Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Those beautiful days, brings tears to my eyes.
ኣሜን ኣምላክ ሰማይን ምድርን ኣቡኡ ዘሎ ፍጡርን ዝኾነ ይባርኽኩም ሕጂ ውን ነፍስ ወከፍ ኣማኒ ክርስቶስ የሱስ ካብ ክብሪ ርእሱ ወጺኡ ምእንቲ መከራ ዝጸግቡ ክርስትያን ኣሕዋትናን ህዝብን ንጸሊ ክብሪ ኣምላክ ድማ ናብ ኤርትራ ክምለስ ኢዩ ንእግዝኣብሄር ዝስዕር ምድራዊ ስርዓት የሎን ኣይክህሉን ድማ ክብሪ ንስሙ
The spirit who closes churches will fall.
I miss this time.
Amen, amen
Samuel. Michale Argash Litena and all of you may God bless you
Kemzi hiwet nafikna ezu eu krstna malet nay hji zelo fashion show koynu memeliskum tebareku ab zelekmo
Amennnnn Amennnnn ❤❤❤❤❤❤❤❤goita Jesus ybarkum brukat
May God bless you more and more and I love you
Eza mezumur degime dgagime semie ksegba eyjaelkum etay enet kubui mezumur eyu gota ybarek eruaut zsebr kbeat elowa emo memelisukum tebareku wegel eb kulu elem zergihkmo ekum burukat deki gota eysus tebareku
Amen elllllll zebenkum ybarek eb zelekmo molokotawi heylu msakum eyu gota yesus heleluya tebarekun sesunn emen burukat yehwatey burukat ekum emen elllllllllllllllll
ftsuma Amlak ybarkka bhaqi barikkana qdusan Ahwatna azekirkana Amlak degimna ab mdrna teakakibna nemlkelu edl yhabena tebarek
I remembered this day like yesterday miss allll.amlak nzih gizie mlselna an adna
መዝሙር ዝመርሕ ዘሎ ሓው መን ይባሃል
Omg I am emotional who ever downloaded this thank you
ንጴንጠ (በኣለ ሓምሳ: ቅዱስ መንፈስ ዝወረደሉ ) ሰላማውያን ኣመንቲ ክርስቶስ የሱስ ዝኽልክልን ዝኣስርን ዘጽንትን ስማዊ ስርዓት ኤርትራ, እቲ ስርዓት ምሉእ ብምሉእ ብዙፋን ዲያብሎስ ዝምራሕ ምዃኑ ዘማትእ ኣይኮነን። እዞም ኣመንቲ እዚኦም ከምቲ ማንም ሰዓቢ ተዋህዶ ኦርቶዶክስን እስልምናን 'ኳ ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያትን ስልጣንን ዝምልከቱ ፍትሓዊ ሕቶታት ብምቕራብ ኣይተፈታተንዎን። መምርሕታት እቲ ስማዊ ስርዓት ኣኽቢሮምን ሃገራዊ ግብኦም ፈጺሞምን ብሰላምን ብህድኣትን ብፍቕርን ዝነብሩ ዝነበሩ 'ዮም። ኣብ ክንዲ 'ዚ ግን ስማዊ ስርዓት ህግደፍ ጸላእተ ሰናይ ዝተጸናወቶ ስለዝኾነ ሰላምን ፍቕርን ትሕትናን ኣንጻር ባህርያቱ ኮይኖም 'ዮም ዝርኣይዎ። ብረስኒ ዕሙት ሃገራዊ ስምዒት, መቃልሕ ፖለቲካዊ ፕሮፓጋንዳ ሓሶትን ጽልእን ስለዘይኮኑ እቶም ዝለዓሉ ጸላእቱ መሲሎም ተራእዮምዎ። እቲ ዝገርም ግን ኣብ ኤርትራ እቲ ዝበዝሐ ኣባላት ዘለውዎ ሃይማኖታዊ እምነት ክርስትያን እንከሎ, ናይ እምነት ነጻነት ዘይህልው ኮይኑ ኣብ ገለ ብእስልምና ዝፍለጣ ሃገራት ዝሓሸ ናይ ክርስትና ሃይማኖት ነጻነት ምህላው 'ዩ። ንኣብነት ብዘይካ እቶም ናይ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት ኣሸበርቲ ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ዝፍጽምዎ ናይ መቕተልቲ ገበነኛታት ገዲፍና, ኣብ ግብጺ, ፓኪስታን, ኢንዶነዥያ እንተወሲድና ዝኾነ ዓይነት ጨንፈር ክርስትያን ይኹን ካልኦት ሃይማኖታት መሰሎም ብመንግስታዊ ሕጊ ዝተሓለወ 'ዩ።
ጸልይ 🙏🏼
ዘፍጥረት 12 (Genesis)1፤ እግዚኣብሄር ድማ ንኣብራም በሎ፤ ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ።
Memory
God bless you more & more
Fitse tebarek
Brother Fetsum God bless you.
Amennn brukat Ahwatey ezi ymeles ab Hagerna 💒💒💒💒💒💒💒🎼🎶Egzabher ykiel eyu
Amen heleluya
ዘፍጥረት 39 (Genesis)21፤ እግዚኣብሄር ግና ምስ ዮሴፍ ነበረ፡ ምሕረት ድማ ገበረሉ፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ሓለቓ ቤት ማእሰርቲ ኸኣ ሞገስ ሀቦ።
God bless you Fitsum. Klu tezekiruni ab Muluewengel zneberu ahwat.
brukat yhwatey a ab zezelokumo Egzabher msakatkum ykun
Amen emen
Amen GBU
ማምላክ ብርክ የብልኩም
Wawww Amen
Amen!
Amen
Hi Fitsum, thanks for the video, can you post more if you have? God bless you
Amanuel G go to my channel and you can find more
@@fitsumgebre256 thanks i love it! Is this protestant?
@@Mrreal-nq8yw yes
unforgettable moment !!
1ይ ሳሙኤል 1 (1 Samuel)18፤ ንሳ ኸኣ፡ ባርያኻስ ኣብ ቅድሜኻኸ ሞገስ እርከብ፡ በለት። እታ ሰበይቲ ድማ መገዳ ኸደት፡ በልዔትውን፡ ድሕርዚ ኸኣ ገጻ ጕህይቲ መሲላ ኣይተራእየትን።
Ezi mrko ezi 7osfi koynu yamls
7:00
Amen.የመጨረሻው ፍለጋruclips.net/video/JKzysDTKuyk/видео.htmlየጌታ መገለጥ - ኢየሱስ፣ የብርሃን አምላክruclips.net/video/xjwHKfDcpzQ/видео.html
NAIC songes
!!!
ዘፍጥረት 12 (Genesis)2፤ ንዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን ከኣ እየ፡ ንስምካውን ከዕብዮ እየ፡ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።
Those beautiful days, brings tears to my eyes.
ኣሜን ኣምላክ ሰማይን ምድርን ኣቡኡ ዘሎ ፍጡርን ዝኾነ ይባርኽኩም ሕጂ ውን ነፍስ ወከፍ ኣማኒ ክርስቶስ የሱስ ካብ ክብሪ ርእሱ ወጺኡ ምእንቲ መከራ ዝጸግቡ ክርስትያን ኣሕዋትናን ህዝብን ንጸሊ ክብሪ ኣምላክ ድማ ናብ ኤርትራ ክምለስ ኢዩ ንእግዝኣብሄር ዝስዕር ምድራዊ ስርዓት የሎን ኣይክህሉን ድማ ክብሪ ንስሙ
The spirit who closes churches will fall.
I miss this time.
Amen, amen
Samuel. Michale Argash Litena and all of you may God bless you
Kemzi hiwet nafikna ezu eu krstna malet nay hji zelo fashion show koynu memeliskum tebareku ab zelekmo
Amennnnn Amennnnn ❤❤❤❤❤❤❤❤goita Jesus ybarkum brukat
May God bless you more and more and I love you
Eza mezumur degime dgagime semie ksegba eyjaelkum etay enet kubui mezumur eyu gota ybarek eruaut zsebr kbeat elowa emo memelisukum tebareku wegel eb kulu elem zergihkmo ekum burukat deki gota eysus tebareku
Amen elllllll zebenkum ybarek eb zelekmo molokotawi heylu msakum eyu gota yesus heleluya tebarekun sesunn emen burukat yehwatey burukat ekum emen elllllllllllllllll
ftsuma Amlak ybarkka bhaqi barikkana qdusan Ahwatna azekirkana Amlak degimna ab mdrna teakakibna nemlkelu edl yhabena tebarek
I remembered this day like yesterday miss allll.amlak nzih gizie mlselna an adna
መዝሙር ዝመርሕ ዘሎ ሓው መን ይባሃል
Omg I am emotional who ever downloaded this thank you
ንጴንጠ (በኣለ ሓምሳ: ቅዱስ መንፈስ ዝወረደሉ ) ሰላማውያን ኣመንቲ ክርስቶስ የሱስ ዝኽልክልን ዝኣስርን ዘጽንትን ስማዊ ስርዓት ኤርትራ, እቲ ስርዓት ምሉእ ብምሉእ ብዙፋን ዲያብሎስ ዝምራሕ ምዃኑ ዘማትእ ኣይኮነን። እዞም ኣመንቲ እዚኦም ከምቲ ማንም ሰዓቢ ተዋህዶ ኦርቶዶክስን እስልምናን 'ኳ ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያትን ስልጣንን ዝምልከቱ ፍትሓዊ ሕቶታት ብምቕራብ ኣይተፈታተንዎን። መምርሕታት እቲ ስማዊ ስርዓት ኣኽቢሮምን ሃገራዊ ግብኦም
ፈጺሞምን ብሰላምን ብህድኣትን ብፍቕርን ዝነብሩ ዝነበሩ 'ዮም። ኣብ ክንዲ 'ዚ ግን ስማዊ ስርዓት ህግደፍ ጸላእተ ሰናይ ዝተጸናወቶ ስለዝኾነ ሰላምን ፍቕርን ትሕትናን ኣንጻር ባህርያቱ ኮይኖም 'ዮም
ዝርኣይዎ። ብረስኒ ዕሙት ሃገራዊ ስምዒት, መቃልሕ ፖለቲካዊ ፕሮፓጋንዳ ሓሶትን ጽልእን ስለዘይኮኑ እቶም ዝለዓሉ ጸላእቱ መሲሎም ተራእዮምዎ። እቲ ዝገርም ግን ኣብ ኤርትራ እቲ ዝበዝሐ ኣባላት ዘለውዎ ሃይማኖታዊ እምነት ክርስትያን እንከሎ, ናይ እምነት ነጻነት ዘይህልው ኮይኑ ኣብ ገለ ብእስልምና ዝፍለጣ ሃገራት ዝሓሸ ናይ ክርስትና ሃይማኖት ነጻነት ምህላው 'ዩ። ንኣብነት ብዘይካ እቶም ናይ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት ኣሸበርቲ ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ዝፍጽምዎ ናይ መቕተልቲ ገበነኛታት ገዲፍና, ኣብ ግብጺ, ፓኪስታን, ኢንዶነዥያ እንተወሲድና ዝኾነ ዓይነት ጨንፈር ክርስትያን ይኹን ካልኦት ሃይማኖታት መሰሎም ብመንግስታዊ ሕጊ ዝተሓለወ 'ዩ።
ጸልይ 🙏🏼
ዘፍጥረት 12 (Genesis)
1፤ እግዚኣብሄር ድማ ንኣብራም በሎ፤ ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ።
Memory
God bless you more & more
Fitse tebarek
Brother Fetsum God bless you.
Amennn brukat Ahwatey ezi ymeles ab Hagerna 💒💒💒💒💒💒💒🎼🎶Egzabher ykiel eyu
Amen heleluya
ዘፍጥረት 39 (Genesis)
21፤ እግዚኣብሄር ግና ምስ ዮሴፍ ነበረ፡ ምሕረት ድማ ገበረሉ፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ሓለቓ ቤት ማእሰርቲ ኸኣ ሞገስ ሀቦ።
God bless you Fitsum. Klu tezekiruni ab Muluewengel zneberu ahwat.
brukat yhwatey a ab zezelokumo Egzabher msakatkum ykun
Amen emen
Amen GBU
ማምላክ ብርክ የብልኩም
Wawww Amen
Amen!
Amen
Hi Fitsum, thanks for the video, can you post more if you have? God bless you
Amanuel G go to my channel and you can find more
@@fitsumgebre256 thanks i love it! Is this protestant?
@@Mrreal-nq8yw yes
unforgettable moment !!
1ይ ሳሙኤል 1 (1 Samuel)
18፤ ንሳ ኸኣ፡ ባርያኻስ ኣብ ቅድሜኻኸ ሞገስ እርከብ፡ በለት። እታ ሰበይቲ ድማ መገዳ ኸደት፡ በልዔትውን፡ ድሕርዚ ኸኣ ገጻ ጕህይቲ መሲላ ኣይተራእየትን።
Ezi mrko ezi 7osfi koynu yamls
7:00
Amen.
የመጨረሻው ፍለጋ
ruclips.net/video/JKzysDTKuyk/видео.html
የጌታ መገለጥ - ኢየሱስ፣ የብርሃን አምላክ
ruclips.net/video/xjwHKfDcpzQ/видео.html
NAIC songes
!!!
ዘፍጥረት 12 (Genesis)
2፤ ንዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን ከኣ እየ፡ ንስምካውን ከዕብዮ እየ፡ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።
Amen
Amen