Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ከማኻ 100 ወሎዶ ብዘይ ምጥርጣር ሃገር ምለወጡ ። ናይ ባሓቂ ዳኒኤል እግዛቢሄር ጥበብን ምስትዉዓልን ሂብካ ኣሎ ኣጂኻ በርትዕ።❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዝኸበርካ ወዲ መምህር እዛ ትዛረበላ ዘለኻ መጽሓፍ ናይ ሳንጹ ቅድሚ 40 ዓመታት ኣብ ሜዳ ኤርትራ ንማሃራ ኔርና። ሽዑ ወዲ 17 ዓመት ብምባረይ ብፍጹም ይርድኣኒ ኣይነበረን። ዘይምቅረካ ምብላዕን ዘይርድኣካ ምንባብን እቲ ኣየጽግብ እቲ ኣየዕግብ ዝበልዎ ከምዚ ከማይ ምስገጠሞም ኢዮም። ክብሪ ይሃብካ በቲ ዉሕሉል ዝኾነ ኣቀራርባኻ ምስ ኣቕረብካያ ብጣዕሚ ደስ ኢሉንን ብዝበለጸ ክርድኦ ኪኢለን። ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ሕጂ ወዲ 57 ዓመት ኢኻ ማለት ድዩ😂😂 ዋይ ኣምላኽ ኣቦይ ይቕረ ግበረልና ምስ ኣቦሓጎታትና ኢና ኣብዚ ሚድያ ተሰጢሕና ዘለና😅😂
@@Mendelay_10መንእሰይ ኢኻ ተመሃር ግዜካ ተጠቀመሉ፡ እዚ ትሕጪጨሉ ዘለካ ብረት ኣልዒሉ ኣንጻር ጸላኢየይ ዝበሎ ንእስነቱ ዝወፈየ'ዩ ንስካ ከኣ መንእሰይ ክንስኻ ኣብ ኣርዑት ባርነት ትነብር ኣለካ
@@Mendelay_10 timeherti edeme ayfeleyen eyu, nay wedi meher tihizito kea kem TikTok tihizito aykonen.
@@Mendelay_10kigrem hasibe kabbarya txibeyo iyu.. television miray aymlketon wedi hamusa.. barnet rgum
@@ቀንዴልሓርነት ትም በል በጃኻ ወልሓንቲ ክብረት ኣይግብኦን'የ ከዳዕ ዝኸብር ኔሩ ተዝኸውን ይሁዳ ነብሱ ኣይምሓነቐን ነዚ ኣረጊት ሕጂ ብምንታይ ተኽብሮ🤣🤣
ጽፉፍ ስራሕ ዳኒ ጽብቕቲ መረዳእታን ዓባይ ትምህርትን የቐንየልና ❤❤❤❤
ነዛ ቪድዮ 2 ግዜ ሰሚዐያ፡ ሰሙናዊ ብውሕዱ ሓደ ግዜ ዝሰምዓ ይመስለኒ💙
ኣታ ዳኒ እዚኣ ደዳ ሓቂ ዝረባ ስራሕ ሻዕብያ እያ ።
ትኽክል ብዙሕ ነጥብታት ረኺበ ወዲ ኣፌ ነዛ መጽሓፍ ኣንቢብዋ ኔሩ ከይከዉን ሻዕቤላ ቤላ 😂❤❤❤
ዳኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ጽፉፍን ኣቀራርባ
Why 125k ሳብስክራይብ ጥራይ እንታይ ኮይና ቁምነገር ዘይንፈቱ ኣነ ኣይርድኣንን እዩ
He doesn't really deserve it, he deserves more 555k💙✍🏽.
💙👌🏾💯
ናይ ብሓቂ ዲዩ ኣይኮነን ምስ ግዜ እዩ ወገነይ ስማዕ ጥራይ ዘድልየካ ውሰድ so Thank you ❤
ኣይክርምካን ኣርክተይ በዝኾነ ኣጆኻ ኣልና ነህና 💙
ህዝብና ኣብ ሴክስ ኢዩ ደሎ
ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካን ዝፈትወካን ብርኪ ፍልጠትካን ብልሕኻን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ እሞ ቀፅለሉ እናበልኩ ፍቃድካ ተኾይኑ ተንብቦም መፅሓፍቲ ሃሰው በለና❤❤❤❤
ዳኒ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ብቅዕቲ መረዳእታ ቀጽሎ 💙
ብጣዕሚ ተመስጥ መጽሓፍ ያ። ብትግርኛ ተተርጒማ ክትሰምዓ ክኣ ተመሳጥነትይ ወሲኹ።💙🙏
ውውው ብሱል መጽኣምጺኢካ ዳኒ!2ይ ክፍል ግበረላ!💙
For what reason this video .
@@Offlinesave ትግሪኛ ኣይርድኣካን ዲዩ
@@Offlinesaveንኣፍልጦ እምበር ንምንታይ ደኣ ? ንምንታይ ድዩ ተጻሒፉ እቲ መጽሓፍ ሰብ ክመሃረሉ ዘይኮነን።ብኣወንታ ረኣዬ።don’t look at it negatively.🎉
Verygood book, ambessa zi hawey. You have my full support. Best Regards Ephrem Tewelde
ጥበብ ኲናት፡ ኣክንዲ ናይ ኲናት ጥበብ፡ ስጋ በጊዕ፡ ኣክንዲ ናይ በጊዕ ስጋ፡ ሓው ኣቦይ ኣክንዲ ናይ ኣቦይ ሓው...
I read it before U summarized it very well.Well done 👏 👏
መርሓባ ኮርዒዳ እንቓዕ ዳሓን መጹ 💙💙💙💙💙💙
ነብስካ ሓሉ ሰበይ ካብዛ ድድዕ ሓፍትካ ተጠንቀቅ ኣቃልቦ ደልያ ከይትቃለሰካ ምኮን ንስካ ሰብ ኢካ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿
ኑፉዕ ዝወደይ
ካብዛ መጽሓፍ ዓሙቅ ጥበብ ዝተመሃርክዋ፡ ነቲ ንከይትቃለስ ክስዕረካ ዝቃለስ ሓይሊ ክትካለሶን ተቃሊስካ ክትስዕሮን ተረዲእካ መደብ ክትሕንጽጽን ከም ዘለካ ተረዲአን ተቂማትንን። ክልእ ዝተመሃርክዎ ምስ ጸሓፍኩ ግን ባዕልኩም ከተንብብዋን ናትኩም ርድኢት ክትወስዱን ደስ ስለ ዝበለኒ ኣብኣ ትኣክለኒ። ግን ጽብቅቲ መጽሓፍ እያ ኣንብብዋ/ያ። ከምኡ እውን የቀንየልና ዳኒ ዓርከይ ስለ ነታ ካብተን 10 ብሉጻት ዝፈትወን መጽሓፍተይ ምቅራብካ።🎉🎉🎉
ጽቡቅ ዝኮነ ርድኢትን highlight 🎉🎉😊
Smart man ezia neberged nahmedu agdasit koyna rekibya aleku
Willkommen dear bro🎉
Hello Dani, wow interesting! the right message on the right time. Thanks
ሰላም ወዲ መምህር እዛ መጽሓፍ ኣንቢበያ ብጣዕሚ መሃሪት'ያ፥ ጾሚቃ ምቅራብካ ድማ ደስ ዝብል'ዩ። ቀጽለሉ🙏🥰💙ሕቶ! ንምንታይ ኢኻ ተሰቁርካ?
kem kiefu nay msquar dea
You are, no doubt, a gifted communicator. I really hope that your life manifests your passion for knowledge.
What's really surprising is, if you have read this book, how is it u don't understand TPLF plan for Eritreans. This is what TPLF deed to Eritreans for the last 20 years. You r a product of it.
🆓💙ወዲ🙏መምህር U R deeply & truly Journalist!!🆓💙
Edmen tenan anta teum wedey ! 💙🌿💙👍🙏
Nice dani jgna kem wotru xubuq srah 💙🌿💙💙🌿🌿💙
12:50 Fri, 28 Jun 🙋
Welcome bro ❤️
You're the best dani brother 🎉🎉🎉
Bay far, the best explanation ❤
ሸኽሱ ዝኾንካ ሰብ።ኬፍ ኢኻ ትህበኒ ዳኒ ቦይ❤❤❤።
welcome ቡሉጽ ሓውና 💙👌
Merhab 💖 👈🏽
Thanks for sharingብዙሕ ተማሂረ
ጽቡቅ መደብ ከም ኩሉ ግዜ❤
ወዲ መምህ እንተዋሓደ ኣብ ሰሙን ሓደ ጊዘ ክትመፅእ ኣለካ ማራ እዩ መደብካ ዝምስጠና🙏❤
Dani መም ሞኮነን ቅድሚ 2 ዓመት ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ኣቅሪቡዋ ነይሩ ደጊምካ ስለ ዘቅረብካያ ነመስግነካ።
ኣብይ ኣሕመድ ነዚኣ ኣቢቡ እድዩ ንወያነ ተጻዊትሎም
ሱንጹ ናፊቐዮ😂😂😂
😅😅 ትራካበሉ ማዓልቲ የምጻኣልኩም
ኣበይ ትፈልጦ ወረኛ😂😂😂
😅😅😅
😂😂😂
Uyyyy motku 😂😂😂😂😂😅😅😅 ata gdef knebr ndeli ena be sehak temotna tehatati eka 😂😂😂😂😂😂
ወዲ መምህር ቡሉጽ መንእሰይ ከማካ ይብዙሕልና💙🌿
You are amazing with brilliant mind 💙💚🩵🌿🙏
ዳኒ Smart as usually
Shaebya blikie eyom ztkemula eza mexhaf
ኣብ ዓድና'ሲ ሕጽረት ቀረባትን ናጽነትን ጥራይ ኣይኮነን ኣጋጢምና ዞሎ!!!ኣቱም ሰባት ዓድና እንበር ሰብኣይ ሲኢና ሎሚ ቅነ እዞም፡ተቃወምቲ ኣብ ነንሕድሕዶም ኒን ክባሃሉ ቀንዮም ብዘይ ጠቅም ኣርእስቲ!!ከምዚ ናይ ወዲ መምህር ዕብይ ዝበለ ኣርእስቲ ኣልዒሎም ክዛረቡ ኣቅሚ የብለሙን ።እቶም ዓቅሚ ዘለዎም ሰባት ክኣ ማዓንጣ የብሎምን ኤፐ❤❤❤
ምናልባት ኣፍልጦ ዘይብሉ ሰብ ረኺብካ ከይትኸውን ሓወይ ንዝፈተኻዮ ክተድንቅ ኢልካ ከይትኸውን
❤❤❤Welcome back..thanks Dani u r so smart keep going on..am following you..thanks for today
ስንጹን ጀነራል ስብሓት ኤፍረምን ሓደ እዮም👏👏👏
😂😂😂😂
Bog bel adie wiel bxotu yehlifu zihib dea kemey geru ms Sun tzu kwedader 😂😂😂
@@dejengebrhiwet4280 hadami kulom telimom beynu entay kgebr delika tetabaqi serawit b aqmu dehar nhzbi entay hmaq neger gieru yfelt eey tezaribu yfelt
@@dejengebrhiwet4280 wedi segeneyti dika ke
Bravo 👌👌👌👌 Thank you for sharing this with us 👍👍👍👍
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Daniel hansab hansab kea filmtat mehari bmelkiee xmaqu zbelkayo amxalna eski
Wel come black ⭐⭐⭐⭐⭐ 2:02
እንቃዕ መጸኻ ዳኒ በሊሕ❤
ዳኒ ብሉፅ ሰብ❤
Thanks ❤❤❤ for good ideas
Haftkum eye msh ሳብስክራይብ gberuley ba 🥹❤️❤️❤️
ለማኒት ጌረልኪ ኣለኹ ግበርለይ😅
gberuley belu neay kea kgebrelkum eye 😂
Genzebki mearey geyrnalki
Lmenay dengixkum zgeberkumley yeqenyeley ahwatey 😂❤️❤️❤️🥰😘
@@musiehabtemariam7412gerlka aleku nska win gbereley
ወዲ መምህር❤
ኢሰያስ ብከመይ ንዓመታት ይገዛኣና ከም ኣሎ፡ ኣብዚ ናይ ስንጹ ጥበባ ኢካ ትረክቦ።Thank u dani. ኣገዳሲ ስንቂ ሂወት"ዩ።ነመስግን😊
❤❤❤ nice one bro thanks
Incredible analysis wedi memhr❤❤❤🎉🎉🎉🎉
This channel is underrated.great analysis.
Thanks dani kemzi tekami zibelkayo ab semun hade gize tekrbkalan tsbuk neyru 💙💙💙🙏🙏
Well-done dani💙💙
Thanks for good service bro.
Entay nab senxu zekyid aleka ezi dea Sabya kulu texeqimlun teawitlum dani hawey qexlu bzkone ❤🎉🎉
Nsom ke kabey kedihomo eyu eti hto
@@fekarwedifekaratgdin kabza book qedhemo elka aydmdemin eu bro❤
@@DejenZerayሻዕብያ ንህዝቦም ትጠቁሞምሉ ምበር ነየናይ ጸላኢ የለን ሓሶት
@@rushbush7320ktmskir aydelkan ember sltis jeganu eyom dergi ke kemey gerom betinemo b 7 Bret jemerom Tanktat oralat neferti keqaxlu .ktrdeo tezey delka ayrdeakan eu bro .🎉
@@DejenZerayemo hjis zhawey nay balom fetera ewun kkewun ykel eyu eika tbl zeleka bwegeney eaymeslen gn beti koynu beti ezi klu kya giarom si hager ንከበልጽግዋ ክሽገሩ ,ብሰላም ህዝቢ ናብ ዝደለዮ ክቀሳቀስ ክልክልዎ ,ሃገር ናብ ምድረነዳ ቀይሮማ ብሰንኪ መብራህቲ ላንባ ጋዝ ከምድላይካ ዘይምህላዉ ንምንታይ ተጋዲሎም መልሲ የብለይን ንዓይ 🤷
ሕጂስ ድማ ወታሃደራዊ ሊቕ ክኾነልና ደልዩ!!!
Great information Dani bluse wedi hzbi wisue hzbi Eritrea. Thank you for your education….
Welcome Wedi Memher Danny
Bzhu temahire❤
Wedi memher jgna 💯✌️
እንቆ ተወልድካ ዳኒ 🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks you bro 😊👍
❤❤😮😮
👍👍👍👍👍👍
መግለጺ ኣልቦ
Well come wed memehr
enqae natna konka❤❤❤❤
Welcome Dani ❤🎉
Ezom hgdef kulu tmrtom nay zom chainawyan mkanu kabzi tmehar.china rgum😮
Thanks ❤bro Aytfena teray
እዚ ትሕዝቶስ ሻዕብያ ዝተጠቀመሉ ህግደፍ ከኣ ኣብ ዘመና ዝሓመስዎ ይመስል።ብዝኾነ ኣዝዩ ዝንኣድ መግለጺ🎉ኣምላኽ ጥበብ ይሃብካ ዳኒ❤
ጸላኢ ጸላእኩ ዘረባ ጽልኢ አብዚሕካልና እስኪ ገለ በለና ብዛዕባ ሓይሊ ፍቕሪ ዘረባ ጽልኢ ገዲፍካ
ወሓለን ጥበበኛን ወታደራዊ ኣዛዝን ፋላሲፋ ወታደራዊ ሳይንሰ ተመራማሪ'ዩ።
እዚ ሜድያ ናይ ኤርትራውያንሲ ንስካ ጥርሕ ተትመጾ እበር ገሊኦምስ የናውጹና ኣለዉ
Dani jgna 👉🌿💙💙💙🐝🐝✊✊✊✊💙😘
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Ezia dea nay hezbawi genbar teknik endya
teh best ::
ኢዚኣ ደኣ ኩሉና እንተ ሰርሕናላ መን ኢዩ ክሰዓር
Clear🗨
hi dani , i think i am the first one to comment . i haven’t even watched it yet .
🎉🙏🙏🙏
dani💙🌿💙💙🙏
perfect as usual
❤❤❤❤❤❤tseba ste
ሊስትሮ ዓዲ ቀይሕ &ገብራይ ንዑ ኣብዚ ተመሃሩ ሰብ ኣጣቂዕልና ኢልኩም ፖፑሊስት ኣይትኩኑ
Yes you are right I agree with you
Btaemi hanaxi tmhrti Dani 👍
Exellenty go
Dani 👑👍
ከማኻ 100 ወሎዶ ብዘይ ምጥርጣር ሃገር ምለወጡ ። ናይ ባሓቂ ዳኒኤል እግዛቢሄር ጥበብን ምስትዉዓልን ሂብካ ኣሎ ኣጂኻ በርትዕ።❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዝኸበርካ ወዲ መምህር እዛ ትዛረበላ ዘለኻ መጽሓፍ ናይ ሳንጹ ቅድሚ 40 ዓመታት ኣብ ሜዳ ኤርትራ ንማሃራ ኔርና። ሽዑ ወዲ 17 ዓመት ብምባረይ ብፍጹም ይርድኣኒ ኣይነበረን። ዘይምቅረካ ምብላዕን ዘይርድኣካ ምንባብን እቲ ኣየጽግብ እቲ ኣየዕግብ ዝበልዎ ከምዚ ከማይ ምስገጠሞም ኢዮም። ክብሪ ይሃብካ በቲ ዉሕሉል ዝኾነ ኣቀራርባኻ ምስ ኣቕረብካያ ብጣዕሚ ደስ ኢሉንን ብዝበለጸ ክርድኦ ኪኢለን። ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ሕጂ ወዲ 57 ዓመት ኢኻ ማለት ድዩ😂😂 ዋይ ኣምላኽ ኣቦይ ይቕረ ግበረልና ምስ ኣቦሓጎታትና ኢና ኣብዚ ሚድያ ተሰጢሕና ዘለና😅😂
@@Mendelay_10መንእሰይ ኢኻ ተመሃር ግዜካ ተጠቀመሉ፡ እዚ ትሕጪጨሉ ዘለካ ብረት ኣልዒሉ ኣንጻር ጸላኢየይ ዝበሎ ንእስነቱ ዝወፈየ'ዩ ንስካ ከኣ መንእሰይ ክንስኻ ኣብ ኣርዑት ባርነት ትነብር ኣለካ
@@Mendelay_10 timeherti edeme ayfeleyen eyu, nay wedi meher tihizito kea kem TikTok tihizito aykonen.
@@Mendelay_10kigrem hasibe kabbarya txibeyo iyu.. television miray aymlketon wedi hamusa.. barnet rgum
@@ቀንዴልሓርነት ትም በል በጃኻ ወልሓንቲ ክብረት ኣይግብኦን'የ ከዳዕ ዝኸብር ኔሩ ተዝኸውን ይሁዳ ነብሱ ኣይምሓነቐን ነዚ ኣረጊት ሕጂ ብምንታይ ተኽብሮ🤣🤣
ጽፉፍ ስራሕ ዳኒ ጽብቕቲ መረዳእታን ዓባይ ትምህርትን የቐንየልና ❤❤❤❤
ነዛ ቪድዮ 2 ግዜ ሰሚዐያ፡ ሰሙናዊ ብውሕዱ ሓደ ግዜ ዝሰምዓ ይመስለኒ💙
ኣታ ዳኒ እዚኣ ደዳ ሓቂ ዝረባ ስራሕ ሻዕብያ እያ ።
ትኽክል ብዙሕ ነጥብታት ረኺበ ወዲ ኣፌ ነዛ መጽሓፍ ኣንቢብዋ ኔሩ ከይከዉን ሻዕቤላ ቤላ 😂❤❤❤
ዳኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ጽፉፍን ኣቀራርባ
Why 125k ሳብስክራይብ ጥራይ እንታይ ኮይና ቁምነገር ዘይንፈቱ ኣነ ኣይርድኣንን እዩ
He doesn't really deserve it, he deserves more 555k💙✍🏽.
💙👌🏾💯
ናይ ብሓቂ ዲዩ ኣይኮነን ምስ ግዜ እዩ ወገነይ ስማዕ ጥራይ ዘድልየካ ውሰድ so Thank you ❤
ኣይክርምካን ኣርክተይ በዝኾነ ኣጆኻ ኣልና ነህና 💙
ህዝብና ኣብ ሴክስ ኢዩ ደሎ
ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካን ዝፈትወካን ብርኪ ፍልጠትካን ብልሕኻን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ እሞ ቀፅለሉ እናበልኩ ፍቃድካ ተኾይኑ ተንብቦም መፅሓፍቲ ሃሰው በለና❤❤❤❤
ዳኒ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ብቅዕቲ መረዳእታ ቀጽሎ 💙
ብጣዕሚ ተመስጥ መጽሓፍ ያ። ብትግርኛ ተተርጒማ ክትሰምዓ ክኣ ተመሳጥነትይ ወሲኹ።💙🙏
ውውው ብሱል መጽኣምጺኢካ ዳኒ!
2ይ ክፍል ግበረላ!💙
For what reason this video .
@@Offlinesave ትግሪኛ ኣይርድኣካን ዲዩ
@@Offlinesaveንኣፍልጦ እምበር ንምንታይ ደኣ ? ንምንታይ ድዩ ተጻሒፉ እቲ መጽሓፍ ሰብ ክመሃረሉ ዘይኮነን።ብኣወንታ ረኣዬ።don’t look at it negatively.🎉
Verygood book, ambessa zi hawey. You have my full support. Best Regards Ephrem Tewelde
ጥበብ ኲናት፡ ኣክንዲ ናይ ኲናት ጥበብ፡ ስጋ በጊዕ፡ ኣክንዲ ናይ በጊዕ ስጋ፡ ሓው ኣቦይ ኣክንዲ ናይ ኣቦይ ሓው...
I read it before
U summarized it very well.
Well done 👏 👏
መርሓባ ኮርዒዳ እንቓዕ ዳሓን መጹ 💙💙💙💙💙💙
ነብስካ ሓሉ ሰበይ ካብዛ ድድዕ ሓፍትካ ተጠንቀቅ ኣቃልቦ ደልያ ከይትቃለሰካ ምኮን ንስካ ሰብ ኢካ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️
💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿
ኑፉዕ ዝወደይ
ካብዛ መጽሓፍ ዓሙቅ ጥበብ ዝተመሃርክዋ፡ ነቲ ንከይትቃለስ ክስዕረካ ዝቃለስ ሓይሊ ክትካለሶን ተቃሊስካ ክትስዕሮን ተረዲእካ መደብ ክትሕንጽጽን ከም ዘለካ ተረዲአን ተቂማትንን። ክልእ ዝተመሃርክዎ ምስ ጸሓፍኩ ግን ባዕልኩም ከተንብብዋን ናትኩም ርድኢት ክትወስዱን ደስ ስለ ዝበለኒ ኣብኣ ትኣክለኒ። ግን ጽብቅቲ መጽሓፍ እያ ኣንብብዋ/ያ። ከምኡ እውን የቀንየልና ዳኒ ዓርከይ ስለ ነታ ካብተን 10 ብሉጻት ዝፈትወን መጽሓፍተይ ምቅራብካ።🎉🎉🎉
ጽቡቅ ዝኮነ ርድኢትን highlight 🎉🎉😊
Smart man ezia neberged nahmedu agdasit koyna rekibya aleku
Willkommen dear bro🎉
Hello Dani, wow interesting! the right message on the right time. Thanks
ሰላም ወዲ መምህር እዛ መጽሓፍ ኣንቢበያ ብጣዕሚ መሃሪት'ያ፥ ጾሚቃ ምቅራብካ ድማ ደስ ዝብል'ዩ። ቀጽለሉ🙏🥰💙
ሕቶ! ንምንታይ ኢኻ ተሰቁርካ?
kem kiefu nay msquar dea
You are, no doubt, a gifted communicator. I really hope that your life manifests your passion for knowledge.
What's really surprising is, if you have read this book, how is it u don't understand TPLF plan for Eritreans. This is what TPLF deed to Eritreans for the last 20 years. You r a product of it.
🆓💙ወዲ🙏መምህር U R deeply & truly Journalist!!🆓💙
Edmen tenan anta teum wedey ! 💙🌿💙👍🙏
Nice dani jgna kem wotru xubuq srah 💙🌿💙💙🌿🌿💙
12:50 Fri, 28 Jun 🙋
Welcome bro ❤️
You're the best dani brother 🎉🎉🎉
Bay far, the best explanation ❤
ሸኽሱ ዝኾንካ ሰብ።ኬፍ ኢኻ ትህበኒ ዳኒ ቦይ❤❤❤።
welcome ቡሉጽ ሓውና 💙👌
Merhab 💖 👈🏽
Thanks for sharing
ብዙሕ ተማሂረ
ጽቡቅ መደብ ከም ኩሉ ግዜ❤
ወዲ መምህ እንተዋሓደ ኣብ ሰሙን ሓደ ጊዘ ክትመፅእ ኣለካ ማራ እዩ መደብካ ዝምስጠና🙏❤
Dani መም ሞኮነን ቅድሚ 2 ዓመት ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ኣቅሪቡዋ ነይሩ ደጊምካ ስለ ዘቅረብካያ ነመስግነካ።
ኣብይ ኣሕመድ ነዚኣ ኣቢቡ እድዩ ንወያነ ተጻዊትሎም
ሱንጹ ናፊቐዮ😂😂😂
😅😅 ትራካበሉ ማዓልቲ የምጻኣልኩም
ኣበይ ትፈልጦ ወረኛ😂😂😂
😅😅😅
😂😂😂
Uyyyy motku 😂😂😂😂😂😅😅😅 ata gdef knebr ndeli ena be sehak temotna tehatati eka 😂😂😂😂😂😂
ወዲ መምህር ቡሉጽ መንእሰይ ከማካ ይብዙሕልና💙🌿
You are amazing with brilliant mind 💙💚🩵🌿🙏
ዳኒ Smart as usually
Shaebya blikie eyom ztkemula eza mexhaf
ኣብ ዓድና'ሲ ሕጽረት ቀረባትን ናጽነትን ጥራይ ኣይኮነን ኣጋጢምና ዞሎ!!!ኣቱም ሰባት ዓድና እንበር ሰብኣይ ሲኢና ሎሚ ቅነ እዞም፡ተቃወምቲ ኣብ ነንሕድሕዶም ኒን ክባሃሉ ቀንዮም ብዘይ ጠቅም ኣርእስቲ!!ከምዚ ናይ ወዲ መምህር ዕብይ ዝበለ ኣርእስቲ ኣልዒሎም ክዛረቡ ኣቅሚ የብለሙን ።እቶም ዓቅሚ ዘለዎም ሰባት ክኣ ማዓንጣ የብሎምን ኤፐ❤❤❤
ምናልባት ኣፍልጦ ዘይብሉ ሰብ ረኺብካ ከይትኸውን ሓወይ ንዝፈተኻዮ ክተድንቅ ኢልካ ከይትኸውን
❤❤❤Welcome back..thanks Dani u r so smart keep going on..am following you..thanks for today
ስንጹን ጀነራል ስብሓት ኤፍረምን ሓደ እዮም👏👏👏
😂😂😂😂
Bog bel adie wiel bxotu yehlifu zihib dea kemey geru ms Sun tzu kwedader 😂😂😂
@@dejengebrhiwet4280 hadami kulom telimom beynu entay kgebr delika tetabaqi serawit b aqmu dehar nhzbi entay hmaq neger gieru yfelt eey tezaribu yfelt
@@dejengebrhiwet4280 wedi segeneyti dika ke
Bravo 👌👌👌👌
Thank you for sharing this with us 👍👍👍👍
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Daniel hansab hansab kea filmtat mehari bmelkiee xmaqu zbelkayo amxalna eski
Wel come black ⭐⭐⭐⭐⭐ 2:02
እንቃዕ መጸኻ ዳኒ በሊሕ❤
ዳኒ ብሉፅ ሰብ❤
Thanks ❤❤❤ for good ideas
Haftkum eye msh ሳብስክራይብ gberuley ba 🥹❤️❤️❤️
ለማኒት ጌረልኪ ኣለኹ ግበርለይ😅
gberuley belu neay kea kgebrelkum eye 😂
Genzebki mearey geyrnalki
Lmenay dengixkum zgeberkumley yeqenyeley ahwatey 😂❤️❤️❤️🥰😘
@@musiehabtemariam7412gerlka aleku nska win gbereley
ወዲ መምህር❤
ኢሰያስ ብከመይ ንዓመታት ይገዛኣና ከም ኣሎ፡ ኣብዚ ናይ ስንጹ ጥበባ ኢካ ትረክቦ።
Thank u dani. ኣገዳሲ ስንቂ ሂወት"ዩ።
ነመስግን😊
❤❤❤ nice one bro thanks
Incredible analysis wedi memhr❤❤❤🎉🎉🎉🎉
This channel is underrated.great analysis.
Thanks dani kemzi tekami zibelkayo ab semun hade gize tekrbkalan tsbuk neyru 💙💙💙🙏🙏
Well-done dani💙💙
Thanks for good service bro.
Entay nab senxu zekyid aleka ezi dea Sabya kulu texeqimlun teawitlum dani hawey qexlu bzkone ❤🎉🎉
Nsom ke kabey kedihomo eyu eti hto
@@fekarwedifekaratgdin kabza book qedhemo elka aydmdemin eu bro❤
@@DejenZerayሻዕብያ ንህዝቦም ትጠቁሞምሉ ምበር ነየናይ ጸላኢ የለን ሓሶት
@@rushbush7320ktmskir aydelkan ember sltis jeganu eyom dergi ke kemey gerom betinemo b 7 Bret jemerom Tanktat oralat neferti keqaxlu .ktrdeo tezey delka ayrdeakan eu bro .🎉
@@DejenZerayemo hjis zhawey nay balom fetera ewun kkewun ykel eyu eika tbl zeleka bwegeney eaymeslen gn beti koynu beti ezi klu kya giarom si hager ንከበልጽግዋ ክሽገሩ ,ብሰላም ህዝቢ ናብ ዝደለዮ ክቀሳቀስ ክልክልዎ ,ሃገር ናብ ምድረነዳ ቀይሮማ ብሰንኪ መብራህቲ ላንባ ጋዝ ከምድላይካ ዘይምህላዉ ንምንታይ ተጋዲሎም መልሲ የብለይን ንዓይ 🤷
ሕጂስ ድማ ወታሃደራዊ ሊቕ ክኾነልና ደልዩ!!!
Great information Dani bluse wedi hzbi wisue hzbi Eritrea. Thank you for your education….
Welcome Wedi Memher Danny
Bzhu temahire❤
Wedi memher jgna 💯✌️
እንቆ ተወልድካ ዳኒ 🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks you bro 😊👍
❤❤😮😮
👍👍👍👍👍👍
መግለጺ ኣልቦ
Well come wed memehr
enqae natna konka❤❤❤❤
Welcome Dani ❤🎉
Ezom hgdef kulu tmrtom nay zom chainawyan mkanu kabzi tmehar.china rgum😮
Thanks ❤bro
Aytfena teray
እዚ ትሕዝቶስ ሻዕብያ ዝተጠቀመሉ ህግደፍ ከኣ ኣብ ዘመና ዝሓመስዎ ይመስል።
ብዝኾነ ኣዝዩ ዝንኣድ መግለጺ🎉
ኣምላኽ ጥበብ ይሃብካ ዳኒ❤