Part 60 ድርሮ ምድምሳስ ጥንታዊ እምነታትን ሀይማኖተ ክርስትናን ባሕረ ኀበሳ/ሐበሣ ሳባእ፡ ብሕሰም መዝባርያን ኢስላማውያን ምጽርን የመንን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии • 81

  • @Fidelshow
    @Fidelshow 4 года назад +17

    መምህር ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩብር ኣቦና

  • @kidaneftsum4010
    @kidaneftsum4010 4 года назад +1

    መጽሓፍኩም ንጽበ ኣቦና የቀንየልና

  • @jesus281
    @jesus281 4 года назад +22

    ብመጀማርታ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ኩቡር ኣቦና መምህር ቦኽረጽዮን ትምህርትኩም ንዓና ነቶም ዘይንፈልጥ ኣዝዩ ከቢድ እዩ።ማዕረ ክንደይ ጠፍእና ከምዘለና ብንጹር ዘርኢ እዩሞ ናብቲ ሓቀኛ መንነትና ክንምለስ ወይ ክንፈልጦ ዕድመን ጥዕናን ይምነ

  • @princeatimes4209
    @princeatimes4209 4 года назад +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር በኹረ እምበር ሽዓብያ ዳኣ ክፈልየናን ታሪኽና ከህስስ እንድዩ ከዘንብዕ ክንደይ ግዜ ፈቲኑን ኣሎን ግን ንሕና ሎሚ ነቂሕና ኢና ሕጂ ውን ተጋሩ ኢና

  • @Naåd-e8h
    @Naåd-e8h 4 года назад +3

    Our father well come, brave father we need to see many like you thanks .

  • @henok99
    @henok99 4 года назад +3

    We should have more people like you Abona keep teaching us our history

  • @fikadugerezgiher412
    @fikadugerezgiher412 4 года назад +2

    I am lucky that I met you in person and listened your authentic idea

  • @semerekiflay5052
    @semerekiflay5052 4 года назад +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩቡር ኣቦና ስለቲ ተገዲስኩም ትህቡና ዘለኩም ኣስተምህሮ ነመግን

  • @mengsdesta
    @mengsdesta 4 года назад

    Very interesting history 💝💝💝

  • @abelgebremedhn8545
    @abelgebremedhn8545 4 года назад +2

    long live our father

  • @ttvbr8519
    @ttvbr8519 4 года назад +1

    ናይ ብሓቂ ክቡር ምእምር ቦክረ ኣቦና ካብ ርእስካ ምድናን ኣዲሕንኩምና ።

  • @guxhjxjcgkxy4838
    @guxhjxjcgkxy4838 4 года назад +2

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም መምህር ቦኽረ

  • @berhaneabay8822
    @berhaneabay8822 4 года назад

    Finally I started to agree with you on this topic

  • @debreamoguesthouse7065
    @debreamoguesthouse7065 Год назад

    Thank you!

  • @yosefasfahalegese1628
    @yosefasfahalegese1628 4 года назад

    እድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ፊጥሪ ።ይቅረታ አብ ሕትመት መጻሕፍቲ እተ በጺሑ ቢከመይ ክረኽቦ ይኽእል አብ እስራኤል ኢየ ዝነቢር።

  • @abrhamberhe6671
    @abrhamberhe6671 4 года назад +1

    እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም ኩቡር ኣቦናን መምህርናን

  • @eyosahagos
    @eyosahagos 4 года назад +16

    ክቡር ኣቦና መእምረ ቦኽረ ስለ እትህቡና ዘለኹም ትምህርቲ ነመስግን ።ሓንቲ ብርህቲ ክትከዉን ዘለዋ ግን ታሪኽ ንዋንኡ እዩ ዝምልከት ንሕና ካኣ ዋናታት ክሳብ ዝኾና እቶም ካልኦት ሕብረተሰብ ካልእ ኣጀንዳ ኣለዎም ስለዚ ነዞም ጠፊእና ዘለና ዋናታት ታሪኽ ከይተሰከፍኩም ግለጹልና ።ናዓና ዘጥፋኣና ዘሎ ሕጂ ዉን ክትርድእዋ ኣሕዋትና እዮም ትብል ኣካይዳ እያ እሞ ዝኾነ ሕብረተሰብ ናቱ ታሪኽ ኣለዎ ማዕረ ዝብሃል የለን ብታሪኽ ናቱ ክሕበን ኣለዎ እምበር ህግደፍ ዉን ሓደ እንዳበሉ እዮም ኣጽኒቶሙና ስለዚ ብትሕትና እቲ ታሪኽ ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ምሃሩና ።

  • @ezanatv2018
    @ezanatv2018 4 года назад +2

    Welcome kubur abo

  • @dandan3521
    @dandan3521 3 года назад

    Greetings Professor Bokrezion, I like your RUclips channel, so keep up the good work. In the meantime, please share with me a list of all historical books you have so I can read and learn.

  • @peacelove7861
    @peacelove7861 4 года назад

    Thanks for the knowledge wisdom
    Of your attribution...

  • @mibrakweldemichael3897
    @mibrakweldemichael3897 4 года назад +2

    Amilak ademen teanaan yehabeka yeqenyelna behaqi

  • @concernederitrean6062
    @concernederitrean6062 4 года назад +3

    እንታይ እሞ ክብል እየ መግለጺ ቃላት ስኢነልኩም. ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ጥራይ ይሃብኩም!!!

  • @consuelosettembrini8301
    @consuelosettembrini8301 4 года назад +3

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @debraiandehanes9356
    @debraiandehanes9356 4 года назад +1

    መእምር የቐንየልና ከም ወትሩ ግሩም ፈነወ:: ኣስተምህሮኻ ከም ማይ ኢና ንጸምኦ:: ኣብ ደቅና ተሕድሮ ዘለኻ ዐቢይ ጽልዋ ተኣምር እዩ እሞ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ::

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 4 года назад +2

    ክብረት ይሃበልና ኩቡር ኣቦ
    ን ዘመናት ታሪኽናን መንነትናን ተደምሲሱ፣ከምዚ ጌርኩም ሰነድ ከተትሕዝዎ ምኽኣልኩም ክብረት ይሃብኩም።

  • @mengsdesta
    @mengsdesta 4 года назад +3

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @davidgidey1240
    @davidgidey1240 4 года назад

    Danke 🙏🏾

  • @tekiemekaeke3405
    @tekiemekaeke3405 4 года назад +5

    do it by book

  • @dendotabs
    @dendotabs 4 года назад +2

    Danke. Einfach Danke für die Aufklärung Bruder Bokre!

    • @zeggawrangel3762
      @zeggawrangel3762 4 года назад +2

      Was für ein Glück das wir Meamir Bokre haben . Ich höre mir sogar zwei mal an,weil ein Fach so einzigartig ist.

    • @eliashabte7120
      @eliashabte7120 4 года назад

      @@zeggawrangel3762
      Ich stehe damit auf und gehe auch schlafen.... Teil es bitte weiter
      Wir müssen endlich wachsen
      Und dafür tragen, das dieses Wissen
      Auch unsere Nachfahren es erfahren
      Und auch Stolz seinen Können
      Über ihren großen Herkunftsländern
      Liebe grüße von mir mit thittna

    • @biniberhani8597
      @biniberhani8597 4 года назад +1

      Seid ihr alle aus Frankfurt ?

  • @biniberhani8597
    @biniberhani8597 4 года назад +1

    Thank you Abi.... I say to all people WHO wants beef with this man come to me !!!

  • @fruitsarelife148
    @fruitsarelife148 4 года назад +3

    ❤❤❤❤

  • @akojaamane2569
    @akojaamane2569 4 года назад +6

    ተባዕታይ ኣርእስቲ ።ሰብ ሰኣን ኣፍልጦ ዩ ዝጠፍእ ዘሎ።ዘይፈልጥ ድማ ስቕ ኢሉ ይመሃር።

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002
    @estifanoskidaneghbrezghi9002 4 года назад +3

    Kubr abona bahaqi enda mesgena ena

  • @amanscorpio2
    @amanscorpio2 4 года назад

    ክቡር ሓዉና መእምር ቦኩረ ብመጀመርታ ዝኸበረ ሰላምታይ የቀርብ። ብምቅጻል እቲ እተኸስቶ ዘለኻ ምእማር ብሓቂ ብሓቂ ብዋጋ ዝትመን ኣይኮነን። መንነተይ ክፈልጥን ምሉእ ክኸውንን ሓጊዝካኒ። ብልቢ ከመስግነካ ይፎቱ። ቀጽለሉ አነ ውን ይከታተልካ አለኹ። ምቅማጠይ ድማ መቀለ እዩ። ኣማኑኤል ገ/ሄር።

  • @abrahamtesfa9424
    @abrahamtesfa9424 4 года назад +2

    ኩቡር አቦና መምህር ነዚ ታሪኽ እንዳፈለጥና ዓቢና እንተ ንኸውን ክንድይ ሂውት መንእስያትና ምዳሓነ ኔሩ ንሱ ዝይምፍላጥ ግን መንእስያትና ብፍላይ ትግርኛ ተዛረቢ አብ ሊብያ በአሰቃቂ ዝኾነ ተቀቲሎም ደቂ አንስትዮትና ተደፊረን በቶም ናይ ትማሊ ሸፋቱ አቦታቶም በዞም ናይ ሎሚ ደቆም ይድገም አሎ ቢኢስያስ ይኹን ብወያነ ነዖም ዝርብሕ ታሪክ እንዳማሃዙ ንመንእስያትና አብዝይተድለየ ሽግር ይእትዮሞ ።ጥራሕ ዶላር የምጽእ ምታን ንሶምን ደቆምን ክረብሑ። ብቅዓት ከልና ኩሉ ክንገብር እንዳኻልና ለመንቲ መጻውትን ናይ ይዕራብ ኮይና ተሪፍና ዝሕዝን እዩ ።

  • @kokobzerzgi4597
    @kokobzerzgi4597 4 года назад +4

    ኩቡር ኣቦና መምህር ቦክረ ዓቢይ ሕቶ ኣለና፡ ብዛዕባ ንግስተ ሳባ ካብ ጠቢብ ሰለሙን ወሊዳ ዝብል?
    2፥ ኣመጻጽኣ ታቦት ጽዮን ግለጽሉና በጃኩም?

    • @amanyobel7761
      @amanyobel7761 4 года назад

      Kokob zerzgi hawey ane win zifetiwa aziya meseret nay eminet tewahido....part eya...tezigelitina kae tubuq neru...

  • @ebietadina1642
    @ebietadina1642 4 года назад

    bmegemerta memhirnan abonan selam m'emir Bokre hati hito aletine nisa dima dictionnry nay kokana nay nibab kalat zirkeblom yirkeb do yekeniyeley

  • @kudushailebahta1382
    @kudushailebahta1382 4 года назад

    ሰላም ኣቦናን/መምህርናን ቡክረ 1000 ዓመት ንቦርልና ከም ድማ, ምእንቲ ክንቀስመኩም ምህረይ ቡክረ🙌🏾

  • @danielyohannes4430
    @danielyohannes4430 4 года назад +5

    ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት፡መምህር በኹረ፡ እየሱስ ክርስቶስ፡ንሰባት ክነጥቅዕ(ኣብ ልዕሊ ሰባት መጥቃዕቲ ክነውርድ)ድኣ እዩ ከልኪሉና'ምበር፡ ምሉእ ትሕዝቶ ትምህርቱ(ኣብ 4ቲኡ ወንጌላት) ተጠንቂቕና እንተ ነቢብናዮ፡ከም'እቲ ዝበልካዮ(የሱስ ርእስና ኣድኒን'ና ጥራይ ክንከይድ ኣይምሃረን፡እንትርፎ ነቶም ከምቲ ንሱ ዝነበሮ ክነብሩ(ዝኸፈሎ መስዋእቲ)ክስውኡ/ህይወቶም ቀቢጾም ክስዕቡዎ ዝወሰኑ)ብዝተረፈ፡ሰብ፡ገዛእ ህይወቱ፡ስድራቤቱ፡ሃገሩ ክከላኸል(ክቐትሉዎ ንዝመጽኡ) ተዋጊኡ ክስዕር ኣይከልከለን።
    “በሎም፥ ሕጂ ግና ማሕፉዳ ዘልዎ ይማላእ፡ ከምእዉን ስንቂ። እቲ ዜብሉ ኸኣ ክዳኑ ሸይጡ ሰይፊ ይሻየጥ፡”
    - ወንጌል ሉቃስ 22፥36

  • @mengiogba8584
    @mengiogba8584 4 года назад +1

    ጽቡቅ ኣለካ ኣነ ምሳካ ይሰማማዕ ኢየ ።ኣቦታትና ዝኣምኑሉ ዝነበረ እምነት ።ተዋህዶ ኢዩ ።ኢዚተዋህዶ ኢዚ ግን ።ቀድሚ ብሉይ ክዳን ,ቅድሚ ,ክርስትያን ኢዩ ።ብሓጺሩ ቅድሚ ልድተ ክርስቶስ ።3500 ዓምት ፡ብጠቅላላ ።5500 ዝገበረ ሃይማኖት ኢዩ ።ነዚ ሃይማኖት ናያቦታትና ( እምነት ) ።ቀዲሖም ኢዮም ።የሁድ ዝባሃሉ በቂሎም (ኢስራኤል ) ዲሕሪኡ ክርስትያን ዝብሃሉ ተፈጢሮም ።ድሕሪኡ ክኣ እስልምና በቁሉ ።ኢቲ ሓቂ ኢዚ እዩ ።ዕድለኛታት ኢና ነዚ ግዜ እዚ ዘርከብናሉ ።( ዕድመ ቀዳማይ ነቲ ነዚ ክንሪኢ ዘብቃዓና እግኢዛብሄር ) ረብልዓለሚንን ማለት ኢዩ ።) ክልኣይ ክኣ ንዩቱብን ኒንተርነትን ንጎግልን ።ሓንቲ ኩሉ ቁሩብ ዝፈልጥ ፡ትግሪኛ ።ንሓዉ ዝኮነ ኣብ ዛ ቅድስቲ ሃገር ንነብር ህዝቢ ።ካብ ጫፍ ኤርትራ ስጋብ መጨረሻ ትግራይ ፡ንፋቀረሩልን ንፋተወሉን ንሳማምዖሉን ።ሃሃገርና ሕዝና ሰላም ንነብረሉ ፍታሕ ምድላይ ።ቀሊል ኢዩ ክኣ ።ጥራይ ኢዚ ህዝቢ ኢዚ ፡ከይፈራሕካ ከተረድኦ ምጽዓር ።ክንዕወት ኢና ፡ኢግኢዛብሄር ምሳና ኢዩ ።

  • @abowatabowat3218
    @abowatabowat3218 4 года назад +3

    እንድሕሪ እቲ ህዝቢ ታሪኹ ፈሊጡ፣ በትሪ እውን ኣየድልን እዩ ስለ ዝረትዕ፣ እቶም ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣደታቶምን ኣቦታቶምን ተገዲዶም ከም ዝመስለሙ ስለ ዝበርሃሎም- ኣኽራርነቶም ክፈኩስ ስለ ዝኽእል፣

  • @amanyobel7761
    @amanyobel7761 4 года назад

    🌍😍

  • @gebraarmah2460
    @gebraarmah2460 4 года назад +2

    ኣዚና ነመስግን ኩቡር ኣቦ !
    𐩠 => ኣባ ሊባኖስ ንመጽሓፍ ቁዱስ ካባ ዓረብ ናብ ግእዝ ስለዝተርጎሙ : ብዓረ መታእ ንምባል : ኣባ ሊባኖስ መጣዕ እናበሉ ኣብ ቤተክርስትያን ይምህሩና : ኣብ 5ይ ክ/መን ቋንቋ ዓረብ ኣይነበሮን ድዪ ? እንተዘይነይሩ ኸ ቋንቋ ዓረብ መዓስ ጀመረ ? ኣበየናይ ክ/ ዘመን

  • @abowatabowat3218
    @abowatabowat3218 4 года назад +5

    ነቶም መብዛሕትኦም ኣኽረርቲ ኣስላም እኮ፣ ምስልምና ደረት ዘይብሉ ኣብ መላእ ዓለም ክዝርጋሕ ዘለዎ እዩ፣ ስለዚ ነዚ ምስፍሕፋሕ ጌና ክቃለሱ ከም ዘለዎም ዝኣምኑ ኣለዉ። ስለ ዝኾነ ንባህልናን ንሃይማኖትና ከይጠፍእ ክንምክት ኣሎና፣

  • @agartamoti5067
    @agartamoti5067 3 года назад

    Listen and follow to daddy bokre he is the would be president of future habesha kingdom
    And memhir gebrekidan desta would be the Vice President

  • @debraiandehanes9356
    @debraiandehanes9356 4 года назад

    መእምር:- ኮርባርያ ትበሀል ዐዲ ገዳም ቁዱስ ቦታ ኮርባ’ዶ ነይራ ትኸውን?

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  4 года назад

      ንዝኀለፉ ናይ ታሪኽ ፊደላት ፈነወታተይ ተመልስካ አዳምጽ፡ መልሲ ክትረክብ ኢኻ።

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 4 года назад +3

    Nisikims Kubur abona kibretna hasiru zinebere qes abilikum HAFF tebilulna alekum Yqenielna idmen ti inan naakum

  • @nhna6183
    @nhna6183 4 года назад

    መኽረብ ሲ ነዚ ኣብ ዓዲ ህንዲ ተምፕል ዝብልዎ ዶ ይኸውን?
    መንፈሶም ዘሓድሱሉ ቦታ

  • @teklemariamtesfay415
    @teklemariamtesfay415 4 года назад +5

    መርሓባ መእምር በኹረ እንቋዕ ዳሓን መጻእኩም።ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም።ኣጀኹም ስኽፍ ኣይበልኩም ብዝዓባ ዲያብሎስ ወዲ ኣፈጨርቂ ምዝራብኩም፡ ኢሰያስ ረሳሕ፡ ሓንጎል፡ ሓሳድ፡ ተንኮለኛ፡ ሰብ እዩ፡ ኣብ ዓለም ካብ ዝተራኣዩ መራሕቲ ሕሱር እዩ ህዝቢ እናኽበሮ ሕስረት ስለ ዝመረጸ ፡ክብሪ ኣይግበኦን እዩ።

    • @keleteasfaha3462
      @keleteasfaha3462 4 года назад +1

      መስኪናይ ኢሰያስ ድአ አዝዩ ዘደንግጽ ፍጥረት አኳ እዩ። መኽንያቱ በቶም ተዃሉ መሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተአልመ ረቂቕ ግንከአ እከይ ፕሮጀክት ንኸተግብር አብ ክወጸሉ ዘይክእል መዓሙቕ ጥሒሉ ካብ ዘለዉ ንታሕቲ ካብ ዝሞቱ ንላዕሊ ኮይኑ ግንከአ ብሕፍረት ዝነብ ዘሎ ገዲም ሰላዪ ባዕዳውያን እዩ። አመሰያስ ከም ፎርማ ኮይኑ እዩ ነቶም ኣብ ካሮሳ ተሰቒሎም ዘጋልቡዎ ዘለው ማሕበር ጸልማት (ሃጸይ-መጸይ) ዝግብረሎም(ባርያ ኮይኑሎም) ዘሎ እዩ።

  • @keleteasfaha3462
    @keleteasfaha3462 4 года назад

    ሰላም መእምር በኽረጽዮን! ብርግጽ ርትዓዊ እምነትና ቅድሚ እቶም አብ ከተማ ኒስያ ዝተአከቡ 318 "ክርስትያናውያን ፈሊጣውያን" አኼበኛታት: ሽዑ እዮም ካብ ንየሱስ ሰም ዘውጽኡሉ: ካብ "ጀሸዋ"
    ብቋንቋ እብራነይስጥ ተወሲዱ። ክሪስቶስ ብግሪኺኛ ቋንቋ አዋጺኦም የሱስ+ክርስቶስ (ሕብሪ ቆርበቱ ፈረንጂ: ሕብሪ ዓይኑ ሰማያዊ ገሮመ አስኢሎም ሰኒዖም ንሕዝቢ ዓለም አእሚኖሞም።) ተባሂሉ ንክጽዋዕ ተሰማሚዖም።
    ስለዚ እምነት ሕዝቢ ሐበሻ ቅድሚ ምውላድ "የሱስ ክርስቶስ" ካብ ክርስቶሰ ዝነበረ ርትዓዊ እምነት እዩ ነይሩዎ።

  • @ghebark3470
    @ghebark3470 4 года назад

    ማሃሪ አስተምህሮ ሓው ቦክረ መበቆል ፊደላት ብፍላይ ፣ንኡድ ፣ አቀራርባ፣ አብታ ገብረ גבירת ዝብል ኮይኑ ፣አብ the prayer of Lord in Hebrew / powerful or mighty ተብሂሉ ተተርጉሙ አሎ፣ ንሕና ካአ ገብረ- አገልጋሊ /አሳሳይ /ግዙእ ንብሎ/ ነዓይ ከም ዝመስለኒ ፣ገብረ , ፣ ንዘይርአ ረቂቅ አግሃደ/ ወይ ድማ ገብረ= ሃይለ ማለት [ሓይሊ] እዩ. ገብረ ሚካ ኤል= ሃይለ ሚካ ኤል እዩ እሞ /ግዜ እንተረኪብኩም አብርሁለይ/ ስመይ ስለ ዝኮነ ክፈልጦ ተረቢጸ የቀንየለይ

  • @mengiogba8584
    @mengiogba8584 4 года назад +2

    ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ።ብዝሕ ጺዕርካ ነዚ 70 /100 ።ዝኮነ ሓቂ ምርካብካ ፡ክንደይ መጽሓፍትን ,ፈላጣትን ሰምዕካ ብምቅራብካ።ኣነ ካባካን ካብ ተስፋጽየን (ኣግኣዝያን) ።ኢየ ክፈልጥ ጀሚረ ።ንዓካ ከድንቀካ ከለኩ ።ንተስፋጽየን ግን ፡ዋላካ መምህር ኢንተ ኮነ ።ብኣይ ግን ( ሙሁር ራሲ ወልደንኪኤል) ሰምየዮ ኣለኩ።ምክንያቱ ንክለተ ኣሕዋት ሓማስየን ትምህርቲ ሰለ ዘይነቦሮ ቡዙሓት ኣሕዋት ኣሪጊፉ ቀቲሉ ።ሃጺ ይውሃንስ ክኣ ።ማሕዩር ኣብ ትግራይ ስጋብ ዕድሚኡ ጸጊቡ ሞይቱ ።ተስፋጽየን ክኣ ሙሁር ንክልተ ኣሕዋት ከቃትል ድሕር ዘይብል ( ዲክታቶር ) ኢዩ።ሓሳብ ኢየ ዝኣምን ስለ ዝብል ግን ክዐረ ( ክርዳእ) ይክእል ኢዩ።ሙሁር ወዲ ጽዓዘጋ (ሻዕብያ ) ዝኮነ ሰብ ኢንተ ረኪቡ ።

    • @godsplan8959
      @godsplan8959 4 года назад

      Sik elka eka nisika tesfazion eko nay economic politics mihur enber nay tarik aykonen. Ab meninetu kea kutur simiet alewo.

  • @slm1341
    @slm1341 2 года назад

    እዚ ሰብ ናይ ወያነ ሓደገኛን መርዛምን ኣጀንዳ ዘተግብር ባእታ እዪ።ዝበዝሐ ገርሂ ኤርትራዊ ዘይስተብህለሉ ናይ ወያነ ናይ መወዳእታ ዕላማ።ደግሲ ኣርባዓታት። ሕልሚ ዓባይ ትግራይ=ትግራይ ትግሪኚ ኣግኣዝያን ዝበሃል መንነት ኣልቢስካ ባሕሪ ኤርትራ መንዚዕካ ክርስትያን ከበሳ ኤርትራ ጎቢጥካ ሪፓብሊክ ትግራይ ናይ ምምስራት ዕላማ እዩ ።ብኻልእ ቃላት ተጋሩ ጎይቶት ኤርትራውያን ድማ ጊላታት ኮይኖም ዝነብሩላ ሃገር ምምስራት እዩ ሕልሞም።ሕልሚ ደርሆ።

  • @nhna6183
    @nhna6183 4 года назад

    ላሊበላ ውን ናይ ጥንቲ እዩ።
    ንጉሥ ላሊበላ ኣይሰርሖን

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  4 года назад

      ምእሞ ንሱ ኢዩ ሠሪሑዎ ቢሉ፡ ግን ናቱ ኢዩ።

    • @nhna6183
      @nhna6183 4 года назад

      @@bokreculturehistory9586
      ኣያ ቦኽረ
      ንጉስ ላሊበላ፡ ወዲ 20 ዓመት ከሎ፡ ንዮሩሳሌም ከይዱ።
      ድሕሪኡ ሮማውያን ንኻልእ 20 ዓመት ኣብ ዮሩሳሌም መልሚሎም ንእኹሱም ኣምጺኦሞ፡ ተንኮል ናይ ቀደሞም እዩ፡ ዝኾነ ምዝክንያታት ፈጢሮም ነቲ ንግስነት ኣኽሱም ናብ ላሊበላ እግዒዞሞ።
      ድሕሪ ኢዛናን ሺዛናን ህዝብና ናጻ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ።
      ኩሉ ግዜ ብባዕዳውያን ዝምራሕ ቤተክህነት ነይሩ። ህዝብና ኻኣ ባባት ንድሲ ገይሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ትሕቲ ቤተክህነት እዩ።
      ንዘይርድኦ ግእዝ ኣሜን እንዳበልንስ፡ ኩሉ ሃይማኖታውን ፖለቲካውን ብብዕዳውያን።
      ሓያል ናይ ቀዳሞት ልምድን ባህልን ስለድነበረ ግን ህዝቢ ካብ ልምዱን ባህሉን ንነዊሕ ግዜ ከይተፈለየ ጸኒሑ።
      ሕጂ ህግደፍ ንዓኣ ውን ኣጥፊኦማ።
      ርእይቶይ እያ እዚኣ ከይትቕየመለይ።
      ናትካ ፍልጠትን ትንተናን ነቕ ደይብል እዩ።

    • @werqzeleke2815
      @werqzeleke2815 2 года назад

      @@bokreculturehistory9586 please add English subtitles have been asking so many times but you seem to ignore my request which is very rude

  • @abowatabowat3218
    @abowatabowat3218 4 года назад

    ባብ መንደብ ትርጉሙ ትፈልጥዋ እንተኾንኩም ጽሓፉለይ፣ ምናልባሽ ባብ መንደፍ ዶ ትኸውን፣

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  4 года назад

      ስምካ ከዊልካ ሐተታ ቅኑዕ አይይመስለንን፡ ከዊኑ ግን አቱ ቃል ብግእዝን ትግርንያን ጥንታዊ ቃል ኢዩ። መንደበ፡ መመንደቢ ማዕጾ/መዕጸው ክትራን፡ ባብ ናይ ምምንዳብ፡(pirate) ክሳድ መኽተሪ ሸፋቱ ባሕሪ ብህለት ኢዩ። ሰንኮፍ ሐተታ ግን አይትድገም።

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 4 года назад +1

    እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ክቡር መምህር።ቅድም ገድሊ ድሓር ውን ናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ስርዓት ንህዝብና ኣጽኒትዎ ጥራይ ዘይኮነ ፡ታሪኹን መንነቱን ክብልል ውን ነበረ ነበረ ክገብሮ ዘይፈንቀሎ እምኒ የሎን።ንሓደ ሕብረተሰብ ርእሱ ከድንን፡ክተጥፍኦ እንድሕሪ ደሊኻ ታሪኹን መንነቱን ኢኻ ተጥፍኣሉ፡ልክዕ ኢዚኣ እዩ ክኣ ስርዓት ኢሰይስ ኣፈወርቂ ዝገብር ዘሎ።ኣነ ዘስተውዓልክዎ ነገር፡ብዓላት ክግበር ኮሎ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ እቶም ናይቲ መድረኽ ተዛረብቲ ሓለፍቲ፡ ቋንቋ ዓረብ ከቀድሙ እዮም ዝራኣዩ ዘለዉ ኣብዚ እዋን፡ግን ኣነ ዘተሓሳስበኒን ዘሕዝነንን ዘገርመንን ናይ እቲ ህዝብና ግብረ መልሲ እዩ፡ሰለምንታይ እዩ ተገቲሩ ወይ ኣሳፊሑ ሐራይ እሺ ኢሉ ሰማዒ እዝኒ ዝህቦም ዘሎ፡ዋላ እኳ ሓንቲ ቃል ዓረብ ኣይረዳኣዮ።ህዝብና ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ እንታይ ሽርሕታትን ገበንን እካየድ ከምዘሎ ኣብ ልዕሊኡን መንነቱን ቋንቁኡን ታሪኹን ዝርድኦ ዘሎ ኣይመስለንን።ህዝቢ ኣኪብካ ብዘይዝርድኦ ቋንቋ ዶ ትዛረቦ ኢኻ፡እዚ ክኣ ይትረፍ ዶ ወዲ ሰብ ዝኾነ እንስሳ ዝርድኦ እዩ።እቲ ህዝብና ነዚ ቋንቁኡ ከጥፍእ ክቀብር ዝፍትን ዘሎ ኣካል ክሳዱ እኳ ኣይቅረጽዎ እምበር ብዝውሓደ ግን ዓገብ ኢሎም፡ገጋ እገብር ከምዘሎ ኣረዲኦም በትኡ ከትሕዝዎ ይግባእ።ቋንቁኡን ታሪኹን እንዳጠፍአ ሱጉምቲ ዘይወስድ፡ዘይበራበር ሕ/ሰብ ናይ ንቅሓቱ መግለጺ እዮብናተይ ኣረኣእያ ፡እንድሕሪ ሕጂ ነዚ ንቋንቋናን ታሪክናን መንነትናን ነበረ ነበረ ክገብር ዝህንጠን ዘሎ ኣካል እንተ ዘይሓምሸሽናዩ፡ኣብ ውሽጢ 50 ዓመት ቋንቋና ብዓረብ ክቅበር ምዃኑ ዘይስሓት እዩ፡ንቅሓት ናይ ሕ/ሰብና ኣብ ገምጋም ምስእንግንዘብ።ሕብረተሰብና ለባም ንቁሕ ነሩ እንተዝኸውን ነሩ ንቋንቋ ዓረብ ካብ ስግረ ባሕሪ፡ናይ ባዕዳውያን፡ን1000ዓመታት ዘጽነትዎ ዘህለቅዎ፡እሺ ኢሉ ኣይምተቀበሎን ነሩ፡ንዝኾነ ሕ/ሰብ ከማኹም ዓይኑን ኣእምርኡን ዝኸፍተሉ የድልዮ።መምህር ነዚ መዳርግቲ ዘይብሉ ኣስተዋጽኦኹም እግዘኣብሐር ባዕሉ ይኽፈልኩም።ብጣዕሚ ነመስግን።

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  4 года назад

      ንኅሊናዊ ሐገዝኩም፡ ምስጋናይ ወሰን የብሉን፡ ክብረት ይሀበለይ ክቡር አቶ አበራ፡ ናይ ኵልና ኀላፍነት ስለ ዝዀነ፡ በብዘለናዮ ንጽዐር።

  • @nhna6183
    @nhna6183 4 года назад

    ይቕሬታ እምበር፡
    ሮማውያን ንኑባውያን ብሰሜን ብውግእ ክስዕርዎም ስለዘይካኣሉ፡
    ንመንግስቲ ኣኽሱም ብኽልተ ኢዛናን ሺዛናን ዝባሃሉ ግሪኻውያን መንግስቲ ተቖጻጺሮም፡
    ንኑባውያን ብደቡብ ኣጥቂዖም ፡
    ሓይሊ ኑባውያን ሰቢሮም፡ ንሮማውያን ምሉእ ምቁፃር ኑብያ ኣብቂዖሞም። እዚ ከኣ ኣቡ ሰላማ ኣቐዲሙ ምስ ጳጳስ ኣትናቴዎስ ኮይኑ ብክርስትና ኣምሲሎም ብረቂቕ ዘዳለውዎ ክፉእ ተግባር እዩ።
    ኢዛና ንኑብያ ምስ ሰዓሮም ቆሎውዕ ኑብያ ኣብ ዕዳጋ ኣቒሪቡ ሸይጥዎም።
    ቕድሚ ክርስትና ዝነበረ ኩነታት ብጣዕሚ ሰብኣዊ ዝኾነ ብክርስትና ተኾሊፉ፡ ናይ ውርደትን ባርነትን ዘበን ኣትዩ፡ ክሳብ ሎሚ ንስሕኖ ኣሎና

    • @samis1219
      @samis1219 4 года назад

      Hasot eyu ezi tblo zeleka. Ezana ab sudan kendi kuinat zgebero anxar Bega wey dima Beja eyu neyru, mebaasiom dima n ngadyan nay habesha enda raseywom sle zneberu eyu. Eti kuinat kexilu ksab Merewi, neti abti ewan tedakimu znebere nay Nuba siraat tekoxaxiromo. Kabzi bimikixal Ezana ykun Sayzana Greek ayneberu wela Romawyan ayneberu. ab Internet zelo hawelyti nay Ezana elka emo eto kitrekbo eka. Nnuba shih eko yikoxaxera ember, Christna kunu wela Geez kunu aybelwomn. Christna nab Nuba dhru eyu nab hagerawi haymanotu tesegagiru

    • @bokreculturehistory9586
      @bokreculturehistory9586  4 года назад +1

      ሐቅኻ፡ እታ ዘንበብካያ መጽሓፍ እንተ ነንብባስ፡ ንሕና እውን ምተጋገና።

    • @nhna6183
      @nhna6183 4 года назад

      ታሪኽ ናይ ኣብራሃን ኣጽባሃን፡ ንዓይ ከም ስልታዊ ምግምጣል መንግስቲ እዩ ዝርዳኣኒ፡ እምቨር ናይ ቁዱሳት (ዱቁሳት) ስራሕ ኣይኮነን

  • @mengiogba8584
    @mengiogba8584 4 года назад

    ተዋህዶ ማለት ክኣ ( ተው ሕድ ) ማለት ኢዩ።ምውህሓድ ማለት ኢዩ ።

  • @hbber5548
    @hbber5548 4 года назад

    እዚ ናይ ነብይ መሓመድ ዝበሃል ጽንጽዋይ ዘይተድፍዎ ኩቡር ኣቦ

  • @thesun8958
    @thesun8958 4 года назад

    🤣 jeberti and ahwatka eyom shefitom Asmara mesiom wedi kofkaf, men eyom akabawyan tfelt eka asebikka 💪, bhayli ane tray eye felat elka alo, wey gud. Terkas.

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 4 года назад

    Halwasi. Esubi