Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ትከታተሉ ብዙሓት ኣለኹም እሞ ገንዘብ ኣይክፈሎን'ዩ ነዛ ድኳንና ኣይተጠፍሽዋ ሃየ ብሳብስክራይብ: ላይክ: ሼር: ኮመንት ዕልቕልቕ ኣብልዋ😃
ኣቶም ተውሳእቲ ብሙሉኦም ደስ ይብሉኻ ብፍላይ ድማ ሰላመይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣብ ኩሉ መሲላቶ ካሌብ ውን ብጣዕሚ ጎበዝ ቀጽልዎ
ብጣዓሚ ንፉዕ ፡ ዝነኣድ ገጸ ባህሪ ሰሪሑ ቶማስ ንፉዕ፡ ኣድኒቆዮ ።
I admire more Kaleb very Excellent and oll of doing great job bless you more
❤❤❤❤❤❤❤ቶማስ ዘይብሉ ፊሊሚ ዳርጋ ጮው ዘይብሉ ፀብሒ 😊😊😊ብጣዕሚ ፅብቅቲ ፊሊሚ ሰላም ናዓኩም ይኹን ደቂ ኤሪ ብጣዕሚ ዝፎትወኩም ኣነ ሓውኩም ወዲ ራያ❤❤❤❤❤
ጽቡቕ ስራሕ ተዋሳእቲ ውን ንፉዓት❤ ቀጺለ ኩቡር ደራሲ እዚስ ከምዚ ክኸውን ኔሩዎ ካብ ዘብሎ ነጥቢታት ገለ ክብል ፍቀደለይ፦ኣማን ንፍትሕ ኣብ ዝሓሰበሉ ግዜ ንስድራ ሰላም/በዓልቲ ቢቱ፥ ንሱ እዩ ክነግሮም ዝግባእ፥ ኣብ ክንዲ ስድራኺ ንገሪዮም ክንፋታሕ ኢና እንናበለ ዝደጋግመላ፥ ምክያቱ ኣገባብ ናይ ሰብ ቃል ኪዳን/ሓዳር ክትፋታሕ ኣብ ትደልየሉን ወይ ውን ኣብ ትጋራጨወሉ ዋላ ውን ይኹን ስብኣይ 'ዩ ንስድራ በዓልቲ ቤቱ ዝነግሮም/ዝጽውዕም። ኣማን ቀይደበተኽን ኣብ ልዕሊ ሰላም ውን ክብሪ ዘይብሉ ሰብ ዋላ ኮይኑ እንተተዋስአ። ሰላም ውን ነቲ ፍትሕ ዘይትመርጾ እካ እንተነበረት፥ ግን ዘይተርፍ ካብ ነበረ እቲ ፍትሕ፥ እሞ ፍትሕ ዋላ ክንፋታሕ እንተኾና እቲ ኣጋባብ እኮ ንስኻ ኢኻ ስድራይ ክትጽዖም ዘለካ ንክትብሎ ሓንቲ ምሉእ ሓሳብ ክትዋሃባ ኔሩዋ ኮይኑ ይስማዓኒ ንሰላም። 2ይቲ ፥ ሳሮን ትሮቦ. . እቲ ትዛረቦ ኣብ ዘይእዋኑን ግዚኡን ኮይኑ። ካሌብ ሰላም ሞይታ ኣብ ከቢድ ሓዘን እናሃለወ፥ እቲ ሳሮን ትብሎ ናይ ብሓቂ ከምኡ ዓይነት ሰብ ኣሎ ማለት ድዩ ክሳዕ ድብል ኮይነ። ሓቒ ምዝራብ ሰላም ሞይታ ካሌብ ውላዱ ሓቑፉ ኣብ ዝነብዓሉ ዘሎስ፥ ፊልም ሙኻኑ ይርዳኣኒ 'ዩ ግን ብኼ! ኣብ ከምኡ ሓዘን እንከሎ ካሌብ ሳሮን ትዛረቦ ግን ገሪሙኒ። ፈታዊት ነብሳ ክንብል ንኽእል ኢና እዚ ግን ሞት/ሓዘን እዩ። 3ይቲ. ኣዛራግሓ ናይዛ ፊልም ብጣዕሚ ፈቴዮ❤፥ ተመሲጠ ውን ሪኤያ ብዘይቀልዓለም ናይ ድቃስ ግዜይ ሰዊኤ። ኣወዳድኣ ግን ካብታ ናይ ሳሮን ሞት ንድሕሪት ኣይዓገብኩን ብውሑዱ ሓደ ሳዓት ዝኾውን ምኸደት ኔራ ኮይኑ ይስማዓኒ። ይርዳኣኒ ኣዩ ብዙሕ ብዶሆታት የጋጥም ይኾውን ዝብል ግምት 'ዩ ደለኒ፥ ግን ሞት ናይ ሳሮን ሽለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይነበረን፥ ክስራሕ ኔሩዎ። ዋላ ዳኣ ባዕላ ነብሳ ተጥፍእ እምበር ኣማን ግን ብዝገበሮ ኣብ ልዕሊኣ ብሕጊ ክትሓዝ ኔሩዎ። ንምታይ ዳኣ ኣሞ ከ ኣድላይ ኮይኑ ኔሩ ኣማን ኣብ መስተ መድሃኒት የእትዩ ምስኡ ክትሓድር እንዳገበረ ምርኣይ ድብል ሕቶ ይፈጥር። ሰላም ክትመውትን ፊልም ክትውድእን ውን ሓደ ኮይኑ ሂወት ካሌብ ከመይን ናበይን ኣቢሉ ድብል ሕቶ ውን ይፍጥረልካ። ክትቅጽል ኔሩዋ ኮይኑ ይስማዓኒ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ኩቡር ደራሲ
እፍ ኣፍፃፅማ ተፅልእ ታይ ገበርናዮም ወደይ😢😢😢😢
ኩሉ ግዜ መወዳአታ ከምዝገምትናዮ ክከውን የብሉን ክንምሰት soooo nice job😊😊😊😊
Enka beselam mexakum deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 xada ❤❤❤🎉🎉🎉😊😊😊😊
ብጣዕሚ ተፅልእ ደራሲ መጨረሻ ዜሮ ገርካ ዮ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም የሕዋት❤❤❤
ገለ ዓይነት ስራሕ ቀጽልዎ ገለ ኣብቲ ዘሐጎሰኒ፧1፡ ጽቡቃትን ሓደስትን ተዋሳእቲ ብምፍጣርኩም ማለት ደቀንስትዮ ኣዝየ የድንቀኩም።2፡ ኣብ ቃላት ማለት ካብ (I LOVE YOU ) የፍቅረካ/ኪ ናይ ባዕዳዊ ቃላት ዘይምጥቃምኩም ጽቡቅ ደስ ዘብል ቀጽልዎ❤❤❤❤
መን እዩ ሓደስቲ ኢሉካ ዋእ ክክክፊልም ኣይሪእን የ በል
❤
ኣንታ እዚ ዳራሲ ጡዑይ ድዩ ንኹሎም እኮ ቀቲሉዋም
😂😂😂❤
😂
ክፅብቓ እዘን ኣዋልድ❤
Kulim ketilwom kurub nselamey kthlu neyrwa bzterefe xbuq srah drsetka ysesn. Ab srahkum awet ymneyelkum ❤❤❤❤❤❤
What a trigger story and just a sad story, It explained a lot . The main character Lamke is Amising job
SDET 😢😭ufffffffKaleb him known his dad was died by phone made me so sick 😢. Best writer love it well done to all keep it up deki erey mareye. Eza hiwet ab sdet fkri tray eyu zxebikilina yhwatey
Nice Good for job btami des bhaleti film deqi erey xeadi💯🥰❤💝🙏
ፊሊ ሰላም ቀቲልካያ ዳሕራይ ሰላም ወሊዳ ✌🏾❤️🍀👉🏽🇪🇷🙏🙏🙏
Nay bhaqi xbeqi srahi deqi eryyyi shekorat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ሕማቅ ኣወዳድኣ ደራሲ ህልኽ ነርዎ ዩ መስለኒ ምስ ዞም ተዋሳእቲ ክቅተሉ ዘይግኦም ቀቲልዎም ወያል
😂😂😂😂😂 ድራማ እዩኮ🙄🙄🙄
Betami des teble nere gen kulu hazen koynu nesom aythgusu nehna wen aythgosnan selmnty gen lebn serkyo betami💔💔💔
xbiq serha daqi eriyy❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Selamey ketimewit ayenbran bae awedadiasii derasi abey alo mo
ሰላም ክትመውት ኣይነበራን
ኣሕ ሰላም ክትመውት ኣይ ሓሰብኩን❤❤❤❤😭😭ደራስ ግን ንኩሎም ቀቲልውም🎉🎉🎉🎉🎉🎉thanks
Hmak ente temenikan hasibkan nabaka eye tmles Aman 😢selamey gn derasi abzihkayo
Ewy hiwet kemuu ya sqay mekera hansab thugos hansab tguhi 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊
The main character is little Denzel Washington just wow keep it up
ይበል! ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ። i hope ካውዚ ብላዕሊ ሃምትሰርሑ
እንታይ ስራሕ ሪኢኻ ኣብዚ ዱሁል😢
Actually, I had a similar story during my pregnancy, and thank you to God I am alive but stile that kind of movie triggered me.
Ah ah my life Frist step 😢
❤❤❤❤❤wawww Eritrean movie amazing
ሰላም ማራ ከብደይ በሊዕኽኒ 🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ❤❤ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ❤🎉
selam kitmewet aynebran
ah selamey😢😢
Selam ktmewt ayneberan .......b.z.k. xbuq srah❤❤❤
Selam ktmewt ayneberan, tmrteyn sreheyn gedife kkatatela hadire ab mewedaeta gn hasikumni, bzkone gn xbuq srah❤
Filim eritrea kab mray zeymray yhash kmetu gele zelekum deresti ba ahh😢😢😢😢😢😊
ስለ'ቲ እትህቡና ሃናጺ ርእይቶታት እናኣመስገንና እዛ ቻነል ንኽትዓቢ ከም ወትሩ ሳብስክራይብ፡ ላይክ፡ ሼር፡ ኮመንት እናገበርኩም ደገፍኩም ኣይፈለየና የቐንየልና።
ብስሩኸ ሰብ ታሓኒቁ ተረኺቡስ ተቐዳዲምካ ኢኻ ተውርዶዋ ወረቀት ለንብብ ሰብ ኣሎ ፍልምኹም ኣስተኻኽልዎ
Awyyyy ane ye ko zgedd zi kulu gzizey zetfaeku hmam ba leka u seha bejaka ba awedade film keyqetelka kemzwdae xbuq awedade kemzelo meharuni belom ooy
ሕማቅ ኣወዳድኣ ኡፍፍፍ ሰላሞ ግን ክትመዉት ኣይነበራን ዘይትፀበኹዎ 😢😭😭😭
Btaemi xbuq film bflay selam kulu kielato tomas kulom etwasaeti xbuq srah gn selam bihiwet ktqxl nera drasi n3 sebat selam ketexnha nerka ane kem zrdaani
Kem selam gal'ba dleyuley bejakim
ወይ ሰላመይ ክትመዉት ኣይብተገባኣን 😢 ቶማሰይ መቀረት
Nooo selam gn xbuq eyu zgba neru ktmewt aygban kegatm kem zkel ab hiwet nfelt ina mewedaetu gn rgue hiwet ms hadaran wedan eye texebe ane btaemi yehzn🥺
Waaaaooowww❤❤❤❤❤
wedi haram derasi selam Entay gera qetiliwa😢😢😢
ኡፍ 😰ሰላመይ 🖤ንካሌብ በዲልክዮ 💔😰
Selam ktmewt aynebran😢
Wawwwww very good
Eza move mesay tetasaser eya
ዋ !!ደራሲ ብካ ብርቂ እልካያ ወዲእካዮም እኮ
ሰላም ማራ ከብደይ በሊዕኽኒ
Bila jemira Kela Abmewedaeta gn fah ela 😢😢😢
😢😢😢😢😢😢selamey😢😢😢
ኣማን ግን ልክዕ እቶም ህግደፍ ይመሰል ኣይርዳእ ኣይረደአልካ 🤒
😂😂kkk
ብሓቂ ህግደፍ መንደፍ😂
ኡፍፍፍፍፍ ሰላም ግን ልምንታይ ከይተሓጎሰት😢😢😢😢😢😢
ክክክክ ትንፋስ ኣተሓለፍቲ ድዮም ወላ ኣሕረስት😂ፉሉያት ኣሕረስቲ ኢኩም😂
Tight
እውእ ኣታ ሞት በዚሕዋ ወዲእዎም እምበር እዞም ሰባት እንታይ ዓይነት ኪለር ደራሱ ዩ
Bezia diya tijimr mrdae abiyatini,weys kilmia alewa iyu
ወዲ ጉማማ ሰላመይ ሞት አይግብአን እዩ 😢😢😢😮ፈለማ ድዩ ድርሰት ትጅምር ዘለኻ ፊልም መይታትካ ካብ ሕጂ አምሓይሾ ከምዚ ኸይትደግም ዝተወጽዐ ሰብ ከይቀሰነ ከመዉት ባእእእእእእእእእ😢😢😢😢😭😭
ናይ ብሓቂ😢😢😢
የክለፍክም 1 xubk Nauru ኣብ መወዳኣታ ግን😭😭😭🫦
❤❤❤❤❤❤❤❤
Mewedata gn😢😢
❤❤ bhai merit famil 😂😂😂😂😂😂
ሰላመይ😢😢😢
Waw ate market filme qaxlwo abe❤❤❤❤❤❤❤❤❤
way kemzis ytrefena qanza
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Antum sebat entay eu weridkum nselam bwhdu ktbdel ayneberan malet mot aygban eu entay knmhar nkel kabzia aman bzeymwladu tekexie kaliab & selam gn ksab deki dekom kriu ygbom fkri malet ariomna eyom bzkone xbuk srah sorry kexlwo eti zmeseleni eye ❤❤ so tomi ka blux naybluxat ❤
anta nkulom anqixwom ab mewedaetas aguhikani neaysi😢
እንታይ ዓይንተ ድርሰት እዩ እዚ በጃኩም ብፍላይ እዚ ደራሲ ፊሊ ( ሳሓ ) ዝብሃል ሒማቅ ኣሎ ማራ ይፈኮስ ኣሎ ስራሓቱ ናይ ቡዙሕ ናይ ዝተዝርገሕ ወላ ናይ ዝዝርጋሓካ ኣይኮነን በጃካ ማሃሪ ስራሕ ሒማቅ ኣለካ ካብ ቡዙሕ ተስርሕ እሞ ካኣ ጥቅሚ ዘይቡሉ ሓንቲ ጽፍቲ ሰራሕ በጃካ
Waaa nska eka hmaq zeleka aythafrn dika ke
@@BabaNatey-sb6xfእንታይ ኮይኑ ክሓፍር መሽታኽ መልመጺ
@@Natnaelgebrhiwet kemey gerom serihom yeqrbwo alewu ayrdakan au antekone metebabakayom aykonen asthaml weyal
ሰላም ክትመውት ኣይነበራን ንምንታይ ዕላማ ተሰሪሓ እዚ ኩሉ ሰዓት ወዲኡስ ፍረ ዘይብሉ ዕንክሊል ይብል ምስተፋትሑስ ማዕረ ክንድዚ ኣይከውንን ዩ እታ ጓል እውን ንዓይ ኣሚንካ ኣይትፋታሕ ኣፍቃሪ ኣለኒ ትብሎ ኔራ ንሱ ግን ብሰንክኺ ሂወተይ ፋሕፋሕ ኢሉ ኢሉዋ ብቻ ብዙሕ ጌጌታት ኔርዎ ኣብ ፈከራ የሕሊፈምዎ
@@mhretmhret270 ቡዙሕ ጌጋታት ኢዩ ዘለዋ ሓደ ሰላምን ካሌብን ክንደይ መካልፍን ሽግር ሓሊፎም ወሊዶም ፍረ ጻምኦም ክሪኡ ኢዩ ዝግባእ ዝትአገሰ ድኣ እንታይ ኢዩ ትርግሙካልኣይ ክኣ ኔኣማን ዕሽነት ማረ ተጋኒኑ ኣብ ባይታ ከምዚ ዘሎ ኮይኑ ኣይስምዓንን ሳልሳይ ክኣ ጌግኡ ፈሊጡ ክእረም ኔርዎ ኩሉ ነብሳ ጌጋ ኢያ ከም ዝጀመረቶ ኣይኮነትን ዋላ ሓንቲ ክትምህር ኣይትክእልን ኢያ እንትርፎ ተስፋ ክተቁርጽ ሃያሲ ናፍሊም የለን ኢሎም ብትአዛቢ ይጻወቱ ኣለዉ
Selam ktmewt ayneberan
Xubup❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውውው
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መጨረሽኡ ኩሎም ሞይቶም ሕርር በሉ ደጊምስ ኣይበክንኣብ ቃና ንብዓተይ ወዲአ እየ ያማች ሞይቱ ኢለ ክበኪ ይውዕል ነይረ😂
ክሪኣ ደልየስ ክትርደኣኒ ኣይከኣለትን ኣየነይቲ ኢያ 1ይ ክፋል ኣብዛ ቻነል ሙሉእ ፊልም ኢልኩም 2 ግዜ ሸር ኢልኩማ ኣለኹም እዛ ሰርቢ ትብል ፊልም ኣጀማምርአን ድማ በበይኑ
በዚኣ ጀምር ruclips.net/video/vtcGAyyFxZI/видео.htmlsi=6HpSISBIZGzQvFRE
ፊልምታትኩም ይፎክሰና ኣሎ ትብሉ እባ ኣብዚኣ ጽቀጡ ከምዚ ከማይ ተሊኩም ?
ምን ማለት ነው ጠቅ 🤦🏾♀️ ኡእይ ሸዋ ሕማቅ ኣላ
ይፈኽሰና ኣሎ ጥራይ ዘይኮነስ ዋላሓንቲ ትምህርቲ ዘይብሉ ፍሊም ካብዚኣስ እንታይ ትማሃር ሕጂ ሞት ሞት ጥራሕ በቃ መሊኢዋ ኣነስ ካሌብን ሰላምስ ክንደይ ሽግርን መኻልፍ ሰጊሮም ፍረ ጻምኦም ክረኽብ ክዋቱ ኢየ ሓሲበ ተረኣኹስ በንጻሩ ዝትዓገሰ ድኣ እንታይ ኢዩ ጻምኡ ሕማቅ ትምህቲ ተስፋ ዘቁርጽ ሞራል ዘውድቅ ንሰብ ባዕ😮😮
ተሚተይይ 🎉🎉🎉
Gobezat tomass fuluy seb selam dma azya xbqti gal atum awedat kemey elkum treiwa thlwu ane ka ab gal zeleni adnaqot luaul you nselam fetyeya
ኣንታ ነዛ ፊልም ዝደረስካ ብጣዕሚ ኢኻ ከም ገለ ጽላኣት ነብሲ ኣለካ መስለኒ ብጥዕሚ ሕማቅ ንደቂ ሰብ ኣብ ዘይተደልየ ናይ ሂወት ጭካነን ተንኮልን ጥራሕ ምሂራ ትውዳእ ብሙሉኦም ከም ሕሱም ቀቲልካዮም ሰነፍ እንተተባሃልካ ኣይውሕደካን እዩ ።
ታይ ጽልኢ ኔርዎ ዲዩ ምስ ዞም ትዋሳቲ ደራሲ ጥዑይ ኣይኮንን
🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ቶማስ ሕፅትኻ እየ ተበለቶስ ኣቦይ ሞይቱ እዩያ😂
😢😢😢😮 ab mwdta gn twdeom
Selam ktmewt aynebersn b ,z,k ,xubq Srah ❤❤
Waaaaa
😢😢😢😢
ከመይ ንርእሴኻ ይገበረልካ😢 ኣታ ክንደይ ሞት ይፈትዉ ህዝቢ ኢዮም ደዲት በጃኹም ዋላ ንዕጽዋ እዚኣ ልቢ ሰብ ጥራይ ኢያ ክትጎድእ ትክእል ባእ ሕማም😮😮
Selam gn btaumi flyti tewasait eya gn ka derasay qurub nselam hagos Ygbea neyru
እዛ ሰላም ምቅርቲ ግን ኩሉ ግዜ ተሰካሚት ፀገም ኮይና ትሰርሕ ክትሕዝነኒ ኣነስ
Gele awedatsi hasadat ekum hanti gol msakum kela kem kntit thsrwa.dehar kabakum ms rehaket kea selam gera hiweta ktmerh zeydeliyu nmntay ekum ba
አዛ ደርፊ ግን ዉሽጠይ ገዲኣትኒ😢
😢😢😢😭😭
😢😢😢😢😢😢
ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ትከታተሉ ብዙሓት ኣለኹም እሞ ገንዘብ ኣይክፈሎን'ዩ ነዛ ድኳንና ኣይተጠፍሽዋ ሃየ ብሳብስክራይብ: ላይክ: ሼር: ኮመንት ዕልቕልቕ ኣብልዋ😃
ኣቶም ተውሳእቲ ብሙሉኦም ደስ ይብሉኻ ብፍላይ ድማ ሰላመይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣብ ኩሉ መሲላቶ ካሌብ ውን ብጣዕሚ ጎበዝ ቀጽልዎ
ብጣዓሚ ንፉዕ ፡ ዝነኣድ ገጸ ባህሪ ሰሪሑ ቶማስ ንፉዕ፡ ኣድኒቆዮ ።
I admire more Kaleb very Excellent and oll of doing great job bless you more
❤❤❤❤❤❤❤ቶማስ ዘይብሉ ፊሊሚ ዳርጋ ጮው ዘይብሉ ፀብሒ 😊😊😊ብጣዕሚ ፅብቅቲ ፊሊሚ ሰላም ናዓኩም ይኹን ደቂ ኤሪ ብጣዕሚ ዝፎትወኩም ኣነ ሓውኩም ወዲ ራያ❤❤❤❤❤
ጽቡቕ ስራሕ ተዋሳእቲ ውን ንፉዓት❤
ቀጺለ ኩቡር ደራሲ እዚስ ከምዚ ክኸውን ኔሩዎ ካብ ዘብሎ ነጥቢታት ገለ ክብል ፍቀደለይ፦
ኣማን ንፍትሕ ኣብ ዝሓሰበሉ ግዜ ንስድራ ሰላም/በዓልቲ ቢቱ፥ ንሱ እዩ ክነግሮም ዝግባእ፥ ኣብ ክንዲ ስድራኺ ንገሪዮም ክንፋታሕ ኢና እንናበለ ዝደጋግመላ፥ ምክያቱ ኣገባብ ናይ ሰብ ቃል ኪዳን/ሓዳር ክትፋታሕ ኣብ ትደልየሉን ወይ ውን ኣብ ትጋራጨወሉ ዋላ ውን ይኹን ስብኣይ 'ዩ ንስድራ በዓልቲ ቤቱ ዝነግሮም/ዝጽውዕም። ኣማን ቀይደበተኽን ኣብ ልዕሊ ሰላም ውን ክብሪ ዘይብሉ ሰብ ዋላ ኮይኑ እንተተዋስአ። ሰላም ውን ነቲ ፍትሕ ዘይትመርጾ እካ እንተነበረት፥ ግን ዘይተርፍ ካብ ነበረ እቲ ፍትሕ፥ እሞ ፍትሕ ዋላ ክንፋታሕ እንተኾና እቲ ኣጋባብ እኮ ንስኻ ኢኻ ስድራይ ክትጽዖም ዘለካ ንክትብሎ ሓንቲ ምሉእ ሓሳብ ክትዋሃባ ኔሩዋ ኮይኑ ይስማዓኒ ንሰላም።
2ይቲ ፥ ሳሮን ትሮቦ. . እቲ ትዛረቦ ኣብ ዘይእዋኑን ግዚኡን ኮይኑ። ካሌብ ሰላም ሞይታ ኣብ ከቢድ ሓዘን እናሃለወ፥ እቲ ሳሮን ትብሎ ናይ ብሓቂ ከምኡ ዓይነት ሰብ ኣሎ ማለት ድዩ ክሳዕ ድብል ኮይነ። ሓቒ ምዝራብ ሰላም ሞይታ ካሌብ ውላዱ ሓቑፉ ኣብ ዝነብዓሉ ዘሎስ፥ ፊልም ሙኻኑ ይርዳኣኒ 'ዩ ግን ብኼ! ኣብ ከምኡ ሓዘን እንከሎ ካሌብ ሳሮን ትዛረቦ ግን ገሪሙኒ። ፈታዊት ነብሳ ክንብል ንኽእል ኢና እዚ ግን ሞት/ሓዘን እዩ።
3ይቲ. ኣዛራግሓ ናይዛ ፊልም ብጣዕሚ ፈቴዮ❤፥ ተመሲጠ ውን ሪኤያ ብዘይቀልዓለም ናይ ድቃስ ግዜይ ሰዊኤ። ኣወዳድኣ ግን ካብታ ናይ ሳሮን ሞት ንድሕሪት ኣይዓገብኩን ብውሑዱ ሓደ ሳዓት ዝኾውን ምኸደት ኔራ ኮይኑ ይስማዓኒ። ይርዳኣኒ ኣዩ ብዙሕ ብዶሆታት የጋጥም ይኾውን ዝብል ግምት 'ዩ ደለኒ፥ ግን ሞት ናይ ሳሮን ሽለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይነበረን፥ ክስራሕ ኔሩዎ። ዋላ ዳኣ ባዕላ ነብሳ ተጥፍእ እምበር ኣማን ግን ብዝገበሮ ኣብ ልዕሊኣ ብሕጊ ክትሓዝ ኔሩዎ። ንምታይ ዳኣ ኣሞ ከ ኣድላይ ኮይኑ ኔሩ ኣማን ኣብ መስተ መድሃኒት የእትዩ ምስኡ ክትሓድር እንዳገበረ ምርኣይ ድብል ሕቶ ይፈጥር። ሰላም ክትመውትን ፊልም ክትውድእን ውን ሓደ ኮይኑ ሂወት ካሌብ ከመይን ናበይን ኣቢሉ ድብል ሕቶ ውን ይፍጥረልካ። ክትቅጽል ኔሩዋ ኮይኑ ይስማዓኒ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ኩቡር ደራሲ
እፍ ኣፍፃፅማ ተፅልእ ታይ ገበርናዮም ወደይ😢😢😢😢
ኩሉ ግዜ መወዳአታ ከምዝገምትናዮ ክከውን የብሉን ክንምሰት soooo nice job😊😊😊😊
Enka beselam mexakum deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 xada ❤❤❤🎉🎉🎉😊😊😊😊
ብጣዕሚ ተፅልእ ደራሲ መጨረሻ ዜሮ ገርካ ዮ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም የሕዋት❤❤❤
ገለ ዓይነት ስራሕ ቀጽልዎ ገለ ኣብቲ ዘሐጎሰኒ፧
1፡ ጽቡቃትን ሓደስትን ተዋሳእቲ ብምፍጣርኩም ማለት ደቀንስትዮ ኣዝየ የድንቀኩም።
2፡ ኣብ ቃላት ማለት ካብ (I LOVE YOU ) የፍቅረካ/ኪ ናይ ባዕዳዊ ቃላት ዘይምጥቃምኩም ጽቡቅ ደስ ዘብል ቀጽልዎ❤❤❤❤
መን እዩ ሓደስቲ ኢሉካ ዋእ ክክክ
ፊልም ኣይሪእን የ በል
❤
ኣንታ እዚ ዳራሲ ጡዑይ ድዩ ንኹሎም እኮ ቀቲሉዋም
😂😂😂❤
😂
ክፅብቓ እዘን ኣዋልድ❤
Kulim ketilwom kurub nselamey kthlu neyrwa bzterefe xbuq srah drsetka ysesn. Ab srahkum awet ymneyelkum ❤❤❤❤❤❤
What a trigger story and just a sad story, It explained a lot . The main character Lamke is Amising job
SDET 😢😭ufffffff
Kaleb him known his dad was died by phone made me so sick 😢. Best writer love it well done to all keep it up deki erey mareye. Eza hiwet ab sdet fkri tray eyu zxebikilina yhwatey
Nice Good for job btami des bhaleti film deqi erey xeadi💯🥰❤💝🙏
ፊሊ ሰላም ቀቲልካያ ዳሕራይ ሰላም ወሊዳ ✌🏾❤️🍀👉🏽🇪🇷🙏🙏🙏
Nay bhaqi xbeqi srahi deqi eryyyi shekorat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ሕማቅ ኣወዳድኣ ደራሲ ህልኽ ነርዎ ዩ መስለኒ ምስ ዞም ተዋሳእቲ ክቅተሉ ዘይግኦም ቀቲልዎም ወያል
😂
😂😂😂😂😂 ድራማ እዩኮ🙄🙄🙄
Betami des teble nere gen kulu hazen koynu nesom aythgusu nehna wen aythgosnan selmnty gen lebn serkyo betami💔💔💔
xbiq serha daqi eriyy❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Selamey ketimewit ayenbran bae awedadiasii derasi abey alo mo
ሰላም ክትመውት ኣይነበራን
ኣሕ ሰላም ክትመውት ኣይ ሓሰብኩን❤❤❤❤😭😭ደራስ ግን ንኩሎም ቀቲልውም🎉🎉🎉🎉🎉🎉thanks
Hmak ente temenikan hasibkan nabaka eye tmles Aman 😢selamey gn derasi abzihkayo
Ewy hiwet kemuu ya sqay mekera hansab thugos hansab tguhi 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊
The main character is little Denzel Washington just wow keep it up
ይበል! ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ።
i hope ካውዚ ብላዕሊ ሃምትሰርሑ
እንታይ ስራሕ ሪኢኻ ኣብዚ ዱሁል😢
Actually, I had a similar story during my pregnancy, and thank you to God I am alive but stile that kind of movie triggered me.
Ah ah my life Frist step 😢
❤❤❤❤❤wawww Eritrean movie amazing
ሰላም ማራ ከብደይ በሊዕኽኒ 🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ❤❤
ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ❤🎉
selam kitmewet aynebran
ah selamey😢😢
Selam ktmewt ayneberan .......b.z.k. xbuq srah❤❤❤
Selam ktmewt ayneberan, tmrteyn sreheyn gedife kkatatela hadire ab mewedaeta gn hasikumni, bzkone gn xbuq srah❤
Filim eritrea kab mray zeymray yhash kmetu gele zelekum deresti ba ahh😢😢😢😢😢😊
ስለ'ቲ እትህቡና ሃናጺ ርእይቶታት እናኣመስገንና እዛ ቻነል ንኽትዓቢ ከም ወትሩ ሳብስክራይብ፡ ላይክ፡ ሼር፡ ኮመንት እናገበርኩም ደገፍኩም ኣይፈለየና የቐንየልና።
ብስሩኸ ሰብ ታሓኒቁ ተረኺቡስ ተቐዳዲምካ ኢኻ ተውርዶዋ ወረቀት ለንብብ ሰብ ኣሎ ፍልምኹም ኣስተኻኽልዎ
Awyyyy ane ye ko zgedd zi kulu gzizey zetfaeku hmam ba leka u seha bejaka ba awedade film keyqetelka kemzwdae xbuq awedade kemzelo meharuni belom ooy
ሕማቅ ኣወዳድኣ ኡፍፍፍ ሰላሞ ግን ክትመዉት ኣይነበራን ዘይትፀበኹዎ 😢😭😭😭
Btaemi xbuq film bflay selam kulu kielato tomas kulom etwasaeti xbuq srah gn selam bihiwet ktqxl nera drasi n3 sebat selam ketexnha nerka ane kem zrdaani
Kem selam gal'ba dleyuley bejakim
ወይ ሰላመይ ክትመዉት ኣይብተገባኣን 😢 ቶማሰይ መቀረት
Nooo selam gn xbuq eyu zgba neru ktmewt aygban kegatm kem zkel ab hiwet nfelt ina mewedaetu gn rgue hiwet ms hadaran wedan eye texebe ane btaemi yehzn🥺
Waaaaooowww❤❤❤❤❤
wedi haram derasi selam Entay gera qetiliwa😢😢😢
ኡፍ 😰ሰላመይ 🖤
ንካሌብ በዲልክዮ 💔😰
Selam ktmewt aynebran😢
Wawwwww very good
Eza move mesay tetasaser eya
ዋ !!ደራሲ ብካ ብርቂ እልካያ ወዲእካዮም እኮ
ሰላም ማራ ከብደይ በሊዕኽኒ
Bila jemira Kela Abmewedaeta gn fah ela 😢😢😢
😢😢😢😢😢😢selamey😢😢😢
ኣማን ግን ልክዕ እቶም ህግደፍ ይመሰል ኣይርዳእ ኣይረደአልካ 🤒
😂😂kkk
ብሓቂ ህግደፍ መንደፍ😂
ኡፍፍፍፍፍ ሰላም ግን ልምንታይ ከይተሓጎሰት😢😢😢😢😢😢
ክክክክ ትንፋስ ኣተሓለፍቲ ድዮም ወላ ኣሕረስት😂ፉሉያት ኣሕረስቲ ኢኩም😂
Tight
እውእ ኣታ ሞት በዚሕዋ ወዲእዎም እምበር እዞም ሰባት እንታይ ዓይነት ኪለር ደራሱ ዩ
Bezia diya tijimr mrdae abiyatini,weys kilmia alewa iyu
ወዲ ጉማማ ሰላመይ ሞት አይግብአን እዩ 😢😢😢😮ፈለማ ድዩ ድርሰት ትጅምር ዘለኻ ፊልም መይታትካ ካብ ሕጂ አምሓይሾ ከምዚ ኸይትደግም ዝተወጽዐ ሰብ ከይቀሰነ ከመዉት ባእእእእእእእእእ😢😢😢😢😭😭
ናይ ብሓቂ😢😢😢
የክለፍክም 1 xubk Nauru ኣብ መወዳኣታ ግን😭😭😭🫦
❤❤❤❤❤❤❤❤
Mewedata gn😢😢
❤❤ bhai merit famil 😂😂😂😂😂😂
ሰላመይ😢😢😢
Waw ate market filme qaxlwo abe❤❤❤❤❤❤❤❤❤
way kemzis ytrefena qanza
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Antum sebat entay eu weridkum nselam bwhdu ktbdel ayneberan malet mot aygban eu entay knmhar nkel kabzia aman bzeymwladu tekexie kaliab & selam gn ksab deki dekom kriu ygbom fkri malet ariomna eyom bzkone xbuk srah sorry kexlwo eti zmeseleni eye ❤❤ so tomi ka blux naybluxat ❤
anta nkulom anqixwom ab mewedaetas aguhikani neaysi😢
እንታይ ዓይንተ ድርሰት እዩ እዚ በጃኩም ብፍላይ እዚ ደራሲ ፊሊ ( ሳሓ ) ዝብሃል ሒማቅ ኣሎ ማራ ይፈኮስ ኣሎ ስራሓቱ ናይ ቡዙሕ ናይ ዝተዝርገሕ ወላ ናይ ዝዝርጋሓካ ኣይኮነን በጃካ ማሃሪ ስራሕ ሒማቅ ኣለካ ካብ ቡዙሕ ተስርሕ እሞ ካኣ ጥቅሚ ዘይቡሉ ሓንቲ ጽፍቲ ሰራሕ በጃካ
Waaa nska eka hmaq zeleka aythafrn dika ke
@@BabaNatey-sb6xfእንታይ ኮይኑ ክሓፍር መሽታኽ መልመጺ
@@Natnaelgebrhiwet kemey gerom serihom yeqrbwo alewu ayrdakan au antekone metebabakayom aykonen asthaml weyal
ሰላም ክትመውት ኣይነበራን ንምንታይ ዕላማ ተሰሪሓ እዚ ኩሉ ሰዓት ወዲኡስ ፍረ ዘይብሉ ዕንክሊል ይብል ምስተፋትሑስ ማዕረ ክንድዚ ኣይከውንን ዩ እታ ጓል እውን ንዓይ ኣሚንካ ኣይትፋታሕ ኣፍቃሪ ኣለኒ ትብሎ ኔራ ንሱ ግን ብሰንክኺ ሂወተይ ፋሕፋሕ ኢሉ ኢሉዋ ብቻ ብዙሕ ጌጌታት ኔርዎ ኣብ ፈከራ የሕሊፈምዎ
@@mhretmhret270 ቡዙሕ ጌጋታት ኢዩ ዘለዋ ሓደ ሰላምን ካሌብን ክንደይ መካልፍን ሽግር ሓሊፎም ወሊዶም ፍረ ጻምኦም ክሪኡ ኢዩ ዝግባእ ዝትአገሰ ድኣ እንታይ ኢዩ ትርግሙ
ካልኣይ ክኣ ኔኣማን ዕሽነት ማረ ተጋኒኑ ኣብ ባይታ ከምዚ ዘሎ ኮይኑ ኣይስምዓንን ሳልሳይ ክኣ ጌግኡ ፈሊጡ ክእረም ኔርዎ ኩሉ ነብሳ ጌጋ ኢያ ከም ዝጀመረቶ ኣይኮነትን ዋላ ሓንቲ ክትምህር ኣይትክእልን ኢያ እንትርፎ ተስፋ ክተቁርጽ ሃያሲ ናፍሊም የለን ኢሎም ብትአዛቢ ይጻወቱ ኣለዉ
Selam ktmewt ayneberan
Xubup❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውውው
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መጨረሽኡ ኩሎም ሞይቶም
ሕርር በሉ ደጊምስ ኣይበክን
ኣብ ቃና ንብዓተይ ወዲአ እየ ያማች ሞይቱ ኢለ ክበኪ ይውዕል ነይረ😂
ክሪኣ ደልየስ ክትርደኣኒ ኣይከኣለትን ኣየነይቲ ኢያ 1ይ ክፋል ኣብዛ ቻነል ሙሉእ ፊልም ኢልኩም 2 ግዜ ሸር ኢልኩማ ኣለኹም እዛ ሰርቢ ትብል ፊልም ኣጀማምርአን ድማ በበይኑ
በዚኣ ጀምር ruclips.net/video/vtcGAyyFxZI/видео.htmlsi=6HpSISBIZGzQvFRE
ፊልምታትኩም ይፎክሰና ኣሎ ትብሉ እባ ኣብዚኣ ጽቀጡ ከምዚ ከማይ ተሊኩም ?
ምን ማለት ነው ጠቅ 🤦🏾♀️ ኡእይ ሸዋ ሕማቅ ኣላ
ይፈኽሰና ኣሎ ጥራይ ዘይኮነስ ዋላሓንቲ ትምህርቲ ዘይብሉ ፍሊም ካብዚኣስ እንታይ ትማሃር ሕጂ ሞት ሞት ጥራሕ በቃ መሊኢዋ ኣነስ ካሌብን ሰላምስ ክንደይ ሽግርን መኻልፍ ሰጊሮም ፍረ ጻምኦም ክረኽብ ክዋቱ ኢየ ሓሲበ ተረኣኹስ በንጻሩ ዝትዓገሰ ድኣ እንታይ ኢዩ ጻምኡ ሕማቅ ትምህቲ ተስፋ ዘቁርጽ ሞራል ዘውድቅ ንሰብ ባዕ😮😮
ተሚተይይ 🎉🎉🎉
Gobezat tomass fuluy seb selam dma azya xbqti gal atum awedat kemey elkum treiwa thlwu ane ka ab gal zeleni adnaqot luaul you nselam fetyeya
ኣንታ ነዛ ፊልም ዝደረስካ ብጣዕሚ ኢኻ ከም ገለ ጽላኣት ነብሲ ኣለካ መስለኒ ብጥዕሚ ሕማቅ ንደቂ ሰብ ኣብ ዘይተደልየ ናይ ሂወት ጭካነን ተንኮልን ጥራሕ ምሂራ ትውዳእ ብሙሉኦም ከም ሕሱም ቀቲልካዮም
ሰነፍ እንተተባሃልካ ኣይውሕደካን እዩ ።