ልሕቶታትኩም መልሲ መንፈሳዊ ማለት ታይ ማለት እዩ ኣብ ስደት ቤተክርስትያን ዘይብሉ ክንወልድ ንክእልዶ? ጠንካራ ማለት ከመይ ዝበለ እዩ ወዘተ መልሲ❤️

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 дек 2024

Комментарии • 40

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 16 дней назад

    የቀንየልና ሕተና ሰለ ዝመልስልክና ሸዊተይ ማዓረይ ፈጣሪ አብ ቤቱ የፅንዕኺ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ngstinerae
    @Ngstinerae 6 дней назад

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ሥግኡ የብዘሐልኪ ሸዊተይ

  • @ወዲሓማተይ
    @ወዲሓማተይ 16 дней назад

    ሸዊተይ እንኳዓ ዳሓን መጻእኪ ዛናተይ ቀጽልልሉ ጥዑም ምኽሪ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤

  • @zafutewahdo706
    @zafutewahdo706 16 дней назад

    ወለላይ እንኮዕ ዳሕና መፃኪ ሰላምኪ ክዓ ይብዛሓ ኣብ መበል ካልኣይ ሕቶ ፅብቅ ገይርኪ ገሊፅክዮ ኩለና ክነመስግነ ኢና ተፈጢርና ❤❤እና ቀፅልሉ 🌷

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ

    እንኳዕ ብሰላም መፃእክልና ሸዊተይ እሽኒ ክብረት ይሃበልና ኣምላክ ብፀግኡ ይደግፈና

  • @ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ
    @ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ 15 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ZikriHiwet
    @ZikriHiwet 16 дней назад

    ዋው ሸዊተይ ምቅርቲ ባዓልቲ ምሉእ ልቦና ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መልስታት ብሱል ወግዒ 🙏💜💜

  • @TsegaTube-t6m
    @TsegaTube-t6m 15 дней назад

    ብሓቂ ደስ ዝብል መክሪ ዛናተየ በርትዕልና

  • @Mesi1219
    @Mesi1219 16 дней назад

    እንካዕ ብሰላም መፃኪ ሸዊተይ ዛናተይ ለባም ብሓቂ ዝያዳይ ጎብዝለይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Hadasy-v1d
    @Hadasy-v1d 16 дней назад

    🥰🥰🥰

  • @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ
    @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ 16 дней назад

    እንካዕ ስላም መፅክለይ ዛምቤተይ❤

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 16 дней назад

    ሸዊተይ

  • @merhetwelde
    @merhetwelde 16 дней назад

    ወለላይ እንኳዕ ብስላም መጻእኺ ናተይ😊

  • @ተመሰገንኣምላክይ-ፀ9ከ

    ሸዊተይ ጓልነይ ጥንካራ ኢኪ ወለላየይ ጎባዝለየይ ❤❤

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ

    ናይ ልበይ ሓሳብ ልምንታይ እና ምስብኣይና ናይ ንእስነት ፍቅሪ ናይ ስጋ ድልየት ኣሸንፍና ተተራክብናስ ገድድና ንወድቅ ልምንታይ ብቲ ዝወደቅናዮ ተፀፅትና ፀሎትና ምስጋናና ከምቲ ልነበርናዮ ለይንቅፅል ንቲ ይኸነኒ እዩ እልና ዝተራከብናዮ ንክሰምረልና ናብ ኣምላክና ለይንቃርብ

    • @Shewit2112
      @Shewit2112  16 дней назад

      ይገርመኪ እዩ ዝያዳይ❤

  • @YouMe-q3d
    @YouMe-q3d 16 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊

  • @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ
    @አለማትገረዚሄር-ዸ3ኰ 16 дней назад

    ታላቄ

  • @beynhagos9606
    @beynhagos9606 16 дней назад

    ብዓልቲ ሕልና ❤ ጽቡቅ መልሲ 🎉❤

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 14 дней назад

    ብሓቂ እኪ ጋሻ እየ ነዛ ጀናል❤❤❤❤❤

  • @HadasgalTawhdo
    @HadasgalTawhdo 11 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HiwetGalGidey
    @HiwetGalGidey 16 дней назад

    ሸዊተይ ሽኮርርርር

  • @youtubechanel7328
    @youtubechanel7328 16 дней назад

    ሸዊተይ ነዊሑ😘

  • @TigrayTg
    @TigrayTg 16 дней назад

    ❤❤❤😊😊🎉🎉

  • @Hadasy-v1d
    @Hadasy-v1d 16 дней назад

    ሽውተይ

  • @TsegaTube-t6m
    @TsegaTube-t6m 15 дней назад

    ሰላም ሰላም ሸዊተይ አንካዕ ብሰላም መፃኪ ዛናተይ

  • @KdAl-wm8vz
    @KdAl-wm8vz 11 дней назад

    ሰላም ሰላም ሸዊተይ አንካዕ ብሰላም መፂኪ ህያበይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fatumaahmedseid
    @fatumaahmedseid 14 дней назад

    ሰላም ሠላም ጤና ይስጥልኝ ማማዩ በረች የኔ ጀግና🎉🎉🎉

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 16 дней назад

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @MariChannel-h5o
    @MariChannel-h5o 12 дней назад

    የኔ ለባም❤❤❤❤❤❤

  • @Belaybahre
    @Belaybahre 16 дней назад

    ድራረይ መክሰብ

  • @ArsuTubeኣርሱይቱብ
    @ArsuTubeኣርሱይቱብ 16 дней назад

    እንካዕ በሰላም መፅእኪ ሸዊተይ ዝፈትወኪ ካብ F,b ሸዊድኪ ኣምፂእክኒ😱😂😘😘

    • @Shewit2112
      @Shewit2112  16 дней назад

      ኣይሸወድኩን ኣነ ወያል😂

  • @New_tubbe
    @New_tubbe 15 дней назад

    ሰላም ሰላም ደምሬሻለሁ ሰብ መልሺ

  • @Maebel6-p7k
    @Maebel6-p7k 16 дней назад

    ንደማመር ኣሓተይ ስብስክራይብ ግበርለይ ብስም እሜቤታችን ማርየም❤❤❤

  • @ሚዚትግራወይቲ
    @ሚዚትግራወይቲ День назад

    ደምርን ሸዉትዋይ

  • @Ngstinerae
    @Ngstinerae 6 дней назад

    ሶ ደምሩኒ ኣሕዋት