ምስተፈትሐ'ዩ ካብ ሃገር ወጺኡ josias denden
HTML-код
- Опубликовано: 10 фев 2025
- ምስተፈትሐ'ዩ ካብ ሃገር ወጺኡ josias denden
ን ዑቅባ ሓፍቱ ነዚ ዝድለ ዘሎ ክትረኽብዋ ምስ እትደልዩ ቁ.ቴለ ኣብዚ ተመልከቱ
0096551386576
VISIT AT JOSIAS DENDEN
linktr.ee/josi...
FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#okba#zeresenayeritrean
ን ዑቅባ ሓፍቱ ነዚ ዝድለ ዘሎ ክትረኽብዋ ምስ እትደልዩ ቁ.ቴለ ኣብዚ ተመልከቱ
0096551386576
Eway hawey amlak ms huluwat ygberka Uqba habtey xbuq yesmeana
ነዚ ሓውና ካብ ክፉእ የድሕኖ፡ መውጽኦ ይፍጠረሉ። ሓፍተይ ሓንቲ ርእይቶ ክህበኪ ብዙሓት ተበለጽቲ ክድውሉልኪ ይኽእሉ እዮም። ኣነ ኣብ ዘለዎ ይፈልጦ እየ ገንዘብ ስደዱ ክብሉኺ ስለ ዝኽእሉ ቅድሚ ዝኾነ ስጒምቲ ምውሳድኪ ንሓውኺ ብቪድዮ ክተዛራርብዮ ኣለኪ ኣይትገርሂ።
Subuk mekri
Xbuk hasab smart
Smart man
ኣምላኽ ምስ ህልዋት ይግበሮ ንእግዘኣቢሄር ዝሰኣኖ የለን
I have been with him in Ala for 2 years He is real Man of God in 2001 up to 2003 He has Great Crown
ካብቶም ኣብ ኤረትራ ብእምነቶም ተሓይሮም ዝነበሩ ኢዩ 2007 ኣብ ዓላ ክንደይ ግፍዒ ዘሕለፈ ኢዩ ኣምላኽ ምስ ህልዋት ይግበሮ
ምናልባት ኣብ ትግራይ ቤት ማእሰርቲ ክህሉ ይክእል እዩ ፡ ኣብኡ ነታ ጓል ረኪቡ ናብ ስድራይ ደዉሊ ኢልዋ ክኸዉን ይክእል እዩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ትግራይ እዩ ክድለ ዘለዎ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን መከርኡ ይወዳሉ
እዋይ ዘርእሰናይ 2006 ኣብ ዓላ ነይሩ ብጣዕሚ ጥዑም ሰብ ኣብ እምነቱ ጽኑዕ ክንደይ መከራ ዝሕለፈ ሰብ እዩ። ኣምላኽ ኣቦይ ኣብ ዘለዎ ጽላልካ ኣንብረሉ ።
Behaki Zerit akal seb eyu, Egziabiher ab zelewo selam yhabo. Ab ala 2009-2010 eye zfelto shuu tezeytegagye 6-7 amet geru neyru abti esrbiet.
Amen 🙏 ewe egzabihar yihalwo beruk seb eu niru
ጀሲ ሓውና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልካ ቁዱስ ኣምላኽና 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍
ኣብ ዘለዎ ድሓን ይሃሉ ውጹዕ ሰብ
ዘርሰናይ ናይ ኣምላኽ ሰብ ብ አምነቱ ጽኑዕ ተባዕ ን ኣምላኽ ዝፈሪህ ን ካብ 2001 ኣትሒዙ ኣብ እስርቤት መከራ ዝጸገበ ብሩኽ ሓው አዩ። ኣብ ምሉእ ኤሪትራ ዘሎ ኣስርቤት እንዳቀያየሩ ን ሊዕሊ 16 ዓመታት ተአሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ እዩ ኣብ መወዳእታ ናብ ትግራይ ሰጊሩ። ሓለዋ ኣምላኽ ምስ ዘሪሰናይ ይኹን።
ኣታ ዮስያስ እንታይ ኢና ክንገብረካ ጽቡቅ ገርካ ስማዕ:: ደጋግማ ትብለካ ኣላ እዚኦም ኣሕዋት ናብ ስደት እዮም ከይዶም ወተሃደራት ኣይነበሩ ኣብ ውግእ ኣይተሳተፉ ካብዚ ናይዛ ሓፍትና መብርሂ:: ሓፍትና ከኣ ሓውኪ ንምርካብ ኣምላኽ ይሓግዝኺ ::
ዘርእሰናይ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣብ ዘለኻዮ ድሓን ክትህሉ ተስፋ ይገብር። 😢😢
ሓፍትና ዑቅባ ፍረ ድካምኪ ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ኣጆኪ ን ሓውና ድማ ብዙሓት ካብ ጸገም ወጺኦም ራህዋ ዝረከቡ ንዖም የማስለልኪ ብወገነይ ግና እዚ ሓውና ካብ ዜሮ ተበጊሶም ደሃዩ ኣይህቡን ዝብል እምነት ኣለኒ ፡ኣብ ኹናት ዘጋጥም ድማ ብዙሕ እዩ ሕወሓት ሒዞሞ ሓደ ነገር ተዝገብርዎ ሕጂ ደሃዩ በጨቅ ኣይምበለን ኔሩ ፡ባይ ወገን ግና ኣትኪልኪ ተስፋ ብዘይምቁራጽ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ትግራይ ብዝተፈላለየ መንገዲ ሓበሬታ ንምርካብ ጸዓሪ ፡ብፍላይ ካብተን ቤት ማእሰርቲ ዝወጹ እሱራት፡ ካልእ ሜላን ፡ኣምላክ ሓሳብ ልብኪ የብጽሓልኪ፡ኣምላክ ንሓውኪ መከርኡ ከርተቱን ይርኣየሉ ፡ንመን ኢልዎ ኣጆኪ
ዘርሰናይ ኣብ ዓላ 2006 ተኣሲሩ ዝነበረ ሰብ ይፈልጦ'ዩ ዘርሰናይ ቤንጠ ተባሂሉ 16 ዓመት ዝተኣስረ ሰብ'ዩ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዘትሰናይ ሓወይ
ዋይ ዘኪረዮ ጎይታ ጠባይ መዳቕስተይ ነይሩ ምስ ህልዋት ይግበሮ
Amilak mewaxi yifterelu 🙏
ብሰላም ክህልው ይምነ ሓፈተይ
ኣምላኽ ምስኡ ይኹን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
God will take care of him, Don't worry about him. Take good care of yourself because you are also in foreign land. Give him to God
ብሓቂ ንስኻ ብሩኽ ኢኻ ሓውና ድማ ብሽም የሱስ ይረኸብ
Okuba haftey azgabieher amlak mseu ykun
Ajoki blessed amlak alo,, 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Enda telecommunication Eritel list nay dewel gerom eta kutseri krekbwa ykielu eyom Denden hawey
ካብ ትግራይ ንዘተደወለ ክነግሩኻ አሞ ብሃይማኖት ተኣሲሩ ዘነበረ ከባድ አያ አዝኣስ ወይ ሓላፊ ተልዩዎም ዘመድ
@@asmeraroyalcafe Ezias kab zbi do axmi ya amlak trah mewaxo yfterelu
Josi haweyyy zemenka ybarek
Amlak ms hlwat ygberelki habtey mearey emamlak thalwelki ms weda
Ab ala bzuh shgr zrekbe ayu azyu tebay zelwo seb ayu amlak yakleka shgr ybelo
ደሃይ ግበሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቐለ ዝተኣሰሩ ኣለዉ ኣብ ግዜ ኩናት ኢዶም ዝሃቡ ግን ሕወሓት ምስ ሻዕብያ ርክብ ኣለኩም ኢሎም ክሳብ ሕጂ ኣብ መቐለ ኢሱርቤት ዘለዉ ሰባት ኣለዉ እንድሕሪ ተኻኢሉ ግን ኣብ መቐለ ኡስርቤት ሕተቱ
He must be under control of higdef ! I think That lady made a call intentionally to mislead his family .
Amlak Yhagzena Yehwatey Sher Wun Abay Hagez Eya Neana Yemesgnekum
Bsenki imnetu 16 ametat ,😢😢😢 atum hzbi lbi gberu 😢😢😢😢
ሓፍትና እቲ መከራ ህዝብና ሃገራዊ ኣገልግሎት ከም ግድንኢልኪ ክትቅበሊ የሕዝን ብዝኾነ ሓውኺ ብዘይ ፍትሒ ብእምነቱ ክእሰር ከምኡ`ውን ካብ ባርነት ሃገራዊ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝገብሮ ግፍዒ ብትብዓት ክትዛረቢ ይግባእ።
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Kab tgray genzeb delyom hsyom hawki msana alo keybluki b vedio areyuni belyom .any way ms hlwat ygbero
Amlak yeuziayo.
Amlak msaka ykun hawey ajoki haftey fetari ms hawuki yrakbki
ኣብ ትግራይ እንድሕር ኮይኑስ ይሃልው እዩ እግዚአብሔር ፅቡቅ የስምዕኩም👏
Kem zmesleni msti hawu wetehader krakeb sle zrekebwo sleya elom hizemo ykonu ybl ane
ኣታ ዝደወለት ውን teterekiba ጹቡቅ
ብመጀመርያ ንሓውና ካብ ኹፉእ የሓልዎ።እታ ንኣቦኺ ዝደወለትሉ ጋል ቁጽሪ ተሎፎና ኣብታ ናይ ኣቦኪ ቆፎ ትተርፍ እያ።ስለዚስ ብታቁጽሪ ጌርኹም ዘይትድውሉ።
Amlak xlalu yenbrelka hawey
Zeriet hawey egzabihar yihalweka😢
Anes donqoro hzbi hizka seb ktrekb tgray tgray tgray tgray all is in tgray nezi seb ane feliteyo aleku tekone gn tgray tbhal hager ayfeltn eye sorry josi hawey gn kbret yhabka anta busul ❤👈
Hello josi hawena tx more eta tel .zedwelet nab family yerayewa kali ab prison nay tigray tehababari nay shaibya elom keiserwo yekilu eyom ab kulu hetetu Amlak yehagezkum
Okba haftey ajoki goita senay eyu krkeb eyu.
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Eta ztedewelet telephone ab chek gerkum beti elet nay shu rkebwa dewulla
Ajoki eukba haftey egzabihir amlak nmen eilwo krkeb eyu
ግን ምስተደወሎ ነቦና እታ ቁጽሪ ወይ እታ number ኣብ telephone ክትጸንሕ ትክእል እንድያ ሽዑ ግን እታ ቁጽሪ ዘይትምዝግብዎ ኔርኩም.? ብዝኮነ ሓዉና ኣብዘለዎ ጎይታ ክሕልዎ ይልምኖ ኣጆኺ ሓፍተይ ድንግል ኣላ ጎኒ ዉጻዓት ክርከብ ኢዩ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ane zegeremeni wetahader kemey rekibewo Telefon ke nerewom diyu bezekone fetari yihagezeki
Sorry Ajoki blessed amlaki alo🙏🙏🙏🙏🙏
Ezi hji hgdef do tkewn,hawey bhiwet kthlu tesfa ygebr
eta zedeweletlu kuxiri telefona ab telefon yxenuh endiu abnay aboki mobile kab ethiopia numbee entelo dleywo
❤❤❤❤❤❤
ሓሰውቲ አብ እዋን ውጉእ ከመይ ኢሎም ናብትን ናብትን ይብሉ ሰለልቲ ሓው ክቀትል ክደፍር አትዩ ምስኡ ተፀሚሩ። አብ ሕወሓት ኢድ ታአትዩ ሓንቲ አይኾንን
Selam hawey kemey tekawen naye okba telefon weya adersha enta alka sedadaly sorry yekala enta kaunu
ኣምላክ የሃግዝ እንበር ጽቡቅ ኣይረከበን ግን ካብ 0 ክትድውለሎም ኣይትክእልን ኣብ ትግራይ ተኣሲሩ ክህሉ ይክእል ኢዩ ኣብ ትግራይ ምድላይ ዝደሊዎ ተጋሩ ኢዮም ክረክብዎ ዝክእሉ ዋላ ቁሩ ገንዘብ ከፊልኩም
እታ ንኤርትራ ዝደወለት ጓል ነዚ ቻነል ሰሚዓ ዳግማይ ሓበሬታ ንኽትህብ ተስፋ ንገብር ።
Amlak bselam ymleso
Shua eta ztedewelet number ktften nerwa
✋✋✋✋✋✋🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ዋይ ሓወይ 2013 ወርሒ 2 ኣብ ማይ ዕዳጋ ተኣሲሩ ኔሩ ካብ ዓላ ኣምጺኦሞ ኔሮም ይዝክሮ የ ኮይኑ ግን ብዙሓት ኤርትራውያን ተኣሲሮምሉ ዘለዉ ቦታ ኣብ ትግራይ ካብ ሽረ ብዙሕ ኣይትኸይድን ኢኻ( ዛና ) ትብሃል ዓዲ ኣለዉ ኣምላኽ ይፈልጥ ምሶኦም ክህሉ
Eway zersenay ata 2006 ab ala msay teasiru nieru eway hawey
በቲ ዝደወለትሉ ቁጽሪ ክትድውሉላ ፈትኑ
Amlak alo ajoki zhabtey
inka tray Higdef dagmay ayhaziwo imber ab Tigray intehalyu krikeb yu
HIJI NIGHERA BI RED CROSS,UNHCR,AMNESTY INTERNATIONAL BAILA DEWILA LITIREKB TIKIIL IYA
I hope he is okay find people in tigray special from weyani
Ati kedis abotatki higdef bela'eti seb ember kal'e ketali seb yelen gualza chenawit ayni
Can u please let them finish stop interrupte them they r telling the story listen then ask.n come on tezhziwo dea y would they come to u man v commen sense
Ajoki eyesus goyta eu ab leli senay
16, Aemet teaesiru, Entay Slezgebere teaesiru????????? Mknyat ,meeseriau.
ከይሰማዕኩም ዲኹም ትጽሕፉ ቅድም ጽን ኢልኩም ስምዑ ድሕሪኡ ትጽሕፉ ብምንታይ ምክንያት ን16 ዓመታት ዝኣክል ተኣሲሩ ኢሉ ሓቲትዋ ብናይ ሃይማኖት ጉዳይ ዩ ተኣሲሩ ኔሩ ኢላቶ።እዚኣ ከኣ ርድእቲ ያ ቤንጠ ምስ ተቀየረ ተኣሲሩ ክከውን ይክእል ዩ
Entay ketegez kea meseru falitka Duhul
ወትሃደር ኮይኑ ትግራይ ኣትዩ አሞ ኣስሮሞ ወይ ብሂወት ውን ዘየለ ክይከወን ድሃይ አንተ ኣጥፊኡ.......... ክንደይ ድሃይ ዘይብሉ ሰብ ኣብ ትግራይ ጠፊኡ ዘሎ.
No nueshitoy hawu eyu atiyu ember esu dae hadimu eyu atiyu kem sidetena hawey😢😢
ገለ ካ ዘይንፁር ሓበሬታ ሂብኪ ኣለኺ እንዲኺ ግን ክመሳሰል ስለ ዝኽእል እቲ ቀንዲ ናብ ምንስትሪ ምክልኻል ትግራይ መልእኽቲ ስደዱ.
ኣሃዱኡከ ማለት ዝነበሮ
ajoki amlak hyaw eyu
Ajoki amlak alo eway haway
ቅድሚ 9 ወርሒ እንተ ደኣ ደሃይ ርኪቦም ወያነ ኣሲራቶ አላ ማለት ኢዩ ።ተስፋ ንገብር ክፈትሕዎ ።
ወያነ ክትብል መርየት መሹይኩም
ቀቲሎሞ እዮም ሓው ክቀትል ኣትዩ ንሶም ክኣ ንዕኡ ይቀትልዎ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
Hmaq aytzareb qetilomo tbl entay kitrekb😢😢😢
Weyane do yaseru eyom ab adom meat ketelet serki keman aytekaxaxerewon
@@سلامة-ت9طya nskum nehwatkum zeygedefkum.nertrawi ktgedfo.wedi teref dron
Kabty xelmat zewxo amlak lomi ewn hyaw eu
Beta telephon deyti mileswa deyti diwilla neta seb
ኣታ ኣይትሓፍሩን ዲኹም ክዋጋእ እንድሕር ኣትዩ ድኣ ሞይቱ ይኸውን እምበር ደፋራት😅😅😅
መጀመሪያ ጽቡቅ ጌርካ ስማእ እዚ ወዲ ሰደት እዩ ናብ ትግራይ ከይዱ ወተሐደር ኮይኑ አይኮነን ። ቅድሚ ርኢቶ ምሃብካ ስማእ ዋላ ወተሐደር ኮይኑ ተተማሪኹ ከማን ስድርኡ ክሃቱ ይክእሉ እዮም ። በቲ አዘራርባኻ ግን ድንቁርናኻ ጎሊሁ ይረአ ደንንቆቆሮሮ ።
KIBIRTY HABTY ERITRAWYIAN YIGHIFIU ALEWU AB GHEZAY HAGHEROM YEHEZIN IYU.....AB ERITRA INTE TEASIRKA ITY ZEYSEREKA IYU ZEWTSAKA..NISU INTE GHESHU KISAB ZIMETSI KITITSIBE ALOKA.YEHEZIN
NI HAWIKI AB MEASKER TEMESGHIBU INTE KOYNU.....NISIKI NI UNHCR,RED CROSS.AMNESTY INTERNATIONAL INTE DEWILKI KIREKBIWO YIKIILU IYOM.....ERITRAWI AB TIGRAY INTE DEHAYU ZEYELE KOYNU..BI RED CROSS DEHAYOM KEM ZIRIKEB ANE IFELIT.
Neta gual zideweletlom adress wey numbet entezihizu nerom eko nabaka zemtsie ayneberan kulu gzie ab tihbo rieyto wey hito tinkik bel eka adalawi
Zegerm eyu besenki haymanot 16 amet ab sejin
My question is why Israel they allowed this they attacking people
ጆሲ እንዳኽንደይ ኔሩ አሀድኢ
Neyta dewalit kuxri telephone gerom kftnwo alewom
ሰላም ጆሲ ✋ ወተሃደር ኮይኑ ንትግራይ ዝኣተወ "ሞ ደሃይ ዘጥፈአ ክሳብ ሕጂ ኣይተነገሩ በላ ። ዘይፈለጠጥ ከይትኸውን።
እንበር ለዘበን ጎሓፍ እንድዩ ተደፊእዎም ተጋሩ😢
ክላ ስቕ በል ርእሲ መዲድ ሰሚዕካ ዘይትጽሕፍ እዚ ሰብ ቕድሚ ዂናት ምጅማሩዪ ንትግራይ ከይዱ ንእሽቶ ሓዉ ከኣ ምስኡ ሳልሳዮም ግን መንደላይ ሓላዉ ሃገርዪ ንዕኡ ክሪኡ ክኸዱዪ እቲ ኲናት ኣጋጢምዎም
@@aderashtv928 መዲድ እንታይ ማለት እዩ!? ሰሚዐዮ እየ ። ዝብል ዘለኩስ እቲ መንደላይ ኮይኑ ዝኣተወ በሊዕዋም ከይከውን እየ ኢለ። ምኽንያቱ ደዊልሉ ናብኡ እዩ ዝኸይድ ነይሩ ምስ ሓዉ ።
@@aderashtv928 መዲድ ማለት ኣዴታትና ዝጥሕናሉ ወይ ዝጻጽያሉ መጥሓን እቲ ናይ ላዕሊ ጽፍሕ ዝበለ መሳርሒ ምህዞ ናይ ኣዴታትና ኢዩ።
ኣምላክ ብህወት ሃልዩ በሰላም ትራከቡ ይበልኩም ብጣዕሚ ዘጫንቕ ጉዳይ ኢዩ ኢሞ ኣምላክ ሚሱኡ ይኩን ሰብ ሓይሊ ይብሉን።
ኣቱም ሰባት ሬሳታትኩም እንዶ ውሰዱልናን😅😅😅
Ati qomal tgraeayti 1,5 qetilki tzarabi aleki qomal tgraweyti
Sean lbka eka aytehazelkan eyu mskinay😢
ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ኢዩ ንኢትዮጵያ መይቱ ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ የሕዝን😢😢😢
ንጽባሕ ሕሰብ ብድዐ ቀቲሊ እዩ ።
@@ሙኩሕኤርትራዊ ናይ ብሓቂ ኢየ ድዛረብ ዘለኩ ብድዐ ኣይኮነን
እሱኮ ሲዴትኛ አዩ ሃው ግን ወታደር ነሩ ኣብ ትግራይ ዚኣተዉ ኪራከቡ ተቃጺሮም ትብለካላ እሱሞ 16 ዓሜት ብእምንቱ ተአሲሩ ቀጥታ ካብ ሃገር ወጺኡ ነስተውዕል ኩሉጊዜ እንተይ እዩ ዚባሃል ደሎ ሂጂ ኒስካ ተገዲስካኣልሾ
@@silassibhatu8113 እንታይ ዓይነት ትግርኛ ኢዩ እዚ ክርደኣኒ ኣይከኣለን ብሓቂ
በታ ዝደወለትሎም ናይ አትዮ ተለ ካብ ስድራኪ ሓቲትኪ ኣምጽኪ ደውሊ ናብ ትግራይ ።
እንሻኣላህ ዱኽዒ ኮይኑ ይኸውን ፍጉራት በላዕቲ ሰብ👹⛔👎
Tdf blxgena zbhal alo mslena wye zerbea
ናይዛ ሓፍቲ ተለፎን ብኸመይ ክንረኽባ ንኽእል?
Kithatela dika delika hawey ?
ኣብ ቀዳመይቲ ኮመንት ኣለካ
ኣይትሓፍርን ዲኺ ኸ ሓወይ ናብ ትግራይ ኣትዩ ትብሊ ይገርም ሓውኺ ህዝቢ የበሳብስ ንሶም ክኣ ንዕኡ ኣበሳቢሶሞ በቃ
Wedi rekesti mahexen etom resehat alet abotatka ketilomo ykonu
@@amanuelmengsteab5384 ጋሕ እወ ኢሉ
keadea shayte adeu ,beal neska adetatkum tagagesom kalewu mesom hawey teblu bdam adetatkum yehwatkum teseseu ekum ko
ጊስ ከዳሚ
Kkkkkk neb tigirey atiy
tegaru seytawunti alet ketilemo yikonu
16 amet ab tigray diyu teasiru?
ሽጣን ድኣ ሓው ኮዩ ህዝቢ ክቀትል ኣትዩ ን ዕኡ ኽኣ ቀቲሎሞ ይኸኑ ደም ብደም ይድቅስ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀdamka tefsas emo entay da abay tigray ketsarhu,do beka hebnakum medra asha