አቦ ከምዘለዋ ነብሰይ ምስፈለጥኩ - ብሳሙኤል ተወልደ //SAMUEL TEWOLDE// NEW TIGRINIA MEZMURE-2021

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 янв 2025

Комментарии • 211

  • @henokdaniel6358
    @henokdaniel6358 2 года назад +52

    ጓሳ ከም ዘለዋ ነብሰይ ምስ ፈለጥኩ
    ባህ ኢልዎ ውሽጠይ በቃ ዓሪፉ
    ኣቦ ከም ዘለዋ ነብሰይ ምስ ፈለጥኩ
    ባህ ኢልዎ ልበይ በቃ ዓሪፉ
    ልበይ ብጎይታ ዓሪፉ፥ ልበይ ብየሱስ ዓሪፉ *2
    መመሊሰ እብል ተመስገን፥ መመሊሰ እብል ተባረኽ*2
    መዝሙር ኣሎኒ ኣብ ልበይ መዝሙር ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ መዝሙር ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    ምስጋና ኣሎኒ ኣብ ልበይ ምስጋና ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ ምስጋና ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    ኣምልኾ ኣሎኒ ኣብ ልበይ ኣምልኾ ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ ኣምልኾ ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    እልልታ ኣሎኒ ኣብ ልበይ እልልታ ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ እልልታ ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    እልል ክብል'የ እልል ክብል'የ እልል*2
    ብሰናይ ዘበለ ዘጽግበኒ ንሱ፥ ኣብ ቕድሚ ጸላእተይ መኣዲ ሰሪዑ*2
    ብጽቡቅ ዘበለ ዘጽግበኒ ንሱ፥ ኣብ ቅድሚ ጸላእተይ መኣዲ ሰሪዑ*2
    ልበይ ብጎይታ ዓጊቡ፥ ልበይ ብየሱስ ዓጊቡ
    ልበይ ብየሱስ ዓሪፉ፥ ልበይ ብየሱስ ሃዲኡ
    መመሊሰ እብል ተመስገን፥ መመሊሰ እብል ተባረኽ*2
    ዓቢ ነገር ጌሩለኡ አዩ እሞ፥ ንእግዚኣብሄር የመስግኖ
    ክቡር ነገር ጌሩለይ አዩ እሞ ንእግዚኣብሄር ይባርኾ
    ሃሌሉያ ሃሌሉያ ሃሌሉያ
    ዝጎድለኒ የለን፥ ዝጎድለኒ፥ ሒዘ አየ ንየሱስ ኩሉ ኣሎኒ *4
    ተቆጺሩ ዘይውዳእ ትጌሩለይ ተጌሩለይ ተጌሩለይ እዩ*2
    ተደሚሩ ዘይብጻሕ ትጌሩለይ ተጌሩለይ ተጌሩለይ እዩ *2
    እልል ክብል'የ እልል *4
    መዝሙር ኣሎኒ ኣብ ልበይ፥ መዝሙር ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ፥ መዝሙር ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    ምስጋና ኣሎኒ ኣብ ልበይ፥ ምስጋና ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ፥ ምስጋና ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    ኣምልኾ ኣሎኒ ኣብ ልበይ፥ ኣምልኾ ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ፥ ኣምልኾ ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    እልልታ ኣሎኒ ኣብ ልበይ፥ እልልታ ኣሎኒ ኣብ ከናፍረይ፥ እልልታ ኣሎኒ ኣብ ውሽጠይ ዝስውኦ ንኣምላኸይ
    እልል ክብል'የ እልል *4

  • @healthyfood7119
    @healthyfood7119 3 года назад +28

    ይገርማል ደግሜ ደገሜ ባዳምጠዉ የማይሰለች መዝሙር ማለቴ አንድ ግዜ አዳምጠህዉ የምታልፈዉ መዝሙር አለ ግን ይህ ሙዝሙር ዉሰጤ ነዉ ወንዴሜ እግዚአብሔር አብዝቱ ሁላችሁንም ይባርካችሁ

  • @almey.7770
    @almey.7770 3 года назад +5

    ጎይታ ይባርካ : አነ አብዚ ቀረባ ግዜ እየ መዝሙርካ ሰሚዓዩ ብጣዕሚ ናብ መንፈስ ዘእቱ መዛሙር እዩ ዘለካ በረከትና ኢካ ይብዝሐልካ
    ስለተባረክኩሉ ክአ ንብዝሐት ሸር ጌረዮ
    ክብሪ ንእግዚአብሄር አምላክ ይኩን
    ንዓካ ክአ ይብዝሐልካ

  • @selamzeray5345
    @selamzeray5345 2 года назад +2

    ክብሪ ን ኣምላክ ይኩን ዋዉ ዋዉ ኣነ ብመዛሙርካ ብጣእሚ እየ ዝባረክ መሊሱ ጸጋ ይብዛሓልካ ንስካ በረከትና ኢካ

  • @kefabairu8809
    @kefabairu8809 Год назад +2

    እወ ብርግጽ ህይወተይ ብየሱስ ዓሪፉ!!
    ተባረኽ ብሩኽ ወዲ-ኣቦይ::🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉የሱስ🎉🎉ዕረፍቲ🎉ኢዩ🎉

  • @berhanhabtetsion7648
    @berhanhabtetsion7648 3 года назад +17

    Sami hawei blessed. As usual, a song full of glory and praise. May the springs of life in you flow to reach every where.
    ኣቦ ከምዘለና ምፍላጥ፡ መንፈስ ዝኽምትና ኣውጺኡ ብምስጋናን ዝማሬን ክንነበር የኽእለና እዩ።

  • @timnithaile9385
    @timnithaile9385 Год назад +3

    ብሐቂ ዝባርኽ መዝሙር ሳሚ ሐወይ
    መመሊሸ ሰሚዔዬ
    Bless you more and more brother

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 3 года назад +2

    WAUW ! DES ZBL MEZMUR AMLAG MEMELISU MEZMUR YEFELFLELKA
    🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤😘😘😘😘
    AANE AZI WERHI IYE ZSEMA ZELEKU 7 WERHI ZGEBERE IYU AMLAG NKULKUM YBARGKUMMMMMMM🇪🇷❤🇪🇷❤😘❤🇪🇷

  • @msganahaile1278
    @msganahaile1278 2 месяца назад

    Mezamurtka kisemio keleku btaemi eyu zibarkeni bhaki. Kab hlawnetu nzelalem aytiwxae nzelalem bshim Yesus wedi Amlak Amen!

  • @healthyfood7119
    @healthyfood7119 3 года назад +7

    የኛ ተወዳጆች ሁል ጌዜ
    የማይጠገበዉን መዝሙራችሁን እያደመጥኩ
    እናተንም ሁል ግዜ እየባረኩ
    እናተ ብራካን ናቸሁ
    ተቆጥሮ የማያልቅ ተደርጎልኛል እኔ ምስክር ነኝ አወ
    ጌታ እየሱሰ ሥሙ ይክበር እልልልልል🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ElimTesfe-p6q
    @ElimTesfe-p6q 2 месяца назад

    Menfeska zehegosn zehdien mezmur..keep going sami jgna

  • @selemunhaddas161
    @selemunhaddas161 2 года назад +3

    ዘገርም መዝሙር መመሊስ ሰሚካ ዘይምኖ ተባረኽ መመሊሱ ይፈልፌል ውሽጥኻ

  • @yorda46
    @yorda46 Год назад +1

    አሰይ እልልልልልልልልልል ኩሉ ምስጋ አምልኾ ዕልልታ ንየሱስ እልልልልልልልል

  • @binyamaraya2448
    @binyamaraya2448 3 года назад +1

    Sami bro tiume mezumre Gbu

  • @ብሩኽዘርኢ
    @ብሩኽዘርኢ 2 года назад +2

    ብጣዕሚ ትባርኽ መዝሙር፡ ደው ከብላ ኣይከኣልኩን።

  • @wintaberhane6239
    @wintaberhane6239 3 года назад +1

    Sami hawey bruk tum mezmur bihake sis semhar haile

  • @selamtes3226
    @selamtes3226 3 года назад +3

    ሳሚ ሐወይ ብመዛሙራትካ ኹሉ ግዜ እየ ዝባረኽ በረኸትካ የንጀርብብ 💗

  • @m.j9886
    @m.j9886 2 года назад +1

    ኣሜን ሳሚ ቡሩክ ናይ ኣምላክ ሰብ#🙏

  • @gebretensaeteklehaymanot4103
    @gebretensaeteklehaymanot4103 3 года назад +1

    ሳሚ ብሩክ ተባረክ ኣምላክ ድማ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ በረከትና ኢካ ።
    ተባረክ !!!

  • @iohannesberhane8803
    @iohannesberhane8803 3 года назад +5

    Samuels Worship songs are Gods gift to the body of Christ. Thank you Jesus for the life of you servant (Sami). I pray for more songs to flood the church and stir the spirit of the children of God.!

  • @sabrinaestifanos3585
    @sabrinaestifanos3585 3 года назад +11

    Sammyና መመሊስካ ተሳገር ( ኣቦይ ምክዋንካ ምስ ፈለጥኩ ዓሪፈ .... yes wow ) ...elelelelele elelelelele ክትብል ክትዝምር ንበር ❤️❤️❤️

  • @nigstiberaki5666
    @nigstiberaki5666 Год назад +1

    Tebarek bheki Aebo Aelona

  • @almey.7770
    @almey.7770 3 года назад +3

    እግዚአብሔር ይባረክ:: ብጣዕሚ ጥዑም መዛሙር

  • @genetsenaitmengesteab4497
    @genetsenaitmengesteab4497 Год назад

    Blessed Asayyyý Amen Amen Amen egezabhr memalisu yebarak Sami bruk ❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌹🌹🌹🌹

  • @Lelieize
    @Lelieize 3 года назад +2

    Amen. Hallelujah tium mezmur God bless

  • @selamtewelde760
    @selamtewelde760 3 года назад +7

    I can't stop listening this song today....Amen Haleluya kbri n amelak.

  • @lulu-i8t
    @lulu-i8t Год назад

    ohhhh my lovely Jesus I will praise you forever singer Sami bless you bless you blessssss you

  • @goldentestimonies4734
    @goldentestimonies4734 3 года назад +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን

  • @ghideymedhanie1706
    @ghideymedhanie1706 Год назад +1

    Amen hallelujah tebarek

  • @berekettadele5763
    @berekettadele5763 3 года назад +2

    Amen Goyta yesus yibarka Sami hawey bruk teum zibark mezmur memeliska bixegea deyib.

  • @senaitsolomon8374
    @senaitsolomon8374 3 года назад +2

    Lbey bGoyta arifu Amen Amen
    God bless you Sami hawey

  • @kidistiteweldemedhin8722
    @kidistiteweldemedhin8722 2 года назад +1

    Sami hawey bruk bataemi zbark mezmur memelsu zmare efelflelka zemen hwetka ebarek

  • @ALEKUTV1
    @ALEKUTV1 Год назад +1

    Wawwww eseyyy amennn bless you sami hawey❤❤

  • @DB-lk5mm
    @DB-lk5mm 3 года назад +15

    This song has brought a deep understanding of the fatherhood of God to me. I can't help but rejoice that I have such a father. My heart is melting in worship..... Glorry
    God bless you nay Amlak sebat....

  • @amenrahel962
    @amenrahel962 3 года назад +2

    Haleluya Haleluya Haleluya ❤
    Amen Amen Amen 🙌🙌🙌
    Tebarek inda zemerka niber 🙌🙏
    Wawww Bitaemi zibarek mezmur ❤🙌
    Lieli 20 gize semiaya aleku .memelise kisemia iye .tegeriley iyu yesss Amen

  • @amlakeysenayu3453
    @amlakeysenayu3453 Год назад

    wowww amen amen tebarek sami hawey❤❤❤❤❤❤✝️

  • @hemeretwoldu-official3514
    @hemeretwoldu-official3514 3 года назад +2

    Sami bruk goyta azizu ybarka zbark mezmur ❤️❤️❤️👏👏👏👏🙌🏼🙌🏼🙌🏼🔥🔥💕💕

  • @sabagedhu3026
    @sabagedhu3026 Год назад

    AMENNNNN AMENNNNN WE HAVE GREAT DAD
    Bless you more and more ❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊

  • @selamtewelde760
    @selamtewelde760 3 года назад +4

    Praise the Lord!!!!!. Tegeruley eu tedemiru zeybxah..... Tebarek haweina Sami. You are our blessing. Enda zemerka nber.

  • @yonasfissehaye1951
    @yonasfissehaye1951 3 года назад +7

    Full of spirit!!

  • @mesghenetseyoum526
    @mesghenetseyoum526 2 года назад +3

    ጌታ ዘመንህ ይባርክ ጸጋውን ያብዛልሀ

  • @muzitvisionchannel
    @muzitvisionchannel 3 года назад +5

    Sami hawey blessed I always bless by your amaizing songs. You are one of our blessings.

  • @yordanosockbazghi2255
    @yordanosockbazghi2255 3 года назад

    Sami bruk tebarek ms betka temti mozmur barikana

  • @tsegahizkias4114
    @tsegahizkias4114 Месяц назад

    Blessing song. God bless you more🙏🙏🙏🙏

  • @bereketzebib5277
    @bereketzebib5277 3 года назад

    Goyta Yesus Ybarka Sami hawey buruk

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 3 года назад +1

    Ewe Elelelelelelelel ni Amlakina Sami hawey bruk & brikti haftey , memelisu tsegiu yebzehalikum Goyta Yesus 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🔥🔥🔥☘️☘️☘️☘️☘️🔥🔥🔥

  • @selamdawit2258
    @selamdawit2258 3 года назад +4

    Sami hawey May the lord bless you .Eru hafitey God bless you too 😍

  • @rimonkidane4092
    @rimonkidane4092 Год назад

    Amen Amen Amen bmzmur tbarkena Sie zeleka buruk hawna

  • @netsanetwoldeamlak634
    @netsanetwoldeamlak634 3 года назад +3

    I can’t stop listening

  • @rebkaasfaha1253
    @rebkaasfaha1253 3 года назад +2

    ኣሜንንንን ኣሜንንንን እልልልል እልልልል እልልልል ኣሰይይይ ❤️❤️❤️🔥🔥🔥✋🏼️✋🏼️✋🏼️

  • @wintaabrham9698
    @wintaabrham9698 2 года назад +2

    ተባረኽ ሳሚ ብሩኽ

  • @luxury-h8c
    @luxury-h8c Год назад

    Amazing Worship! Thank u for the blessings Kaliebo

  • @rahelyohanns9276
    @rahelyohanns9276 Год назад

    Elelelel glory to the almighty God, God bless you sami blessings .

  • @graceofgod5187
    @graceofgod5187 3 года назад +2

    Assey Amennnn Amennnn gloryyyyyy.
    Sami hawey brukk nay Amlak seb you are our blessings as always may our God bless you abundantly

  • @samsonm.m.5949
    @samsonm.m.5949 3 года назад +3

    Your songs are always full of grace and spirit. I dont get tired of listening to your songs. Keep on singing my brother.

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene Год назад

    Eru and sami amlak ybarkum zebenkum amlak ybar bmezmrkum tebarikba

  • @genetberhane9408
    @genetberhane9408 3 года назад +2

    ብጣዕሚ ዝባርኽ መዝሙር። እግዝአብአር ይባርኽካ የብዝሓልካ ሳሚ ሐወይ🙏🏼

  • @zemhrethagos2575
    @zemhrethagos2575 3 года назад +1

    Amennnnn amen Amenn. Elillllll praise to God. Kibri n goyta. Merewah dimxi zemirelu n amlak. Tebarek Tebarek . Amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen

  • @danielwoldu7333
    @danielwoldu7333 3 года назад +2

    Amen amen btaemi tebarike Sami hawey nbzuhat nbereket kun I love it!!!!

  • @mengsmezenge7532
    @mengsmezenge7532 3 года назад +1

    ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ።ዘሌዋውያን 14 (Leviticus)
    27፤ እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ኣብ ጸጋመይቲ ኢዱ ዘሎ ዘይቲ ብየማነይቲ ኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸግ። ቅድሚ እግዚኣብሄር ሾብዓተ ሳዕ ይንጸኣጻብዑግ።

  • @judijesus2955
    @judijesus2955 2 года назад +1

    Semeka zeyxgeb mezmur mmelsu yfelfl drsanatka nngusu ybel sami hawey nbuzuh nbereket eka abza mdri.

  • @meksebey591
    @meksebey591 3 года назад +2

    Samuel hawey Tebarek, bitami Ina nifetweka

  • @negassiaraiaghebremariam8921
    @negassiaraiaghebremariam8921 3 года назад +1

    Goyta ybarchka goyta yeabyeka allo

  • @rutagezehegn7407
    @rutagezehegn7407 3 года назад +6

    I always blessed what ever come from you.
    May God bless more and more.“The LORD is my shepherd; I shall not want.”
    Psalms 23፥1. Amen Amen!

  • @helentekie1130
    @helentekie1130 3 года назад +2

    Wow amen yesus hize kulu aleni ❤❤❤

  • @nadia5999
    @nadia5999 2 года назад

    This mezmur is amazing

  • @healthyfood7119
    @healthyfood7119 3 года назад +2

    እልልልልል እግዚአብሔር አብዝቶ ይባርካችሁ

  • @karinlili4367
    @karinlili4367 3 года назад +1

    Amen 🙏 amen 🙏 tebareku yehiwatey

  • @filimonandom3609
    @filimonandom3609 2 года назад +1

    Amlake yebarkum burukate ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @wegahtagebrengus4798
    @wegahtagebrengus4798 2 года назад

    Elelelelelelelelelelelel elelelelelelele elelelelelelele elelelelelelele elelelelelelele halelujajaja halelujajaja halelujajaja btaemi eye tbarike bza mezmur semie ayxegbkuwa memelise tbarikela tebarek sami bruk

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 3 года назад +1

    Samir Hawey tekielka eba Xahafelna
    Eza mezmur?
    A Zika tebareki.

  • @yoditberhane8424
    @yoditberhane8424 3 года назад +2

    Blessed Sami hawey buruk,, tebarek💖

  • @rahbotabay2928
    @rahbotabay2928 2 года назад +2

    Amen blessed are you Sami , so amazing song God bless you abundantly.

  • @RD4995-s9g
    @RD4995-s9g 3 года назад +1

    Assey !
    Elelelelelelelel praise God.
    God bless you all

  • @ElsaSolomonTnsae
    @ElsaSolomonTnsae 3 года назад +5

    Amen - God bless you abundantly brother - Nothing is greater that to have the Good Shepherd - Jesus for our life. Keep up.

  • @lulgallicchio1473
    @lulgallicchio1473 3 года назад +1

    እሰይ አልልልልል ጎይታ ዘመንኩም ይባርክ

  • @hanighebretnsae9251
    @hanighebretnsae9251 3 года назад +3

    Amazing grace!! Sami bruk, memelisu yibzhalka.... one of my favourite singers. Your songs are anointed. And this one is amazing! Zemenka yibarek. We can’t wait for more.

  • @BereketTukue
    @BereketTukue 2 года назад +1

    Can’t stop listening the song sami hawey. All Glory to God

  • @a_gebreselasse
    @a_gebreselasse 3 года назад

    Wow kebri ne Amlak degagdme semeya zytsegeb Elelelelelel kebleye 🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤

  • @allisgoodtome9135
    @allisgoodtome9135 3 года назад +1

    Amen Amen Elelelelelelelelelele Be bless my brother as always you are such a blessing and your songs are standing out always & we love you. Quruba gen memelese ab tebell tedegame nay beal ''YONI SOSI '' teteame

  • @yemengstwongel
    @yemengstwongel 3 года назад +2

    Amen BLESSED be the name of the Lord! God bless you more n more blessed brother.

  • @BinyamAraya-z3p
    @BinyamAraya-z3p 7 месяцев назад

    Sami heway buruke tiume mezmuer asmikana

  • @amenrahel962
    @amenrahel962 3 года назад +2

    2ይ ሳሙኤል 23 (2 Samuel)
    1፤ መወዳእታ ዘረባ ዳዊት ድማ እዚ እዩ፡ ዳዊት ወዲ እሴይ ይብል፡ እቲ ኽብ ኣቢሉ ዘቘሞ ሰብአይ፡ እቲ ቕቡእ ኣምላኽ ያእቆብ፡ እቲ ናይ እስራኤል ጥዑም ዘማሪ ይብል፡
    2፤ መንፈስ እግዚኣብሄር ብኣይ ተዛረበ፡ ቃሉ ኸኣ ኣብ ልሳነይ ነበረ።
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @netsanetwoldeamlak634
    @netsanetwoldeamlak634 3 года назад +2

    Our blessings

  • @yordanostukue2930
    @yordanostukue2930 3 года назад +1

    ( melise ebl temesgen memelise ebl tebarek hallelujah 🙌🙏) may God bless you my brother. I praise the lord about you for giving you a mazing gift 🙏🙌.

  • @ariamgebregziabher6102
    @ariamgebregziabher6102 2 года назад +1

    I am so blessed with this mezmur!!
    Egziabher memelisu yebzhalka 🙏

  • @rgatgebremariam2210
    @rgatgebremariam2210 3 года назад

    Sami hawey nska bereketna eka behaki zbark mezmur goyta yesus ybarka

  • @freweinytewelde2218
    @freweinytewelde2218 3 года назад +1

    My beloved brother Sami you are our blessing Glory to God God is Good bless you !!

  • @mebratdaniel8609
    @mebratdaniel8609 3 года назад +1

    Amen Asey kbri nAmlak!! God bless you sami hawey our blessing!❤️❤️❤️

  • @abelgabriel2770
    @abelgabriel2770 3 года назад +2

    You are such a blessing to us Sami bruk, keep going, God bless you richly

  • @zezete7740
    @zezete7740 3 года назад

    ኣሚን ሳሚ ብሩክ ብታሚ ኢየ ብገልግሎትካ ዝባረክ ኣይትትፋና ጎይታ ምሳካ ዩ ተባረክ

  • @ZemariYaredElias
    @ZemariYaredElias 3 года назад +1

    Waw Samiya zeyxegeb mezmure elelelelelelelelele kebele elelele memeliska tebarek love you bro bereketena eka 😍❤

  • @mussiegs9934
    @mussiegs9934 3 года назад +2

    Great song
    Bless you Sami brother

  • @fikaduzere5141
    @fikaduzere5141 3 года назад +1

    Bless you sami hawna I can't stop listening is song.

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 3 года назад +3

    Keep worshiping the loving God. May his anointing be increased in abundance . Your songs r always a blessing.

  • @iyobtesfaselasie3733
    @iyobtesfaselasie3733 3 года назад

    ሳሚ my Brother and My Friend Good Job ዘመንካ ይባረኽ.

  • @nazretyosef7195
    @nazretyosef7195 3 года назад +2

    Waw Same hawey Amazing song. You are blessed my brother.

  • @fioriyowhannes4431
    @fioriyowhannes4431 3 года назад +1

    Amen Amen God bless you sami brother

  • @ziziweldat2288
    @ziziweldat2288 3 года назад +2

    Samiye our blessing what a spirit full mezmur you’re our gift keep shining ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙌🙌

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 3 года назад +1

    God bless you Sami.
    All glory to our almighty God
    🙏🙏🙏👍👍👍✌🏻✌🏻✌🏻