Mestyat Betna | ምቕልቃል መለይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ | ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ጥቓ ዓዱ!
HTML-код
- Опубликовано: 18 окт 2024
- Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean RUclips channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
ግዜ ንወስድ ንኸውን እምበር ምዕዋትና ናይ ግድን እዩ ❤። ኣጆና መለይ💙💙💙
Kiros king ❤❤❤
ኪሮስ ኣብ ዕላማኡ ጹኑዕ ፡ ኣቦ ሓቂ! ካብ 2015 ንቂድሚት እንበር ፍጽም ንደሕርት ዘተግዓዘ ፍሉይ ጅግና ሰነ- ጥበበኛ።
ኪሮስ ጽኑዕ መትከለና
ዘርእሰና ናበይ ኣበለ ተዛረብ እንዳበለ
ምሕረታብ ናበይ ኣበለ ማማ እንዳበለ
በርነንተ ናበይ ኣበለ እንዳበከየ
ፍጹም ናበይ ኣበለ ይሕደጋ እንዳበለ
ዝተረፉ ኣዘክሩኒ ከዳዓት ።
መንእሰይ ኩን ከም ኪሮስ ፡ ከም ዘኪ ፡ ከም ዉፈይ፡ ዮናስ ጸኑዕ መትከል።
💙💙💙
💙💙💙
💙💙💙💙💙
✔️👌🤴💙💙 ንሕና ንዕወት።
ኦኦ ኣምላኸይ ምሳና ኩን ሓራ ክንወጽእ👍
❤❤❤❤❤❤❤ኣንቱም ተስፋ ብተስፋ ንኽውን ኣለና ኣንታ ዕልል ❤
ኣምላክ ብርጌድ ንሓመዱ ይመስገን ኣዲስ ድቕድቕ በለ💙💪
ንዓመታ ኣብ ኣስመራ!
ናዓመታ ምስ ኪሮስ ኣብ ኣስመራ ደቅ መለይ ንቀጽል
እመኑኒ ክንዕወት ኢና 💙💪💪💪✅
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ተር ሊዮ ኢዩ ምቅናይ ጥርይ ካልኢ ክንሪኢ ኢና
እግዚአብሔር ምሳኻኩም ይኹን🙏🏼🩵 ጀጋኑ ደቅ ሕድር ደቅ ኤረይ እግዝአብሔር ኩሉ ነገር ዝካአሎ የሕልፋ አይሕበኩም እዩ 👏🏼💙 ዓወት ንውጹዕ ሕዝብና💙🕊️ዓወት ንብርጌድ ንሐመዱ 🩵🕊️💯 ክብር ዝኽር ንጀጋኑና ደቅና ስለ ፍትሕ ዝሐለፉ አብ የማናይ እዱ ይቀበለልኩም ፈጣር 🙏🏼 ንዘለአለም አብ ልብና 🩵💯🙏🏼🕯️🕯️🕯️🌹🌹🌹
ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ጥቃ ዓዱን ሓመዱን ቃል ብተግባር ቀሪብና እና ኣጆና ብጾት👌✌️✅
Asey Bergedey dhri kurub kea Asmera kneatu ena ajana tray eti guezo kexali u💚💙✅💙💚💙✅💚💙✅💙✅💙💙💚
ተስፋና ሰማይ ዓሪጉ ክብሪ ይሃብካ ንሓመዱ 💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪
💙💙💙
Asey Elllll brgiedey nkdmit. Awetna nay gdn 💙💙💙💙💙💙💙
ኪሮስ ኣስፍሓ ክሳብ ናይ መወዳእታ ዓወት ወላ ተዘይ ጸንሐ ብስሙ ዝጽዋዕ ጎዶናን ሓወልትን ክንገብረሉ ኢና ❤❤❤
እሰይ
ምጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጃማምራ ኣጆኹም ኣጆና ኢኣለት ወገንነት ዝብሉ ኣብ ሞንጎ ከያትዉ ጥንቕቅ እና በልና
መሻርሒ ህግደፍ ዝኾኑ እንዳ ኣለለና
ኣብ ከምዚ ካብ ተበጽሐ ሙሉእ ተስፋ ሒዝና ሊና ኣጂኹም ኣጆና❤❤❤
እዋይ ደስ ክትብሉ ደቂ መለይ ምስ ሰማዊት መለይ !!! ክብረት የሀብለይ ንኹር ሐወይ ኪሮስ ጀግና :: love Yemane with my family ደቂ መለይ 💝💙💙💙💙🩵👍🏽👍🏽👍🏽✌🏽🌳💚🍀🌴☘️🌱💙
አምላክ ይሐልኩም ሐሳባት ልብና የስምረልና መለይ ትዕወት🙏🙏💙💙
Viva🎉🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ግርም ህግደፍ ማታ ኣኪላ💙💙💙
Yes bro ❤
yes💙💙💙
እግዚኣቢሄር ጽላል ይኹንኩም ደቂ ኤረይ መዓረይ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Hiji grm. Tesfa alewa iza hager Fetari xlalu yenbrelkum. ❤❤❤❤
Meley💙💙💙💙
ኪሮስ❤❤❤❤
This is only the bigning. Thanks.
Goo bergd nhamedu 👏👏👏from tigraweti ajokum
Yes God with beloved BrgedNhamedu.❤❤❤
King kirosey jegna 💙💙💚💚💚
Thanks Zaki brgied nhamedu yser🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ኣንታ ዕልልልልልልልል 🌹🌹🌹🌹🌹🩵🩵🩵🩵🩵🌺🌺🌺😭🌺😭😭👌👌👌👌👌👌
አምላኽ ምሳኹም ይኹን ዕውታት ኩኑ እዞም ደቀይ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
ኣጆኩም ናይና ❤💛💙💙💙💪💪💪💪✊✊✊ ደቂ መለይ ንቅድሚት ኣምላክ ይሓልኩም ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ 😢 ኣብዚ ኮሞት ግን ባራዩ ሲኢነዮም 😂 ብዝኮነ ዓወት ንዓኩም ይምኑይልኩም 💙💛💙💛💙💛❤️💙💛💙❤️💪✊👑
Keriba ya ta brhan zhbeilu xelam godagudi ydleyu nsn wun kdfena yen 💙💙💙
Kiros always was telling us his priorities are bringing the free Eritrea for real Eritreans. Unlike the dictator and his slaves who always want to destroy our people and country, but now the table is turning and near to make the game over for real . God bless you all
💙🆓Blue (ዛ🏖ኪ) Revolution!🆓💙
ቁረጽ መንእሰይ ሕጂ ያ ታ ግዜ ።
Tesfa zheb srah naybhaqi Thanks zaki
ዛኪ ጅግና👌
Edmeni tenan brgedinhamedh asey zeykemizis tadle 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ክብረት የሃበሊና በርገደይ ናይ ኣዲስ ኣበባ
Alena absherkum ✊️
❤❤❤❤ proud of you Adiss Abeba Brger Nhamedu
Thanks you 🙏🙏🙏❤️❤️🥰🥰🥰❤️❤️🥰❤️🥰❤️🥰
Thanks, zaki 🎉🎉🎉hji grm kiros natna jgna 🎉🎉
Good is good .keep going together guys . Meleyyyyyyy 💙 💙 💙
ኪሮሰይ ብዓል ሓቂ ኣቦ መንእሰይ❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💪💪💪💪Bargeday
ንሃመዱ ተተላኢሉ ጸላኢና ሃመድ ኪክደን ኢዩ፡✊✊👌
በርትዕ ዛኪ 🙏🌿💙
ኣብ ኣዲስ ክንድዚ መንሰይ ነቕሑ ክጽንበር እዩ ኢለ ኣይተጸበኩን ነረ. ሕጂ ግን ገርምኒ ተሓጉስና ካ. መለይ ካብ Giesen መበገሲና ኣስመራ እያ ከተዕርፍ
💙💙💙
Alena keman zeyteamena zeykedna
@@Freeworld-k8r ኣጆኹም ካብ ሃገርና ኣሳድዶምና ዕድልና መጻኢና ኣጸልምቶም ካብ ወለድና ፈልዮምና ክንሶም. መከራናን ሽግርናን በሓጎስ ክጽንብሉ ከነፍቅድ የብልናን
ገዛ ጸቢቡና ውዒሉ ኣሎ ኣብ ቀጻሊ ሞ ኣሽሓት ከምንኸውን ግድን ዩ።
ዋውውውው እሰይይይይ ደይ ከምዜአ ንደሊ አጆና ጥራይ ፈከት እካ ከይንብል 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏
🙏🙏🙏AMEN! 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾😍😍😍💯
ኣጀኩም ደለይቲ ፍትሒ ሎሚ ኣዲስ ንዓመታ ከኣ ዓድኩም ❤❤
Wow Asey Aseyyy Regime is change 💙☘️💙💙💙☘️💙💪💪💪
ጉዳይ ተወዲኡ ሕጂዳኣ እዛኣ ነውራም ውድብ ሞታ ኣኪሉ ሕጂዳኣ ደቂ መለይ ንቅድሚት💙💙💙💙💙💙💙💙💙👊👊
ዘኪ ከም ወትሩ ጽፉፍ ኣቀራርባ 💙💚
ምሕረት ንህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤
💙🆓✊ኪሮስ፣ ኪሮስ፣ ኪሮሰይይይይይ!!!✊🆓💙
Egzabher yhalkum ahwatey
Sewra knjmr ena forsa brged nhamedu ❤🎉
O Agzabher Amlak Selamna Habena kab skayn Menkeran yaklekum belena❤🎉
ብርጌደይ ሓሳቢ ህዝቡ 💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Welcome zaki💙💙💙👍
Enko be selam mexka zaki bro💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Waaaa naybehaki akurhkumuna 🎉🎉🎉ajokum keribna Ena
Bravo 👏 💙💙💙💙💙💙💙💙
ድሕሪ ቁሩብ ክኣ ዓድና የራክበና።
Wawww congra congra
Good job Nhamedom 💪🔥🔥🔥
Nkulu gize alewo 💙💙💙💙💙💙
ኪሮስ ሓያል ስነጥበባዊ😊😊😊❤❤❤🎉🎉🎉
Zaki hawna 💙💙💙👍
Mestyatna❤🎉❤
Kiros 💪🏽💯👑💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Taknks Ziki ❤️❤️
Wedi mesriaey kon men ykewin💙💙💙💙
እንካዕ ዳሓን መፀእካ መስት
ያት
ሶዶ ሶዶ ኪሮስ ጅግና
Amlake mesakum yekun💙💙💙💙💙
Our hero ❤❤❤
❤❤❤Thank you zaky for sharing this with us ❤❤❤
ዓወት ብቅልጽምና ❤
Egzabher ymasgan Tarik zikir Amlak ❤❤❤❤
ርግፀኛ እየ ኣብዚኦም ውሽጢ ብዙሓት ህግደፍ ኣለው እዮም ተጠንቀቀቁ በርገዳውያን
Entay kkonelka ngereni do belka kirosey kemaka jeganu welidka nhagerna mlaya❤❤❤❤
proud of you bergedeyyy
Ziamnrkum yelen bitegaru ember eritrawyan aykonun
Great ❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቕ መደብ ዛኪ ሓውና ❤❤❤
ሓንቲ ነገር ግን ኣላ ከም ተቓላሳይ ተሰክፈኒ!!!ህግደፍን ብልጽግናን ክሳብ ሎሚ ወግዓዊ ፍትሕ ኣይገበሩን ዘለዉ ::ኣብ Ethiopia ስለ ዘለኹ እየ ከምኡ ዝብል ዘለኹ!!ስለዚ ኣብ ኩሉ ነግራትና ዘይምህዋኽ ወይ ድማ ርግእ ኢልካ ስራሕ ካ ምስራሕ ከገድሰናዩ ❤
Meley 💙 💙 💙
Kiros jigna🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💚✌️
❤❤❤❤
hiji grem brigade nhamedu Addis Ababa 👍👍👌👌💯💯✅️✅️💙💙👍👍👌👌💯💯✅️✅️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Berged nehamedu is our only hope ✊💙💙💙💙✊✊✊
Ab hilmi tinebru alekum 😅😅😅😅long live our hero presedent ESEYAS AFEWERKI AND HGDEF
Brgiedawyan selam wilna 🫡❤😇😍😍🤩
ጀጋኑ ብርገድ ንሐመዱ ❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙
Shikornati hawetey ayni abaykum ydefen Amlaki miskm ykini❤❤
🌹🌹🌹🌹💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤