'' መግለጺ ሲኖዶስ ኤርትራ ፣ ከይተጣዕሱ ካሊእ ፓትርያርክ ንምምራጽ ይሸባሸቡ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 янв 2025

Комментарии • 206

  • @solomonghebrewet9815
    @solomonghebrewet9815 2 месяца назад +13

    መምህር ካሳሁን፣
    ብዙሕ ግዜ መደባትካ ተኸታቲለዮ፤ብዙሕ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ እሞ ንህዝቢና ብዛዕባ መሰረት ሀይማኖት ትምህርቲ ዝኾነ ናይ ሓቂ ምስ ናይ ጊዝያዊኣተሐሒዝካ ኩሉ ግዜ ኣብ ህይወት ወዲ ሰብ ሀናጺ ዝኾነ ኢኻ ትምህር።
    ታሪኽ ናይ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ብስማዕትነት ሓሊፎም ኢዮም። እግዚኣብሔር ኣብ ሰማያት ይቀበሎም። ኣብ ታሪኽ ስለ ዘይንበር፣እቲ ጸሊም ምዕራፍ ናይ ታሪኽ ኣልዒልካ ነቦታት ካብ ምውቃስን ምድፋርን ከም ቀደምካ positive ሀናጺ ትምህርቲ ነቦታትና እግዚኣብሔር ናብ ፍቅርን ዔርቂን ከምጽኦም ኢዩ።

    • @ermiasghirmatsionghebrezgabher
      @ermiasghirmatsionghebrezgabher 2 месяца назад +1

      Tikikil Comment ezi nseb aytekimin eyu, futihi kab Amlak zeykone kab seb eyu elika mimhar malet eyu. Eske Subae eto emo Kasahun tokedo zeleka mengedi mis Egziabher tezerareb. Abotat wala gega entehalewom miemen kisab betekrstyan nab hadnet timexie seb kinsah kxli kudus kurban kwesid abkindi timhrwo beka endatekaweme mimen keyteneshe ymewut alo. Bzieba ezi bsubae mis Amlak kitzerareb memhir Kasahun degagime hadera ybleka.

  • @megedibrhan8849
    @megedibrhan8849 2 месяца назад +22

    መ/ካሳሁን ኃወይ! ስለቲ ንሓቂ ብምባል ሰብ ኣብ ሓቂ ደው ክብል እትገብሮ ኣገልግሎት፥ ብዙሕ አመስግነካ❤። ቀጽለሉ!

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 месяца назад +8

    መምህረይ እኳዕ ብዳሓን መፃኻ እግዝአቢሄር ዘስተውዕል ልቦና ይሃቦም ይሃበና እንሰምዖ ኹሉ ዘሕጉስ አይኮነን ከም ምሕረቱ ይኹን አሜን

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 месяца назад

      💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaykiflom9360
    @tsegaykiflom9360 Месяц назад

    ኣሜን ቃል ህወት የስሚዓልና ጽቡቕ ትምህርቲ እግዛብሄር ኣምላክ ኣብዚሑ ይዓድለካ ዝሓወይ።

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 месяца назад +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ኣምላክ ሰላሙ ይሃብካ ኩፉእ ንርእሱ ጽቡቅ ንርእሱ ምድሪ ሓበሻ ሰላማ ካበዩ ካብ ሰብ ድዩ 💔💔💔💔💔💔💔

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 месяца назад +5

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹💒💒💒🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @fitsumteweldemedhin2315
    @fitsumteweldemedhin2315 2 месяца назад +9

    ፓትራሪክ ኣባ ኣንጦኖስ ብሂወት የለውን፡ ስለዚ ፓትራሪክ ምሻም ብመንገዱ፡ፍቅርን ሰላም የውርደልና

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 2 месяца назад +4

    ኣሜን (3) ቃል ህይወቱ የስምዓና ኣይነ ልቦና ይኽፈተና እዋዮ ይገርም እዩ ካህናት በበይኖም ይመርሑ ተዋሃዶ ሃይማኖት ሓንቲ ዶ ኣይኮነትን ህዝቢ ፋሕ ፋሕ ኢሉ ተቃዋሚ ዶ ደጋፊ እናበልካ ምፍልናይ ምብኣስ በዚሑ ኣሎ ኣምላኽ ብመገዲ ሓቂ ይምርሓና።

    • @ወለተመድህን-ደ1ጐ
      @ወለተመድህን-ደ1ጐ 2 месяца назад

      መንገዲ ሀቂ በብፁዕ ወቅዱስ ሰማዓት ሐዋርያ አቡነ እንጦንዮስ ዝክተል እዩ። በዚኦም ቅዱስ አቦና ዘይምራህ ውግዝ እዩ ። ቅዱስ አቦና አውጊዞም እዮም ነዚ ድማ ነዞም ወለዲ ዘቀየመ ዝወንጀለ ብሙሉዕ ህዝቢ ተናሲሁ ፀሎት ምህልላ እዩ ዘድሊ 😭🤲እግዚአብሔር በቸርነቱ ይቅረ ይበለና አሜን። 😭😭🤲🤲

    • @EPLF-dg9ly
      @EPLF-dg9ly 2 месяца назад

      ​@@ወለተመድህን-ደ1ጐbkemey emo knamn mexhaf qdus bsinedos temerhu endyu iluna,kemey geyrom kulom gedamat nay Eritrea keman zteqebelwo kemey abilna nhna alemawyan knqawemo

  • @lalembatsehaie5962
    @lalembatsehaie5962 2 месяца назад +1

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሰ/ወ ክቡር ሓውናን መምህርናን ካስሁን። ንዓና ዘስተውዕል ልብን ዘመዛዝን ኣእምሮን ይሃበና። ኣምላኽ ንዓና ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ምሕረቱ የውርደልና ብዓቢኡ ንዓና ሰላምን ስኒትን ፍቕርን የውርደልና። ንዓኻ ድማ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ ኣብ ሕይወትካ ምስ ደቅኻን በዓልቲ ቤትካን ዓውትን ሰላምን ስኒትን ፍቕርን ይሃብካ።

  • @futsumbrhankahsai8384
    @futsumbrhankahsai8384 2 месяца назад +1

    መምህር ካሳሁን ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ሓናጽን መሃርን ምዕዶ !!!

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 2 месяца назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቓለ ሂይወት የስመዐልና ኽቡር ሓውና

  • @Dekebat
    @Dekebat 2 месяца назад +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna

  • @Samuel-tl6ut
    @Samuel-tl6ut 2 месяца назад +29

    ኣንቶም መምህርና!
    ንዑ እባ ሕጂ'ሲ ብዛዕባ ቤተ-ክርስቲያን ሕሰቡ፡ ብዘይ ኣቦ ክሳብ ሕጂ ምጽናሓ ዘይሕዘነኪም'ሲ፡ ነዚ ሰናይ ዕላማ ምንቃፍ ኣይፈተኩዎን ዘለኩ፡ ስለዚ ንሰላም ቅሳነትን ዘምጻእልና ኣቦ ይግበረልና ክንዲ ምባልና'ስ፡ ነዚ ዘረባ ምባልኩም ግና ኣይግድን… ስለዚ ክሕሰቦ ዝግብኦ ነዚ ዘረባኩም እዩ። ምክንያቱ እቶም ዝዓረፉ ዓሪፎም እዮም፡ ስለዚ ነቶም ዝለና ዝሕልውና ኣቦ ግና የድልየና እየ፡ ስለዚ ንሰላም ቅሳነትን ዝምጽእ ኣቦ ይግበረልና፡ ኢልና ክንጽሊ ኢዩ፡ እቲ ዕላማና ኔሩ።
    ብዝኮነ ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብረና።
    ምክንያቱ ንሱ ንቤቱ ይሓሊ እዩ።

    • @THMath123
      @THMath123 2 месяца назад

      Bhaki

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 месяца назад +1

      @@Samuel-tl6ut
      መን ድዩ ዝኣቢ ዘሎ ንሕና ንሶም ንብል ንሶም ካኣ ናዓና ይብሉና ፥ ብሓይሊ ካኣ ንሶም ተሃድሶ ይብሉና ዋይ ጸገም እንቋዕ እኳ ንሶም ኣይኮኑ ሃይማኖቱ ዝህቡን ዝክልኡ ኣይኮኑ

    • @Samuel-tl6ut
      @Samuel-tl6ut 2 месяца назад +3

      @@ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን ክቡር/ክብርቲ ሓወይ/ሓፍተይ ከምዚ ዝበልክዮ ዘረባ ንኣምላክ ዘስምር ኣይኮነን። ዋላ እኳ ኣነን ንስኪን ጽቡቅ ኣሎና ኢልና ንሕሰብ፡ ንሳቶም ከኣ ተጋግይዮም ንበል፡ ግና ከ ካብ ገዛካ ወጽእካ ዝርከብ መፍትሕ ርኢናን ሰምዕናን ኣይንፈልጥን ኢና።(እንታይ ማለት እወ ወጽእካ ማለት ብዓይኒ ጽልኢ ተጠማምይካ ማለት እዩ) ስለዚ ክንገብሮ ዘሎና ዋላ ኣቦና ይሕመቅ ይጸብሕ ነቲ ክከውን ዝግብኦ ብሓደ ኮይንካ ክትፈትሖን ምጽሓር እዩ እምበር ክልተ ኮይንካ ዝፍታሕ ኣይረኤናን ስለዚ ሕጂ ውን፡ በቲ ኮይኑ በቲ ንሕበር ኣብ ሕብረት እዩ ዘሎ ሓድነት፡ ኣቦና እንጢኖስ ድሓን ንኣምላክ ኣስሚሮም ከይዶም ንበል፡ ንሕና ከኣ ካብ መገዶም እንተ ተፈሊና ንስሞም ጥራይ ምጽዋዕ እንታይ ረብሓ ኣለዎ፡ ብዝኮነ
      ኣምላክ፡ ንሓድነት ዝእክብ ኣቦ ይፍጠረልና፡ ንሕና እቶም ምእመናን በጃኩም ነቶም መምሃራን ንሓድነት ክጽውዑን ናብ ሓድነት ክቀርቡን ንንገር ሓደራ መምስ ዝመጸ ንፋስ ምንፋስ ግና ውጽኢቱ ኮንቱ እዩ።
      ኣምላክ ብምሕረቱ ይዓቅበና፡
      ሓድነት ቤተ-ክርስቲያን ከም ትደልን ወይ ትደይን እኳ ተረድኣ ኣሎኩ፡ ክብረት ይሃበለይ፡ ኣጽዕቅና ጸሎት ነዘውትር፡ናብ'ቲ ርህሩህ ኣምላክ ንጥራዕ ኢና ክርህወና ድማ እዩ።

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 месяца назад +3

      @@Samuel-tl6ut
      ኣይኮነን ጽቡቅ ኣለኻ ሳሚ ሓወይ ኣነ ንናይ ሲኖዶስ ኤርትራ ኣይቀብሎምን ኢየ ቤትክርስትያና ምሕረት እምበረ ጨካን ኣይትፈልጥን'ያ ንዝተጋገየ ካኣ ትእርም ምእራም እንተ ኣብዩ ካኣ ህዝቢ ዝፈልጦ ጎባኤ ገይሩ ግቡኡ ኣፈሊጣ ተፋኑዎ እምበረ ኣይትኣሰርን ኢያ ። ሲኖዶስ ግን ክሳብ ሕጂ ይኣስሩን ብሓይሊ ካኣ ይሳጉጉን ኣለው እ'ዚ ሕጊ እ'ዚ ካበይ ኢዮም ኣምጺኦሞ? ተሃድሶ ኢኹም ይብሉና ኣይኮናን ህዝቢ ዝፈልጦ ጉባኤ ከይገብሩ ካኣ ኣብዮም። ብዓል ኣቦና ሾኖዳ ምስ ኣቡነ መቃርዮስ እውን ፥ ንሕና ናብ ኤርትራ ክንኣቱ ስለ ዘይንክእል ናብ ግብጺ መጹና እሞ ምስትን 6 ኣሕዋትና ቤት-ክርስትያን ኾይና ሽግርና ንፍትሓዮ እቲ ህዝቢ ሱር ዝስደድ ምፍልላይ ከይምጸ እንክሎ ንዑ ምድሪ ብእዋን ከም ቅድሙ ናብ ሓደ ንመጽኣዮ እንተ ብሉዎም ሲኖዶስ ኤርትራ ካኣ ምሳኹም ክንራኸብ ብቁዓት ኣይኮናን ኢሎም ኣብዮም ፥ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ኢና ይብሉ ኦርቶዶክስ ግን ንኩሉ ዝመጻ ግብሪ መልሲ ምላሽ ንምሃብ ድሕረ ኣይትበልን ኢያ ፥ እንተ ናይ ሲኖዶስ ኤርትራ ግን እንድዒ ኦርቶዶክስ ኢና ይብሉ ተግባረ ኦርቶዶክስ ግን የለን ሽም ጥራሕ ሒዞም ኢዮም ተሪፎም ይመስለኒ ። ብዝኾነ ሶሪ ዘሓወይ ጽሕፈት ኣብዚሓልካ ይመስለኒ ፥ እግዚኣብሔር ኣምላክ ተንሳኤ ሃገርናን ቤትክያንን ይርእያና ከም ናይ ቀደምና ናብ ሓደ መስመር ንምጻሉ ግዜ ይፈጥራልና

    • @ermiasbeletse2144
      @ermiasbeletse2144 2 месяца назад

      Kubur hawi ab ertra hgi yelen nska ewen tamnelu eu entay konka tesedidka aleka abune entonyos menafk tebahilom teketilom aytmesasel kune kun neti haki sabo bertra zelewu Generalat eye zmrah Teilka ka mrchaka eu wedhanka amlak aytbern eu

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 2 месяца назад +1

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም 🙏♥️

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 месяца назад +2

    መምህረይ እንኳዕ ብሠላም መፃእኩም❤🎉

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 месяца назад +1

    Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. behake. Eyu. ✝️☝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 2 месяца назад +2

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህር🙏🙏🙏

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 2 месяца назад +1

    Nselam amalk selam yhab kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤

  • @okubugebrekidan491
    @okubugebrekidan491 2 месяца назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዉት የስምዕልና መምህር ኳሳሁን ሓወይ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ክንብል ዓኒ ልቦናና ይኽፈትልና ፈጣሪ

  • @mebrhitmelas8611
    @mebrhitmelas8611 2 месяца назад +7

    ኣምላክ ይፈልጥ ቁኑዕ መራሒ ሃይማኖት ክኮነልና.ዘይጋገ የለን ገጋና ትኣርምና ይቅረታ ተባሂሌና ኣብ ሓደ ክንእከብ ከለና እዩ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስራሕ .🙏❤

  • @SELAMNIKULU-gn3dr
    @SELAMNIKULU-gn3dr 2 месяца назад +7

    ካሳሁን ምስቶም ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ተሃድሶ እንዳበልኩም ትሰብክሎም ዝነበርኩም ሰሜን ኣሜሪካ ምስ መናፍቅነቶም ተጸንቢርኩሞም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት - ንቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክኣ ሕቆኩም ሂብኩማ - ሕጂ ድኣ እንታይ ይምልከተኩም ብዛዕባኣ ኣፍካ ዝሃበካ ትልፍልፍ ዘለካ - ምስ ተሃድሶ ካብ ሓበርካ ተሃድሶ ኢካ ስለዚ ገርሂ ልቡ ንምትላል ኣይትድከም - ንዓካ መጽዮም ድዮም ይቅሬታ ክሓቱካ ትጽበ ዘለካ ይውህና ድዩ ድፍረት ኣይርድኣንን - ኣጽራረ ቤተ ክርስትያን ንኣማኒ ንምፍልላይ ከይደቀሱ ዝሓድሩ ከምዚ ከማካ ኣምላክ የዕግሰልና ።

    • @barakiyotala5671
      @barakiyotala5671 2 месяца назад +1

      yegrmkea yu nay zi seb ezi metakosi zekone

    • @SaintGabriel-s6p
      @SaintGabriel-s6p 2 месяца назад

      Nay bhaki nresu haqegna geru abottna defiru zedfer zelo kasahun, teobitu ygerm eyu.
      ​@@barakiyotala5671

    • @MmWerede
      @MmWerede 2 месяца назад

      ኣነ ዝገርመኒ ክንድይከ ሓስዩ ይኽእሎ፡ ኣብ ባሕሪ ጠሊቕካ ከለኻዶ ንዝሕምብስ ሰብ ከውጸኣካ ትብሎ ኢኻ፡

    • @MmWerede
      @MmWerede 2 месяца назад

      ጸገም የለን ካሳሁን ሓሳዊ መሳርሒ ኣቦኻ መቃርዮስ ምዃንካ ኩሉ ይፈልጥ ኢዩ። ነስተውዕለሉ የሕዋት

    • @henokamlakymesgen9779
      @henokamlakymesgen9779 2 месяца назад

      Youtoper eyu genzeb eyu zegediso

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hq 2 месяца назад +1

    Egzio bzhalefe do aymaharun yom ata, ባዕሎም መቕዘፍቲ የውርዱ❤❤❤

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 2 месяца назад +1

    Nay behaki kale hiwet yesmalena Memehir Kasesshun hawena Egziabeher amlak Mehiret Ywiredelna egziabeher amlak Xigiu Yebezhalka 🙏❤

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 месяца назад +1

    Thank you. Xelotkum aygadefena ❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 месяца назад +3

    ካብቲ ዝኸይድ ዘሎ ከይድ ዕንቅፋት ወይ መንድዓት ምዃን ንዑ እባ በጃኹም ነዚ ህዝቢ ረኣዩ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ይናቆት ኣሎ ህዝቢ ኣብ ዘይፈልጦ ሓድሕድ ምቅትታኣልን ነውሪ ምፍጻምን ይርከብ ኣሎ ካብ እምነት ወጽዩ ኣደዳ እምነት ኣልቦን መግቢ ቶዃሉን ይኸይድ ኣሎ ንዑ ህዝቢ ኣድሕኑ ካብ ፋሕፋሕ ተብሉ ጻድቃ መሲልኩም ፈቆዶ ኣብ ልዕሊ ኣቦታትኩም ጸለመን ፍርድን ናብ ዝደለኻዮ እንዳ ቶርገምካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣቤት ኣቤት😢😢😢
    ቃል ጎይታና ነዚ ግዜ ትገልጽ ትገርመኒ ኣላ ንሳ ድማ
    ደቂ ኣብርሃም ኢና ትብሉ ግብሪ ኣብርሃም ግን ዘይትገብሩ😢
    ሕጂ ኸኣ ኣብ ዘመና ንሕና ደቂ ኣቦና ኣንጦንዮስ ኢና ኢልኩም ብዙሕ ላል ትብሉ ግን ንመሸፈኒ እምበር ፍቅሪ ኣቦ ሃሊኩም ኣይኮነን ተዝህልዎኩምሲ ግብሪ ኣቦና ኣንጦንዮስ ምገበርኩም ህዝቢ ግን ኣይተደናግሩ😢😢

  • @kbromtesfay7100
    @kbromtesfay7100 2 месяца назад +1

    ጽቡቅ ዝምህር መመህር
    ነገር ግን ንርእሱ ዘይገብሮ
    ፍልጠቱ ካልኦት ዝጥቀምሉ
    እንታይ ይመስል
    መብራህቲ ዝሓዘ_______ይመስል

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤ ብሉጽ ሓሳብ ካሳሁን ሓውና።

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka1848 2 месяца назад

    Kale hiwet yesmialna hawey 🎉🎉🎉

  • @gideyendriyas7037
    @gideyendriyas7037 2 месяца назад

    Amen amen amen ❤❤❤

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 2 месяца назад +1

    Amen Amen Amen 🙏

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 2 месяца назад +3

    Hji wn egzabiher kayi yunxbe tray hji wn mexi alo kab egzabiher btegsti nxebe rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤

  • @ያቆብ-ገብረመድህን-ኣ.ዕ.ሰ
    @ያቆብ-ገብረመድህን-ኣ.ዕ.ሰ 2 месяца назад +13

    ብዛዕባ ስብከት መጽሓፍ ቅዱስ ጥራሕ ንምእመናን ዘይትምህሩ፡ ኣብ ስደት ኮንኩም ጌጋታት ክትምእርሩን ህዝቢ ክትከፋፍሉን ማእዝኑ ኣጥፊእኩምሉ፡ ናትኩም ሕማም ምስቲ መንግስትን ምስታ ሃገርን ስለዝኾነ ሃይማኖት ሽፋን ጌርኩም ተሃንኹም ኣይተውጽኡ፡ ቤተክርስትያ ኣብ ፈተና እንተላ ብሰንክኹም በቶም ኣብ ደገ ዘለኹም ካልእ ኣጀንዳ ዘለኩም እዩ፡ ግደፍዎ እዚ ህዝቢ ኣይትኸፋፍልዎ፡

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 2 месяца назад

      ምስትውዓል ክሓተካ ዩ ሓወይ ኣቦኣ ኣሲራ ዝቐተለት ቤተክርስትያን ሕጂ ውን ኣቦ ኣይትምረጽ ኣይኮነን ተዓሪቓ ይቕረ ተባሃሂላ ክትመርጽ ዩ ዝሓሸ።

    • @DetaTedelye
      @DetaTedelye 2 месяца назад

      ያ ናይ ባሓቂ ኢዚኦም ኢዮም ዝፍልዮና ዘለዉ ኣይ ኣሚኖም ብቁዱስ ስነዶስ አረትራ ተመሪሖም ኢንተዚከዱ ኮ ጽቡቅ ኢዩ ግን ኢዚኦም ብሃይማኖት ኣምስሎም ኢዮም ፖሎቲጝ ዝሰሪሑ ዘለዉ
      ኢንተደኣ ብቅዱስ ስንዶስ ኤሪትራ ኢንተዘይኣምኖም ኮ ብከመይ ኢዮም ክሰብክና ብከመአይ ከ ታቦቶም ይረክቡ መን ኢዩ ታቦት ዝህቦም
      ስለ፡ዚ ኢቲ ኢምነቶም ኮንቶ ኢዩ

    • @DetaTedelye
      @DetaTedelye 2 месяца назад

      ​@@gabigunners8073ብምታይ ኢዩ ክትረዳዳኣ

    • @larshans1044
      @larshans1044 2 месяца назад

      አየ ካሳሁን ምዓስ ኢኻ ኮን ምሕረት ትረክብ ምሕረት የውርደልካ ንስኻ ኢኻ ከቢድ ፈተና ዘለካ እምበር ቤተ ክርስቲያንሲ ገለ አይትኸውንን ኢያ ። ተደንግጺ ኢካ አነ ብዛዕባኻ እንታይ ከምዝብል አይርዳአንን ኢዩ ፈጣሪ ይብጻሕኻ ።

    • @larshans1044
      @larshans1044 2 месяца назад

      አቦካ ዶኒ ብቀይደ በትኽ ከምዚ ናትካ ይገብር ዶኒ ኔርካ ብሞት አይትሸገር ንዓኻውን አይትሓድግን እያ ። ቀይዲ በተኽ ዶኒ ኢልካዮም በል ምስ መናፍቃን ስኒ አይዕረቁን እዮም ። ዝግቦኦ ኩሉ ልረክብን ክውሰድን እዩ ።ምስ አቦይ ሞቆርዮስን አቦይ ምሕጹንን የንብርካ ።

  • @fhjjhyyu9639
    @fhjjhyyu9639 2 месяца назад +1

    ,kal hiwet Yesmen

  • @ShewitLibseqal
    @ShewitLibseqal 2 месяца назад

    ቃልሂወት የስምዓልና ብጣሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ሕጂ ብናትኩም ከ ከመይ ክኸውን ትብሉ ኣነ በዚ ጉዳይ እዚ ኣዝየ የ ዝትንከፍ ብፍላይ ብጹእ ወቁዱስ ኣቦና ረኪበሞ ዝነበሩ ሓመዶም የቅልለሎም so plz ክከውን ዘለዎ ሓንቲ ንእሽተይ ገለ በሉና ማለት ሓዲሽ ክምረጽ እንተኮይኑ እንታይ ክገብሩ ኣለዎም plz ሕጂ ።

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 2 месяца назад

    💔💔💔🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c 2 месяца назад

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ እንታይ ክግበር ግን ከም ህዝቢ ክሳብ ዘይተረዳና ካብዚ ዘለናዮ ንላዕሊ ብኣምላኽ ገለ ማዓት ከምጽሉ እዮም ነዚ ህዝቢ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምት። ካሳሁን ሓውና ተባረኽ። ክንደይ ጥዕና ወይ ሰላም ከይረኽቡ።

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 месяца назад +7

    በቃ ኩሉ ግዜ ገለ ሰናይ እንተ መጽዩ ብኤርትራ ምዝራግን ወይ ከኣ ካብቲ ዝኸይድ ዘሎ ከይድ ዕንቅፋት ወይ መንድዓት ምዃን ንዑ እባ በጃኹም ነዚ ህዝቢ ረኣዩ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ይናቆት ኣሎ ህዝቢ ኣብ ዘይፈልጦ ሓድሕድ ምቅትታኣልን ነውሪ ምፍጻምን ይርከብ ኣሎ ካብ እምነት ወጽዩ ኣደዳ እምነት ኣልቦን መግቢ ቶዃሉን ይኸይድ ኣሎ ንዑ ህዝቢ ኣድሕኑ ካብ ፋሕፋሕ ተብሉ ጻድቃ መሲልኩም ፈቆዶ ኣብ ልዕሊ ኣቦታትኩም ጸለመን ፍርድን ናብ ዝደለኻዮ እንዳ ቶርገምካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣቤት ኣቤት😢😢😢
    ቃል ጎይታና ነዚ ግዜ ትገልጽ ትገርመኒ ኣላ ንሳ ድማ
    ደቂ ኣብርሃም ኢና ትብሉ ግብሪ ኣብርሃም ግን ዘይትገብሩ😢
    ሕጂ ኸኣ ኣብ ዘመና ንሕና ደቂ ኣቦና ኣንጦንዮስ ኢና ኢልኩም ብዙሕ ላል ትብሉ ግን ንመሸፈኒ እምበር ፍቅሪ ኣቦ ሃሊኩም ኣይኮነን ተዝህልዎኩምሲ ግብሪ ኣቦና ኣንጦንዮስ ምገበርኩም ህዝቢ ግን ኣይተደናግሩ😢😢

    • @daniehagos3312
      @daniehagos3312 2 месяца назад

      Ygermeka u bejaja 😢😢😢😢😢😢 balll ezomm yhwatna ktefu hakomm eyomm zeyele enda sebeku nebotattt kexelumu gze aribuwimm

    • @efremweldegergis2165
      @efremweldegergis2165 2 месяца назад

      ሕጂ ዊን ኣብ ኣሰር ኣቦና እጥንዮስ እና ጽባሕ ንግሆ ከኣ እታ ሓቂ ሓራ ከተውጻና እያ።

    • @efremweldegergis2165
      @efremweldegergis2165 2 месяца назад

      ሕጂ ዊን ኣብ ኣሰር ኣቦና እጥንዮስ እና ጽባሕ ንግሆ ከኣ እታ ሓቂ ሓራ ከተውጻና እያ።

    • @samuelghirmay2207
      @samuelghirmay2207 2 месяца назад

      Ktxhfi keleks tmadi diki zeloki txarefi ayterdann bmstwall xhafi nski kdm nayta kdste kudusan dngl mariam gbri gberi mexawieki dngl ade goyta eyu zbll zelo.
      Nab hadnet mmxaa aya ata ftah zbedele tenasihu ykre ykre tebahilka eyu kulu nab senay zmerhaka kemza zelenaya tekonna dma aziaa nriaa eya tmexaa. Amlak selamu yhabena.

    • @isuyetummy4760
      @isuyetummy4760 2 месяца назад

      ይገርም እዩ ኢ ኣማንያን እውን ንቤተክርስትያን ከምዚ ጌሮም ኣየናውጽዋን ። እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ሶሻል ሜድያ ዊዒሊ ዝሓድር ኣፍልጦ ዘይብሉን, ነቲ ሃይማኖት ተጎልቢቡ ፖሎቲካዊ ሕማም ዘለዎ ጥራይ እዩ ኣብ ቤቴክርስትያን ጽልኢ ክህልዎም ዝገብር።

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 2 месяца назад +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom 2 месяца назад

    ጽቡቅ ምኽሪ ኢኻ ኣመሓላሊፍካሎም ዘለኻ ፈጣሪ ልበነኦም ይኽፈተሎም ነዞም ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ሕጂ ኸ እንታይ ኣብ ጌጋ ዶ ይንበር ኢዩ ወደይ ወይጉድ ገሪሙኒ እኳ🤔

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 2 месяца назад +2

    ጎይታና ኣብ ትመጽእ መንግስቱ በዚ 👇 እዩ ክፈርደና
    ማቴዎስ 25፥42: ጠምየ ነበርኩ እሞ፡ ኣየብላዕኩምንን። ጸሚኤ፡ ኣየስቴኹምንን፡ ገይሸ ኣይተቐበልኩምንን። ዐሪቐ፡ ኣይከደንኩምንን። ሐሚመ፡ ተኣሲረ፡ ኣይበጻሕኩምንን።
    ኣሕዋት ናብ አምላክ ንመለስ ብፍቅሪ ንንበር ንክርስቶስ ንምሰል።

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 2 месяца назад

    qale hiwet yesmalna Kubur Memhr Hawna Kab Zehalefe Zeymeharu Gedamawyan Abotatna Ayteqebelwon
    Nezi Zikeyd Zelo Keydi Qedamnet Selam kigebru mis Abotat Ygba Menkosat Enda Aserka xubuq Aykonen

  • @ERENA9E
    @ERENA9E 2 месяца назад +2

    ካሳሁን ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሃገርና ጣልቓ ኣይትእቶ ሰብ ኣይተጋጊ። ይቕረታ ዘብል የብሎምን ኣብቲ ቅኑዕ መንገዲ ኢዮም ዘለው። ስለዚ ኣብቲ ናትካ ዘብለጭልጭ ገፊሕ መንገዲ ኣይዕደሙን ኢዮም።
    ኤርትራ ን ኤርትራውያን ብ ኤርትራውያን ጥራይ ኢያ

    • @MmWerede
      @MmWerede 2 месяца назад

    • @MmWerede
      @MmWerede 2 месяца назад

      እዚ ጃሱስ እንድዩ፡ ብዛዕባ ዘይምልከቶም ምዝራብ ኣመሎም፡እቲ ዘገርም፡ መን ሰባኪ ወንጌል ኢሉ ፍቓድ ሂብዎ፡ ከመይ ጌሩ ዳሞ ህጂ ኖቦታቱ ይጸርፍ ኣሎ። ሓሳዊ

  • @desawitfitiwi7442
    @desawitfitiwi7442 2 месяца назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 месяца назад +1

    💐💐💐💐❤️❤️❤️

  • @segenweld221
    @segenweld221 2 месяца назад

    Selam Kasahun hawna Selam Amlak mskuluna yukun hanti hto khateka bkemey eka gn giega u elka tferd abzi wexiekum neti Amanie tewajabrwo alekum ente kielkum tselot gberulna nsle kulu. Abona abune entenious ka nabti zmerexwo amlakom yom keydom slezi bzaebu Fetari alewo balu. natna ngber

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 2 месяца назад

    Egziabher Amlak ytarekena entay emo knbel 😢

  • @michaelatekle6073
    @michaelatekle6073 2 месяца назад

    🙏🏽🕯️🙏🏽

  • @eliasdebesay7355
    @eliasdebesay7355 2 месяца назад +1

    Abet mis egziabiher do tbas eka wedey amlakey ykre belelna😢

  • @ሱርያልዕዝራሱቱኤል
    @ሱርያልዕዝራሱቱኤል 2 месяца назад +5

    ኣነ ዝገርመኒ ሓደ ነገር ኣሎ፥ ካሳሁን እንታይ ኢኻ ትጽበ ነርካ፥ ኣቡነ ቄርሎስ ዓሪፎም፥ ድሕሪኡ ፓትርያርክ ክሸሙ ከም ዝኽእሉ ንምንታይ ዘይትግምት፥ ኤጴ!

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 месяца назад +5

      ዝጸበዮ ዳኣ ኣይስማዕካዮን ድኻ እንታይ ይብል ከም ዝጽነሕ ወይ'ስ ዘረባ ካይስማዕካ ኢካ ናብ ጽሕፈት ጥረ ኢልካ ኣቲካ
      ለካስ ሰብ ቀደም ስድራና ከም'ዚ ከብሉ ሓቆም ኢዮም
      ከም ምምሃርስ ተማሂርና
      ኣብ ምስትውዓል ግን ዘንጊዕና
      ሕጂ ካኣ ሓወይ or ሓፍተይ ተመሊስካ ኣስትንቱኖ እቲ መልእክቲ መልሲ ኣብኣ ኣላትካ ሩሑቕ ከይቀጽልካ ክትረክባ ኢካ ግን ካብ ህልኽ ቅደም ውጻእ ሕጂ'ውን ከይትስሕታ እንተ ዘይኮኑ ግን ኣብ ደቂቕን ስክንተን ክንግራካ ኢየ ተሲኢንካያ ተመለሳኒ ኢኻ/ኺ

    • @yordiyordi9028
      @yordiyordi9028 2 месяца назад +2

      Nehadnet sebeku pls

    • @amanueltekleab2428
      @amanueltekleab2428 2 месяца назад

      ካሳሁን እስኻ እኮ ኣይርደኣካንዩ ዘሎ እምበር ኣነስ ሓደ ካብቶም secret society ኮይንካ ንዛ ቤተክርስትያን ከተዕኑ ትሰርሕ ምህላውካ ኣይስሕቶን እየ። እስኻ መን ኢኻ? ኣብዚ መጺካ ሃገርን ሲኖዶስን ኤርትራ ከተናሹ ትውዕል ሲኖዶስ ኤርትራ ግበናት ጥራይ ድዩ ዘለዋ? ገለ ሰናይ ነገር ከ ኣይረኣየካን ድዩ? ሰይጣን እኮ መዓስ ነቓዕ ወይ ቡኮ ይረክብ ኢሉ እዩ ተጽብዩ ዘስሕተካ እሞ እስኻ ደኣ ኣካብዚ ዲኣብሎስ ብምንታይ ትፍለ? እዚኢ ቡኮ እይ በዝኣ ከፍርሳ ንህዝባ ቢዚ ሓሳብ ከደናግሮ ብምባል ማስሚዲኣ ከፊትካ፡ ብዝኮነ "ሰይጣንሲ መልኣኽ ብርሃን ክመስል ብርሃን ትጓናጺፉ ይመጸካ" ከምዝባሃል ከምኡ ካብ ምዃ ይስተርካ። ዉሉድ ናይዚ ዘመን ምዃንካ ውን ኣይትዘንግዕ! ማለት ዘይእዘዝ ወለዶ!

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 2 месяца назад

      ተዓሪቖም ዘይሸሙ ዩ ቲ ዘረባ

    • @barakiyotala5671
      @barakiyotala5671 2 месяца назад

      Nkasahun teamu ente alkum himak alkum

  • @mussiefitsumbrhan9908
    @mussiefitsumbrhan9908 2 месяца назад +1

    እሞ ሕጂ እንታይ ይገበር ኢካ ትብል ዘሎካ ዘይሕጋዊ ኢልካ ትዛረብ ኣሎካ መን ኢዩ ፈራዲ ጌሩካ ምእንቲ ሓድነት ህዝበ ክርስትያን ግን ዘይትሰርሕ እሞ ብዘይ ኣቦ ክትህሉ ኣለዋ ማለትካ ዲዩ ክሳብ መዓስ ቅሩብ ባ እዚ ህዝቢ ብሰላም ክነብር ንሕሰበሉ ዶስ ኣቡነ መቃርዮስ ወይ ኣቡነ ሲኖዳ ዘይተሸሙ ኢካ ።

  • @rrthffbhv4990
    @rrthffbhv4990 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @hiwettiakabo2751
    @hiwettiakabo2751 2 месяца назад

    Igzabiher Amlak selam kewrdelma selot lmena n Igzabiher ngemr begiakum Eritrawyan

  • @barakiyotala5671
    @barakiyotala5671 2 месяца назад

    beal nskum hzbi tefelalyu zelkum ,

  • @yohannestekleab1393
    @yohannestekleab1393 2 месяца назад

    1ይ ዮሃንስ 2:19፤ ካባና ወጺኦም፡ ግናኸ ካባና ኣይነበሩን። ካባና ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ምሳና ጸኒዖም ምነበሩ ነይሮም። ግናኸ ኵላቶም ካባና ዘይምዃኖም ምእንቲ ኺገሀድ እዮም ዝወጹ።

  • @AmanNuguse
    @AmanNuguse 2 месяца назад

    Betami zehzen eyu😭😭😭💔💔💔🥺

    • @barakiyotala5671
      @barakiyotala5671 2 месяца назад

      Entay koinu zehzen kasahun kulu enda felte eyu zegage zelo , yefelt yu ab Asmara kelo nieru eyu abti zenber kunentat hji ms mengesty Eritrea xelie zele zelewo yu komu zebel zelo aytemenwo

  • @natnaelmihretab
    @natnaelmihretab 2 месяца назад

    Egziabher n betekrstyana fiqri selam hadnet yewrdela.
    Bflay eziom ab media zelekum memharan ab hadnet tmexelu video kitserhu amlak yidegfkum

  • @weldeabsolomon5741
    @weldeabsolomon5741 2 месяца назад +4

    ኣብ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያንን ቅዱስ ቃላትን ተጎዝጒዝካ ስራሕ ጸላእተ ሰናያት ምስራሕ ዘይትገድፍዎ፡፡ ብለመጭመጭ ቃላት ህዝቢ ምትፍናን ዩ ዕላማኻ። ህዝቢ ትበታትን ኣለኻ፡ ሰባት ከኣ ትፈርድ ኣለኻ፡ ክለተ ዝዓበዩ ጥሕሰታት ቅዱስ ቃላት።

  • @matiyosmhreteab8177
    @matiyosmhreteab8177 2 месяца назад +3

    Memhir kea ybluka ewae polotic kitserih delika enber nmen eyom ykre kiblu neaka dyom. Nisika eka zeyhgawi grim eba dlayka mizrab mis abotat papasat midfarka wudket eyu

    • @barakiyotala5671
      @barakiyotala5671 2 месяца назад

      yegrmni yu nayzi seb ezi enda felte yu zhsu zelo poltica yetkemlu alo men memhe ms gebro yu

  • @Teakusurahwa
    @Teakusurahwa 2 месяца назад

    O Amlak kab kemzi ysewrena Egzabiher ka yfred nblo yblnan trah gahi zeyhalfelna hzbi 💔💔💔💔

  • @saronfani
    @saronfani 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤
    ❤❤❤❤❤❤
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 2 месяца назад

    Amen

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 2 месяца назад +1

    Ame😂Kale hiwet yesmalna kasahun hawna ❤❤❤

  • @azebmedhin1949
    @azebmedhin1949 2 месяца назад

    🙏🙏🙏

  • @BerhanGebra-tx8xf
    @BerhanGebra-tx8xf 2 месяца назад +3

    ደቅ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ሳብስክራይብ ግበርለይ ካብ ኩፉኡ ነገር እግዚአብሔር ይሓልኩም❤

  • @eseygebar6829
    @eseygebar6829 2 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yohannestekleab1393
    @yohannestekleab1393 2 месяца назад

    ካሳሁን ኣነ ዝገርመኒ ናትካ ነገር፣ ንምንታይ ኢካ ነቲ መምርሕን ሕግን ሲኖዶስ ኣይትክቦሎን ኢካ why ኢካ ብዛዕብኡ ትዛረብ እንድሕር ዘይትክበሎ ኮንካ። ንሕና እኮ ቀደም ረሲዕናኩም መክንያቱ ካባና ውን ኣይነበርኩምን ቅዱስ ዮሃንስ።

  • @ABIGAIL12562
    @ABIGAIL12562 2 месяца назад

    ሰላም እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን :
    ፀሎት እመብርሃን ቁዱሳን ኣይፈለየካ:ካሳሁን ሓወይ
    ኣነ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ :
    ናይ ብሓቂ ቤተክርትያንኩም ተፍቅሩ ተኮንኩም ንምንታይ ወጺኩም : እግዚአብሔር እኮ ኣሎ ኩሉ ከከም ፍርዱ ክፈርዶ እንድዩ ንምንታይ ትፈርድ ኣለካ :
    ማቴ5:40-46
    ካሳሁን ሓወይ
    ኣንብቦ እሞ እንታይ ድዩ ዝብል ንምንታይ ጸላኢ ትከውን ኣለካ :
    ንኣብነት ኣነ ሓጣቴኛ እየ :ኣኮነን ብዛዕባ ካልእ ክዛረብ :እግዚአብሔር ሓጥያተይ ክገድፈለይ ንስሓ ክወስድ ናብቲ ዝነበርኩዎ ክምለስ :መሊሰ ክወድቅ ክመላለስ እግዚአብሔር ኣሕዚነዬ ኣለኩ :ኣብ ሓውካ ዘሎ ገፈል ቅድሚ ምውፃእካ ኣብ ዓይንካ ዘሎ ጉንዲ ተመልከት ዝብል ኣሎ:
    ወንጌል እዩ ዘድልየና ዘሎ :ሓቄኛ መንገዲ ዝመርሓና መምህር ይድልየኛ ኣሎ: ምስ ክርስቶስ ቀረባ ዝኮነ ሰብ የድልየኛ ኣሎ :ትሕትና ዘለዎ ኣገልጋሊ የድልየና ኣሎ :ምረት ጋሃነምን ጣዕሚ መንግስተ ሰማይ መን እዩ ዝሕብረና ካሳሁን ሓወይ :
    ኣነ ቤቴክርስትያን ክርስቶስ ከም ዘሎን ምስኡ ክራከብ እየ ዝከይድ :
    ሕራይ ናይ ኤርትራ ቤተክርስቲያን ተጋግዬም ኣለው ንበሎም እሞ :ወጺኣ ኣብ ናትኩም መስመር ኣትየ ንበሎ :እዚኦም እንዳበልኩ ተመሊሰ ሓጥያት ክውስክ: ንሰይጣን ድፋዕ ክሰርሓሉ: ወይ ጉድ እግዚአብሔር ምስትውዓል ይሃበና ::
    ጸላኢና ሰብ ወይ ጳጳሳት ወይ ቀሳውስት ኣይኮኑን ናይ ጥንቲ ገበል እዩ :ነዚ ከኣ ብጸሎትን ጾምን ስግደትን ምስ ትሕትና እንበር ኢድካ ብምውጥዋት ኣይጠፍእን እዩ:ብስጋን ደምን ናይ ጎይታናን ፈጣሪናን ተሓቲምና ወረስቱ መንግስቱ ንኩን : ምስ ቡዙሕ ይቅሬታ

  • @Takila1234
    @Takila1234 2 месяца назад +5

    ነቶም ዝመቱ ኣቦታትና መንግስተ ሰማይ የዎርሶን ኣደቅስዎም ለመጭመጨ ግደፍዋ ዛንታ ናይቲ ተጋዊን ፈሪሳዉን ከይኾነካ

  • @KzarebDo
    @KzarebDo 2 месяца назад

    ምድንጋር ንምፍጣር ነገር ኣይትሓላልኽ ። መልሓስካ ኣርም !!!

  • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን

    ካይስማዕካ ኮመንቲ ምጽሓፍ ይፈቅድ ድዩ ? እንቋዕ ብደሓን መጻኹም መምሁርና ❤

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 2 месяца назад +2

      አነ ይፅሕፍየ እግዚአቢሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኢለ❤ብዛዕባ ትምህርቲ ግን ከየዳመፅና እንታይ ኢልና ንፅሕፍ ብትዕግስቲ አዳሚጽና ንፅሓፍ😊

    • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 месяца назад

      ብምስትውዓል ንስማዕ ስቅ ኢልና ቃለ ህይወት ወይ ብኣፍና ጽቡቅ ዘአአባ ኣይንዛረብ😢😢
      ደቂ ኣቦና ኣብርሃም ትብሉ ግን ግብሪ ኣብርሃም የብልክሙን ይብል ጎይታ ኣብ ወንጌሉ
      ሕጂ ኸኣ ደቂ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኢና ኢሎም ንሰባት ፋሕፋሕ የብሉ ግን ግብሪ ኣቡነ ኣንጦዮስ የለን ብጥራሽ😢😢
      ሓው ካሳሁን ነዚ ቃል ኣምላኽ ከምድላይካ ኣይትግበሮ ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝእዝዞ ግበር ቅዱስ ፓትርያሪክ እንዳ በልካ ግን ኣብ ፈቀዶ ሓሶትን ዘየለ ዘረባን ትርከብ ኣለኻ ኣስተውዕል😢

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 месяца назад

      @@alemdesta454
      ነቲ ዝነበረ ቅድሚ ሕጂ ትምህቲ ሒዘ ንዝመጽእ ካኣ ካብ'ኡ ተመሪኪስ ጽቡቅ ሃናጺ ትምህቲ ከም ዘልዎ ኣሚነ መምህረይ ኢለዮ ኢዩ ካኣ ብልክዕ ብዙሕ ኣሎ ካብ'ዛ ዩቱዩብ እዚ'ኣ ዝክስብኩዎ ትምህቲ

    • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
      @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 месяца назад

      @@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
      ኣነ'ስ ዳሓን ኣብ'ቲ ዝኣምናሉ ዕላማ ዶው ክብል ዝመጽእ ይምጻእ ነግ ፈንግ ኣይብልን'የ። እቲ ብምስትውዓል ዘበልካዮ ካኣ ንካሶሆን ሕጂ ኣይኮንኩን ዝፈልጦ እንታይ ምልእክቲ ከም ዝሕልፍውን ምግማት ኣይስሕቶን ኢየ ፥ ንዝነበረ ኣመስጊነ ንዝመጸ ካኣ ደጊመ ጽቡቕ ካኣ ዛዚመ ። መን'ዩ ፋሕ-ፋሕ ኣቢሉ ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን ስም ኣቡነ እንጦንዮስ ካይትጽዉዑ ኢሎምና ። ንሕናስ ሎሚ ኣቦና ጽባሕ ኣቦና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢልና ካኣ ንጽውዖም ኔርና ሕጂ'ውን ኣልና ግና ካኣ ክንነብር ኢና ምስ ኣቦና ካብ ምጽዋዕ ካብ'ኦም ወጻኢ ካልእ ኣቦ ውን ኣይንፈልጥን ኢና ።

  • @aklilugebrit6780
    @aklilugebrit6780 2 месяца назад

    Ok kemzis tbel aleka.....ms tmhrti menafkan mhbar ke srat betekrstiyan dyu.....bnxuh lbi melsa

  • @tedrosfisehaye849
    @tedrosfisehaye849 2 месяца назад

    ሰላም መዓልኩም እሞ ከመይ ጌሮም ኢዮም ክሸሙ ዝኽእሉ ደኣ

  • @kidaneTsegay
    @kidaneTsegay 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YoniAsafaw
    @YoniAsafaw 2 месяца назад +2

    ሃይማኖት መሳርሒ ፖለቲካ ኣዩ ብዘይ ሃይማኖት ውን ክትነብር ት ኽ ል ኢኻ

  • @okubazgimalu7413
    @okubazgimalu7413 2 месяца назад

    ንስካ ኢካ ክትጥዓስ ዝግባኣካ ካሳሁን 😢

  • @GJ_HENOK
    @GJ_HENOK 2 месяца назад +1

    Zeyhgaw, Niska win zeyhgaw seb eka malet eu😂

  • @VirtueTemu
    @VirtueTemu 2 месяца назад

    "ሰላም ለመላቲህከ ፡ክመ ፈጣሩሁ ጽፉዕ!
    በልእልናሁ መንበር ዘበታሕቱ ግፉዕ!
    እንጦንዮስ ገብር እንጦንዮስ እግዚእ!
    ወንበርከ ምልእተ- መርገም በኃይል ዘይመጽእ!
    በቅድሜከ ይከውን ድፉእ!"
    Period!!!

  • @SaintGabriel-s6p
    @SaintGabriel-s6p 2 месяца назад +1

    Who are you to judge on the Eritrean Synod! You are the one who is dividing our people.

  • @SaintGabriel-s6p
    @SaintGabriel-s6p 2 месяца назад +2

    I don't agree with you at all. Try to know your self first.

  • @OkubietBrhane
    @OkubietBrhane 2 месяца назад +2

    Suk bel bejaka teseter ente kilka kabti atikayo zeleka thadusawi mengedi temeles kthafrelu nerka keman nbalka zeytaremka eka thzunu nfelet ena bhalti abiet ewan ferihna eka hjis

  • @ፅሪቲካሕሳይ
    @ፅሪቲካሕሳይ 2 месяца назад +1

    ሰላም ኣምላክ ምስ ኩለና ይኩን በቢዘለናዮ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @kisanettesfazgi4294
    @kisanettesfazgi4294 2 месяца назад

    Entay ina kenmhar hijii abezi kulu ane ayteredeanen

  • @kbromtesfay7100
    @kbromtesfay7100 2 месяца назад

    ካሳሁንንንንንንንንንንንን

  • @tsegatewelde2799
    @tsegatewelde2799 2 месяца назад +1

    Neakum dma mhret yewrdelka hiji nmintayu ztenakef zello bzey zkone mknyat mechem
    Eski sle hizbin meneseyatnan txelyu kulukum hade seb nseb endaketele hiji aristi terekibuu dyu

  • @barakiyotala5671
    @barakiyotala5671 2 месяца назад

    Nseka felalay eka , sek ente belaka yehsheka

  • @senayommichele3341
    @senayommichele3341 2 месяца назад

    ሰላም ሓውና ኣሕዋት ቤተ ክርስቲያን ዝፈልጦኦ 3ይ ፓትርያሪክ ኢዩ ትብል ኣለኻ ምኽንያቱ ከተብርሆ ትኽእል ዶ ምኽንያቱ ተገዲስካ መልሶ ብዝተረፈ ጉዳይ ቤትክርስቲያን ኣብ ቤተክርስቲያን ኢዩ ስለዚ ኣብ ሚዲያ ኣዚና ኣይንጉየ

  • @adulissiltaneeritrea3010
    @adulissiltaneeritrea3010 2 месяца назад

    Etom kab betechristian wetsikum zellekum temelesu aytikozimu temelesu temelesu

  • @BiniamMebrahtu-mx3jw
    @BiniamMebrahtu-mx3jw 2 месяца назад

    nskas memhr ika ktfelali do ygbeaka u . betekrstiyan faf fah enabelet si meliska lamba tksks . kndey seb yketateleka tfelt do? enqae eka nexa fqad halewena

  • @mulughetesemere868
    @mulughetesemere868 2 месяца назад

    ኢሰያስ ቅድሚ ሕጂ ቡዙሕ ግዜ ለሚንዎም ኢዩ ግብጺ ግን ኣብዮም ኔሮም ሕጂ ግን ፖሎቲካዊ ረብሓ ኣራኺብዎም ሓራይ ኢሎም ግብጺ ቤትክርስትያን መጻወቲ ይገብራ ኣሎ

  • @AmineMehari-ky4fx
    @AmineMehari-ky4fx 2 месяца назад

    ህግደፍ ናይ ዘመና ፈርዖን!

  • @senaitbeyan8224
    @senaitbeyan8224 2 месяца назад

    Sorry ane zgermi zelo xebuqi aytgebran Egziabher yfrdom netom zbedlu nmentay neska gen feradi tkewen .kulu geza bzeba Eritrea zfelaly tzarab.mxelay eu zdeli Egziabher eko sela kulu xeleu eu zble.

  • @TedrosyemaneYemane
    @TedrosyemaneYemane 2 месяца назад

    Ykrata tbdlu elkum nkdm bzey ptrarek kidu malatkum eikum hji ka jamirkum

  • @AsmeromjernoWeldegenriel
    @AsmeromjernoWeldegenriel 2 месяца назад

    Slezi bzey abo nber malet du kulu gze tewhado nmbtan du walas nmxrnaf mrdae abina dlatkum nezi hzbi ba hseblu

  • @filmonyohannes1825
    @filmonyohannes1825 2 месяца назад

    😂😢😂😢😂😢😂 ኣየ ሕቡእ ሲኖዶስ😂😂😂 እሞሆይ ኣቅምሽ እወቂ የሚለው አትርሳው

  • @HadishTadele
    @HadishTadele 2 месяца назад

    Wengiel zeytsbbk men eyu bzaeba bietkrstyan tezareb likuka

  • @MehariHabte-d5s
    @MehariHabte-d5s 2 месяца назад

    Nmkanu ke hiwet aloka du May xelot tehxeb seb nbealka tefika seb aytetall

  • @lia1159
    @lia1159 2 месяца назад +1

    Now you are just making it too obvious. ኣንተ መምህር ነህ ግን ሁለም ስለ ኤርትራ መጥፎ አንጂ ኣንድ ቀን ተሳስተህ ጥሩ ነገር ስታወራ ኣይተን ኣናቅም። ስለ ትግራይ ሲሆን ግን ስተት ሲሰሩም ምንም ብለህ ኣታቅም። ትግራዋይ ብት ሆንም መምህርነትክ በልጦብህ አውነቱን አውንት ሃሰቱን ሃሰት ማለት ሲገባህ ኣጉል ጽንፈኛ መሆን ታበዛለህ. You have made it clear that you are not Eritrean. So whatever happens in Eritrea is none your business. Stop trying to monetize off of something that has nothing to do with you

    • @KzarebDo
      @KzarebDo 2 месяца назад

      ብድፍረቱ ባዕሉ እዩ መምህር ኮይኑ መምህር ኢሉ ዝሾሞ ሰብ የለን

  • @tsigeredaghebrehiwet6200
    @tsigeredaghebrehiwet6200 2 месяца назад

    አንቶም መምህር ብመዓዶ ኮንና እባ ናትና ስምዒት ኣንዛረብ ኻብኦም ኒፈልጥ ንመስ ኣይኒኩን እሰም ፍርሓት ኣምላክ ኣለወም ንሕና ኒዛረቦዘለየ እዩ ዚኸፈአ ተበኣስዘለኻ

    • @KzarebDo
      @KzarebDo 2 месяца назад

      መንዩ መምህር ገይርዎ

  • @BiniamMebrahtu-mx3jw
    @BiniamMebrahtu-mx3jw 2 месяца назад

    eti bdhreka zelo mexahfti entay sbek du zbleka ...frqi weys mfllay?