Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቃል ህይወት ሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሳምሪ ሓፍተይ❤❤❤
SAMRI HABTEY LBONAKI MEMELISU YFELFL KEM WAHAYZ KEMZI GERKI NZTEFE ZELO HZBNA TENAQAQHI ZELEKI.OASBKI YHABKI EGZIABIHIER AMLAK ❤🙏🙏🙏👏👏👏
Kalehiwet yesmaelna Samir hafteyi deksbat kefuena amlak yikeryubelluna❤
Samriy hafty kalehiwet yesmealnaa brktey
ክብሪ ን አግዛብሄር ይኹን ሳምሪ ሓፍተይ ክኣ ፈጣሪ ይባርክኪ ❤
❤❤❤❤አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና፡፡
ጎበዝ ሳምር ሓብተይ 👌✌️❤
ስላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን ደህና መጣሽ ስላምሽ በክርስቶስ ይብዛልሽ ስላም ኢትዮጵያ ስላም ለህገርቹን እግዚአብሔር አምላክ ኢትዮጵያ ሀገራችንን ይጠብቅልን
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Etom Amen zblu ygedu.....ember nezom abo dea kndey zeyekfeom
Nfati samri haftna xbuk gelyxkyo
Kbrti hafti selam diki kemey keniki krekbeki si deliye nere tegediski eba rkebni
ቅድሚ ኩሉ ዝኾነ ይኹን ምስማዕኩም ነቲ ቃል ሐቂ ሐቂ መን እዩ ሐቂ ክርስቶስ የሱስ እዩ እሞ ናብ ቃል ሐቂ ተመለሲ ሽም ናይ መን ይጽዋዕ አሎ ስም የሱስ ንምነታይ ትሸፋፍንዮ አለኺ ፣ካብ ዕለት ሐደ ክሳብ ዕለት 30 በብመዓሌቱ ሽም የሱስ ይጽዐበጃኺ እባ ሐሶት ይጽንሐልኪ ፣ልደታ ማርያም ኢሉ ምስ ጀመረ መርቆርዮስ ኢላ ወርሒ ትውዳእ ነቲ መዓልታት ዝፈጠረ ጎይታ እውን መዓልቲ ተፈልያትሉ ይምለኽ ማለት እዩ ፣ ከመይ ዝበለ ክእለት ዘረባ አለኪ በጃኺ አብ እንዳ ጠንቆልቲ እንዳ ደብተራ እንዳ ዛር መጉራዕቲ ገዛውቲ አብቲ ቤት ስእልን ምስልን እቶም ካብ ዕለት ሐደ ክሳብ ሰላሳ ዘለ ዝሰራዕኩሞዎም መላእኽት ቅዱሳት እንዳበልኩም ብሽምን ብስእልን ዝሰራዕኩምዎም ይርከቡ ፣ ንስኺ ነቲ ሐቀኛ አምላኽ ክትፈልጥዮ በጃኺ ንአቦይ ግርማ ቅድሚ ጠበቓ ምዃንኪ ንርእስኺ አድሕኒ ፍለጢ መጽሐፍ ቅዱስኪ ሰማንያ አሃዱኺ ከፊትኪ የሱስ ክርስቶስ ዝመሃሮ ትምህርቲ አጽንዒ ሃጺጽኪ ጠፊእኪ ዘለኺ ንስኺ ኢኺ እሞ ተመለሲ ነቲ መንገዲ ዝኾነ ክርስቶስ ፍለጥዮ ነቲ ሐቂ ፍለጥዮ ነቲ አብ መስቀል ቀራንዮ ናትኪ ሞት ዝሞተልኪ ናይ ዘለአለም ህይወት ዝሃበኪ ክርስቶስ ስዓቢ Luke 10 ትግ - ሉቃስ41: የሱስ ድማ መለሰላ፥ ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትጕህይን አሎኺ።42: እቲ ዜድሊ ግና ሓደ ጥራይ እዩ። ማርያምሲ ኻብኣ ዘይውሰድ ጽቡቕ ግደ ሐርያ ኣላ።እሞ ካልእ ኩሉ ሐዲግኪ ንየሱስ ስምዒJohn 3 ትግ - ዮሃንስ31: እቲ ኻብ ላዕሊ ዚመጽእ ዘሎ፡ ንሱ ልዕሊ ዅሉ እዩ። ካብ ምድሪ ዝዀነ ምድራዊ እዩ፡ ናይ ምድሪውን ይዛረብ። እቲ ኻብ ሰማይ ዚመጽእ ዘሎ ግና፡ ንሱ ልዕሊ ዅሉ እዩ። ኩሉ እዩ ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ ንሱ ዝብለኩም ስምዑ ዝተባህለና እሞ ንሱ ዝበሎ ጥራይዶ ንሰምዕ አለና ፣Deuteronomy 18 ትግ - ዘዳግም15: እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኻብ ማእከልካ፡ ካብ ኣሕዋትካ፡ ከማይ ዝበለ ነብዪ ኼተንስኣልካ እዩ፡ ንእኡ ስምዕዎ።Matthew 17 ትግ - ማቴዎስ5: ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ብሩህ ደበና ኣጐልበቦም። እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ደበና፡ ዝፈትዎ ወደይ፡ ብእኡ ዝሰመርኩ እዚ እዩ፡ ንእኡ ስምዕዎ፡ ዚብል ድምጺ መጸ።Deuteronomy 18 ትግ - ዘዳግም18: ከማኻ ዝበለ ነብዪ ኻብ ማእከል ኣሕዋቶም ከተንስኣሎም እየ፡ ቃለይ ከኣ ኣብ ኣፉ ኸንብር እየ፡ ንሱ ድማ ዝአዘዝክዎ ዅሉ ኺነግሮም እዩ።19: ይኸውን ከኣ፡ ነቲ ብስመይ ዚዛረቦ ዘረባይ ዘይሰምዕ ሰብ፡ ኣነ ኻብኡ ኽደልዮ እየ።እቶም ናይ ደብተራን ደገምትን ጠንቆልትን ትሰምዑ ዘለኹም ከአ አመንቲ ክርስቶስ አመንቲ የሱስ ዝኾኑ ይጽልዩልኩም አለው ፣ ከምዚ ትርእዮ ዘለኺ እውን መዓልታዊ ካብቲ ናታትኩምእምነት ናብ እምነት ሐቂ ይመጹ አለዉ ደስ ዘብል የሱስ ክርስቶስ ስሙ ይኽበር ንስኺ እውን እዛ ናይ ምሕረት ዘመን ከይተወድኤት ናብ የሱስ ተጸግዒ ግይታ ይርዳእኩምJohn 3 ትግ - ዮሃንስ14-15: ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ።16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።17: ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።18: ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።John 3 ትግ - ዮሃንስ19: እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ።John 1 ትግ - ዮሃንስ1: ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ።2: እዚ ብመጀመርታ ኣብ ኣምላኽ ነበረ።3: ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን።4: ህይወት ኣብኡ ነበረት፡ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት።5: ብርሃንውን ኣብ ጸልማት የብርህ፡ ጸልማት ግና ኣይሓዞን።John 14 ትግ - ዮሃንስ6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።2 Corinthians 6 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ2: ብቕብልቲ ጊዜ ሰማዕኩኻ፡ ብመዓልቲ ምድሓን ከኣ ረዳእኩኻ፡ይብል እዩ እሞ፡ እንሆ፡ እታ ቕብልቲ ጊዜ ሕጂ እያ፡ እንሆ፡ እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ።ጌታ የሱስ ይርዳእኩም ኩሉኹም ካብ አእምሮኹም ናይ ጸልማት ሐሳብ ይቀንጠጠልኩም ጎይታየሱስ ካብ ዕለት 1 ካሳብ 30 በይኑ ይኽበር ካብ መስከረም 1 ጀሚሩ ን 365 መዓልታት በይኑ ይግዛእ ይመለኽ ዓመት ብምልእታ አሜን 🙏🙏🙏
Nbska fetsh mefetsmi tnbit key tkewen
ኣይትሓዝለይ እምበር ዝሓፍተይ ደብተራ ጠንቆልቲ ስሕተት ዝምህሩ ዝንበዩ ክንደይ ጉድ ዘሎ ድኣ ኣብ ንኦርቶዶክስ እንዲዮም ዘለው ።
Kemu aykonenn atom kab orthodox zwexu menafqann bzemenawi. tenkolti teqeyrom kthftm eika kemzi ktkewun eika yblu so orthodox ako ntenkolti aytdgfn ya
Haftey klte emnet yelen 1 Amlak 1 tmqet 1 emnet eyu ezi ni martin loter haymanut abey kebtsaki eyu nbskin sdraken mels yilki fetshi menget sitki aleki temelesi
ቃል ህይወት ሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሳምሪ ሓፍተይ❤❤❤
SAMRI HABTEY LBONAKI MEMELISU YFELFL KEM WAHAYZ KEMZI GERKI NZTEFE ZELO HZBNA TENAQAQHI ZELEKI.
OASBKI YHABKI EGZIABIHIER AMLAK ❤🙏🙏🙏👏👏👏
Kalehiwet yesmaelna Samir hafteyi deksbat kefuena amlak yikeryubelluna❤
Samriy hafty kalehiwet yesmealnaa brktey
ክብሪ ን አግዛብሄር ይኹን ሳምሪ ሓፍተይ ክኣ ፈጣሪ ይባርክኪ ❤
❤❤❤❤አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና፡፡
ጎበዝ ሳምር ሓብተይ 👌✌️❤
ስላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን ደህና መጣሽ ስላምሽ በክርስቶስ ይብዛልሽ ስላም ኢትዮጵያ ስላም ለህገርቹን እግዚአብሔር አምላክ ኢትዮጵያ ሀገራችንን ይጠብቅልን
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Etom Amen zblu ygedu.....ember nezom abo dea kndey zeyekfeom
Nfati samri haftna xbuk gelyxkyo
Kbrti hafti selam diki kemey keniki krekbeki si deliye nere tegediski eba rkebni
ቅድሚ ኩሉ ዝኾነ ይኹን ምስማዕኩም ነቲ ቃል ሐቂ ሐቂ መን እዩ ሐቂ ክርስቶስ የሱስ እዩ እሞ ናብ ቃል ሐቂ ተመለሲ ሽም ናይ መን ይጽዋዕ አሎ ስም የሱስ ንምነታይ ትሸፋፍንዮ አለኺ ፣ካብ ዕለት ሐደ ክሳብ ዕለት 30 በብመዓሌቱ ሽም የሱስ ይጽዐ
በጃኺ እባ ሐሶት ይጽንሐልኪ ፣ልደታ ማርያም ኢሉ ምስ ጀመረ መርቆርዮስ ኢላ ወርሒ ትውዳእ ነቲ መዓልታት ዝፈጠረ ጎይታ እውን መዓልቲ ተፈልያትሉ ይምለኽ ማለት እዩ ፣ ከመይ ዝበለ ክእለት ዘረባ አለኪ በጃኺ አብ እንዳ ጠንቆልቲ እንዳ ደብተራ እንዳ ዛር መጉራዕቲ ገዛውቲ አብቲ ቤት ስእልን ምስልን እቶም ካብ ዕለት ሐደ ክሳብ ሰላሳ ዘለ ዝሰራዕኩሞዎም መላእኽት ቅዱሳት እንዳበልኩም ብሽምን ብስእልን ዝሰራዕኩምዎም ይርከቡ ፣ ንስኺ ነቲ ሐቀኛ አምላኽ ክትፈልጥዮ በጃኺ ንአቦይ ግርማ ቅድሚ ጠበቓ ምዃንኪ ንርእስኺ አድሕኒ ፍለጢ መጽሐፍ ቅዱስኪ ሰማንያ አሃዱኺ ከፊትኪ የሱስ ክርስቶስ ዝመሃሮ ትምህርቲ አጽንዒ ሃጺጽኪ ጠፊእኪ ዘለኺ ንስኺ ኢኺ እሞ ተመለሲ ነቲ መንገዲ ዝኾነ ክርስቶስ ፍለጥዮ ነቲ ሐቂ ፍለጥዮ ነቲ አብ መስቀል ቀራንዮ ናትኪ ሞት ዝሞተልኪ ናይ ዘለአለም ህይወት ዝሃበኪ ክርስቶስ ስዓቢ
Luke 10 ትግ - ሉቃስ
41: የሱስ ድማ መለሰላ፥ ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትጕህይን አሎኺ።
42: እቲ ዜድሊ ግና ሓደ ጥራይ እዩ። ማርያምሲ ኻብኣ ዘይውሰድ ጽቡቕ ግደ ሐርያ ኣላ።
እሞ ካልእ ኩሉ ሐዲግኪ ንየሱስ ስምዒ
John 3 ትግ - ዮሃንስ
31: እቲ ኻብ ላዕሊ ዚመጽእ ዘሎ፡ ንሱ ልዕሊ ዅሉ እዩ። ካብ ምድሪ ዝዀነ ምድራዊ እዩ፡ ናይ ምድሪውን ይዛረብ።
እቲ ኻብ ሰማይ ዚመጽእ ዘሎ ግና፡ ንሱ ልዕሊ ዅሉ እዩ። ኩሉ እዩ ከምኡ ስለዝኾነ ድማ እዩ ንሱ ዝብለኩም ስምዑ ዝተባህለና እሞ ንሱ ዝበሎ ጥራይዶ ንሰምዕ አለና ፣
Deuteronomy 18 ትግ - ዘዳግም
15: እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኻብ ማእከልካ፡ ካብ ኣሕዋትካ፡ ከማይ ዝበለ ነብዪ ኼተንስኣልካ እዩ፡ ንእኡ ስምዕዎ።
Matthew 17 ትግ - ማቴዎስ
5: ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ብሩህ ደበና ኣጐልበቦም። እንሆ ኸኣ፡ ካብቲ ደበና፡ ዝፈትዎ ወደይ፡ ብእኡ ዝሰመርኩ እዚ እዩ፡ ንእኡ ስምዕዎ፡ ዚብል ድምጺ መጸ።
Deuteronomy 18 ትግ - ዘዳግም
18: ከማኻ ዝበለ ነብዪ ኻብ ማእከል ኣሕዋቶም ከተንስኣሎም እየ፡ ቃለይ ከኣ ኣብ ኣፉ ኸንብር እየ፡ ንሱ ድማ ዝአዘዝክዎ ዅሉ ኺነግሮም እዩ።
19: ይኸውን ከኣ፡ ነቲ ብስመይ ዚዛረቦ ዘረባይ ዘይሰምዕ ሰብ፡ ኣነ ኻብኡ ኽደልዮ እየ።
እቶም ናይ ደብተራን ደገምትን ጠንቆልትን ትሰምዑ ዘለኹም ከአ አመንቲ ክርስቶስ አመንቲ የሱስ ዝኾኑ ይጽልዩልኩም አለው ፣ ከምዚ ትርእዮ ዘለኺ እውን መዓልታዊ ካብቲ ናታትኩምእምነት ናብ እምነት ሐቂ ይመጹ አለዉ ደስ ዘብል የሱስ ክርስቶስ ስሙ ይኽበር ንስኺ እውን እዛ ናይ ምሕረት ዘመን ከይተወድኤት ናብ የሱስ ተጸግዒ ግይታ ይርዳእኩም
John 3 ትግ - ዮሃንስ
14-15: ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ።
16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
17: ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
18: ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
John 3 ትግ - ዮሃንስ
19: እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ።
John 1 ትግ - ዮሃንስ
1: ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ።
2: እዚ ብመጀመርታ ኣብ ኣምላኽ ነበረ።
3: ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን።
4: ህይወት ኣብኡ ነበረት፡ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት።
5: ብርሃንውን ኣብ ጸልማት የብርህ፡ ጸልማት ግና ኣይሓዞን።
John 14 ትግ - ዮሃንስ
6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ
12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
2 Corinthians 6 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ
2: ብቕብልቲ ጊዜ ሰማዕኩኻ፡ ብመዓልቲ ምድሓን ከኣ ረዳእኩኻ፡
ይብል እዩ እሞ፡ እንሆ፡ እታ ቕብልቲ ጊዜ ሕጂ እያ፡ እንሆ፡ እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ።
ጌታ የሱስ ይርዳእኩም ኩሉኹም ካብ አእምሮኹም ናይ ጸልማት ሐሳብ ይቀንጠጠልኩም ጎይታየሱስ ካብ ዕለት 1 ካሳብ 30 በይኑ ይኽበር ካብ መስከረም 1 ጀሚሩ ን 365 መዓልታት በይኑ ይግዛእ ይመለኽ ዓመት ብምልእታ አሜን 🙏🙏🙏
Nbska fetsh mefetsmi tnbit key tkewen
ኣይትሓዝለይ እምበር ዝሓፍተይ ደብተራ ጠንቆልቲ ስሕተት ዝምህሩ ዝንበዩ ክንደይ ጉድ ዘሎ ድኣ ኣብ ንኦርቶዶክስ እንዲዮም ዘለው ።
Kemu aykonenn atom kab orthodox zwexu menafqann bzemenawi. tenkolti teqeyrom kthftm eika kemzi ktkewun eika yblu so orthodox ako ntenkolti aytdgfn ya
Haftey klte emnet yelen
1 Amlak 1 tmqet 1 emnet eyu ezi ni martin loter haymanut abey kebtsaki eyu nbskin sdraken mels yilki fetshi menget sitki aleki temelesi
ቃል ህይወት ሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሳምሪ ሓፍተይ❤❤❤