Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
_እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😭😭😭 መንግስተ ስማይ የዋርሶም😭😭_
እግዚኦ መሀረና ክርስቷስ ኣረ ኣምላክ ይቅረ በለና 😢😢😢
ካብዚ ንላዕሊ መደንገፂ ነገር የለን ምሕረት ኣውርደልና መድሃኒኣለም 😢
🙏🙏🙏
😢😢😢😢 ኣምላክ ንመወቲ መንግስተ ሰማይ ነቶም ዘልው ካኣ ንድሓር ይበሎም 😢😢😢😢
Egziabher Amlak byemanay edu ykebelom nkulu sderabie xnat yhabom 💔💔💔💔😭😭😭😭😭
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢
Amen 🙏 🙏 🙏
እዋይ ሕማቕ ስማዕ መንግስተ ሰማይ የውርሶም 😢❤️🙏🏾 እቲ ናይ ሓገዝ ልንክ ክኣ እባ ኣብዚ ታሓቲ ግበሮ
Besmeam very sad 😭😭😭😭
Eway btaemi eyu zhzin mengstesemay yewarsom
HGDf. Never stop. His sapporter. They Must be sick people. This dictator. You have To fight him Not To sapporter
eway yehwatey btaemi eyom zehznuka mesakin Etom terifom zelewu egziabhaer mulue mhret hibu yewxayom netom Abon gual zhalefu ke Amlak byemanay Edu yqebelkum 😭😭😭
ኦኣምላክ ንኤርትራ ናይ ቀደማ መንፈስ ምለሰላ ሰብ ክባስ ከሎ ብበትሪ ብእምኒ እምበር ብጭካኔ ብካራ ብገዶቦ ሰሚዕናን ርእናን ኣይንፈልጥን እዚ ምስዞም ጨካናት ህግደፍን ስዓብዮምን ዝመጸ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና።
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢
Mengst Semay yhabkaum
Eway ahhhhh rozitey baba yemane eway ahhhhh kimerr mengste semay yewarskum sdrabet fetewti tseneat yhabena 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
በስምኣም ስሃለነ 😥😥😥😥 እግዝኦ ምሃረነ ክርስቶስ ነብስኻ ይምሓር
ፍርቅ ለይቲ ይጽበየካ ኣምላክ ይሃግዝም
ኣብ ዳባት ስለ ዝቅተሉ ዘለዉ ሰባት ድምጺ ኩን ነሹ ሓወይ
Eshi ab live keqrbo eye
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭
Himaq terkibu betami zehzn u
ገዛውቲ ስዊዝ ናይ ሓዊ አላርሚ የብሉን ጌልኡ
ነሹ መርሓባ ብግዘ ደብኽ ኢልካ ናይ ባሕቲ ቡና ሰቲኻ አለኻ ማለት እዩ አንታ ሓላል ወዲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ካብ ሓደጋ ሞት ይሓልወና 💛❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙
🙏🙏🙏🙏
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም
Ah rest in paradise 😢
Azyu yehzn mengste semay yewarsom netom ab hkmna delewu ka mhret yewrdelom betie thgos betie tguhie kab dnget mot yhalwena hmam salstie ay tklana 😢😢😢😢😢 nay ISRAEL yehwatna selam yewrdelom
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ነሹ ለባም ወዲ ለባማት
❤️❤️❤️
Wel come Neshu natey zefir zeben
💔😭
ከጥፍኡዋ ኡዮም ኤርታ ዝቃለሰላ የለን
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢
First comment❤❤❤❤❤
❤❤❤
ነሹዋኒ ክብር ሰብ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
😢😢😢💔💔💔💔🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Eway betami zhzin mengste semay yewarsom😭😭😭😭😭
አረ ናበይ ክንከይድ ሕማቅ ዘይንሰምዐሉ ዓለምዶ የለን
የፍርሕ ዩ ዘሞኑ😢😢😢
ነሹ ዝኾነ ዜና ክትሕልፍ ከለካ ኣራጋጊጽካ ብምሕላፍካ ብጥዓሚ ኢየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ኢካ
Nesu dmu😂😊❤
😢😢😢😢
😢😢😢
ቅደምይቲ ባዓልይ😘 ነሺ ❤
Ajokaኣጆኻ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢Amlak aboy kem gbrna zey kone kem Mhretka dea
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
💙💙💙💙💙
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 Rip😢😢😢😢😢
Egziyo meharena krstos Mengste semay yewarsom
Aytxlaeni ber neshu hawey natom kurkur endika
ክንሕጅግዝ acount ስደድ
Please guys we have to something to help our brother. It doesn't make sense to light a candle when someone dies
🙏🌹🇨🇭
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢uffffff
Welcomeነሹዋይ❤
ዌልካም ነሹ ♥️ቀዳመይቲ ባዕለይ 😮
ውይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም🥺
neshuway❤❤❤
Rip😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Ezom nay Israel kea lbi yhabom fetari ember I don't know entay kem nbl eko tefiauna eshnet dina knblos wala entay ena knbl btaemi eyu zehzn
Himal terekibu RIP
Neshuway hawey ❤❤❤
😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ይይይይ እዋይ መሳኪን ሓደጋ ወሪድዎም ስድራ ምልእቲ ኣምላኽ ኣቦይ ካብዘይሓሰብናዮ ሓደጋ ኣድሕነና መዳለዊ መተዓረቂ ግዜ ሃበና ።እዛ ዓለም ሓንቲ ንማልኦ ዘይብልና ብሰንኪ ሃሮምሮም ብዋጋ ሰብ ፍጡር ንጻወት መወዳእትኡ ከኣ ንመዉት፡10 ዝወለደ ይመዉት ሓደ ዝወለደ ይመዉት ዝፈትዎ ዉላዱ ከማን ኣይማልኦን ።ኣቡነ ሽኖዳ ሰብ ስለ ዝወለደ መዘከርታ ወሊዱ ዶ ይብሃል ወይ ከኣ ብዉላድ ማዕረ ሰቡ ወይ ልዕሊ ሰቡ ይስምዖ ።እቲ ሓቂ ግን ኢሎም ወድ ሰብ ዘይሓልፍ ግብሪ ምስ ዝህልዎ እዩ ኣብ ዓለም ዝዝከር ኢሎም።ኒዉቶን ፡ኣነስታይን፡ፈርናንዶ ማጄላ፡ድያና፡ማርያትሬዛ፡ብዙሓት ኣብ ዓለም ዝተፈልጡ ብምዉላዶም ዘይኮነ በቲ ጻዕሮምን ሰናይ ግብሮምን እዩ ኢሎም።ናትና ግን ኩሉ ንሃልኮ ሥስዐ ጥራይ እዩ።ባንክና ከይጎድል ንስድራና ንበቀሎም ኣለና።ቤተሰብ ምሃብ ጠቅላላ ዘይሕሰብ ባዕሎም ይፈልጡ ንብል ኣለና ወይ ፍርሃት ፈጣሪ ረሲዕና ስለ ዝዓመጽና ብልሒ ንሓስቦ ኣለና ።ካብ ነብሰይ ጀሚርካ ልዕሊ 18 ዕድመ ንሓቂ ንፍትሒ ንእሱራት ንዉጽዓት ድምጺ ምዃን ንሂወትና ከኣ ኣባት ነብሲ ክነትዝሕዛ እዩ ዘድልየና ነዚ እንዳገደደ እንበር እንዳሓሸ ዘይከይድ ዘሎ ግዜ ።ሞት ዕላል ኮይኑ ኣብዚ ግዜ እዚ።
Abat nebsi zkonu akshishti yeblnan.nsom kabana ysisiu,hargef gef yblu.amex enda reayu kemzeyreayu msti amaxi ykonu.wuhudat entelyom kea endie ayfeltn eye.gbrina tray xebuk ykun enber,b abat nebsi zftah hiwet yeblnan.Eti kalie zbelkayo eko haki eyu.b wulad zeykonka bet ab alem teberkito xebuk neger eyu
Selam. Nishna
ነሹ❤
ናይ Israel ሲ ከቢዳ ብስላሴ ሰላም ይፍጠረሎም
ልንሰሃ ሞት የብቀዐና😢😢😢 የ
Nzmetu mengste semay yewarsom
ሳብስክራይብ ግበሩይ ጠንስቲ እየ ዋ ቃሕ ኢልኒ❤❤❤
😂❤
Tegrawi aendik gehaf
Ezgyoo ezgyoo meharena kerstos 💔😭🙏🏽 may your soul rest in peace and my condolences to family and friends,And I’m wishing speedy recovery for the family still in the hospital 🙏🏽
🙏🙏
እዚ ሞት ኣብ ሞንጎ የሕዋትና ኣብ እስራኤል ሂወት እዞም ክሎም መንእሰያት ክወስድ ከሎስ ሰብ ግደፉ ኣብ እስራኤል ክውላዕ ትጉስጉስዎ ዘልኩም ሓደገኛ ክክወን እዩ ክብልዎም ከለው ጸማም እዝኒ ሂቡ ኣብ ወርሒ 8/2023 እስራኤል ናቶም ድያ ዝብሉና ከነርእዮም ኢና ኣይትከውንን እያ ኢሉ ዝተዛረቦስ በየነ እዚ ክሪኢ ኮሎስ እዋይ እታማዓልቲ እቲኣስ ኣፈይ ብካ ታዓቢሳ ዊዒላ ዶ ይብል ይከውን ወይውን ግደፉ ኢሎም ለባማት ዓገብ ክብሉ ከለው ብካ ሰሚዐዮም ዶ ይብል ይከውን 😢😢😢 በየናይ ልቦኑኡ ዳኣ ከሙኡ ከይብል እምበር እንታዩ ኮይኖሞ ካኣ እዞም ዝመቱ ዘለው ይዋእ ዝወለደ ይዋእ ኣሚና ዝተመንጠለት ይዋእ ኣቦኦም ዝስእኑ ህጻውንቲ 😢😢😢😢😢 እህህህህ 😢😢😢😢
B nebsom entay eyu xegemom.wala seb kemu elu terasinuwom ekulat lieli 30 edme zelewom,entay ab mktal zebixih alewom.suk elom serihom zeynebru.b eritrea mbeas trgum yeblun.eritrea dem mulue hzbi wesida xama zeytkefil hager eya.entay eyu beza resah hager suk elom hiwetom zetfiu.hji ewun bealom yteareku.seb tezaribu tekebixuwo eyu.hji seb eti mot ab Israel zelo enda lemedo ykeyd alo
ድሓን ድኣ ሎሚ ናይ ኤረትራ ኣምጺኢኻ ናይ ትግራይ ድዩ መሲልካ ኣታ ለኽባጥ
ባሕቲ ዩ ጸርፊ ነውሪ
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢
_እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😭😭😭 መንግስተ ስማይ የዋርሶም😭😭_
እግዚኦ መሀረና ክርስቷስ ኣረ ኣምላክ ይቅረ በለና 😢😢😢
ካብዚ ንላዕሊ መደንገፂ ነገር የለን ምሕረት ኣውርደልና መድሃኒኣለም 😢
🙏🙏🙏
😢😢😢😢 ኣምላክ ንመወቲ መንግስተ ሰማይ ነቶም ዘልው ካኣ ንድሓር ይበሎም 😢😢😢😢
Egziabher Amlak byemanay edu ykebelom nkulu sderabie xnat yhabom 💔💔💔💔😭😭😭😭😭
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢
Amen 🙏 🙏 🙏
እዋይ ሕማቕ ስማዕ መንግስተ ሰማይ የውርሶም 😢❤️🙏🏾 እቲ ናይ ሓገዝ ልንክ ክኣ እባ ኣብዚ ታሓቲ ግበሮ
Besmeam very sad 😭😭😭😭
Eway btaemi eyu zhzin mengstesemay yewarsom
HGDf. Never stop. His sapporter. They Must be sick people. This dictator. You have To fight him Not To sapporter
eway yehwatey btaemi eyom zehznuka mesakin Etom terifom zelewu egziabhaer mulue mhret hibu yewxayom netom Abon gual zhalefu ke Amlak byemanay Edu yqebelkum 😭😭😭
ኦኣምላክ ንኤርትራ ናይ ቀደማ መንፈስ ምለሰላ ሰብ ክባስ ከሎ ብበትሪ ብእምኒ እምበር ብጭካኔ ብካራ ብገዶቦ ሰሚዕናን ርእናን ኣይንፈልጥን እዚ ምስዞም ጨካናት ህግደፍን ስዓብዮምን ዝመጸ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና።
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢
Mengst Semay yhabkaum
Eway ahhhhh rozitey baba yemane eway ahhhhh kimerr mengste semay yewarskum sdrabet fetewti tseneat yhabena 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
በስምኣም ስሃለነ 😥😥😥😥 እግዝኦ ምሃረነ ክርስቶስ ነብስኻ ይምሓር
🙏🙏🙏
ፍርቅ ለይቲ ይጽበየካ ኣምላክ ይሃግዝም
ኣብ ዳባት ስለ ዝቅተሉ ዘለዉ ሰባት ድምጺ ኩን ነሹ ሓወይ
Eshi ab live keqrbo eye
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭
Himaq terkibu betami zehzn u
ገዛውቲ ስዊዝ ናይ ሓዊ አላርሚ የብሉን ጌልኡ
ነሹ መርሓባ ብግዘ ደብኽ ኢልካ ናይ ባሕቲ ቡና ሰቲኻ አለኻ ማለት እዩ አንታ ሓላል ወዲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ካብ ሓደጋ ሞት ይሓልወና 💛❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙
🙏🙏🙏🙏
መንግስተ ሰማያት የዋርሶም
Ah rest in paradise 😢
Azyu yehzn mengste semay yewarsom netom ab hkmna delewu ka mhret yewrdelom betie thgos betie tguhie kab dnget mot yhalwena hmam salstie ay tklana 😢😢😢😢😢 nay ISRAEL yehwatna selam yewrdelom
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ነሹ ለባም ወዲ ለባማት
❤️❤️❤️
Wel come Neshu natey zefir zeben
💔😭
ከጥፍኡዋ ኡዮም ኤርታ ዝቃለሰላ የለን
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢
First comment❤❤❤❤❤
❤❤❤
ነሹዋኒ ክብር ሰብ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤
😢😢😢💔💔💔💔🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Eway betami zhzin mengste semay yewarsom😭😭😭😭😭
አረ ናበይ ክንከይድ ሕማቅ ዘይንሰምዐሉ ዓለምዶ የለን
የፍርሕ ዩ ዘሞኑ😢😢😢
ነሹ ዝኾነ ዜና ክትሕልፍ ከለካ ኣራጋጊጽካ ብምሕላፍካ ብጥዓሚ ኢየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ኢካ
🙏🙏🙏🙏
Nesu dmu😂😊❤
😢😢😢😢
😢😢😢
ቅደምይቲ ባዓልይ😘 ነሺ ❤
❤❤❤
Ajokaኣጆኻ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
😢😢😢😢Amlak aboy kem gbrna zey kone kem Mhretka dea
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
💙💙💙💙💙
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 Rip😢😢😢😢😢
Egziyo meharena krstos Mengste semay yewarsom
🙏🙏🙏
Aytxlaeni ber neshu hawey natom kurkur endika
ክንሕጅግዝ acount ስደድ
Please guys we have to something to help our brother. It doesn't make sense to light a candle when someone dies
🙏🙏🙏
🙏🌹🇨🇭
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢uffffff
Welcomeነሹዋይ❤
❤❤❤
ዌልካም ነሹ ♥️
ቀዳመይቲ ባዕለይ 😮
❤❤❤
ውይ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም🥺
🙏🙏🙏
neshuway❤❤❤
Rip😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Ezom nay Israel kea lbi yhabom fetari ember I don't know entay kem nbl eko tefiauna eshnet dina knblos wala entay ena knbl btaemi eyu zehzn
Himal terekibu RIP
Neshuway hawey ❤❤❤
❤️❤️❤️
😭😭😭😭😭😭❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ይይይይ እዋይ መሳኪን ሓደጋ ወሪድዎም ስድራ ምልእቲ ኣምላኽ ኣቦይ ካብዘይሓሰብናዮ ሓደጋ ኣድሕነና መዳለዊ መተዓረቂ ግዜ ሃበና ።እዛ ዓለም ሓንቲ ንማልኦ ዘይብልና ብሰንኪ ሃሮምሮም ብዋጋ ሰብ ፍጡር ንጻወት መወዳእትኡ ከኣ ንመዉት፡10 ዝወለደ ይመዉት ሓደ ዝወለደ ይመዉት ዝፈትዎ ዉላዱ ከማን ኣይማልኦን ።ኣቡነ ሽኖዳ ሰብ ስለ ዝወለደ መዘከርታ ወሊዱ ዶ ይብሃል ወይ ከኣ ብዉላድ ማዕረ ሰቡ ወይ ልዕሊ ሰቡ ይስምዖ ።እቲ ሓቂ ግን ኢሎም ወድ ሰብ ዘይሓልፍ ግብሪ ምስ ዝህልዎ እዩ ኣብ ዓለም ዝዝከር ኢሎም።ኒዉቶን ፡ኣነስታይን፡ፈርናንዶ ማጄላ፡ድያና፡ማርያትሬዛ፡ብዙሓት ኣብ ዓለም ዝተፈልጡ ብምዉላዶም ዘይኮነ በቲ ጻዕሮምን ሰናይ ግብሮምን እዩ ኢሎም።ናትና ግን ኩሉ ንሃልኮ ሥስዐ ጥራይ እዩ።ባንክና ከይጎድል ንስድራና ንበቀሎም ኣለና።ቤተሰብ ምሃብ ጠቅላላ ዘይሕሰብ ባዕሎም ይፈልጡ ንብል ኣለና ወይ ፍርሃት ፈጣሪ ረሲዕና ስለ ዝዓመጽና ብልሒ ንሓስቦ ኣለና ።ካብ ነብሰይ ጀሚርካ ልዕሊ 18 ዕድመ ንሓቂ ንፍትሒ ንእሱራት ንዉጽዓት ድምጺ ምዃን ንሂወትና ከኣ ኣባት ነብሲ ክነትዝሕዛ እዩ ዘድልየና ነዚ እንዳገደደ እንበር እንዳሓሸ ዘይከይድ ዘሎ ግዜ ።ሞት ዕላል ኮይኑ ኣብዚ ግዜ እዚ።
🙏🙏🙏
Abat nebsi zkonu akshishti yeblnan.nsom kabana ysisiu,hargef gef yblu.amex enda reayu kemzeyreayu msti amaxi ykonu.wuhudat entelyom kea endie ayfeltn eye.gbrina tray xebuk ykun enber,b abat nebsi zftah hiwet yeblnan.
Eti kalie zbelkayo eko haki eyu.b wulad zeykonka bet ab alem teberkito xebuk neger eyu
Selam. Nishna
❤❤❤
ነሹ❤
❤️❤️❤️
ናይ Israel ሲ ከቢዳ ብስላሴ ሰላም ይፍጠረሎም
🙏🙏🙏
ልንሰሃ ሞት የብቀዐና😢😢😢 የ
🙏🙏🙏
Nzmetu mengste semay yewarsom
ሳብስክራይብ ግበሩይ ጠንስቲ እየ ዋ ቃሕ ኢልኒ❤❤❤
😂❤
Tegrawi aendik gehaf
Ezgyoo ezgyoo meharena kerstos 💔😭🙏🏽 may your soul rest in peace and my condolences to family and friends,
And I’m wishing speedy recovery for the family still in the hospital 🙏🏽