14 ዓመት 😱ሙሉእ ክሕደት ናብ ኩሉ እዘኒ ሰማዒ ኣብፁሑልይ💔😭

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 янв 2025

Комментарии • 629

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b Месяц назад +56

    ናይ ዜዱ ሓፍትና ተከታተልቲ ካብ ኩፉእ ምርኣይ ይምሓርኩም እና ንደማመር❤❤❤❤

  • @HiwetWedikeshi
    @HiwetWedikeshi Месяц назад +34

    ምክሪ ሓፍትክን ተቀበላ ደቂ መዳም ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ዘሎ ኣስተውዕልክን ሰምዓ። ሞት ልሞቱ ገንዘብክ ብወለድክን ይሐሸክን ምክንያቱ ወላዲካ እተበሊዕዎ ሓጥያት የቡሉን ግን ሓደ ነገር ክብለክን ገንዘብ ዝሓተክን ፍቅረኛ እተሊክን እተፀጊምዎ 500_ 1000 ዘሎ ሓግዘኦ እተዘይ ኮይኑ ካብኡ ልላዕሊ ልፍቅሪ ዘይኮነስ ልገንዘብ እዩ ዝቀርበክን 90% ሓቂ እዩ ። ኣትን ዝተበደልክን( ዝተበደልኩም) ኣጆክን ኣጆኩም ንዘይተበደልክን ወይ ካዓ ገንዘብ ላብ ፍቅረኛኪ ልትልእኪ ወይ ዝትልእክ እተሊኩም ኣቃርፅዎ ። ሓደ ሓቂ ክፅሕፍ 1,,ጋል ኣብ ሰደት ኮይንኪ ናብ ፍቅረኛኪ ገንዘብ ናብኡ እትሕውልዮ እተሊኪ ተጋጊኪ ምክንያቱ ደቂ ተባዕትዮ ገንዘብ እተሒዝና መስተ_ጋል ቡዝሕ ነገር ስለ ደስ ዝብለና ገንዘብኪ ይጣፍእ ኣሎ👌👌
    2/ ወዲ ኣብ ሰደት ኮይንካ ናብ ሰበይትካ ገንዘብ እተሊእካ ዶሞ ውሽማ ሓዚ ማለት እዩ✅✅ ሞት ልሞቱ ወለድኩም ይብልዕዎ🙏🙏እና ክብርቲ ሓፍተይ ገንዘብ ስሪሕክዮ እምበር ኣይሰረሐክን ኣጆኪ ልፅቡቅ እዩ ግን ሓደ ነገር ክብለኪ ዝደሊ ናብ ሚድያ ከይትቀርቢ ምንም ትርፊ ሰለዘየብሉ።
    3እተሊ ጥልመት ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዘይኮነ ዝገጥም ኣብ ደቂ ተባዕትዮ እውን እዩ ዝገጥም ሰለዚ ኩላትና ልቦና ይሃበና። ሰለዚ ኣጆኪ እቲ ገንዘብ ክትሰርሕዮ ኢኪ ።

  • @AbrishWediraya
    @AbrishWediraya Месяц назад +1

    ኣብ ዓለም እቲ ዝከፍአ ነገር ተስፋ ምቁራፅ እዩ ስለዚ ተስፋ ክትቆርፂ የብልክን ገንዘብ ሰርሕክዮ እምበር ኣይሰሪሐክን እና ንስኪ ሙሉእ ጥዕና እንትሃልዩኪ ሰሪሕኪ ክተምፅእዮእ

    ኣጆኪ ኩሉ ንፅቡቅ ክገብረልኪ እዩ ኣምላክ ።በርትዒ ዜዱ ጅግና ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Месяц назад

    እዋይ ሓፍተይ ከርና ለዋህ ምካን ብጣዕም ዩኡ ዝጎድይ ናስተውዕል አሕዋተይ ክብርቲ ሓፍትና ደማ ኣጀኪ🙏❤😒አምላክ ምሳኪ ይኩን🙏❤

  • @DsadsaDsadsa-nt5pv
    @DsadsaDsadsa-nt5pv Месяц назад

    ካብዚ ሰውርኒ ባሕተይቲ አደይ❤❤👏👏ብዝከነ አጀኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ😢😢😢😢😢

  • @rhstishmangus9846
    @rhstishmangus9846 Месяц назад

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ተስፋ አዩ ልዕሊ ኩሉ ነገር ጽባሕ ካልእ ሰብ አኪ አምላክ ምሳኺ አዩ ገንዘብ ወርቀት አዩ ህወት አዩ ዘይድገም አምበር ኣጆኺ ኣብ ኩሉና አዩ አዚ ብግርህነትና ብዝሕ ሽግር ኣሎ ግን ኩሉ ክሰግሮ አየ አልካ ብተስፋ ምንባር አዩ ጥዕና ትራይ ይሃበና አምበር ገንዘብ ይመጽእ አዩ በሊ ❤

  • @NaniTaame
    @NaniTaame Месяц назад +32

    ምክርኪ ደስ ብሃሊ ኣይፀላእክዎን ቀፅልሉ ግን እታ ቆልዓ ናብ ሚድያ ሒዘያ ክምፅእ እየ ዝበልክያ ግን ጌጋ እዩ ናብ ሚድያ ተቅሪብክያ ልዳሕራይ ፅቡቅ የኮነይ ልዳሕራይ ጉድኣት የምፅአላዶ ኢልኪ መጀመርያ ምሕሳብ ስቅ ኢልካ የኮነይ ኣንጠልጢልካ ምምፃእ ኣፍቃሪኣ ኪሒዱዋ ኢልክስ ናብ ሚድያ ክትዝርግሕያ ታይ ክገብረላ እዩ ልኣኣ ተኪኢልኪ ብውሽጢ ኣበራታትዕያ ክብርቲ ሓፍተይ ዝተጠለምኪለ ኣጆኪ ሂወት ብፈተና ዝተከበበት እያ ምስ ለባማት ጠንካራታት ዕረኪሞ ካብኡ ጎቢዝሒ ስርሒ ዝሓፍተይ ኣጆኪ ካቡኡ ናብ ሚድያ ትቀርቢ ተኮይንኪ ግን ልግዚኡ ኣጆኪ ክብለኪ ይክእል እዩ ሰብ ግን ልዳሕራይ ምስተቀየርኪ ዋላ ብኣኣ ገይሩሰብ ላሸምጠጠ ክጎድኣኪ እዩ ብዝተረፈ ኣብ ዩቶብ ሰርች ላገበርኪ ስብከት ጠቀምጢ ምክርታት ኣዳምፂ ኢኪ ብዝተረፈ ሰናይ ወሰላም ንዓኪ ❤

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk Месяц назад

    ክብርቲ ሓፍትና አጆኪ አብ ዓለም ኩሉ ግዜ ፈተና እዩ አጆኪ ሓንቲ አላ አባሃላ ድስ ልትብለኒ እቲ ዝበለፀ ሰብ ክትከውን ብቲ ዝከበደ ክትሓልፍ ከለካ እዩ ስለዚ ኩሉ ልፅቡቅኪ እዩ እና አጆኪ ዝሓፍተይ

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ Месяц назад +1

    ንዜዱ ሓፍተይ ዝፈቱ ላይክ ተጋሩዋኒ❤❤❤
    ዜዱዋይ ብዙሕ እየ ዝፈትወኪ ወለላይ❤❤❤

  • @MoonaMoon-h5b
    @MoonaMoon-h5b 2 дня назад

    ዜዱየ ልባም ሓፍተና እውን አጀኪ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w Месяц назад +58

    እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘለኩም ካብ ብዝኣምንካዮ ክሕደት እግዚኣብሔር ይስውርኩም😢 ዜዱ ናተይ❤ #prank ኣሎኒ

  • @HeididvJssvbejs
    @HeididvJssvbejs Месяц назад

    ዘድየይ ምኽርኽ ብጣዕም ደስበሃል ያቃንየልና ሓፍትናለ ኣጆኽ 😢

  • @Salam-x4c
    @Salam-x4c Месяц назад +2

    ኣጆኽ ንፁቡቁኽ እዩ ሓፍተይ ጠንካራ
    ኹን ካሑሉፍ ትምህርኽ ጅግና ኹን❤️

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube Месяц назад +5

    ንወዲ ፍቅሪ እንብር ግንዝብ እንታይ ግባሪ እዩ 😢 እዋይ መነዓቂኻ ብጃክን ድቂ ሂዋን ቅርሽክን ጥርነፋ መብላዓ ልምብሉዑ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ መስ ወልድና ይሕሽ ክንድ ዝኽን ይኩን። ብዝክን ኣጅኪ ማዓርይ ኣምላኽ ዝሕሽ ሒዝልኪ ኣሎ ተማህርሉ እንብር ተሰፋ ኣይትቅርፂ ኣምላኽ ይሕግዝኪ ማዓርይ ❤❤

  • @ሰላምገብረመስቀል
    @ሰላምገብረመስቀል Месяц назад +2

    ክንደይ እሞ ብቅርሽና ዝይተሸወድና እህህ😢😢

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j Месяц назад +14

    ድንግል ማሪያም ልቦና ትዓድለና ባዕላ🤲🤲🤲🤲😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @HagusheWelegbrial
    @HagusheWelegbrial Месяц назад

    ሓደ አሕዋተይ ቡዙሕ ኣብ ስደት ዘይምፅናሕ ቀልብና ህልም እዩ ዝብል እና ኣጆኺ ስድራኻ ምእማን እዩ

  • @albadralbadr1300
    @albadralbadr1300 Месяц назад

    ዘድየይ ምኽርኽ ብጣዕሚ ደሰ በሃል የቀንየልና ሓፍትና እዉን ኣጆኪ❤

  • @AaAa-ku2zm
    @AaAa-ku2zm Месяц назад +1

    ኣነ እውን ገጢሙኒ እዩ ግን ነቂሐ ቀልጢፈ እግዛቢሄር ይመስገን 7ዓመት ገይርና ጠባይ ሰናይ እዩ ጠባዮም ሰናያት ተጠንቀቃሎም

  • @HfHr-zx5tw
    @HfHr-zx5tw Месяц назад

    እታይ ነብሳ ዘጥፍእ ኣለዋ ሰብ እዩ ጠሊምዋ እበር ፈጣሪ እኮ ኣይጠለማን

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b Месяц назад +7

    ዜዱየ ቡልፅተይ ❤
    አጆኺ ክብርቲሓፍተይ እወይ ይገርም እዩ😢😢
    ዜዱየ በጃኺባ ስራሕአብ ርያድ ታሃለየ ንገርኒ ❤

  • @እንደርታዉት
    @እንደርታዉት Месяц назад +1

    ዜዱየ ልባም ሓፍተና እውን አጀኪ ማዓረይ 😢

  • @እግዚኣቢሔርብርሃነይ
    @እግዚኣቢሔርብርሃነይ Месяц назад +8

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ሰብ ብገንዘብ ኣይሕጎስን እንታይ ደኣ ኣብ እግዚኣብሔር ግበሪ ትዉክልትኺ ጠንክሪ እንደም ኣብዛ ዓለም ፈተና ምስ እግዚኣብሔር ንኽንራኸብ ዝገብር ደኣበር ተሰፋ ክንቆርፅ ኣብልናን ህያበይ ❤❤❤❤❤

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 Месяц назад

    ብትክክል
    እዊይ ብተለይ አነ
    ዋላ ሓዳ ዘሓሰበለይ ሰኢነ 7ተ ዓመተ ሃቢኒ አምብር ንባዓሊኪ ኩኒ ዝብለኒ ይብለይን ዘዱ ሓፈተይ አነ ሓንቲ ማዓልቲ ይዒረፈ አየፈለጥን ሕጀ ግን ደኪምኒ ዓዲ ክከድ ይደሊ ግን 😢💸💵 10%

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 Месяц назад

    ንምታይ ኢነ ግን ዓርኪይ ዓርከይ ንአመን😢
    አብዚ
    ሕጀ ሳዓት ወዲ እኖካ ዘይእመንሰ ከመይ ገይረኪን ጓና ታአመና ግን 😢
    አምላክ የመሰገን አበዚ ዓዲ ዓርብ ዓርኪ ዝይመሓዘይ🙏

  • @MiliTube29
    @MiliTube29 Месяц назад

    ዜዱ ክብረቲ ሓፍተይ ካብ ኩፉእ ምርኣይ ይምሓርና ግን ንሰብ ዘይኣመንካስ ንምን እና ንኣምን ብዝኮነ ካብ ዓለም ዘይተ ነገር እንበር ዘይተገበረ የለን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GffYg-r3m
    @GffYg-r3m Месяц назад

    ዜዱየ ለባም ሓፍተና እዉንአጀኪ ማዓረይ😢

  • @Jookl-p4k
    @Jookl-p4k Месяц назад +1

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ ኡዩ እግዛብሔር ኣምላክ ዕፅፊ ገይሩ ይሃብኪ👏👏💚

  • @TerhasTskele
    @TerhasTskele Месяц назад

    ኣጆና ዝነሕዋትይ ኣብስድት ዝልክን ግንዝብክን ኣትሃባ ኣትእምና ኩሉ እዩ ክሓድይ ኮኑ ዞሎዋ😊😊😊

  • @zeynebmahamed6893
    @zeynebmahamed6893 Месяц назад +3

    ብሱሩማ ካብ ወላዲ ወፃኢ ኣሊእ ክንሕግዝ የብልናን።ኣዴኻ ዝወለዶቶ ሓዉኻ እንኳን ኣይእመንን ሎሚ ሽምባይዶ ዓርኪ።እና ካብ ዝሓለፈ ተምሃር ኣለዋ ።ጥዕናኣ ብቻ ዳሓን ትኹን እምበር ሰሪሓ ትትክኦ እያ ❤🎉

  • @sLAmAZz
    @sLAmAZz Месяц назад +1

    ኣጆኪ ዝያዳይ ኩሉ ሓላፊ እዩ ተስፋ ከይትቆርፂ ሰሪሕኪ ተጥርይዮ ኢኪ ዜዱለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Yasmeen-o6l
    @Yasmeen-o6l 5 дней назад

    ብሓቂ የኔዋ ኣጆኪ በርትዒ ዜድየይ

  • @HhHu-m6e
    @HhHu-m6e Месяц назад +2

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ እግዚኣብሔር ንፅብቁኪ እዩ ግን ደቂ መዳመይ እውን ልቢ ግበራ በጃክን ዘምፀእና ዕላማ ንፍለጥ ኣፍቂረ ኢልክን ገንዘብክን ኣይትሃብኦም ዜድየ እውን የቀንየልና ንተቅርብልና ሓሳባት ዛሓፍተይ ቀፅልሉ❤❤

  • @Ghmedia24
    @Ghmedia24 Месяц назад

    ኣብ ዓለም ዝዓበየ ነገር ተስፋ ኢዩ ኣጆኹም ኣሕዋተይ ነንባዕልና ንታሓጋግዝ ስደት ቀልሊ ነገር ኣይኾነን ጥዕና እንተ ኣሎ ገንዘብ ክመጽእ ይኽእል ኢዩ ።#ሳብስክራይብ ግበርልና

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Месяц назад +1

    ኣረ ኣብ ፅብቅ ዓዲ ኢኪ እኒአኪ ይብልካ 😢

  • @ASWs-e9i
    @ASWs-e9i Месяц назад +9

    ዜድዋይ ምቅርቲ ብጣዕሚ አዪ ዝፈትወኪ ❤❤❤

  • @fyufu9308
    @fyufu9308 Месяц назад

    ዜዱየ ልባም ናይ ብሓቂ ኣጆኪ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @AZebTAMR
    @AZebTAMR Месяц назад +1

    ኣጆኪ ጋልነይ ነብስካ ምጥፋእ❤ብሰማይን❤ብምድርን❤ፀገምዩ😢 ኣጆኪ በእዉነት ❤እግዚኣብሔር❤እካዕኣዉፅኣኪ❤ኣጆኪ❤

  • @Kind-s5g
    @Kind-s5g Месяц назад +1

    ኣየ ዜዱ ሓፍተይ ሓቅኪ ልክዕ ጥልመት ክለዓል ከለ ብጣዕሚ እዩ ዘስካሕከሐኒ

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube Месяц назад +3

    መክርኺ ግን ብጥዕሚ እዩ ድስ ዝብል ዜዱ ሽክር ቃፅሉሉ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi Месяц назад

    ብሓቂ ለባመይ ኣጀክ ማዓረይ ሓቦ ሰንቂኪ ንቅድምት ሰግም ባሓቀይ እየ ካባኣተን ተማሃራ ኣንሸወድ ምቅራተይ😢😢

  • @FtsumKahsay-f2z
    @FtsumKahsay-f2z Месяц назад

    ምክርኪ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ዛሓፍተይ💐💐💐💐💐

  • @GooklGookl-cf3dw
    @GooklGookl-cf3dw Месяц назад

    ዜዱዋይ ሽኮር ክፎትወኪ ነዘን ወካሩ ረጊፅክየን ከይድኪ ሳብስክራይብኪ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኪ ዋ ጠንካራን የዋህን ኢኪ ምቅርቲ ጎብዝልና ዕበይልና💝💝💝💝

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 Месяц назад

    ብሓቂ ዜዴየይ ጠንካሬ🙏❤❤❤

  • @aebltAez
    @aebltAez Месяц назад +1

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ካሓልፍ ኡዩ ኣግዛብሔር ኣምላኪ ዓፅፊ ገሩ ይሃብኪ❤👏

  • @Hadu_8
    @Hadu_8 Месяц назад +1

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ ንፅቡቅኩ እዩ🙏ዘይሓሰብክዮ ይፍጠረልኪ ማዓረይ❤ጠንካራ ኩኒ ገንዘብ ይሳኣን ይርከብ እዮ እሞ ብቻ ጥዕናኪ ፍጣሪ ይባርከልኪ ዛንበይተይ🙏❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube Месяц назад

      ሓላልይ ደምርኒ❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 Месяц назад

      @Grmaneshyoutube ደምርኒ ናተይ

  • @ميريميري-خ6ص
    @ميريميري-خ6ص Месяц назад +1

    ዜዱዋይ ምክርኺ ሓቦ የስንቅካ ምቅርተይ ተባረኪ ኣጆኪ ንሓፍተይ ኩሉ ሓላፊ እዩ

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk Месяц назад

    ዜድየ ናይ ስደት ማማና ደው በልና❤❤❤

  • @bertkntesfay6655
    @bertkntesfay6655 Месяц назад +1

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ገንዘብ ሰሪሕክዮምበር ኣይሰረሐክንዩ ሶ ኣጆኪ ሰብኳ ይጠፍእስ ኣጆኪ ንፅቡቅኪ ክኾን ይክእልዩ ኣጆኪ😢😢🙏🙏🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z Месяц назад

    ኣብሰደት ደለና ኣሓተይ ብጣዕም ገጋ ካብ ገጋ ንጋገ ኣለና ንሳትም ምንም ኣይገበሩን😢 ብዝኸነ ኣጀኽ ዛሓፋተይ ሙሉእ ጥዕና ይሃብከ ኣምላኽ ኣቦና ሰብ ዘይተፈተነ ኣይ ጥንክሪይሞ መጠንከሪክ ዩኩን❤

  • @YyYu-cb5yb
    @YyYu-cb5yb Месяц назад +4

    አረ አነለ ተጠሊመ እየ ዚዱ በበይ ክረከበኪ ደለየ ነይረ ጥልመት በዚሑ ወዳት ጥራይ የኩንን አጋላት ገዲደን ዘለዋ😢

    • @AbeyAse
      @AbeyAse Месяц назад

      አጆኺ ክብረተይ😢

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube Месяц назад

      ሓላልይ ደምርኒ❤❤❤

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz Месяц назад

    ሓደ ጊዘ ኣወዳት እንጀራ ዓለም ብልዕዎ ትብሊ ሓደ ጊዜ ኣጋላት ኣሕዎተይ ትብሊ ሓሻዊት

  • @علياحمد-ج5ح1ح
    @علياحمد-ج5ح1ح Месяц назад

    እህህ ሓሪርና ዕድመና ወዲእና😢

  • @SjEu-q3v
    @SjEu-q3v Месяц назад

    ዜድየ ጂግና ከሙኡ ዝበለ ምክሪ ሕሰክልና ንዒ🥰🥰🥰🥰

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b Месяц назад +1

    አነባ ሐዚ ክንዲ አፋ ርእስይ ሓምመ ሐዚ ማርያምን😢😢😢😢 ግን አጆኺ ካብ ሑሉፍኺ ተማሃሪ❤

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg Месяц назад +4

    ብሓቂ ዘዱ ሓፍተይ❤❤❤ ክብርቲ ሓፍተይ ክዓ ኣዘኪ ፈጣሪ ዓፅፉ ክበኪ እዩ ብቻ ጠንክሪ ዝሓፍተይ💞🙏💞ሓደ ሓደ ሰባት ግን ንምንታይ ኢኩም ዘይ ርሃፅኩም ትደልዩ በስምኣም😢

  • @Wgwfwwfw5Jyewtjwth52h
    @Wgwfwwfw5Jyewtjwth52h Месяц назад

    የኔ ጅግና ብልጽቲ💋💋💋💋💋

  • @CalmCookingApron-lo6nh
    @CalmCookingApron-lo6nh Месяц назад

    ብሓቂ ለባመይ
    ደሞ ምክርኪ ብጣዕሚ እዩመሃሪ ወለላይ
    ሐፈተይ አጀኪ ኩሉ ክሓል እዩ ዝሓፈተይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk Месяц назад

    ዜድየ ወለላ ብልፅቲ ሂዋን❤❤❤

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 Месяц назад +4

    ደምራኒ እባ ተጋሩዋይ ክምልስ እየ ንንባዓልትና ንተዓባበ❤❤

  • @سمره-ع9ب
    @سمره-ع9ب Месяц назад

    ዜዱየ ማዓረይ ቲግቶግ ምፍታሕ አቢንዋ ተሓባበርኒ የኔ ማር

  • @TimtiAbrha
    @TimtiAbrha Месяц назад

    ኣሐጉስክኒ ለምዓንትስ ሓቂ ትሐሽ ብኣክስ ኩሉ ግዘ ሕጉስቲ እየዋ ኣይካም ለምይ❤

  • @aaff882
    @aaff882 Месяц назад +5

    ትክክል ዜድዋይ ንመሃር ለባብ ካብ ሰብ ይመሃር ዓሻ ኣብ ነብሱ ይመሃር

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube Месяц назад

    ኣፀኺ ማዓረይ ኣይ ፍቅር ሎሚ😢😢

  • @TrhasKndeya
    @TrhasKndeya Месяц назад

    ለባመይ ፈጣሪ ዛበረካ ቆልዓ

  • @نينبنيزؤ
    @نينبنيزؤ Месяц назад

    ትክክል ኢኪ ኣቲ ጅግና ንበርለይ ዜዱ ሓፍተይ ❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 Месяц назад +1

    ዝሓለፈ በቃ ሓሊፍ እዩ ከይትሓርቂ ገንዘብ ሰሪሒክዮ እምበር አይሰርሐክን ንወለድኪ ይቅርታ ሕተቲ ተዳወወሊ እና ስለገዛ ምግዛእ ስለካሊእ አይትጨነቅ ንእሽተን መሻርፍ ሰሪሒኪ እተዊ ዓድኪ እሞ ዓደኪ ስርሒ ይአክለኪ ስደት ተመስገን በሊ እንካዕ በዳሊት ዘይኮንኪ ተበዳሊት ኮንኪ ካብ ፈጣሪ ትረክብዮ ኢኪ ጭንት ጎዳኢ እዩ ከይትጭነቂ ተመስገን ግን በረከት እዩ ብጥዒና ምህላይኪ አመስገን❤❤❤

  • @rree-n6e
    @rree-n6e Месяц назад

    እንታይ ዓይነት ግዜ በፃሕና ሓጥያትና ድዩ በዚሑ ኹሉ ሰብ ሰላምን በረከትን ሰኢኑ ።ንመን ኢና ንኣምን ሰብ ንሰብ ተፈራሪሑ ።ዜድየ ትክክል እዩ እቲ ዝተዛረብኽዮ ግን ኹሉ ወዲ ሓደ ኣይኮነን ፍርሃተ እግዚኣብሄር ዘለዎ ወዲ ኣሎ ኣዋልድ ውን እሙናት ኣለዋ ብጣዕሚ መፍርሒ ግዜ።

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 Месяц назад

    ብሓቂ ብጭንቅት የለን😢😢😢

  • @Soods-g5s
    @Soods-g5s Месяц назад

    ናይ ብሓቂ ዝያዳይ❤❤❤

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w Месяц назад

    ዘዲየ ጅግና❤❤❤😢

  • @mabrhetmoh1967
    @mabrhetmoh1967 Месяц назад

    Ezia kula natty tarik eyu 😢😢😢😢 zedway neay awun mkrkum yedliyenilo 12 amet sdet gn bbeteseb mknyat menm yebleyn beka meret bicha aleni fkregnay kea 7 amet fkregnay awun beka kulu dkmetatey twrediau rihikuni beka ahun tesfa koretse😢😢😢😢😢

  • @blackphone2765
    @blackphone2765 Месяц назад

    ገያፅፅፅፅ😭😭

  • @AzuHaylay
    @AzuHaylay Месяц назад

    ኣጆኺ ማዓረይ ተስፋ ከይትቆርፂ ቤዛ ርእስኺ እዩ ደሞ ዝወዲ ኣብካልኦት ንኸይደግም ፎትኡ ክዝርጋሕ ኣለዎ በሃሊት እየ አነሓፍትኺ

  • @samidrgh565
    @samidrgh565 Месяц назад

    ዜድዋይ ምቅርቲ ብጣዕሚ እየ❤❤❤❤ ዝፈትወኪ❤❤❤

  • @Topg-e9d
    @Topg-e9d Месяц назад

    ኣጀኪ ማዓረይ😢😢

  • @مدريمين-ب7ح
    @مدريمين-ب7ح Месяц назад

    አጀኺ ዛሓፍተይ 🙏💔

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q Месяц назад

    ንፍቅርኛኣ ድያ ሂባቶ 😢😢ናይ ባዕላ ጌጋ እዩ

  • @Aszx-l3t
    @Aszx-l3t Месяц назад

    ዜዱየይ ለባም❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @SaraSedd-m8t
    @SaraSedd-m8t Месяц назад

    መንነቱ ዘይፈለጥክን ኣይትደዋወላ ካልእ ተተረፈስ መሪመራ ዘይገበሪክን እና ሓፍተይ ናተይ ፍቅሪ ናበልክ ኣይተዳረቃ ስራሕክን ስሪሓ ቀጥ እልክን ዕላማክን ኣሳክዓ እንድሕር ዘይመቸወክንለ ክዳ ዓድክን ተፈቀራ ❤❤❤

  • @FfWw-ib4bg
    @FfWw-ib4bg Месяц назад

    Aejoki natsabukuki eyo aejoki genzeb halafay eyo naeki dama eidaki kethbi❤

  • @ራሄልጋልኣፅቢ
    @ራሄልጋልኣፅቢ Месяц назад +1

    ኣጂኪ ዝሓፍተይ ደ❤❤❤ደምራኒ ተጋራዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Yrguyrgu-d3s
    @Yrguyrgu-d3s Месяц назад

    ብሓቂ ዜድተይ የኔ ጀግና❤❤❤

  • @AbeyAse
    @AbeyAse Месяц назад

    ኩሉ ሓላፊ አዩ ተስፍ የትቁረፂ ዝሓፍተይ😢😢

  • @Wgwfwwfw5Jyewtjwth52h
    @Wgwfwwfw5Jyewtjwth52h Месяц назад

    ንግስቲ ክለን❤❤❤🥰

  • @AwAw-f1p
    @AwAw-f1p Месяц назад

    ዚዱ ጅግና ኣነስ ክፎትየኪ ክብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FhHi-g1c
    @FhHi-g1c Месяц назад

    ደስ ባሃልት ዜድ ጂግና 👸👸

  • @زهرةالحبشي
    @زهرةالحبشي Месяц назад

    ዜዱየ ቡልፅተይ ኣጆኺ ክብረቲ ሓፍተይ እወይ ይገርም እዩ ዜዱየ 😢😢😢😢😢

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ

    ኣጆኪ ሓፍትና ብሓቂ ናይ ጥልመት ሚዛን ከቢድ አዩ💔😪 ካብ ኮነ ግን ምንም ክግበር ኣይክአልን አና ካብ ሐዚ ዘሎ ጠንኳራ ኩኒ ፍቅሪ ብፍቅሪ አበር ብገንዘብ ኣይግዛኣን።ንባዓልኪ ኩኒ

  • @TsritiTesfay
    @TsritiTesfay Месяц назад

    አጀኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሄር ይተከአልክ

  • @HappyBicycle-mw6po
    @HappyBicycle-mw6po Месяц назад

    ብሓቂ ዜድየ 😢❤❤❤❤🎉🎉

  • @KirosGGyohanns
    @KirosGGyohanns Месяц назад

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ገንዘብ ሰሪሕክዮ እምበር ኣይሰርሐኪ ሂወት ግና ሓንቲ እያ ተስፋ ኣይትቁረፂ

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b Месяц назад

    አዉይ አነስ ከመይ እና ንወዲ ጋና ንመምን 😮 ኡፍፍፍ አብ ስደት ኮይንና ንባዕልና ዘይንኮዉን ግርነት ሎሚ ናብ ገደል እዩ ዘእተወና😢😢

  • @tuhj8488
    @tuhj8488 Месяц назад

    ዞሎኹወ ኩነታት ዘይወፅእ ጣዕሳ ኣለኒ መተንፈሲ ሲኢነ በቓ ተስፋ ቆሪፀ ኤህህ😢😢😢

    • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
      @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ Месяц назад

      አዘኪ ማዓረይ ታይ ከይኒኪ ተስፋ ኣቲቅረፅ ኩሉ ሓላፋ አዩ ዘይ ሓልፍ የለይ ዓቅል ተልይኪ ሙኩኒያቱ ኩሉ ፍቃዲ አምላክ ስለ ልኻን ይሕመቅ ይፀብቅ አሜን አልካ ምቅባል አዩ አምላክካ አምንካ

  • @HddgehSheytgf
    @HddgehSheytgf Месяц назад

    😢😢😢😢ብምንታይ ክረክበኪ ዘድየይ

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 Месяц назад

    ኣጅኪ ዝያዳይ🙏❤

  • @LmyaLm
    @LmyaLm Месяц назад

    ኣቱም ሰባትቅርሺ ብሱም ወለድኩም ኣቅምጡ ኣነ ሓደ ወድነይ ኣለኒ ዝኮነ ነገር እንተደልዩምንም ኣይትህቦን ኣራክበኒ ደውለላ ትብሎ ሃብዮ እንተይለያ ሽሕ ክልተ ሽሕ ትብሎ እንታይ ክኮና ይብላዓሰርተ ዒስራ እንተይለያ ክትዓብድ እያ ትብል
    ሓደ ወዲ ተዳዋዊለ ኩሉ ነገሩ ቅርሺ ጥራሕ እዩዝደሊ ኩሉ ዘረባኡ ቅርሺ ጥራሕ እዩ ኣነ እውን ብሎክ ኢለ ኣዕርፍ ኣትን ደቂ ኣንስትዮ ተምሃራ ኣብ ርእስና ክሳብ ዝወርድ ኣይንፀበመምሃርንያ ኣይትግበረኒ መምሃርን ኣይትክለአኒ ይብሉ ወለድና
    ክብርቲ ሓፍተይ እውን ኣይዘኪ ኩሉ ንፅቡቅ እዩ ተስፋ ከይትቆርፂ መሻርፍኪ ሒዝኪ ንዓድኪ ኣቲኪ ፆሎትኪ ገይርኪ ንዓኪ ዝመስል ክፈጥልኪ እዩ

  • @KomahHaftu
    @KomahHaftu Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጀግና ፈቅሪ እዝኣ ድአነእያ ዘድዋይ ለኣነለዶ አበራትዕኒ አብ ዕርፈትኪ አነውን ታርከይ ከነግረኪ እንድያው በማርያም እለኪ ዘድዋይ ዋላ ስልከይ ክልእከልኺ ማዓርተይ ብዙሕ ታርክ ከ ካፍለካ ከይትሓልፈኒ ሸኩረይ💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤

  • @mikialenguse3832
    @mikialenguse3832 Месяц назад

    ክብርቲ ሓፍትና ናብ ሚድያ ከተቕርብያ ጽቡቕ ኮይኑ ኣይስማዓኒን
    ናዓኣ'ውን ዝጠቕማ ኣይኮነን
    ዝተጠለምኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኺ በርትዒ ገንዘብ ሰርሕኻ ኢዩ ዝመጽእ ንዝጠለመ ድማ እግዝአብሔር ኣሎ ባዕሉ
    እግዝአብሔር የበርትዕኺ ኣጆኺ
    ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ድማ ኣመና ገርህታት ኣይትኹና ሎሚ ብመልሓሱ ኩሉ ወዲ ቅኑዕ መስሉ'ዩ ዝቐርበካ ግዜ ህብኪን ከም ንቡር ወለድኺን ዝፈልጥዎ ክኸውን ይምረጽ
    ብወለድኺን ሓቲቱ ክምርዓወኪን ክትሰማማዓ ኣለኪን ገንዘብ ኢንተይልኪን'ውን ብመጠኑ ክኸውን ኣለዎ ክበዝሕ የብሉን
    እግዝአብሔር ንኹልና ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና።

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk Месяц назад

    ነሓደ ሓደ እኝ ዓሽነትስ ከብ መጠን ብላዐሊ ገኒኑ ተየኮይነ ኢለ እየ ወለዲ አብ ልዕሊ መሬት ኩሎውስ ንወለድከ ብሎኬ ክግበር 😢😢