Eritrean Comedy ሰበይ sebey
HTML-код
- Опубликовано: 5 июн 2019
- New Eritrean comedy 2019 ሰበይ Sebey
Daniel Tesfagergish -jiji ዳንኤል ተስፋገርግሽ { ጂጂ )
Saron Bereket ሳሮን በረኸት
Grmay Mekonen jignu ግርማይ መኮነን ጅግኑ
Songs
1st Music at the Restaurant
Leminey by Robel (Barya) coming soon
2nd Music at the Restaurant
Dlayey eki. by Dawit Teklesenbet ( Shilan)
• Eritrean Music ዳዊት ተኽለ...
3rd Music at the Bar
Habeney by Atewebrhan (Ato) coming soon
in 4k uhd (High Quality) filmed in Asmara Eritrea. Presented by Selam Multimedia.
Subscribe: bit.ly/ሳብስክራይብ
Facebook: / selammultimedia
twitter: / selammultimedia
Instagram: / selammultimedia Развлечения
ክክክክ ዋይ ሞሲባ፡ ካብ ዝገርመኩም ግን ከምዚታት ከየጋጥም፡ የሕዋት ከይንኸውንሲ ጓል መን ኢኺ ካበይ ገለ ኢልና ከይ ንሓትትሲ ዓሌት ገለ ሓቲቱ ከይንበሃል ስቅ ኢልና ንኣትዋ ከምዚኣ ኸኣ ተጋጥም፡ ርእይቶኹምስከ ሓናጥጡ ሓባይብ፡ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ናይ ኣሕዋት ትሓትት መሲልካ ዓዲ ምጽራይ ከኣ ኣላ ያ ጀምዓ እወ ክያሮ ምሕካያ ቸሪኒ ዝኾነ ግዜ ገለ በሉስኪ ፍቕሪ ምስ ኩሉ....
ዝከበርካ ሓወይ ኣብዛ ርኢቶኻ ሓሳበይ ክህብ እታ ዓቕመይ ዝፈቕዳ፣ማለት ከም ናተይ ርድኢት እቲ ምሕታት ኣይኮነን ዝጽላእ ኣብ ከምዚ ናይ መብስቦ።ከይሓተትካ ደኣ እሞ ክኸዉን እኮ ኣይክእልን እዩ ምኽንያቱ ክትላለ ከለኻ ዉን እኮ ትሓትት ኢካ ዘለኻ።እቲ ሕማቅ ነገር ግን ምስ ሓተትካ ወይ ምስ ሓተትካ ነገር ምስ ፈለጥካዪዮ ሲኢቡ ዝመጽእ ሽግር እዩ እቲ ዝኸፈአ።ከመይ እንተበልካ ንኣብነት ዓሌትነት ዝበሃል እኮ ከምዚ እዩ ዓጽሞም ከምዚዮም እዚኦም ኣብዙ እዩ ዓዶም፡ወዘተ ኢልካ ዝመጽእ ምፍልላይ ደኣ እዩ እምበር ምሕታት ኣበይ ኢኪ?ጋል መን ከይበልካ ደኣ እሞ ክብድ ዝበለ ይመስል።ድሒሩ ምስ ስድራቤትካን /ቤታን ምልላይ ክመጽእ ምኻኑ ተረዲእኻ ኣስፊሕካ ምሕታት ጸገም ዘከዎ ኮይኑ ኣይስመዓንን። እዚ ክብል ከለኹ ግን ናተይ ርኢቲ እዩ!
ክክክ ኒሲካ ኢካ ጠኒስካ
@@tefeshimaryam323 ጽቡቕ ኣለኻ ሞኬ 100% ምሳኻ ይሰማማዕየ ፡መንእሰያት ሎሚ ንሰብ ከም ሰብ ጥራይ ተቐቢልና ፍቕሪ ኣቐዲምና ክንከይድ ክንደይ ሰናይ ነገርዩ፡ ሎሚ ኣባናዩ ዝቕየር ዘሎንበር ኣቦታትናስ መገሺ ክኾነና ኢሎምዮም ካብ ርሕቕ ዝበለ ከይዶም ንመውስቦ ዝሓቱ ኔሮም ተዘይተጋግየ፡ ብዝኾነ ኩሉ ካብ እግዚኣብሄር እንድዩ ባዕሉ ጎይታ ንሓድሕድና ፍቕሪ ንክንረክብ ንጹህ ልቢ ይሃበና፡ የቐንየለይ ኮቤ ሰሰናዩ።
Ataklti Elias eta derfi nay menya eba ngereni bro?
Haqi Tezarbika ab sidet yegatim alo
Saron the best acter eritrea ኢሉ ዘኣምን ንሳሮነይ ዝፈቱ ኣግራጭው
Beten nfetwen mxiakana kltian btami eiye zfetwen so like trah zeykone kala ygbeaka bro lol
Mereb is best actor ever
@Hagrey Eri Menkmaki w
@@lionelmessi3259 saron is one and only best actor ever
@@nebilsami2855 አንታይ ዶ አለ አየ ኣነስ kkkkkkkkkk
ሳሮነይ ዝፈቱ ላይክ pls ደቂ ኤሩ ሓላለተይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ሳሮነይ ዝፈቱ ላይክ
ጂጂ መክሰብ ዓለም እስከ ኣድነቕቲ ጂጂ ላይክ ኣጋጭውኒ
ጃጂ ተካል ችዲ ፍቅርስ ክሽየጥ ኔሩዎ
ከመይ ምሰረሐ ኣቲ ገዛ ክክክክ
ጂጂ and ሳሮነይ 😘😘
ነዊሕ ዝረሳዕኩዋ ናይ ዳዊት ሽላን ደርፊ ኣዘኪርኩምኒ የቐንየለይ!
ጹቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ
ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ።
ከምዚ ኣብዚ ዝረኣናዮ ብሓቂ የጋጥም እዩ ። ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ።
ኣነ ከምዚ ዘጋጠሞም ብዙሓት ይፈልጥ እየ።
ሓደ ዝፈትዎ መሳርሕተይ ነይሩ ኣብ ጥንሲ ግና ኣይበጽሑን ፡፡ እቲ ዕላል ነዚ ይመስል ። ሓትንኡ ምስ ጓላ ትቅመጥ ነይራ ። ንነዊሕ ዓመታት ብሰንኪ ኣብ ውትህድርና ብምንባሩ ምስ ሓትንኡ ተራኪቡ ዘይፈልጥ ብምንባሩ ፡ ሓደ መዓልቲ ንሳ ምስ ኣዴኣ ተባኢሳ ኣብ ሓደ ሆቴል ስራሕ ትጅምር ። ንሱ ከኣ ናይ ኣጋጣሚ ብስራሕ ምክንያት ናብቲ ንሳ ትቅመጠሉን ትሰርሓሉን ከተማ ይከደልኩም ።
ሆቴል ድሕሪ ምሓዙ መስተ ሓደ ክልተ ክብል ምስታ ጓል ሓትንኡ ዕላል ድሕሪ ምጅማር ከይተረደኦም ምስ ብዝሒ መስተ ኣብ ምትንካፍ በጽሑ ።
ነዚ ዝረኣየ እቲ ርጉም ጸላኢና ዝኮነ ድያብሎስ ሓሳብ ልቡ ሰመረሉ ።
በዚ ከይኣክል ናብቲ ሒዝዎ ዝነበረ ሆቴል ከይዶም ብሓደ ሓደሩ ።
ሰዓት ምፍልላይ ምስ ኮነ ኣስማቶም ጥራይ ተለዋዊጦም ። ኣብ ሓጺር ግዜ ፡ ኣደን ጓልን ተዓሪቀን ንግደት ናብ እንዳ ሓብተይ ንብጻሕ ፡ ኣብኡ ከለኪ ደቂ ሓትነኪ ትላለይዮም ኢላ ሒዛታ ናብቲ ሓብታ እትቅመጠሉ ከተማ ከዳ ።
እትው ኢለን ካንሸሎ ምስ ሓፍታ ድሕሪ ሰላምታ ምልውዋጥ ፡ እቲ ወዳ ኣብ ጥቃኣ ስለዝነበረ "እቲ ጸይቂ ወደይ ከኣ እነሃለ " በለተን ።
ሃንደበት እታ ቅድሚ ሓጺር እዋን ዝፈልጣ ጠኒሳ ክትከውን ኣለዋ እምበር ፡ብምባል ካብ ገዝኡ ሃዲሙ ወጸ ። ብዘይፍላጥ ዝገበሮ እንዳተጣዓሰ ምሸት ናብ ቤቱ ተመልሰ ። ኣብ ኣፍ ደገ ምስ በጽሐ ሓዉ ረከቦ ፡ እታ ሰበይቲ ምስ ጓላ መን እያ ኢሉ ምስ ሓተቶ ፡ ዝገደደ ምስ ሓብተይ ጽዩፍ ፈጺመ እንዳበለ ንነብሱ ክወቅሳ ጀመረ ።
ዘይተርፈካ ጋሻስ ጠዊካ ሰዓሞ ከምዝበሃል ሕጅስ ከይደ ምስ ጓል ሓትነይ እንታይ ከምዘሎ ምርድዳእ ይሓይሽ ኢሉ ኣትዩ ። ኩሉ እቲ ብዛዕባ ዘጋጠሞም ኣልዒሎም ካብኡ ብዙሕ ከምዝተማሃሩ ኣሚኖም ካብቲ ሰዓት ንሱ ምስ ዝኮነት ጓል ኣንስተይቲ ምዛር ገዲፍዎ ። ስለዚ ኣሕዋተይ ኣሃተይ ብዙሕ እዩ ከምዚ ዘጋጥም ። ኣብ ርሑቅ ቦታ ተቀሚጥካ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ከነስተውዕለሉ ዘለና እዩ ። ምክንያቱ ሰብ ሰብ ካብ ኮነ መን እያ ፡ ወሎድኣ ፡ ኣበይ ስድራ ይቅመጡ ፡ ምሕታት የድሊ።
ምስ ቤተ ሰብና ክንላለ ኣለና ።
እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላምን ምሕረቱን ይስደደልና ። ኣሜን ።
ክክክክክክክክክ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረ ንስካ ጠኒስካ ክትሓርስ ዝመሰልካ ።ስሓቕ መይተ። ዋውውውው
Amlak n Eritrean ppl haliwley Ajokum deki erey marey
kkkk አዊ ሙግርትኪ ክልምልም ዋላ ኣፍንጫኪ አልዋ ። ገንዘብ ዳ መን ከ ይጸል ጂጂ ኣስሊ ንዝጂ ዝፈቱ አስከ ላክ ሎሚ ኣጥዑሙኒ
ጂጂ ንስኻ ብሓቂ ንኾሜዲ ዝተፈጠርካ ሰብ ኢኻ።ብዙሕ ኢና ክንጽበ
ክክክክክ ፍቅርስ ክሽየጥ ነርዎ ገዛ ከመይ ምሰርሐት ኔራ ኣላ ጂጂ ነብሲ
Azom mksenat azioms🤣ata zftwa nsti zftwo I love you so much sari and jiji ❤❤❤❤
Saron kab bmexebabeki btefetrawi axebiqa txbq melkea dwn ela tblu aske Like gerkum saron mlesluna nbel
ቅርሺ ተለካ ኩሉ ይቐርበካ ቅርሺ ተዘይብልካ ኩሉ ይርሕቐካ"ናይብሓቂ ዘረባ። ኣድናቂትኩም እየ ምጭዋት @#ደቒኢረይ
አውይ ቅርሺ መዓልቲ
ጽብቅቲ መምሀሪት እያ እሞ የሕዋትና ጠንቀምቀም ኣይትበላ ወዲ ተባዕታይ እቲ ዝመጽእ ሳዕቤና ኣይምልከቶን እዩ ኢንታይ ዲኣ ነታ ሸጥ ኣብልዋ ዝከይድ ጥራሕ እዩ ዝጋየ። ብተወሳኪ ኣብ ስሕታን ክትውዕላ ኢንተኮንክን ቅድሚ ምውዓላ እታ ጉዳይ መን እዩ ወዲመን ኣበይ ዓዱ ኣድኡ ኣቡኡ የሕዋቱ ኣዝማዱ ብዕላል ኣምስልክን ክቲፈልጣ ጻዓራ ካብ ውዲ ሐቲነክን ቆልዓ ከይትሐቁፋ ንብለክን። 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷
Selam Multi Media xbuk srah btami ena nesgnekum kemuwn zfetwom tewasati bmka om btami eye thaguise DEKI EREY AMLAK TSLALU YENBRELKU LOVE YOU DEKI EREY SHKORINATAT 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thank you so much we love you too
Jiji & titi xebuk serahe naye bahaki ayetefuna bela eyukum abeti karaketer tesamamu bahansab serhu qexelewo ❤️❤️❤️
Welcome daqe Eritrean enka beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajoka
Batami mahrti film
Mekniyatu betsbe meflat maera kenday agdasnt alewu kabza film temahar so dani betami xubk shrah like Guy's
kkkkkk ጂጂ ያዓኸ ጉቦ ኣይኮነን ዝባሃል እዚ ይግቦኦ ቅቅቅቅቅ
welcome jiji shkor kemey dika mekseb Entay emo mhsas kelasi bzuh aynfakern ena ember nice eu zebl srahka zebele wegeney so kexlelu &thanks so much my dear
thanks Dani azia maharit comedy bluz comedian ika.......
Ab katma kalku warida Mes Rakuwa Bxame Harifa Maxi bijaku bisim Saronay and Dain bLike fangna Abilune
Wow ezi eyu comedy zbehal... Meharin Azenagaen. Mainas kurub eski kabzi temehar degimka.... kab gzie nab gzie tdekimena aleka .
I’m dead by laughing 😆 omg lol 😂 Jiji is my best Comedian 🇪🇷🇺🇸❤️🙏
Kemaka reiye ayfelten kulom nufqat Yom MO aykemakan gigi bravo
ክክክክክክክክ ማራ ጽብቅቲ ድራማ እያ ብፍላይ ኣብ መወዳኣታ ዘላ ሳሓቅ ወዲኣትኒ ኣጁኹም ይሕዋተይ ካሓርእ እዩ ደልዩ
የቀንየልና
Gele aynet deki ኤራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🤟🤟🤟🤟
ንዝርዲኦ ድኣ ዓቢ መሰጅ ኢዩ ኣጆኩም ዞም የሕዋተይ ቅጽልዎ።
የቀንየልና ካብ ልቢ ነመስግን
very good finishing,
kestilulu ,
kab haukum ethio-tigray.
Thank you so much
❤
Aythazuley enber mejmerta mes reakwa mewdeta felitey nere i think bezuh seb terdiato tkwen eya so abe kexalie ajemamera tetenkeku so nic comady mesay zsemamae eska like ygber
ክክክክክክክክክ እውይ ፊሊም ማራ ደስ ትብል ሳርቲ ሽኮር
Naybehaki like habuley please
Saron sweetie ❤️❤️
Saru mkrti enkae dehan mexakum deki eri mukurat ftret eske nsaru teftwu abzi like rgexu deki eri
Woww selam multi media i am proud of you 😍 saron sweet and nice Job gays thank'you 👌
Thank you so much
Kkkkkkkkkkkkk እዋይ ሞስባ ክክክክክክክክክክ ክትቅጽል አለዋ ዝኩሉ ትጽብይ ቀንናስ ኣንጠልጥልኩም ትገድፉና ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
Jiji nd Saru kef alekum kee it up
Nsaroney zfetu like Agarchu
Jiji shkor. Ezi gubo aykonen yigibuo u zbahal 😀😃😀
Nice movie Shakorinatat ajokum kexlwo deki eri saroney mkrti l love you
Thanks
Kemakum 's wala Million .👍
Wawww amazing jiji asli
Waww nay jiji comedy tray wun aykonen mhari enkolay eyu
Mantile entay eilki anta mantile tray eyu zbla zeyblna enber kulu alo kid atika azz
Kalay zrya zelobsi likey yhabeni 2020 11 24 zraya
Saroney konjo 😘♥️🇪🇷🙏
Jiji kkkkkkkkk ata mhrer kkkkkkkkkk
ንኽሎም ዉሩያት ተዋሳእቲ ደቂ-ኤረይ like&subscribe ንሃቦም ንዞም ኮባኾብቲ (**)
መን ኢልካ አዞም በላዕቲ ሰብ ህግድፍ ከ
Fkri...geshuu alo...ye zbl.....kkkkkkkkk.....ayttfana jiji......ms meserahtka xbuk srahh
ናይ ብሓቂ ምሃሪት ፊልም thanks የሕዋት
Thank you so much
Jiji meksen ajokum koxlwe
Enkae ayni zwexi aykone resinayo
Mkedna ala jiji kkkkkkkkk
ሳሮነይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሽኮረይ ።
Ayamnekn iye nsle zereba keytkoni ala jiji mehrer GBU
ፍቕሪስ ክሽየጥ ኔርዎ 😂😂😂😂
ጂጂ መሕረር ክክክክ ንሳሮን ድማ ኣረኻኺብካላ፡እሞ ድማ ንሓብትኻ ካብ ሰብካ ምፍላይ እዚ ዩ ትርፉ!
ንዓይ ሲ እቲ ኣብ ቀረጻ ዝጋገይዎ ልዕሊ እቲ ፊልም ኬፍ ይህበኒ ክክክክ
ክክክክክክ ዋይ ጓል ደኣ ረብሓ ያ በቃ ፎ አደድድድድ
Saron star art😗😙😚
ሳዕቤን ስደት እዚዪ😢😢😢😢
Wawwwww kife zelekum saron qexlwu nic one
Jiji mehrer kkkk nic job
Btami mehari zikone so kexilo.. ...azom nay Europa tewasati ( Yakil, yakil, yakil, )
እዚኣ comedy ናይ ብሓቂ ምሃአኢት እይር ቤተሰብካ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ
I Love You Saroneyyy
ናይ ብሓቂ ዓቢ ስራሕ nice
Wellcome deqi eri
Dji saroney shekakurr
Jiji shkor goyta comedy♡♡♡♡♡♡!!
ክክክክክ ብከመይ ናብ ዝይ ምጽና ኢንዲኢ ህታል ምናልባት ምጽይ ክይ ክውን
እዋይይ ዝገንዘብ ልባ ሸው ዋይይይ ኣነ ግዲ
ክክክክክክክክክ ፍቅሪ ክሽየጥ ነርዎ ክክክክክክ
I like the film jeje nice job
No disrespect but i love this lady she is extraordinary actress
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንፉዓት ጂጂ ጎበዝ
በጃኹም ዛ ደርፊ ናይ መን ያ
Dawit shlan bro
❤️❤️❤️❤️
Dawit Shlan
ክክክክ ኬፍ ዘላታ ስራሕ ጊን ክትቅጽሉላ ኣለኩም ሳሮነይ ጽሪቲ ኩለን ማራ እየ ዝፈትወኪ😍😘
Ewt
Frser
saron the best
ሳሮን ሽኾር keep it up
Antum seba #saroney thare do tkewn
Ewey mugertkie kelemlem😂😂😂😂👍👍👍👍
Ya jemea haxira ember anyway nice job
Ezi mueugrtki senbua moyta diy gela😀😀😀
ሳምምምቡእእ! ኣላ ጅጂ።
Saroney fshkta amela 😍😍😍😍
Saroney tfetu❤️
well come deki erey
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ይበል ፊልም መልክቲ ዘለዎ ተባታይ ፊልም እንዳ መስገና ኢና ጽቡቅ ስራሕ
የቀንየልና ካብ ልቢ ነመስግን
Nay mudey gal
Saron shkor i like
ቤላ ስራሕያ ንፉዓት።ዘጋጥም ነገርዩ ኣብ ሂወተይ ከማን ኣጋጢሙኒ ኢዩ።
hhhhhhhhhh deke eri like
ካብተን ዘስሕቓኒን ኣዚየ ዘድንቀንን ሓንቲ ኢያ ሳሮን በረኸት ቀጽልዮ
Kexbeya endiye xenihe gele aynet saroney Mara Mara mehmem
kkkkkkkkkk eway sabu da mase dege wexyu kkkkkkkk
Sarona harif kexllu
Saroney Meqerti yeak tekedimna enber metesergekuki nere habibty
Bet frdi keyblu bet Megbi eloma😂😂
Wowww xbuk srah deki erey
Qexlwo
Sari nay lbey.
thank you so much
Selam Multi Media @you welcome habibi.
አይዛቹሁ
ከርናፍ ውጺ ኣድጊ
Good job jiji
DANY 💙 SARON.