Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሰላም ይህዋት ናይ ቀንዴል ሜድያ ሕሳብ እዩ እጅምና ንግበር gofund.me/77e4961a
🇪🇷🇪🇷👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
si hzbi Eritrea meleseka wetru awet nhafash 😢
ደቂ ኤረይ ንጉጉይ ሓውኻን ሓፍትኻን ኣእሚንካ ናብ ረብሓኻ ቐይሮ ትብል ኣበሃህላ ክንጥቀመሉ ግዴታና እዩሞ ድሓለፈ ጌጋታት ንፋስ ይሰዶ ኢልና ክንሓቑፎም ኣለና
ሶሎ ሶሎ ሶሎ ብሐቂ መግለጺ ስኢነልካ ባዓል ዓቢ ስነ ልቦና ኢኻ ወዲ መን ዲኻ ከምዚ እንዳገበርካ የሕዋትካ ጠርንፍ ይካአሎ ደስ ኢሉና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ይቅረ ይኹንካ አጆኻ በርትዕ ወዲ ኤረይ ሐላል🌿💞🇪🇷🙏🇪🇷💞🌿
ናአይ ባሐቂ ኤሱ ጅግና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Welcome brother thank you for sharing us your experience . Solo good work keep it up 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ይካኣሎ
Thank you sele hawena unity is our strengths deki Eri jeganu 🌻❤️ ⛪️🇪🇷🕌 ♥️🌻
Bravo ሓው ይካኣሎ ዝወሰድካዮ ስጉምቲ which is out standing 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኒፉዕ በልሒ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ አምላኺ ከማኻ ይብዙሑላ ኒኤርትራ
ዘይ ጋገ ሓደ ፈጣሪ እዩ ካብ ጌጋካ ተመለስካ ብሰላም ምጻእ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🌹🌹🌹💪💪💪🥂✅✅
Yekalo kem shemeka well come back 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks sole hawena welcome yecalo 👍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ይምጽኡ ንሱ እዩ ቃልሰና ዋላ ሐንቲ በጊዕ ክትጠፍአና አይንጀልይን አጀንዳ ናይባዕዳዉያን ሐድነትና ዝበታትኑ አይነሳሰይን አከለ ዓወት ንሐፋሸ 111111❤🎉🇪🇷🇪🇷✍️🇪🇷🇪🇷🌹💪👍👊✊🙏❤️💪👍👊🇪🇷🌹
God blessed both of you and god blessing Eritrea ❤️🙏🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷❤️🇪🇷🌺🙏🌹🇪🇷💕🇪🇷💕🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷🌺✌️💪🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷❤️🌺🌹
ዪካኣሎ ሓወና አንቃዕ ብሰላም መጻአካ ኣንበዳ ብጣዕሚ ዝሕጉስ ዘና አዩ ሃገራዊ መስተውዕሊ መምህር ኢኻም ቅጸሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌷
Seyyyy deki Erei🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበል ትንታነ ንፉዕ ቀጽሎ እንቃዓ ብስላም ተመለስካ ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ገዛካ❤🎉
ጅግና ኤርትራዊ ይካአሎ ብጌግኡ ዝማሀር እቲ ሐቀኛ ሙሁር እዩ ዑቢ መምህር እኻ ጌጋኻ ብምእማንካ
ሰልየ ሓውና ኣዝየ እየ ዘድንቐካ፡ምኽንያቱ ኣብ ሃገራውነትካ ዋጋ ዕዳጋ ዘይተእቱ ብምዃንካ።ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ንሓው ንሓብቱ ኣብ ጌጋ መንገዲ እንተ'ልዩ ብዝትኻእለ መጠን ክንመልሶን ክነረድኦን ናይ ኩሉና ሓላፍነትን ግዴታን እዩ። ኣጆኹም ኣጆና ክብለኩም ይደሊ።ኤርትራ ንኤርትራውያን እያ።
ማሓሪቲስ ምሕረት ክግበሮሎም እዩሞ ቡጻኣን እዮም
Thanks for sharing your experience my dear brother ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏
አሰና አሰና ሓቂ ሓቂ ሓቂ እዚ ሓቂ ካብይ እዩ አታ ብርኽ ሓውና እምላኽ ይባርኽካ ክምዚ ምግላጽካ ልቢ ኩልና አሔጉስካዮ ነቶም ስውአትና ድማ ንሓቂን ፍትሕን ንህዝቦምን እዮም ዝተሰውኡ ስለዚ ህዝቢ ኤሪትራ ብደም ዝጠልቀየት ዝተጠውየትን ዝተአሳሰርና ኢና ዝፈልየና የብልናን።God bless to Eritrea netoin 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘይጋገ የል ካብ ገግኡ ዘይእረም እዩ ህማቅ 👍👍👍
ለከ ተጋሩስ ናይ አቦታቶም ታርኺ ኢዮም ድደግሙ ደለዉ አጆኻ ሂዝብ ኤርትራ ጸንዕካ መኪት ዓወት ካአ ናዓኻ ዩ
Thanks so much solo& yakalo
ናይ በሓቂ ጽቡቅ መደብን ሓሳብን ሶሎ ንፉዕ ፡ ይካኣሎ ከኣ ብጣዕሚ ተባዕን ዝነኣድ ውሳነን በዛ ናይ ሕጂ ውሳነኻ ጅግና ኢለካ ኣለኹ ሰብኣይ እኻ ❤❤❤❤ ።
Eten ztefea baggie nab hezbena melesen yeblu egziabiher wellcome brother
Ekalo enqae dahen metsaka wedi Erey salo hewey btgebro zeleka yehwatna nmles bgrhnet shetet zbelu gega mgedi bselam mtsu yehwatna nakb ❤❤❤❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም ናብ ደንበ ሕውነትን ሓድነትን ኤርትራውያን ተመለስካ ይከኣሎ ሓውና❤
Yikrta slezbelka hizbi Eritrea Chekan aykonen yikre kiblelķa eu. Ab hizbka nay afelalay besela kab zenberu sebat hade mkuanka felitka, nihzbka nimkhas meantaka shet abilka srah . Sebay sebay chino . Kem shimka yikealo kun .ajoka .respect solo ❤❤❤
God bless Eritrea❤
መርሓባ መምህር ይካኣሎ እንቃዕ ብሰላም መፃካ።ቡዙሕ ክንፅበ እና።
ገጋካ አሚንካ ይቅረ።ምባልካ ቢጣዕሚ ጹብቅ ።ብሰላም መጻእ ንስካ ኤረርትራዊ ኢካ አጆካ። ብዙሕ ተቀይርካ ገሪምካ ለቢምካ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
መርሐባ አሕዋት አብ ኤርትራውነትናደው ምባል እዩ ዘዋፅአና:: ♥️🌹♥️🫶
Welcome back home and Thank you Solo Media good job keep it up
ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩን ከቢሩን ይነብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደርፊ የማነ ባርያ ጋቢዜኩም አለኩ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤
💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿ዓወት ንሓፋሽ
Hagery zebele tezekiru yenebir do belkkkkka hhhhhhh
Welcome to HGDF ❤
ሸየጥቲ ሃገር ዋግኦም ክኽፈሉ እዮም። ህዝቢ ኤርትራ ሓብሒቡ ዘዕበዮም እዮም ኩሎም።
Yeakalo welcome determine decisions great job well done
ሰላም ይካአሎ መሪሐባ መሪሐባ🎉🎉🎉🎉
Welcome comeback brother
Well come abi hawna thanks
ጠፊኡ ዝነበረ ሓውና ተመሊሱ ኣሎሞ ኩልና ንተሓጎስን ንፈሳህን ።
Xubuk endyu gn mtnkak adlay eyu mknyatu buzuhat adnagiromuna eyom speziell zg darin wancha yblu debamat
Merhaba wade eri ajoka eritrawenet kebur manenet ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪️🙏🙏🙏
Yes 🇪🇷🇪🇷♥️♥️😍😍👍👍
❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Eritra went kubur mennet yes 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
Nice song ❤🥰🙏🇪🇷
❤❤❤ Aklilu tefeno ❤❤❤
መርሓባእ ይኮኢሎ እንቋዕ ደሓን መጻእካ.
Awet nhafasc ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Thanks solo hawna &yekalo welcome knblka ina ajoka ❤️🧡💛💚💙💕💞🇪🇷🎉🥰
Ykaalo hawnaAnkuobdahan mexaakaHbun eretrawi❤❤❤❤🎉🎉
መሳርዕና ክበታትንሓዊ ክምልስ ዝፊቲንኣብኣ ትደዮ ሕደጎቅልጺም ኩሉና ትድሃኮ ዝነቐጸ ኒኽጠሊልዝወደቐ ኒኽንተክልከይኒኸዉን ዓድ ዊዒል ዘይሕለል ዝወላወልበት ጅግና ኣቦ ሰዉራ (ወድ ትኹል)ዝተደርፈት አያ ሶሎ ነዝኣ ጋብዘለይ እስከ ነቶም ክፈላሊዩ ዝፊትኑ።
🎉🎉🎉❤❤welcome we all make mistakes. 🇪🇷🇪🇷
Tigrawnetu yiemen bi dhriu eta ziabeyela Eritra respekt yigberka gimtil gimtil ni Eritra ayewaxian
Hshem hawena jegna anbes Wedi ere ❤❤❤❤
Very interesting
Pow pow wirsus dikone hasab ykalo hawina kemizi kemaka ybzuhu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome to your mother land
Welcome back ይከኣሎ❤❤❤
Enqae ab hagerka, hzbkan texen berka eqre ykunka🇪🇷💕
Ykaalo Enkae temeleska
Aye yekalo.
ይከኣሎ ምስዚ ኩሉ ልቦናካ ምስ ዘይረብሑ ኮለል አኢልካ
Welcome my brother back home
🎉🎉❤🎉❤❤🎉solo
ብጥኣሚ: ዘህጉሰ: አነ: ኢርትራ: ብዙህ: አይፈልጣን: ግን: የትም: ተወለድ: ናይኢርትራዊነት: ደም: ከቢድ: እዮ: ብሰድራና: ንፈልጦ: እኒ: ናይዚ:ወዲ: ናብአዱ: ምምላሱ: ብጥአሚ: emotional ጊሩኑ: እርትራዊነት: ዝከድእ: (ዝጠልም) ህሙም: ጥራይ: እዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤tsbuk nager eu sab kab gageu eu zemahr❤❤ katslo selo
❤❤❤wear shaebya❤🎉🎉
❤🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏❤️🇪🇷🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕምባባ ሀቡለይ ደቂ ኤረይ ኩሉኹም ነዚ ወዲ ኤረይ
Agame iyu men iyu Eretrawi geruwo? Baham ileka aloku😅
Hasawit silezeydelekum diu agame tibliyo zeleki nisiki baeliki agame kitkoni aleki. Witsie kabzi botaki aykonen@@rutt6733
Ykaalo tebae
Welcomeback 🎉🎉🎉🎉
Inquah ab lbka temelaska 💪👍
ምምህር ይክኣሎ አንቃዕ ድሃን ምጻካ
Welcome ykalo hawuna Bravo
👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹
ጽቡቅ አሎ
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Sherekka tray zergh Cale entay srah alena go head bro
ሰሌ ንይኩኖ እንተወሓደ ሰሙናዊ ክቀርብ ክምህር please አቅርበልና አዚዪ ብዙሕ መሃሪ ፍልጠት ስለ ዘለዎ ፍቃደኛ እንተኮይኑ ሕተቶ መንእሰያትና ክመሃሩን ሓፈሻዊ ፍልጠት ክውስኹን እንዃዕ ሃገራዊ ኮንካ
ጽቡቅ ኣለኻ ሓሳብካ ተቀቢለ | ቀዳም ከምጽኦ እየ
ይቕረ ይኹንካ ይከኣሎ ሓውና ፡ " ሻዕብያ ኣበይ ኣለኻ'ምበር ኣበይ ኔርካ ኣይብልን እዩ "
Welcome back yekealo hawena
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷
❤ 🇪🇷 ♥️
"ንሓማሴን ፊስቶ ደም ንእውዶም ኢና" ምስ በለ ይካኣሎ ደላይ ፍትሒ ከም ዘይኮነ ንፈልጥ ኔርና ኢና:: ንብረትኩም ጠርኒፍኩም::
❤enqae. Bselam. Nab. Hzbkameleseka❤💯💯💯
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✅
ይካኣሎን ኣዱ ቢለናን፡ ኣፈወርቂ ጃብርን ግምጥል ግምጥል ኢዮም ዝብሉ፡ ጽባሕ ናብታ ዝነበራ ክምለስ ዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
ሰላም ሶሎ ሐዉና እወ ጽቡቅ መግለጺ እኳዕ ተረድአካ ናብ ህዝብካ ዓድካ አምጽአካ ይቅረ ይኩንካ ነዞም ገና ዘይተሰወጦም ከአ ክሰወጦም ጽቡቅ ጊርካ አረድአዬም ዓወት ንሐፋሸ ❤️🇪🇷✍️🙏🎉✊👊👍💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
Ezi Tigrawai eu ni Eritrawyan aymlketenan eu
ይካሎ ሓውና ከምዝበልካዮ "ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንዝተጋገየ ሓንሳብ ምሕረት ይገብር እዩ" ካላይ ግዜ ልቢ ኤርትራዊ ከይብደል ሓደራ!!
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ይካኣሎ እንካዕ ብሰላም መጻካ ወድሰብ ደይጋጌ ዮሎን እንታይ ዳኣ እቲ ሕማቅ ካብ ገጉኦ ኣሚኑ ደይማሃር እዩ ሕማቅ እንበር እስኻ ተጋጌ ኔረ እሞ ኢቅረ በሉለይ ኢልካ መርሓባ ኢና ንብለካ ግን ብቅንዕና ክኾውን ኣሎዎ ንዓኻ ክሕሸካ እንበር ህዝብናስ ሓዳግ እዩ ኣጆኻ እሰል ኣብ ሃገራውነትካ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
ሰላም ይህዋት ናይ ቀንዴል ሜድያ ሕሳብ እዩ እጅምና ንግበር gofund.me/77e4961a
🇪🇷🇪🇷👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
si hzbi Eritrea meleseka wetru awet nhafash
😢
ደቂ ኤረይ ንጉጉይ ሓውኻን ሓፍትኻን ኣእሚንካ ናብ ረብሓኻ ቐይሮ ትብል ኣበሃህላ ክንጥቀመሉ ግዴታና እዩሞ ድሓለፈ ጌጋታት ንፋስ ይሰዶ ኢልና ክንሓቑፎም ኣለና
ሶሎ ሶሎ ሶሎ ብሐቂ መግለጺ ስኢነልካ ባዓል ዓቢ ስነ ልቦና ኢኻ ወዲ መን ዲኻ ከምዚ እንዳገበርካ የሕዋትካ ጠርንፍ ይካአሎ ደስ ኢሉና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ይቅረ ይኹንካ አጆኻ በርትዕ ወዲ ኤረይ ሐላል
🌿💞🇪🇷🙏🇪🇷💞🌿
ናአይ ባሐቂ ኤሱ ጅግና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Welcome brother thank you for sharing us your experience . Solo good work keep it up 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ይካኣሎ
Thank you sele hawena unity is our strengths deki Eri jeganu 🌻❤️ ⛪️🇪🇷🕌 ♥️🌻
Bravo ሓው ይካኣሎ ዝወሰድካዮ ስጉምቲ which is out standing 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኒፉዕ በልሒ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ አምላኺ ከማኻ ይብዙሑላ ኒኤርትራ
ዘይ ጋገ ሓደ ፈጣሪ እዩ ካብ ጌጋካ ተመለስካ ብሰላም ምጻእ❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🌹🌹🌹💪💪💪🥂✅✅
Yekalo kem shemeka well come back 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks sole hawena welcome yecalo 👍❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ይምጽኡ ንሱ እዩ ቃልሰና ዋላ ሐንቲ በጊዕ ክትጠፍአና አይንጀልይን አጀንዳ ናይባዕዳዉያን ሐድነትና ዝበታትኑ አይነሳሰይን አከለ ዓወት ንሐፋሸ 111111❤🎉🇪🇷🇪🇷✍️🇪🇷🇪🇷🌹💪👍👊✊🙏❤️💪👍👊🇪🇷🌹
God blessed both of you and god blessing Eritrea ❤️🙏🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷❤️🇪🇷🌺🙏🌹🇪🇷💕🇪🇷💕🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷🌺✌️💪🇪🇷💒🇪🇷🕌🇪🇷❤️🌺🌹
ዪካኣሎ ሓወና አንቃዕ ብሰላም መጻአካ ኣንበዳ ብጣዕሚ ዝሕጉስ ዘና አዩ ሃገራዊ መስተውዕሊ መምህር ኢኻም ቅጸሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌷
Seyyyy deki Erei🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበል ትንታነ ንፉዕ ቀጽሎ እንቃዓ ብስላም ተመለስካ ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ገዛካ❤🎉
ጅግና ኤርትራዊ ይካአሎ ብጌግኡ ዝማሀር እቲ ሐቀኛ ሙሁር እዩ ዑቢ መምህር እኻ ጌጋኻ ብምእማንካ
ሰልየ ሓውና ኣዝየ እየ ዘድንቐካ፡ምኽንያቱ ኣብ ሃገራውነትካ ዋጋ ዕዳጋ ዘይተእቱ ብምዃንካ።
ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ንሓው ንሓብቱ ኣብ ጌጋ መንገዲ እንተ'ልዩ ብዝትኻእለ መጠን ክንመልሶን ክነረድኦን ናይ ኩሉና ሓላፍነትን ግዴታን እዩ። ኣጆኹም ኣጆና ክብለኩም ይደሊ።
ኤርትራ ንኤርትራውያን እያ።
ማሓሪቲስ ምሕረት ክግበሮሎም እዩሞ ቡጻኣን እዮም
Thanks for sharing your experience my dear brother ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏
አሰና አሰና ሓቂ ሓቂ ሓቂ እዚ ሓቂ ካብይ እዩ አታ ብርኽ ሓውና እምላኽ ይባርኽካ ክምዚ ምግላጽካ ልቢ ኩልና አሔጉስካዮ ነቶም ስውአትና ድማ ንሓቂን ፍትሕን ንህዝቦምን እዮም ዝተሰውኡ ስለዚ ህዝቢ ኤሪትራ ብደም ዝጠልቀየት ዝተጠውየትን ዝተአሳሰርና ኢና ዝፈልየና የብልናን።
God bless to Eritrea netoin 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዘይጋገ የል ካብ ገግኡ ዘይእረም እዩ ህማቅ 👍👍👍
ለከ ተጋሩስ ናይ አቦታቶም ታርኺ ኢዮም ድደግሙ ደለዉ አጆኻ ሂዝብ ኤርትራ ጸንዕካ መኪት ዓወት ካአ ናዓኻ ዩ
Thanks so much solo& yakalo
ናይ በሓቂ ጽቡቅ መደብን ሓሳብን ሶሎ ንፉዕ ፡ ይካኣሎ ከኣ ብጣዕሚ ተባዕን ዝነኣድ ውሳነን በዛ ናይ ሕጂ ውሳነኻ ጅግና ኢለካ ኣለኹ ሰብኣይ እኻ ❤❤❤❤ ።
Eten ztefea baggie nab hezbena melesen yeblu egziabiher wellcome brother
Ekalo enqae dahen metsaka wedi Erey salo hewey btgebro zeleka yehwatna nmles bgrhnet shetet zbelu gega mgedi bselam mtsu yehwatna nakb ❤❤❤❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም ናብ ደንበ ሕውነትን ሓድነትን ኤርትራውያን ተመለስካ ይከኣሎ ሓውና❤
Yikrta slezbelka hizbi Eritrea Chekan aykonen yikre kiblelķa eu. Ab hizbka nay afelalay besela kab zenberu sebat hade mkuanka felitka, nihzbka nimkhas meantaka shet abilka srah . Sebay sebay chino . Kem shimka yikealo kun .ajoka .respect solo ❤❤❤
God bless Eritrea❤
መርሓባ መምህር ይካኣሎ እንቃዕ ብሰላም መፃካ።ቡዙሕ ክንፅበ እና።
ገጋካ አሚንካ ይቅረ።ምባልካ ቢጣዕሚ ጹብቅ ።ብሰላም መጻእ ንስካ ኤረርትራዊ ኢካ አጆካ። ብዙሕ ተቀይርካ ገሪምካ ለቢምካ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
መርሐባ አሕዋት አብ ኤርትራውነትና
ደው ምባል እዩ ዘዋፅአና:: ♥️🌹♥️🫶
Welcome back home and Thank you Solo Media good job keep it up
ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩን ከቢሩን ይነብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደርፊ የማነ ባርያ ጋቢዜኩም አለኩ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤
💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷💪🏿🇪🇷🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷🐯🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿ዓወት ንሓፋሽ
Hagery zebele tezekiru yenebir do belkkkkka hhhhhhh
Welcome to HGDF ❤
ሸየጥቲ ሃገር ዋግኦም ክኽፈሉ እዮም። ህዝቢ ኤርትራ ሓብሒቡ ዘዕበዮም እዮም ኩሎም።
Yeakalo welcome determine decisions great job well done
ሰላም ይካአሎ መሪሐባ መሪሐባ🎉🎉🎉🎉
Welcome comeback brother
Well come abi hawna thanks
ጠፊኡ ዝነበረ ሓውና ተመሊሱ ኣሎሞ ኩልና ንተሓጎስን ንፈሳህን ።
Xubuk endyu gn mtnkak adlay eyu mknyatu buzuhat adnagiromuna eyom speziell zg darin wancha yblu debamat
Merhaba wade eri ajoka eritrawenet kebur manenet ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪️🙏🙏🙏
Yes 🇪🇷🇪🇷♥️♥️😍😍👍👍
❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Eritra went kubur mennet yes 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
Nice song ❤🥰🙏🇪🇷
❤❤❤ Aklilu tefeno ❤❤❤
መርሓባእ ይኮኢሎ እንቋዕ ደሓን መጻእካ.
Awet nhafasc ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Thanks solo hawna &yekalo welcome knblka ina ajoka ❤️🧡💛💚💙💕💞🇪🇷🎉🥰
Ykaalo hawna
Ankuobdahan mexaaka
Hbun eretrawi❤❤❤❤🎉🎉
መሳርዕና ክበታትን
ሓዊ ክምልስ ዝፊቲን
ኣብኣ ትደዮ ሕደጎ
ቅልጺም ኩሉና ትድሃኮ
ዝነቐጸ ኒኽጠሊል
ዝወደቐ ኒኽንተክል
ከይኒኸዉን ዓድ ዊዒል
ዘይሕለል ዝወላወል
በት ጅግና ኣቦ ሰዉራ (ወድ ትኹል)ዝተደርፈት አያ ሶሎ ነዝኣ ጋብዘለይ እስከ ነቶም ክፈላሊዩ ዝፊትኑ።
🎉🎉🎉❤❤welcome we all make mistakes. 🇪🇷🇪🇷
Tigrawnetu yiemen bi dhriu eta ziabeyela Eritra respekt yigberka gimtil gimtil ni Eritra ayewaxian
Hshem hawena jegna anbes
Wedi ere ❤❤❤❤
Very interesting
Pow pow wirsus dikone hasab ykalo hawina kemizi kemaka ybzuhu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome to your mother land
Welcome back ይከኣሎ❤❤❤
Enqae ab hagerka, hzbkan texen berka eqre ykunka🇪🇷💕
Ykaalo Enkae temeleska
Aye yekalo.
ይከኣሎ ምስዚ ኩሉ ልቦናካ ምስ ዘይረብሑ ኮለል አኢልካ
Welcome my brother back home
🎉🎉❤🎉❤❤🎉solo
ብጥኣሚ: ዘህጉሰ: አነ: ኢርትራ: ብዙህ: አይፈልጣን: ግን: የትም: ተወለድ: ናይኢርትራዊነት: ደም: ከቢድ: እዮ: ብሰድራና: ንፈልጦ: እኒ: ናይዚ:ወዲ: ናብአዱ: ምምላሱ: ብጥአሚ: emotional ጊሩኑ: እርትራዊነት: ዝከድእ: (ዝጠልም) ህሙም: ጥራይ: እዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤tsbuk nager eu sab kab gageu eu zemahr❤❤ katslo selo
❤❤❤wear shaebya❤🎉🎉
❤🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏❤️🇪🇷🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕምባባ ሀቡለይ ደቂ ኤረይ ኩሉኹም ነዚ ወዲ ኤረይ
Agame iyu men iyu Eretrawi geruwo? Baham ileka aloku😅
Hasawit silezeydelekum diu agame tibliyo zeleki nisiki baeliki agame kitkoni aleki. Witsie kabzi botaki aykonen@@rutt6733
Ykaalo tebae
Welcomeback 🎉🎉🎉🎉
Inquah ab lbka temelaska 💪👍
ምምህር ይክኣሎ አንቃዕ ድሃን ምጻካ
Welcome ykalo hawuna Bravo
👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹
ጽቡቅ አሎ
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤
Sherekka tray zergh Cale entay srah alena go head bro
ሰሌ ንይኩኖ እንተወሓደ ሰሙናዊ ክቀርብ ክምህር please አቅርበልና አዚዪ ብዙሕ መሃሪ ፍልጠት ስለ ዘለዎ ፍቃደኛ እንተኮይኑ
ሕተቶ መንእሰያትና ክመሃሩን ሓፈሻዊ ፍልጠት ክውስኹን እንዃዕ ሃገራዊ ኮንካ
ጽቡቅ ኣለኻ ሓሳብካ ተቀቢለ | ቀዳም ከምጽኦ እየ
ይቕረ ይኹንካ ይከኣሎ ሓውና ፡ " ሻዕብያ ኣበይ ኣለኻ'ምበር ኣበይ ኔርካ ኣይብልን እዩ "
Welcome back yekealo hawena
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷
❤ 🇪🇷 ♥️
"ንሓማሴን ፊስቶ ደም ንእውዶም ኢና" ምስ በለ ይካኣሎ ደላይ ፍትሒ ከም ዘይኮነ ንፈልጥ ኔርና ኢና:: ንብረትኩም ጠርኒፍኩም::
❤enqae. Bselam. Nab. Hzbkameleseka❤💯💯💯
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✅
ይካኣሎን ኣዱ ቢለናን፡ ኣፈወርቂ ጃብርን ግምጥል ግምጥል ኢዮም ዝብሉ፡ ጽባሕ ናብታ ዝነበራ ክምለስ ዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
ሰላም ሶሎ ሐዉና እወ ጽቡቅ መግለጺ እኳዕ ተረድአካ ናብ ህዝብካ ዓድካ አምጽአካ ይቅረ ይኩንካ ነዞም ገና ዘይተሰወጦም ከአ ክሰወጦም ጽቡቅ ጊርካ አረድአዬም ዓወት ንሐፋሸ ❤️🇪🇷✍️🙏🎉✊👊👍💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
Ezi Tigrawai eu ni Eritrawyan aymlketenan eu
ይካሎ ሓውና ከምዝበልካዮ "ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንዝተጋገየ ሓንሳብ ምሕረት ይገብር እዩ" ካላይ ግዜ ልቢ ኤርትራዊ ከይብደል ሓደራ!!
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ይካኣሎ እንካዕ ብሰላም መጻካ ወድሰብ ደይጋጌ ዮሎን እንታይ ዳኣ
እቲ ሕማቅ ካብ ገጉኦ ኣሚኑ ደይማሃር እዩ ሕማቅ እንበር እስኻ ተጋጌ ኔረ እሞ ኢቅረ በሉለይ ኢልካ መርሓባ ኢና ንብለካ ግን ብቅንዕና ክኾውን ኣሎዎ ንዓኻ ክሕሸካ
እንበር ህዝብናስ ሓዳግ እዩ ኣጆኻ እሰል ኣብ ሃገራውነትካ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ