Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሰብ ሐላፋዩ ታሪኩዩ ግን ነባራዩንሕደጋ ሐፍትና አምላክ መመሊሱ ይሃባዕድመን ጥዕናን ይሃባ💙💙
ወ/ሮ ይሕደጋ ከምቲ ንሥኺ ነዘን ፅጉማት ዝሓገዝክየን እግዚሄር ድማ ንዓኺ ይሓግዝኪ። መንግሥተ ሠማይ የውርሥኪ።
ምሳሌ 19 (Proverbs)17፤ እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ።ከም ዝብል ቃል ኣምላኽ ማማ ይሕደጋ፡ንጽጉማት ብምሕጋዝኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ፡ኣምላኽ ውን ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኪ።ኤማ ሓውና ኸኣ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ቃልስን፡ምትሕግጋዝን፡ካብ ልቢ ነመስግነካ።
ፈጣሪ ጸጋን በረከትን ከምኡ ድማ ጥዕና ኣብዚሑ ይሃባ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወሲኹ ይሀባ አምላክ 🙏🏽💕💕💕
ወ/ሮ የሐደጋ እቲ ትገብርዮ ዝነበረ በረኸት ምልክት እቲ መስተውዓሊ ዝኾነ አእምሮኺ ንዝለዓለም እንዳአንጸባረቀ ክነብር ኢዩ : ጎይታኸአ ብዘይጥርጥር አብጎድኑ ከዘቀምጠኪ ጥርጥር የብሉን::
Long live the Tigray People!!!
Welcome Asena 🎉🎉🎉🎉
"ከብዲ ኣደ ጉራ ምራ" ደዩ ዝበሃል? እቶም ዓመፅቲ ጨካናት ሠራዊት ህግደፍን ወይዘሮ ይሕደጋ ቴድሮሥን ደቂ ሓንቲ ሃገር ( ኤርትራ) ምዃኖም ናይዚ ብሂል ሓቅነት ዘረጋግፅ'ዩ።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሕማም መርዘን ንኢሳያዩ እዚ እንተ ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ከምአን ወራዙ ኣዴታት ይብዝሓልና ፈጣሪ ይባርከን። ኤማ ሓውና ወሬኻ ይጥዓም።
At the end of the day Tigray and Eritrea are brothers and sisters but i know same lost souls don’t agree with me but that is how I feel we have to forgive for peace forgiveness for peace ☮️
@@lemlemtigray8788 actually they are one People. And they will live in peace and unity in the near futur
@@P4all-b Amen to that 🙏🏽☮️🙏🏽
ወ/ሮ ይህደጋ ዘርእኺ ይባረክ አብዛ ምድሪ እዚአ ማንም ሰብ አይተርፍን ግን ይህደጋ ሐፍተይ ዝጠመየ አዓንጊልኪ ማይ ዝጸምኤ አስቲኪ ኢኪም አብ ሰማይ አብ ዐደወርቅ ፈጣሪ ይጽሐፈልኪ ዘርእኪ ከምአብራሃም የብዛሐዮ ዝሐፍተይ ተባረኪ🙏🙏🤲🤲
Edmen tena yehabky kibrty adena 🙏🏾❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🩵🌿🩵🌿🌿🌹🌹✌️✌️
I don’t trust this media and the claim it is presenting! ነዚ ዜኖ ኮነ ኣቕረብቱ ክኣምኖም እጽገመ !!!! ????
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙
ኣብ መቐለ ኤርትራውያን ኣለዉ ድዮም?
ሰብ ሐላፋዩ ታሪኩዩ ግን ነባራዩ
ንሕደጋ ሐፍትና አምላክ መመሊሱ ይሃባ
ዕድመን ጥዕናን ይሃባ💙💙
ወ/ሮ ይሕደጋ ከምቲ ንሥኺ ነዘን ፅጉማት ዝሓገዝክየን እግዚሄር ድማ ንዓኺ ይሓግዝኪ። መንግሥተ ሠማይ የውርሥኪ።
ምሳሌ 19 (Proverbs)
17፤ እቲ ንድኻ ዚርሕርሓሉ ንእግዚኣብሄር የለቅሖ፡ ንሱውን ንሰናይ ግብሪ ኺፈድዮ እዩ።ከም ዝብል ቃል ኣምላኽ ማማ ይሕደጋ፡ንጽጉማት ብምሕጋዝኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ፡ኣምላኽ ውን ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኪ።ኤማ ሓውና ኸኣ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ቃልስን፡ምትሕግጋዝን፡ካብ ልቢ ነመስግነካ።
ፈጣሪ ጸጋን በረከትን ከምኡ ድማ ጥዕና ኣብዚሑ ይሃባ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወሲኹ ይሀባ አምላክ 🙏🏽💕💕💕
ወ/ሮ የሐደጋ እቲ ትገብርዮ ዝነበረ በረኸት ምልክት እቲ መስተውዓሊ ዝኾነ አእምሮኺ ንዝለዓለም እንዳአንጸባረቀ ክነብር ኢዩ : ጎይታኸአ ብዘይጥርጥር አብጎድኑ ከዘቀምጠኪ ጥርጥር የብሉን::
Long live the Tigray People!!!
Welcome Asena 🎉🎉🎉🎉
"ከብዲ ኣደ ጉራ ምራ" ደዩ ዝበሃል?
እቶም ዓመፅቲ ጨካናት ሠራዊት ህግደፍን ወይዘሮ ይሕደጋ ቴድሮሥን ደቂ ሓንቲ ሃገር ( ኤርትራ) ምዃኖም ናይዚ ብሂል ሓቅነት ዘረጋግፅ'ዩ።