ መዳ ዝለመዱዎ ምትላልን ቀተፍተፍን ኣብ ደሞም ሰሪጹ ነዚ ቃልሲ መኒኢሰያት ክበታትኑ ኮለል ይብሉ ኣለዉ ብዘይ ኣወት ውዱቃት ኢንሥሳ ኢዮም ክክክክክክ
Yodit haftey sorry miyix miyix endabelki guday temxixiya eki zeleki
ሰመረ ኣቦታትኩም ኣምሃሩ ኣኢዱግ ኢንዲዮም ኣድጊ ዶ ክብረት ኣሎዋ ኢዩ ንቦታትኩም ትጸርፉዎም ዘሎኩም ኢኮ ካብ ኣኢዱግ ስለ ዝተወለድኩም ኢኩም ጽሩፋት ኢኩም ከም ኣቦታትኩም ክክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Shrmuta seyti kulom indiki nhadarki daa intay ktfetiyo mszom deqi rshunat indiki twili zeleki mszom deqalu deqi teref dergi shermut adetatom ztedelu deqalu zwaale mrgex mennet hadar aykhluwon iyu selestekum hari hgdef losers guhafat bako ikum anxar qalsi hasewti nay hgdef
Most of the time, our political culture is, if some one speaks the truth, he or she will face poletical lapidation. Keep speaking the truth no matter what.
ሰላም ዮዲታ።ዘተኹም ጽቡቕ ኔሩ እንተኾነ ግን ግብረ መልሲ ንምሃብ ዝመጻኹም ኢኹም ትመስሉ።ዬዲታ ከም ቀደምኪ ኣደ ኮይንኪ ቀጽሊ።
❤❤❤❤❤
Des zbl alal ❤❤❤ qexlwo
You guys are doing great don't listen to the loosers.
ተስፋይን ሰማርን መን እዩ ወኪልኩም ብዛዕባ ዝኮነ ኣውራጃ ክትምድሩ።
ድራር ውልቃዊ ሪእይቱኡ እዩ ክምድር።
ኸስከሰ ምላሽ ዓሚ ኣብ San Francisco conference ገይሮም ተስፋይ ግን ጠፊኦም ኢልካ መዲርካ።
Akoleguzay president meritsa nay baila hager kitfeli alewa! Nihina meselom nihaliwelom tsibuk gurbitna geyrna kinebir nikhil ina! Good lack ni akoleguzay natsinet!💙🙏
ኣረሜንነት
Baelikum do aykonkumin tserfi gemirkum
ልክዕ ኣሉኹም
እዚ ስራሕ ክትቅጽልሉ ተስፋ ይጋብር።
ይገርም እዩ ሰብ ኣብ ነብሶም ምስ መጾቶ እካ ትፈልጦ ኣብዛ ወፍሪ ሰላም ምስ ተተከፉ ናብ ቆልዓ ተመልሶም ብሓንቲ መዓልቲ ንኩሉ ጎሕፎሞ ኣንነት
ዕስለ ማንጋ ዝብል ሕማቅ ጽሪፊ አዩ።
ክትነቅፍ እንተኮንካ ከኣ ብዘረባ ንቀፍ ብጸርፊ ግደፍ። ድሓር ከኣ ንዓኩም ጽብቅ ከይኑ ዝራኣየኩም ንብዝሕ ሕማቅ ዝስምዖ እተኮኑ።
ሰማርን ተስፋይን፡ ነዚ ፋራ ሰልጠነ ምሽ ብዙሕ እና ጸየቐ፡ ንሕና ንዕኡ ብምንቃፍ ኣፍና ደም እና ኣውጸአ ክጋገ ኮሎ ትስሕቅዎን ትድግፍዎን ኔርኩም። ብጣዕሚ ደንጒኹም።
ሰልጠነ Cold-blooded ሰብ'ዩ። ንሱ ኣሳሕኾ ዘይብሉ፡ ደንዳኒ፡ ዘየመዛዝን፡ ኣርሓ ቃልሲ ክኸውን ዝፍትን፡ ህልም ዝበለ ኣውራጃዊ ምዃኑ ክንምስክር ንስኻትኩም ተጣቕዕሉ ኔርኩም። ብዙሓት ክንዛረብ ንደሊ፡ ሂወት ሒዛ ኮፍ ዘበለትና ኣለና።
ሕጂ'ውን ንሰልጠነ ብጎቦጎቦ ዘይኮነ ትኽብትኽ ንቐፍዎ። ሃየ ሰብኡት እንተ ኮይንኩም። እቲ ነዚ ቃልሲ ብትንትን ዘብሎ ዘሎ ብጅምላዊ Approval ናይ ሰዓብቱ ተተባቢዑ ዝነብር ዘሎ ሰብ'ዩ!
ተስፈይ ጸገምካ ምስ ድራር እንተ ኮይኑ ብዛዕባ ድራር ጥራሕ ክትዛረብ ድኣምር ህዝቢ ምዝላፈ ትርጉም የብሉን ከስከሰ ምላሽ ተከስኪሳ ናብ ህግደፍ ከይዳ ሓሶት ዉጹእ ሓሶት ኢዩ::
Ageb semar and semar
ስለምንታይ ኢኹም ዃሓልቲ መሲልኹም መንቆርቲ አከለጉዛይ
ትኾኑ ዘለኹም ካልእ አጀንዳ የብልክን
ድዩ ክብርቲ ሓብቲ ወግሔ ጸብሔ ብአከለጉዛይ ኾይኑ ዘረባኹም
ድላይኩም ክትዛረቡ ከምቱ መሰልና እዩ ዝበልኩሞ እዞም አሚድያኺ አምጺእኪ ብዛዕባ እዙአዉራጃ ዘናእሱ
ይአኸለኹም ከምቱ መሰለይ ትብሎ
ድላይዮም ክገብሩ መሰሎም እዩ
Tesfay MESELCHEWI aykonen. You never choose your words anyway.
ዮዲት እዚ ኣዱሊስ መድያ ኣብ ፍራንክፉርት ይቅመጥ ,ስጋብ ሕጂ ግን ተወዲቡ ኣይፈልጥ ኣብ ዝኾነ ስራሕ ውን ተሳቲፉ ኣይፈልጥን ።ኣብ ዘመን ፓልቶክ ክዛረብ ድምጹ ምስ ጀመረ አውጽዎ ነሮም ,ስለምንታይ ናይ ዘረባ ስብ ኢዩ።ሕጂ ኸኣ ዓቢ ተኸላኻላይ ሰልጠነ ረኺቡ ሰብ ይርብሽ ኣሎ።ባኣይ ወገን እዚ ሰልጠነ ካብ ጹቡቁ ሕማቁ በዚሑ,ኣነ ኣነ ክብል ረቢሹና።
Both Semere and Tesfay always come up with great Ideas - B'haQi MhuRaT Eyom.
Please try to sure out all of you 🙏🙏🙏
መንሰያት ንምድናን ትሰሩሑ ምህላዉኩም አንቶኮነ ግን ብኣኹም ዝደን መንሰይ የለን
ተስፋይ ሃላይ ቁሩብ ርግእ በል ኣልጊብካ ኣይትጻረፍ
I love Sharon Matiolli Peoms yodit. Primo ITALIA secondo Dankalia since 1868. Bella ciao 👋 Dan'kal wald Arrata
ንስካ ኣዋሪድካዮ
ንስኻትኩም ትምህርዎ ሰብ የለን ሕጅውን ትዛረብዎ ድፍረት ፍጹም ስድነት'ዩ 🩵🩵🩵
Exacty
መን ዩ ዘፈራርሓኪ ዮዲት ፣ ብዙሓት ደናቁር እዮም ዘለዉ
ዮዲት ደገፍትኺ ኢና ።ንስኺ ቅንዕቲ ኢኺ እዞም ኣጋይሽኪ ግን እንዳፈለጡ ዝጽይቁ እዮም።ከስከሰ ምላሽ ኣሎን ክህሉን እዩ።ንህዝቢ ከስከሰ ምላሽ ይኩን ህዝቢ ኣከለጉዛይ ብዛዕባ ሰላም ዝምህሮ የለን።ኪዱ ነቶም ፍርንጭት ናይ ከምኦም ሰብኣይ ዝቆጽሩ ኣሕዋትኩም ደቂ ዓድኩም ተዛረቡ።
ፖለቲካ ፋቻኩም ኣይኾነን ብጣዕሚ ኣግሬሲቭ ናይ ሕግደፍ ባሕሪ ኣለኹም 🩵🩵🩵
Leflufu kendi Wufuy zmexe never ever yelen gahtfat bkedmu aenjalat eikum tmesluo Eseyas zlaakekum eikum.
ዮዲታ አዛ ሕቶ ተረኺብክያ ስለ ዝደንጎኹ ማለት ኢየ።
እምበኣር በዓል ተስፋይ ሰማር ኣብታ ዶንጊኺ ዛተኽላ ማዓልቲ ክልቲኦም ይዛረቡ ኔሮም ብዛዕባ ኾረኔል ምኪኤለ እቲ ኣብ ኣዲስ እንዳ በኸየ ኢንተርቬው ዝገብር ተስፋይ ይብል ኔሩ ገንዘብ ሒዙ ናብ ህግደፍ ከይዱ ይብል ኔሩ ኣብ ናይ ሓደ ኢንተርቬው ኣብ ኣዲስ ከም ዝሞተ ይሕብር ኔሩ፡ከዕሪዋ ወይ ከስተብህሉላ ምበልኩ ።
ምኽንያቱ ሓቅነት ዘለዎ ክኸውን ኢለ'የ።
thank you ))))))))))))))))))))))))))))))))))
Kelete tehzeto zeybelkum tegray tigrigna mekankum kulu feletkum eu nehna gen ab Eritrea ena leweti kenmetse nedeli behamat
ንስኻ ከምኡ ሕሰብ ዛድሊየካ ወሲደወካ ኢኻ ትኸዪድ ናይ ባዕልኻ ሓሳብ ኣጥሪ እምበር ሰብ ኣብ ድላዩ ይእመን በሰሉ ዩ።
Yefelet meselom mekanu ane kea meseley eu nezey rebeh hasab ayrebhen eu kebel resi hamham
ወፍሪ ሰላም ዘይተሳተፍኩም ኢልኩም ጭፍራ ኣጠሚቕክሞ ኣብቲ ወፍሪ ሰላም ዘይምስታፉኸ መሰሉዶ ኣይኮነን እዚ መንእሰይ
ባህሊ ሻዕብያ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት እዩ። ካበኡ ሓሊፉ ድማ ባህሊ ኤርትራውነት ድክመታቱ ንካለኦት ምሽካም ልሙድ እዩ።ነቂሐ ሓሳብ ኣሎኒ ይብል ቁሩብ ከይስጎመ ድማ ካብቶም ኣይነቅሑን የንቀሖም ኣሎኩ ዝብሎም ወርዱ ኣብ ጭቃ ፈፈው ይብል፡ኣብይ ደኣ ኣሎ እቲ ንቅሓት ? ኣበይ ኣሎ እቲ ፍልጠትን ሓሳብን ትብሎ ሕጂ ከም ማይ ውዑይ ፈለኽለክ ትብል? ካብ መጀመርትኡውን እኮ ኣፍካ ምክፋትን ፍልጠትን በብይኑ እዩ ።ስለዝኮነ ንካለኦት ከምዚ ኣይኮነን ከምዚ ኣይትበሉ ፡ ጌጋ ክትብሉ ጥራይ ሓጊኩም ከሪምኩም ሕጂ ግን ተራ ሰባት ስለ ዝመለስልኩም ሓፍ ኮፍ እንታይ ኣምጸኦ እሞ እዚኣ ድያ እታ ፍልጠት እዚኣ ድያ ኣስኳላ ?ንኪድ ጥራይ ፨
ካብ ቀዳማይኩም ዳሕረዋይ ይከፍእ sorry ዮዲታ ክትዛረብ ስለ ዘለካ ጥራይ እንተደኣ ትዛረብ ኮንካ ብጣዕሚ ሓደገኛ ኢዩ።
ኣቱም ሰባት ካብ ስሚዒት ዉጹ 🫣🫣🫣
ኣታ ህዝቢ ካብ ተባህዝለ ዘይሰማዕናዮ እንተ ሃልዩ ፥ ሰደዱለይ እስከ ክንሰምዖ ኣለና ብውሑድ 3 ግዜ ደጋጊምና ብ ሓደ ግዜ ሰሚዕካ ምምላስ ከማን ኣኻሊ ኣይኮነን!! ዮዲታ ከኣ ጽቡቅ ይብቁጹኺ ኣለው 😅 ሰማር ምስ ተስፋይ!!
ናይ ማስቲካ ተኸላኸልቲ ካብ ኮንኩም እቲ ኣጥቢዩ ዘዕበየኩም ሽፍታ ሳሕል ልኡኻት ኢኹም ማለት ኢዩ።
ተጨፍሊቁም ተጸሚቁም ክንዲ ሕጻብ ውፉይ የብልኩምን ሓሳዳት
ወይ ጉድ ጓሓፍ ተደፊኡእዎ እዚ ህዝቢ ኣከለጉዛይ. መጻወቲ እልፊ ኮልታፋት ኮይኑ.
ኣታ መማህራን ዶ ኣይነበርኩምን እንታይ ወረደኩም:: ንዘክብረካ ሓፋሽ ይቕረታ ኢልኩም ከም ቀደምኩም መማህራን ምኻን ዶ ኣይመሓሸኩምን::
ብራቦ ሰምሃር ከይሕን ጸሊምን ዝገብርዎ ደም ክልተ የሕዋት እዮም እዚኦም ፡ናይ ገለ ሞት ከክብሩ ናይ ገለ ሞት ከኣ ክስዕስዑ።እቶም ዝወቅሱ ደቂ ዓዶም ግን መሰሎም ናይ ምግላጽ ክእለትን ብቕዓትን የብሎምን ዓው ኢሎም ንሰልጠነ ክወቅስዎ ብቕዓት የብሎም ሓመይቲ እዪም እዚኦም ትሕቲ ብቕዓት እዮም
😂😂😂
ሰልጠነ
ዉፉይ
ኣያ ድራር
😂😂😂
ብሕጂ 30 ዓመት ክትዛረባ ኢክን ደቂ ሚኒኑ
ስምዒ ባ ዘለና ሽግርን ምፍልላይን ድዩ ዉሒዱና ዓሰርተ ግኤ እዞም ሰባት እንዳምጻኺ ጽሊኢ ትሰብኪ ፡ዋይ ምስ ኢሰያስ ዶ ኣይኮነን ቃልስኹም ዮዲት ተፈታዊ ስድራኺ ሒዝኪ ምጺ ኢሉኒ ኢልኪ 100 ግዜ ትደጋግምዮ ሽምኪ ጸዊዑ ዶ ከሙኡ ኢሉ ዩ ? ነጸላይ ኣቐብሉኒ ኣይትኹኒ ።
Atumሰለስተ ረሳሃት ሃሪኢ ደርግን ህግደፍን ቀሪብኩም ኢኩም ናብት ድቃላ ደምቢያ ህግደፍኩም ክትስልሙ ድህረኩም ጽፉፍ ንጹህ ቃልሲ ንህዝብና ንቃለስ ምሳካትኩም ለካብት መርገጽ ኣልቦ ሰለይቲ ህግደፍ ቃልሲ ኣይኪኢወትን ኢዩ ኣልጉስልና ምስ ርስሃትኩም ቆማላት ባራዩ
ነብስኻ ወኪልካ ምጻእ እንዳ በልካስ ንሰባት ብጅምላ ዕስለ ዶ ገለ ዶ እንዳ በልካ ብጅምላ ክተቆንጻብ መን ዩ ወኪል ገሩካ
ተስፋይ አቲ ብደዐ ይጽነሓልካ ከስከስ ምላሽ መን ኢዩ ወኪል ገርዎ ንድራር አዚ ዘድልይካ ተዛሪብካ ናብ ድላይካ ምጥዋይ ጊደፍ በጃኹም ዝኾነ ይኹን ወዲ ከስከሰ ኣብ መስመሩ ኢዩ ዘለዎ ታሪኽና ይመስክር ኣንጻር ሰላም ሕልፊ ሰንዓፈ ዝደልያ የለን
ኣበይ ንይሩ ኣቦካ ንደካ ኣጎምቢሁ ገይሩ ናኣካ ፈትሩ ናብ ኣዱ ጎንደር ከይዱ ስልዚ ኣቦታትና ኣይትበሉ ደቃሉ ናይ ድረጊ ኢኩም ኣኪሉ
ሕቶ ኣለኒ ንኣቶ ተስፋይን ኣቶ ሰመርን መጀመርያ ንስኹም ካብ ጽርፍን ዘላፋ ሕብረተሰብን እተትጥንቀቑ ጽቡቕ ነይሩ
ምኽንያቱ ንስኹም ኢኹም ብጅምላ ትጻረፉ ዘለኹም
ናብ ሕቶይ ክኣቱ
1 ንምንታይ ኢኹም ንጌጋታት ዮናስ ሃብተስላሴ ከም ቁኑዕ ሪኢኹም ትጣበቕሉ?
2 ስለምንታይ ኢኹም ምስ ውልቀ ሰባት ብዘይ ምርድዳእኩም ሕብረተሰብ ምሉእ ታርጌት ትገብርዎ?
ንኣብነት ኣከለ ጉዛይ ከስከሰ ምላሽ ውዲቖም እንዳበልኩም ተነኣእሱ?
3 ንሰብ ክትእርም መጀመርታ ንባዕልኻ እሩም ዘረባ ክትዛረብ ኣለካ ንስኹም ግና ኣብ ኩሉ ትዛረብዎ ዘለፋን ምፍርራሕን ዝተሓውሶ ኢዩ ስለምንታይ?
4 ኣነ ብኽልቲኡ ወገን ዝዝረብ ይከታተሎ ኢየ እቲ ኣንጻር ቃልሲ ዝኸይድ ዘሎ ግና እዚ ናትኩም ወገን ኢዩ ብፍላይ ብዮናስን መምህር ተመስገንን ዝጸሓፍ ጽሑፋት ኣንጻር ቃልሲ ኮይኑ ኣብ ቅንኢ ዝተመርኮሰ ኢዩ ንስኹም ድማ ደገፍቶም ኢኹም ነዚ ከ እንታይ ትብሉ?
እዚ ህዝቢ እንተ ሓደ ተነጊሱ ዲክታተር እዩ ድሕሪ ሕጂ ውን ክኸውን
ተስፋይ ሰምሀር ዮዲት ጆሲ ተስፎም ወልዳይ ተመስገን አለው ውን ለባማት ብሓቂ
ሰማር ድማ ዘረባ ቆልዑ ግደፎ፡ መጻሕፍቲ ተጋደልቲ ፡ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ጥራይ ከም ዝገዝኦ እንታይ ዳታ ኣሎካ? ስለዚ ምንዋር ግደፉዎ፡ ነቐፌታ ጸገም የብሉን።
እዚ ኣውራጃ ነዊሕ ዝኸደ ጎስጓስ ተጌሩሉ እዩ፡ ሰጢሙ ይቃለስ ኣሎ፡ ጌጋታቱ ድማ እናኣረመ ክኸይድ እዩ
ተስፋን ሰማርን ናብ ህልክ ትከዱ ኣለኩም።
ዋላ ንዓኩም ገጋ ኣይኩን ከተቃርጽዋ ኣለኩም ንምታይ ሰባት ተሕርቅ።
የድት ከኣ ትጋገዪ ኣለኪ ብሓፈሻ ከኣ ኩሉኩም እቶም ከምዚ ትገብሩ ኣብ ሰልጠ፡ የድት፡ ፍናን ኣብ ቲክቶክ ዝበልዎ ከመይ ትግምግምዎ ዝበልዎ እንዳ በኩም ናብ ግሩብነትን ምትህሊላክ ትከዱ ኣለኩም ድሓር ይዳጋገም ኣሎ ስሕት እልካ ትነቅፍ እምበር።
እቲ ጸገም እዛ ዕስለ ዕስለ ትብል ቃል ኣብ ኣእምርኦም ተወቂጣ ለይቲ ባህሪሮም ውን ዕስለ ተራእዮምኒ ኢሎም ይደግሙ ከይኮኑ ይጠራጥና ኣሎ
በጃክም ከም ሰብ ሕሰቡ ታይ ማለት እዩ ዕስለ ዕስለ ንቃልሲ ኣንጻር ምልክ መንእሰይ ዓሲሉ ይቃለስ ኣሎ ስለዚ እቲ ክትዛረቡ ከለክም ነቲ መንእሰይ ሕማቅ ትምህርቲ ተመሓላልፍሉ ምህላክም ትዝ ክብለክም ኣለዎ እዚ ዘዝኾረዩ ኣብ ቅንጸላ ዝቃለሱ ዘለው ኣምሲልካ ቃጻ ይትረፍ
ዮዲት ንውፉይ ኣብዚ ቅድሚ ምህራምኪ ነዓ ሪኢቶኻ ሃብ ኢልኪ ዓዲምኪዮ ኣቢዩኪ ድዩ ኮይኑ?
Ata kndey hateftef tbl eka
እቲ ርስሓት ኣብ ሓንጎልኩም ዝመልኦ ክሳብ ዝጸሪ ርስሓት ናብ ህዝቢ ክትደፍኡ ናይ ግድን ኢዩ ርስሓት ሳሕል ቀልጢፉ ኣይሕጸብን ኢዩ ።
ዓድኻ ድለ