I don't think so they're supporting Getachew that he's not returning tigray territories or people that they belong to those territories so how you support this temporary president of Tigray
It is stupidity to have new transitional government, because the Pretoria agreements applies 1. Displaced peaple must return to their home, 2. Return the territoriale all regions occupied by the enemies of Tigrai must return to Tigrai, 3. Everything needed by the diplaced must be done. After all things are settling in Tigrai, when Federal elections date is annouced all Tigrai partisë must be ready for election that will peace in Tigrai.
እንታይ ይገበር እዩ ሕዚ እቱ ምክፍፉል አይንኡ ፖለቲከኛ ወፂኡ አብ መድረክ ዘዉገዘ መን አሎ?the source is from getachew Reda and tsadkan. አፍቱ ምክፍፉ አሎዉ .why do getachew Reda called banda ?definitely he is working against interest of tigray coporatating with aby Mohammed.. we need election. Not monarch government 😂😂😂😂😂
በትክክል እዩ ህዋሓት በይኑ ሐዚ ትግራይ ክመርሕ አይኽእልን ኩሎም ተቃወምቲ ውድባት ብማዕረ ሰልጣን ሸግግር መንግሰቲ ክምሰረት አለዎ ህዋሓት ቡዙሕ ዕድል ተዋሂብዋ ምሰራሕ አብዋ እዩ ህዋሓት ንህዝቢ ምሕጋዝ ምምራሕ አብዋ ነቂፃ አብቃዓ እያ
ትኽክል ውድባት ትግራይ ኣገንዑ🙏🙏🙏
የመስግን ፅቡቕ ሓበረታ!!!
ትግራይ ፅንዓት ምስ ተጋሩ እዩ ሕዝቢ ትግራይ ሓድነት ብስልጣን ደለይቲ መራሕቲ ኣይብተንን
ጽቡቕ ሓሳብ
ሃገር ህንደይ ደንቆሮ ሃም ልለና ባ የትረስዕ ካውኡ ለለ ልኡኻት ሻዕቢያ የለ ልኡኻት ኣምሓራ ብኣኹም ጎረቤት ኾነ ብኣሕና ጎረቤት ሃምለነሀው ለ ኣብግምት ኣእቲኻ ብዙሕ ኣትሕረቕ ኣነይ ስስኻይ ስለ ህዝብና ሓድነት ዲሞክራሲ የና ልንሟጎት ሰብ ዕላማ ለለ ክብቱንና የኦም ልሰርሑ መድሓኒቱ ለለ❤ ኣለመፍራት ነው ዶ በለ መለስ❤ ኸዚለ ልቶም ኣደታትና ላናሽው መራሕቲ ልውንጅሉ ብለይ ምሕረት ምቅላዕ የኡ እስኻ ግና ኣይትሕረቕ ደናቑር መሊኦም የኦም።
ሰላም ሃገር እንኳን በሰላም መጣህ ❤🖐❤🖐🖐
ትክክለኛ ሀሳብ መምሔር እዩ ልማንም አይውኪል ❤️🙏❤️👌
ትክክል ተንቲንካያ ግን ኣይትፍራሕ ኮነ ኢሎም እባ እዙይ ኩሉ ዝፈልጦእዩ
ይኹነሉ ነዚ ውፁዕ ህዝቢ!
ሰላም ኸቡር ሓውና ነሰንሳቶም ይጨፋለቁ ኹሎም ሐደእዮም ንህዚቢ ትግራይ አይውኩሎን
ትክክል
People of Tigray need time to get strong party that replaces TPLF.
እንዃዕ ብደሓን መጻኻ ሃገር
ዝገርም ትንተና ሃገር ተኽለብርሃን ህወሓት እንትትወድቕ ህዝቢ ሓቢሩ ክወድቕ ተጌሩ ትኽክል ሓሳብ ኣብ ትግራይ ኣማራፂ ፖለቲካ ፓርቲ ከይህሉ ተገይሩ ሓቂ 100% ቀፅለሉ ሃገር ተኽለብርሃን የቐንየልና
ጽቡቕ ልዙብ ኣቀራርባ! ኣብ ባይታ ዘለኻን ሳጵቤናት ናይ ምንህሃርን ዕግርግርን ኣብ ህዝቢ ከምጽኦ ዝኽእል ሳዕቤን ዝርዳኣካን ሓላፍነታዊ ሰብ ክብለካ ይደፍር።
ብኡነት ብኡነት ንዓይ ወድጓል ኢልኩም ናብ ሓላፍነት ዳኣ ኣይተምጽኡንን እምበር ካብዚ ኩሉ መውጣጥ መዳሓንኩም መሰጋገሪ መስሪተ ንትግራይ መድሓንኩዋ ናብ ሓቀኛ መረጻ ኣምጺአ መንግስቲ ተመስሪቱ ናብ ልመዓት ምገስገት ከመይሲ ጉጅለ የብለይን ሻራ የብለይን ሃየ ርእይቶኹም ኣቑሙጡ ኣሕዋተይ ኣሓተይ።
ትኽክለኛ እዩ ክምስረት አለዎ
ኣቂ ዝብላዕ መልእኽት
ኣሕልካ።
ሐቂ ጌዚያመንግስት ከምስረት አለዎ
ንግዝያዊ መንግስቲ ኢሉ ዝወፀሓይሊ ፀፅታ የለን ገለልተኛ ኮይኑ እዩ ፀፅታ ከክብር ዘለዎ
እቲ ናይ መራሕቲ ህወሓት ምክፍፋል ንህዝብ ጎቲቱ ክኣቱ ኣስተዋፅኦ ዝገብራ ዘሎዋ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝነጥፋ ዘቕርቦኦ ሓላፍነት ዝጎደሎ ውግንና የርእያ ኣለዋ ኣብነት ትግራይ ሆራይዘን ፍሪ፣ዛራ ሚድያ ፣ደደቢት ሚድያ...ወዘተ ክእረማ የግባእ። ሚድያታት ምስህዝብ ጥራሕ እየን ክውግና ዝግባእ።
😢
❤❤❤❤😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹
ኣብዚ እዋን እዚ ቲሸርት ኣስሪሑ ኣምልኹኒ ዝብል መራሒ ኣይውድልየናን መሕፈሪ!ሓንቲ ቲሸርት ንሓደ ቆልዓ ክትዕንግል ምግባር ነዞም መራሕቲ ክንደይ ኮን መኽበርናዮም!
ጌተቻ ዳኣ ከብ መዓስዩ ህወሓት ነይሩ።
እዚ ኢዩ ካብ መጀመርያ ውዕል ፕሊቶርያ ክትግበር ከሎ ክኸውን ዝነበሮ እተን ሰልፍታት ኡኮ ባዓንተቦ ሕቲተትን ኣፍሊጠንን ኢየን። ሕጂው ብቕጽበት ክትግበር ኣለዎ።
ብሔራዊ ሕዝባዊ ቤት ምኸሪ ምምስራት ናይ ኩሎም ተናሓሕቲ ፓለቲካ ውድባት ዝሓቀፈ ምምስራት ሓዳስ ትግራይ ምፍጣር እዩ
ማንም ሰረዊት ትግራይ ትጥቁ ከይፈትሕ ምክንየቱ ይርድእክም እዩ
ዕሱባት ኢዮም ግደፎም ተቃዋሚ የብልናን
መጀመርታ እውን ክኮን ዝግቦኦ ዝነበረ እዩ ጹቡቅ እዩ
ሃገር ሓቂ ተዛረብ ፃድቃን ጌና ደጋማይ ንሰገናት ትግራይ ገንሸል ክገብር ምስ አቢ ሽርሒ ተፈጺሙ አሎ
Hasawi eka beleka lekeaka nihebi ayteqmin wey ade halo gedi
ኣታ ዓቅምኩም ዘይት ሓልሙ ሩስያን ይጉዝ ላብያን ሲ ምስ ትግራይ በየን እራከባ ትግራይ ምስ ብያፍራ ኢካ ተናጻጽራ
Nnkah Tegaruwani bejakum
እዞም ከምዚ ኢሎም ዝዛረቡ ክኽሰሱ ኣለዎም።
ሃገር ከማኻ ዝበለ የብዘሓልና
ዓለም ንትግራይ ክበታትኑ ክብን ዕጽዋን ጌይራ ረድኤት ከይ ውሃብ ክባን ዕጽዋን ገይራ ብጥመት ትቀትሎ አላ ልቢ ግበር ትግራዋይ
ናትና ፎሮም ንዝበኣሰ ፀገም ንኸመፅእ ዝደሊ ሓይሊ ኩሉ ዘሳተፈ ሓዲሽ ምምሕዳር ይመስረት ይብሉ ኣለው ኣነ ኣይቅበሎን ዝበኣሰ ውጥጥ እዩ ዘእቱ። መሪሕነት ህወሓት ኣፈላላዮም ብዝሰልጠነ መንገዲ እንተዘይፈቲሆምዎ። ግምት ተኪኡ ክመርሕ ዘለዎ TDF ክኸውን ኣለዎ። ብሓፂር ግዘ ብህዝቢ ዝተመስረተ መንግስቲ ክምስረት ክገብር ኣለዎ።
ኣነ ሕዝውን ክውስኾ ዝደሊ ሓሳብ በኣብዛኛው ትግራይ ዘሎ ገዢ ሓሳብ ናይ ካልኦት ዝተፈለየ ሓሳብ ዘስተናኣግደሉ ምህዳር ክፍጠር ኣለዎ😅
Wala ንስካ Ayterdakan zelo hmak ztshfu zelewu Tegaru Aykonun Atom tgray ktrbesh baalbalna knbalaa zdelyu Atom tselati tgray Ayom Knnekhelom ygbeana
እዚ ኹሉ ሽግር ሒዝካስ ንገለሰባት ምምላኽ
ጌታቸው ህወሐት ኣይኮነን ትጋገለኻ
ኣነ ግን ዓደይ ምንም ከምዘይገጥማ ክላዎ እደሊ
ሀገር ዘሓወይ ሓደሓደ ኣይትጻዕድወን
ደብረፅዮን ዝብሎን ዝሓድጎን ስሒቱ ማንም ታራ ጋሳ ዘይብሎ የሕዝን እቲሓቂ መፅያ ስለስልጣን ንምርካብ እዩ ዝኩሉ ስለሀዝቢ እንተዝከውን ንምንታይ ዘይተፈለጠ ካብ ምባል ክፈልጥ ነይሩ ክፈልጥ ግን ኣይደልን ዘገድሶ ስልጣንእዩ ህዝቢ ኣይኮነን
ካምዚ ዝበለ ዘይሻራዊ ሓሳባት እትርር ኣቢልኩም ምቅራብ ፅቡቅ እዩሞ ቀዥልሉ።
Great edge🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🦻🥲🥲
ናይ ሽረ ወጣት መርኣያ ዲሞክራሲን መጻኢ ትግራይ እዩ
I don't think so they're supporting Getachew that he's not returning tigray territories or people that they belong to those territories so how you support this temporary president of Tigray
@@bibatigray4002 ኣብ ሽረ ጥራሕ ከይኮነስ መላዕ ትግራይ ዝርከብ ወጣት ንጌታቸው ረዳ ከም ዝድግፎ ካብ ብዙሕ ዜናታት ተገሊፁ እዩ። ወጣት ድሕሪ ሕጂ ናብ ስራሕ እንበር ናይ ግጭት ክአቱ ድልየት የብሉን ዝሐለፈ ኩናት 90/100 ዝሞተ ወጣት እዩ። ማንም መርሔ ብዘየግድስ አረጊት አሳራራሐ ክዕለ አለዎ።
@@bibatigray4002 ስለምዕንታይ ደኣ ደብረጽዮን ወዲ ሽረ ኮይኑ ናይ ትግራይ ፕረሲደንት ከም ራያ ወይ ከኣ ካልኦት ከባቢታት ክከይድ ከሎ ዘይቃወምዎ አማሐዳሪ ብከባብነት እንተ ኮይኑ ድሕሪ ሕጂ ናይ ሕወሓት ደቂ ካልእ ከባቢ ራያ፣ ቴንቤን፣ዓጋመ፣ እንደርታ አይከዱ ማለት ድዩ በቲ ናትካ አጋላልጻ ?
@@bibatigray4002 አብ ትግራይ እቲ ዝበዝኸ ከባቢ ትግራይ ዝድግፍ ጌታቸው ( ጊዚያዊ መንግስቲ ) እዩ ደብረጽዮን ዝድገፍ ብከባቢኩም ጥራሕ ሰለዝኮነ ናይ ከባቢኩም አማሐዳሪ ክትገብርዎ ትክዕሉ ኢኩም
ሃገር ኣነ ናትኻ ሓሳብ ብጣዕሚ እዩ ዝምቸወኒ እቶም መንደርከም ሓንቲ ዓርሳ ዝኻኣለት ዓዲ መሲሎም ዝዝዛረቡ ሰባት ማንነት ዘይብሎም ወይድማ ትግራዋይነት ዝረስዑ እዮብ። ህዝብና ክሰምዖም የብለውምን።😅
,Busul tigraway hasab endika tekimt zeleka neten tsegmatbezeymhret nekiska mewtsae entehaweeskan konjo nehanatsi hasabatka kibree alnie
ናትና ፎሮም ሓደ ህወሓት ጥራሓ ክህሉ ግድን ኢዩ ካብዚ ወፃኣ ናይ ባዓሉ ወድብ ብውልቀ ወዘተ ምንቅስቃሰ ተጋሩ ብግድን ንፈቅድ ክንኮን ኣለና። ባንዳ ዝባሃል ንውሽጢ ሓዲጉ ብደገ ዝሕገዝ ውሽጣዊ ዓቅምታት ዘዳኽም ደንቆሮ እዩ።
Huhhhhhh
Do not empich Bothism
ለኽባጥ
Getachew ewy ewy wrdet ab kdmi hzbi
Ere ayetidekis
It is stupidity to have new transitional government, because the Pretoria agreements applies 1. Displaced peaple must return to their home, 2. Return the territoriale all regions occupied by the enemies of Tigrai must return to Tigrai, 3. Everything needed by the diplaced must be done. After all things are settling in Tigrai, when Federal elections date is annouced all Tigrai partisë must be ready for election that will peace in Tigrai.
Don't behave for one group
ትግራይ ንኽትሓዊ ህወሓት ዝበሃል ድርጅት ስሙን ስርዓቱን ካብ ትግራይ ክጠፍእ አለዎ ። ብቀደሙውን ንኤርትራ ንኽትግንፀል መታን ብኤርትራውያን ኮነ ተባሂሉ ዝተወደበ ድርጅት እዩ ።
ነቂፅካ ዘለካ ንስካ ኢካ
ሃገር ንፉዕ ጋዜጠኛ ኢኻ አቀራርባኻ ሓሪፍ እዩ ቀፅለሉ ክትውስኾ ዘለካ ዝብሎ ግን ጋሻ እናዓደምኻ እዋናዊ ፖለቲካዊ ትንታነታት ተተቕርብ ይብል
ሰራዊት ትግራይ እጥቁ ይፍታሓ ዝብሉ
ዝብሉ ሰባት ብትግርኛ ቋንቋ ዝጥቀሙ ሰባትዮም ውሸጦም ደማ ናይ ፈሸሸታውያን ቅርሺ ዝበልኡሞ ውለት ንምምላሰ እዩ!
ንሰኻኸ ህዎሓት ጠፉኡ መን ይምጻኣ?
ተዛረብለኻ ጌታቸው ባንዳ ኣይኮነን ተብልለኻ እተዘይኸውን ጉባኤ ንምታይ ጸሊኡ እዙይ ጸሊኡ ትግራይ ብገንዘብ ብጎጥ ክፈላልይ ይጽእርሎ ሰለዚ ንሰኻውን ደጋፊ መሰልካኒ!በዙ ሰኣትዙይ ንትግራይ መሰናኽል ዝኾና ዘሎ ናይባሓቂ ትግራዎይ አይኮነን ወይ ድማ በሊኡ ዘይጸግብ ሰበዩ::
ሃገር ሓውና ኢስካዕ ሎሚ ምዛዊ ኮይንኻ ዝተሕልፎ መልኢኽቲ ብጣዕሚ ኢየ ዝንኢደካ ግን ንስኻ ከምመጠን ናይ ምድያ ሰብ ዘይቲቕበሎ ትኽኢል ኢኻ ግን ተፈተየ ተፀሊአ ትግራይ ናብዚ ቕልውላው ዘኢተዋ ናይ ስብሓት ነትወርክ ምኻኑ ኣይቲጠራጠር ።
Tegrai isn't Hager bro
Ew gidn eyu nkulu zhakof mengist kitayesh alewo
እንታይ ይገበር እዩ ሕዚ እቱ ምክፍፉል አይንኡ ፖለቲከኛ ወፂኡ አብ መድረክ ዘዉገዘ መን አሎ?the source is from getachew Reda and tsadkan. አፍቱ ምክፍፉ አሎዉ .why do getachew Reda called banda ?definitely he is working against interest of tigray coporatating with aby Mohammed.. we need election. Not monarch government 😂😂😂😂😂
ዓቅምኩም ሕሰቡ ትግራይ ክልል ኢዩ ፡ኣብ ትሕቲ ኢትዮጽያ ኢኩም ፡ከመይ ኢኩም ትሓስቡ ይገርም ኢዩ።ምስ ሩሱያን ክላኦትን ትወዳር በጃካ ማይ ዙሑል ተሓጸብ ካብ ሕልሚ ተንስእ
1. ንስኻ ንባዕልኻ ካብ ውግንና ነፃ ዲኻ ?
2.ናይ ባንዳነት መመዘኒ ረቁሓታት እንታይ እዩ ? ትፈልጦ ዶ ?
ተጋጊኻ ገይታቸው ሕወሓት ኣነበረን ኣይኮነን በይናይ መልኪዒ እዩ ገይታቸው ሕወሔት ዝኸውን? ጽግተኛ ባንዳ ሽፍታ ጠንቂ ናይ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ገይታቸው ረዳ እዩ ። ዝተፋናቀለ ህዝብናን መሬትና እንተዘምልስ ነይሩ ክንድግፎ ነይርና ዝኾውን ዘሎ ግን ገይታቸው ኣተግባሪ ሉኡኽ ናይ ኣቢዪ እዩዩዩዩ።
ንባዕልኻ ኣይነበርኩን በል ዕድመ ልክዑ ጌታቸውማ ናይ ህወሓት ላዕለዋይ ባዓል ስልጣን ነይሩ። እኒሆ ድማ።