gere emun part 111 | ገሬ እሙን ክፋል 111

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 706

  • @Isaac_wedi_Humera_Tigray
    @Isaac_wedi_Humera_Tigray Год назад +412

    ደቂ ዓደይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብ Like 👍 ፍቕሪኩም ግለጽለይ ሓውኩም ኢሳቅ ኢየ ካብ መዓስከር ሱዳን 🇸🇩

    • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
      @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ Год назад +23

      ኣንሕናውን ንፈትወካ እና ማዓረይ ብሰላም ናብ መረበትኩም ይምለስኩም😍😍😍

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 Год назад +9

      አንሕናውን ፍትው ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን

    • @ጋልወይንአየ
      @ጋልወይንአየ Год назад +4

      ሓዊተይ ❤🙏

    • @newuaq1125
      @newuaq1125 Год назад +7

      አንሕናውን ንፈትወካ ኢሳቅ ሓውና ብሰላም ላብ መረበትኹም ትምለሱልናስ እግዚአብሔር ፅላል ይኹንኹም🙏🙏💛❤️

    • @ሕልፍቲጋልተዋህዶ
      @ሕልፍቲጋልተዋህዶ Год назад +3

      ወላ አንሕና ፍትውትው እና ነብለካ ወዲእነዋይ❤

  • @ወዲወይን-ዘ4ጘ
    @ወዲወይን-ዘ4ጘ Год назад +112

    ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦና በብዘለናዮ ካብ ሕማቅ ነገር ይሓልወና ድቅ ሪመይ ሃገርና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና!🙏

  • @iguuey5124
    @iguuey5124 Год назад +65

    ሓወኩም ሳሚ ካብ ስደት የመን ፉሉይ ቦታ (ራጎ)ኣድናቅኹም እያ ደቂ ሃገረ ትግራይ lik እስኪ ወቅጡ

  • @Gereemunentertainmentt
    @Gereemunentertainmentt Год назад +26

    ዋይ አቡነ አረጋዊ አቦና ደብረ ዳሞ ገዳም ዘይከድና ሎሚዘበን ንቀፃላይ ብሰላም የፅነሐና ፈጣሪ ተጋሩዎይ።🙏🙏

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ Год назад +18

    ናይ አዴና ቅድስቲ ኢዮሊጣን ህፃን ቅዱስ ቄርቆስ በረከት ረዲኤት አይፈለየና ፅንዓትን እምነትን ኣይፈለየና
    ናይ ዓመት ሰባት ይበለና አሜን ፉቁራተይ 🥺👏

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray Год назад +318

    ብስም ሃገረ ትግራይ Like 👍 ግጨውኒ ደቂ ዓደይ ደቂ ሩባይ
    👇

    • @tesfamriyamsemere8588
      @tesfamriyamsemere8588 Год назад

      Kkkk

    • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
      @Yonas_Wedi_Humera_Tigray Год назад +5

      @@tesfamriyamsemere8588 🤮🇪🇷🤮🇪🇷🤮 ረሳሕ መንነት ኣልቦ

    • @dc8625
      @dc8625 Год назад +1

      ከምዚ ጽቡቕ comments ጽቡቕ እዩ።
      ሓዉካ ወዲ ሰሜን ትግራዋይ

  • @alem8634
    @alem8634 Год назад +138

    ኣያ ተከስተ ዝናፈቀ እባ ላይክ ይተሓባበረና ባች

    • @guft5997
      @guft5997 Год назад

      ናፊቅናዮም እኮ

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ Год назад +25

    ቅዱስ ጀወርግስ ናብ ኣፍ ደገ ሰላሙ የብቀዐና 🤲🥺

  • @Blue_2024
    @Blue_2024 Год назад +25

    ሰላም ንዓኩም enda gere emun kab delayi Selam Eritreawi hawkum ❤❤❤

    • @kerkebedeley
      @kerkebedeley Год назад +4

      Love you so much ካብ ሓውኻ ትግራዋይ

  • @ሊሊ_8ዐ
    @ሊሊ_8ዐ Год назад +52

    እንዳ ገሪየ እሙን እንዃዓ ብሰላም መፃኣኩም ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ልህዝብናን ልዓድናን 👏😍😍😍

  • @bibiagame9923
    @bibiagame9923 Год назад +43

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩዋይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም ደቂ ደይ✝️💒🙏🕊💚

  • @rcftcg3667
    @rcftcg3667 Год назад +17

    😂😂😂😂💞💞ዘራኣቡሩኽ 💗💗💗💗💗💗💗💗💗💞💞🙏🙏🙏ሙሉእ ሰላሚ ይመልሰልና ተጋሩዋንንን 💗👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ

    ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሰምበተ ክርስትያን ተጋሩዋይ💛💛💓💓💊💙
    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም አንዳ ገሬ ብሉፃት ይበል መልኣክቲ ዞም ናተይ💓💓💛💛💊💊

  • @saba_Gal_Maykadra_Tigray
    @saba_Gal_Maykadra_Tigray Год назад +13

    ተመስገን ፈጣሪ ድሕረ ክልተ ዓመት ረኺበዮም ዝፈትወም ገዛ እንዳ ገሬ እሙን ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም I♡U so much ♥️

  • @RaKi-ri2ks
    @RaKi-ri2ks Год назад +9

    አምላክ ናይ ቤተሰብና ጥዑም ወረ የስመዐና ኣሕዋተይ❤️ቤተሰብ ኩሉ ነገር አዩ🥺❤️💛

  • @samssm111
    @samssm111 Год назад +13

    ገሬ እሙን በጣም እወዳቸዋለሁ 😘😘😘😘😘ትግርኛ በቻልኩ ደስ, ይለኝ ነበር 😍😋

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Год назад +51

    ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረልና እንኳዕ ንፃዲቕ ኣብነ ኣረጋዊ ኣብፀሐኩም❤💞❤💞💞💞❤💞

  • @aabigerye7636
    @aabigerye7636 Год назад +64

    ዝተባረከ ዝተቀደሰ ብሩክ ሰንበት ይኩነልና ክቡራትና🥀🙏🙏

  • @mbrhitgbrhwt1521
    @mbrhitgbrhwt1521 Год назад +34

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት💖♥💖♥💖♥

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም Год назад +23

    *_እንኳን ደህና መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ፍትዋተይ እግዚአብሔር ሰላምኹም የብዝሓዮ_*

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Год назад +5

    ኣውሩሸይ ጀግና ክፈትወካ እንዳገርየ ተናፈቅቲ ዘይትምነዉ 😘😘😘💖💛💝💝💝💝💞💞💞💞💐

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ Год назад +14

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ብጣዕም የቀንየልና ክብል ይዴል ብበዓል ጥምቀት ናብ ራያ መፅእኹም ምስ ህዝብና ስለ ዘኽበርኽሞ ዳዓመታ ከምዝ ብሰላም ብጥዕኛ የፅንሕኹም ቡሩኽ ቀዳመ ሰንቤት ይግበረልና ትግራይ ትስዕር

  • @rozanatesfay8585
    @rozanatesfay8585 Год назад +51

    ብሩክ ሰንበት ክርስትያን ይግበረልና አሕዋት 💖💖💖

    • @henislmahri1423
      @henislmahri1423 Год назад

      ❤❤❤❤💘💘💘💘💞💞💞💞💓💓

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 Год назад +16

    እግዝአብሔር ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ኣስሕቕኩምና
    እንዳ ገሬ እሙን
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @mahlettadesse6444
    @mahlettadesse6444 Год назад +155

    ቅዱስ ጀወርግስ ኣቦይ ሙሉእ ሰላም ግበረልና ጎይታይ መዓረይ 🙏

    • @selamselam2670
      @selamselam2670 Год назад +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @lilitylility4864
      @lilitylility4864 Год назад +1

      ኣሜን🙏🙏🙏💒💒🌾❤

    • @1231-p4f
      @1231-p4f Год назад

      አሜን ፫

    • @mimitekulu7296
      @mimitekulu7296 Год назад

      ኣሜን 🙏🥰

    • @elania8332
      @elania8332 Год назад

      How about they are cursing the name of God??
      This(ገሬ እሙን)drama series contains blasphemy against God by saying “God damn it”... It's wicked and if it's said deliberately you will be condemned by committing unforgiven sin!! Take heed to The Word of The Living God b4 it's too late!! Matthew 12:31-32 “Therefore I say to you, every sin and blasphemy will be forgiven men, but the blasphemy against the Spirit will not be forgiven men. Anyone who speaks a word against the Son of Man, it will be forgiven him; but whoever speaks against the Holy Spirit, it will not be forgiven him, either in this age or in the age to come."
      ማቴዎስ 12 (Matthew)
      "31፤ ስለዚ ንሰብ ኵሉ ሓጢኣትን ጸርፍን ዘበለ ይሕደገሉ እዩ፡ ነቲ ንመንፈስ ዝጸረፈ ግና ኣይሕደገሉን።
      32፤ ነቲ ኣብ ወዲ ሰብ ገለ ዘረባ ዝበለ ይሕደገሉ እዩ፡ ነቲ ኣብ መንፈስ ቅዱስ ገለ ዘረባ ዝበለ ግና፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዀነ፡ ኣብታ እትመጽእ ኰነ፡ ኣይሕደገሉን እዩ፡ እብለኩም አሎኹ።"

  • @milkyashabtom8208
    @milkyashabtom8208 Год назад +19

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣንዳ ጌረ ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና ይሕዋት።

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 Год назад +30

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም እዳ ገሬ እሙን ❤❤❤❤❤ ንኩላትኩም አመንቲ ተዋህዶ እንካዕ ንፃዱቁ አቡነ አረጋዊ ወርሓዊ በዓል ብሰላም አብፀሐኩም🙏❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ሰላም ንኩሉ ዓለም😇❤🥰

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 Год назад +9

    ብመጽናዕቲ ዝወጸ comedy ኪፍ ዘለዎ ብሓቂ ❤️❤️❤️

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh Год назад +2

    እንዃዓን ሰላመሰ መፅኩም ተጋሩ ማዕረይ ለማዓንቲ ናይ ፅድቅ ኣቦነ ኣረጋዊ ባዓል እዩ እሞ ፆሎቱሞን በረክቱሞን ኣይፈለይና ሰላምን ፍቅሪና ንዓድናና ንህዝብናና የዋርደልና ኣንስ ከም ለማዕንቲ ታሓጉሰ ኣይፈልጥን

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Год назад +13

    እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ምቁራተይ እንዳ ገሬ እሙን😍👌

  • @ዲኒ3290
    @ዲኒ3290 Год назад +3

    ጀጋኑ ናትና እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም💊💊💊💘💘💘💘💘💘💘🙏🙏🙏

  • @Haya-wo6xz
    @Haya-wo6xz Год назад +20

    እፍፍፍፍ ተመስገን ወጋሕታ ኣቲሒዘ ዝተ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰👌🥰🥰ፀበኩ እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም

  • @meramera7646
    @meramera7646 Год назад +11

    ዕንቃዕ ብሰላም መጻኹም ጎሮቤትና ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና🙏🙏🥰🥰🥰

  • @ብርሃንጋልትግራይ-ወ4ጐ

    ደቂ ሃገረ ትግራይ እንኻዕ ብሰላም መፃኹም ናይ ኣቦና ኣባነ ኣረጋዊ ፀሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና

  • @ccccf2259
    @ccccf2259 Год назад +7

    እንኳዕ ብድሓን መፃኩም ፉትዋትና ደቂ ተዋህዶ ዋይ ንኣምነ ኣረጋዊ ፃዲቅ ፆሎት በረኮቶምን ኣይፈለየና💊

  • @hannahmihtsun9237
    @hannahmihtsun9237 Год назад +7

    ኣምላኽ ኣቦይ ሰላም ግበረልና ትጋሩን &ኤርትራን ጽቡቅ ስራሕ

  • @helulve1698
    @helulve1698 Год назад +11

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋርዋኒ 💛❤️🙏
    ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣሜንንን💛❤️🙏

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ Год назад +5

    ዝተባረቀን ዝተቀደሰን ሰንበተ ክርስትያን ይግብረልና ተጋሩዋይ

  • @ሽምኽእዩመዝሙረይድንግለይ

    እዳ ገሬ ንፈትወኩም ማዓት ብሩክ ስንበት🙏🙏🙏

  • @telela_media
    @telela_media Год назад +27

    🌼ብሩክ ስንበት ክርስቲያን ይግበረልና💐

  • @ksanet12147
    @ksanet12147 Год назад +1

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ምንጪ ሰሓቅና እግዛብሄር ኣምላክ ድማ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ምቁራት ፍጥረት🙏🙏🙏♥️♥️♥️💊💊💊

  • @selam801
    @selam801 Год назад +181

    ለዓመታዊ መታሰብያ ክብረ በዓል ጻድቁ አቡነ አረጋዊ እንኳን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች መልካም ዕለተ ሰንበት

    • @Blue_2024
      @Blue_2024 Год назад +12

      Tigrinya xhafi no more amharu Hgdef 😂

    • @ጋልመቀለ
      @ጋልመቀለ Год назад +2

      @@Blue_2024 😹😹

    • @Blue_2024
      @Blue_2024 Год назад +1

      @@ጋልመቀለ 😂 haqey eye

    • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
      @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ Год назад +4

      ስቅ በል አት ሓፍተይ ስርዓት ሓዝ ወይስ ኣማርኛ ካኣልት ጎበዝ ንክትበሃል ደልኽ እኽ በል ጎበዝ ቀፅልሉ

    • @mbrhitgbrhwt1521
      @mbrhitgbrhwt1521 Год назад +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና💖♥

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 Год назад +16

    ስድራና እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ሙሉእ ሰላም ንህዝብናን ንትግራይናን🙏ሰላም ንደቂ ሰባት🙏💚
    እሞሲ ገዛ ምግዛእ ሐዚ ኣየክፍእን ማለት ድዩ ዝኒሀ😁😎

    • @sameramohamed1571
      @sameramohamed1571 Год назад

      የከፍእ እባ ጋል ሪመይ ኣነሰ ይገርምኒ እዩ እኮ ዘሎ ኣብዚ ሐዚ ግዜ ገዛ ዝገዝኡ ዘለውስ እንታይ ተኣማምነም እየም😥

  • @aliAli-om9xg
    @aliAli-om9xg Год назад +3

    ብሩክ ሰንበት ይግብረልና ደቂ ትግራይ

  • @edon7537
    @edon7537 Год назад +35

    አንኮዓ ብ ሰላም መፆአኩሙ እንዲ ገሬ ኡሙን ደቂ ረመይ Like ብ ሸም ዓብየት ትግራይና 😍💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w Год назад +7

    እንክዓ ብሰላም መፃእኹምና ተጋሩዋይ ❤❤👏

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Год назад +12

    እንካን ደሓን መፃኩም ምንጪ ሓጎስና ደቂ ሪመይ ሰስኑለይ❤💛❤💛😍😍😍😍😍😍😍🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊💛❤💪👏✊

  • @dc8625
    @dc8625 Год назад +1

    ካብ ሕልናና ሕጊ ኢዩ።
    ክተርር ዘለዎ ጅግና ኣያ ጆኬር ❤

  • @lemlem-e2t
    @lemlem-e2t Год назад +2

    ኣብርሸይ ሽኮር ሳሓቁ ደስ ክብል ኣይዘኩም ኩልኩም ፍትውትው💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @samri92
    @samri92 Год назад +85

    ገሬ እሙን እንካዕ ደሓን መፃእኩም❤️💛

    • @henislmahri1423
      @henislmahri1423 Год назад

      እንካዕ ደሓን መፃእኩም 💖💖💖💖💘💘💘💘💘💘❤❤❤❤💞💞💞💞💞

    • @elania8332
      @elania8332 Год назад

      How about they are cursing the name of God??
      This(ገሬ እሙን)drama series contains blasphemy against God by saying “God damn it”... It's wicked and if it's said deliberately you will be condemned by committing unforgiven sin!! Take heed to The Word of The Living God b4 it's too late!! Matthew 12:31-32 “Therefore I say to you, every sin and blasphemy will be forgiven men, but the blasphemy against the Spirit will not be forgiven men. Anyone who speaks a word against the Son of Man, it will be forgiven him; but whoever speaks against the Holy Spirit, it will not be forgiven him, either in this age or in the age to come."
      ማቴዎስ 12 (Matthew)
      "31፤ ስለዚ ንሰብ ኵሉ ሓጢኣትን ጸርፍን ዘበለ ይሕደገሉ እዩ፡ ነቲ ንመንፈስ ዝጸረፈ ግና ኣይሕደገሉን።
      32፤ ነቲ ኣብ ወዲ ሰብ ገለ ዘረባ ዝበለ ይሕደገሉ እዩ፡ ነቲ ኣብ መንፈስ ቅዱስ ገለ ዘረባ ዝበለ ግና፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዀነ፡ ኣብታ እትመጽእ ኰነ፡ ኣይሕደገሉን እዩ፡ እብለኩም አሎኹ።"

    • @PurposeDriven4U
      @PurposeDriven4U Год назад

      🛑‼️regarding to the show 👉🏿"U guys are SO EVIL in using God's name as cuss❗️Whether u know it or not, u are preparing yourselves for destruction and hell‼️ U love sin and popularity more than God 😭😭😭 Oh, repent NOW before it's too late❗️❗️❗️❗️"

    • @Mecr7444
      @Mecr7444 Год назад

      @@elania8332 ሃጠው ቀጠው

  • @znawuabadi7105
    @znawuabadi7105 Год назад +4

    "እንተ ሓሊፍለይ ለ ብሰንክካ እያ ተሓሊፈ ለ ብስንክካ እያ"😂😂😂 ኣያይ ዘራኣቡሩክ

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr Год назад +10

    እንዳ ገሬ😂😂እንካዕ ብሰላም መፃኩምልና ኣጆኩም ንበሎም ኣብ ደገ ዘለና ትግራይና ለለ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እስኪ🙌♥ትግራይና ኣባና እዩ ሓገዛ ሙሉእ ሰላም ንኩከነልና ለለ ናትና ግደ ይከውን ዝተፀገመ ብዓቅምና ትግራይና ገና እያ ቡዙሕ እዩ ዘድልያ😔so miss you tegaruwani💙

  • @fethanags
    @fethanags Год назад +27

    እንካዓ ዳሕን መፃኩሙ እንዳ ገርየ እሙን💓💓💓

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ Год назад +15

    እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ💛♥️♥️♥️♥️♥️💛💛💛💛♥️♥️♥️♥️♥️😍😍😍

  • @merrytube8231
    @merrytube8231 Год назад +8

    ኣብርሃም ዝልብመሉ ጊዜ ዝናፈቆ እሰኪ ከምዙ ከማይ😂ከከከከከከከ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Год назад +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ምንጪ ሳሓቕና እንዳ ገሬ እሙን ብሉፃት ናትና❤❤❤💞💞💞

  • @Ericom1
    @Ericom1 Год назад +12

    I don’t know why but I love this program- thank you for sharing ✌🏾🥰 Omer from Eritrea 🇪🇷

  • @titigaltigray
    @titigaltigray Год назад +17

    እንኳዕ ሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤️💛

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- Год назад +16

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤💛

  • @ሜሪጓልትግራይ-ጀ8ጸ
    @ሜሪጓልትግራይ-ጀ8ጸ Год назад +6

    ሰላም እግዚአብሔር ኣምለክ ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣብና አሪጋዊ በረኩትም ምስ ኩላትና ይኩን ደቂ ሐላለ መሬት ትግራይ 🔥ንዓዲናለ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና🙏

  • @slamh1298
    @slamh1298 Год назад +8

    እንቆዕ ብደሓን መፅኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት ምንጪ ሰሓቀይ💞💞💞💞💞💗💗💗💘💘💘💘

  • @mizangaljunta7609
    @mizangaljunta7609 Год назад +3

    ዘብረኣብሩክ ንደቅካ ብከብዶም ኣይትቅፀዓዮም ወለድና ከምኡ ኣይመሃሩናን

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ Год назад +32

    ዳንኤል ናበይ ኾዩዱ ለይተምፅኡዎ ዝናፈቅኩሞ ኣለኹምዶ

    • @sooqusaabya3831
      @sooqusaabya3831 Год назад

      ኣነ እንየኩ ዝናፈቅክዎ

    • @ማምየዓለመይ
      @ማምየዓለመይ Год назад

      @@sooqusaabya3831 🤗👏❤️

    • @hayathad3525
      @hayathad3525 Год назад +1

      ማራ እምበር ዋይ ጠሪዕናኮ ዝሰምዐና
      ሰኢና🤔 ናይ ሰላም ድዩከ ጠፊኡ ዳኒ😥😍😍

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 Год назад

      Yafalatekeyy do mameya????

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 Год назад

      @@hayathad3525 yafalatkey do????

  • @mkm4736
    @mkm4736 Год назад +8

    ኣሰይይይ ፈውሲ ጭንቀትና❤❤❤❤💊💊💊👏👏

  • @fikr9286
    @fikr9286 Год назад +2

    አምላክ ብብዘለኹሞ ሰላም ጥዕና ያብዘሓልኩም ተጋሩዋይ ትግራይ ዓድናውን ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ..ጉሉ አሜን

  • @AaAa-ho2ps
    @AaAa-ho2ps Год назад +2

    ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦና በብዘለናዮ ካብ ሕማቕ ነገር ይሓልወና

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 Год назад +10

    ቀልዲ ምስ ቁምነገር ፅቡቅ ስራሕ🙏❤️

  • @kidanewoldeabraha429
    @kidanewoldeabraha429 Год назад +5

    ብርኩ ዕለተ ሰንበት አቱም ብሩካት ትግ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ዕባይወጀራት-ጐ5ቨ
    @ዕባይወጀራት-ጐ5ቨ Год назад +13

    እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መጻኡኩም 😘♥️💊💊💊💊

  • @mdeigal7oenderta356
    @mdeigal7oenderta356 Год назад +18

    ኣንዃዕ ዳሓን መፃኡኩም ተጋሩዋይ ለይክ እስኺ ሃብና❤😍💊💘

  • @ssss3486
    @ssss3486 Год назад +6

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን❤️❤️❤️❤️🌹🌹

  • @salamasa3794
    @salamasa3794 Год назад +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ ሙቁራት💊💊💊💝💝💝💝💞💞💞💞💖💖💖💗💗💗💘💘💘💘💘

  • @Gal-shire23
    @Gal-shire23 Год назад +8

    ናይ ስሓቀይ ምንጪ ገሬ እሙን ሰላምን ራህዋን ደቂ ዓደይ ❤️🥰🥰

  • @ሰላም1323
    @ሰላም1323 Год назад +11

    እንኳዕ ድሓን መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን💛💛💛

  • @sdln4714
    @sdln4714 Год назад

    እንኳዕ ናብዝይ አብቀዐና ህዝበይ ዝዝቀደመ ተመስገን አብ ስደት ዘለኩም ብሰላም ናብ ወለድና የርክበና አሜን😘🙏

  • @ጋልትግራይ-ኈ2ዀ
    @ጋልትግራይ-ኈ2ዀ Год назад +6

    እንካዕ ደሓን መፃኩም ፅሩያት
    ግን ኣብ እንጀራ ምቁፅፃር ኣቃርፅዎ ኣብ ትግራይ ከምኡ ኢሎም ወለድና ኣዕበዩናን ቅድሚ ኩናት ኣትሒፅኩም ጠመይመይ ናበልኩም ጥሜት ኣምፂኢክሙልና
    ከምኡ ከኣ ኣብርሃም ኩሉ ግዜ ከም ሃሰስ ገይርኩምዎ ለዉጢ ግበሩ ከመይ ገይርካ ካብ ጥሜት ወፂካ ቆፂርካ ዘይዉዳእ እንጀራ ንረኪብ ኢልኩም ተመራመሩ እንዳ ዘብራእብሩ ዋላ ሓንቲ ለውጢ ኣይረአኩን ዘለኩ

  • @medilove9633
    @medilove9633 Год назад +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ዳገሬ እሙን♥️♥️♥️😘😘😘😘😘

  • @አኽሱምትግራይ
    @አኽሱምትግራይ Год назад +1

    እንዳ ገሬዋይ ኸዋኽብትና💛❤️💛

  • @aliAli-om9xg
    @aliAli-om9xg Год назад +4

    እንኳዕ ዳሓና መፃኩም ደቂ ሃገረይ ትግራይ

  • @abrehetselomon.1001
    @abrehetselomon.1001 Год назад +6

    ደቂ ሃገረ ትግራይ እንኳዕ ብስላም መፃኹም 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @TsritigalAtsbiTIGRAY
    @TsritigalAtsbiTIGRAY Год назад +5

    ብሩኽ ሰንበት ክርስትያን ይግበረልና ተጋሩዋይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና🙏💞 እንዳ ገሬ እሙን ድምቀት ሰንበትና ንበሩልና ደቂ ሓላል መሬት💊🙏😍

  • @መስጋልተዋህዶ
    @መስጋልተዋህዶ Год назад +4

    ጌታሆይ ሰላምና ሙሉእፉፁም ግበረልና 👏👏👏

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen839 Год назад +4

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም አዳ ገሬ እሙን😘 ምጭሲ ሰቅና 😂

  • @tdf1948
    @tdf1948 Год назад +4

    ለምለም ዓይነይ እወዶ ኽትብል ከላ ደስ ክትብለኻ ❤️❤️❤️

  • @ጓልመምህረተኽለ
    @ጓልመምህረተኽለ Год назад

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሽኮራት እንኳዕ ኣብፅሐኩም ዓመታዉን ወርሓዊን ተሓሰብቦም ዝብዕሉ ብዓላት ደቂ ተዋህዶ ሰላም ነቲ ዉፅዕ ህዝብና🤲♥️

  • @ሸረኒ
    @ሸረኒ Год назад +8

    ኣምላክ ኣቦይ ሙሉእ ሰላም ግበረልና እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሽኮሪናታት ♥️💛❤️🤍🕊🙏

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ Год назад +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤️💛❤️💛❤️💛

  • @dfghgfvfaydh3201
    @dfghgfvfaydh3201 Год назад +4

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ በሉ ንአይለ ረአይሎይ ገዛ ❤❤❤##

  • @አፁነኝየተዋህዶልጅ
    @አፁነኝየተዋህዶልጅ Год назад +10

    እንኳዕ በሰላም መፀኹም ደቂ ሓላል መሬት❤❤

  • @ጡሉልሚድያ
    @ጡሉልሚድያ Год назад +8

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም😘😍😘😍❤❤😘👌👌👌

  • @hemoo_sl9005
    @hemoo_sl9005 Год назад +1

    ኣሰይይይይ ተጋሩዋኒ ሙርፃት ዘርኢ መን ከማኩም💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💋💋💋

  • @sjsughjdjd1130
    @sjsughjdjd1130 Год назад +12

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም 👏👏👏❤💛❤

  • @ኩሉወዮኩሉወዮ-ኀ7ዠ
    @ኩሉወዮኩሉወዮ-ኀ7ዠ Год назад +7

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም ገዛና ምቁራት😘

  • @ስንዱሓፍቲኪሮስsndayo

    ብሩክ ሰንበት ክብሪቲ ደቅ ዓደይ
    እንካዕ ን ፃድቑ አቦና አብነ አረጋዊ ብዓል አብፅሐኩም ፆሎቶም በረከቶም ይሕደረና አሜን

  • @ሚሊጋልትግራይ
    @ሚሊጋልትግራይ Год назад +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይይ 🙏🙏🙏💋💋😘😘😘😘

  • @Brktitgray
    @Brktitgray Год назад +7

    አንኻዕ ደሕና መጻአኩም ኣንዳ ገሬ አሙን ከመይ ድየ ዝፈትወኩም 🥰

  • @geret1212
    @geret1212 Год назад +3

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ገሬ እሙን❤️❤️❤️😘😘😘❤️

  • @mebrhitglakesehi6632
    @mebrhitglakesehi6632 Год назад

    ዋውውው ደስ ዝብል መለእክቲ እያ
    ገዛ ምሺጥ ብጣዕሚ ካዊሩ እዩ ዘሎ ከም ዝቅንስ ሰሩሑ👌

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад +5

    እንኳዕ ብድሓን መጽኣኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤💛💋ምንጪ ሓጎስይ😃

  • @Blue_2024
    @Blue_2024 Год назад +15

    Welcome Enda gere emun ❤
    Like ngberelom riekum suq ay tbelu

    • @Mayawi_1
      @Mayawi_1 Год назад +1

      Lehasi lehas has aytbel

    • @Blue_2024
      @Blue_2024 Год назад +2

      @@Mayawi_1 😂😂 hrr bel kkk ms kulu eye fqri amlak tefaqeru eyu zbl 😂 Tegaru ka kemay hbreteseb eyom ata denbya denkoro aregit amharay neta sharmuta gahba adeka aboy afltni bela wediza kedis

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 Год назад +2

      ዓለም ቦሻዕ ካብ ሓሳድ ጎረበት ይስውረና አምላክ

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 Год назад +1

      ክሽኒ ክቡር ሓውና ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ

    • @Mayawi_1
      @Mayawi_1 Год назад +1

      @@Blue_2024 wedi mebelet 😂 hager albo