15:36 let me tell you the truth Dr. Debresion has a house in Barjima ( opposite to Cinema Africa) and the family of himself was there but I'm not sure about this artist. I like that family high class educated high discipline. The wife of his brother was from Somal. But no wonder and expected we are the same people.
ናይ ባባ ሓዱሽ ዩቱብ ቻናል youtube.com/@gunamedia-pn7gt?si=5m8xUlaamKydpcL6 ሰብ ንግበሮ 😅
እሺ
youtube.com/@ras_allx?si=CNvb1_nJOk5-fEKd
ነዓይ እውን እባ 😊
@@make_my_days ገይረ😊
Yfetweka niere endye unsubcribe eleka aleku
MAGI NEBSi HANIBAl BELEXOM BZABAKa ZTEZAREBO SMAYO AB BART 2 Ab mewedaAta alo
ማጊ ልፈቱ
ላይክ
ሰብስክራይብ ግበሩ❤❤❤❤
😍😍😍😍😍😍😘😘
ማዓርግ ጠፍናቕ 😂😂
@@لالل-ش1ث 🥵😡🤬
ዘመን ዓለምሰገድ ብናትካ ዓፍ ዝላዓል አይኮነን ከምናትካ ክእንድር አይነበረን ወፂኡ ተዃሽሁ ዝዓተወ ኢዩ ዘመን ምሩፁ ትግራዋይ እዩ ክንህግዞ ንክኢል ኢና
Naggy keep up the good work keep going edmen teenan yehabka fetari 💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💙🙏
ጅግና ዘመን ብናትካ ኣፍ ዝላዓል ኣይኮነን እንቤከ ትግራዋይ ድዩ
ገሪምኒ ክፍት ኣፍ
ማጊ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃካ😌
ቤሩት.ያሉ.እህት.ወንድሞቼየ.እግዚቡሄር.ይጠቡቃቹ
ማጊሸይ ዕልልል ኢልናኣ ኢናኣ እንካዓ ብሰላም መፃኻ❤❤❤❤
ማጊተይ አደይ ብሂወት ስለ ዘየላ ናዴኻ ድረፈላ 💟💟💟💟💟🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ማጊ ሓወይ እንኳዕ ዳሕና መፀእካ💝💝💝💝💝
Maggy kfetweka anes kemzi kemay keyraye 👍👍👍zegebr ale do 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hasewuty detse long live and Getachew long live tigray
ብድሕሪቱ ካሚራ ናዓሞይ ትመስል ኣላ😊😊😊😊😊😊
አዶ አይ ቲምኖይ❤❤❤❤❤❤❤❤
Mggywy kefetweka anes
Chanalka hdash eye ❤❤❤❤❤
ኣጆካ መመሊስካ ዕበ፡ንፉዕ ቲክቶከር❤🎉❤🎉❤🎉
Dyjryd ❤❤❤❤❤❤❤❤
Aye eretrawiyan baelna zegneti newihbi baelna zegneti nikelie gali tegadeltiy eye endabeletisi tegaru tiblwa
Magi hawey medebatka kulu gziye zketatelo nfuo awuraja ykun hager aytfeln eka ❤❤❤❤❤❤ymelalka kexlo kemaka zbelu deleyti selam yebzhalna
ሰለም.
zemen king 💛❤️👑
Welcome Maggy!
Maggy habibi ❤❤❤
ኤረ ስቅበል ማጊ ደብረጽየን አብጦርነት እዩ ዝፍለጥ ትብል ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ክንደይዓመት ምንስተር ዝነበረ አይኮነን ተጋረም አይንፈልጦን ትብል ኤርትራም ይፈልጥዎ
እግዚኣብሔር ጸሊኡ ተጋሩ ሻአብያ ክጹልኡ እግዚኣብሔር ጸሊኡ ኤርትራውያን ተጋሩ ክጸልኡ መርገም ወላዲ ተዘይቀተለ የእነኒ ዝባሐል እዩ.
ደብረጺየን አብ ኡኒቨሲቲ ናይ አስመራ ተማሀራይ ነይሩ,
ኣስመራ ትምህርቲ ኣሎ ዱዪ
ከመኡ እዮ እቶ እርትሪን ሓደ ኤርትራዊ ብዛዕባ ትግራይ ጹቡቅ ተተዛሪቡ ትግራዋይ እዮም ዝብልዎ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👍👍
ማጊ ፅቡቕ ኣቀራርባ ኢቲ gameተረዲኡካሎ ጎበዝ
ማግጊየ እረ ትፅቢት ናሞትኩ እየዋ መኣዝ መኣዝ እዩ ፕሮግራምካ ንፈልጥ❤❤❤
ኩልና ኢና ሓፍተይ ናተይ
❤❤❤
ብጣዕሚ መድኀኒት እዩ ንአዝማ ይጥቀም
ዘመን ኣለም ሰገድ ትፃረፍ፤ኣታ ዝንቀሳቅስ ገልዒ፤ኣፍ ሒላብ፤ኣፍካ መብልዒ ሓሳማ
❤❤❤❤❤❤❤❤ Detsii zendero ferdobetal hulum afun yemifetaw be Detsi nw yigrmal ene gin lelaw biker ergatawen wedeletalew
Magitey 🥰🥰
ስማዕማ እማ ኣፍቲ ባነር ስ ርደት ማለትእንታይ እዩ ሐደ ደክተር ደብረፅየን ዘይብል ከ❤
Good boy
ፍቅርርር❤❤❤❤❤
ሓዲሽ ለማናይ ሰሪካ ብላ ዘላለም ልመና ጸረ ኤርትራዊ ሰሪህካ ብላ
magway
tsebaye senay❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ሳብሰክራይብ ግበሩለይ.ተጋሩዋይ❤🎉
ኤርትራውያን ከ ?
ኣብ ኤርትራ ዘመድ ቤቲ ሃይላይ ተረኺባ ። ዘመድ ደብረፄን ተረኺባ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማጊ ጎሮሮ እንታይ ኮይካ❤❤❤❤❤❤
ኦይ መምህርስ መርዓ ጓሎም ኢዮም ቆጺሮም !!
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተጋሩ ደብረጼን ካብትህቡና ማጊ ኣስሊ ግዳ ዘይትህቡና😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Maggy tigrawey u aykonen eritrawi u zibil himam atiyu alo mesleni kitabet telewo eba hitetelna 😅😅😅😅
❤️❤️❤️🏵🏵🏵🏵🌸🌸🌸🌸
ዘመደ ደብረጽዮን እንተኮንት እንታይ ሸገር ኣለው ወየ ሓደ ህዝቢ እኮ እዩ ነይሩ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤😊🎉🎉
ተቅርብዎ ፍለጡ ደብረፅየን ኣብ ኤረትራ ቤተሰብ ሃለዎ ኣይሃለዎ እታይ ይጠቅም ???
ብዘይ የገድስ በተሰብ ኢዮም ኣነ ቅድሚ 30 ዓመት ❤❤❤❤❤ ይፈልጥ
ማጊ ሓወይ ታይ ኮይንካ ምቅፃል ሓድጋዮ ክርብት ድካ ወዲእካ ንሰደልካ ዶ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂
አይዃንዶ ፣ዘመድ ደብሪፅ አብ ኤርትራ፣ወዲ አዳም አብ ዝነበረ ይንበር፣ገበን አይኳነ ን፣ዘመድ ደብሪፅ፣አብ ኤርትራ ምህላዎ ንደብሪፅ ሐጥያተኛ አይገብሮን፣ዘመድ ደብሪፅ ትርጉም ራዋይ ምዃን ዕድል አዩ፣ኢሳያሰ ትግራዋይ አዩ፣መራሒ ኢርትራ፣ዕላምኡን፣ፐላኑን ኤርትራን ራዊ ከዃን ገይርዎ፣ትግራይና ይ፣ኤርትራ፣አምታይ፣ትኹን በለፀ።
ነዞም ኤርትራዊ ? ወይ ዘይ ኤርትራዊ ?
እንዳበልኩም ትጭነቑ፡ ሰብ ብዝህቦ
ርእይቶ መንነቱ ክሕደግ ወይ ክዕቐብ
ኣይከኣልንዩ መንነት ዝኾነ ሰብ ፈትዩ ዝህበካ ወይ ጸሊ ኡ ዘሕድገካ ከምዘይኮነ ፍለጡ ።
ካብዓሌትን ትምክሕትን ወጺእኩም ግዜኹም
ኣብቁምነገር ክተውዕልዎ ይምረጽ።
ዘሕድገካ የለን'ሞ
አቦአ ወይ አዲአ ኢልካ ትዛረብ ጨምላቅ እንዳ ደብሬፄን አበይ ትፈልጦ ብሸሙ ታቦት ሰርሑሉ አቱም መሰከፍቲ ፍጥረት ርእሲ ዋሕዳ እዮም
welcome magi habibi❤
ስቁ በሉ😂
ደቂ ሎሚ ኣይርድኣኩምን እምበር ዘይ ኩላ ተሓዋዊሳ ያ ነራ
ደብረጼን ሓዳሩ ዘለዎ እንዳ ሄለን እንታይ ኮይኖም ብእንዳ ሓወብኦም ዝጽውዑ። መስደመም እዩ።
ኣነ ኣለን መረዘን ታሕመን ተሎስ 😂😂ዋያ እት ውሽጥ ገዛ እወን ገደል የመስለን ማርያምን 😢😢😂
😊😊😊😊😊😊
She is bring attention to herself!!!!😊
ባባ ሓዱሽ ሰብ ረኪብካስ ከዚ ተጋጊካ ምስ አዋልድ ናተፃረፍ ዝውዕሉ ስብአይ ቆልዓ
ማጊባ ይቱቨር ንይቱቨር ትፋተዩ ዶ😳😅
Maggy chehemi zegzae alo
Tai alewo emo zemed Dr Debrestion tekonet.
ኩሉ ይሕሱ እዩ እም ከምዚ ንደብረጽዮን ሓፍቱ እያ ኢሉ ዝሓሰወ ወዲ ሓሳዊ ኣይሰማዕኹን
ኤርትራን ራዉያን፣አቦ ሕጎታትኹም ተጋሩ አዬም❤❤❤❤❤😂😂😂😂❤❤❤😂😂😂😂😂
anta men ilkum. Qurub Hferu.
ዘመን ኣለምሰገደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ መፀለል ስለዝኾነ ሰበይቱ መንጥሉዎ እዩ ዝመስል
Dedebe ete kola zebelo bezaba zemen tekekle eyou
ሓሳዊ ኩርኩር
መቀኛ ከሩቅ አይመጣም ትብል ምስላ አሚነላ ካብጂቡኡ ከምዝሕግዝ ዲያስቦራ ፋራ ደበለ ዘመን አክበርቱ የሐግዝዎ እታኖካ ገደሰካ ቦሎ
Ezi kolia
Zitiaye aymeslenin...
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉
P. Isayas has family in mohony raya. All people family from every where. This is not a big deal.
ደብረጭዮን እኮ ናይ ዓንሰባ ሽም እዩ እወ ዓንሰባ እዩ
ታድያ ምን ችግር አለው ኤርትራዊ እና ትግራዋይ ሲፈጠሩ አንድ ነበሩ በ…ጊዜ ፖለቲካ እንዲህ ተከፋፈልን እንጂ የሆነ ትውልድ ደሞ ቀድሞ ወደ አፈጣጠራቸው እንደሚመልስ አልጠራጠርም። እና እንዳ ደ/ፂዮን ገለ ገለ ትብል እንታይ ይጠበስ
አታ ደንጎላ በካዓ ሪእሲ ዓምሓም ዘመድ ደብረፂየን ትብል አለካ ጋሓፍ መራት ርእሱ።
ልመን እዩ ዝኹሉ ፀርፊ
😂❤🎉
ዋእ መንእሰይ ዶ ብዕስለ እዩ ዝሓስብ ተኣረም
ደብረጽዮን ኣብ ድምጺ ወያኔ ካብ ሜዳ ኤርትራ ምምሕልላፍ ክትጅምር ከላ ንፈልጦ
አምለሰት ኪዳነ
ማጊ ንምታይ እያ እዛ ኣጀንዳ ደብረፅዮን ኤርትራዊ እዩ ክብሉካ ዝደለዩ ሰባት እዮም ሊኢኮምልካ
15:36 let me tell you the truth Dr. Debresion has a house in Barjima ( opposite to Cinema Africa) and the family of himself was there but I'm not sure about this artist. I like that family high class educated high discipline. The wife of his brother was from Somal. But no wonder and expected we are the same people.
enkua abteihakum nebeal meskel teketatelti magge show
ማጂ ኤርትራዊ እየ አንተበለ እንታይ ጸገም ኣለዎ ኤርትራዊ ክኸውንየ እንተኢሉመሰሉ መሰሉ እዩ።
Ja, kedem debraxion zibhal ayfletin u neru ab Eritrea
Maggay show ata temuy lemane athasu mahaym dekoro
እወ ማጊየ ንስም ይሃቡ ንህና ንቅበል ባዶ ትተርፍ ህልገር 😂😂😂😂😂😂
ኣቱም ፉጡራት ካብ ኤረትራን ትግራይን ዘይተወለደ ካብ ክልቲአን ሓዲአን ኢዩ ዝብሃል ኮ ኣለና ኢዩ ። ወይ ባርያ ኢዩ ወይ ቡዳ ኢዩ ከኣ ቱሩጉሙ ።
ኢሰያስ ወዲ ተንቤን ዶ ኣይኮነን ግዲ እንታይ ይገርመና ዘመደድ ደብረጼን ኣብ ኤረትራ እንተሃለው ባሃላይ ኢየ ኣነ ።
ኢሳያሰ ዶ አይኒሄን ብአውሩኡ
ሓሶትዩ ፡ እስኪ ንእሳይያስ ቐረባ ኣዝማዱ ኣቕርብ ፡ሓወቦ፡ሓትኖ ፡ኣሞ፡ኣኮ ፡ወይ ደቆም ካብ ትግራይ ከተቕርብ ትኽእል ዶ ፡ወይሲ ኣዝማድ ዘየብሉ ሰብ ኣሎ እዩ ፡ርእስኹም ተታሊልኩም ሰብ ኣይተታልሉ ፡ እሳይያስ ኣፈወርቂ ጽሩይ ኤርትራዊ መቦቆሉ ሓማሴናይ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ጾሎት ዝባሃል ኣብ ኣስመራ እዩ ፡ኣዲኡ ጓል ዓዲ ዃላ እያ፡እዚ እዩ ቲ ሓቂ
ምሽ ዶ ትምኒት ኢዩ
ኩሎም አርትስቶም ይህብና አለው አየ ኤሪትሪን
ዘመድ ደብረፅዮን እንተኮነት እንተኮነት እንታይ ሸገረኩም በብዓዱ ዘመድ ዘየብሉ ሰብ የለን አንቱም ደደባት
Marg lebam wedi
ካብቶም ሓሰውቲ ተቀቢልካ አይተቅርብ ዘም ወራዳዳት
Zemen hawna gegna tigraway tegadalay esika eka hasad fara